Рет қаралды 4,075
Samuel Okubay
ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ ኣብ ቤትትምህርቲ ዘይተማሃርናዮ ርድኢት ናይ ገንዘብ ኣሎ። እንታይ ሙኻኑን፡ ታሪኻዊ ኣመጻጹኡን ዝቕባበ ውን እንታይ ሙኻኑን ገሊጸ ኣለኹ።ምዕራፋት0፡00 መእተዊ01፡05 ገንዘብ እንታይ’ዩ09፡00 ጥቕምታት ገንዘብ14፡48 ሓሙሽተ ባህርያት ናይ ተሪር ገንዘብ20፡54 ፍልቀተ ገንዘብ32፡55 ዝቕባበን ፊያታዊ ገንዘብን