🛑 ዉሑድ ግዘ እዩ ተሪፉኒ _ ዓርስና ክነጥፍእ እዩ ኔሩ ሓሳብና - ተ/ጋ ኤልያስ ፀሃየ

  Рет қаралды 56,184

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

8 ай бұрын

ንተጋዳላይ ኤልያስ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0914044476 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #Brakhe_Show
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
@GEDLI_PLUS @TDF @ገድሊ_Plus @Tigrigna @gedli_plus @Brakhe_Show

Пікірлер: 274
@Gedli_plus
@Gedli_plus 8 ай бұрын
ንተጋዳላይ ኤልያስ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0914044476 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@MehariKassa-zk1of
@MehariKassa-zk1of 8 ай бұрын
Thank you
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 8 ай бұрын
ኣቱም ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ዋ ሽር ላይካ እባ ልዘም ጀግኑና😎tdf ዓመዲ ህዝብና❤
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 8 ай бұрын
ናብ ወጻኢ ሃገራት ክሕከም ዘይግበር፤ነዞም ጀጋኑ ዘይንከውን ኣይክናን ኮፋንድሚ ግበርሎም ሓውኩም ኤርትራዊ 😢ጅግና ብሓቂ❤❤❤
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 8 ай бұрын
ትክክል ለባመይ
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 8 ай бұрын
ብሩክ ሰብ❤
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 8 ай бұрын
Nay bhaki hawey
@Mebratselemun
@Mebratselemun 5 ай бұрын
😘😘😘😘👍
@Mebratselemun
@Mebratselemun 5 ай бұрын
ባዓል ቅኑዕ ሕልና🙏
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 8 ай бұрын
ተጋሩ አህዋት ንዚ ጀግናና ቅድሚ paralyze ምኻኑ በጃኹም ንሃግዞ ብፍላይ አብ ወጻኢ ንነብር ወገናት ዝሃሽ opportunities ሥለዘለና
@actnow590
@actnow590 8 ай бұрын
ምንም ፀገም የብሉን 300ሽሕ ቀሊል እዩ ግን አብ አዲስ አበባ ካብ ዝከዉንስ ሰብ ሞያ ናብ ትግራይ ሆስፒታላት ዓዲምካ ንተጋደልትናተ ምሀብ ተዝመቻቾ ምክንያቱም አአ ዘለዉ ሐኪማት ቅንዕና ወይ ፅልአት ሰለዘለዎም
@fderfeet7866
@fderfeet7866 8 ай бұрын
ብሓቂ🥺🥺🥺
@rani2400
@rani2400 8 ай бұрын
300.000 ብጣዕሚ ቀልል እዩ ንተጋደሊትና ካልእ እዩ ዝግበኦም እስተ እደይ እድካ እልና ንሓግዞ ተጋሩዋይ😢
@mulugebreegziabher9544
@mulugebreegziabher9544 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ንሓግዞ ብዓቅምና😭
@fderfeet7866
@fderfeet7866 8 ай бұрын
ብሓቂ ጂግነ እኻ ኣልካ ምፅሓፍ ትርፍ የብሉይ ንክሕከሙ ንፅዐር👏👏👏🥺
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 ай бұрын
_ጀግና ተጋዳላይ ሽምዓ ህዝብ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ካብ ሕልና ትግራዋይ ዘይጠፍእ ማዓረይ ሓይልኹም ይባረክ ጀጋኑና።_
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 8 ай бұрын
ኤልያስ ጅግና ሓወይ ክብር ይሃብኩም Tdfይ ናዓኩም ዝገልፅ ቃላት የብልናን 🙏😘🥰
@Me-gq1jj
@Me-gq1jj 8 ай бұрын
ሽኮሪና ክንድይ ትፅብቅ ኢካ ጀግና ተቃላሳይ
@abrhaleygerekidan3584
@abrhaleygerekidan3584 8 ай бұрын
ፃሓይ ገፁ
@actnow590
@actnow590 8 ай бұрын
ፅቡቅ ከሑላይ ሐወይ ጅግና ክንደይ መላምል ከፈልና
@hiritighebreselassie1546
@hiritighebreselassie1546 8 ай бұрын
😢ጅግና ወድና ወዲ ትግራይ ❤️🙏🏾💛 Viva TDF ❤️🙏🏾💛
@HelloGMusic
@HelloGMusic 8 ай бұрын
👍ጀጋኑና ደቂ ህዝቢ👍 ተጋሩዋይ ናብ ቻናለይ ብምእታው ኣተባብዑኒ ትፈትዉዎ ኢኹም። የቐንየለይ👍
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 8 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ጀጋኑና እደምን ጥኤና ይሃብኩም ጀግንነትኩም ንምግላጽ ቃላት ይሃጽረና እዩ ❤💛❤💛❤💛❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
I pray that The Lord God to heal your entire body right now, in Jesus' precious name
@gualabaytigray
@gualabaytigray 8 ай бұрын
ተመስገን መድሃኒ ኣለም ✝️🙏መዓረይ እንካዕ ተረፍካ
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 8 ай бұрын
ጅግና ሓውና❤
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ጅግናና ማዓረይ እንዃዕ ብሰላም ተመለስካ❤❤❤ ነምስግነኩም ታይሞ ቓላት ሲኢንናልኩም ብስሩ ❤ ሳላኹም ዳኣ ብርሃን ሪኢና 🙏🙏 ሰማእታትና ብሰላም ዕረፉልና 💔💔💔 ዘለኣለም ኽበሩልና 🙏🙏🙏🙏
@axumawitgatsyon6202
@axumawitgatsyon6202 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ባዓል ቡዙሕ ታሪክ💪❤
@saraxxx5046
@saraxxx5046 8 ай бұрын
ጅግናሓውና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Chainsaw123
@Chainsaw123 8 ай бұрын
Thank you so much for your sacrifice #TDA Hero's 🙌🏽❤️💛
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 8 ай бұрын
ጅግና ሓዉና እንቃዕ ብሂወት ተረፍካ ወድነይ 🙏❤️
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 8 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑ TDF ሰማእታትና ይኹን🙏 እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ TDFy ክብሪ ንዓኻቱም ይኹን ጀጋኑ ተጋድልትና🙏💛⭐️❤ ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ሪመይ ማዓረይ💛⭐️❤🥀🥀
@martadamena2506
@martadamena2506 8 ай бұрын
God bless you all TDF members!
@lemlemgereziher7331
@lemlemgereziher7331 8 ай бұрын
ጀጋኑና አጀኩም አጀና።
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 8 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰ክቡር ጅግና ተጋዳላይ የቅንየልና🙏 ዝሃወይ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማታትናን ንዘለኩምን 🥰🥰
@gideyberhane2123
@gideyberhane2123 8 ай бұрын
ይታሐዋውሰና አሎ እቲ ሐጎስ ምስሐቦን ፍናንን መግለፂኡ ብጣዕሚ ይሐፅረና አሎ 👌👍😭ጀግናና አኢልያስዋይ ወዲ ዐባይ ትግራይ ኩልሻዕ አወትና የብዘሐልና።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hadialemu8878
@hadialemu8878 8 ай бұрын
T D F ጀጋኑና
@galtgiray9595
@galtgiray9595 8 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ምልምል ጅግና ተጋዳለይ ❤🙏ክብሪ ነዓኻ ክብርን ሞገስን እንኮ ዘይትትካእ ሂወት ከፍሎም ዝሓለፉ ጀጋኑ ስውኣትና😢🙏
@hhee794
@hhee794 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ❤❤
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሙሉእ ጥዕናኻ ይመልሰልኻ ወድነይ❤❤
@user-sj7gc2rn1b
@user-sj7gc2rn1b 8 ай бұрын
ጀግና ❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 8 ай бұрын
😢😢😢ብሰላም😢እካዕ😢ተረፍካ😢ጅግና😢ሓዉና😢
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 8 ай бұрын
ተጋሩ ኣብምሕጋዝ ክንሰንፍኮ እግዚኦ ግደፉንዶ ንሓግዞም ኣሕዋትና
@user-fk1my4um4j
@user-fk1my4um4j 8 ай бұрын
Tdf ጅግና ክብሪ ነዓኩም
@MasreshaAbdisa-ib8py
@MasreshaAbdisa-ib8py 8 ай бұрын
ኤላ የ ጅግና ወድ ዓደይ
@saramm8772
@saramm8772 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተመልስካ መዓረይ ወዲ ዓደይ❤❤❤
@brandbinientertainment4558
@brandbinientertainment4558 8 ай бұрын
ጅግና 💪❤🙏
@titigaltigray
@titigaltigray 8 ай бұрын
ጅግና ሓውና ❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Dear Elias, you are handsome man. I am glad that The Lord God saved your life. Thank you for your service dear.
@Heufrfzgfdr
@Heufrfzgfdr 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ክብሪ ንዓኩሙ❤❤
@user-be2ps3hb7m
@user-be2ps3hb7m 8 ай бұрын
ጀግና ትግራዋይ❤
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 8 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወና❤❤❤
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ♥
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 8 ай бұрын
ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጎበዝ አነጋግራኪ ትሕትናኪ እትገብርዮ ክብሪ ቀጽልሉ መዓረይ
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 8 ай бұрын
ጀጋኑና VIVI TDF VIVI TDF❤❤❤❤❤
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 8 ай бұрын
ተጋሩ በጃኩም ስቅ አይንበል ንሓደ ይከብዳል ንብዙሓት ግን ቀሊል አዩ አና አብ ደገ ትነብሩ gofendme አተዝግበር አና አደይ አድካ አልና ንህክሞም አዞም ምአታና አብ አፍ ሞት ዘለዉ ተጋደልትና 🙏
@hamotmedia396
@hamotmedia396 8 ай бұрын
ሄሉዋ ልተጋዳላይ ሀይሌ (እግሩ አልኢሉ ዝጨርኸ) ደሊኪ አቅርብልና
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk 8 ай бұрын
ብሂወት ይህሊ ዶ
@hamotmedia396
@hamotmedia396 8 ай бұрын
@@fsedfsd-ch9fk አብቲ ኢንተርቪ ብህይወት ከምዘሎ ሀቢርዋ ነይሩ
@user-sj7gc2rn1b
@user-sj7gc2rn1b 8 ай бұрын
ጀግና ❤❤❤ 11:14
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 ай бұрын
Ak. Uaye. Ahwatey. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿🕊️😢
@tgray2416
@tgray2416 7 ай бұрын
ጀግናው ❤❤
@mebrhitberha3894
@mebrhitberha3894 8 ай бұрын
Ajokie zahway ❤tdf jagne hawye
@user-ec5hl7mq7t
@user-ec5hl7mq7t 5 ай бұрын
ጅግና ሓውናእንኳዕ ብሰላም ተረፍካ❤😢
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Thank you for your service, dear Elias. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray
@Seniseniii
@Seniseniii 8 ай бұрын
ኤሉዋይ ምሕረት የውረደልካ
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 8 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ ክብሪ ይዓኩም ክቡራት ተጋደልትና♥♥♥
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 8 ай бұрын
ጂግና ወዲ ትግራይ ባዓል ቡዙሕ ታሪካት እኩም ዕድመን ጥዕናን ለኣካትኩም💪💪💪👏🤲
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
❤It's a right that wasn't a choice, instead of staying at home, they were going sacrificed so we hope for peaceful people in Tigray. God bless you people Tigray. ✌️ Peace of people Tigray.
@newuaq1125
@newuaq1125 8 ай бұрын
ታይሞ ናታትኹም ጀግነነት ቅንዕና መግለፂ የብሉይ መራሕቲ ስኢንና ተመሊስኹም አብ ህንዲ ሕክመና ክንክን ጠሊመምኹም ዓኽኽኽ አሕዋተየ ተጋሩዋይ ልትዲኤፍና ኢደይ ኢድኻ ኢልና ንሓግዞም ብብዓቅምና💛💛❤❤💔💔💔
@berndadesta9679
@berndadesta9679 7 ай бұрын
ትግራዎይ ኩሉ ሻ ጅግና ኢዩ ካብአቦታቱ ዝወሮሶ💪💪💪💪✌️✌️
@galtigray5257
@galtigray5257 8 ай бұрын
ጅግና ❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 8 ай бұрын
big respect for tdf thank you🙏💛❤
@user-kx8of7cd7n
@user-kx8of7cd7n 2 ай бұрын
የኔ ጅግና❤❤❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 8 ай бұрын
ጀግና ብሮየ ❤
@user-vp9ir7rn6j
@user-vp9ir7rn6j 8 ай бұрын
ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jghgffggduy3843
@jghgffggduy3843 2 ай бұрын
ኣጆኹም ኣሕዋተይ tdf ይ ♥️ ❤️💛🙏
@brijap5171
@brijap5171 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 8 ай бұрын
ክንደይ ከ ይፅብቕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤👊✊👊✊💞🙏🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
I agree with you
@elsamehari9055
@elsamehari9055 8 ай бұрын
መግለፂ ኣልቦ ጀግና❤
@tigsetabebe514
@tigsetabebe514 8 ай бұрын
ጀግናየ እንኳዕ ተረፍካ🎉🎉🎉🎉
@temarutekle6341
@temarutekle6341 8 ай бұрын
ጅጋኑና ዕድምውን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ መድሓኒትካ የራኽብካ
@malataregawe8730
@malataregawe8730 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ❤❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ሓወይ
@asqualedesta9160
@asqualedesta9160 8 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ ናይ መጀመሪያ ጥዕናኻ ይመልሰልካ ሓወይ ንኡሰይ በእንተኣና ንዝከፈልካዮ ኩሉ ዓይነት መስዋትነት የቀኒየልና🙏 🙏 ኣጆኻ በርትዕ ዘሓወይ🙏 ተጋሩ ሕበሩ ኢደይ ኢድኩም ኢልና ህይወት ሓውና ነድሕን ሰኣን ሰለስተ ሚኢቲ ሽሕ ፓራላይዝ ክኮን የብሉን።TDF TDF ብኣፍ ማለት ትርጉም የብሉን ብተግባር ንሓግዞም።
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 8 ай бұрын
ምኽሪ ንሄለን የማነ: 1. ተወሊድካ ዝዓበኻሉ "ብድሕሪ ባይታ" እንተዝትካእ:: 2. "ንምንታይ ናብ ገድሊ ወጺእኻ" ዝብሉዎ ሕቶ ኣድላይ ኣይመስለንን ኩሉ ስለዝፈልጦ::
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ TDF 💛💛❤️❤️
@ilankasay8
@ilankasay8 8 ай бұрын
💪🏼💪🏼❤️💛❤️TDF JEGANONA
@arsemasis5738
@arsemasis5738 8 ай бұрын
አሰይይይ የኔ ጅግና❤❤❤❤❤❤
@user-sj7gc2rn1b
@user-sj7gc2rn1b 8 ай бұрын
ጀግና ❤❤❤ 00:01
@NetsanetTeklay
@NetsanetTeklay 8 ай бұрын
Salakum nenebr Alena jeganu ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@TesfayAbrha4905
@TesfayAbrha4905 8 ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ🙏🙏❤❤
@selamselam894
@selamselam894 8 ай бұрын
ጅግና ሓውይ ❤❤❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 8 ай бұрын
*_ቅድመካ ልኣነ ጸሓይ ገፁ ኩሉ ተፃዊሩ😥_*
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 8 ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ህዝብ❤❤❤❤❤
@user-yr5os1us9b
@user-yr5os1us9b 8 ай бұрын
ታጋደልቲ ትግራይ መግለፂ አልባ ጅግነት ዝተሽከሙ ታሪከኛታት ናይዚ ወለዶ ❤❤❤❤❤ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ቀፅልሉ 💛💛💛💛💛💛
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 8 ай бұрын
ጅግና። ወዲ ትግራይ❤❤❤💛💛💊💊💖🏖🏖🏖🏖😘😘😘❤
@selam801
@selam801 8 ай бұрын
tdfy respect to all❤😊
@Seniseniii
@Seniseniii 8 ай бұрын
ኤሉዋይ ምዓረይ እንኮዕ ሰላም ተመለስካልና❤🎉😢
@medid.454
@medid.454 8 ай бұрын
Tdf❤❤❤❤ever
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 8 ай бұрын
Thank so much jgnana ❤❤❤❤
@AzuGere
@AzuGere 8 ай бұрын
ጀኑ አሕዋትና ሂወት ከፊልኩም ሂወት ሂብኩም ኢኹም"ሞ ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ይኩን🙏❤
@G.S-zm2cy1rc2d
@G.S-zm2cy1rc2d 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ጅግና
@letaygebreyesus2703
@letaygebreyesus2703 8 ай бұрын
Wowww ጅግና ሓወይ 🥰✊
@isurafelkif
@isurafelkif 7 ай бұрын
አንበሳ ወዲ ሓፍቲ አልያሰይ ጀግና አሰይይይይይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤
@letebrhanhadush967
@letebrhanhadush967 8 ай бұрын
❤❤❤❤ Geganuna Agekum ❤❤❤❤
@user-xg6nc8ss8j
@user-xg6nc8ss8j 8 ай бұрын
ሸኮር ወዲ❤
@user-dn1ve3mx8g
@user-dn1ve3mx8g 8 ай бұрын
ጅግና❤❤❤❤❤❤
@tsegamezgebu4429
@tsegamezgebu4429 8 ай бұрын
our heroes 🙏 ❤️
@ferwaynigermay794
@ferwaynigermay794 8 ай бұрын
ጀግና ተጋዳለይ ❤❤
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 5 М.
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 86 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 23 МЛН
"ንህዝቢ ነቢሩ ብህዝቡ ዝተረሰዐ. . ."
37:55
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "
52:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
ХОТЕЛ ПОТОПИТЬ ДЖЕКА, НО НЕ ВЫШЛО
0:51
Tasty Series
Рет қаралды 969 М.
Did you see the photo?
0:20
Women Power
Рет қаралды 35 МЛН
貓咪 小鬼當家🎮🔫🚑 #aicat #shorts #cute
0:41
Cat Cat Cat
Рет қаралды 29 МЛН
НАЛЕТЕЛ НА БРАТА САНИ🧨
0:36
RFC Fighting Championship
Рет қаралды 241 М.