No video

ህልቂት ልዕሊ 6 ሚልዮን ኣይሁድ ብሂትለርን ስርዓት ናዝን

  Рет қаралды 85,458

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 428
@user-wq1ss1kw9s
@user-wq1ss1kw9s 4 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ አነ ትግራዎይ እየ ግን ከማካ መምህር ትግርኛ ተዛራቢ ኣይርኣኩን ኣምላክ መሪት ዓድካ የርግፅካ እየ ዝብለካ መግለፂ የብለይን ሰላም ንኩልና ካብ ወለድና ዓድና ተፈሊና ንነብር ዘለና ሰላም መሪት ዓድና ይምለሰና ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኩርዓት ትግርኛ
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
@@5generation581 ኣታ ሎቁማጽ ሂግደፍ ንስካ ካብዚ ውጻእ እበር ተጋሩ ኣሕዋትና እዮም ኣሜን ወዲ ትግራይ ጅግና
@balila3571
@balila3571 4 жыл бұрын
@@5generation581 እዚ ንኹሉ ን ሰማዒ ትግርኛ እዩ ዝምልከት ተዛረብቲ ትግርኛ አብዚ ዓለም ከአ ንሕና ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያን ተጋሩን ኢና። ተዛራቢ ትግርኛ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ከአ ቀረባ ሓውና እዩ አኸለ።
@aronabraham4182
@aronabraham4182 4 жыл бұрын
@@hagosberhe410 amshi gohfa menedeka eluka yhuwatna kid niaka hawuka tekoynu tgraway wedi komal
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 жыл бұрын
@@5generation581 ጊስ ረሳሕ ደንቆሮ ኣሜን ወዲ ትግራይ የሕዋትና ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና
@hagosberhe410
@hagosberhe410 4 жыл бұрын
@@aronabraham4182 ሓወይ መሕሰቢካ ተዘናቢሉ ኣሎ ሕክምና ወይ ማጨሎት ተረኤ
@kiflomberhe1213
@kiflomberhe1213 4 жыл бұрын
ፍናነይ መምህረይ፡ዓቢ ሓወይ ንሳኻ ንዓይ ክትምህር ኣነ ፍልጠትካ ክወስድ ጌና ክንራባረብ ኢና ። ዋዛ ምስ ቁም ነገር'ያ። ደቂ ኤረይ ከኣ ላይክ ሳብስክርይብ ከማኡውን ሼር ብምግባር ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ቡሩኸይ ከኣ ፍልጠትካ ወሓዚ ይግበሮ ኣሜን
@Habeshapodcast
@Habeshapodcast 4 жыл бұрын
ኣብዚኣ በል ግበረለይ ክቡር ሓው kzfaq.info/love/7BjKrfgHFgc4DgYVt19Gsg
@michaelghidey753
@michaelghidey753 4 жыл бұрын
አብ መእተዊ መደብካ ዝበልካያ ደስ ኢሊትኒ አጀኹም ጥራይ ክንሓብር ኣለና መንነትና ከነኽብር ኢና
@ikbennietallen5698
@ikbennietallen5698 4 жыл бұрын
Nay bhaki tesfa tihabi zereba tezarbu bitami desi zebli.
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ናይ ወዲ መድህን ዝወደኦም ጀጋኑን ንጹሃንን እውን ዝቖጽሮም እንተረኪቦምስ ውሑዳት ኣይኮኑን anyway ፋኒ መምህር ብጣዕሚ ኢና ነመስገን ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 жыл бұрын
ምንባር ናይ ሓባር ዕላማ wedi medhana berad dea 10 millions eritreaweyan atfiu alo hade behade thtt alewu abe kereba ewan
@habuwedieri4570
@habuwedieri4570 4 жыл бұрын
@@tesfitkubrom8730 ክንድይ ሚልዮን ድዮም ህዝቢ ኤርትራ ?
@habtezgigebreysus2666
@habtezgigebreysus2666 4 жыл бұрын
@@habuwedieri4570 ሕጂ ዓሰርተ ንኸውን ኢና ወላ ኣብ ስደት ዘሎ ማለተይ የ
@weldeyesusrezene3117
@weldeyesusrezene3117 4 жыл бұрын
ፋኒ መቕሰነይ እንቃዕ ትግርኛ ሓወይ ኮንካ፡
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 жыл бұрын
ኩናት ሕድሕድ ናይ ኤመሪካ ከመይ ነበረ ?? እዚኣ ኣምጻልና ብሩኽ
@habtomtesfahans3579
@habtomtesfahans3579 4 жыл бұрын
ኩልና ቃልስና ንመንነትና ኒቃንቃና ክብርታትናን ኪከውን ይግባእ ትግሪኛ ምኻን ጸጋ ኢዩ።
@tesfaytes3076
@tesfaytes3076 4 жыл бұрын
ኣዚዩ መሳጢ ዝኮነ ኣቀራርባ ፍናን ሓወይይይ
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 3 жыл бұрын
Tigrinja ab alem n ab semay wela international language kingebro ina. Tigrinja niqdmit
@dahlak3739
@dahlak3739 4 жыл бұрын
ዓቢ ምስጋና ፋኒ ሓወይ።ስለዚ፡ክልተ ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ተማሂርና፡ክንከዉን ተስፋ ይገብር።
@Habrom
@Habrom 4 жыл бұрын
ቓንቓና ኣብ Google ክሰፍር ዘይ መካሊኡ እንታይ ኢዩ ኣብርህለይ እባ የሕዋት
@Herimon514
@Herimon514 4 жыл бұрын
b ሰንኪ ሂግደፍ እዩ ታሓቡኡ ዘሎ
@Habrom
@Habrom 4 жыл бұрын
@@Herimon514 Tanks gn bwegena gele ngber ane baqmey bgenzeb khgz eye fnan tezekirka ktnebr gele gber ms seb moya aqarax mengedi nteqem kulu dhriu nsreayo
@wedieri8264
@wedieri8264 4 жыл бұрын
@@Habrom ኣነ ውን ክምልኣልካ google map ስለምንታይ ዩ ካብ ትግርኛ ናብ ዓረብ ተቐይሩ እዚኣ ውን ምስዛ ናትካ ትኸይድ ሕቶ ያ ሓወይ ናተይ ፍናን ሓውና ተሪእዎ
@romatv6689
@romatv6689 4 жыл бұрын
ስንፈት ናተይን ናትካን ብሩኽ ሓወይ
@gma6633
@gma6633 4 жыл бұрын
Aserom Hätäriäm neybahki abay heto fnan app kemelsulna nemhexen
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 4 жыл бұрын
ኣጃካ ፍናን ሓቦኛ ኣብ ጎንካ ኣለና። ፈታዊ መንነቱ ክንሓብር ኣለና።
@user-py8tv1fb3y
@user-py8tv1fb3y 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቃራርባኻ ብቕዓት ኣለዎ
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 жыл бұрын
ኣመጻጽኣ መንግስቱ መንግስቱ ሃይለማርያም ናብ ስልጣን እባ ኣምጻልና::
@tesfittekle3527
@tesfittekle3527 4 жыл бұрын
Ane wun Mera delye ኣለኩ: እንታይ'ዩ ዕላምኡ ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ከጥፍእ ዝደሊ ዝነበረ? ብፍላይ ናይ ሃይለስላሴ ክኣ?
@muluedawit2287
@muluedawit2287 4 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ኪኢላ መምህር ናይ ስነ ሓሳብ ፍላስፋ ኢካ ብሓቂ ትምህርቲካ ቀጽሎ ኣዚና ኢና ንከስበካ ዘለና ስለቲ ዝለገስካልና ብሓቂ እግዚኣቢሔር ይባርኻ። ንኩሉ ህዝቢ ኣማኒ ክርስትና ካኣ ርሑስ ኣውዳእመት።
@maurotestori.8464
@maurotestori.8464 4 жыл бұрын
Ab Eritrea zelena tigrigna ewn Ab Mtsinat ena zelena
@wallhiwetyesmalbevgr1565
@wallhiwetyesmalbevgr1565 4 жыл бұрын
ኣጀካ ፈናን ሓወይ ንቕድሚት ጥራይ ደቂ ትግርኝ ኣብ ገንካ ኣለና ካብ ሓውካ ዓወት ኣብራሃም
@searemichael1790
@searemichael1790 4 жыл бұрын
wall hiwet yesmalbe Vgr “ Wedi Bratis” ?
@nahomissac4957
@nahomissac4957 4 жыл бұрын
ታሪኽ ግፍዒ ኣይሁድ ክትርእዩ the boy in pajama ወይ escape from sobibor ዝብል ፊልምታት ረኣዩ ።
@mommyforever7277
@mommyforever7277 4 жыл бұрын
I saw escape from sobibor How the Jews were being suffered in concentration camp of sobibor
@eriloveerilove7874
@eriloveerilove7874 4 жыл бұрын
Fani The most useful Chanel of all Eritreans channel. we love you. you are brave always infront of people
@migos-offsetaberatakeoffal6814
@migos-offsetaberatakeoffal6814 4 жыл бұрын
Realtalk bro
@eseyasesuuu8705
@eseyasesuuu8705 4 жыл бұрын
የቐኔልና ፍናን ሓወይ ኣዚና ነመስግን ። እንተ ተኻኢሉ ናይ ቬትናም ታሪኽ ወስኸና ።
@awet2910
@awet2910 4 жыл бұрын
Ata eze Fnan kemey eyu eska enqa natena koneka 💛💛💛
@matimati459
@matimati459 4 жыл бұрын
ብዛዕባ ቆንቃናን መንነትናን ዶ በልካ ኣጆኻ በል
@yoelnevergiveup8234
@yoelnevergiveup8234 4 жыл бұрын
ፍናን ሓውና እንቃዕ ብሰላም መጻካና ።ካብዚ ቀጺለ ኣጀካ በርትዕ ንሕን ኣብ ጎንካ ኣለና።እመነኒ ሓንቲ ማዓልቲ ጻማካ ክትፍደ ኢካ ።
@gkvcvhk9236
@gkvcvhk9236 4 жыл бұрын
ፍናን ዓቢ ሰብ ❤❤❤❤🌱❤❤❤🌱❤❤🌱❤
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 4 жыл бұрын
እትዛሪና ተለቢዝን ተድሊይና ኣላ ፍናን ሃወይ
@temesghen9252
@temesghen9252 4 жыл бұрын
የቐኔልና ፍናን ጅግና!
@wedigurum3321
@wedigurum3321 4 жыл бұрын
Ajokum ane bwegeney ntigringa (TV) kab srehey 25% kewefi dluw ye! nhna guhina ena fnan hawey bezom agasot adetatna kzlefa semiena yehzin yu selam ndeki tigringa identity 🌹❤🇪🇷💒
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 жыл бұрын
ናይ ሃይለስላሴ ኣቅርበልና ብሩኽ
@filimongebre8553
@filimongebre8553 4 жыл бұрын
ፍናን ኽብር ሰብ ኣብ ስራሕካን ኣብ ጥዕናኻን ሰላም ይምነየልካ ብምቅጻል እቲ ትጎብሮ ኩሉ ካይመስገንኩካ ኽሓልፍ ኣይደለኽን ብምቅጻል ኣብ ኢርትራን ኣብ ደገን ብውሕድ 75% ሚኢታዊት ኢይየን ደለዋ ማለት ክም ባዓል ኣሰና መስትይስት ቤትና ፋንስ ካልኦትን ነዚ በቀዳማይ ንደታትና ትግሪኛ ዝተጻረፈ ሰብ ዋላሓንቲ ቃል ኣየውጽኣን ስለምንታይን እንታይ ኢዩ ኣብ ኤርትራዊያን ኣቦርክቶኦንን ብሕጽር ዝበለ ነቀፊታ ኽትነቅፈልና ብትሕትና ያሓትት ማሎት ኣብዚ ለንቀነ ዘይተቀየመ ትግሪኛ የለን ኣይብልን ኢየ ካብ ዞ ሎሚ ንድሓር ሓድነት ዶ ጅንዕፊሪት ዶ የለን ንሕና ተዛረብቲ ትግሪኛ ንኣግኣዝያን ኣሕዋትና ንጸርፍን ንውንጅልን ንውዕል ነርና ለካ ንሳቶም ቀደም ኢዮም ኣጽኒዖምም .ፍናን ሓወይ ብትጎብሮ መደብ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ብህዝቡን ሃገርን ዝኻታዕን ዝስዋእን ንዘልኣለም እንዳተዘከረ ይነብር ብምቅጻል ንመላእ ኣመንቲ ኽርስትና ርሕስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ንዓኻ ውን ፍናን ፍናን ህዝብንን 🎩🇪🇷✝️
@mulugetatumuzghi
@mulugetatumuzghi 4 жыл бұрын
ኣይተኻኣልካን ፍናን ሓወይGod blessed you.
@justpeace.1656
@justpeace.1656 4 жыл бұрын
Our teacher thanks you very much for the interesting story. as always!!!! Okbit
@gezanatv650
@gezanatv650 4 жыл бұрын
ትግርኛ ይሰስን! ትግርኛ ንቅድሚት ! ትግርኛ ተፋቀረለይ !
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 4 жыл бұрын
ዋውውውውውው ኣዝዩ ውሕሉል ጽፉፍን ዝኮነ ኣቐራራባ ኣነ ብወገነይ ብዝሑ ተማህረ ኣጆካ ቐጽሎ ኪቡር ሓው ምስ መሳርሕትኻ በርትዑ።
@yonie7350
@yonie7350 4 жыл бұрын
ካብ ኢስራኤላውያን ብዙሕ ነገር ንማሃሮ ኣሎ
@biniamweldenkiael9647
@biniamweldenkiael9647 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ፍናን ሓወይ
@yosefgoytom3688
@yosefgoytom3688 4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግን ንምታ ኢዩ ይህዳውያን ነቲ ዝሓለፍዎ ግፊዒ ረሲዖም ሕጂ ኣቡ ልዕሊ ስደተናታት ክፍጽምዎ ዝፍትኑ
@gebrihiwettsegezeab667
@gebrihiwettsegezeab667 4 жыл бұрын
Ajoka fnan hawey ab mesmerka alena 💒🇪🇷💪🙏)
@tasnaysane3286
@tasnaysane3286 4 жыл бұрын
ኣይ ሓቖም እንድዮም ድኣ ጨካናት ክኾኑ
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍናን መምህረይ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
ፍናነይ መግለፂ ኣልቦ ። ግን እዚ ኩሉ ጊዜ ብዛዕባ ፅዓዱ ፍልጠት እናቅሰምካናስ ብዛዕባ ናባዕልና ታሪክ ግን ኣቅሪብካ ዘይትፈልጥ ማለተይ ነገስታት ኣክሱምን ነገስታት ባሕርን & ውግእ ዶግዓሊ ዓድዋ ብሓፂሩ ታሪክ ሃፀ ዮሃንስን ኣሉላን ። ክተቅርበልና ተስፋ ይገብር ።
@futsumgebrehiwet1887
@futsumgebrehiwet1887 4 жыл бұрын
ፍናን ከማካ ተባዓት ይብዝሕ።
@berihuuranium8868
@berihuuranium8868 4 жыл бұрын
የቀንየልና ሓሪፍ ትንታኔ ብጣዕሚ ፅቡቅ ፡፡
@natnael2424
@natnael2424 4 жыл бұрын
ፍናን ጅግና ናይ ህዝብ ትግርኛ
@Herimon514
@Herimon514 4 жыл бұрын
@tigraymedia2958
@tigraymedia2958 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ፍናን ሓውና ብጣዕሚ መሃሪ ታሪክ እዩ
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 жыл бұрын
ፋኖ ጂግና ወዲ ሃገር እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ 🙏
@warroom5739
@warroom5739 2 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ብቅዓት ኣቀራርባን ኣገላልጻን!።
@momaerie1252
@momaerie1252 4 жыл бұрын
Welcome fanan hero we love you ❤❤❤❤
@mussiemoss624
@mussiemoss624 4 жыл бұрын
My boy fnan, such smart and intelligent man.
@user-en4dt3ce1d
@user-en4dt3ce1d 4 жыл бұрын
ኢንቃዕ ቢዳሓን መጻኢካ ፋኒ
@biniam2012
@biniam2012 4 жыл бұрын
ኣጆካ ፍናን ኣብ ጎንካ ኣለና ንስምዒታትና ባህልና ትገልጽ ኣብ ኮሉ ዓዉድታት እስፖርት ይኩን ትምህርቲ ዕዉታት ትግርኛ ተተባብዕን ኣፍልጥሎ ትህብን ሳትላይት ትቪ ተድሌና ኣላ ጀምርዎ ቀልጢፍኩም ኢደይ ኢድካ ክንብል።
@tsehayekidane6160
@tsehayekidane6160 4 жыл бұрын
arhia nay eritrwani Black star
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 4 жыл бұрын
ፍናን ዓቢ ሰብ next video ነዚ ዩኤል FaNus Network እባ ገለ በሎ ብጀበርቲ ታዓሲቡ ኣንጻር ትግርኛ ኩጉስጉስ ይውዕል ኣሎ ።
@beretesfa3304
@beretesfa3304 4 жыл бұрын
ፍናን ተቅርቦ ኣዙ መሃርን ልቦናን ዚህብ እዩ እንተተኻኢሉ ናይ ኤርትራ ንይቲ ጋኒን ምራሒናን እንተተቅሩቡ ጽቡቅ ነይሩ ምበልኩ
@awetkidane2367
@awetkidane2367 4 жыл бұрын
(1000) like deki jiganu Tegerina
@user-cp1rv7ky1e
@user-cp1rv7ky1e 4 жыл бұрын
Ajoka fnan jigna kexlo ab gonka alena xelaetna tegaru ybl niere gn xelaetna tegaru zeykonus ab wushtna eyom zelewu
@awetgoitom5748
@awetgoitom5748 4 жыл бұрын
ፉናን ሓወይ ኣነ ቀጻሊ የ ዝካታተለካ ብዙሕ ግን ኮሞንት ኣይጽሕፍን የ ግን ኣጆኻ ቀጽሎ ኣነ ግን ብዙሕ ዘይፍልጦ ታሪኽ ናይ ዓለምና ካባኺ ፈሊጠዮ ዝለዚ ኣጆኻ ዝያዳ ኣበርቲዕካ ስርሓሉ።
@habtosoynsamuel1452
@habtosoynsamuel1452 4 жыл бұрын
Fani hero we are always by your inside.
@johnmehari9203
@johnmehari9203 4 жыл бұрын
Ata jgna fnan wedi tigrigna antay amo kbleka eye
@rahelnegasi1803
@rahelnegasi1803 4 жыл бұрын
Fnan GBSS U👏👏💝💞💓👍👍thanks bro 🙏💞💓
@mebrahtomfsaha7305
@mebrahtomfsaha7305 4 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ፡ ፋኒ ፡ ገሪሙኒ ምስ ሰማዕክዋ ሎማዓልቲ እዪ ኔሩ ዝዝክርሉ ናይ ዛ ታሪክ ፡ ።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 4 жыл бұрын
Finan malet thx u bro ❤️🙏🇪🇷
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 жыл бұрын
Fnan bro my smart men god bless you bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@kiflittesfay6517
@kiflittesfay6517 4 жыл бұрын
ኣጆካ ጥራይ ቀጽሎ ፍናን ሓወይ ኣብ ጎንካ ኣለና ኩላትና መንአሰያት ትግርኛ።
@freweinikidane5148
@freweinikidane5148 4 жыл бұрын
Tigrigna 2 aytbelu ezi hzbi keyte beaswo ms kaleot yehwatu bherat pls hade ztezarebo nsu tray eu zwkelo slezi Rassiti zkone hasab ageb3
@dagiblessed7060
@dagiblessed7060 4 жыл бұрын
@@freweinikidane5148 ትም በሊ ኣምሰሉ ንሕና አቲ ትግርይና ህዝብና ኢዩ ዘገድሰና ኤርትራ ከኣ ናይ ትግርይና ኢያ ንሕና ኢና ደቐባት
@wegihumesel9684
@wegihumesel9684 4 жыл бұрын
@@freweinikidane5148 tm beli hasawit
@user-jj5tu7ck2l
@user-jj5tu7ck2l 2 жыл бұрын
በጃካ እባ ናይ ኣና መፅሓፍ ብትግርኛ ተርጉሚካ ኣቅሪበልና
@hdmona8809
@hdmona8809 4 жыл бұрын
የቅቐንየልና ሓውና ብጣዕሚ የመስግን ::
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 3 жыл бұрын
ዓቢ ኪኢላ ዋሓለ መምህር ትግርኛን ታሪኽን ዓለምና
@user-dl9be4oo4o
@user-dl9be4oo4o 4 жыл бұрын
ፍናነይ ከመይ ዲኻ ተቅስነኒ ነዞም ዓኳራት መድሃኒቶም ትፈልጣ ኢኻ እስራኤል ክሰምዑ ከም መላኣኽ ዝራኣየ ሸጣን ይብህሩሩ ትግርኛ ንቃሕ ያኣክል ሓደ ልቢ ሓደ ፍርንጭት
@abeltadese5622
@abeltadese5622 4 жыл бұрын
ታዓወት ኣበሳ ኣታ ንስኻስ እንቃዕ ተወለድካ
@Herimon514
@Herimon514 4 жыл бұрын
ኣነ ከማን ን ፍናን ማራ እየ ዝመስግኖ ብዚ ዘቅርበልና ዕጉባት ኢና።
@zaidtesfay2827
@zaidtesfay2827 4 жыл бұрын
Selam fnan hawey tarik israelawyan sey felto sneberku aflitkani btaemi yekeneyeley gele neger gedifley asgabiher amlak hagerna selam. Ygberelna adna nmleselu ygberelna neaka dma ms sdraka admen teanan ymneyelka ruhus beal tnsae
@gughgyfy5097
@gughgyfy5097 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ፍናን ሓወይ የወንየልና ኣብ ጎንካ ኣለና ኣጆካ ቀጽሎ
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 4 жыл бұрын
ፍናን ናይ በሓቂ ዓቢ መምህር። ዕድመን ዝትዕናን ጥራይ ይሃብካ።
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 4 жыл бұрын
Thanks ❤
@user-ww7gk1zt1b
@user-ww7gk1zt1b 4 жыл бұрын
fni bravo ajoka bhade ena nqdmit tray segumelna
@wedieri8264
@wedieri8264 4 жыл бұрын
እንቃዕ ናትና ኮንካ ፍናነይ ሓበን ትግርኛ ነቶም ጠራዕራዕ ዝብሉ ክኣ ኣይትገደሰሎም ኣመሎም ዩ ፋኒ ሓወይ ሓንቲ ሰብ ከይተገደሰላ ዝሓልፍ ብዛዕባ google map ናይ ኤርትራ ነቲ ትግርኛ ኣሎም ዓረብ ቀይሮማ ለዉ ሞ ናብ ዝምልኮቶ ኣካል ክበጽሕ ባ ጊዜ ተሊኻ ገለ በለልና በርከ እተን ዓረብ ሊግ ጥራይ የን ብ ዓረብ ዝጽሓፈለን ን ኤርትራ ሃገርና ክኣ ድሮ ብኸምኡ ምስ ዓለም የላሉዋ ኣለዉ
@saiedabdullah3235
@saiedabdullah3235 4 жыл бұрын
wedi eri long long live all Arabic nation Egypt ranks in the world 9 military fuck israle not countery
@teklitmekonn2756
@teklitmekonn2756 4 жыл бұрын
Fnan hawey bkedamnet sleti kulu tekrbo hasabatka keyemesgenkuka khalf aykeln ye brgx korie ye beaka jigna wedi jenganu bteami belih eka mo kabzi zelekayo abti zleale dereja ktbexh dma beal mlue tesfa ye haben hzbi Thanks you brother
@linjohnentertainment
@linjohnentertainment 4 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ ክሓተካ ግን ንኣፍልጦ ኣይሁዳውያን መቅዘፍቲ ብሂትለር ክወርዶም ከሎ ካልኦት ሃገራት ክረድኣ ዘይ ምካኣለን እንታይ ኔሩ ይከውን እቲ ምስጢር።
@selammehary5943
@selammehary5943 4 жыл бұрын
ሎሚ መዓልቲ ዝክሪ ናይቶም ብሰንኪ መንነቶም በጃ ዝኩኑ ዝክበረሉ መዓልቲ ዩ።
@degafimessinbarcan443
@degafimessinbarcan443 4 жыл бұрын
ጠዋሊ ፍናነይ
@jjack108
@jjack108 4 жыл бұрын
walahaneti aygebrun eyom fnan dhan izommmmm 🙏 t 1991 💪
@naodamare7725
@naodamare7725 4 жыл бұрын
We are still in touch Boston 2013
@wedigere1549
@wedigere1549 4 жыл бұрын
ፍናን ኣብ ብፍሉይ ክትምስገኖ ዝግብኣካ እንተሎ ናይ ሕልና ሰብ ኢኻ። ከመይ'ሲ እዛ ኣብ ቅድሚት መእተዊ ገርካዮ ዘለኻ ናይ ጅግና ብትወደድ ብቕሊል ዘይረአ ሕልናዊ ስራሕ'ዩ።ከመይ በታ ዓቕምኻ ነቶም ልሳኖም ዝተዓፈኑ ውጹዓት እሱራይ ጀጋኑና ልሳን ስለዝኾንካዮም በቲ ዓቕምኻ ዘፍቅዶ። ቀጻሊ ነዛ ቻነልካ ክንከፍት ከለና ነብስና ክንሓክኽ ትገብረና ኣለኻ።
@technicaltube4817
@technicaltube4817 4 жыл бұрын
ኢሰያስ ካብ 1975 ክሳብ ሕጂ 5ሚልዮን ህዝቢ ኣጽኒቱ 🤔
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@highlightsest_afro
@highlightsest_afro 4 жыл бұрын
~ ክትጽብቒ ትደልዪ ዶ ?~ √√√√√√√√√√√√√√√√√√ ¶ ማራኺ ከንፈር ንምውናን ቃላት ለውሃትን ሕያዎትን ተዛረቢ። ¶ ምጭዋት ኣዒንቲ ንምውናን፥ ጽቡቕ ጎድኒ ሰባት ኣማዕድዊ። ¶ ሸገ ቅርጺ ንምውናን፥ መግብታትኪ ምስ ዝጠመዩ ተኻፈልዮ። ¶ቆንጆ ጸጉሪ ንምውናን፥ ንጸጉርኺ ኣእዳው ንጹሃት ህጻናት ከም ዝዓልቦ ግበሪ፥ ንሶም ድማ ከድንቕዎ እዮም። ¶ ንብቑዕ ርእሰ ተኣማንነት፥ ሚዛናውነት ንምውናን ምስቲ ጽባሕ ዘይገድፈኪ ፍልጠት ተማሓዘዊ። ¶ ክልተ ኣእዳው ከምዘለዋኺ ዘክሪ፥ እታ ሓንቲ ገዛእ ርእስኺ ትሕግዝላ ክትከውን ከላ እታ ካልኣይቲ ድማ ሓገዝ ንዝደለየ። ¶ ጽባቐ ጋለንስተይቲ ብእትገብሮም ነገራት ጥራይ ኣይኮነን ዝምዘን፥ እንታይ'ደኣ ጽባቐኣ ኣብ ኣዒንታ'ዮም ዝርኣዩ። ምኽንያቱ ኣዒንታ ኣፍደገ ናይታ ፍቕሪ ዝጥጥዓላ ልባ ስለዝኾነ። ¶ እቲ ሓቀኛ ጽባቐ ጋለንስተይቲ ምስኣ ኣይኮነን ዝፍጠር። ጥበብ ጽባቐ ኣብተን ኣብ ህይወት ዝሓልፋ ነፍሲ ወከፍ ዓመታት'ዩ ዝበቁል። ስለዚ ጽባቐኺ ንምጥጣዕ ዓመት መጸ ግራትኪ ብምሩጽ ዘርኢ ዝርኢ። Source~ Book of beauty.
@teditedi902
@teditedi902 4 жыл бұрын
Kulu seb kemaka ente zkewin 100💯 kexlo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-bn6gi6dy5b
@user-bn6gi6dy5b 4 жыл бұрын
መልኽቲ ኢዩ አዚ ታሪኽ ናዓና ልክዕ ከም ናይ ኢስራኤላውያን ሕማቕ ኢዩ ዝሕሰበልና ዘሎ
@gilwetamlak3647
@gilwetamlak3647 3 жыл бұрын
አብ አናባብባ አይግድ ፣ አብ አስተዋጽኦ ፍልጠት እካ ዝወጾ ነልቦን ። ካብ ኩሉ ቀልዓለም ዘይብሉ ግን ፣ ኩሉ ሳዕ ማይክረፎን ካብ አፍካ ርሑቅ ጌርኬ ተንብብ / ትዛረብ አሎኻ ክብል እደፍር ። ምእራም ዘድልዮ እብል
@kokomanwedielyas3912
@kokomanwedielyas3912 4 жыл бұрын
መርሓባ ፍናን፡ ፍናን ህዝቡ ብእትገብሮ ዘለኻ ትምህርታዊ ሓዘል እናኣመስገና ኣማውታ ሂትለር ወላ ኣሕጽር ኣቢልካ ተትገልጸልና ጽቡቕ ኔሩ ምኽንያቱ ብዙሕዩ ዝብሃል እሞ ዘጽንዓኻዮ እንተሎ ብዛዕባ ተለቭዥን ዝበልካዮ ድማ እሰማማዕየ ጽቡቕን ሰናይን ገበርኩም
@erimychannel3505
@erimychannel3505 4 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ የቐንየልና ስለ ኩሉ ነገር ግን ንቃንቃና ነመዓብሎ እቶም ሓንቲ ዘይጠቕሙ ብሰብ ተመሪሖም ብነብሶም ምሕሳብ ዝገደፍዎ ኢዮም ሓንቲ እካ ዘይጠቕሙ ርኹሳት
@zakiyemane5401
@zakiyemane5401 4 жыл бұрын
Fenan kem semika Fenan jegena Amen(3).
@Asmaramedianetwork
@Asmaramedianetwork 4 жыл бұрын
we will united all together, you don't need to worry just blessed bro
@samge1884
@samge1884 4 жыл бұрын
ፍናን ከም ሽምካ ኣብ ቤት ኣቦኻ ተተኸል ኣቦ ቡዙሓት ይግበርካ ዛሓወይ ክብሪ ሂብካና ኢኻ ክብሪ ይሃብካ ኣብ ጎንኻ ኢና ኣጆኻ ። ትግርኛና ንዘላኣለም ከነኽብራ ኢና
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h Ай бұрын
ናበይ ዓዲ ኸ ተሰዲዶም እቶም ዝጥረዙ ዝነበሩ
@samueltesfit4855
@samueltesfit4855 4 жыл бұрын
Mejemerta thanks fnan hawna . ketsile nayhudawyan kab hagerom zesededom tenki entay eyu neru malet kulom ab wetsaei eyom nerom, hjis bmntay mknyat eyom kab adom wetsiom ? Zkeal ente koynus kem medeb ketekrbelna des mbeleni and degime kea than you.
@teklitteklemariam6826
@teklitteklemariam6826 4 жыл бұрын
Fanie hawey Hadnetna kab nbur dekem zlezebele u kem wexuetu u Agatimuna zelo ember Fanie hawey ab Bayta brgxie Nfalet ena hiji wn leeli kulu Hadnetna kdeldel tray zmne fanei Hawey ajoka ab goneka alona ezom hsurat zeylabu kexae segumti kwsed alowo ybel Hadnet hayli u
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 жыл бұрын
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓብሬታ ኢዩ ሎሚ ዕለተ ልደት ኣዶልፍ ሂትለር ስለ ዝኮነ ኣብ ጀርመን ንቅመጥ ድማ ጥንቃቀ ከድልየና ኢዩ።
@eyob951
@eyob951 4 жыл бұрын
Ja Brüder
@Yo-ll1ek
@Yo-ll1ek 4 жыл бұрын
Kikiki samna kryserhukum do
@yemanetekle612
@yemanetekle612 4 жыл бұрын
ፍናን ብታሚ አይ ዘምስገንካ ክሃትካ ግን ብጅካ ትገድስካ መልስሊ አስራል ክም ሃገር ዲኣ ዝኮምት ንራ ኮኢና ኣምላአ ኣልም ፋህ አሎም ነሮም አቶም ኣይሆድ
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 жыл бұрын
ንስካ ጻዊዒት ኣቅሪብካ ዝገሰጾ ሰብ የለን ኣታ ፍናን ሕልኑኡ ኢዩ ደፋፊኢዎ ኩሉ ዘረባኻ ግን ፈላላይ ኢዩ ክትፈልጥ
@bahlattesfaykahasy1462
@bahlattesfaykahasy1462 4 жыл бұрын
Fnann medbatka azieomo mahrti nskawen azka abi memhri eika but nay kulu hadent temretn fkrinn twekle TV 📺 kidalo mulueu lbowka kikewen tesfa ngebr bless u
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h Ай бұрын
ፍናን ሓወይ ጎበዝ እንዲኻ ግን ኩሉ ታሪኽካ ናይ ደገ ኾይኑ ናህና ናይ ኣፍሪቃ ክንፈልጥ ንደሊ ኣለና
@hntsamebrahtom7519
@hntsamebrahtom7519 4 жыл бұрын
Yeqenyelna fnan hawna hawna kexlo
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h Ай бұрын
ፍናን❤
@efremmengstab5660
@efremmengstab5660 4 жыл бұрын
ኣብ ጎንካ ኣለና ንስካ ፍናን ህዝብና ኢካ
ግብረሽበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ
40:54
Fnan App Infotech
Рет қаралды 110 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 22 МЛН
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 14 МЛН
ሳዳም ሑሴን ዓለም ዘንቀጥቀጠሉ እዋን
34:29
Fnan App Infotech
Рет қаралды 121 М.