No video

ERi-TV, Eritrea:ታሪኽ ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ-Debre Merqorewos , 14th-Century Monastery

  Рет қаралды 230,081

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

5 жыл бұрын

ERi-TV, Eritrea: ታሪኽ ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ - Debre Merqorewos , 14th-Century Monastery in Zoba Debub Eritrea
To view the history of Abune Yonas (ጥንታዊ ገዳም እንዳ ኣቡነ ዮናስ - ማይምነ፡ ዞባ ደቡብ) click here • ERi-TV መደብ ዘዋሪት ካሜራ፡ ጥ...

Пікірлер: 483
@hayat6903
@hayat6903 5 жыл бұрын
ከም ፍቃዳ እግዝኣቢሀር እንተ ካይኑ ኣነሰ ተስፉ ኣለኒ ነዚ ኩሉ ግዳኣም ክሪእ:: 🙏🙏🙏
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 5 жыл бұрын
Amlk ni men elwo
@robelmulugetamichael4339
@robelmulugetamichael4339 5 жыл бұрын
Amlka yehagez
@mauricedixon1626
@mauricedixon1626 5 жыл бұрын
Fetari yhagizka
@koki-show
@koki-show 5 жыл бұрын
Fetari kesmrelka u entau deykialo
@kandoyekandoye8378
@kandoyekandoye8378 5 жыл бұрын
Amlak yhagzka
@tesfamariam250
@tesfamariam250 5 жыл бұрын
ውዕይ ፍቅርኩም ልበይ ገንፍሊኒ ኣቦታትና "ዓስቦም ኣብ ሰማይ" ቅዱሳን ኣቦታት መሪጾም ኣብ ገዳም ዓለም ሓላፊት ፍትዎታ ፈሊጦም መከራ ተሰኪሞም መስቀል ሒዞም ምኮኑ ኣሜኖም ካብ ኣምላክ ዓሰባም ቃል ወንገል ዘኪርም ዝቦሎ ጎይታ ምእንቲ ጽድቂ ዝስደዱ ክረክቡ ኡፈታ ኣቤት ትዓዲላ ንዓኩም ዝወልት ኣደ ኣምላክ ሒዝልኩም ኣክሊል ዘውደ ዘይ ቅየር ቃሉ ሂብኩም ኣምላክና ንሓጥኣን ደቅኩም ጾሎት ዘኩርና ናይ ስጋን ነብስን ለምለም ክኮነልና ኣብ ዝፋን ጻቦኦት ይብጻሕ ጾሎትና ሥብሃት ለእግዚእነ ኣሜንን
@shdenmengstab6056
@shdenmengstab6056 5 жыл бұрын
ጸሎት ናይ ኣቦና ቅዱስ መርቆሪዎ ምስኩልና ይኹን።
@merhawisolomun7994
@merhawisolomun7994 4 жыл бұрын
Tslt neye kedesa merkrtm meskelatn yeken
@teimartamrat1127
@teimartamrat1127 Жыл бұрын
Amen 🙏
@welditkidane7139
@welditkidane7139 5 жыл бұрын
ፆሎትን በረከትን ቅዱስ ኣቡነ መርቀርዮስ ምስ ኩላህና ኣመንቲ ይኩን። ደስ ዘብል መንፈሳዊ ገድሊ ቅዱስ ማርቀርዮስ።
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 2 жыл бұрын
አሜን፫
@debesayestifanos852
@debesayestifanos852 5 жыл бұрын
ጸሎታ ወስእለታ ለእግዝእትነ ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ኣድባራተ ኤርትራ ይእቀቦሙ እመኣተ ወልዳ ኣሜን።
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 5 жыл бұрын
የቅዱሳን ኣባቶች በረከታቸው ጸሎታቸው ኣይለየን
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን ተዋህዶ ሃይማኖተይ ንዘላለም ንበርለይ ክበርለይ ክንደይ ኮን ሕሩያት ርሑሳትን ኢኽን ይሕዋተይ ነዛ ሕማቅ ምበር ጽቡቅ ዝይርከባ ዓለም ራሕሪሕክን ኣብዚ ሰማያዊ ውርሲ መገዲ ክትሓርያ ዝመረጽርኪን መድሃነኣለም ኣትን ሰላማያን ይሕዋተይ ደቂ ዓደይ ጸሎትክንባ ዘክራኒ ነዓይ ነዛ ደካማ ሓፍትኽን ሓደራኽን ኣቲ ብሉጻተይ።
@sebeumkesbeasmarashkor5053
@sebeumkesbeasmarashkor5053 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 Күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤
@Natsa_1
@Natsa_1 5 жыл бұрын
ኦ ኣቡየ ተዘከረኒ በጸሎትከ ⛪🙏😭
@Filipos610
@Filipos610 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን!!!
@efremfsaha6780
@efremfsaha6780 5 жыл бұрын
ኣሜን ጸሎቶም ረዲኤቶም ናይ ኣቡነ መርቀሬዎስን እምነ ሰሎሜን ክፍለና ብሩክ ሓውና ነዚ ታሪክ ኣቦታትና ደኪመ ከይበልካ ካብ ኣስመራ ተካዕዝካ ምስ ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስን ኣቦታት መነኮሳትን ኣዴታት ፈለስትን ኮታስ ንኩሉ ዘቅረብኩምልና ምስ ካሜራማን ኩሎም ተሓጋገስትካን ብልቢ ነመስግነኩም ብእነት ቅድሚ 8 ዓመት ኣብቲ ገዳም ንቅሩብ መዓልታት ተማሂረ ነረ ብዙሕ ኣዘካኪርካና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ዕጽፍን ድርብን ጸጋ ይዓድልካ ምስ መሳርሕትካን ዝተረፉ ገዳማት ናይ ኤርትራ ውን ከትቅርብልና ብተስፋ ንጽበ ንኣብነት ከም በዓል ደብረ ኮል እንዳ ኣቡነ ብሩኽ እንዳ ኣቦና ክብሪ ይሃብኩ ኣብ ዓዲ ስደት ኮይና ገዳማትና ንናፍቆም ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን ይሃብና ንሃገርና ይባርከልና ገዳማትና የጽንዓልና
@prouderitrean7779
@prouderitrean7779 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-cj1up5gk1c
@user-cj1up5gk1c 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@cristianoronaldo4228
@cristianoronaldo4228 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@helenshimendwelday8436
@helenshimendwelday8436 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 5 жыл бұрын
ኦ እግዚኣቢሄር ነቶም ዓለምን ጣዕማን ገዲፎም ዝሳዓቡካ ዓለም ናዓኣቶም ክትብል ማሓራ ጾሎትኩም ኣይፈለየና ኣሜን።
@Filipos610
@Filipos610 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@Ruta0922
@Ruta0922 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@edenmeasho
@edenmeasho 2 жыл бұрын
Amen 🙏
@yordanoshabtom7573
@yordanoshabtom7573 5 жыл бұрын
ክንመጽእ ኢና አምላኽ አብ ዝፈቀዶ አብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ወትሩ።🌾🌾🌾
@salvadorkeaton251
@salvadorkeaton251 3 жыл бұрын
instablaster.
@user-bi4hk9iz1d
@user-bi4hk9iz1d 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቅ 🥺😥ኣነውን ሃረሪ ይብል ኣለኹሞ ኩሉ ከም ፍቃዱ ይኹን🥺😥
@user-bd6xx4fp8c
@user-bd6xx4fp8c Жыл бұрын
ኣነ እውን ብእውነት ኣብ ጸሎትኽን ዘክራና ኣደታት 😥😥😥🙏🙏
@biniamsimon4902
@biniamsimon4902 5 жыл бұрын
ኦ እግዚአብሔር ንስኻ ጻድቅ ኢኻ ግብርታትካ ዂሉ ቕኑዕ እዩ።መንገድታትካ ዂሉ ምሕረትን ሐቅን እዩ ንዓለም እትፈርዳ ኸኣ ንስኻ ኢኻ። ሕጂ ኸኣ ኦ እግዚአብሔር ዘክረኒ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተኒ ።ብኃጢኣተይ ምኽንያት አይትቕጽዓኒ እወ በቲ ኸይፈለጥኩ ዝገበርክዎ ኃጢአተይ ኮነ ብኃጢአት አቦታተይ አይትቕጽዓኒ።( ጦቢት 3:2-3) እዋይ ኣነ 'ሲ ሓጢያተና ሰብ እያ እዚኣን ከኣ ብንእስነትን ሞንኪሰን ኣለም መኒነን በረከትክን ኣይፈለየና ኣዴታተይ ኣሕዋተይ ኣቦታተይ መነኮሳት
@user-re9fr9my8d
@user-re9fr9my8d 2 жыл бұрын
Kbur haw naywshtey slezgelexkaley nakawan keyemagenkuka aykhalfen bmkxal egzabhair amlak asben bexfi khbene senay dlitey eyu nzi butab kemzi geyrum b video kerixom nknreayo zbkuna nkulatum bsham semayn mdrin zfetere amlakna ymesgn
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 5 жыл бұрын
ጸሎቶም በረኸቶም አይፈለየና ብሓቂ እግዝኣቤሄር አምላኽና በረኸት ናይዚ ገዳማትና ከንካፈል ሰደትና የሕጺሩ ተኻፈልቲ ናይዚ ገዳመትና ይግበረና አሜን ኣሜን ኣሜን
@chakuraraya6124
@chakuraraya6124 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-zd7rh8jy9e
@user-zd7rh8jy9e 5 жыл бұрын
ኣንታ ኣምላኽ ጊዘ ይህሉ ዲ ይኸዉን ዓድና ንምለሰሉ ጸሎት ቁዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላትና ይኹን ኣመን
@pilimonmaheri890
@pilimonmaheri890 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen. 🙏💞💒
@frehab418
@frehab418 4 жыл бұрын
ሳኦል ሮቢ amen amen amen
@ghebremeskelsolomon3022
@ghebremeskelsolomon3022 5 жыл бұрын
በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቡነ መርቀረዎስ ምስ ኩላትና ይኩን
@eseyasmengstu372
@eseyasmengstu372 5 жыл бұрын
ዓስብ ቁድሳን ይክፈልኩም እግዝኣብሄር ዘመንኩም ይባርክ
@redaeamare3039
@redaeamare3039 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ንገዳማትናን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ይሓልወልና ኣሜን።
@endihnewtessfa3426
@endihnewtessfa3426 3 жыл бұрын
ሰላም ጤና ስጥልኝ:ወድ ኤርትራዊያን እንደምን አለቹህ።እኔ የኦርቶዶክስ ተዋህዴ ተከታይ ነኝ።በኢትዮጵያ አባታችን ፃድቁ አቡነ ገላዎዴዎስ ጣራ ገዳም በሚበል ቦታ ከተጋደሉ በኃላ በዚሁ ገዳም አርፈዋል።አፅማቸውም በዚሁ ገዳም ይገኛል። ነገር ገድለ መፅሐፋቸው በሀገረ ኤርትራ ስሙን በማላውቀው ገዳም እንዳለ ይነገራል።የአባታችን የገድል መፅሐፍ ያለበትን ቦታ ብጠቁምን እግዚአብሔር ከፃድቁ በረከት ይከፍላቹሀኃል። ከኢትዮጵያ
@-hareg-media
@-hareg-media 5 жыл бұрын
ጾሎት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣይፈለየና ኣሜን! ኤረ ቲቪ ካብ ልቢ ነመስግነኩም ብፍላይ ከኣ ነዚ ምደብ ዘዳለኻ ጋዜ ጠኛን ሰኣላይን ። ኣብ ቀጻሊ ብኸምዚ ዓይነት መደባት ኣይትጥፍኡና በጃኹም ናፍቖት ኣለና ።
@user-ic8eu3mz3k
@user-ic8eu3mz3k 2 жыл бұрын
ረኸብኩካ
@-hareg-media
@-hareg-media 2 жыл бұрын
@@user-ic8eu3mz3k🤪ዝምድና ክንምስርት 'ምበር ክክክ😁😁
@user-ic8eu3mz3k
@user-ic8eu3mz3k 2 жыл бұрын
@@-hareg-media ካብዚ ንልቅዕሊ ዝምድና ወዲ ገዛይ ገረኻ ኣለኹ።
@-hareg-media
@-hareg-media 2 жыл бұрын
@@user-ic8eu3mz3k ክክክክክክ ክብረት ይሃበልና
@user-ic8eu3mz3k
@user-ic8eu3mz3k 2 жыл бұрын
@@-hareg-media ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ወዲ ዲኻ ወስ ጓል ወዲ ተኮንኻ ተጣዒሰ ኣለኹ !!
@hopehope1297
@hopehope1297 5 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምስኩም ይኩን ነዚ ቁዱስ ስፍራ ከተርእዩና ዝፈቀደ ልዕል እግዚኣብሄር ክብርን ምስጋናን ይኩኖ በረከት ናይ ኣቦና መንቆሮእስ ምስኩልና ይኩን ንዝተረፈ ቁዱስን ግዳማት ውን ክምዚ ጌርኩም ከትርእዩና ምሉእ ትስፋ ኣለና
@azekridnglmariyamadey6089
@azekridnglmariyamadey6089 5 жыл бұрын
በረቶም ረዲኦቶም ናይ ኣቡነ መንቆርየስ በረኸቶም ረዲኦቶም ናይ ኩሎም ቁዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን በረኸቶም ረዲኦቶም ናይ ኩሎም መላእኽቲ ኣይፊለየና እዝግኣብሔር ኣምላኽ ገዳምናን ቁዱሳት ኣቦታትናን ኣዴታትንን ይሓልወልና ነዚ ቁዱስ ቦታ ዘርኣኹሙና የሕዋት ከኣ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን.
@kbriabhaway3791
@kbriabhaway3791 5 жыл бұрын
በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ መንቀርዮስ ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣዴታትን ኣይ ይፈለየና ኣሜን (3) ዝተረፉ ጥንታውያን ገዳማትና ቅዱሳን ኣቦታትና ኣላልየና ብ ጣዕሚ ንፉዕ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tesfa1277
@tesfa1277 5 жыл бұрын
ኣሜን ብረኸት ናይ ኣቡነ ምርቆሬውስን እምነ ሶሎሜን ኣይፈለየና
@teametube8509
@teametube8509 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን በዓይኒና ዘርኣየና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ገዳማት ደግማይ ተመልስና በረኸት ክንሳተፈሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ብምሕረቱ ይርድኣና በረኸቶም፡ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታት ኣደታትና ምስ ኩላትና ይኩን
@Filipos610
@Filipos610 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!
@amlesetkeflay9630
@amlesetkeflay9630 4 жыл бұрын
Eway anes enqa tewahdo konku eme Egziabher msliene menu yklene.
@user-mc5zm6kk6l
@user-mc5zm6kk6l 5 жыл бұрын
ጾሎት ቁዱሳን ኣቦታትናን ቅዱሳን ኣዴታትናን ኣይፈለየና አግዛቢሀር ጸጋኡ የብዛሃልኩም ።
@eritrea6227
@eritrea6227 5 жыл бұрын
Amlak aboy AB libya zelow bi Selam mewaxo yefterlom amen amen amen 💒💒💒💒
@tesfitnegash4852
@tesfitnegash4852 5 жыл бұрын
AMEN AMEN
@endaklabieteselam270
@endaklabieteselam270 5 жыл бұрын
እዋይ እዚ ፍጥረትናስ፡ እዞም ቅዱሳን፡ ኣቦታት፡ ኣዴታት፡ ብልዕም፡ መስቶም፡ ኣምላኮም፡ ኣነን ፡ ከኣ፡ ለይቲ ምስ ፡መዓልቲ፡ ምስ፡ ዝሙት፡ ብልዒ፡ ዓለም፡ ክበልዕ፡ ይነብር፡ ዎ፡ ኣምላክ፡ ዓስቢ፡ ቅዱሳንካ፡ ኣይትክለኣኒ፡
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 5 жыл бұрын
Nay bhke naza nebesna negberl tefana bezmat tematana
@peacepage
@peacepage 5 жыл бұрын
Nay bhaki 😂😂😂
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 5 жыл бұрын
ERITREA PAGE Etay da Shake Nay Dhani ?
@peacepage
@peacepage 5 жыл бұрын
@@wintamekonen5003 u have wrong understanding my sister. Nay sahak emoji 😃😃 kmezi eyu.
@manuellkesete6346
@manuellkesete6346 5 жыл бұрын
Nay behaki hawey ygerm Eyu a bey ena bexihna
@user-lh4vh7dk4k
@user-lh4vh7dk4k 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦታተይ ኣዴታተይ ጸሎትኩም ኣይፈለየና
@smrethabtezgi2056
@smrethabtezgi2056 5 жыл бұрын
ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ቅዱሳን ገዳማውያን ኣቦታትን ኣዴታትን ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዶ ይኩን ። ነዞም ርሑቅን ኣድካምን ጉዕዞ ተጋዒዝኩም ነዚ ዘዳለኩም ድማ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ይክፈልኩም ።
@user-db9od2eb9f
@user-db9od2eb9f 5 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም በረኸት ናይ ኣቡነ መርቀሪዎስ ምስ ኩላትና ይኹን።
@semerefishaye3836
@semerefishaye3836 5 жыл бұрын
ኣሜን በረከት ቅዱስ መቀሪዋስ ይክፈለና
@maekeleweldehaymanot1304
@maekeleweldehaymanot1304 5 жыл бұрын
ከምቲ ጀርሚ ክትሪኢ ማይ ክረስኮብ ዘድልየካ ዝኮነ ናይ እግዚኣቢሄር ነገር ክትሪኢ ከኣ እምነት ይድልየካ ። ብሓቂ።
@eritreanorthodoxtewahdochr5524
@eritreanorthodoxtewahdochr5524 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተስደምም ቃል ኢያ እዚኣ፡ኣነ ዋላ ምስ ሰማዕክው እዛ ቃል ብጣዕሚ ኢየ ተገሪመ...
@tekieasgedom3540
@tekieasgedom3540 5 жыл бұрын
Amlaky ne'ezi gedam kibexho malti habeni
@user-lc6pd1ho6c
@user-lc6pd1ho6c 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ረዲአቶምን ኣይፈለየና ብታሚ ንፉዕ ቀጽሎ ዓስብካ ዓቡይ እዩ
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 5 жыл бұрын
ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ መንቀሬዎስ ይሕደረልና ምሕረቶም ይልኣኸልና ተሳተፍቲ በረኸቶም ይግበረና እግዚኣብሄር በረኸቱ የዕብየልካ ነዚ ቅዱስ ቦታ ዘላለኻና
@erigirl9998
@erigirl9998 5 жыл бұрын
Xeletomen bereketomen ayfeleyena xomna yebark 🇪🇷🇪🇷
@mletemehari4390
@mletemehari4390 5 жыл бұрын
ጸሎት ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣይፈለየና 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 жыл бұрын
Brukat Abotaten Adetateyn xelotkum I feleyena
@tdtadesse547
@tdtadesse547 5 жыл бұрын
ባይገባኝም የእነዚህ አባቶችና እናቶች ቅድስና አይችያለሁ:: በእነሱ ጸሎትኮ ነው የምንኖረው እንጂ እንደኛ ሃጥያት ቢሆን ኖሮ ጥፍተን ነበር:: መድኃኔዓለም የነሱን በረከት ይስጠን ለመሳለምም ያብቃኝ 🤲🏾🤲🏾😍
@wediwelday
@wediwelday 5 жыл бұрын
ጸሎት ወለድና ኣይሓድገናን እዩ።
@user-qu2ho5dr9k
@user-qu2ho5dr9k 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኣቀራርባ ከምዚ ገርኩም ቅዱሳን ቦታትና ሰል ዘፍለትኩምና ነመግነኩም ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብካልእ ከኣ ክትመጹና ተስፋ ንገብር
@tekleweynikahsay2286
@tekleweynikahsay2286 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና እግዚኣቢሆር ኣምላክ ጽጒኦም ይክፈለና እግዚኣብሆር ኣምላክ ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይሃብኩም
@yosberami
@yosberami 5 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ : እታ ንእሽተይ ፈላሲትሲ ብምንታይ ምክንያት ኮን መኒና ትከውን? ደሃያ ጥዑም ቃላታ ጥዑም ዝተማህረት ከኣ ትመስል ። ንሕና ከኣ ደድሕሪ ንፋስ ክንጎዪይ ንውዕል ። ኢይ እዛ ዓለም እዚኣ ። እግዚኣብሄር ጻማኩም ይሃብኩም ።
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 4 жыл бұрын
Bfikri amlak n nay alem kontnetn bmflat tray eu
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ኣጆኻ ወላ ከምዚ ናትኣቶም ክንገብር ካብ ዘይ በቅዓና ነዛ ለዋህ ሃገርና በብዘለናዮ ንሕማቕ ዝምነየላ ኖ ጌጋ ክንብል ኣለና ጸጽቡቑ ንሃገርናን ህዝብናን ኣኣብ ዘለናዮ ንመነየሎም ሓወይ🙏
@eriboy6028
@eriboy6028 4 жыл бұрын
fetari slzhreya
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 3 жыл бұрын
Behaki kemzen reka tekene entay emo amlak nexharyo eyu zebtsho
@brhinbaba2518
@brhinbaba2518 5 жыл бұрын
ኩቡረ ሕውና አምልካ ጽጉኡ የብዝሕልካ ብሕቂ አዛ ምጭውቲ ሃገሪና ክምቲ ንድዩሉ ስላምን ቅስናትን ሪኽብና ድማ ገዳማነትና ስብ ክምሊኢ አዩ አምልካ ቅድስ ፍቅዳ አኩን አሚን
@ksanetmehari208
@ksanetmehari208 2 жыл бұрын
ብስምኣብ ወውልድ ወመንፈስ ቅድሳ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ፡ ብመጀመርታ ነዝይ ዘሪእየን ልዕላ እግዚኣብሄር ክብሪ ይክና፡ በረከት ረድአት ናይ ኣባና መንቆርይስ ናይ ድንግል ማርያም ኣይፈለይን ። ኣምላክ ናብ ሃገርና መልሱ ነዚይ ቅድስ ባታ ትርካን ንክናሪኢ ሰናይ ፍቃዱ ይግበርልና ኣሜን።
@rahelhaile2045
@rahelhaile2045 4 жыл бұрын
አፍፍፍ ደስ ኽብል ብዙሕ ግዜ ተመላሊስ እየገዳም እንዳ አምነ መንቆርዮሰ አብ ኤንዳ ማርያም ቦርቃሕ እዋይ ኽጥዕማ አብ ዘለዋ ፈለሰቲ ኽብደን ገዲፈን እየን ዝእንግዳኻ አቦይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ሀበኒ ተመሊሰ ኽሪኦ ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 5 жыл бұрын
ጸሎቲን በረከቲን ናይ ኣቡነ መርቃርዮስ ኣይፈለየና ናይ ብሓቂ ደስ ዚቢል ሚስ ካልኦ ገዳማት ዊን ከተላሉይና ንምሕጸነኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@amanabreha7138
@amanabreha7138 5 жыл бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም
@user-lk1ot2xw1u
@user-lk1ot2xw1u 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ሎምስ መን ኮንዩ ንገዳም ዝኸይድ ኦ ኣመላከይ ምእንቲ ዞም ቅድሳን ኢልካ ርድአና
@user-tk5iq5pr2z
@user-tk5iq5pr2z 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸለቶም በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ኣቡነ ማርቂዮስ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና
@filmontekle6398
@filmontekle6398 5 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ክብራት ስደራበት እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ዝሓወይ ምስ መሳርሕትካ ካለኦት ገዳማት እውን ኣለካ ግና ዓስብካ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብቲ ወሃቢ ዝኮነ እግዚኣቢሄር እዩ እሞ ዓስቢ ቅዱሳን ዝከፈለ ዓስብኩም ይክፈልኩም ጸለቶምን በረከቶምን ናይ ኣብነ መቆሮስ ጸሎት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ናይ ቅዱሳን ኣደታትና የካፍለና ኣሜን ።
@selamtsegay2937
@selamtsegay2937 5 жыл бұрын
ጸሎትኩም ኣይፈለየና❤️🙏
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
በረኸት ኣበና መርቆሮስ ምስ ኩልና ይኹን ቡሩኻት ኣቦትትናን የሕዋትናን ጾሎትኩም ኣይጋደፈና 🙏🙏🙏💒🙏❤
@cherqosmsgna5409
@cherqosmsgna5409 3 жыл бұрын
እዋይይይ ገዳመይ ደበረ ድማህ መርቆሬዎስ ኣቦታተይ ኣዴታተይ ኣምላክ ጸሎትኩም በረከትኩም ኣይፈለየና ብጣዕሚ ዝምስጥ ንሃገርና ከኣ ጻድቕ መርቆራ ይብርካ ናቡኡ ንምለሰሉ እዋን የምጻእልና ስደትና ክሕጽረልና ከኣ ጸሎት ገዳማውያ ምስኩሉና ይኩን
@brhanbrhan6523
@brhanbrhan6523 Жыл бұрын
ጸሎት ናይ ኣቦና መረቆሪዎስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን
@mehariarigay9165
@mehariarigay9165 5 жыл бұрын
ፆሎትን በረከትን ቅዱስ ኣቡነ መርቀርዮስ ምስ ኩላህና ኣመንቲ ይኩን። ደስ ዘብል መንፈሳዊ ገድሊ ቅዱስ ማርቀርዮስ።ከምቲ ጀርሚ ክትሪኢ ማይ ክረስኮብ ዘድልየካ ዝኮነ ናይ እግዚኣቢሄር ነገር ክትሪኢ ከኣ እምነት ይድልየካ ። ብሓቂ።
@danitesfu2529
@danitesfu2529 5 жыл бұрын
Xelotomn bereketomn ayfeleyena⛪⛪☝⛪⛪
@tekle5166
@tekle5166 5 жыл бұрын
ጾሎት ናይ ኣቦና መርቆሬወስ ይክፈለን ከምዚ ገርኩ ታሪኽ ናይ ኣቦታትና ዘቀረብኩምልና ነመስግነኩም።
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 4 жыл бұрын
ኤረይ ሃገርና ኣምላኽ ሓልወልና🙏
@tesfagergshabraha380
@tesfagergshabraha380 5 жыл бұрын
እቶም ታሪኾም ናይ ኣቦና መርቆሬዎስ ዝጻሓፍኩም እግዝኣቢሄር ኣምላክ ባዕሉ ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልኩም።
@filimonweldu8580
@filimonweldu8580 5 жыл бұрын
ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ይሕዋትና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም እግዝኣቢሄር ኣምላክ ነዚ ክንርኢ ዝፈቀደልና ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ኣሜን ጾሎትን በረከትን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣደታትናን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያ ይኩን ኣሜን ኣብ ቀጻሊ ከኣ ከምዚ ዓይነት ተመሳሳሊ ክተላልዩና ብሃንቀውታ ንጽበ 🙏❤.
@user-zd1js3nh7f
@user-zd1js3nh7f 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣምላኽ ይመስገን ሉዑል እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ሃገርና ኤርትራ ይባርኽ ከምኡ ዉን ሃይማኖትና ክርስትና መአመና ዘለና ኤርትራውያን ኣብ ዊሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዘለና ኣበርቲዕና ታሪኽ ቁዱሳን ክንፈልጥ ኣለና ጾሎት ቁዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን💒🇪🇷☝️💜💗💝 2ይ ጋዘጠኛ የቀንየልና ዓቢ ስራሕ ኢኻ ሰሪሒኻ፡ዘለኻ ካልእ ገዳማትና ከምዚ ገርኩም ኣሪእና 👍🏻🕊🕊🕊
@lebenplus5442
@lebenplus5442 5 жыл бұрын
Debre meqoryos aboy. Xselotkum bereketkumun ayfeleyena.
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 5 жыл бұрын
A amlki sedatna ahxerna mengadi xagam gadfena mengdi yeman merhana ezi kedesi bota nestfelo gberna abi emnatna axnana Egzbher adman tanan yhbkom kdsateyy🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🤙🏻🕊🕊
@yakobtewoldemedhngerzgiher6624
@yakobtewoldemedhngerzgiher6624 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎትኩም ኣይፈለየና ከም ፍቃድ ኣምላክ ተኮይኑ ኽኣ ክሪኦ ተስፋ ኣለና ።
@michaeltewelde9869
@michaeltewelde9869 5 жыл бұрын
እዝጋኣቢሀር ኣምላክ ጸጋ የብዝሃልካ ብጣዕሚ ንፉዕ ዝሓወይ ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበር ጺሎቶምን በረከቶምን ናይ ኩሎም ኣገልገልቲ ገዳማትን ኣቦና ኣብነሞንቆርዮስ ምስ ወላዲቶም በረከቶምን ተረዳእነቶምን ምስ ኩልና ይኮን ኣመንቲ ይኩን ጺሕፍካ ብቃላት ዝዎዳአ ኣይኮነን ብጣዕሚ ደስስስ ኢሉና
@samielsami5450
@samielsami5450 5 жыл бұрын
Amen(3)በረኸቶምን ረዲኦቶምን ኣይፈለየና🙏✟✟✟⛪
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 4 жыл бұрын
እግዛቢሄር ይሓግዝኩም፡ጹቡቕ ሪኢና ቀጽልወ
@egziabiherymesgen8688
@egziabiherymesgen8688 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶም በረኸቶም ቅዱስ ኣቡነ መርቆርዮስ ምስ ኩልና ይኹን ከምኡ ድማ ንሕና ናይ ዞም ቁዱሳን ሰባት ሪኢና ኣኣብ ዘለናዮ ኣብ ዝኾነ ቦታ ዓዲ ናይ ቅድስና ስርሕ ወይ ስነ ምግባር ኣይፈልየና.🙏🙏🙏
@habtomtekle4974
@habtomtekle4974 5 жыл бұрын
አሜን ቀጽልዎ ጽቡቅ ተበግሶ
@nselomnxna4733
@nselomnxna4733 5 жыл бұрын
SELAM TV ERITREA SESUNU,🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷❤
@goytaeu8895
@goytaeu8895 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna xalotomen berkatomn nay kuds abona makeryos aye gadfena .
@robel5960
@robel5960 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣታ ጋዜጠኛ ትበልዖ ኣለካ ብኩሎም ጻድቃናት ርከቦ ዓስብኻ i hope አቲኦም ካሊኢ ጻድቃናት ቦታታት ከተላልየና ባዓል ሙሉኡ ተስፋ ኢየ።tanku
@tesfuweldat605
@tesfuweldat605 5 жыл бұрын
ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ቅዱሳን ኣቦታትና
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲአቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን
@amanuelghebrezghi3916
@amanuelghebrezghi3916 4 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስ ውዳሴን ኣምልኮን ንኣጋእዝቲ ስላሴ ይኩን ህዝበ ክርስትያን ሰላም ፍቅርን ሓድነትን ራህዋን ንህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@rosedaniel4068
@rosedaniel4068 5 жыл бұрын
Tselotomn bereketomn ms kulahen ykune⛪️ 🙏✨🙏✨⛪️
@tesfalemdebesay3840
@tesfalemdebesay3840 5 жыл бұрын
ፅሎት ናይ ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣይፈለየና
@prouderitrean7779
@prouderitrean7779 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@berhantesfai8066
@berhantesfai8066 5 жыл бұрын
ዎ አምላክ ኤርትራ ሃገረይ ብምእመናንኪ ዝገብርዎ. ለይትን ቀትርን ጸሎትን. በቶም ጀጋኑ ደቅክን ዝተሓለኪ ኢኪ
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
ዕልልል ኦርቶዶኽስ ንዘላኣለም ትንበር👏💗💗💗💗💗💗
@peacenice8003
@peacenice8003 5 жыл бұрын
Thanks xelotom ayfeleyena
@janbessa7051
@janbessa7051 5 жыл бұрын
ኦ ኣምላኽና ንቅድስቲ ሃገርና እትምለስ እግሪ ሃበና!! "ኣብ እድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ" ከም ዝበሃል ቁዱሳት ቦታታትና ከየስተባሃልናሎም ወጺና።ኣሕዋት ኩልኹም ኣመንቲ ክርስትና ንሃገርና ጸሎት ንግበር።ሃገርና ተመልስና ተካፈልቲ በረከት ቁዱሳን ኣቦታትና መታን ክንከውን። ኣምላኽና እቲ ኣብ ልዕሊ ቁድሳንካ ዝሃብካዮም በረከት ኣባና ኣውርደልና። በረከትን ረድኤትን ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ምሳና ይኹን ኣሜን
@mebrihtadhanom4901
@mebrihtadhanom4901 5 жыл бұрын
Jerry Anbessa Amen Amen Amen kal hiwet yesmeaelna burukey
@abistarman236
@abistarman236 5 жыл бұрын
ነዞም ቅዱሳን ኣቦታትን ኣዴታትን ርኢካስ ማዕረ ክንደይ ካብ ኣምላክና ርሒቅና ከም ዘለና የገንዝበካ ። ኦ ክርስቶስ ኣቦይ ጥበብካን ምስትውዓልካን ንዓና ንድኩማት ባሮትካ ሃበና ብመንገድካ ምርሓና ክብርን ምስጋናን ንልዑል ፈጣሪ ይኩን ። ወዳ ክምስገን ከይተመስገነት ዘይትተርፍ ድንግል ማርያም ኣማላድነታ ምስ ኩልና ይንበር (((ኣሜን)))
@Filipos610
@Filipos610 5 жыл бұрын
በረከቶም ረዲኤቶም ናይ ቅዱስ ኣቦና መርቀሬዎስ ኣይፈለየና፡ኦ ኣምላኽ ኣቦይ፡ስደትና የሕጽረልና፡ተኻፈልቲ በረከት ናይ ቅዱስ ስፍራ ክንከውን፡ካብ ሕማምና ክንፍወስ፡ሰናይ ፍቃድካ ይኹን ኣሜንንን!!!
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣደታትና ኣይፈለየና ካብ ስደት ተመሊስና ብሰላም ንነግዶ የብቅዓና።
@MK-rg1og
@MK-rg1og 5 жыл бұрын
ኣሜን(፫) እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋኻ የብዛሓልካ ብጣዕ ደስ ዘብል ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን ተዋህዶ እምነት ብደም ኣምላኽና ብደም ቅዱሳን ኣቦታትና ዝተመስረት ዓቢ ዋጋ ዝተኸፍላ ብቃል ጥራይ ዘይኮነ ከምካልኦት እምነት ብግብሪ ዝተኸፍለላ ናይ ኢየሩሳሌም መስትያት መንገዲ መንገዲ ሓቂ ተመስገንካ ኣምላኬ ኢየሱስ ክርስቶስ ።
@Ruta0922
@Ruta0922 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 xoletomn redietomn nay abonamerkores yhalwena nana kea sbur lbi yhabena
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጾሎቶምን በረኸቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቡነ መርቀሪዎስ ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን
@yonixadq2945
@yonixadq2945 2 жыл бұрын
ጸሎትን በረከትን ናይ ኣቦና መርቆሬዎስ ኣይፈለየና
@hossana842
@hossana842 4 жыл бұрын
ጸሎትኩም ምህለላኹም ሰሚዑ ዳኣ ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና እምበር፡፡ እግዚኣብሔር መመሊሱ ይባርኽኹም፡ ሃገርና ኤርትራ ይባርኸልና። ኣሜን።
@tomasgebrihiwet1086
@tomasgebrihiwet1086 4 жыл бұрын
Xelote kudusan ayifeleyena ❤💒🙏
@tesfomtekleab1120
@tesfomtekleab1120 4 жыл бұрын
ቤት-ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣደታትናን ገዳማት ሃገርናን ንትይ ብሩኽ ህዝብናን አት ሰማያን ምድርን ዝፈጠረ አግዝኣብሄር በቶም ናይ ጥንቲ ጥቅምት ቁዱሳኒን ብጹሃንን ኣቦታትና በታ ወላዲት ኣምላኽ ይባርኾ ይባርኩምን ይቀድስኩም ንዚ ናይ ሃገርና ገዳማት ምስ ቁዱሳን ኣቢታትናን ገዳማት ሃገርና ንዘላኽምና ልዑል ምስጋና በታ ወላዲት ኣምላኽ ይብጻሓኩም ሰላምን ጥዕናን የብዝሓልኩም አግዝኣብሄር ባዓሉ። መደባት Eri TV.
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 жыл бұрын
ብሓቂ ኣሕዋትና አግዚኣብሄር ይሃበልና ከምዚ ገርኩም፡ምስ ገዳማት ሃገርናን ዘላለኩምና ፡ ናይ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ባሕታውያን ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና
@aksenattesfazgi7342
@aksenattesfazgi7342 5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna ab xolotkum zekrna nezi knrei begzabher amlak kudus fkadu kukenelna nmne
@aminechannel263
@aminechannel263 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ነዚ መደብ ዘዳለኹም
@tesfitnegash4852
@tesfitnegash4852 5 жыл бұрын
Amlak aboy ab libya zelow bi selam mewaxo yfterlom amen amen
@helensolomon1378
@helensolomon1378 5 жыл бұрын
Bereketom nay abona menkeriwos yafeleyna neaka kea edmen tinann yhabka.
@tesfitnegash4852
@tesfitnegash4852 5 жыл бұрын
@@helensolomon1378 thanks zi aftey ni kolna
@helensolomon1378
@helensolomon1378 5 жыл бұрын
@@tesfitnegash4852 amen amen amen
@fithauwighile3400
@fithauwighile3400 5 жыл бұрын
ክብሪ ንጎታና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ
@robelmtrd
@robelmtrd Жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@mezekrghebrehannis4687
@mezekrghebrehannis4687 4 жыл бұрын
ጾሎትን በረከአትን ቁዱስ ኣቡነ ሞንቆረስ ምስ ኩላትና ኣመንቲ ይኩን ኣመን
@danayabrham1249
@danayabrham1249 4 жыл бұрын
መርቆሬዎስ ኣቡየ ጸሊ በቲኣነ ውሉድከ ደስ ዘብል ቀጽልዎ ገዳማትና ከይበርስ ኣላልዩና
@filmontekle6398
@filmontekle6398 5 жыл бұрын
ከምቲ ጀርምታት ክትርኢ ማይ ክሮስኮብ ዘድልየካ ናብ ዝኮነ ባዓቲ ክትኣቱ ካኣ እምነት የድልየካ ነስተውዕለሉ እባ እቲ ቃል
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸጋኩም የብዝሓልኩም ብጸሎትኩም ዘኩሩና ሓጥኣን ደቑም ጸሎት በረከት ኣባ መቃርዮስ ኣይፈለየና ስደትና ከሕጽረልና
@zemetuyosef7741
@zemetuyosef7741 5 жыл бұрын
ፆሎትን በረከትን ቅዱስ ኣቡነ መርቀርዮስ ምስ ኩላህና ኣመንቲ ይኩን። ደስ ዘብል መንፈሳዊ ገድሊ
@Hermontesheme-xk1ce
@Hermontesheme-xk1ce 8 ай бұрын
ኣምላክ መፈጸምታ የርእኹም ኣባታተይ &ኣደታተይ ኣምላክ ገዳማት ይባርክ
@tesfuwedialiye8518
@tesfuwedialiye8518 5 жыл бұрын
Amen amen amen xelot melaekiti ayfeleyen
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ድስዝብል ገዳማትና እግዝአብሄር ይሐልወልና ጸሎት ናይ ገዳማውያ ይሓልወና።
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
1ይ ክፋል "Documentary film" ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ Eritrea Orthodox Tewahdo
35:43
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 45 М.
ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ
40:58
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 153 М.
DW TV  ታሪኽ ገዳም ቤተ- ጴራቅሊጦስ ፃድቃን ወ ሰማዕት
37:02
ERi-TV: ጥንታዊ  ገዳም ቅዱስ የውሃንስ ቴድረር
32:32
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 120 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Exodus | ኦሪት ዘጸኣት
3:41:39
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 939 М.
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН