Пікірлер
@gmil865
@gmil865 36 минут бұрын
Way 😢 merir
@HonyAmen
@HonyAmen Сағат бұрын
😢😢😢😢😢
@hamotmedia396
@hamotmedia396 3 сағат бұрын
🙏🙏🙏 ክብረት ይሀበልና ተጋዳላይ ሐጎስ ተፈሪ። ሳላኩም ካብፅንተት ተሪፍና
@kidstitigraymedia7478
@kidstitigraymedia7478 3 сағат бұрын
ጀጋኑ ናትኩም እሞ እንታይ ክንገሮ❤
@KidanNegash-bx7xz
@KidanNegash-bx7xz 3 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን መሪር እዩ ክትሰምዖ ዘይካኣል 😢😭
@leakebeyene7129
@leakebeyene7129 5 сағат бұрын
Very true
@isaiaskibrom7782
@isaiaskibrom7782 5 сағат бұрын
እወይ ጽንዓት ይሃብካ
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 5 сағат бұрын
ዓክክክክክ
@user-nk9tb7wf8e
@user-nk9tb7wf8e 5 сағат бұрын
እዚስ ታሪኽ ዲዩ ዋላስ ሃለውሎው ሐሰውወቲ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 5 сағат бұрын
ብሓቂ እምበር ተጋደላይ እስቲ ብዓቕምና ንሓግዞ።
@user-qq6tx9xl9p
@user-qq6tx9xl9p 5 сағат бұрын
ሙእማኑ ከብድ ፅናዓት የሃብካ
@YonasgebretensayKasahun-dh5qn
@YonasgebretensayKasahun-dh5qn 8 сағат бұрын
ሳላካ ጀግና አቦና ❤❤❤❤❤❤አጆካ ክወግሕ እዩ❤❤❤❤
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 8 сағат бұрын
😭😭😭
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 9 сағат бұрын
ጅግና ተጋዳለይ ምስ ጀጋኑ ደቁ ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ተቓሊሶም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና በርትዐልና ኣቦና መዓረይ😭😭😭😭😭😭😭
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 9 сағат бұрын
Ayaway tsnat yhabka ❤
@user-dv3mq6do4y
@user-dv3mq6do4y 9 сағат бұрын
ኣሕሕሕ😂😂😂😂😂😂😂😂
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 10 сағат бұрын
ኣኻፍት እንታይ ማለት እዩ ? ኣሓ ኣላሕም ከፍቲ ጥሪት እዩ ዝበሃል ጋዜጠኛ ቋንቋ ኣስተኻኽል
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 10 сағат бұрын
ናይ በሓቂ ናይ ጀጋኑ ጅግና ናይ ኣናብስ ኣርሓ ኣምበሳ ተጋዳላይ ሓጎስ ተፈሪ ንትግራይ ኩለንተናኡ ዝወፈየ ግን ሕወሓት ሒዝካ ታሪኽን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ተቐቢርሩን ይቕበር ኣሎን።
@Tsgush-algahtamaa017
@Tsgush-algahtamaa017 10 сағат бұрын
አይከአልኩይ ኡፍፍፍ😭😭 በሓቂ ጅግና አቦ መግለፅሊ የብለይን በጃኩም ናብዞም ስውአት ዝክሕዱ ዘለው ስራሕካ ከምትግበር ብተስፋ ንፅበ
@YirgawTikue
@YirgawTikue 10 сағат бұрын
አስደማሚ ታሪክ ንጋዜጠኛ ምስጋና ይግበአካ ዩ
@YirgawTikue
@YirgawTikue 10 сағат бұрын
አስደማሚ ታሪክ ንጋዜጠኛ ምስጋና ይግበአካ ዩ
@genetkebede3379
@genetkebede3379 11 сағат бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Berhane-
@Berhane- 11 сағат бұрын
😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
@tsigetesfaye8940
@tsigetesfaye8940 11 сағат бұрын
ጀግናናናና🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ፅንዓት ይሀብካ ሓወይይይይ
@atakltialemayehu7814
@atakltialemayehu7814 11 сағат бұрын
ሓውይ እንተክኢልካ አድራሻ አቀምጠሉ ዋላ ስልኹ ዓቅሙ ዝኽኣለ ንምትሕግጋዝ ኢለእየ ወዲ ወረስ ኣታኽልቲ
@Plotmedia.
@Plotmedia. 6 сағат бұрын
ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ፦ 1000393139815 ቁ/ስ፦ 0978151419
@genetkebede3379
@genetkebede3379 11 сағат бұрын
YEINANTE. GEGNINTEY. Kakatey. YALEGEIYAM. 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🌹
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 12 сағат бұрын
እግዝአቢሄር የኽእልካ ብጣዕሚ ዘዝኸበደ እዩ ዘሎ ከም እዮብ ኹሉ ነገር ይተክኣልካ 😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብካ እኳዕ ንምዝራብ አብቀዐካ
@samriberheteab5563
@samriberheteab5563 12 сағат бұрын
Wwwwwwwwwwww wwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwww Nay behaqi gigina sebay begakum tegaru haguzwo
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 12 сағат бұрын
ኣያናን ሓውናን ጀግና ተጋዳላይ ንሓግዞ
@gebreted2612
@gebreted2612 13 сағат бұрын
ትግራዋይ ሐሶት ምትላል ክገድፍ ማለት ጸሐይ ጠፊኣ ምባል ይቐልል
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 13 сағат бұрын
ኣሕ ማዓንጣኻ ዝቖርፅ ታሪክኹ😢😢😢
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 13 сағат бұрын
😭😭😭😭😭😭ክንደይ ዕዳ እዩ እነሀና
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x 14 сағат бұрын
ዝገርም ታሪኽ ዝገረም ጀግንነትእዩ ከብ ቡሱል ጠረ ዝባሃል ከምዚ እዩ❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪❤️💛❤
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 14 сағат бұрын
ነዚ ኣቦና እደይ እድካ እልና ንሓግዞም ኣሓትን ኣሕዋትን 😊❤
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 14 сағат бұрын
መሕዘን 😢እዩ ብጣዕም እቲ ዘሕዝን እዚ ኣሰውእካ ብስልጣን ሎም ነንባዕሎም ክናቆጡ ክትርእ የሕዝነካ እዩ፡ ኣምላክ ኩቡር መስዋእት ንዝከፈሉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ።
@booboo9616
@booboo9616 14 сағат бұрын
😢😢😢
@siblesible4838
@siblesible4838 14 сағат бұрын
Way tadilkum tnatkum anenksemau tnikuni way ahwatey egzabiher tnat yahbkum tebaa abo❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 14 сағат бұрын
😭😭😭😭😭😭እዋይ
@Mullegidey
@Mullegidey 15 сағат бұрын
ብሓደ ገፅ ዘሕዝን በካሊእ ገፅ ሓቦ ዘትሕዝ ዛንታ
@lewidaniel8484
@lewidaniel8484 15 сағат бұрын
Tigray
@user-jp3cq6od5z
@user-jp3cq6od5z 15 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@Aram39
@Aram39 15 сағат бұрын
Bilkum werirkum kelekum si nay shaibiya werar yibil an zeymeretka kof elka neyrkas aytihafrun ekum nay weyane werar eyu zibahal fetikum tselikum wahatuwa bizey may
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 15 сағат бұрын
እዛ ትከስስ ዘላ ደም ትብላዕ ገዛክራይ ኢላ ንስውእ ጭራሽ ትከስስስ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኢዳ ያህባ
@ZadZad-sp4qz
@ZadZad-sp4qz 15 сағат бұрын
ዋይ ኣነስ ታይአ ክብል ኣየዋ ፅናዓትካ ቃላት ስእነሉ💔💔እዛ ትግራይና ንዚተጋደለ ዘይኮነት ንዝዉደልደለ እያ ኾይና😭ወድነአይ ኩሉ ግዜ ይዝክረካ ይነብር ጎይታዋ😭💔😭
@channelHabesha
@channelHabesha 16 сағат бұрын
😢😢😢
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 16 сағат бұрын
እግዝዮ ክፉእ ስማዕ ክንደይ ትጭክን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@lailamehari3800
@lailamehari3800 16 сағат бұрын
ብጣዕሚ እዩ ለሐምም ካብኩሉ ንላዕሊ ትንእሽተን ሓዋቶምለ የሕዝነካ ናይዙ ኣቦና ናባንኪ ኣካውንት ኣብ Fb ተትልቀቅሞ ንትዝተረፈ ወዱ ናይባዕሉ ስራሕ ክፈጥል ምተገበረ ምኽንያቱ እቱ ዝተረፈ ወዱ ሓዳር ገሩ ክወልደሉ ተኾኑ እግሩ ክተክል ይግባእ.
@mebratuabadi7957
@mebratuabadi7957 16 сағат бұрын
ሽሻይ ወረስ ከምዚኦም ዓይነት ጀጋኑ አቕሪብኻ ህዝቦም ንክፈልጦም ንዝትገብሮ ዘለኻ ተበግሶ ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፀለሉ
@lailamehari3800
@lailamehari3800 16 сағат бұрын
ብሓቂ ጅግና ተጋዳላይ ኢኻ,ኣነ ንክሰምዐካ እካ ኣይኻኣልኩን
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 16 сағат бұрын
ኣሕሕሕሕሕ😭😭😭😭💔💔💔