ኣደ 7 ስውኣት - ኣደይ ሂወት ተኽለማርያም | Mother of 7 Eritrean martyrs - ERi-TV,

  Рет қаралды 107,550

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

2 жыл бұрын

ኣደይ ሂወት ዘገብረኦ ሰፊሕ ዕላል ምስ ማና ኺዳነ ኣብ ዩቱበ ተኸታተሉ፡
1ይ ክፋል = • ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡...
2ይ ክፋል = • ERi-TV, Eritrea - ሳይዳ፡...
ኣደ 7 ስውኣት - ኣደይ ሂወት ተኽለማርያም | Mother of 7 Eritrean martyrs - ERi-TV, #eritrea

Пікірлер: 496
@user-xk1ov4tn8j
@user-xk1ov4tn8j 2 жыл бұрын
ዓደይ ዓዲ ንፋስ ዓዲ ጀጋኑ ስለ ኩሉ ነገር ነመስገን ኣብ 7 ዓመተይ እታ ዘዕበየትኒ ዓዲ ሰብኡት ዓደይ ምዓረይ ዘርኣኹምኒ ክብርን ምስጋናን ይስውኣትና 🇪🇷😭😭
@erigirl9358
@erigirl9358 2 жыл бұрын
ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከኣልኩን ኣደይ መዓረይ. ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷❤️
@eriiistars3089
@eriiistars3089 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዘለኣለም ንጀጋኑ ሰማእታትና 🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጹዋትና
@segeneritrea8781
@segeneritrea8781 2 жыл бұрын
ከም ኤርትራዊት ጅግና ኣደ የላን ኣብ ዓለም፡ ኣደይ ህወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ኣደ።ቅሰኒ
@taz3739
@taz3739 2 жыл бұрын
አደ ጀጋኑ ክብሪ ይሃብክን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ
@tewoldegebreslassie3610
@tewoldegebreslassie3610 2 жыл бұрын
ትእምርቲ ጽንዓት ኣዴታት ኤርትራ ኢኽን እሞ ክብሪ ይሰማዕክን ኣዴና። ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብክን ፈጣሪ
@yonastekle5295
@yonastekle5295 2 жыл бұрын
ክብሪን ምስጋናን ንኤርትራዊት ኣደ ይኹን :ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyerusalemz317
@eyerusalemz317 2 жыл бұрын
ኩሉኹም ኣብዚ ታሪኽ ምስናት ዝተሳተፍኩም የቐንየለይ🙏🏽🇪🇷 ኣደይ ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ🙏🏽❤️🇪🇷
@BshaEntertainment
@BshaEntertainment 2 жыл бұрын
ገዛና ኢዮም ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኻዊ ኢዩ
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 жыл бұрын
እዋይ ጽንዓትን ንቕሐትን ናይ ኣደይ ሂወት!! ዘገርም እዩ። ብሐቂ መስዋእቲ ክቡርን መሪርን እዩ። ዘለዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!! ልዑል ምስጋና ንስንኩላትና!! 🙏🇪🇷🌷🇪🇷❤️🇪🇷
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 2 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስወኣትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ታሪኽ
@tezfayzewde
@tezfayzewde 2 жыл бұрын
እግዝኦ ዕቀባ ለሃገሪትነ ኤርትራ እግዝኦ ኣዕርፍ ነፍሰ ኣግብርቲከ ወአማቲከ ኩሎም ሰማዕታት ኤርትራ ኣሜን ። 20 ሰነ መዓልቲ ስዉኣት፡ ንሰማእታትና ብሓባር ብዝለዓለ ኽብረት እንዝክራ ዕለት እያ። ብርሃን ናጽነት ንኽንርኢ፡ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ግቡእ ክብራ ንኸተረጋግጽ፡ ብኤርትራዊ መንነትና ንኽንኰርዕን ሰንደቕ ዕላማና ብሓበን ንኸተንበልብልን ዝበቓዕና ጀጋኑ ደቃ ምእንታና በጃ ስለ ዝኾኑ እዩ።
@nebiatberhe160
@nebiatberhe160 2 жыл бұрын
እዋይ ጺንዕት ዘሎዋን ወላዲት ክብርን ሞጎስን ይሰማዕክን ኣድ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@charliemy1072
@charliemy1072 2 жыл бұрын
ኣየ ሃቦ ኣየ ጅግንነት ኣየ ተጸዋርነት፥፥ ኣደይ ሂወት ደበስ ኢዮብ ይሃብክን ዝተርፉ ክንዲ 1000 ይግበረልክን ንበራ ክበራ ዘላኣለማዊ ክብሪ ንሰማአታትና
@habtetareke9215
@habtetareke9215 2 жыл бұрын
ኣቤት ጽንዓትን ተጻዋርነትን ዝገርም ኢዩ። እወ ዋጋ ናጽነት ርዝነቱ መዕቀኒ ኣልቦ ኢዩ።ሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ይዘከሩ።
@flameshockey7688
@flameshockey7688 2 жыл бұрын
አደ ጀጋኑ ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 2 жыл бұрын
አደ ጅግና አደ ምእንትዛ ሃገር ጽንዕቲ አደይ ሂወይ, በላ እታ ዘላትክን ዕድመ አምላኽ ጥዕና ይሃብክን አደይ ሂወይ ,በሐቂ ገሪምኒ ጽንዕቲ አደ ንቕሕቲ አደ ሐቦኛ አደ, እምበር 7 ደቀን ተሰዊኦም በቲ ሙሉእ ልበን እቲ ሐቦኤን መሊሰን ነቲ ዘሎ ትውልዲ ከዘንትዋ ብጣዕሚ ተሐቢነ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደይ ሂይወት።"ብሐቂ ማኦ" አደ ሶውራ።🇪🇷♥
@amanuel3396
@amanuel3396 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰምኣታት ኤርትራ። ንዘልኣለም ብጀጋኑ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ክትነብርያ። ኣደይ ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን። ጋዘጠኛ ኤፍሬም ግደ ምስ መሳርሕትኻ ብትገብርዎ ዘለኹም ዘሐብን' ዩ። ኣበርቲዕኩም ክትሰርሑ ድማ ይላቦ
@user-mk5ne9wp9i
@user-mk5ne9wp9i 2 жыл бұрын
ክብሪን መጎሰን ንስውኣትና፡ቅሳነንትን ጥዕናን ኣደይ ሂወት፡ ብሓቂ ኣብነት ኣዴታት ኤረትራ ነፍሲ ወከፍ ኣደ ኤርትራዊ መጽሓፍ ያ ዘይተነበት ነንብባ ኣለናልኪ ያ ትፈቱ ረዚን ታሪኽ ኣለዋ ብፍላይ ኣደ ስዉእ ትጽዉዕ።ክበሩለይ ንበሩለይ ህዝበይ ዕድመን ጥዕናን ንስድራቤትና።
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 2 жыл бұрын
🙏🙏🦁💐ጅግና ኣደ----- ጀጋኑ ዘፍረከ 🦁ክብርን ምስጋናን ይግበኣኪ 🙏🇪🇷💪🦁💐ኣደ ኩሉ ሙሩጻት ጀጋኑ ዘፍረኪ 🦁💐🇪🇷🇪🇷ጽንዕቲ ወላዲት 💐♥️🇪🇷😍🥰🙏💚♥️💛💙🌹
@jossijossi7972
@jossijossi7972 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🇪🇷♥️🇪🇷
@betubetu2521
@betubetu2521 2 жыл бұрын
መሪር ታሪክ ! ዘሕዝን ወዲ ሰዉእ ክስዋእ ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና. ሰማያዊንጉስ ሰላምካ አዉርደልና ሃገርና ባርክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 жыл бұрын
ሰማኣእታትና ብግብሪ ይደበሱ 🇪🇷❤🇪🇷 ንዘለኣለም ድማ ብኽብሪ ይዘከሩ💐🌹❤ ወትሩ ዓውት ንሓፋሽ✊🇪🇷❤
@eritree9794
@eritree9794 2 жыл бұрын
አደይ ህይወት ዋዕሮ ሃገር ከምሽመን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክን ንፍጡር ሞት አይተርፎንዩ'ሞ ታሪኽ ዝሰረሑ ጀጋኑ ወሊድክን ኩሉ ኤርትራውን ኤርትራዊትን ውላድክን'ዩ ። ዘልዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉአትና 🌹🙏 ✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ክብርን ሞጎስን ንሰምአታትና ወትሩ አብ ልብና ህያው ኢዮም ።🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
@tsep5647
@tsep5647 2 жыл бұрын
What amazing and inspirational story of strong, committed, and dedicated Eritrean mother. She has unimaginable strength and grace that shows in her face, while telling her experience during the struggle for freedom. I Salute, and thank her for her sucrifaction for our independence. AWET NEHAFASH AND HGDEF. 🙏👍🇪🇷🙏👍🇪🇷🇪🇷❤🙏
@samharamen6278
@samharamen6278 2 жыл бұрын
እዘን ናይ ሕጅ ወለዶ ካብዚ ተማሓራ ኣዴታትና ረኣየኣን በጃ ኤርትራ 🇪🇷😥🕯️ሞባእ ውላድ እየን በጃ ሃገር 🇪🇷 ዘወፍያ አብዚ Europa, USA . ዘለኽን እስከ እዚ እዩ ታሪኽና 🇪🇷 ኣደ ጀጋኑ ኣደይ ሂወት🙏🏾🤲🇪🇷 ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🕯️😥🕯️🇪🇷🕯️😥🕯️🇪🇷🕯️😥🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓፍተይ ናተይ ጅግና ወዓሮ ጋል ኤረይ❤❤🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯
@fethiteklai4794
@fethiteklai4794 2 жыл бұрын
What a mother you are adey Hiwet, ade Eritrea ade hager ade sidra ade moral ade kebret ade xinat ade jeganu ade tarik ade sematat ade 9 biherat. I am so proud of her::
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 жыл бұрын
Absolutely 💯 glory to our martyrs may they're souls rest in peace 🙏 🕊
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Zelalemawi zkri magosen nesmatetena awet nahfahs 🇪🇷🕯❤️🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷🕌🙏💒🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🕯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🕯🇪🇷❤️🇪🇷🕯❤️🇪🇷
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 жыл бұрын
እዋይይይይይ ታሪኽ ዓደይይይ ኣዘንትኻ ዘይ ውዳእ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🌹🌹🇪🇷🇪🇷😍😍ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ወላዲት 🌹🌹🇪🇷🇪🇷😍😍
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 2 жыл бұрын
ክብርቲ ጅግና ኣዴና ሂወት ❤️ሂወት ናይ ኤርትራ 💎ጀጋኑ ደቂ ሓረስቶት👑ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና🙏🏿
@mariamdearit7665
@mariamdearit7665 2 жыл бұрын
ኣደይ መዓረይ መግለጺ ስኢነልክን፡ ጅግና ሓርበኛ
@biniamtekleweyni1570
@biniamtekleweyni1570 2 жыл бұрын
ጅግና ኣደ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ኣደ ጅግና ኣደ ኣደ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🙏. 🙏
@user-jm5ro8wv3j
@user-jm5ro8wv3j 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ጀጋኑና ቅሰኑልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️💪
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 2 жыл бұрын
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና !🇪🇷🙏። ኣደ ጀጋኑ ኢኺ'ሞ ክብረት ይግባኣኪ ማማዬ ❤❤🇪🇷🙏💪።
@Sunflower-nd3ix
@Sunflower-nd3ix 2 жыл бұрын
Keberet zekeren ne jeganu sewatna kulu geze Ab lebena Awet nehafash ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻
@redseaeritrea6232
@redseaeritrea6232 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Proud our Eritrean Mother's🇪🇷🇪🇷🇪🇷. We paid a lot for our independence.
@Denden-gu2mr
@Denden-gu2mr 2 жыл бұрын
ብደም ሰማእታት እትበርህ ቀንዴል ናጽነት ንዘንት ዕለት ክትበርህ ትነብር ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፍሽ
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 2 жыл бұрын
Our HERO mather the seven HEROES brothers are always in our heart!!!!🇪🇷✌🇪🇷✌
@nebelbalentertainment
@nebelbalentertainment 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪን ክብርን ን ሰማእታትና ዓወት ን ሃፋሽ 🇪🇷
@agatami22media
@agatami22media 2 жыл бұрын
ኣደይ ሂወት ኣደ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ብር ክትብላ ተሓጎሳ ኣደ ዝናፈቀ ኣግርጩው። ሳብስክራይ ግበሩለይ ደቂ ኤረይ።
@Erilove-fe1bo
@Erilove-fe1bo 2 жыл бұрын
እዋይ ከም አደ ኤርትራዊ ሲ አብ ዓለም የለን። ተዓጢቀን ዘዕጥቃ፣ሐቦኛታት፤ ዓቃላት፤ ጽኑዓት፣ መን ከማክን ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን።🇪🇷😇🇪🇷👏👏👏
@christiantsegaytewelde450
@christiantsegaytewelde450 2 жыл бұрын
OMG adey Hiwet jegna Egziabiher edmen t'enan yhabkn ade jeganu, niberalna.
@flosimon1727
@flosimon1727 2 жыл бұрын
Amazing family, you’re Eritrean HERO like your children . We love you and respect you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wegahtekle2948
@wegahtekle2948 2 жыл бұрын
ኣደ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ንዓኽን 🥰🇪🇷🥲
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 2 жыл бұрын
Oh God remember and protect my beloved nation Eritrea 🇪🇷 🙏
@betelihem823
@betelihem823 2 жыл бұрын
እግዛብሔር ኢዱ ኣምቢሩለን ክብርቲ ወላዲት።ብሓቂ 7ውሉዳትስ ክሱዉኡ ቀሊል ኣይኮነን።ሓደ ኣስዊኤን ብዙሓት ኣዴታት ምካሉ ሲነን ዓይነን ዝዓውራ ኣዲኤን ትቁጽረን።ኣደይ ሂወት ክሳብ ዘለከን ሙሉእ ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ።ስውኣትና ከኣ ብሓበን ይደበሱ።ኣምላክና ያኣክለኩም በለና።
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 2 жыл бұрын
አደ ጀጋኑ ገዛ ጀጋኑ አደይ ህይወት ዕድመን ጥዕናን ይሀብከን
@user-hs2ol4sd2u
@user-hs2ol4sd2u 2 жыл бұрын
ክብርቲ ኣደ ባዓልቲ ሓቦ ንበርልና ክበርልና ኣብነታዊት ኣደ ጂግና እድመን ጥዕናንን ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሱዋኣቲና
@natnaelmikael9803
@natnaelmikael9803 2 жыл бұрын
ኣደይይይይይ ባባየይይ በካ ምክኣል ሲእነ አንታይ አየ አሞ ክብል ኣጂኩም ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና በጃ ዝኮነ ኣቦታተይ ክብሪ ይኩን ኣደይይይ ኣምላክ እድመን ትእናን ያሃብኪ ወላ ባባየይ
@haniokubamicheal8537
@haniokubamicheal8537 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና, ኣደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪን,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sico5275
@sico5275 2 жыл бұрын
Thank you adey Hewet for giving us your children for our beloved country 🇪🇷🇪🇷.
@ghenetaraia5220
@ghenetaraia5220 2 жыл бұрын
Amazing story Mama Hewit Hero given ask your children for Beloved country ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽💪😻
@mariamdearit7665
@mariamdearit7665 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡ ዓወት ን ሓፋሽ
@genettekeste3951
@genettekeste3951 2 жыл бұрын
አደይ ሂወት ጂግና ጥዕምቲ ታሪክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 2 жыл бұрын
ሰላም አሪትራውያን፣ኖን ሂወት ዘሎዎ ሰብሲ አቲ አምንን ሐመድን ዊን ይዋጋአ አዩ፣አዘን ኣደ አዚኣኤን ሚስ ተን ኩለን ጂግና ኣደ ጀጋኑ አየን፣ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና፣ ዐወት ንሐፋሽ።
@yogo5140
@yogo5140 2 жыл бұрын
ኣደየይ መዓረየይ ናይ ሙሉእ ኤርትራ ኣደ ኢክን.... ንዘልኣለም ክብርቲ ኢክን ምስ ደቅክን.🇪🇷❤️
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 2 жыл бұрын
God bless you and Eritrea!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meshave4172
@meshave4172 2 жыл бұрын
ገለን ንክብረቴኪ ሃልሃልታ ትሳገር፤ ገለን ንጥቕማ ብ ዋጋኺ ትቓመር። Awet n hafash🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና 🕯
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
አየ ጽንዓትወ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ክንብል ከለናኮ ብምኽንያትዩ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@jossytm6814
@jossytm6814 2 жыл бұрын
All Glory to OUR MARTYRS. RIP 🇪🇷🙏🏼
@tewelde9778
@tewelde9778 2 жыл бұрын
ኤርትራዊት ማህጸን ትባረክ ረዚን ታሪክ እዩ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና
@medaestif5671
@medaestif5671 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስ ንስውኣትና🇪🇷🕯🕯🕯
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 2 жыл бұрын
ኽብር ሞጎስ ጀጋኑና ሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷🌸
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 жыл бұрын
እሰይ ዋእሮ ጽብክተይ !!! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ኣደይ❤️ እደ ኩልና ዝክሪ ን ምስጋናን ን ጀጋኑና ደኪ ኤረይ ማዓረይ ኢዚኩሉ ጅግንነት ናና ከይበሉ ንዓና ዝበሉ ጀጋኑና በሉ ምእካብ ናህና ኢዩ !!! 🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️🇪🇷😘❤️
@senaitghebrehiwet58
@senaitghebrehiwet58 2 жыл бұрын
ጀግናን ኣደ ጀጋኑን ኣደ። ገሪሙኒ እቲ ህዝና ዘሕለፎ ሸግርን መከራን መስዋእትንሲ መቁጸሪ ዘይብሉ። እቲ ኹሉ ዝተኸፍለ ዋጋ። እቲ ጸንዓት ናይ ህዝብና። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሀዝብናን ሃገርናን ይሓልወልና። ናይ ሰላምን ዕረፍትን ዘበን የምጽኣልና። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@rahwagebreyesus1826
@rahwagebreyesus1826 2 жыл бұрын
Glory to our martyr, you really hero, thanks for you great history 🇪🇷❤
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዓ ወላዲት በቲ ሓደ ከኣ ብደቃ ተቃሊሶም ሃገር ዘረከብና ብጣዕሚ ናይ በሓቂ ኣደ ብልጻት ጀጋኑ እያ ነዚአን ሪኢኩም ከማን ኣይ ትሓስቡን ብጀጋንናን ብስዋትናን ትዋራዘዩን ስውኣትን ተጋደልትን ትጸርፊ ኣምላክ መቅጻዕቲ የውርደልኩም። ዘልኣለማዊ ዝክሪ ስውኣትና 🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷🇪🇷❤️💪🏿
@ninilove4964
@ninilove4964 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝገርም ኢዩ ኣዝየን ሓቦኛን መምህርን ኣደ
@shewitghirmay8039
@shewitghirmay8039 2 жыл бұрын
😭😭😭 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ❤❤❤❤❤❤❤🙏
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 2 жыл бұрын
Adey hiwet,adey jeganu,you and your family pay heavy price for Eritrea and Eritrean people,I’m feel very sad at the same I feel proud of you ,the courage you show,heroes family will not be forgotten for ever ,we are going to continue your family and our martyrs legacy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯💪🏾💪🏾💪🏾🌹❤️
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 2 жыл бұрын
Thank you our mother you very brave & educater we love you ❤️ 🇪🇷🇪🇷🎉awetnihafash
@bnbettytube
@bnbettytube 2 жыл бұрын
ዘላለማዊ ዝኸሪ ንሰማእታትና 🕯 ንእግዚአብሔርን መንግስተ ሰማይ የእትዎም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 2 жыл бұрын
Zelialemawi zkri nswatna 🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ade jeganu
@wt7061
@wt7061 2 жыл бұрын
ኣደይ ሓላለይ ንቅሓትክን ጽንዓትክን ዘገርም እዩ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይምነየልክን ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ።
@ME-gl5qi
@ME-gl5qi 2 жыл бұрын
Am proud to be Eritrian.Adei Hiwot❤❤❤❤🇪🇷 God blessss you with your family.thank you very much.
@lellya2186
@lellya2186 2 жыл бұрын
ዘልአለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zufantewelde892
@zufantewelde892 2 жыл бұрын
You are hero mother 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 more healthy life for you mother!
@moolonn4385
@moolonn4385 2 жыл бұрын
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🕯🕯🕯🕯🕯
@elsayohannes4693
@elsayohannes4693 2 жыл бұрын
MOTHER 👩 OF HEROES. ERITREA 🇪🇷IS ALWAYS PROUD OF ERITREAN HEROES. GOD BLESS ERITREA AMEN. 🇪🇷
@ErilulBaHri
@ErilulBaHri 2 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና! ሓበን ንወልዲ ጀጋኑ ኣደን ኣቦን❤🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷💪
@erinabella5455
@erinabella5455 2 жыл бұрын
አደ ጀጋና አዴና መግለጺ የብለይን ዝተረፉ ዘርእኺ ይባረኹ : አቤት ጽንዓት ኤርትራውያን አዴታትና ብርሃ እዛ ሃገር ብጉልበትክን ብፍረ ማህጸንክንን ደሚቓ ትነብር አላ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@rozighidey1128
@rozighidey1128 2 жыл бұрын
Eway hzbi Eritrea s kxene 🕯🕯🕯🕯🕯💯💯🇪🇷 fliti ade bhaki
@amanielkesete5944
@amanielkesete5944 2 жыл бұрын
GLORY OUR MARTRYS.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hawitedi9810
@hawitedi9810 2 жыл бұрын
"ኣደይ ኤርትራ፡ኣደቶም ሃገረ-ኤርትራ ዝተኸሉ፡ ሰብ ቅያ መትከላዉያን፧ሃገራዉያን። ፍልይቲ እዛ ዓለምና፡ኮታ ኣዚና ተሓበንና!" ሰማእታትና ህያዉያን እዬም፡ ንሕናክኣ ተሓበንና።" 🕯️🇪🇷 PS: ምጭዉቲ ኣደ ሃገረ-ኤርትራ!! ❤️🇪🇷
@meharikahsu2923
@meharikahsu2923 2 жыл бұрын
Ade jeganu eritreawit ade Zealalmawi zekiren Nsamatatena 🕯⚘🕯⚘🕯⚘🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pd6xr7hj9l
@user-pd6xr7hj9l 2 жыл бұрын
ኣየ ጽንዓት ኣደይ ሂወት መኣዲ ዉላድካ ኣሰዉእካ እሞ ከኣ ኣብዚ ዕድመ እዚ ክንድዚ ክእለት እግዝኣብሄር ኣምላኽ እቶም ዝተረፉ ክንዲ ሽሕ ይግበረልክን ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና
@rahwaberhe2748
@rahwaberhe2748 2 жыл бұрын
Nay bhaqi jigna adey hiwet edmen tienan yhabki kbrti ade 🙏🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ጽንዓት ይብኽን ፈጣሪ 🙏🙏🙏እምበ እዝስ ማንም ኣይጸሮን ኢዩ😢😢😢 ጅግና ወላዲት ጀጋኑ ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kidane1289
@kidane1289 2 жыл бұрын
Halal ade fetary Akeley abinetawit ade siwuatina nzele alem yzekeru🇪🇷❤❤❤
@titirezene9592
@titirezene9592 2 жыл бұрын
Zelamemawi zekri neseweatna adey medey mearey 😭😭🙏🏻🇪🇷
@henokgebree
@henokgebree 2 жыл бұрын
Glory to all Eritrean Martyrs and their families because of you we all proud and remember you with respect ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@Hidri_keleta
@Hidri_keleta 2 жыл бұрын
እንድዒ ዝኾነ ቃል ክዛረብ ኣይደልን የ ንዕኣም ዝበቅዕ ኣይኮነን ቃሎምን ኣሶሮም ንከተል ደጊምና ቃልና ነሐድስን ብተግባር ንደብሶምን። እታ እንኮ ለበዋ ሰማእታትና ብፍቅርን ብሓድነት ሕድሕድ ተኣሳስርና ኤርትራ ሃገርና ሕፍርትን ክብርትን ኮይና ምንባር ዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!! ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!
@rahelkiflay8375
@rahelkiflay8375 2 жыл бұрын
ኣደይይይይ መዓረይይይ ኤድመን ተናን ይሓብቂ ሓላል ቅድስት ከርሲኪ ወላዲት ኣናብስ ጀጋኑ ሰብ ስረ ሰብ ታሪክ ወነንቲ ሃገር ብሳሎም ክብርር ንበሪ ኣብ ሃገርኪ ናትኪ ኤያ ሓክክላ ንዓኪ ዝትክፍ ወይሉኤኡ 😭😭😭
@tekletsegay551
@tekletsegay551 2 жыл бұрын
Sela weladki kuriena neneber alena.kibrti weladit. Suwuetna wetru ab libna. 🇪🇷 🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️
@Eritreaforever64
@Eritreaforever64 2 жыл бұрын
መን ከም ኤርትራዊት አደ💪🏽.ሙሉእ ጥዕና ይሀብክን ኪብርቲ አደ ሂወት. ክብርን ሞግስን ንሰመእታትና ወትሩ አብ ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 2 жыл бұрын
Eritrean mothers are unique.God bless your family.our Heroes are always in our heart.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bsratkeshi3591
@bsratkeshi3591 2 жыл бұрын
እዛአደ እዝአ ጀነራል እካ ክውሐዳ ጅግና ዕጥቅቲ በዓልቲ ስረ
@senaittekle3058
@senaittekle3058 2 жыл бұрын
What a strong mother. Proud of her. God bless her and her family 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bicherzere6312
@bicherzere6312 2 жыл бұрын
Eway Jeginent Eritreawit Ade bitaemi zikiroaka .kibiren mogosin nisiweatina wetiru ab libina semaetatina. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️
@zakiamohammed8271
@zakiamohammed8271 2 жыл бұрын
هذه هي ألأم الإرتريا المثالية كفو اطال الله في عمرها
@bettysolo3226
@bettysolo3226 2 жыл бұрын
Adey Hiwet I 'm speechless zegerm nekhat jigna euen, edmen teenan yemneyelken. Kebren mogosen ne Sweatna!!
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,4 МЛН
I wish I could change THIS fast! 🤣
00:33
America's Got Talent
Рет қаралды 115 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 32 МЛН
ዘይደንን ማእገር - ERi-TV
29:01
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 74 М.
20 June Eritreans martyrs day - ግፍዒ ዓዲ ትኹል 20 ሰነ
19:27
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 18 М.
ስውእቲ ምንያ ክብሮም ዛግር 10ይ ርእሳ ኣብ ሰውራ
23:57
Jun 17/2024  ንብዓት ሓበን ትነብዕ ንከይትጋገ ፍለጥ ወዲ ሓዎቦይ
17:32
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 27 М.
Многие думали что Фёдору конец!
1:00
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 2,2 МЛН
Incredible magic 🤯✨
0:53
America's Got Talent
Рет қаралды 46 МЛН
Оказался НЕНУЖНЫМ и Его БРОСИЛИ🐶💀
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 1,8 МЛН
ЕМУ БОЛЬШЕ НЕ ПРИДЕТСЯ НИЧЕГО ВЫБИРАТЬ😂😂😂
0:39
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 7 МЛН
Cậu bé tốt bụng khi có người anh tốt | 111
1:01
Ông Lùn Vlog
Рет қаралды 5 МЛН