ንድምፃዊ ኣበበ ኣርኣያ (እምበር ተጋዳላይ) ኣቦይ ኢኻ ኢለ ፕራንክ ገይረዮ - ኣእሚነዮ 😂 [መዘንግዕ ካሜራ] Tigrigna Prank

  Рет қаралды 114,400

Yada Tube

Yada Tube

3 ай бұрын

ንፈለማ ግዜ ናይ ፕራንክ መደብና ኣብ dw internation television (ድወት) ሎሚ ሰምበት ጀሚሩ ኣሎ :: ኩሉ ግዜ ሰምበት 9:40 ኣብ dw ቴሌቭዥን ተፀበዩኒ 🥰 ናይዚ ቻነል ቤተሰብ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ሳላኹም እየ ኣብዚ በፂሐ 🙏
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ
@gereemunentertainment
@yadaprank
#tigray #eritrea #prank #ethiopia

Пікірлер: 633
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 3 ай бұрын
ሞትኩ ማርያምን ያዳ ይመቸኻ ወድኖ ልንጉሰ ኣባዲ ፕራክ ግበሮ ትብሉ ላይክ ግጨውኒ😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ኽብራተይ❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
Eshini
@samidk788
@samidk788 3 ай бұрын
​@@yadaprankne keseto eba prank gebero
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ሰብሰክራይብ ግበርለይ መዓረይይ
@Haftom-w21
@Haftom-w21 3 ай бұрын
ኣይፀላእኩወን😂😂
@ftsum_wedi_shire3677
@ftsum_wedi_shire3677 3 ай бұрын
አረ ሞቱኩ ብሳሓቕ ጭቑ ኢልኒ'ዩ አረ ኣበበ ይመችዎ😂 ያዳ ብራዳ ቀፃሊ ድማ ን ንጉሰ ኣባዲ ? ንጉሰ ኣባዲ ፕራንክ ይገበር ትብሉ ላይክ👍 ግበር
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ደምረኒ ፍፁመይ
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 3 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤❤
@Zanta81
@Zanta81 3 ай бұрын
ኣነ ወታደር እየ ስራሕ ኣለኒ .....ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ብጣዕሚ ረዚን ቃል ❤ big respect ድምፃዊ ኣበበ ኣርኣያ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 3 ай бұрын
ብጣዕሚ አቤ ዓበይ ሰብ 🕊❤️❤️
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 3 ай бұрын
​@@user-bq7mz3vf4mደምርኒ ምቅርተይ
@user-rm1rt8ix9p
@user-rm1rt8ix9p 3 ай бұрын
❤❤❤❤ jigna wed hizb abebe ariaya
@greecegr7524
@greecegr7524 3 ай бұрын
😍🙏😍🙏😍🙏😍
@Shwati308
@Shwati308 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ይዓብየኒ ዓባይ ዘረባ ንእግሪ መንገደይ ካብ ብህፃነይ ኣድናቂቱ እየ ኣብፁሑለይ ነበበ ኣርኣያ❤❤❤❤
@aishan4539
@aishan4539 3 ай бұрын
ከይደነቁካ አይሓልፍን ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ አበበ አርአያ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-nu7mc7cg4l
@user-nu7mc7cg4l 3 ай бұрын
Zgerm kereba eyu
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray 3 ай бұрын
ተ/ይ ኣበበ ኣራኣያ ጅግና✊ ዘድንቀካ ♥️🥰
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
🙏
@KdusanZeratsion
@KdusanZeratsion 2 ай бұрын
አያ። ቆራፅ ህዝብካ ከም ተቀድም ኩሉ ግዘ ትነግረና ነይርካ ደጊምካዮ ድማ አታ ጅግና💪
@aasaas7284
@aasaas7284 3 ай бұрын
ኣቤየዋይ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ዞም ተጋደልትና ግን ንህዝቦም ዘለዎም ፍቅሪ ሓልዮት ቓደማኹም TDF ንዓና ኽትብሉ እዚ ኹሉ መስዋእቲ😢❤❤❤❤
@akilove3701
@akilove3701 3 ай бұрын
ንኑጉሰ አባዲ ቀፃሊ ትብሉ ላይክ ገበሩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yp9ep8yi1v
@user-yp9ep8yi1v 3 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጀግና ተጋዳላይ አበበ አርአያ ብጣዕሚ ፅብቅ ዘረባ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 3 ай бұрын
ብሓቂ ጅግና ኣያና ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ👏🙏
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ሰብሰክራይብ ግበርለይ ወለላይይ
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 3 ай бұрын
ዋውውው ኣበበ ፍቅር ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ❤❤❤❤❤ ብሓቂ
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 3 ай бұрын
ደምርኒ ክብረተይ❤❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
😊
@ksheukeke5650
@ksheukeke5650 3 ай бұрын
ያ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ሰድራ😢❤ ጆግና ኣያና♥️
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 3 ай бұрын
ንጉሰ አባዲ(ዘማይ አምፀአልና😂😂
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ደምረኒ መዓረይይይ
@user-ux8nv8gs7p
@user-ux8nv8gs7p 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ብሓቂ ጅግና ተጋደላይ ኣበበ ኣርኣያ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
ጅግና ኣያና ተጋዳይ ኣበበ ኣርኣያ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኻ😢❤🎉
@jge7tye640
@jge7tye640 3 ай бұрын
ዝባረከ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና ፈጣሪ ያዳ ቃቲልካና እኮ ኣያና ኣበበ ኣርአያ ለባም መሬት ተደሊኻ ከድኻ ተማቐል ያ😂❤❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
😊
@brijap5171
@brijap5171 3 ай бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ኣምፀአልና ብራንክ😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@brijap5171
@brijap5171 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ገይረልኪ❤
@MinasWeldekidan
@MinasWeldekidan 3 ай бұрын
​@@user-uy4ek2zj3s😂
@ArshadKhan-kp5hv
@ArshadKhan-kp5hv 3 ай бұрын
አበበ ኣርአያ ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር ኣምላክ💛❤💛❤💛❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
🙏amen
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 3 ай бұрын
ኣበበ ደስ ክበለካ ህዝቢ የዓቢ💙💙💙💙💙💙💙💙
@aishan4539
@aishan4539 3 ай бұрын
ዝገርም ዘረባ ወዲ አርአያ ጅግና ባዓል መትከል ❤❤❤❤❤
@kidan5256
@kidan5256 3 ай бұрын
😂😂🤣🤣ያዳ ኣይተካኣልካን😂 ጅግና ኣያና ተጋዳላይ ኣበበ ኣረአያ🙏😍😍😍😍👍
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
🙏
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m 3 ай бұрын
ክብር ኣያና ጀግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ❤❤❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ደምርኒ ጋልዓደይ መዓረይይ
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ💛❤ያዓቢ ኻብ ስድራ ለባመይ❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ደምርኒ መሪይይይ
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 3 ай бұрын
@@meritubemeri ደሚረኺ ማዓረይ
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 3 ай бұрын
ኣበበ ኣርኣያ ብጣዕሚ ጅግና መስቀላዊ ሕቱኡ ደስ ክብል
@user-mg8rv7bd5u
@user-mg8rv7bd5u 3 ай бұрын
Abebe kubur ayana.ህዝበ ትግራይ የዓበ ረዝን ቃል🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤
@user-es7bi4df5v
@user-es7bi4df5v 3 ай бұрын
ንጉሴ ኣባዲ ወይ ዘበን ኣሌም ሰገድ አምፀአለና ጅግና ኣበቤ አርአያ
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
Eshi
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 3 ай бұрын
ኣበበ ናይና ጅግና❤💛✊ ያዳ ያሆሆሆ😁🤣🤣🤣🤣
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ናይ ያዳ ቤተሰብ ሰብስክራይበ ጠወቅለይ ተጋሩወአይይ💛❤ ክቡር አያና 👍🌿💐
@Rahel.smail.
@Rahel.smail. 3 ай бұрын
መልስለይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
@@Rahel.smail. እሺ ከየልዐለኪ ፀባሕ ወለላይ😍
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s ደሚረኪየወ መልሲደ ወለላይ
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 3 ай бұрын
መልሲ ክብረተይ ገረልኪ
@freweynidesta
@freweynidesta 3 ай бұрын
ያዳ መሕረር ዞም ጀጋኑ ወሸን ኢልካዮም ፕራንክ ዕድመካ ወስክ ጅግና ኣያና ኣበበ ኣርኣያ ❤❤❤❤❤😂😂😂😂
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
🙏😍
@bemnethailu1663
@bemnethailu1663 2 ай бұрын
ወይኔ አበበ አርአያ በጣም ነው የምወደው እና የማደንውቀው ዕድሜ እና ጤና ይስጥህ እግዚአብሔር 🙏❤
@Kidangaltewahdo
@Kidangaltewahdo 3 ай бұрын
ዝተባረከ ሰንበት ይኩነልኩም ኩቡራተይ ዘይሓሰብኩምዎ ደስታ የርእኩም ፈጣሪ ላይክ ግበሩለይ ኩቡራተይ
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ደምርኒ ኣቢተይይይ
@user-qp2np4wc5k
@user-qp2np4wc5k 2 ай бұрын
ናታ ኣምሓረይቲ ፎቶ ኣልዕልዮ መጀመርያ😂
@Ngsti518
@Ngsti518 3 ай бұрын
ብሓቂ ክቡር ኣያና ኣበበ ኣርኣያ ጅግና ባዓል መትከል❤
@trhasgebremeskel-ii8qn
@trhasgebremeskel-ii8qn 2 ай бұрын
ክቡራት ኣያታት ወዲ ሮሚጥን ኣበበን ንበሩልና ጀጋኑ ናይ ብሓቂ
@user-pu5iy4uo9l
@user-pu5iy4uo9l 3 ай бұрын
ፁኑዕ ኣብ መትከሉ ተጋዳላይ ኣበባ❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
😍
@galtigray5257
@galtigray5257 3 ай бұрын
ኣይትሳኣኑ ተጋሩዋይ❤
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 3 ай бұрын
ኣየ ጅግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣራኣያ ብጣዓሚሚሚሚሚ ከብደይ ዝበልዕ ቃል ህዝብ ትግራይ ያዓብ ካብ ስድራ ናይባሓቂ
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
Haki eyu😍
@user-nw7jj4lw2z
@user-nw7jj4lw2z 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ የዓቢ ❤️❤️
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ልንጉሰ ኣባዲ ፕራክ ግበሮ ትብሉ ላይክ 👍❤️
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
Eshini
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 3 ай бұрын
ኣይትሳኣኑ ተጋሩ ዓለመይ❤❤❤❤
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ደምርኒ ጋል ዓደይ
@bsrathadera3381
@bsrathadera3381 3 ай бұрын
አበበ እበር ተጋዳላይይይይ !!!! ደስ ይብል ናይሓቕ ወድሰብ ማለት ከማኻ እዩ ተስፋ ዝህብ 🎉🎉🎉🎉❤
@haihhh1465
@haihhh1465 3 ай бұрын
Jgna wedi hzbi abebe araya❤👏hzbi tigray yabi kab sdra rezin kal eyu👏❤
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey 3 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ አበበ አርአያ ክቡር አያና 🥰ህዝቢ ትግራይ ያዓቢ ካብ ስድራ😮።
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@misganabereket8951
@misganabereket8951 2 ай бұрын
እቶም ዝፈትዎም ገዳይም ደረፍቲ ትግራይ ❤❤❤❤❤ ብ ዓይነይ ክሬኩም ደጊመ ዝገበረ ምስጋና ይብጽ ሓ ዮ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@YdfTet
@YdfTet 3 ай бұрын
ጎበዝ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅለሉ
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 3 ай бұрын
ክቡር ኣያና ጅግና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ናይ ብሓቂ ከይኣድነቅኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ኣነ ወታደር እየ ካብ ስድራ ህዝቢ ትግራይ ይበልፅ ዝበልካያ ቃል ብሓቂ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 3 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
😊
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ዋውውውውው ተጋሩዋይ መቅሰናት ኣበበ ኣርኣያ ወዲ ሮሚጥ ያዳየይ ቡሉፃት❤
@FugJj-ui3ri
@FugJj-ui3ri 3 ай бұрын
ኣበበይ ጅግና❤❤❤❤
@genetkidane5813
@genetkidane5813 3 ай бұрын
Wow Abebe jegna "hzbi tigray yiabi kab sdra".... No words!
@selamselam2740
@selamselam2740 2 ай бұрын
አበበ አርአያ እንበር ተጋዳላይ እኮ ተጋዳላይ አዩ❤❤❤❤
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 3 ай бұрын
ዋኝኝ ያዳ መሕረር ጅግና ተጋዳለይ ኣበባ ኣረአያ ዘገርም ቃል
@HappyElectricCar-xv2lt
@HappyElectricCar-xv2lt 3 ай бұрын
ዋው ዝገረም ሰርሕካዮ ያረድ
@user-vq5pd6ip8c
@user-vq5pd6ip8c Ай бұрын
ዋው ብጣዕም ደስባሃል ❤❤❤
@user-nu7mc7cg4l
@user-nu7mc7cg4l 3 ай бұрын
Wawwww abebe jgna zgerm kal hzbi tgray yabu kab sdra wawwwww❤❤❤❤❤
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 2 ай бұрын
አቤት ቃል ጅግናየ✊ ያዳ ቀቲልካና ሳሓቅ😂😂😂😂😂😂😂😂ይመችኩም ደቂ ሓላል መሬት❤😂😂😂
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 3 ай бұрын
ኣያዋይ ጂግና ሕድሪ ዘየዕብሪ ሕዝብትግራይ ያዓብ ካብስድራ ኮሪዐልካ ጂግና ዕላማ ንቅድምት ሰሪዕካ ሰናይ ናዓካ ኣያዋይ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@AzeAxum
@AzeAxum 3 ай бұрын
ዝፈትዎም ክልተ ተዋሳእቲ🎉❤ ያዳ ፅልል ቀፃሊ ደሞ ንትምኒት ኣምፀአልና😂🎉❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
Eshini
@user-sh9ng3hq6i
@user-sh9ng3hq6i 2 ай бұрын
ዋይዋይ ይገርም እዩ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤
@mazaaregawi3335
@mazaaregawi3335 3 ай бұрын
ያዳ ሽኳር አንደኛ አበበ መስተወዐሊ እና ፈላጥ ❤❤❤❤❤❤❤
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 3 ай бұрын
ዋው ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራይ❤❤❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Ай бұрын
I liked enjoying so you laughed me ,so I liked enjoying that an amazing Pranks, God bless you Amen 🙏 🙌
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤ ሞትኩ አየ ያዳ መሕርሪ
@amam5408
@amam5408 3 ай бұрын
ሽም ተራፊ ብልዒ ሓላፊ ኣብዚ ዘሎ ቃል ዝገርም ወታደር እየ ስርሕ ኣለኒ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ🙏💛❤️
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 3 ай бұрын
ያዳዋይይይይ መሕረር ምንጪ ሰሓቀይ በጃኻ ንድምጻዊ ንጉስ ኣባዲ ከማን ፕራንክ ገይርኻ ኣምጽኣልና ይፈትወካ የ❤❤❤❤😂😂😂😂
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
Eshini
@eyerumezgebo7764
@eyerumezgebo7764 3 ай бұрын
😂😂ሓባይብ ደስ ክብሉካ ወዮ ፕራንክ ደጊሞምዎ ከምዚ እኮ ኢለካ ነይረ ያ😂
@hanit726
@hanit726 3 ай бұрын
ኩቡር አያና ከቢድ ቃል እዩ የክብረልና❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
😍
@tigrayadijeganu2983
@tigrayadijeganu2983 3 ай бұрын
ጎበዝ በርትዕ❤
@rahmahrahmah9463
@rahmahrahmah9463 3 ай бұрын
Wow Abeb Arieya ❤
@Aksum881
@Aksum881 3 ай бұрын
ኣረ ይመችኹም 😂😂 ኣቢ ጅግና ❤❤
@benelmana
@benelmana 2 ай бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ፕራንክ ግበረልና ያዳ ሽኮር
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
@berekethaddis239
@berekethaddis239 3 ай бұрын
I like this prank. U make my boring office day bright. Bravo. From SHASHEMENE.
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 3 ай бұрын
ጅግና ተ/ላይ አበበ አርእያ ህዝቢ ይዓቢ ካብ ስድራ ይመችካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Liyaliya-ou4nl
@Liyaliya-ou4nl 2 ай бұрын
Are yada betaemi eyu zgerem gobez❤❤❤
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv 3 ай бұрын
ዕድመካ ወስክ ያ😂😂❤
@rozinahaile
@rozinahaile 2 ай бұрын
ጀግና ተ/አበበ ህዝብ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ብሓቂ ተጋደላይ❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@aronyonas7563
@aronyonas7563 3 ай бұрын
ስላም ጅግና ዝባሀል ምስቲ ጅግንነቱ ፅቡቅ style ባህርያት ዘለዎ ከም ተ/ጋ አበበ ትግራይ አይይ ወርቂ ተሽለምለይ I respect u ካሊእ ንወዲ ሮሚጥ ጅግና ክትብሎ ተገሪምና አብ ሚድያ ድምፂ ወያነ ኮይኑ ስብ ዝሀሚ ገፅ ዝብኢ
@user-nq3vh1nw1k
@user-nq3vh1nw1k 3 ай бұрын
Wedi romit gegna tigraway eyu fetikam tselikam wedi romi 1000 amet niberelna
@hayutihabshwitt3994
@hayutihabshwitt3994 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ጀግና ህዝቢ ያዓቢ ካብ ስድራ💔
@ezgahariateklom9896
@ezgahariateklom9896 Ай бұрын
Yada keselelu btaemi nefue ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 3 ай бұрын
አበበ አምበሳ ወዲ ሕዝቢ❤❤❤
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 2 ай бұрын
Am Eritrean guy from Canada Nice prank bro kexelooo
@ZaidTesfay11
@ZaidTesfay11 Ай бұрын
Wowwww❤❤
@GOo-xk4mq
@GOo-xk4mq Ай бұрын
Perfectlly yada only
@HhHh-ni1ss
@HhHh-ni1ss 3 ай бұрын
ብሓቂ.ጎበዝ.ኢኻ😂😂😂
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 3 ай бұрын
ይበልልል
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 3 ай бұрын
ክክክክክ ንወዲ ሩሻን ይማሳሰልያ አረ ትክእሎሉ ማኣትእካ ጎቡዝ ❤❤❤
@BreyNatey
@BreyNatey 2 ай бұрын
ኣበበዋይ❤
@user-cf4lu2ll2k
@user-cf4lu2ll2k 2 ай бұрын
ጮቅ ኢልኒ ያ አየ አበበ አርአያ😂❤
@hayelomwedimeri
@hayelomwedimeri 3 ай бұрын
ንያዳ ዘይምድናቕ ከቢድ እዩ ብጣዕሚ። ኣያና ኣበበ አርአያ ግን ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን እና ብፍላይ ድማ ካብ ሔዚ ንድሓር🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
🙏🙏 የቀንየለይ
@NgstiBerhe-rm8ro
@NgstiBerhe-rm8ro 2 ай бұрын
ኣበበ ግን ይመቸካ ብሕቶ። ኣዋጢሩዎ😁👌
@user-kx8vi6oz7h
@user-kx8vi6oz7h 3 ай бұрын
ማዳ 😂😂😂😂😂መሕረር ይመቸኻ❤
@user-ku7ur2mh6u
@user-ku7ur2mh6u 3 ай бұрын
ያዳ ፍሉይ መሕረር ቀፅለሉ ክክክክክክ
@tlgray4660
@tlgray4660 3 ай бұрын
Bhaki abebe araya jigna❤
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ካብ ስድራ ኩቡር ኣቦና ኣበበ ኣርኣያ ክብሪ ይሃበልና ❤❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 3 ай бұрын
😍
@kirostesfaoph89
@kirostesfaoph89 3 ай бұрын
አበበ ፁሩይ ሰብ
@gumashame
@gumashame 2 ай бұрын
ዋይ ሞይተ ሳሓቅ ሽረና መሳሓቅቲ🤣🤣🤣🤭
@sarahali3560
@sarahali3560 3 ай бұрын
ኣየ ያዳ ማዓረይ❤😂😂😂😂😂
@tesfugebretsadkan7116
@tesfugebretsadkan7116 3 ай бұрын
😂ዝገርም ፕራንክ
@ZdRaya
@ZdRaya 2 ай бұрын
ዋይ ያዳ ከመይ እሉ እዩ ዘነብዕ😁😂😂😂😂
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 3 ай бұрын
ጅግና ኣያና ተጋዳላይ ኣበበ ኣርኣያ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን ወታደር እየ ካብ ስድራን ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ ንበረልና ናይ ብሓቂ ረዚን ዘረባ🙏❤💛
@meritubemeri
@meritubemeri 3 ай бұрын
ሰብሰክራይብ ግበረለይ ዳጊየ
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 15 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 15 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 180 МЛН
ምሩፃት ቀልድታት ቲክቶከር ቃሉ part 1
19:20
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН