''ጌታቸው ረዳ ኣይበልፀንን ''- ንድምፃዊ ሙሉጌታ ማሉዳ ምስ ወድሮሚጥ ኮይና ፕራንክ ጌርናዮ [ መዘንግዕ ካሜራ ]

  Рет қаралды 45,329

Yada Tube

Yada Tube

2 ай бұрын

share like subscribe ብምግባር ሰብ ግበሩኒ☺
ናይ ፕራንክ መደብና ኣብ dw internation television (ድወት) ጀሚሩ ኣሎ :: ኩሉ ግዜ ሰምበት 9:40 ኣብ dw ቴሌቭዥን ተፀበዩኒ 🥰 🙏
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ
@gereemunentertainment
@yadaprank
#tigray #eritrea #prank #ethiopia

Пікірлер: 438
@yadaprank
@yadaprank 2 ай бұрын
ሰላም ፉቱዋት ቀፃሊ ፕራንክ ጥራሕ ዝዝርገሐሉ ቻነል ከፊተለኹ 👇youtube.com/@yadaprank-1?si=fIHAPqzlR-qzkp8R subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ::
@rfduv1457
@rfduv1457 2 ай бұрын
ገይረልኻ ኣነ♥️👏
@angeup
@angeup 2 ай бұрын
ናይ ማሉዳ ትዕግስቲ ግን 👌ዋውው ❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 ай бұрын
ኣንጌዋይ እንታይ ጠፋእኻ ናፋቀኻ❤❤
@angeup
@angeup 2 ай бұрын
ኣለኩ እየ መዓረይ ❤❤❤​@@user-wc7vo5xn2v
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
​@@user-wc7vo5xn2vሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@HhHh-vd5ge
@HhHh-vd5ge 2 ай бұрын
ኣብዝ ትከታተሉ ዘለኹም ኹሉኹም ዘይተሓሰበ እንጀራ ይሃብኩም♥️🙏
@Cydt6Frgh-qb7yl
@Cydt6Frgh-qb7yl 2 ай бұрын
Amen amen amen
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-vz1he4hc2w
@user-vz1he4hc2w 2 ай бұрын
amen mearey
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 2 ай бұрын
ኣሜን❤🙏
@user-iq6tl2pd3x
@user-iq6tl2pd3x 2 ай бұрын
Amen
@BreFekr
@BreFekr 2 ай бұрын
አለክምዶ አድነቅቲ ያዳ አስኪ👍👍👍 ማሉዳ ግን የምቸካ ጎታ ዓቅል
@trhasgebremeskel-ii8qn
@trhasgebremeskel-ii8qn 2 ай бұрын
ማሉዳ ለባምን ዓቃልን መርኣያ መንእሰይ ኢዩ እቲ ትሕት ዝብል ልዕል ክብልዩ ኢዩ ዝብለና ፈጣሪ ዊን እሞ የመልእካ ዝሓወይ ❤❤❤
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 2 ай бұрын
ማሉዳ በሳል ትዕግስተኛ ደርፍካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ❤❤❤❤❤❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 2 ай бұрын
እዉይ ኣቤት ትዕግስቲ ማሉዳ ምዓረይ ማርያምን ማራ ግን ከብደይ በሊዑኒ እፍፍ 😢ያዳ ኣንታ መሕረር😁😁❤️
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 2 ай бұрын
@@weynotube7 እሽኒ ገይረልኪ ወለላይ❤️
@user-gu7vx4sk1x
@user-gu7vx4sk1x 2 ай бұрын
እቤት ትዕግሰቲ ጎይታ ዓቅሊ ማሉዳየ ❤ ክፈትወካ መድነቅትካ እየ ወድነይ ❤❤❤😢😢😢😢❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
ማሉዳ ጎይታ ዓቅሊ ጅግና አምበሳ ትግራይ ይመችካ ❤❤❤❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 2 ай бұрын
እዋይ ማሉዳየይ ንኣካ ዝሃበ ዓቅሊ ❤❤❤ ያዳዋይ መሕረር ምንጪ ሓጎስ ወዲእካዮም እኮ እዞም ስነጥበባውያን 🥰🥰🥰 ይመችኡም ደቂ ማህጸን ትግራይ🥰🥰🥰
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 2 ай бұрын
ኣቤት ትዕግስቲ ግን ማሉዳ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣበሳየይ👌♥️💊
@user-cv8pn6rg5j
@user-cv8pn6rg5j 2 ай бұрын
አረ ደስ ኣይብሊ ዝፈታተን ፕራንክ ኣይትግበር ተኺኢልካ ዘምህር ግበሮ ብጣዕሚ እዩ መሕረቂ
@Hareg675
@Hareg675 2 ай бұрын
ሙሌ ኣምበሳ ጅግና ትዕግስቲ ትፀልእእ ቀፅለሉ
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ደምርኒ'ባ መዓረይ🙏❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 2 ай бұрын
ኣረ ብማሪያምካ ንራዲዲኢ ከም ወጣትያ 😂👌ቅዱመኺ ዳኣነ ወድኖዎ ወለላ ማሉዳ ዓባይ ሰብ ዕድመ ያሃቢካ❤
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@kidan5256
@kidan5256 2 ай бұрын
ማሉዳ ጅግና ጎይታ ዓቅሊ ይበል👍😍😍❤💛❤💛ወዲ ከምዚ ክከውን ኣለዋ ዓቅላም ብቀልሉ የልዓል👍ሙድ ክመልሶ 😅😅😅ሓደ ሓረስታይ ነይሩ ጉድ እዩ ያዳ😉🤗
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 2 ай бұрын
ዋውውውው ማሉዳ ብሉጽ ዘለዎ ዓቅሊ & respect ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ❤❤❤❤❤ ያዳዋይ መሕረር ንዓኻ ኸ ሓደ ከምዚ እትፃወተሎም ዘለኻ ዶ ንዓኻ ከማን ዝፃወተልካ ሰብ ተስኣነ😂😂😂😂😂
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 2 ай бұрын
ብትፅቢት ሞይተ ቀንየ😁🙆💚ያዱዋ ኣቦ ፕራንክ ኢካ ኮ💚✅😍ደረቃት ፕራንክ ቀፅሎም😁ወዲ ሮሚጥ ግን ብናይ ባዕሉ ቻነል ውን ሓደሓደ ፕራንክ ይስራሕ ሓግዞ🙏
@hbhf8927
@hbhf8927 2 ай бұрын
አቤት ትዕግስቲ ጎይታ ዓቅሊ ማሉዳየ❤ ክፈትወካ መድነቅትካ እየ ወድነይ💚
@ሳሌም
@ሳሌም 2 ай бұрын
አዊ ማሉዳ ምስኪን ከሕዝነካ ብልቢ waw ዓቅሉ ግን 🙏❤️🥰ያዳ መሕረር ይምቸካ ያዳ ሽኮር ክክክክ ናብ ትግራይ ምስ መጻአና በገለ ተሓቢአና ክንሓልፍ አምበር ያዳ ማ ክትጻወተልና ኢኻ 🤣🤣🤣🤣
@alexyefkrsewnegn
@alexyefkrsewnegn Ай бұрын
አረ ማሉዳ ብጣዕሚ ጅግና ናይ መወዳእታ ዓቃል ጎበዝ ወዲ ኢኻ ስልኩ ላአኸለይ ያዳ
@Weirdkid_23
@Weirdkid_23 2 ай бұрын
Subscribe this man we should send him his flowers his doing such an amazing job ❤❤❤❤work hard bro yada
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 2 ай бұрын
ማሉዳ ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@AmanAman-qw6mf
@AmanAman-qw6mf Ай бұрын
ሓሳዊ
@kokob1227
@kokob1227 2 ай бұрын
ጀንትል እዚ ናይ ስልጣኒ ምልክት እዩ ኩሉኩም ካብኡ ተምሀሩ❤❤
@user-kq2jm7lu5r
@user-kq2jm7lu5r 2 ай бұрын
አረ ሙሌ ትዕግስት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ የኔ ማርርር ወለላ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jhonkifle
@jhonkifle 2 ай бұрын
He take it in the coolest way possible. What a humbled personality Maluda has!!
@user-kn1ff5jp1n
@user-kn1ff5jp1n 29 күн бұрын
ማሉዳይ ጎይታ ዓቅሊ ግይታ ፀባይ❤❤❤ ጅግና ❤🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘😘
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 2 ай бұрын
ትዕግስቲ ማሉዳ ግን100%❤❤❤ ያዳ ግን ተስፋ ዝቆረፁ ረኺቦም ግብ ከየብሉኻ😂❤
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w 2 ай бұрын
ኣቤት ዐሰቅሊ ተዐግስቲ ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ ተዐግስቲ ውፅእት ናይ ሉቦና እዩ ❤❤❤ ያዳ መሐረር
@assass8589
@assass8589 26 күн бұрын
ማሉዳ ጅግና ወዲ ትግራይና ንከርዑ እና ብኣካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aranshitesfay3145
@aranshitesfay3145 2 ай бұрын
ዋው ጎይታ ትዕግስቲ ብጣዕሚ ይበል ❤❤❤ድምፃዊ ማሉዳ ሹኮር
@user-sm4hz6ll7g
@user-sm4hz6ll7g 2 ай бұрын
❤❤❤goyta tebay yu, mulie gn nay bhaqi sne tbeb zfelt seb yu gn
@Fike.M10
@Fike.M10 2 ай бұрын
ሓሪፍ ለውጢ እኒሄካ 'ዩ ያዳ። በርትዕ! ማሉዳ ዝገርም ሰብ❤ ኣብ መወዳእታ ብደምቢ ሰላም ክትብለለይ ነይሩካ ካብቲ ዝበልካዮ ንላዕሊ ማለተይ እዩ።❤
@Sarah-ut6nk
@Sarah-ut6nk 2 ай бұрын
ዋውውውውው ማሉዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሕጂ ከአ ብዝበለፀ ትዕግስተኛ ኢኻ ቀፅለሊ
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 2 ай бұрын
አቤት ትዕግስቲ ይበል እዩ ወዲ ሪመይ😍ቀልዲ ክቅልድሞ ክነስሕቆያ ብጣዕሚ እዬ ስሒቀ😁😁ትክእል ኢካ ያዳዬ ቀፅለሉ
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 2 ай бұрын
ሰለስተ ደርፊ ዘይደረፈስ ሰለስተ ካሜራ 😁ሞይተ የ ውውው ማሉዳ👑 ግን በሊሕ ሰብ ደስ ክብለካ ትሕትንኡ የኔ ጅግና✌❤
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 2 ай бұрын
መሉየይ ❤ ዘለካ ዓቅሊ ጎታ ጠባይ ኩሉ ሰብ ከምኡ ተዝከውን ምላዱየይ ንፈትወካ እና ❤❤
@bxbbx7087
@bxbbx7087 2 ай бұрын
ያዳ መሕረር ናይ ማሉዳ ዓቅሊ ግን ዋዉዉዉ👌
@TsegabrhanYemane
@TsegabrhanYemane 10 күн бұрын
Waww Wise man. i appreciate peoples who have like this behavior👍👍👍
@sahayabray5699
@sahayabray5699 2 ай бұрын
WAY MALUDA GOYTA AKELLI❤❤❤ SELAMEKUME YEBEZAH HEZEBI TEGERAY MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@melataskal9201
@melataskal9201 2 ай бұрын
ሙላዳ ዋኣይ ጎይታ ዓቅሊ ማዳ ማሓረር❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ኣቤት ትዕግሰቱ ቀፀለሊ❤❤❤ ዝሓወይ ኣታ ብርንክ ክተገብር ግን ኣይትቀለል😮
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 2 ай бұрын
እዋይ ማልዳየ ጎይታ ዓቅሊ ንጉስ ትግራይና❤❤❤❤
@Mko-ol5gp
@Mko-ol5gp 2 ай бұрын
ማሉዳ ጅግና ጎይታ ዓቅሊ😘😘😘😘😘😘😘💊💊💊💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 2 ай бұрын
ዋውውዎ ሙሉታዋይ ዠፈትወካ ትዕግሰቲ 🙏💘💘💋
@ufh4391
@ufh4391 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእእእእእእእኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GebreZeru
@GebreZeru 2 ай бұрын
🎉🎉🎉 ዋውውውው ዓቅሊ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ማሉ
@AmanAman-qw6mf
@AmanAman-qw6mf Ай бұрын
እዚ ሰብ ናይ መለሓስ እዩ ናይ በሓቂ ትግራዋይ ከየመስለኩም
@-vb2cb
@-vb2cb 2 ай бұрын
ትዕድልቲ ናይ ማሉዳ ግን ትግስተኛ እዩ ናይ ቡኹ ሰብ ኢኻ ማሉዳይ ሹኮርር🎉🎉
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 2 ай бұрын
ዊይ ማሉዳ ማዓረይ ከብደይ በልዑን ጎይታ ዓቅል😂❤ ያዳ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን😂
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 2 ай бұрын
@@weynotube7 ገረልካ ሓወይ
@brhaneye9521
@brhaneye9521 2 ай бұрын
ዎው ሙሉጌታ ሓወይ ንፉዕ ዓቅሊ ዋው 💜🙂😂
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 2 ай бұрын
ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ🙏❤💛
@user-re5sy2hz2t
@user-re5sy2hz2t 2 ай бұрын
ዋይ ተዓዲሉ ተዓቅሉ ይመለአልካ ማሉዳ 🙏🙏🙏
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp 2 ай бұрын
ማሉዳ.ትዕግሰተኛ❤❤❤❤❤
@AbelGebrehiwot-bl7wn
@AbelGebrehiwot-bl7wn Ай бұрын
❤❤❤❤ናማሉዳ ትዕግስቲ ግን ዘልኣለም የንብር
@KasuMan-zm7od
@KasuMan-zm7od 2 ай бұрын
ግን ሰብ ኣይተናኣእስ ከላኣይ ካዓ ብጣዕሚ ኣይትፈታተነም ይድብር እዩ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 2 ай бұрын
ማሉዳየ ትዕግስተኛ ደስ ክብል ብትክክል 🤴🤴🤴🧡❤🧡❤🧡❤
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳብስክራይቭ'ባ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 2 ай бұрын
ማሉዱዋ ጎይታ ዓቅሊ 😘 💚 ይመችኩም 😘🥰
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 2 ай бұрын
Weyyy ...Maluda betami harif seb eka adenekeka 👏👏👏👏
@mskin_hiwan
@mskin_hiwan 2 ай бұрын
ጎይታ ዓቅሊ ኢለካ ኣለኩ my hero ማሉዳ🥰
@user-nf9bm6fq9c
@user-nf9bm6fq9c 2 ай бұрын
ዋይ ትዕግስቱ ማሉዳ ቀደማይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 2 ай бұрын
I hv been waiting t❤❤❤thank u yadaaaa
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 2 ай бұрын
አዊ ማሉዳዋይ አዚ ኩሉ ጠባይ ዓቅሊ ♥️🙏🏻
@user-gg3ey1wd8u
@user-gg3ey1wd8u 2 ай бұрын
ኣረ ያዳ ብጣዕሚ ኢካ ጎበዝ
@FreHailu-dz8vh
@FreHailu-dz8vh 2 ай бұрын
ዝፈትወካ ማሉዳ ማዕረይ ትዕግስቱ👌💘💘💘💘💘💘💘💘 ያዳ ሰብ ኣይተበፅበፅ🙊😁😁😂😂😂😂
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 2 ай бұрын
ማሉዋይ ሓወይ ጎይታ ፀባይ♥️♥️♥️🤴
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ай бұрын
Wow tadilu tegstu ❤🙏Ane mkonku aymkalkun 😢😂
@user-dp2wr8qs2o
@user-dp2wr8qs2o 2 ай бұрын
ዋው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሞሊዳ ሸኮር❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ጎይታ ፅባይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-nu1my2ci1j
@user-nu1my2ci1j 2 ай бұрын
ማሉዳየ ጎይታ ጠባይ❤️
@user-mc1mg2rm5z
@user-mc1mg2rm5z 2 ай бұрын
ቧዕ ያዳ ዋግኡ ልኮነ ጋብዞ ንማሉዳ ያኣክ
@MeriLove-wd9xs
@MeriLove-wd9xs 2 ай бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ 👍 ግጨይኒ የኔ ወለላዎች 😂🎉❤
@warkialam4326
@warkialam4326 2 ай бұрын
እዉይ ፀባይ ሙላዱዋይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-ik7or4wd3t
@user-ik7or4wd3t 2 ай бұрын
አቤት ዓቅሊ❤❤ ያዳ ሓወይ አሳቂካዮም ኮ😂😂
@AdAbu-id8jl
@AdAbu-id8jl 2 ай бұрын
Waw akli yada kab kulu ztemecheyetni prak gn trafik konka nay bajaj sferat nasaesaekan gubo natekebelkan😄😄😄😄 kabu bzey smglna galkn habani 😄😄😄yada ketslelu des bhli
@user-xr5bj8sf8k
@user-xr5bj8sf8k 2 ай бұрын
ማልዳ ፀባየ ሰናይ❤❤❤❤❤
@Samriye10-10
@Samriye10-10 2 ай бұрын
ያዳየ ንዓካ ከሐጉሱ ኢሎም እምበር ንዓካ ዘይፈልጥ የለን ይጠቀም እናበሉ እዮም ዝጫወትለው
@AmanAman-qw6mf
@AmanAman-qw6mf Ай бұрын
ማሉዳ ዘላሊ ናይ ኮንሰር እዩ እና ከመይ ገርኩም ጅግና ትብልዎ ኣለኩም 😢
@rfduv1457
@rfduv1457 2 ай бұрын
አረ ዘሎዎ ዓቅል ማሉዳ ጂግና♥️ ያዳዋይ ገዛኻ እቱው ተይለስ ዘለን ጭንቀት😰ገለል ይብለለይ ናኣተይ ፍሽኻታ ቃፅሎሉ♥️🥰
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 2 ай бұрын
እውይ ትዕግስት ማሎዳ ሹኮር❤❤❤❤❤
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 2 ай бұрын
ማሉዳ ጎይታ ፀባይ ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤❤
@user-pc5hk9ng8v
@user-pc5hk9ng8v 2 ай бұрын
ጎበዝ ቀፅለሉ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ያዳየ መሕረር 😁♥️ ከይወዳእኩ ኮመንት 😁ማሉዳ ተጫዊትልካ ዶ 😀
@galbeyene3328
@galbeyene3328 2 ай бұрын
ማሉዋይ ሓወይ ጎይታ ፀባይ❤😂
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 2 ай бұрын
እውይ እቲ ትዕግስቱ ግን ፎትየዮ ክሞት ካምዚ እዩ ወዲ ሰብ ማለት❤❤❤❤❤
@MeriLove-wd9xs
@MeriLove-wd9xs 2 ай бұрын
ማሉዳዋይ 🎉❤
@edeneshtu1825
@edeneshtu1825 2 ай бұрын
Yadaaaa des behali gene voice xeruye ayekonn nieisheton
@terhasberhane71
@terhasberhane71 2 ай бұрын
አየ ስነምግባር ደስክብል አየ ጠባይ
@JooklEroon
@JooklEroon 2 ай бұрын
ማሉዳ ምስኪን ከሕዝነካ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ፍትው አየ ዘብለካ
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኪኢልካዮ ኢኻ ያዳ ግን ንማሉዳ ብጣዕሚ ዓብይ ኽብሪ አለኒ ብጣዕሚ ትዕግስተኛ እዮ ውን
@TekleomFiseha
@TekleomFiseha 2 ай бұрын
Waww akal 😊❤
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 2 ай бұрын
በስማኣም ማሉዳ ግን ብጣዕሚ እዩ ዓቅላም ትዕግስተኛ😂😂😂😂
@Eyersalembisrat
@Eyersalembisrat 2 ай бұрын
Abit akli maluda shkor❤❤
@sultanmengs9424
@sultanmengs9424 2 ай бұрын
Aytdengi eka ❤❤❤❤❤❤
@WTWM1234
@WTWM1234 2 ай бұрын
Maluda mekberi seb eika behaki 👌🙏...
@gedu8644
@gedu8644 2 ай бұрын
ናይ ማሉዳ ትዕግስቲ ዝፈተክምዎ👍🥰🥰
@WediHagereseb-we9um
@WediHagereseb-we9um 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ቤላ ኣቃራርባ
@lailalaila3509
@lailalaila3509 2 ай бұрын
ሙልየዋ ጎይታ ፀባይ❤❤❤❤
@user-nf3jp4fh7s
@user-nf3jp4fh7s 2 ай бұрын
ጀግና ወደነይ ማሉደየይ ጎይታዓቅሊ❤❤❤❤
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 2 ай бұрын
አቤት ትዕግስት ግን ይበል እያ ብእውነት
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 2 ай бұрын
ያዳባ ዘይትፋተሖም ዞም ስነጥበባውያናትና😂😂
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 2 ай бұрын
ያዳ ንጌታቸው ረዳ ውን ፕራክ ግበረልና 😂😂😂😂❤❤
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 2 ай бұрын
😂😂😂
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 2 ай бұрын
ሽልማት ክንሽልሞ😂
@user-de7pp1yd6b
@user-de7pp1yd6b 2 ай бұрын
getachew ab srah eyu zelo n debretsion wey n menjar menjerino dea
@Konj-qn8wl
@Konj-qn8wl 2 ай бұрын
ላህማም ኩሎም ሰራሕ እዩም
@user-de7pp1yd6b
@user-de7pp1yd6b 2 ай бұрын
@@Konj-qn8wl men eyu ta lahmam resah ferah kabay blaeli aytfoltomn kondaf
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 12 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 4,7 МЛН
Я обещал подарить ему самокат!
01:00
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 9 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 12 МЛН