No video

"ጎራዙ ዓድና ክንምርዐወካ ይብላኒ ነይረን...!"

  Рет қаралды 1,671

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

ጭራ ምፅዋት ከም ነውሪ ተገይሩ ይቑፀረሉ ኣብ ዝነበረሉ ዘመን ንሱ ኣብ በረኻ ጥሪት እናጓሰየ ብዝጥዕሞ ናውቲ ህፃንነት ጭራ መሳሊ ሰሪሑ ስምዒቱ ይጥብር ነይሩ። ንሱ ብመረዋሕ ድምፁ ኣኽራትን ሜዳን እንተጋውሕ ማይ ዝሓውራ ጎራዙ ልበን ይፈስስ ነይሩ። ካብ ጓስነት ሓሊፉ ኣበ ነብሲ ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ ክኸውን እዩ ኢሉ ዝሓሰበ ሰብ ስለዘይነበረ ወለዱ ጭራ ሒዙ እንተረኺበሞ ከም መጥፊኢቱ ይቑፀር። ሕልሙ ነዊሕ፣ ብፈተና ዘይብዳህ ፃዕራም ስለዝነበረ ግን ብሓያል ውልቀ ፃዕሩ ኣብቲ ዝደለዮ ብርኪ እናነበረ ይርከብ። እዚ ናይ ትማሊ ሰገን ሎሚ ኣብ ባህላዊ ሙዚቃ ትግርኛ ሽሙ ብደሚቕ ቀለም ኣመዝጊቡ እናገልገለ ይርከብ። ብኣልበም ደረጃ ፈላማይ ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ ዘሐተመ እዩ። ንጭራ የናዝዛ ይብልዎ። ብሓፂር ቁመቱ "ምራጭ" ኢሎም ይፅውዕዎ። በዓል መረዋሕ ድምፂ፣ ጎይታ ፀወታ ገብረህይወት ገብረማርያም(ምራጭ) ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ጋሻ ፕሎት ሚድያ እዩ። ዝገርም ኣጋጣሚ ህይወት፣ ዘስሕቕ ተጓንፉኡን ተሞክሮ ህይወቱን ተኸታተልዎ።

Пікірлер: 8
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 7 ай бұрын
ኣሰይይይይ ተጋሩዋይ ማዓረይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም 🙏💖💖💖💖
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 7 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ 💛❤️
@user-gg6ul8rp1q
@user-gg6ul8rp1q 7 ай бұрын
መደብ ፕሎት ሚድያ እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽለሉ ርሑስ ባዓል ጥምቀት ከኣ ተጋሩዋይ😍❤
@MNn-xi9mk
@MNn-xi9mk 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 7 ай бұрын
❤❤❤❤💖💖
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊💊
@hiwotdagnew5666
@hiwotdagnew5666 7 ай бұрын
🥰🥰👨‍❤️‍👨👨‍❤️‍👨⛱️⛱️
@user-pl5vh5gw5j
@user-pl5vh5gw5j 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
Пройди игру и получи 5 чупа-чупсов (2024)
00:49
Екатерина Ковалева
Рет қаралды 4,4 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 17 МЛН
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 61 МЛН
" ቃል ስውኣት ሓዊ እዩ. . .!"
46:47
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 27 М.
ሳላኹም . . . ! (ጌቾ ቈናጭ 2ይ ክፋል)
21:48
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
3ቲኦም ተመሰጋጊኖም| ናይ ኣክሱም ፅቡቕ ምዕባለ
15:11
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 4,6 М.
#ትግራይ_ቲቪ፡ንቐደም በሉ ምስ ከየንቲ
1:23:27
ጀጋኑ ዋዕሮታት  ተጋደልቲ ደቂ አሽንዳ
6:23
ፀብሒ ኣውን(tsebhe awen )
Рет қаралды 17 М.
"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
1:05:01
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 38 М.
"ኣዲስ ኣበባ ንምእታው ክልተ መዓልቲ ተሊመላ ነይረ!"
1:00:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 25 М.
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16