**12 ክፋል|ኣብ ዶባት ዝነብር ህዝብና ቀዳማይ ግዳይ ወራራት ወያነ - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERi-TV

  Рет қаралды 14,755

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

9 ай бұрын

Part 1 = • **1ይ ክፋል| ምውሓስ ናጽነት - ...
Part 2 = • **2ይ ክፋል| ቀዳሞት 7 ዓመታት ...
Part 3 = • **3ይ ክፋል| ግፍዒ ጃንዳ ወያነ ...
Part 4 = • **4ይ ክፋል| ምስጋር ዓዲ ምሩግ ...
Part 5 = • **5ይ ክፋል|ምስምሳት መራሕቲ ወያ...
Part 6 = • **6ይ ክፋል| ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ...
Part 7 = • **7ይ ክፋል| ቅሉዕ ወራር ወያነ ...
Part 8 = • **8ይ ክፋል| ፍሽለት ቀዳማይ ወራ...
Part 9 = • **9ይ ክፋል| ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ...
Part 10 = • **10ይ ክፋል| ኣብ እዋን ግፋ ዝ...
Part 11 = • **11 ክፋል|ምክልባት፡ምብራርን፤ን...
ERi-TV, Eritrea - **12 ክፋል | ኣብ ዶባት ዝነብር ህዝብና ቀዳማይ ግዳይ ወራራት ወያነ - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERi-TV | ERI-TV Documentaries
Watch the entire series here:
• 30 amet mekete (30 ዓመት...

Пікірлер: 194
@Mehari2491
@Mehari2491 9 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ::
@HuriyaMohammed-eh9te
@HuriyaMohammed-eh9te 9 ай бұрын
ጽቡቅ ገይረ እየ ዝዝክሮ ሽዑ ዝነበረ ግፍዕ ሕጅ ዝገርመን እቶም ደቅ ሰንዓፈ እና ዝብሉ እዝ ኩሉ ረስዖም ትግራይ ትስዕር ክብሉ ምዊዓሎም እዩ እምበር ኤርትራን ህዝባን ከብሮም እዮም ክነብሩ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🕌🕌💒💒💒🕌🕌🕌💒💒💒
@amlesetshishay6627
@amlesetshishay6627 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@teameneguse9717
@teameneguse9717 9 ай бұрын
Ygrem EU kemey Elka ne zezerefekan zqetqetekan hawey tblo
@aruaki4454
@aruaki4454 9 ай бұрын
ገሊኦም እቲ ዝገርም ኣዴታቶም ተዓሚጸን ዝተወልዱ ኢዬም
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 9 ай бұрын
ዳሓን ንታሪኽ ንግደፎ እምበር ስንዓፈ ብወያነ ተወሪራ ከላ ኣብ ትሕቲ ወያነ ጹቡቅ ኔርና ዝበሉ ውልቀ ሰባት ውን ሰምዕና። እንቲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብና ዝወረደ ግፍዒ ብወያነ ዳሓን ባስ😢
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 ай бұрын
It is normal for people they live in near border, they share same culture
@yordameda2791
@yordameda2791 9 ай бұрын
አህ ኣነ ንባለይ ግዳይ ናይዝኣኦም የ ብህጻነይ ዝኣተወ ጽልኣት ክሳብ ሕጂ ኣይወጽአለይን ጆናኤሳይድ ዩ ተፈጺሙ ዓለም ግን ሓሳዊት ያ 😥😥🥺
@tesfomgebrezghi6905
@tesfomgebrezghi6905 9 ай бұрын
ነዚ ረሲዖም ምስቲ ደመኛ ወያነ ዝማጻደቁ ዘለዉ በዓል ሺለት ዩ ዘሕዝነካ ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘልኣለም ተሓፊሩን ተከቢሩን ክነብር እዩ ዓወት ንሓፋሽ!!
@nassersalih1084
@nassersalih1084 9 ай бұрын
Caribossa my home village . I miss wellahi. I was very young but i remember this situation. Allah protect our population and our country inshaAllah 👌
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ናተይ።
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay 9 ай бұрын
ክንደይ እወ ተዛሪቢና እንታይ ከነምጽእ ኢልና ሓዲግናዮ እንበር ክሳብ ሕጂ ኣብ ውሽጥና ንብዓት ድቃስ ከሊኢና ኣሎ ኣጆና ጥራይ ❤❤❤
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e 9 ай бұрын
ከምዚ ኢና ዝበልና ኣምጽእዎ ጥራይ። ዝተሰነደ ከምዘለና ኣይፈልጡን ዮም🇪🇷💝
@bggebreyesus6179
@bggebreyesus6179 9 ай бұрын
ገዛና አፍሪሰሞ መረበዓት ናብ አግዕዞም❤ ሰንዓፈ ዓደይ🇪🇷💙❤️💙🇪🇷 ከተማን ገጠራትን ዝገደፋ የብለሙን አዕንዬምን ዘሚተምን እዬም እዞም ተካላት ዓለት።
@alazargebil8045
@alazargebil8045 9 ай бұрын
ዓውተ እግል ርሒብ ገቢል ! ❤ ።
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 9 ай бұрын
ኣሕሕሕሕ ኣይንርስዖን ኢና ሓቂ ሒዝና ኢና ንመውት ኩሉ ግዜ ኤረይ ሓላል መሬት ኩሉ ግዜ ኣብልብና ህዝብና በዞም ርጉማት እወ ዘሕሎፎ መከራ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪 ወይለኹም ኣቱም ከዳዓት ነዚ ረሲዕኩም መስ ጸላኢ ወጊንኩም ዘለኹም ክንተሓሳሰብ ኢና።
@yrgalembarankel6293
@yrgalembarankel6293 9 ай бұрын
ኣሓ አዚ ይርሳዓ ኣምላክ ንህዝብና ሃገርና ይሓግዝና ነቲ ጅግና ምክልካል
@5generation581
@5generation581 9 ай бұрын
እቶም በሊዕኩም ትርስዑ ረስዕዎ ንሕና ግን ኣይንርዖን ኢና 🇪🇷
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 9 ай бұрын
ስድራ ክንድረር ኢልና ምስ ተቐረብና ኢየ ነዛ መደብ ወሊዐያ። ድሮ 5 ደቒቕ ኣብ ዘይመልእ ኩላ ስድራ በዚ እከይን ነውራምን ተግባራት ወያነ፣ ይትረፍ ዝተቐረበልና መኣዲ ክንውድእ ኣብ ኣፍና ዝነበረ መግቢ ምውሓጥ ኣቢዩና፣ ኣስደሚሙና ካብ ኮፍ ዝበልናሉ ጣውላ ምትንሳእ ስኢና።
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
ሕጂ ካኣ ኣብ ሰንዓፈ ግፍዒ ኣይተፈጸመን ዝብሉ መሸኒት ተጋሩ ዝመቀሮም መርቀንቲ ካኣ ንህዝብና ኣብ ኩቡር ሃገራዊ ባዓላቱ ስራሕ ኣሕመትሙቶም ይሰርሑ፡ ዘርኦም ትበተኽ
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 9 ай бұрын
ደሓን ናይ ወያነ እከይ ግብሪ ዋጋ ከፊላትሉ ኣላ።🇪🇷🇪🇷✌🇪🇷🇪🇷
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 9 ай бұрын
እዞም ዓመጽቲ ሕብሮም እንዳቐያየሩ ንህዝብና ሰላም ከሊአሞ።እ/ር ኤርትራን ህዝባን ይባርኽ።❤🇪🇷
@hamelmalo8300
@hamelmalo8300 9 ай бұрын
እዚኦም ጎሮቤትና ብሙኻኖም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ። ግን ኣምላክ ኣቦይ ሃገርናን ህዝብናን መንግስትና ሓልወልና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HEGDEFAWIT
@HEGDEFAWIT 9 ай бұрын
Ezom diyom yehwatna tblwom zelekum Wedi Eritrea 🇪🇷 tebarabr
@tesfaeyusenkey7517
@tesfaeyusenkey7517 9 ай бұрын
ኣይ አወ ሰርሐ ኣደይ አዚ ኩሉ ሰብኪን ንብርትክን በርሱ። I lost my father too i was just one years old at this time zelalemawi zikri kibrin nesematatina😢.
@helenaki18
@helenaki18 8 ай бұрын
May God rest your precious father's soul in peace🙏🏻 My parents were a victim too. 😢
@rufaelberhe7279
@rufaelberhe7279 9 ай бұрын
ኩሉ ኣምጽእዎ ትም ኣይትበሉ ንሶም ብዙሕ እዮም ዝገብሩ ዘልዉ
@danielafewerki1119
@danielafewerki1119 3 ай бұрын
ካብ 1-12 ተዝርጊሑ ኣሎ
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e 9 ай бұрын
EriTv ባጣዕሚ ብጣዕሚ ነመስግነኩም🇪🇷💝🇪🇷💝
@fenklnwludwelododiwhuediwh9412
@fenklnwludwelododiwhuediwh9412 9 ай бұрын
Bezom rgumat gorebet dkas Siena gexom trah egziabher amlak neta brkti Hagerna abarkelna Kab ayni hasad halwelna 🙏🙏🙏💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
ግደፉ ህዝቢ ትግራይ ጥዑይ ከይትብሉና ደቂ ዛ ሸርሙጣ ክልል ቡዳ ህዝቢ ዓኽ ጡፍፍፍፍፍፍ
@efremkidane17
@efremkidane17 9 ай бұрын
ናይ ኢዶም ረኺቦም ኢዮም እዞም ዑሱባት ጁንታ፡ ነዚ ረሲዖም ትግራይ ትስዕር ክብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ መዓልትኹም ተጸበዩ ርኳን ሃገር
@eritreanentertainmentoffic852
@eritreanentertainmentoffic852 9 ай бұрын
We made them pay Deki Erey🇪🇷. Look at Tegaru now, they are suffering now. Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@estifanosredae1912
@estifanosredae1912 9 ай бұрын
Tigraway koyne enqae aytefeterku Temesgen amlak.... Eritrawnet tuem 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@tesfa1222
@tesfa1222 9 ай бұрын
ታሪኽ ግን ሓቂ ኢዩ ኣይምሕርን ኢዩ ክበሃል😢
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 9 ай бұрын
ኩሉ ትግራዋይ ሽፍታ ዘማቲ'ዩ። ታሪኾም ዓብዪ ምስክር'ዩ።
@SuleimanHussein-bw8ir
@SuleimanHussein-bw8ir 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ነዚ ሰኒድኩም ናብ ህዝቢ ምናውኩም ካብ ልቢ ነመስግን ልክዕ እዛ ማንታ ዝወለደት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ዜሮ ሰዓት ያ ወሊዳ ካልኦት ውን ብዙሓት ኣለዋ ንሕና ብሳሆ ናባ ጋደ ንብሎ ወይ ሮባ ኩማይለ ወሊደን ብደብዳብ ዝሞቱ ዝቆሶሉ ማእለያ ኣይነበሮምን ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝተፈጸመ እዚ ኢልካ ዝጽብጸብ ኣይኮነን ብፍጹም ዝርሳዕ ውን ኣይኮነን ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ንሕና ምሉእ ሰነድ ከለና ጭቡጥ ዘየጠራጥር ታሪኽና ክንፈልጥ ግቡእን ግዴታን ስለዝኾነ ተኸታታሊ ክትቅርቡልና ይላቦ ብፍላይ ድሕሪ 2000 ወይ ውን ካብ 1996 ጀሚርካ ነዚ ዝፈልጦ ስለዘየልቦ ክምሃር መታን ኣብ ሰሙን እንተወሓደ 2 ግዜ ክቀርብ ኣለዎ ብዝተረፈ ሰላም ራህዋ ሓጎስ ብልጽግና ንህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 9 ай бұрын
ኣጆና ደቂ ኤረይ ይጥዓም ይሕሰም ወትሩ🦁 ሃገረይ!💪🇪🇷🇪🇷🕌😘💒👍👍። ኣሕኣሕኣሕሕ ህዝበይ😢😢😢በዞም ደቃሉ🐒 ዓድዋ🇻🇳ጁንታ🐍🇻🇳🐍🤮🤮🤮
@beautifulday7502
@beautifulday7502 9 ай бұрын
Senafe Adey 💕💕💕Adi jeganu 💕💕💕Alhamdulilahi 💕💕💕💕
@beautifulday7502
@beautifulday7502 9 ай бұрын
We will never forget 1998 💕💕💕💕This is what has happened to my beautiful people 💕 Abaykum 🙏 🙏 🙏
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY 9 ай бұрын
ዓሕሕሕሕ እዋይ ዓደይ እነታይሞ ይኸዱ ኣለው እንደበልና እንደሞ ገዲፍናኪ ግን ደሓን ኣብ ሕማቕን ጽቡቕን ኣብጎንኪ ኣለና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritrea719
@Eritrea719 9 ай бұрын
Adgi nhamedu eziom diyom yehwatna tbluna zelekum atum hatela nai tarik weylkum ms ziom konkum hiwet Eritrawi tehlfu tegafiu zelekum dekalu deki dekalu
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 9 ай бұрын
Eri-TV, please try to show this frequently. Many seem/intentionally forget what the criminal TPLF cliques did to Eritreans.
@nazrethagos4560
@nazrethagos4560 9 ай бұрын
Eri Tv takk ❤Kulu kwese alewu eritrewyan zehlfwo gfaei 😢😭🇪🇷❤️⛪️🕌🇪🇷
@teklia3701
@teklia3701 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ነመስግነኩም eri tv
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
እዋይ ህዝቢ ኤርትራ ትረኽቦ፡ ምረት ጸላኢና ጎሮቤት ዚኦም ይኹን። ኣጆኻ ህዝበይ ኣብ ምዝዛም ዩ ስቅያትና። ይዋእ ቶም ጀጋኑና ሓርበኛታና ከየዕረፉ እምበር
@selineceline3596
@selineceline3596 9 ай бұрын
Please Teach history to the young generation at school from 1st grade. They don't know all of this!
@ERi291MM
@ERi291MM 9 ай бұрын
እንታይ ኢኹም እንዳ Eri-Tv ንሓደ ተኸታታሊ መደብ ጅምር ግድፍ፡ ጅምር ግድፍ ተብልዎ፧ ካብ መጀመርታኡ እንዶ ኣምጽእዎ እቲ ሕማቕ ታሪኽ ናይ መሳፍንትን ወያነን ትግራይ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ጥሪትን መሬትን ኤርትራ ዘውረድዎ። ብሰንኪ እዚ ሕማቕን ኣስካሕካሕን ግፍሒ ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘይምፍላጡ፡ እዩ ሕጂ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ደገ ከይዱ፡ ኣንጻር ህዝቡን ሃገሩን ተላዒሉ ትግራይ ትስዕር፡ ተጋሩ ኢና፡ ትግራይ ትግርኝ ዝብል ዘሎ። ስለዚ ያላ ተበራበሩ እንዳ ዜና። ነዚ መንእሰይ ኣንቅሕዎ፡ ኣረድእዎ፡ ታሪኽ ንገርዎ፡ ካብ ጥፍኣትን ኣንጻር ህዝቡን ሃገሩን ምለስዎ። ናይ በዓል ተሰነይ፡ ባረንቱ፡ ማይድማ፡ ክሳድ ዒቃ፡ ማይምነ፡ ወዘተ ወዘተ ከኣ ኣምጽእዎ። እዚ ዳሕረዋይ ወለዶ ይፍለጦ።
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 9 ай бұрын
Btami xubuk medeb kexlwo tv eri,kemzi ena ndeli zelena eti haki yneger eti tarik kemzelewo ywxa,tegaru 10 lbom eko zeytegebre kinegru enda walu si ezi haki nmntay aykerbn kexlwo admen tanan yhabkum, proud to be eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@barkayyemna9996
@barkayyemna9996 9 ай бұрын
Kimzey kirkume afiltwo zenuise weldio viva eritrean warsey nkidmit 🇪🇷 ♥️ 🐅
@michaelnegusse2652
@michaelnegusse2652 9 ай бұрын
ታሪክ ተጋሩ ታሪክ ዝምታን ራስያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 9 ай бұрын
እወ! ኣግራብ ኣይገደፉ ሰብ ኣይገደፉ ንብረት ኣይገደፉ ኣብ ልዕሊ ኩሉ ነገር ዕንወትን ዓመጽን ፈጺሞም። ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ድማ ናይ ብዙሕ ግፍዕታትን ገበንን ጃንዳ ወያነ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኢርትራውያንን ቀንድ ኣብነት ኢያ።#ኣይንርስዖን!
@erenasalina7411
@erenasalina7411 9 ай бұрын
ክቀእጽል ኣለዎ እዚ መደብ ክሳብ 2021 ዝነበረ ሰነድ ህዝቢ ክፈልጦ ኣለዎ። ሰራዊት ኤርትራ ንምጽላም መጽሓፍትን ፊልምታትን ይጽሕፉ ኣለዉ። ከነበርዕኖ ኣለና። ዓወት ንሓፋሽ
@beautifulday7502
@beautifulday7502 9 ай бұрын
This is the truth 💕 💕 💕 I was a young 1998 AYRESAENAYON 💕💕💕💕💕💕💕💕
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 9 ай бұрын
Ita idom rekiboma deki Erei izom hasadat geta amlak ifdeyiom. Agioka hizbi Eritrea ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👍👍
@asmeafabri4547
@asmeafabri4547 9 ай бұрын
ከም ህዝቢ ሰንዓፈን ከባቢኡን ዘሎ ህዝቢ ጌሩ ዝተበደለ የለን ኣብ ወራራት ሕጂ ከኣ እቲኦም ቀዳሞት ዓዶም የሕሊፎም ዝህቡ ዘለዉ ከኣ ንሳቶም እንታይ እዩ እቲ ሽግር?
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 ай бұрын
Because it is close to Tigray most young people went there they teach them to heat their country
@Salh-wr5dq
@Salh-wr5dq Ай бұрын
ይገርም ቃል ኣለኒይ ወያነ ዓደይ ከይትረግጽ
@yonnastsehaye8277
@yonnastsehaye8277 9 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኣይትበል ይብሉና እቲ ሓቂ ግን ህዝቢ ትግራይን ወያነን ኩሎም ሓደ እዮም ሓስዳት ሰረቅቲ ባህሎም ስለዝኾነ ::ምሳና ኤርትራውያን 100 ጊዜ ተፈጢሮም ዝቂየሩ ኣይኮኑን ምስ አትኦጵያ ውን ርኢናዮም ኢና :: ዓወት ንሓፋሽ!!
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e 9 ай бұрын
ተክለ ጅግና ነመስግነካ✅
@brhanalem5387
@brhanalem5387 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ክንድዚ ጭካንየ ኣሎ ! ኩሉ እንድዩ ዝገርም ገረብ ከይቦቅል ካብ ሱሩ ክምንቁሱ ኣይ ዓዘራ ኣለዎ ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ ❤❤❤❤❤
@Berhane.TV.Tube6757
@Berhane.TV.Tube6757 9 ай бұрын
ወያነ ህዝቢና ኣባሳብሶም ብሰላም ክነብሩ ማለት ዘመት እዩ ኣጀኩም ኣቦታትና ኣዴታትና የሕዋትና ወትሩ ኣብ ልቢና እዩ ዘሉ ስቅያትኩም ንሕና ደቂኹም ፈጺምና ኣይንርሶዑን ኢና ነፊስ ወከፊ መንእሰይ ኤርትራ ትስሚዕ ኣለካ ታሪኽ ህዝቢኻ ንዚ ትክሕድ ተኹይንኻ ኣብ ቅዲሚ ኣዴኻ ደመ ደመ ከልቢ ይኹኑ ኣነ እሞ ፈጺመ ኣይክሕዶን ኣይሩሶዑን ራስያ ህዝበይ እወ ኣብ ዓጺምና ንዘንቲእለት እዩ ዋላ ኣብቶም ንወልዶም ቀሎዑ ክምሓላልፊ እዪ እወ ንምንታይ ዲዪ ኣብ ዓጺምና ኣትዮ ህዝበይ ዘይትሕልል ደክመ ከይበልካ ጊፊዕታት ተጻውርኻ ኣብዚ ግዜ በጽሕኻ ወትሩ ኣብ ልበይ ኣለኻ ብሩኽ ህዝቢ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ይኩን ንህዝበይ ኤርትራ ዓውት ንዓፋሽ ክብሪን ሓይልን ሞጎስን ነቶም ሂውቶም ከይበቀቁ ዝሃብና ጀጋኑ ይኩን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@betelihem823
@betelihem823 9 ай бұрын
ሕጂ ጽቡቅ ኣዘካክርዎም ህዝቢ ኤርትራ ድረሶዖ መሲልዎም ከይ ኮኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-do3gn7dp2j
@user-do3gn7dp2j 9 ай бұрын
ሓቃ እያ እሞ ብመንደላይ ክትግረፍ ኮላ ውይን ክተእዊ ዝገበረቶ ስለ ትፈልጥ እያ😅 ክብርን ምጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ! ዓወት ንሓፋሽ !!!
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 9 ай бұрын
ITI NEZI ZIRESIEEE BIDEWU KEMZIMOTE EYU ZIHISEB AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!
@eritrea6227
@eritrea6227 9 ай бұрын
አዞም ዓመጽቲ ሕብሮም አንዳቀያየሩ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ከሊኦሞ እዘበናን ሃገርና ኤርትራ ይእባርከ 🙏⛪️❤️❤️❤️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tajedinyenus8670
@tajedinyenus8670 9 ай бұрын
እቲ ዘሕዝን ነዚ ረሲዖም ብዝሒ ዘለዎም ደቂ እዚ ኸባቢ ባንዴራ ትግራይ ተጠቅሊሎም ትግራይ ትስዕር ክብሉ ክትርእይ ከለኻ ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍር
@TedrosZerit-or7mn
@TedrosZerit-or7mn 9 ай бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beautifulday7502
@beautifulday7502 9 ай бұрын
We are Eritreans 💕 💕 Alhamdulilahi ya rebi alalemin 🌹 🌹 🌹 🌹 🌹
@giromkidane2994
@giromkidane2994 9 ай бұрын
ዶብና ይታሓጸረልና እዞም ጨው እግሮም ሰላም ዘይፈትዉ እዮም
@amoreamore7823
@amoreamore7823 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawigirmay3520
@merhawigirmay3520 9 ай бұрын
ኣይርስዓናዮን ከመይ ገረና ክነረሰዖ ዘይሃሰሰ በሰል ኣብ ኤርትራ ዝጎበሮ ወያን ናይ ኢዱ ወሲዱ ኣሎ ኢቲኦሞ በሊዖም ዝረሰዖዎ ክረሰዕዎ ኢዮሞ ኢቲኦሞ በሊዖሞ ዝዘሰከሩ ግን ኣይረስዖዎን ኢዮሞ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FiliAlem-yb1su
@FiliAlem-yb1su 9 ай бұрын
Hzbeyy hagereyy halweley fetari ❤❤
@FiliAlem-yb1su
@FiliAlem-yb1su 9 ай бұрын
Nhanti mealti sltan tezwehabeni neritra ab tefer kof mebelkwa ❤❤❤
@almaznirayo9318
@almaznirayo9318 9 ай бұрын
We’ll never forget 🎉🎉🎉
@mekonenzerai974
@mekonenzerai974 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
ሰረቕቲ ጎሮቤት ፎህ ህ ህ ህ ህ ኣደድድድድድድድድድድ
@user-mm3zi3kc1i
@user-mm3zi3kc1i 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@sarajoh313
@sarajoh313 9 ай бұрын
1998😭😭😭💔💔
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 9 ай бұрын
Ahhhhhhhhh Awey hezbena zerekoba gefi aweyyyyyyyyyyyyyuuy
@busd7688
@busd7688 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
ዚ ቡዳ ህዝቢ ትግራይ ቆንዳፍ ኣበይ ክሓልፈሉ፡ ንብረት ስርቂ ወኒኑ ዝቐስን መሲሉዎ እንሀ ሕጂ ደቁ ተዘሚቱ የእዊ
@jonnigusu9200
@jonnigusu9200 9 ай бұрын
Eway mesikin hizbina besenki hasadat gorbt nzebenat, tesQu
@kidantekle2443
@kidantekle2443 9 ай бұрын
Please share this video to all Eritreans to know how wayene did to our prople.
@asmerayem8777
@asmerayem8777 9 ай бұрын
ደንጊኹም ኣምጽእክማ ንሴቶም ግን ብሓሶት ከምዚ ጌሮም እንዳ በሉ ሰብ ኣትዒቦም
@redae3365
@redae3365 9 ай бұрын
Share belwo kulatkum zeyreayo kireyo. Eza kula dhri 2000 zteweldet menisey mszom angergerti aedug zela nezi tarika aytfelton eya
@Eriboy1
@Eriboy1 9 ай бұрын
እዞም ዝገርመኒ ነገር እቶም ቀንዲ ብጭፍራ ወያነ ዝተጨፍጨፉ ከባቢ ሰንዓፍ ሕጂ ከኣ እቶም ብያቲ ናይ ወያነ ዝልሕሱ ንሳቶም ወዳኢቶም ትምጻእ!! እንዳ ዜና ክኣ እዚ ኩሉ ኣብዚ ሩሑቅ ዓዲ ኮይኖም ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራ ዝብሉ ህዝቢ ኤርትራ ክጠርእ ኣለዎ ዝብሉ ቪዶታት ንህዝቢ ኤርትራ ኣስምዕዎም ስቅ ኣይትበሉ ስቅ ትርጉም የቡሉን ብፍላይ ኣብ ሓይልታት ክትስርሑሉ ኣለኩም so thank you ❤🎉❤🎉🎉🎉
@aberehamtegaygelegaber7404
@aberehamtegaygelegaber7404 9 ай бұрын
Zerzirwo dea eri Tv eti haki slezeytzarebna zeytgbre bsne migbar hizbin serawitn mengistin Eritrea zeytegebren fetsimu zeywealon bgenzeb ASIBOM zgebrwo zelewu tekene melsi kiwehabo alowo
@alazargebil8045
@alazargebil8045 9 ай бұрын
በሉ ስምዕዎ እዛ ከዳሚት ዘማቲት ሓሳዊት ጓል ኣሉላን ዉበን ወያነ ዝገበረቶ በደል ኣብ ባረንቱ ተሰነይ ጎሉጅ ኦምሓጀር ውን ገሮሞ ኣብ ንብረት ጥሪት መካዪን ኩሉ ልሕጽ ኣቢሎም ወሲዶም ብዓቢኡ ሂወት ሰብና ውን ኣይተረፈን ። ኣይገበረትን ረስዕዎ ዪብሉ ኣለው ኣከደምቶምን ኮራኩሮምን ከም ኣመሪካን እንዳ ዕንክሊልን መንነት ኣልቦ ብርገድ ንሓመዱ ። ደሓን እታ ኩርዓትናን ሓበናን ዝኮነት ኻሕሳናን ፈዳዪት ሕነ ዝኮነት ሻዓብያ ንወያነ ሓምሺሻ ደፊናቶ ዓሽ ዎ ምርሓባብኩም ፍራስ ኤረትርዩን ❤ ! ።
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
በዚ ዝሓለፉ ናይ ሽዑኡ ቆልዑ ሎሚ ደንጎላ ተሰኪሞም ኣዴታቶም ክፈግኡ ምርኣይ የሕዝን። ታሪኾም ንገሩዎም። ስቕታ ሻዕብያ ሞት ይጽውዕ። ተበራበሩ።
@dgfadf186
@dgfadf186 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
@wedishabiya7836
@wedishabiya7836 9 ай бұрын
Ezom komalat dehan hij rekibema alewu gn hzbna ka lewah keynka lewuhat aydeln eu plss haguzna ktefu alewo tegaru
@almazhadera8272
@almazhadera8272 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 9 ай бұрын
Meshem eritrawian medyatat weyane terete adgi nihamedu emni derbeye kab mbal nezi gfotat teqababilom zeykalihwe dmxi zey konuwe hizbna 😢😢zzehzin yu
@user-xg9yg3js7u
@user-xg9yg3js7u 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabatekle1992
@sabatekle1992 9 ай бұрын
ኩሉ ዝገበርዎ ምስናድ ጥራይ እኹል አይኮነን ደንጉኹም ነዚ ክተቅርብዎ መንእሰያትና ትግራይ ዓዲ ሰብ መሲልዎም ተሰዲዶም አብኡ ከአ ብህዝቢ ትግራይን ወያነን ተቀቲሉ ተዓሚጹ ንመንእሰያትና ራዕ አቢሎሞም ንስደተኛታት ኩሉ ዝፈጸምዎ ግለጽዎ ኩሉ ግዜ ይጻወቱልና አለው ንምንታይ ዝኽወል እከዮም ግብሮም ብምቅላዕ ህዝብኻ አድሕን ትግራይ ካብ ንሰብ ነጋንንቲ እዮም ዝቀርቡ
@teklesemere2963
@teklesemere2963 9 ай бұрын
Please guys share 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ww1075
@ww1075 9 ай бұрын
Tegaru qomalat
@asmeromokbay4323
@asmeromokbay4323 9 ай бұрын
Aytdnguyena bejakum
@Salh-wr5dq
@Salh-wr5dq Ай бұрын
እዚይ ምግናን ዘይቡሉ ሓቂይ ኢዩ
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 9 ай бұрын
eti zgermenin, zheznenin kabzi adtat ezi zwxieu americana, cnadan, european, esreailn koynom ms zom kemzi gerom adetatomn, tgasisom nbretom wersom fah fah zbelwom telamat Weyane koynom. nkola sebeyti zesnabdu zelewu berged nhamedu do wela adgi nhamedu ena belu.
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh 9 ай бұрын
ሓያል ትዕዝብቲ። ታሪኾም መን ምስ ነገሮም። ስቕ ምባል ትርፉ ንሱዩ።
@dl4055
@dl4055 9 ай бұрын
Eway hzbna bezom rgumat gorobet tewaridom,bejakum gele ngber wela awatsina kemzi nay chain abi mendeq msrah eyu zedlena, Hanti tgermeni ane ezi kulu tegefiena kea etom tgray tser tblu kedat deqi hager mastha hzbi eritra ywredkum.
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 9 ай бұрын
Aye hzbey zeyeidka rekibka hmak gerebet rekibka bzhalefe yeakl ybelena
@ኤርትራ
@ኤርትራ 9 ай бұрын
ክትፍደይዋ እዬም ንውሉድ ዎሎዶ ከነዘንትዎ ኢና ክብሪ ንጀጋኑ ሰራዊት ኤርትራ ከሙኡ ከኣ ንመላእ ሕዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷💪
@KenedyIsiolo-vj1ze
@KenedyIsiolo-vj1ze 9 ай бұрын
You guys supposed to show long time ago.
@amlesetshishay6627
@amlesetshishay6627 9 ай бұрын
🌹💐🌹💐🌹💐🌹🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
@giromkidane2994
@giromkidane2994 9 ай бұрын
💔💔💔💔💔😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senayeri433
@senayeri433 9 ай бұрын
ሃንጊ ካብ ጥንቲ ባህሎም ዩ ኔሩ
@medadejen7196
@medadejen7196 9 ай бұрын
Ahhhhh
@andattesfayandattesfay6528
@andattesfayandattesfay6528 9 ай бұрын
🇪🇷💪🇪🇷🕌❤️💒🇪🇷🇪🇷
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 20 МЛН
ንወያነ ምድሓን ዘይከኣል ዕማም-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
14:59
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 13 М.
EMS Special ትግላችን እስከ ቀራኒዮ ነው Tue 23 Jul 2024
8:58
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 19 М.
19 июля 2024 г.
0:20
мишук круглов
Рет қаралды 4,2 МЛН
Waka waka #4 🤣 #shorts
0:15
Adani Family
Рет қаралды 14 МЛН
POV Anxiety became a dad, but... | Inside Out
0:34
Future Fun
Рет қаралды 19 МЛН