ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ካሕሳይ መሰለ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta - ድሮ በዓል ፋሲካ

  Рет қаралды 11,072

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

2 ай бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 152
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 Ай бұрын
ኣብቲ ፀብብ ግዜ ፅቡቅ ተስፋ ክህልወና ዝሰርሕ ዝነበረ ተጋዳላይ ካሕሳይ ወዲ መሰለ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ 🙏የቅንየልና ሓወይ❤️🙏
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns Ай бұрын
ብቲግራዊነቶም ዘይደራደሩ ጀጋኑ ደቅ ህዝብ አጀኹም ፀላእኹም እዊን ዓይኑ ይደፈን ። ሰላም ነዓኺ ትግራይ💊💊💊
@musiesheqa453
@musiesheqa453 Ай бұрын
ካሕሳይ ጂግና❤❤❤ ናይ ሓረስታይ ኩነታት አገላልፃ ብደንቢ እኻ ገሊፅካዮ
@aregaiw
@aregaiw Ай бұрын
ሓውና ጀግና ተጋ ከያኒ ትግራዋይ ራያታይ ንኾርዓልካ በርትዕ።
@hanahagos7732
@hanahagos7732 Ай бұрын
ካህሳይ መሰለ ብጋዜጠኛነቱ ጠንካራ ብድራማ ስርሁ ተፈታዊ ጀግና ጠያቂ ህዝቡ እዩ እድመን ጥእናን ያሓብካ ጎብዙ ተጋሩና.🙏🙏❤️
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ወዲ ኣላጀ ወዲ ዓድና ጅግና ወዲ ህዝቢ እንካዕ ድኣ ከብአኻትኹም ትፈጠረና ብጣዕሚ ንኾረዕልኹም ዓምዲ መምህር ኣላጀ ሓደ ኢኻ❤❤❤❤❤
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ጅግና ብጣዕሚ ዘድንቆ ጋዜጠኛ እንኳዕ ንዓል ትንሳኤ አብፀሐኩም❤❤😊
@cherkostafere2469
@cherkostafere2469 Ай бұрын
ጎበዝ ትግራይ እዩ
@TheCritic101
@TheCritic101 Ай бұрын
ካሕሳይ ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ኣብፀሐካ ምስ በዓልቲ ገዛኻን ስድራኻን!
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Ай бұрын
*_እንኳዕ ሓቢሩ ኣብጸሐና ተጋሩዋይ ጋዜጠኛ ካሕሳይ መስለ ኣዝየ ዝፈትዎ ለባም ዕጉስ ትሕተኛ መርአያ❤💐_*
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns Ай бұрын
መጀመርያ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ከምኡዊን ካሕሳይ መሰለን በረከት ቐዛሕታን እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ።💊💊💊 አጆኹም ጀጋኑ ተጋሩ ባአኹም ንሕበን💪💕💕💕
@ህያብ
@ህያብ Ай бұрын
ካሕሳይ መሰል ጎይታ መነእሰይ ፍረያት ራያ ትግራይና🤴♥️
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Ай бұрын
ብሓቂ ብኣኩም ኮሪዕና ደስ እንዳበለና ኣዳሚፅናዮ ገና ከይፀገብናዮ ወግዕኩም ተወዲኡ ተጋሩዋይ ክንዲ ሽሕ ኩኑ❤❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
በኪ የቀንየልና ክብር ኣያና አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ህዝቢና ሰላም ይግባረልና ፈጣሪ❤🙏
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Ай бұрын
ኣን ጓል እንደርታ እየ ምስቲ ካሕሳይ ልበሎ ተማሳሳሊ ባህሊ ኣለና እቲ ዓራ ዓሮ በዓድና ጽሑፍ ይብሃል ብጽሒፍ :ብቆጽሊ ብኣካቻ : ብገልዒ (ላንቃ)ቆልቃሓሪ ብኡኡ ይግገር ብጣዕሚ ጣዕሚ ኣለዎ ማኣዛኡ ደስ በሃሊ ሓርስታይ ጻዕራም ደቂ ሓረስታይ ኮይንኽን ኣጓላት ከፍቲ ትጓስያ ዝነበርክን ኣበይ ኣለኽን ወይስ ሃማይ ኣብሰደት😢
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i Ай бұрын
እወ ትኽክል ጓለይ ፅሑፍ ኢና ንብሎ 👍❤️❤️❤️
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti Ай бұрын
*_ኣለና ደቂ እደርታ እቱ ጽሑፍ ትብለክዮ ግን የንፈልጦይ ቀብቀብ ኢና ንፈልጥ ÷ ኣቸካ÷ ቆላሓሪ ኢና ንፈልጥ ጣዕሙ ዋላ ሼትኡ ይፍለ እዩ😍💐_*
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ካሕሳይ መሰለ ብጣዕሚ እየ ዘድነቐኻ my hero❤😊
@healthmedia148
@healthmedia148 Ай бұрын
ናይ ካሕሳይ ትረኻ ሰሚዐ ኣይፀግቦን❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tdftigray1411
@tdftigray1411 Ай бұрын
ለማላእ ህዝበና እካዕ አብፀሐና ከምኡወን ለኩቡር ሓወና ካሕይ መሰለ እካዕ አብፀሐካ ❤❤❤❤❤🎉
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
ካሕሳዋይ ጅግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏❤❤❤❤❤እንኳዕ ድማ ኣብብፀሐኩም በኬየ ካሕሳይ ምስ ምሉኡ ቤተስብኩም🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፈጣሪ ዓድና ሙሉኡ ስላም ስላም ይግበረልና🙏🙏🙏ኣብ ስደት ዘለና እውን ስደትና የሕፅረልና🙏🙏🙏
@NigusHaftu-xy2qd
@NigusHaftu-xy2qd Ай бұрын
እንዃዕ ዲዚ ኣብቐዐካ ባኣኻ ቢጣእሚ የና ንኾርዕ። ነውሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይምነልካ❤🎉❤
@tazebewmoola1993
@tazebewmoola1993 Ай бұрын
Thank you for your service our Hero
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ትንሳኤ ጎይታና እንቃዕ ኣብፀሓና 🙏♥️ ትንሳኤ ትግራይና ለ የሪኣና🙏 ♥️♥️
@lomorayatube8526
@lomorayatube8526 Ай бұрын
ዋዉ ወድናይ ካሕሳይ እዛ ድሓረስቶት ወለድና ድገለፅኹሞ አገላልፃ ብጣዕሚ ሓቃዊት ታርክ ያአ ሶ ንዎሩልና😍💚💜🙏🙏
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ጅግና ወድ ራያ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z Ай бұрын
ገብረልኽ ማዓረይ ❤
@BurhanuTesify
@BurhanuTesify Ай бұрын
ጀጋኑ ❤❤❤
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 Ай бұрын
ሩሑስ ፉሽጋ ይግበረልኩም አሕዋተይ ልአመታ ብሰላም የፅንሐና ካህሳይ መሰለ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ጋዜጠኘ እዬ የቀንየልና በረከት ሐወይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-ks1ut1jl9r
@user-ks1ut1jl9r Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስምዕካዮ ዘይትምነ እንተርቭ ❤❤❤❤❤
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ብጣዕሚ እየ ዘድነቀኾ ❤❤❤
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl Ай бұрын
Kahsay Mesele Samuel is an exemplary leader, embodying dedication and vision as the owner and CEO of Segudem Media. His commitment to promoting Tigray's rich cultural heritage, showcasing its traditions, and celebrating its heroes like the Tigrayan TDF is truly commendable. Through his platform, he shines a spotlight on resilience and resistance, inspiring others with the stories of those who overcome adversity. His special focus on Raya traditional culture adds depth and beauty to his efforts, fostering appreciation and understanding. Encouraging traditional farming methods further underscores his commitment to preserving Tigray's roots. With his new KZfaq channel, he continues to amplify these voices and stories, empowering communities and fostering unity. Kahsay Mesele Samuel, your work is not just appreciated, but truly inspiring. Keep shining your light and making a difference. Tigray proud of you and you're Tigray Excellence.
@LovelyHelmet-nu5nr
@LovelyHelmet-nu5nr Ай бұрын
Kahsay ❤❤❤
@Alaje2007
@Alaje2007 Ай бұрын
❤❤❤❤❤ጀግናናናናና
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h Ай бұрын
Waww😂 nska dika kahsay dmxika semiayo btaemi tdnek gazetegna eka❤l
@01tigray
@01tigray Ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ 🥰
@kingdomofaxum6891
@kingdomofaxum6891 Ай бұрын
ዋው ወዲ መሰለ ፀባ ፀገብ ዓፀላ አላጀ አዝየ እየዘኽብረካ
@healthmedia148
@healthmedia148 Ай бұрын
በረከት ❤❤❤❤❤❤ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@MehariEtsay
@MehariEtsay Ай бұрын
ካሕሳይ ወዲ ዞም ጀጋኑ ብመንነቱ ዘይ ደራደር❤❤❤
@MssMedina
@MssMedina Ай бұрын
ጋዜጠኛ ካሕሳይ ብሓቂ ንፉዕ ጅግና ብሱል መስተውዓሊ ❤💛💖💖💖
@sesawha9301
@sesawha9301 Ай бұрын
Wow with your age you went through challenges, maybe not enough word to say, I am glad you survived, you are one of our Tegaru Heroes!!!!
@getachewraya7208
@getachewraya7208 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክልተ ዝፈትየኩም 💜
@healthmedia148
@healthmedia148 Ай бұрын
Wowwwwwwwwwwwwwwwwwww❤❤❤❤❤❤ What a voice❤❤❤❤ So gifted❤❤❤❤❤
@hadasDugom
@hadasDugom Ай бұрын
እንኳዕ ኣብፅሐኩም❤😊🎉🎉🎉🎉
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm Ай бұрын
ተጋሩ ወርቂ ❤❤❤
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 Ай бұрын
Bravo❤❤❤❤❤
@healthmedia148
@healthmedia148 Ай бұрын
ፅፉፍ ዝኮነ ወዲ❤❤❤❤ ኣብ ናቱ media ዘቅርቦም ትሕዝቶ እውን ከምኡ ❤❤❤
@user-ql9pw6md2k
@user-ql9pw6md2k Ай бұрын
ልዓመታ ብሰላም ብጥዕና የፅንሕኹም የፅነሐና
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ጀግና ❤❤ ግደፎም ንተጋሩ ኤርትራውያን ረሽኖምና እንተእልካዮም ኣይፈትውን ኣሕዋትና እዮም ናበሉ ህዝብና ኣወደኦም ሐዝ እውን ደግምለዉዎ እዮም
@saramuhammad7423
@saramuhammad7423 Ай бұрын
ካሕስሽ እንካዕ ኣብፀሐካ❤❤❤ ኣታ ጅግና ኣድናቅትኻ እየ ቀፅሎ❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Ай бұрын
MEDENIHALEM EYOU AWEXEKAA ENKAA BEHEWET TEREFKAA NAY EDOME KEREKHEBU EYOME 👌👌👌😰😰
@user-rr6ei8uz8h
@user-rr6ei8uz8h Ай бұрын
❤❤እንካዕ አብፃሓኩም አቱም ጀጋኑ❤❤❤❤
@zenaanena1832
@zenaanena1832 Ай бұрын
ጋዘጠኛ ካሕሳይ መሰለ ናኽብረኻይ ንፈትየኻይ ሓውና ንበረልና❤❤❤❤ ኣንኻዓ ኣብፀሐኹም ንፈስጋ ኹብራተይ❤❤❤
@brightkidsa2585
@brightkidsa2585 Ай бұрын
Mesele ambesa wedi hizbi eka ❤❤❤❤ .
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 Ай бұрын
ጀግና
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u Ай бұрын
😂😂😂😅😅😅ቅሱናትት ተፅድፍካክያ ትምትትእልዋ ይመችኩምም😅😅😅😅😂❤❤❤
@adwsdas25
@adwsdas25 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ree-ji8vq
@ree-ji8vq Ай бұрын
በረከተይ ለባም ውርዙይ መስተዋዓሊ ኮታስ ኩሉኢ ❤❤❤❤
@user-dx8by6xw8n
@user-dx8by6xw8n Ай бұрын
መሰለ ካሕሳይ ንፉዕ ጅግና ወዲ ትግራይ እዩ
@user-nn2fd4bf4v
@user-nn2fd4bf4v Ай бұрын
ካሕሳይ ጅግና ወድ ጀጋኑ❤❤❤❤
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d Ай бұрын
ሓረስታይ ትግራይ ጅግና ❤
@TsegayNigus
@TsegayNigus Ай бұрын
ጅግና ትግራዋይ
@user-op5ns9fm6k
@user-op5ns9fm6k Ай бұрын
ካሕሳይ ዓብይ ሰብ እንኳዕ ኣብፀሐካ❤❤❤
@healthmedia148
@healthmedia148 Ай бұрын
ፈጣሪ እንዃዕ ኣውፀኣካ🙏🙏🙏🙏
@somoksa2031
@somoksa2031 Ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኹም ንትንሳኤ ባዓል 🙏❤️❤️💝💝
@user-ue6ec9hi1l
@user-ue6ec9hi1l Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-it6px1ze8q
@user-it6px1ze8q Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ጀግና ወዲ ሓረስታይ ዶግዓ
@user-kd9sd1ud2c
@user-kd9sd1ud2c Ай бұрын
❤❤❤
@SELEMONKINDE-bq5bz
@SELEMONKINDE-bq5bz Ай бұрын
ዓራዕረ ማላት አብ ደጉዓ እዩ ዚቦቅል
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-xo2oo5ot1d
@user-xo2oo5ot1d Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Ай бұрын
OK NESKHA DEEKHA MAREWAYYYY
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Ай бұрын
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@zarahmohammad7050
@zarahmohammad7050 Ай бұрын
❤❤❤❤
@danzkyboyvita6192
@danzkyboyvita6192 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or Ай бұрын
❤❤❤👍👌
@somoksa2031
@somoksa2031 Ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ለባም መስተውዐሊ 👍👌❤️❤️❤️❤️
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b Ай бұрын
እንኳዕ በሰላም ሂይወትካ ካብ ሞት አትረፈካ ዛሓወይ ሸጋዋ
@user-mc4jw7xx3r
@user-mc4jw7xx3r Ай бұрын
💖💖💖💖🙏🙏✅
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@DfeBdg
@DfeBdg Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@TitiAmanual
@TitiAmanual Ай бұрын
❤🎉
@getachewraya7208
@getachewraya7208 Ай бұрын
ካሕሳይ ጀግና 💖💜
@zelealemberhe2227
@zelealemberhe2227 Ай бұрын
Proud wedihafti.
@jejrjjrjfjf2376
@jejrjjrjfjf2376 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vr3lv3hx9n
@user-vr3lv3hx9n Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@senaitgobze2211
@senaitgobze2211 Ай бұрын
አነካአ መከዲን ምፅእን ጋዝ ክመልአልኩም እየ
@araya9385
@araya9385 Ай бұрын
ካሕስሽ ወዲ ህዝቢ ❤
@user-ev4ys7xx7q
@user-ev4ys7xx7q Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@healthmedia148
@healthmedia148 Ай бұрын
በሳል ሰብ መሌ❤❤❤❤❤❤
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz Ай бұрын
ጀግና ወዲ ህዚብ❤
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h Ай бұрын
ፁፉፍ wedi
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 Ай бұрын
👍👍👏👏👌
@DfeBdg
@DfeBdg Ай бұрын
😢😢😢😢
@user-ih8py9sj3u
@user-ih8py9sj3u Ай бұрын
Bahaki kahesy jegena🥰🥰
@zelealemberhe2227
@zelealemberhe2227 Ай бұрын
Kahsay, sorry to hear the story.you are surviving from shabya. You are jigna weditom jeganu.
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
ካሕስሽ ልባም ሰብ ዕድመይ ጥዕናይ ይሀብካ ወዲ ላሕምና
@arddgtyhu
@arddgtyhu Ай бұрын
ካሕሳይ ልባም❤😊
@user-bp7nl3dx3z
@user-bp7nl3dx3z Ай бұрын
ዋይ ታጋሩ እኮ ክንሓምቅ ሙሩካት ኣብ ትግራይ ኣትዮም ድላዮም የማርፁ ናይና ግን ኤርቲራ ኣትዮም ካምይ ካምዝገበርዋም ካብዛ ብድዮ ንማሃር ኣሕዋተና ማለት ክቃሪ ኣለዎ😢😢😢😢😢
@hilufbelay8252
@hilufbelay8252 Ай бұрын
የዒስ ድምፂ መረዋ ወዲ መሰለ
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🙏🙏😍
@abduahmed134
@abduahmed134 Ай бұрын
ኩቡር ሀውን ሙሁሩን ታሪኽካ ኣብ ሀወልይቲ ክፃሀፍ ዘለዎ ንወለዶ ተፃህፎ ክቅመጥ ዘለዎ ታሪኽ እዩ ብዙህ ክብሪ አሎኒ
@fasikawojebu956
@fasikawojebu956 Ай бұрын
.​@@abduahmed134l😊😊🎉😢🎉
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይሳቅ ኪ/ማርያም ኣብ ቀዛሕታ
27:37
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 998
Children deceived dad #comedy
00:19
yuzvikii_family
Рет қаралды 7 МЛН
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 75 МЛН
MEU IRMÃO FICOU FAMOSO
00:52
Matheus Kriwat
Рет қаралды 40 МЛН
🔴👉"ዘይምብካይ ከቢድ እዮ"
34:36
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 42 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
Добейти 100000 подписчиков | Тгк- @Rom4ik539
0:28
КОГДА СОСЕД КУПИЛ ИНОМАРКУ😂#shorts
1:00
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 2,6 МЛН
Сначала скажи, а потом не мамкай 🗿 #shorts
0:16
Вика Андриенко
Рет қаралды 1,6 МЛН
Её Страх Вполне Обоснован 😂
0:17
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 4 МЛН
КАРМАНЧИК 2 СЕЗОН 7 СЕРИЯ ФИНАЛ
21:37
Inter Production
Рет қаралды 448 М.