ተመሊሰ ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ New Tigrigna Orthodox Mezmur 2023

  Рет қаралды 1,103,977

ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ zemarit hewan G/Aneniya

ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ zemarit hewan G/Aneniya

10 ай бұрын

#ትግርኛ_መዝሙር #ተመሊሰ #ዘማሪት_ሔዋን_ገ/ኣነንያ

Пікірлер: 1 100
@cnxconnexion3859
@cnxconnexion3859 10 ай бұрын
ኣቱም የሕዋተይ ከምዝኤን ዝበላ ዘመርቲ የሕዋትና ናባርታታዓየን ላይ ሸር ንበለን ካብ ሙዝቃ ሼር ላይክ ንብል ናይ ስጋ ቀስቃሲ ናይ ሰይጣን ስራሕ ንነብሰና ምግቢ እኮ ንዚ እዩ መዝሙር በጃኹም ናባርታትዓ እግዚአብሔር ጥበቡ ያብዛሓልኪ ዘሓፍተይ ❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘👍👍👍👍
@aximtube6963
@aximtube6963 10 ай бұрын
እሺ በርቱዕልና ኣብ ጎንኹም ኣሎና
@musemamilove4519
@musemamilove4519 10 ай бұрын
እሺኒ ብሓቂ ❤❤😢
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 10 ай бұрын
Yekbreley ahwatey🙏
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 10 ай бұрын
💯
@Embaynesh
@Embaynesh 10 ай бұрын
፦ብሓቂ
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 10 ай бұрын
ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ እተዊ ክትብለኒ ገዲፍካ ንኩሉ ወላ ከምቲ ባርያ ኣባጊዕ ክሕሉ ካብታ ማምቁ ገዛይ ዝወጻኩ ኣነ ንፀላኢ ሰናይ ንሕማቅ ኣሚነ ሓሶት ከምዝኮነ እቲብርቅርቅታ ሎሚ እየ ፈሊጠ ዓይነይ ምስ ተከፈታ እቲ ዝሃብካኒ ፍርቂ ሃፍቲ ፀጋ ኣቅሪበዮ ኣነ ናብዋጋ ዕዳጋ ይሓስቦ ይነብዕ ንሕሉፍ ዘኪረ ፀጊበ ይሓድር ንስምካ ዘሚረ መልከዐይ የለን ከምቲ ትፈልጠኒ ኣሪገ ሸንጊለ ዕዳ በዚሑኒ መዕጡቀይ ፈቲሐ ጎቢጠ ብበደል መሓረኒ ኣቦይ ፍርድካ ክቅበል የብለይን እሞ ካሊአ መጸግዒ ፀገመይ በዚሑ ተእወኩ ሰማዒ ኣቦይ ፍቀደለይ ካብቲ ተረፍ ባሮት ከርሰይ ዓንግለኒ ዓድለኒ ሂወት ተመስገን ፀጉኡ የብዝሐልኪ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የንብርኪ ልቢ ዝምስጥ መዝሙር 😢
@brhantklay4127
@brhantklay4127 10 ай бұрын
👏👏👏👏👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@musemamilove4519
@musemamilove4519 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መብርሂታችን ❤🥺
@hgf6568
@hgf6568 10 ай бұрын
ዝምሬየ መላእክቲ የስምዕና
@temesgenamlakey250
@temesgenamlakey250 10 ай бұрын
Aseyyyy tsega bereketu yebzhalki
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 10 ай бұрын
ኣሕዋተይ የክብረለይ ንምብርትታዕኩም ሓፍትኩም ሔዋን ዝብል ዕለት 07/12/2015 ኣመሪቀ እየ እዛ መዝሙር ካብተን ኣልበም ሓደ እያ ኩሉ ኣልበም ድማ ጰጉሜ 1 ክለቆ እየ ምስ ፈጣሪ ፍቃድ ንትገብሩለይ ድጋፍን ሃሳብን ብድጋሜ የቀንየለን🙏
@tewahdochannl
@tewahdochannl 10 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ፈጣሪ❤❤❤
@user-kg7se4qf5c
@user-kg7se4qf5c 10 ай бұрын
ብፅሕፍ እባ ሸር በልልና ክብረተይ
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 10 ай бұрын
ቀፅልሉ ክብርቲ ሓፍትና ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኺ እግዚአብሄር ኣምላክ ናዘመርኺ የንብርኺ
@temesgenamlakey250
@temesgenamlakey250 10 ай бұрын
❤❤❤
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና❤❤❤❤❤❤
@enate-
@enate- 10 ай бұрын
በጃኩም ናብቲ ቲክ ቶክ ዝብሃል ስደድሎም ክመሃሩ ልብካ ዘረስርስ ዝማሪ ሓፍተይ ተባረኪ ዝማሬ መላእክት
@user-re9dv8wp3m
@user-re9dv8wp3m 23 күн бұрын
😥😥😥ብጣዕሚ ነብሰይ ስምዒት ዘእትይን መዝሙር እዩ ፈጣሪ ይመልአልክ 🙏🙏🙏
@simonabebe-sy8xq
@simonabebe-sy8xq 9 ай бұрын
😢😢😢ልቤን የነካኝ መዝሙር ሁልግዜ አነባለሁ ይህን መዝሙር ሰሰማው😢😢😢😢
@user-zd4jf5jr1y
@user-zd4jf5jr1y 6 ай бұрын
እወነት
@zebibwawwwzerzghi5809
@zebibwawwwzerzghi5809 5 ай бұрын
Enme endant 😢😢😢😢
@andatgere-8474
@andatgere-8474 3 ай бұрын
My too😢😢😢
@tenetgerechal5546
@tenetgerechal5546 3 ай бұрын
​@@andatgere-8474ተየተተተተቸተቸቴተተ።ቸቴቸተቸ።ቸተቸቴቸ።ቼቼቸቸተቸተቸቸቸ።የቼቸቸቸቼቸተ፥የየ።ተደዬቴቸቴቴቴተቸቴቴዬደ።።ደቼተተተተተተተተተተተተቸቸተተተቸተተተተተተ
@NsHs-eo3ht
@NsHs-eo3ht 2 ай бұрын
eny🥺🥺🥺
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስማዕልና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ 🙏🇪🇷😪
@mahletamanuel1736
@mahletamanuel1736 10 ай бұрын
መግለፂ ቃላት የብለይን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ❤❤❤ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 10 ай бұрын
Amen🙏
@elsatewelde7858
@elsatewelde7858 9 ай бұрын
ክንደ ኣቦይ እዝጊ ሂቡኪ ልሳነ ጥሁም ሓጢያትካ ክዝክር ከተስተንትን ንዓለም ፎ ክትብላ ዘኽእል መዝሙር ኡፍፍፍፍ ሓፍተይ ከመይ ተመረጽኪ ከመይ ኣብ ንዑስ ዕድሜኺ ነዛ ዓለም ፈለጥክያ መፈጸምታኺ የጸብቆ ጎይታይ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ❤❤👏👏
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r 10 ай бұрын
እንታይለ እሞ ክፅሕፍየ ቃላት የብለይን ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ😢 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ ጥበቡ ኣብዚሑ ይዓድልኪ ክብርተይ
@user-ey1mn3ol6l
@user-ey1mn3ol6l 9 ай бұрын
ልብ ዝነክእ ብሓቂ ፣😢😥 እወ ኽምለስየሞ እተዊ ብለን ኣምላከይ ,ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርተይ🌺ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሄር ኣምላክ አሜን
@pate840
@pate840 6 ай бұрын
ተባረኩ እንደዚህ ነው መዝሙር ምስጋና አስተማሪ ረጋ ያለ በርቱ የንስሐ ዘመን ያርግልን ፅናቱን ለትግራይ ህዝብ ይስጥልን ❤️🙏🏼
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ😍😍👏👏👏👏
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f 9 ай бұрын
ልቢካ ትትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና😢😢
@user-ne1kp2tc9f
@user-ne1kp2tc9f 6 ай бұрын
ሃምዝይ ልበለ መዝሙር እሞ ለለ ብቃንቃና ንዘስማዕክና ሓፍትና ዘማሪት ሄዋን ብጣዕሚ የመስግነኪ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቀፅልሉ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ወለለይ👏👏👏👏👏
@user-jr1jl6cw7q
@user-jr1jl6cw7q 10 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክቡርቲ ሓፍትና ብጣዕሚ እያ መስጣትኒ ተሰመዕኹ ተሰመዕኹ ምጽጋብ ስእነያ ደቅሰ ተንስአ እሳ ልበይ ሕዛቶ ዕዝር እላ አምላክ ይምለሰና 😢❤❤❤
@MK-rg1og
@MK-rg1og 10 ай бұрын
ቃለ ሂወት ❤❤❤ ንሂወት ይግበረልና ክብርቲ ሓፍትና ንአምላኽ ምስጋና ከተዳሉ ከምዚ ብዓቕት ኣበይ ይርከብ አዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር ደስ ዘብል ብሓቂ ደስ ኢሉና ደስ ይበልኪ ዝሓፍተይ። ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤❤👏👏👏👏
@barhanbarhan189
@barhanbarhan189 10 ай бұрын
አሰይ ሂዋነይ ጥዑምቲ ልሳና አነስ ክፈትወኪ ዝማሬ መላእክት የስመዐና አቤቱ የንብረና ❤❤❤
@samera7354
@samera7354 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት ቃል በረከት የስመዐልና ዝማሬ መልእክተ ያስምዕልን ❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሓብብርኒ😢👏👏🤗🤗
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z 10 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኺ እግዚኣብሔር ኣሜላኽ መግለፂ ዝሰኣንኹላ መዝሙር ኦ ኣምላኸይ ኣብ ስደት ዘለና ደቅኻ ብሰላም ናብዛ ቅድስቲ ሃገርና መሊስኻ ብንስሃ ተመሪሕና ክንነብር ፍቐደልና😢
@user-dp6gc7ft3t
@user-dp6gc7ft3t 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር🥺 ኣቦይ ኣቦይ መጽየ ተመሊሰ ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ🥹🥰 ጸጋ በዲበ ጸጋ የዓድልኺ ብርኽተይ❤
@user-ey3mm5ql8y
@user-ey3mm5ql8y 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣዕፅምቲ ዘረስርስ መዝሙር ጎይታ መድሓኒ ኣለም ዝማሬ ቁዱስ ዳዊት ከምዝተቀበለ ዝማሬኺ ይቀበለልና ንዓናው ዘስተውዕል ልቦና ሓጥኣት ሰርሐ ኣለኹም ክምለስ ዝብል ልቦና ይሃበና ብመገዱ ይምርሓና ጎይታ🤲🤲🤲❤
@user-sz7ro4rc1j
@user-sz7ro4rc1j 5 ай бұрын
ደስባሃሊ መዝሙር ዛሓፍተይ❤❤❤❤
@emebrhanchannel
@emebrhanchannel 10 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉 እንቃዕ ደሓን መጻኪ ዘማሪት ሄዋን ብርክቲ ሓፍተይ ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዝኣብሄር ዝማሬክን ምስጋናክን ይቀበል ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት እና ቅኔ ቅዱስ ያሬድ ማህሌታይ ይግበረልኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ብዙሕ ተባረኪ እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኪ ናብ እቲ ፈቃርን ሰላማውን ኣምላክና ብምልኣት ተመሉስና ኣብ መንግስቱ ኣብታ ውሕስቲ ቤቱን ቤት ቅዱስ ኣማኒኤል ኣምላክና የንብረና ፍቅርቲ ሓፍተይ🎉🎉🎉🎉🎉ት
@Dawit-negash
@Dawit-negash 10 ай бұрын
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን እህታችን እግዚአብሄር በቤቱም ያፅናሽ 🙏 መረዳት ትንሽ ቢከብደኝም ግን ..
@swsw5226
@swsw5226 10 ай бұрын
ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ😔🥺 ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ🥺 ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍትና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ብርትዕልና🙏💞💜✝️💞
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሐልኪ ምቅርተይ ብሓቂ አቦይ አቦይ መፂአ ተመሊሰ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ክንምለስ ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ክቡራት አሕዋተይ
@user-tb9cp6om5m
@user-tb9cp6om5m 10 ай бұрын
መግለፂ ሲኢነልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 😢😢😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ❤❤👏👏❤❤❤
@hiwethiwet8885
@hiwethiwet8885 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓ ፍትና ሂዋን ናይ ብሓቂ ልብካ ትትክፍ መዝሙር 😢ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤👏👏
@user-dy5vw5sl3e
@user-dy5vw5sl3e 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፅጉኡ የብዘሕልኪ ክብርቲ ሓፋትና አሜን አሜን አሜን❤😢ብሓቂ ሕልጥያትና ብዙሕ እየ ኣብ ድርፊ ክንደይ viewንሪኦ ኣብዚግን ስብ የለን ኣምላክ ኣቦይ🙏😭🙏
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 10 ай бұрын
ተባሪኺ ጓለይ፡ ምቅርቲ ፍጥረት!! ደስ ዝብል መዝሙር፡ ቀጽልዮ፡ ❤❤❤❤❤❤ እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኪ ባሪኹ፡ ጸጉኡ የብዝሓልኪ።
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርን ዝያድይ❤❤👏👏👏
@sltanmehari1720
@sltanmehari1720 10 ай бұрын
ዝማሬ ቅዱሳንን መላእኽትን የስምዐልና ብርክቲ ሓፍተይ አዚዩ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር😢 መድኃኔዓለም ፀጋኡን ጥበቡን አብዚሑ የፍስሰልኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤
@behiwotmenged-yh4ql
@behiwotmenged-yh4ql Ай бұрын
❤❤❤❤❤ ዘጋሽን ያብዛልሽ እህቴ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤❤❤
@user-cx8yj3md6z
@user-cx8yj3md6z 2 ай бұрын
ኣስይ ዕልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤ ብሑሉፉ በደለይ ለነብሰይ ወቂሰ ኣምላከ ዪቅረ በለለይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mami8042
@mami8042 10 ай бұрын
ቃላት የብለይን ክብርት ሓፍተይ😇😥🥺🥺 ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና 👏👏 ኣብዝሑ ይባርክኽ👏🥺 ኣቦይ ባዕልካ ሓግዘን ናበትካ መልሰን😭😥🥺
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🤗👏👏👏
@edenbisratbisrat6612
@edenbisratbisrat6612 6 ай бұрын
ፈጣሪ በረከቱ ይዓድለኪ ምድራዊ ህይወትኪ ዝተባረከ ሓጎስ ዝተመልኦ ዘልአለማዊ ይግበረልኪ 😊
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 6 ай бұрын
Amen🙏🙏🙏
@AwetuAwetuu-yh2yj
@AwetuAwetuu-yh2yj 9 ай бұрын
ዝሜሪ ምልክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፋትና ፀግኡ የብዘሐልኩ ከምዚአን ዝበላ አሕዋት ነተባብዕ
@user-kn1ch3ep1u
@user-kn1ch3ep1u 9 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ሄዋን ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ ልነስሀ የብቀዐና ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@shewitmedia
@shewitmedia 10 ай бұрын
#በስመ #አብ #ወወልድ #ወመንፈስ #ቅዱስ #አሐዱ #አምላኽ # አሜን 🌹መዝሙር🌹 #ብዘማሪት #ሔዋን #ገ/ኣነንያ ✝️ተመሊሰ✝️ ኣቦይ ኣቦይ መፅየ ተመሊሰ ብሕሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቒሰ እተዊ ክትብለኒ ገዲፍኻ ንኩሉ ዋላ ከምቲ ባርያ ኣባጊዕ ክሕሉ:: ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ ካብታ ማሙቅ ገዛ ዝወፃኩ ኣነ ንፀላኢ ሰናይ ንሕማቅ ኣሚነ ሓሶት ከም ዝኮነ ነቲ ብርቅርቅታ ሎሚ እየ ፈሊጠ ዓይነይ ምስተከፍታ:: ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ እቲ ዝሃብካኒ ፍርቂ ሃፍቲ ፀጋ ኣቅሪበዮ ኣነ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ይሓስቦ ይነብዕ ንሕሉፍ ዘኪረ ፀጊበ ይሓድር ንስምካ ዘሚረ:: ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ መልክዐይ የለን ከምቲ ትፈልጠኒ ኣሪገ ሸምጊለ ዕዳ በዚሑኒ መዕጡቀይ ፈቲሐ ጎቢጠ ብበደል መሓረኒ ኣቦይ ፍርድካ ክቅበል:: ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ የብለይን እሞ ካሊእ መፀግዒ ፀገመይ በዚሑ ተእወኩ ሰማዒ ኣቦይ ፍቀደለይ ካብቲ ተረፍ ባሮት ከርሰይ ዓንግለኒ ዓድለኒ ህይወት:: ❤❤❤❤ ❤✝️✝️✝️❤❤❤❤❤ ብሓቂ ንክብርቲ ሓፍትና #ዘማሪት #ሔዋን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍትና ጥዑም ዝማሬ ተባረኪ❤ላይክ ሼር እናገበርና ነተባበዓያ ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ💒❤️✝️❤️🌹 #ፍቃደኛታት #ዝኮንኩም #ኣብታ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም #ሳብስክራይብ #ሓግዙኑ #ክቡራት ኣሕዋተይ❤ 🌹ወስብሐት ለእግዚአብሔር
@Embaynesh
@Embaynesh 10 ай бұрын
@saaa-ht5vs
@saaa-ht5vs 5 ай бұрын
😢😢😢😢 እግዛብሄር ይባርኪ ዛሀፍተይ ዝማሬ መለኮት የስምእልና ምአረይ ንኩላትና ይቅረ በለልና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤
@user-xz1jh4en4v
@user-xz1jh4en4v 2 ай бұрын
ህዋነይ ሓፍተይ ኣሜን ዝማር መላኣክት የስማዓልና❤
@galtigiray8049
@galtigiray8049 10 ай бұрын
ዝማሬ መላአእኽት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ብሓቂ ልብካ እትተንክፍ መዝሙር ኣምላኽ ናብ ቤቱ የብቅዓና ሰደትና አሕፅሮ ጎይታይ 🤲 🙏🙏🙏😢
@user-zx7hd7qi9e
@user-zx7hd7qi9e 10 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጓልነይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኺ ይባርኽ ብጣዕሚ መሳጥት መዝሙር🙏❤️
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ❤❤👏👏
@yohannesnegussie9660
@yohannesnegussie9660 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ሔዋን ተመሊሰ ***** መልክዐይ የለን ከምቲ ትፈልጠኒ ኣሪገ ሸምጊለ ዕዳ በዚሑኒ መዕጡቀይ ፈተሐ ጎቢጠ ብበደል ምሓረኒ ኣቦይ ፍርድካ ክቅበል **
@warkenhsam1362
@warkenhsam1362 8 ай бұрын
ተመስገን ናትካ ልገበርካኒ አምላኸይ😢😢🙏🙏🙏🙏ዝማሪ መላእኽቲ የስመዐልና ሓፍትና አብ ገዝኡ የፅንዕኺ ልኻ ትትክፍ ብሓቂ 😥😥😍😍😍💒👏👏👏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስካራይብ ታሕብብራኒ😢😢👏👏
@user-sb5jm9yf5g
@user-sb5jm9yf5g 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምልእክት የሰመዕልና🙏🙏🙏😢😢😢😢
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ብሓቂ ልብካ እተተንክፍ መዝመር ኣምላኽ ናብ ቤቱ የብቅዓና ሰደትና አሕፅሮ ጎይታይ👏😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሓብብርኒ ወለለይ😢😢👏👏👏
@aahjsksksk6620
@aahjsksksk6620 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢አጥንትን የማለመል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ፀጋውን አብዝቶ ይስጥልን እህታችን በርች😢😢😢😢
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 10 ай бұрын
Bteami mesati mezmur nay nsha bzbelexe bxega berte Ageki zhaftey goyta tbebu yglexelki . Essu from London /uk
@EzNg-du7fk
@EzNg-du7fk 17 күн бұрын
ይብል ዝማሪት ዝማሪመላእክት ይስመዕልና
@user-qj8hd9ki9w
@user-qj8hd9ki9w 6 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክት የሰመዐና ክብርቲ ሓፍተና ኣምላክ ዘመን ኣገልጉልትኪ ይባረክልኪ ብጣዓሚ ልቢ ዝሰብር መዝሙረ እዩ 😢😢😢 ኣምላክ ኣቦና ሰድትና ኣሕፅረልና ላብ ኣፈድግ ቤትካ የብቅዕና ኩልና ሰድትኛ ሰድትና የሕፅረልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታብብርኒ ማአርይ🤗👏👏
@trfafdgv4829
@trfafdgv4829 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፋትና በሓቂ ልብካ እተተንክፋ መዝመር አምላኽ ናብ ቤቱ የብቅዓና ሰደትና አሕፅሮ ጎይታይ😢😢😢❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ወለለይ❤👏😢😢😢
@aahjsksksk6620
@aahjsksksk6620 6 ай бұрын
የእውነት አስለቀስኝ ስደት ነው ያለሁት ሁሉም ሰው እራቀኝ ነገር ግን እግዚአብሔር ብቻ ነው ያለኝ ሃገራችንም ስላም አጣይ በሃጥያታችን እናት አባት አለቀሱ 😢😢😢 ህፃናት ተራቡ እረ ምኑ እስቲ በተስፋ ሰላም ይመጣልናል የሚሳነው ነገር የለም 😢😢😢😢😢😢😢
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 6 ай бұрын
ኣይዞን ሁሉም ያልፋል🙏🙏🙏
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 3 ай бұрын
አቦይ አቦይ መፅየ ተመሊሰ😢 ከዚ ክሰምዓ መፅየ አነውን ተመሊሰ😢😢😢
@user-zd4jf5jr1y
@user-zd4jf5jr1y 6 ай бұрын
ነናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ እወነት ዝማሬ መላእት የሰማልና ❤❤❤
@selu1042
@selu1042 10 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ቤቱ የንብርኪ እግዚአብሔር ኣምላክ
@simonberhe6684
@simonberhe6684 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ሓብተ ናተይ ❤❤❤
@SoliKahsay-jf6su
@SoliKahsay-jf6su 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ሰሓቢት መዝሙር ምስ ራኣኩዋ መሲጣትኒ ዝማሬ መላእክቲ ያስምዓልና ሓፍተይ,🙏🙏🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ😍😍👏👏
@dawitdavedawitdave3796
@dawitdavedawitdave3796 6 ай бұрын
ኣሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ❤❤👏👏👏👏
@haymanotkahsay726
@haymanotkahsay726 10 ай бұрын
ዝማረ መላክቲ የስመአልና እዝገአቢሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ዝሓብተይ
@user-dx3th3bm6d
@user-dx3th3bm6d 10 ай бұрын
ናይ በሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብርቲ ሓብትና❤❤❤❤ ዓጽሚ ዘጥልል
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ👏😢😢
@kasay67
@kasay67 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
@Aasaveendieley-rm7pw
@Aasaveendieley-rm7pw 5 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ትብል መዝሙር ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ህያባዊት🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤👑❤❤❤❤❤
@BiniamTesfay
@BiniamTesfay 9 ай бұрын
ዘማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባሪክ ሓፉተይ ልብካ ዘረሰሪስ መዝሙር
@user-kl2mg9wh4u
@user-kl2mg9wh4u 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቤቱ ይመልሰና 🙏😢
@yonikidane8941
@yonikidane8941 10 ай бұрын
ብሓቂ ዝማረ መላእኽት የስማዓልና ዘማሪት ሓውትና ሔዋን። ኣዝዩ ደስ ዝብልን ውሽጥኻ ዘፈትሽን መዝሙር። ኣጆኹም በርትዑልና እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን።
@juii2732
@juii2732 7 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሄዋነይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ❤😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ዝይድይ ታሕብብርኒ😢😢😢👏👏👏
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 10 ай бұрын
ብሓቂ ጥዕምን ንልብካ ዘረስርስን መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ዝሓፍተይ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚእብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎትኪ ዘመን ይባርከልኪ ኣምላክ❤❤
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሓልኺ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ ሂዋን ሓፍተይ
@Gofla111
@Gofla111 2 ай бұрын
ተባረኺ ዘማሪቲ ሄዋን 🙏 ንዝገበረልና ኹሉ ንዝገብረልና ኹሉ መዝሙር ይውሕዶ ዩ::
@Narde9879
@Narde9879 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ ያስማዓልና ብሓቂ ልብካ ታረስርስ መዝሙር ፀጋኡ ያብዝሓልኪ ዝሓፍተይ 👏👏👏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሓብብሩኒ👏👏👏😢😢
@hgf6568
@hgf6568 10 ай бұрын
ዝምሬየ መላእክቲ የስምዕልና ሔዋን ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ
@letshy
@letshy 10 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ዛምቤተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቤቱ የንብርኺ ኦቦይ ኣቦይ መፂእ ተመሊሰ ንሑሉፍ በደለይ ንነብሰይ ወቂሰ እተዊ ክትብለኒ ገዲፍካ ንክሉ ዋላ ከምቲ ባርያ ኣባጊዕ ክኽሉ 😢🤲
@Samira-bv9qf
@Samira-bv9qf 4 ай бұрын
እልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና❤❤❤🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾 ❤❤❤❤❤❤❤😌😌😌
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 10 ай бұрын
ብሓቂ ዝማርየ መላኣኽቲ የስምዐና ፀጋ እግዝኣብሔር ኣምላኽ የብዝሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ጡዑም መዝሙር ❤✝️❤️👏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሓብብርኒ👏👏🤗🤗
@bebeana9290
@bebeana9290 9 ай бұрын
ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዕድመ ንንስሃ ሃበና ኣምላክ ኣቦይ😭🙏🙏🙏
@gene6075
@gene6075 10 ай бұрын
ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ እዩ
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 3 ай бұрын
አምላክ አቦይ ንዓይውን ይቅር በለለይ ሸኽሚ ኻውድኒ ሓጥያተይ በዝሑ😢😢😢😢😢
@tesfaygebremedhin2962
@tesfaygebremedhin2962 9 ай бұрын
ደስ በሃሊ ናይ ንሰሃ መዝሙር። ቃለ ሂወት የስመዐልና።
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሓብብርኒ😢😢👏👏
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 8 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍተይ ሙቁር ዝኾነ መዝሙር❤❤❤🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏❤❤❤❤
@zemedateka1891
@zemedateka1891 5 ай бұрын
ዘፅናኒዒተይ መዝሙር ዘማሪት ሂወን ኩሉ መዝሙርኪ ክሰምዕ ከለኩ ይነብዕ 😢ግን ከኣ 😢 አብ ውሽጠይ ዝነበረ ከኣ ይወፀለይይ 😢 በርትዒ ክብርቲ ሓፍተይይይ አምላክ ቅድሳን ይሓግዝኪ
@zemarit_hewan_tube
@zemarit_hewan_tube 5 ай бұрын
Amen🙏🙏🙏
@user-dr6cn2pt3j
@user-dr6cn2pt3j 9 ай бұрын
ልብካ ተረስርስ መዝሙር እያ ዝሜሬ ምላእክቲ የሰመዕልና እግዚአብሔር ክብርተይ ❤ ✍️ኣቦይ ኣቦይ መፂእ ተመሊስ ነሕሉፊ በደለይ ነንብሰይ ወቅሰ እተዊ ክተበለኒ ገዲፈካ ንኩሉ ወላ ከምቲ ባሪያ ኣባጊዕ ክሓሉ (2) ካብቲ ማሙቅ ገዛይ ዝወፃእኩ ኣነ ንፀላኢ ሰናይ ንሕማቅ ኣሚን ሓሶት ከም ዘኮነእቲ ብረቅርቅታ ለሚ እየ ፈሊጥ ዓይነይ ምስተካፈታ እቲዘሃብካኒ ፍረቂ ሃፈተ ፀገ እቅረበዮ ኣነ ናወና ዕዳጋ የሕሰቦ ይነበዕን ሕሉፍ ዘኩር ፀጊብ ይሕደስ ንሰምካ ዘሚረ መለክዕይ የለይ ከምቲ ተፍለጥኒ ኣሪገ ሽንገል ዕዳ በዚሕኒ መዕጥቆይ ፍቲሐ ገቢጠ ብብደሉ ማሓርኒ ኣቦይ ፈርድካ ክቅበል የብለይን እየ ሞ ካሊእ መፀገዒ ፀገመይ በዙሑ ተበኩ ሰማዒ ኣቦይ ፍቅደለይ ካበቲ ተረፍ ባሮት ክረስይ ዓንገለኒ ዓደለኒ ህይወት ኣቦይ ኣቦይ ✝️✍️
@XxxXxx-si7se
@XxxXxx-si7se 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ብጣም ደስ ዝብል ኩሉ መዝሙርኪ ክብርቲ ሓፍቲና ዘማሪት ህዋን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱ የብዘሐልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ናይ ኣግልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ መድህን❤❤❤ አለም
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ህያብይ😢👏👏
@user-rx5bi8qp5x
@user-rx5bi8qp5x 10 ай бұрын
ዝማሬ መላአክት ይሰምዐልና ዝሓፈተይ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ኣግዚአብሔር ኣምላክ👏💖
@user-xw6sl6eq9i
@user-xw6sl6eq9i 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዝማሬ መላአክት ያስመዐልና አሜን((3))🙏🙏🙏😢😢
@natsinethabtegergs8757
@natsinethabtegergs8757 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚኣቢሄር ይባርክን ይቀድስን እዛ ሓብተይ።
@gje3168
@gje3168 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀገኡ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብርተይ❤❤❤
@biniwedizerea
@biniwedizerea 10 ай бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ብቅዕቲ ዘማሪት ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኪ ዘሓፍተይ
@biniwedizerea
@biniwedizerea 10 ай бұрын
ግጥሚ ባ ስደድልና ኣቡ ከለኪ
@musseteklit2860
@musseteklit2860 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና ልብኻ ትስብር መዝሙር በርትዒ ቀጽልዮ።
@ZideyZidey
@ZideyZidey 12 күн бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@LamLam-fz5cy
@LamLam-fz5cy 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልኺ ቀፅልሉ
@abaditmatiwos4677
@abaditmatiwos4677 9 ай бұрын
እዛ መዝሙር ሰሚዐ ምጽጋብ ሳእነያ ተመስገን እንኮዕ ክርስቲያ ኮንኩ❤❤❤❤❤❤❤
@user-bp1ue6fx4w
@user-bp1ue6fx4w 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላኣኽቲ የስማልና ምጭውተይ 🙏🙏🙏✝️⛪️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 6 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ዛሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ❤❤❤👏👏👏👏
@ketemaabebe5235
@ketemaabebe5235 6 ай бұрын
ደስ የሚል መንፈስን የሚያድስ የህይወት ምግብ ---በርቺ
@tesfayhadush8243
@tesfayhadush8243 4 ай бұрын
ጥዑም መዝሙር ሓፍትና ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
@user-rz4ou4zq7c
@user-rz4ou4zq7c 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዝምለስ ልቢ ይዓድለና
@amanfisum1665
@amanfisum1665 6 ай бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና. ክብርቲ ሓፍተይ
@salamassalama1671
@salamassalama1671 7 ай бұрын
ዝማሪ መልእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍተይ 👏🥰🥰
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ 😢😢👏👏
@binnybinny3101
@binnybinny3101 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍተይ
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 10 ай бұрын
ተባረኪ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና በርትዒ ጸግኡ የብዝሓልኪ ሓፍተይ
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ሂዋነይ ❤ልብኻ ዝመልስ መዝሙር 😢
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ህያብይ❤❤❤👏👏👏
@HanaamenAmenamen
@HanaamenAmenamen 2 ай бұрын
Amen Amen Amen❤ ❤❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 10 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሐልኪ ❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብሩን😍😢😢😢👏👏
ስምኪ ጸዊዐ ብ ዘማሪት ሜሪ ኣለም//#eritrean#orthodox#tewahido#mezmur//Zemarit Mery Alem 2024©
5:58
ኣብቲ ጽላሎትኪ ABTI TSLALOTKI Channel
Рет қаралды 715 М.
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 7 МЛН
3 wheeler new bike fitting
00:19
Ruhul Shorts
Рет қаралды 52 МЛН
FOOLED THE GUARD🤢
00:54
INO
Рет қаралды 62 МЛН
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 3,8 МЛН
ንስካ ጥራይ - ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን  Zemarit Brktawit Gmedhan Nska Tray New Tigirgna Mezumur 2024
7:57
ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን _ zemarit Biruktawit G/medhin
Рет қаралды 160 М.
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 1,6 МЛН
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 2,7 МЛН
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 7 МЛН