Gize ግዜ Media-መልሲ ንሃለውሎው ማሕበራዊ ፍጮ ኣብ ዘለናዮ ቶክሾው

  Рет қаралды 1,213

Gize ግዜ Media

Gize ግዜ Media

11 ай бұрын

#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica#GizeMedia# #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here kzfaq.info/love/RkZ... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2023 Copyright_Gize ግዜ Media

Пікірлер: 9
@lowkeysisters
@lowkeysisters 11 ай бұрын
Waw😮 wufuy bigoni Isaiah afowerki geromuca, it means the future of President ❤❤❤
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 11 ай бұрын
መርሓባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 10 ай бұрын
ጀነራላት ጥራይ ካብትብል ሲ ብዛዕባ ኣብ መሓውር ጸጥታ ኸ መን ኣለዉ ፧ ሓንጎል ቆልዑ ኣይትበክለልና። እንበር እቶም ዓበይትስ ንፈልጠካ ኢና።
@alexyt4700
@alexyt4700 11 ай бұрын
I’m deleting my comments then
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 11 ай бұрын
ሃልወስወስ ኣይትብ ኣብሓቂ ጽንፈኛ
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 11 ай бұрын
ጎሲሞማ እኮ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 11 ай бұрын
ኣብዛ ቪድዮ ተጠቂምካሉ ዘለኻ፣ ንኢሰያስን ውፉይን ከተመሳስሎም ምፍታንካን፣ ተጠቂምካሉ ዘለኻ "ማሕበራዊ ፍጮ" ዝብል ቀንጻሊ ቃልን ምስ ርኣኹ ጌና ቪድዮኻ ከይሰማዕኩ ከለኹ፣ ውሽጣዊ ስነልቦናኻ ኣምቢበዮ'የ። ውሽጣዊ ስነ ልቦና፣ እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽንት ዘሎ ሳሕላውን ገድላውን ስነ ልቦና!! ካብ ቀደሙ ውን ካባኻን ከምዚ ከማኻን ካልእ ኣይጽበን'የ ነይረ። ንስኻ፣ ኣበርክቶኻ ዘብቃዕካ"ዓረም" ናይ ሓደ ፍሹል ናይ ገድሊ ወለዶ ኢኻ። እዚ ኹሉ ውርዝነት ዝጎደሎን ቅንጸላ ዝዓብለሎን ዘረባኻ ከኣ ነዚ ካብ ዘይምእማን ዝነቐለ'ዩ። ልክዕ ንዓኻን ንኸምዚ ከማኻን ንዝበሉ ካብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝረሓቐ ገድላዊ ኣተሓሳስባ ንዘለዎም ሰባት ንምግላጽ፣ "ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን" ትብል ዝወጽኣ ዘይብላ ቅንዕቲ ኣበሃህላ ኣላ። 1, ኣብ ሓደ ቀንጻሊ ውድብ ዝዓኾኽካ ከም ምዃንካ መጠን፣ ልክዕ ከምታ ቀንጻሊት ውድብካ ጀጋኑ ንምቅንጻል ትጥቀመሎም ዝነበሰት መንካዕ፣ የሚን፣ ብርጅዋ፣ ዝምቡል፣ ጃሱስ ዝብሉ ቃላት፣ ንስኻ ውን "ማሕበራዊ ፍጮ" ብምባል ኢኻ ትቕንጽሎም ዘለኻ። እቲ ናይ ብሓቂ ማሕበራዊ ፍጮ ህዝቢ ኤርትራ ግን እቲ ገድላዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ( ንስኻ) ኢኻ። 2, መዛርብተይ ኣይኮኑን ኢልካ ብምንእኣስን ብንዕቀትን ብድንቁርናን ኢኻ ክትገልጾም ፈቲንካ። እዚኻ ምስ ዕድመኻ ዘይከይድን ዘይውርዙይን ሳሕላዊ ስነ ልቦና ዝፈጠሮ ሕማቕ ባህሪ'ዩ። 3, ንመልክዕ ኣተሓሳስባኻ እምበር፣ ንመልክዕካ ኣይገለጹዎን። ንስኻ ግን ንመጥቃዕቲ መታን ክጥዕመካ፣ ተመሊሱ ንዓኻ ዘህርምን ዝገልጽን ዘይውርዙይን ጽዩፍን ብዕሉግን ቃል ኢኻ ተጠቂምካ። ምሕረት የውርደልካ!! 4, ዓዋናት'ዮም ብምባል እናተጻረፍካ፣ ኣብ መንጎኻን መንጎኦም ዘሎ ፍልልይ ካብ ተከዘ ናብ ናሳ'ዩ ኢሎም ኢልካ ግን ሓሚምካ። ብርግጽ ግን፣ ኣብ መንጎ'ቲ ዝፈሸለ ናይ ገድሊ ወለዶን ወለዶ በዓል ተስፋይን ሰመረን ዘሎ ፍልልይ፣ ካብ ተከዘ ናብ ናሳ እንተዘይኮነ፣ ካብ ኣማዞን ናብ ናሳ ይኸውን'ዩ። 5, እዞም ሰባት ብናጽነት ዝሓስቡን ዝፈሸለ ናይ ገድሊ ወለዶ ዘበላሸዎ ኣተሓሳስባ ሕ/ሰብና ናብ ንቡር ንምምላስ ዝቃለሱን ኣብነታውያን መንእሰያት ስለ ዝኾኑ ደኣምበር፣ ነብሶም ከላልዩ ከም ዝሰማዕናዮ፣ እንድዒ ናይ ሰመረ እምበር ተስፋይ ንባዕሉ ወዲ ኣከለ ምዃኑ ይፈልጥ። ቤት ት/ሰውራ ካብ ኣውራጃዊ ኣተሓሳስባ ነጻ ምዃኖም ውን ስለ ዝፈልጥ፣ እቲ ጌጋ ናትካ እዩ። 6, ብፕ/ዓወትን መስፍን ሓጎስን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ቆጭቆጭ ኣቢላቶም፣ ኣብ ዝረሰነ መቕሎ ተቐሚጦም ኢልካ። ዋእ፣ በዚ ነውራም ትዝቶ ናይዛ መጽሓፍ ዝተሓጎሰ ሰብከ ኣሎ ድዩ!? ንስኻኸ ተሓጒስካ!? ክንደይ ትዕሹ !! 7, እቲ ዝበደሎምን ዘኽታማት ንኽኾኑ ዝገበሮምን ጸሊም ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ሰውራ ከይኣኽሎም፣ ብደቂ ስውኣትን ዕባይ ቤት/ት/ ሰውራ ከተነኣእሶም ምፍታንካ፣ ዘይሓላፍነታዊ፣ ውርዝይናን ልቦናን ዝጎደሎ ኣብ ልዕሊ ምዃኑ፣ ኣብ ቁስሊ ሰመረን ተስፋይን ጨው ከም ምንስናስ ኢዩ። እዚ ስነ ልቦናዊ ኣተሓሳስባ'ዚ ከኣ፣ ናይ ኣቦኻን ኣባሓጎኻን ዘይኮነሰ እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘናቑት ዘሎ፣ ብዓል ተስፋይ ከዐርዩዎ ተበጊሶምሉ ዘለው ገድላዊ ኣሓሐሳስባ ኢዩ። 8, ልዕሊ ኩሉ ዝገረመትኒ ኸኣ፣ እዛ ምስ ወያነ ተሓዚልኩም ትብል'ያ። ኣብቲ ፈታኒ እዋን 6ይ ወራር ህወሓት መጽያ ኣብ ምውሓስ ቀጻልነት ሰውራ ኤርትራ ዓቢ ተራ ክትጻወት ከላኸ ተቓዊምካዶ? ካብ ካልኦት ሃራረት ይመጽእ ንዝነበረ ሓገዛትከ ተቓዊምካዶ? ከም ሰውራዊ መጠን፣ ንሽርክነት ቃልሲ ብምሕዛል ክትገልጾ ፣ ደረጃኻን ዓቕምኻን ዘርእን ዘሕፍርን'ዩ። ኣብ ስልጣን ዘይምህላውካ እንተዘይኮይኑ፣ በተሓሳስባ ካብ ብዓል ኢሰያስ ዝፍለ ዋላ ሓንቲ የብልካን።
@alexyt4700
@alexyt4700 11 ай бұрын
I’m sorry if I wrote it, plus I was trying to write it, because yourself was asking who the Aba is, then by name also the comment section, was in lower units to appear well psychologically My earlier writing “Aba, me currently in it” kzfaq.info/get/bejne/o6uio9dkrcnJhmw.html
Gize ግዜ Media-ኢሰያሰ-Tesfamicael Tecleberhan G- 15
1:00:12
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 743
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 77 МЛН
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37
አከራዬ ሚሪንዳ አጠጥቶኝ ራቁቴን ቤቱ ውስጥ ራሴን አገኘሁት 21 July 2024
1:23:40
DIVINE SHOW WITH PASTOR SOFANIYAS MOLALIGN ABEGAZ
Рет қаралды 15 М.
gere emun part 186 | ገሬ እሙን ክፋል 186 ቻው ድኽነት ክፋል ክልተ
30:50
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 180 М.
ፍቕሪ ጥራይ እኹል ድዩ?
1:00:06
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 8 М.
Gize ግዜ Media-ኢሰያሰ-Tesfamicael Tecleberhan
1:00:22
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 590