"ህዝቢ ትግራይ ሰላም ረኺቡ ንክነብር ህግደፍ ምስዝጠፍእ እዩ" ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ተቃላሳይ ኪሮስ ኣስፍሃ_Inrerview with Kiros Asfeha

  Рет қаралды 177,072

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Ай бұрын

Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZfaq Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics

Пікірлер: 3 700
@abrahamjosue
@abrahamjosue 15 күн бұрын
ሰላም ኪሮስ፣ ሰላምን ሓቦን ምሳኻ ይኹን። ሰረት ዘለዎ መጽናዕቲ አጽኒዕካ ፣ ክትምለሰና ብምምናይ ፣ ንትግበርኡ ስጋብ ክንደይ ኢና ተዳሊናሉ አጽኒዕካ ክትምለሰና እሞ ምእንቲ ነቶም ደለይቲ ፍትሒ ፣ ዝጎደለና ክንምልእ ክሕግዘና እዩ ዝብል እምንቶ አሎኒ። እሞ ናብ ኩለን ኤዉሮጳ ዝርከባ ሃገራት ክትዘሮና እቲ ክግበር ዝከአል ክንገብር እትስፎ።
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners Ай бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ: እንቋዕ ናብዚ ፍቅሪ ዝኾነ ሕብረተሰብ ብሰላም ኣቶኻ❤። We love you ተጋሩ❤
@user-yj6bj9zg2s
@user-yj6bj9zg2s Ай бұрын
ኺኺኺኺኺኺኺኺ
@RimonAsme
@RimonAsme 17 күн бұрын
Teasiru kea 😂😂😂hji talim knwesdo ina
@FnanTesfamryam
@FnanTesfamryam Ай бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ከማኻ ይብዝሑልና በርገድ ንሓመዱ ይዕወት ተጋሩ የሕዋተይ ካኣ ሰላምታ ኣይረሳዑኩን
@Aronkidane-pe6pv
@Aronkidane-pe6pv Ай бұрын
kkkkkk xelai nebska eka
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና🙏❤❤❤❤❤
@Thereislifeafterdeath
@Thereislifeafterdeath Ай бұрын
ኪሮስ ዓቢ ሰብ ኣብ ኣስመራ ውን ካብቶም ዝሓሹ ሰባት ኢዩ ኔሩ:: We love you በርትዕ ዝዓርከይ
@redaeteklay2484
@redaeteklay2484 Ай бұрын
👃👃👃👃🌈🌈😭😭😭❌
@Loveyourselfi
@Loveyourselfi Ай бұрын
መድህን ዓባይ ሰብ ን ኪሮስ ስለ ዘቅረብክልና የቀንየልና።
@sarifesadonApooabidaa
@sarifesadonApooabidaa Ай бұрын
❤❤❤
@sarifesadonApooabidaa
@sarifesadonApooabidaa Ай бұрын
💪💪💪❤❤❤🙏🙏🙏
@yonassolomon7711
@yonassolomon7711 Ай бұрын
EKEKE Le EKEKE 😂😂😂 Anchim ye VITAMIN Eteret alebach...🪰🪰🪰🪰
@Mdavied2023
@Mdavied2023 Ай бұрын
Kiros nay eritrea shm arkoney
@habengerye2076
@habengerye2076 Ай бұрын
ንዓለም ናይባሓቂ ዝነብራ ኪሮስ ጥራይ እዩ።💙💙💙👍💪
@miriamberhane1217
@miriamberhane1217 Ай бұрын
💙💙💙💙😘
@hagerey9448
@hagerey9448 Ай бұрын
😂😂😂😂
@user-oz6rd5cc1x
@user-oz6rd5cc1x Ай бұрын
ኣብኣ ኣለትካ መስሓቲ 😂😂😂😂
@user-uo8pr3oj5g
@user-uo8pr3oj5g Ай бұрын
😅😅😅😅😅😅ከምሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን
@weldehiwetsolomun3151
@weldehiwetsolomun3151 Ай бұрын
Hade loqmax seb kulu gizie metkel yebulun adiekha qetilka nihatnekha nab doctor misad malet eyu
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 12 күн бұрын
ኣዶ ከም ኪሮስ ወሊዳ ትምከን ትበተክ መዓንጣ ስሚ ፀላኢ ብሓቂ ጅግና ሃብሮም ፍትሒ ወይ ሞት ❤❤❤❤
@edushikorasmarina1372
@edushikorasmarina1372 Ай бұрын
ኪሮስ ጅግና አስመራ ሂስካኒ ከምትአቱ አባኻ እዩ ተስፋይ በርትዕ አጆኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ💪💪💪
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Ай бұрын
ኬሮስ ጀግና ሓቀኛ ተቃላሳይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ መዲህነይ ጎቡዝ ጋዘጠኛ ባሓቂ ቀፅልሎ 💞💞💞✅✅✅✅✅💞💞💞💖💖💖💖
@arayabaliho8883
@arayabaliho8883 Ай бұрын
ኪሮስ በዓል ሕልና ጅግና
@samuelhaile5817
@samuelhaile5817 Ай бұрын
ኪሮስ ብዓል ሕልና ( ጅግና)። ነዚ ክልቲኡ ህዝብታት ከኣ ሰላም ሰላም ሰላም ይግበረልና ❤❤❤።
@user-yj6bj9zg2s
@user-yj6bj9zg2s Ай бұрын
ምስመን ኣታ ሽንታም፡
@mewael_black1844
@mewael_black1844 Ай бұрын
I am so happy with kiros man and I would have something gift to him one day because even 0.5 as his mind I haven't seen from Eritrea's artists. I am proud of you and Long live❤❤❤❤
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 Ай бұрын
ጅግና ተቃላሲ ሓውና ኪሮስ እንካዕ ኣብ ትግራይ ኣቲኻ ምርኣይና ብጣዕሚ ኢና ተሓጉስና ::❤❤❤
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Ай бұрын
Tigray zeyeatus tigraway endyu 😅😅😅😅😅
@user-yu8bh8db4g
@user-yu8bh8db4g Ай бұрын
@@hagosdebesay8000እወ ሕጅውን ተጋሩ ኢና💪💪🤣🤣🤣🤣💙💙💙💙💙
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q Ай бұрын
@user💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙
@user-yu8bh8db4g
@user-yu8bh8db4g Ай бұрын
@@user-ei4sg9vg9w ህርር ብሃባር ትግርኛ ይስዕር💪💙💙
@AbelBerhe-np7ii
@AbelBerhe-np7ii Ай бұрын
ንዕዉት ቃልሲ ዘድልዩ ሓያሎ ባህርያት ኣለዉ፤ 1. ቆራጽነት፡- ሓያል ናይ ቆራጽነት ስምዒትን ንጹር ትኹረት ኣብ ዕላማን ምህላው፡ ውልቀሰባት ኣብ ምሉእ ቃልሲ ተወፋይነትን ድራኸን ክህልዎም ክሕግዞም ይኽእል። 2. ጽንዓት፦ ምጽዋር ማለት ካብ ምዕንቃፍ ንድሕሪት ምምላስን ብድሆታት እናሃለወካ ምቕጻልን እዩ። ኣወንታዊ ምጽናሕ፡ ምስ ለውጢ ምትዕጽጻፍን ዕንቅፋታት ኣብ ዝገጥመሉ እዋን ኣማራጺ ፍታሕ ምርካብን ዘጠቓልል እዩ። 3. ጽንዓት፦ ጽንዓት ማለት ዋላ ነገራት ኣብ ዝኸበደሉ እዋን ኣበርቲዕካ ክትሰርሕን ንቕድሚት ክትደፍእን ድልውነት ማለት እዩ። ኣብ ቃልሲ ተወፋይነት ሒዝካ ምጽናሕን ብቐሊሉ ተስፋ ዘይምቑራጽን የጠቓልል። 4. ርእሰ-ምእማን፦ ኣብ ነብስኻ ምእማንን ኣብ ዓቕምኻ ምትእምማን ምህላውን ንዕዉት ቃልሲ ወሳኒ እዩ። ውልቀሰባት ድራኸ ክህልዎም፣ ርእሰ ጥርጣረ ክብድህን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ክሕዙን ይሕግዞም። 5. ምትዕጽጻፍ፦ ኣብ ቅድሚ ብድሆታት ተዓጻጻፍን ተዓጻጻፍን ምዃን ኣገዳሲ እዩ። ንለውጢ ክፉት ምዃን፡ ኣብ ዘድልየሉ እዋን ስትራተጂታት ምትዕርራይን ንጸገማት ፈጠራዊ ፍታሕ ምርካብን ዘጠቓልል እዩ። 6. ናይ ትምህርቲ ኣተሓሳስባ፦ ናይ ትምህርቲ ኣተሓሳስባ ምሕቋፍ ውልቀሰባት ንቃልሲ ከም ዕድል ዕብየትን ምምሕያሽን ጌሮም ክርእይዎ የኽእሎም። ንርእይቶ ክፉት ምዃን፡ ሓድሽ ፍልጠት ምድላይን ካብ ተመኩሮታት ብቐጻሊ ምምሃርን የጠቓልል። 7. መርበብ ደገፍ፡- ኣዕሩኽ፡ ቤተሰብ፡ መምህራን፡ ወይ መሳርሕትኻ ሓዊስካ ድልዱል ናይ ደገፍ መርበብ ምህላው፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ምትብባዕ፡ መምርሕን ሓገዝን ክህብ ይኽእል። ክቡር ርድኢትን ምኽርን ስምዒታዊ ደገፍን ክህቡ ይኽእሉ እዮም። እዞም ባህርያት እዚኣቶም ምስ ዝውሃሃዱ፡ ውልቀሰባት ብድሆታት ንኽጓዓዙ፡ ዕንቅፋታት ንኽሰግሩን ዕላማታቶም ንኽወቅዑን ብምሕጋዝ ኣብ ዕዉት ቃልሲ ኣበርክቶ ክገብሩ ይኽእሉ። Jonas Entertainment ER
@arayakidane
@arayakidane Ай бұрын
አረ ኪሮሰ ናዓካ ዝረክበሉ ማዓልቲ አምላክ ትዝህበኒ ጀግና ንበረለይ አነ ከም ትግራዋይ አብ ናሃትካ ወግን አለኩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 Ай бұрын
ትድምሰስ ከአ ቆንድፍ
@arayakidane
@arayakidane Ай бұрын
ኪሮሰ ጅግና ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ❤❤❤❤❤❤
@mhreabfisshaye4938
@mhreabfisshaye4938 Ай бұрын
ይበል ትንታነ ከም ወትሩ ኪሮሰይ በዓል መትከል።💙🌿‼
@user-ph7dn1mf1p
@user-ph7dn1mf1p Ай бұрын
Entay ena bele eu tentino halayy😅😅
@yordag9538
@yordag9538 Ай бұрын
ኪሮስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💙💙💙
@khalfeyukulu3053
@khalfeyukulu3053 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ናይ ብሓቂ ተበዲሉ ማዕሪኡ ከኣ ወላ ኤርትራዊ ብዱል እዩ ብ ሰንኪ ናይ ክልቲኦም ዉዱባት ህልክ ኢለ ኢየ ዝኣምን ክጠፍኡ ዘለዎም ክልቲኦም እዬም ህግደፍን ወያነን ብሰንኮም ናብራና ኩናት ስዱት ዉርደት ኮይኑ ኣሎ። ህዝቢ ግን ኩሉ ክነቅሕ ኣለዎ እቲ ዝሙዉት ዝስንክል ተራ ህዝቢ እምበር ቦለትከኛታት ኣይኮኑን ብኩሉ ወገን ዝመቱ ኣብ ምድሪ ተበዲሎም እዬም እሞ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የንብሮም ነቶም ዝሰንከሉ ከኣ ኣክእሎ ይሃቦም።
@miriamberhane1217
@miriamberhane1217 Ай бұрын
👌🏽
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t Ай бұрын
ኣጆኻ ኪሮስ ነዞም ሰይጣውንቲ ምቕባር ኣየድልየናን ኢዩ እቲ ዕድልና ባሕሪ ስለዘለና መርወይ ጥሜት ዓሳ ክንገብሮም ኢና ዝዝክሮም ኣይክረኽቡን ኢዮም
@aneskemalemy6477
@aneskemalemy6477 Ай бұрын
ትግራዋይ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ?ሃመማ
@asefaw4345
@asefaw4345 Ай бұрын
Kiros is one of the bridge of two people. Thank you Medhin
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Ай бұрын
Kab Kiros nska tieshu 😅😅😅😅😅
@mesganeberhezegeye7480
@mesganeberhezegeye7480 Ай бұрын
ብሓቂ ኪሮስ ኣስፍሃ ቡሱል ሰብ ደላዪ ፍቅሪ ከመቲ ዝበልካዮ ይግበሮ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ኪሮሰይ ጅግና ኣቦ ሓቂ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ሰላምካ ይብዝሓልና🙏❤❤❤❤❤
@fisehamebrahtu
@fisehamebrahtu Ай бұрын
thank you kirosa በርትዑ ቀጽልሉ አብ ጎንኺም አለና ❤❤❤❤
@AbelBerhe-np7ii
@AbelBerhe-np7ii Ай бұрын
ኣብ'ዚ ቃልሲ ብ/ንሓመዱ ገለ ብጉልበት፡ ገለ ብፍልጠት፡ ገለ ብንዋት እዩ ዝቃለስ ዘሎ ንኩሉ መንእሰይ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ክኣ ክብሪ ይግቦኦ'ዩ።
@efremnega1781
@efremnega1781 Ай бұрын
ትኽክል
@Ayngage
@Ayngage Ай бұрын
(99%) GELE BDENKURENA KHE? KEM NAY KIROS?
@AbrahamTesfamariam-fz7vr
@AbrahamTesfamariam-fz7vr Ай бұрын
Bhlyna kea wesikelka aleku nchrosey kkkk
@AbrahamTesfamariam-fz7vr
@AbrahamTesfamariam-fz7vr Ай бұрын
@@user-ei4sg9vg9w bhlyna (halay bmukuan) eye ele Berie arkey kkkkkk
@nebiatsolomon9151
@nebiatsolomon9151 Ай бұрын
Ayyyy hamak aleka shabiya malet hzbi malet eyu sk yhysheka kkkkkkk🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-og4fr2pd8r
@user-og4fr2pd8r Ай бұрын
ቃል ኪሮስ ብተግባር ጌሩዋ ኣብ ትግራይ ወሪዱ መስለኒ ኣብየት ሓሞት ❤️👌
@solomonbrhane7337
@solomonbrhane7337 Ай бұрын
Alges Rogrga hig da normali.selam andyou zelo abeta geza kanti da zay kayda ...
@user-og4fr2pd8r
@user-og4fr2pd8r Ай бұрын
@@solomonbrhane7337 ጽቡቅ ጌርካ ትግርኛ ጽሓፍ!!
@eritreastrongestnation
@eritreastrongestnation Ай бұрын
Nab sdru eu keydu ab aldwa alewu
@yosberaki340
@yosberaki340 Ай бұрын
ኣይግበሮ ደኣ እምበር ሓንቲ ጥይት ቶግ እንተ ኢላ ቁጽሪ 1 ስሪኡ ከይዓጠቀ ንቅድሚት ዝሓድም ኪሮስ መረከስ ንመንእሰያት ንውግእ ኣረኪሱኩም ክሃድም ኢዩ። ስለምንታይ ኢድ ሻዕብያ ኣጸቢቑ ስለ ዝፈልጣ።
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 Ай бұрын
Kemaka tustus eyu kondaf agame 👎 👎 👎 👎
@marwelde1093
@marwelde1093 Ай бұрын
ኣጆኻ ኪሮስ ኣብ ጎድንኻ ኣሎና: ኣምባጋልያኖ ክንምለስ ኢና ብቓልስና!
@user-yj6bj9zg2s
@user-yj6bj9zg2s Ай бұрын
ኪሮስ ጨናዊ እግሪ ድኣ ፡፡ ጃራ ትንባኾ እዩ ንዓና ፡ተረዋኢ
@berihu9286
@berihu9286 Ай бұрын
ኪሮሳ ኣቦ መንእሰይ ብዓል ሓቂ ክበር ንበር ወዲ ህዝቢ ኣጆኻ ጽቡቕ ተበግሶ 💙💙💙👏👏👏
@Aronkidane-pe6pv
@Aronkidane-pe6pv Ай бұрын
ashmatum aytayen keynmlselkum wedi asmera tesainu ko
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 Ай бұрын
ብራኸ ሸው ንተጋዳላይ ኪሮስ ብምቅራብኪ ፍሉይ ክብርን ምስጋናን ከቅርበልኪ ደስ ይብለኒ! ከምቲ ተጋዳላይ ኪርስ ዝበሎ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ክዕሎ ህዝብናን ክቤቢና ሰላም ካዓስሎ ኩሉ ህዝቢ ይዳሎ!!!
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Ай бұрын
Tegadalay? Zeynsemio yeblnan 😅😅😅😅😅😅😅 Mukan natkum gedli zey ab baratyu 😅😅😅😅😅
@meb66
@meb66 Ай бұрын
​​@@hagosdebesay8000ተጋዳላይ ናይ ጫርማ ኢዩ። 😂😂
@Gejeret
@Gejeret Ай бұрын
ናይ ወጻኢ ተጋዳላይ 😂😂😂
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 Ай бұрын
መድሕን ሕቶታትኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ። ብስለት ዘለዎ መላሲ ኣይረኸብክን። ስቅ ኢልካ ጽቡቅ ቃላት ጥራይ ምድርዳር እንተዘይኮይኑ።
@Ayngage
@Ayngage Ай бұрын
NAY MEJEMERIA HITO...? "...bzuhat tigraway eyu yblikha...? (ZESENBID) MELSI ZHABA SEMEKAYO DO? "Seb baelu ykhebir baelu yhasir zblewo haki eyu::
@AlaminWasie-qg9yd
@AlaminWasie-qg9yd Ай бұрын
ata seb yeblun du hkmna zwesdo hizoom kmlesu eyom shaba
@Ayngage
@Ayngage Ай бұрын
@@AlaminWasie-qg9yd AYTGEDESELU! "ASHA TEMESILKA DRAROM WEDALOM", EYU ZIGEBIR ZELO.
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Ай бұрын
ዋውውውው ኪሮስ ሓወይ ብልክዕ ኣብ ኩሉ Almost 100% ኣተሓሳባኻ ይሰማማዕ፡ ልቦናኻ ንምግላጽ ቃላት ሓጺሩኒ፡ ኢሰያስ በዚ ኣተሓሳስባ እንተዘይተራእዩ ኣብ ሓሸውየ ክንነብር ኢና። በል ፍሉይ ሰብ ሙዃንካ ጸላኢ ውን ይፈልጥ እዩ'ሞ ምንቅስቃሳትካ ሓደራ ሓደራ ! ህዝቢ ትግራይ ዘለዎ ኩነታት የቀንዝወና !!! ዓወትና ክቀላጠፍ ከምዚ ናትካ Level of understanding and view on our dear brother ppl of tigray የድሊ!!!!! ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ብንቅሓት ነቲ ዕላማ ኢስያስን ላኣኽቱ የዕራብን ንጽንተት ህዝቢ ትግርኛ ሙዃኖም ንፍለጥ። የቀንየልና ለባም ሓፍትና ጋዜጤኛ መድህን ኣዝዩ ብሉጽን ጥልቕ ዝበለ ዝርርብ ዝዕድምን ኣርእስታት ኢኺ ኣቅሪብኪ ፡ ክብሪ ይግባኣኪ።
@tsegaymelashu5772
@tsegaymelashu5772 17 күн бұрын
Kirose so brilliant Go ahead guys good bless you 💙💙💙
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 Ай бұрын
ሓቂ ምስ መን ኣላ ተዝበሃል ምስ ሓቂ ጅግና ገዘጠኛ ሓፍትና ዋዕሮ ክጽብቀልኩ !!!
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Ай бұрын
ሰላም ስድራና ጅግና ተቃላሳይ ድምፃዊ ክሮስ ኣስፈሃ ደስ ዝብል መደብ 😘😘😘😘💙💙🙏
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ኪሮስ ዓጋመ ላብ ዓዱ ዕጉምላንድ ጋዕጋዕ አትዩ። ክ ክ ክ
@russomlionmidarussom2546
@russomlionmidarussom2546 Ай бұрын
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Ай бұрын
Jgna tekalasay mealti...ata Denkoro dnkurniu zeysetir belo
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@Sim-rv8rl ኪሮስ ዓጋመ ንበሪሁ ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ከምዝደንከልካዮ ዶ ሰሚዕካ ዶ፧ ክ ክ ክ
@beautifullife2986
@beautifullife2986 Ай бұрын
Kirosa jgna❤ good to see you bro. Hakika eka hgdef ab Eritrea keman ayknkebromn ena arhikkna knguhfom ena deki eray mray.
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Ай бұрын
👍👍👍 💙💙💙💙 🌿🌿🌿🌱🌱 ብሓቂ ደስ ዘብል ዕዉት መደብ። Thank you. 🌱🌱🌿🌿🌿 💙💙💙💙 ✌️✌️✌️
@tamratevents
@tamratevents Ай бұрын
ዋውውውው መድህነይ thank u...ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ...ኪሮሰይ ብሰላም ምጻእ። መድህነይ ንዓኺ ከኣ ከማኺ የብዝሓልና
@mosesadulis1443
@mosesadulis1443 Ай бұрын
ጀግና ዝኾነ መንእሰይ! ምስጋና ንዓኺ መድህን ሓፍተይ ምስ ኪሮስ ስለዘራከብክና!
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ኪሮስ ዓጋመ ላብ ዓዱ ዕጉምላንድ ጋዕጋዕ አትዩ። ክ ክ ክ
@mosesadulis1443
@mosesadulis1443 Ай бұрын
@@koala10ish መልሓስካ ሕማቅ ነገር አይትዛረበሉ! ነውሪ እዩ!
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
​@@koala10ish ወድ ማሓመድ ገይ ዓካር ባርያ ህግደፍ😂
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
@@dsegtjioojgvvfv ኪሮስ ዓጋመ ንበሪሁ ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ከምዝደንከልካዮ ዶ ሰሚዕካ ዶ፧ ክ ክ ክ
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t Ай бұрын
ተባዕ ተቓላሳይ ሓው ኪሮስ ፈጥፈጥ ኣቢልካየን ንህግደፋውያን 💪💪💪✍️✍️✍️✍️
@selam8217
@selam8217 Ай бұрын
ወይ ጒድ ምሕረቱን ስላም ፍቅርን የዉርደልና እምበር ዘመንስ አይግድንን ምስትዉዓል ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ህዝብይ ንኢትዮጽያዉያን ኤርትራዊያንን ህዝበይ እትጸብቅ ሕማቅ አሰተዉዕል ህዝብና ዘልአለም ነባሪ ሐቊ ኢዩ ሕማቅ ታሪኸ እዉን ይሰነድ እዩሞ ብፀብቅ ንደብሳ እምበር ሃለዉለዉ ፀብቅ አይዃንክን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
Eritera n Eriterawn game is Over 💊
@sisfekar
@sisfekar Ай бұрын
ትኽክል ኪሮስ ኣብጎድንኹም ኣለና ትግራይ ዝተደጎለ ቃልሲ ኣብ መርየት ወሪድኩም ነቶም ጮቆንቲ ስርዓት ኣትፍእዎም ብመልሓስ ጥራይ ዘይኮነ ደም ክሸተኩም ኣሎዎ ኣብ ልዕሊ ፀላኢኻ ደም ክተፍሥ ኣለካ ብርጌድ ንሓመዱ ኪሮስ ጎብዙ ጥራሕ ኣብ የማናይ ዓይንኹም ኣለና 💪💪💪💪💪💪💪
@israelzeray
@israelzeray Ай бұрын
dem nay men dem nay hawom.. haftka amerweni belo emo hawka dyu aykonen kirdaka eyu.. wediza komal
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 Ай бұрын
ኦዓይንካ ከአ ነፍስሰካ ናይ ክልልካ ግበር አራይ ኩዕንቲ 😂
@milifreeshow
@milifreeshow Ай бұрын
*Kiros king 👑 long life hopefully you will see soon Eritrea success with justice seekers*
@sunshining3697
@sunshining3697 Ай бұрын
😂😂😂😂
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Ай бұрын
Still dreaming 😂
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Ай бұрын
Mukan hade denkoro komu tkewn
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 Ай бұрын
kiros bluts tebae snetbebawin teqalasayin❤❤❤❤
@kerkebedeley
@kerkebedeley Ай бұрын
ብርጌደይ 💙💙💙💙💙
@Merry-ld3ff
@Merry-ld3ff Ай бұрын
Good bless you more nehamdu✊ 💙⭐♥️
@user-uz3of5tv3c
@user-uz3of5tv3c Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓና!!!
@samsonhailemichael6710
@samsonhailemichael6710 Ай бұрын
ዋውውው ኣቦ ሓቂ ተዓወት ኪሮስ ሓወይ💙💙💙💙💙💙💙💙
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Ай бұрын
Kiros wata metkel albo😅😅😅😅😅😅😅
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 Ай бұрын
Excellent person to interview.. please bring other Eritrean and Ethiopian justice seekers to bring changes asap
@amanhaile6579
@amanhaile6579 Ай бұрын
Kiroseyyy jigna 👏👏👏👏❤️✅✅✅✅
@BujifghdjGjrjgkgfj
@BujifghdjGjrjgkgfj Ай бұрын
ጅግና ቀፅለሉ መቸም ተስፋ ከይትቆርፅ
@MohammedMohammed-jg5he
@MohammedMohammed-jg5he Ай бұрын
ብጣዕሚ ኢየ ዝድቅኪ ምድህን።!!!💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@dawitgg9400
@dawitgg9400 Ай бұрын
መድህን ክብረት ይሃብልና ዕደመን ጥዕናን ኣብ ስራሕኪ ኣስልጦ ይመነ።👌💙💙💙💙💙
@yosefabrham6739
@yosefabrham6739 13 күн бұрын
Esayase must be very powerful the way he explained. I wish him more years to come good for eritrean.
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 17 күн бұрын
KIROS ASFAHA GOOD JOB I ADMIRE YOUR IDEOLOGY AND IT IS TRUE HAPPENING.
@mesfungedam9654
@mesfungedam9654 Ай бұрын
Yes he’s tigraway just like you
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp Ай бұрын
Mr. Koros. your stories in Tigraie is very nteresting and touching, Ajoka, you are almost there to free Eritrea from Lucifer Isaias, Aedihen BRAVA and Thank You.
@tsegubeyene4167
@tsegubeyene4167 Ай бұрын
Kirosey niberelna eske❤❤❤❤❤❤
@user-mi2st8ck7v
@user-mi2st8ck7v Ай бұрын
ኪሮስ ባዓል መትከል❤❤❤
@MFish7980
@MFish7980 Ай бұрын
Excellent Presentation brother Kiros!! You said it very clearly. Thank you brother Kiros and sis Medhin!! Blue Revolution will prevail!!
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 Ай бұрын
ኪሮሳዊ ጂግና ተቃላሳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💙💙💙💙💙
@user-dj3xj5eh7d
@user-dj3xj5eh7d Ай бұрын
ኪሮሰይ ጅግና💛❤️🤝💙💙
@356_.
@356_. Ай бұрын
ኪሮሰይ፥ ለዋህን ተባዕን!💙💚
@berhetaffere-eu5qh
@berhetaffere-eu5qh Ай бұрын
ኪሮስ ጀግና ቓልስኻ ቐፅለሉ አድናቂኻ እየ
@russomlionmidarussom2546
@russomlionmidarussom2546 Ай бұрын
ሕጂ ደኣ ኣብኣ ክተርፈ ኢዮ እዚ ዓንጃል ወዲ ሓወቦይ😂😂😂😂
@user-uu9sh4ix5r
@user-uu9sh4ix5r Ай бұрын
ኪረስ ጅግና ጻዕዳ ልቡ ዐድመን ጥዕን ይሃብካ❤❤🎉🎉
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ኪሮስ ዓጋመ ላብ ዓዱ ዕጉምላንድ ጋዕጋዕ አትዩ። ክ ክ ክ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Ай бұрын
@@koala10ish ኣንታ ጨናዊ ኣምቼ : ተደምረናል ኣንድ ሆነናል ስባ አይተረኽበትን TDF ኣፈሺልዎ ተሳዒርክን ኢኽን
@Nebyat674
@Nebyat674 Ай бұрын
​@@koala10ishሕርር ዶ ኢልካ😂😂
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
​@@koala10ish ወድገይ ዓካር ባርያ ህግደፍ ደምብያ😂😂
@user-gv6dt7bc2g
@user-gv6dt7bc2g Ай бұрын
ይመችካ ኪሮስ
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 Ай бұрын
የቀንየልና መድህን ነዚ አቦ ሓቂ፣ አርሓ ጥበብን ልባዊ ተቃላሳይ ኪሮስ ስለ ዘምፃክልና
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j Ай бұрын
Kiros Eritrean king 🤴 you are a legend and a true hero, keep it up all the hard work 💪🏽god will be on your side 🙏🏽❤️😘
@Diva_Bella
@Diva_Bella Ай бұрын
Kiros is 100% tigraway by blood but was born in Asmara. ERITRAWI AYKONEN PERIOD
@user-uo8pr3oj5g
@user-uo8pr3oj5g Ай бұрын
😅😅😅😅ዝነግስ ኣድጊ እሞ ዘይርኣና
@HaymanotHailu-of5mb
@HaymanotHailu-of5mb Ай бұрын
​@@Diva_Bellaadgrat he won't defend tplf
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j Ай бұрын
@@user-uo8pr3oj5g You’re in still deep sleep,You will see soon my dear.🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿💪🏽💪🏽
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe Ай бұрын
He isn't eritrean
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ናብ ትግራይ መፃእካ ክብር ሓውና ክሮስ❤🙏ሰልጠን ዉፉይ ጅሰ ብሓፈሻ ኩሉኹም ብርጊድ ናሓመዱ ናብ ዓዱና ክታመፁ ተሰፋ ገብር ፈጣሪ ንመን እሉዎ😢❤🙏መድህን የቀንየልና ኣጀኺ ቀፅሉሉ❤
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
❤❤
@yonasfishaye8241
@yonasfishaye8241 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd Ай бұрын
💛♥️💛♥️💛♥️💙💙💙💙👌
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ኪሮስ ዓጋመ ላብ ዓዱ ዕጉምላንድ ጋዕጋዕ አትዩ። ክ ክ ክ
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq Ай бұрын
❤❤❤ ክብረት ይሃበልና የሕዋትና።
@kiflaygebremedhin8572
@kiflaygebremedhin8572 Ай бұрын
Kerose godhead youdone good job waldun
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl Ай бұрын
Neti dnkurniu dika Good ahead tblom zeleka...mukan komu denkoro tkewn....enteterediekum interview Geru awaridkum eyu
@simonmisgun5237
@simonmisgun5237 Ай бұрын
ኪሮስ ጅግና። ወትሩ ጅግና።
@yosiefbbahta3772
@yosiefbbahta3772 Ай бұрын
ሓቂ ብሓቂ መንፈርፈር ሰለ ዘይብልና እናሓልፈሉ መንገዲ የድሊየና።👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@solomonhaile8608
@solomonhaile8608 Ай бұрын
ኪሮስ፡ባዓል መትከል🎉❤🎉🎉
@user-gm6kl5fd3z
@user-gm6kl5fd3z Ай бұрын
ኪሮስ ኣዝዩ ንጹህን ጽሩይን መንፈስ ዝውንን ተባዕ ተቓላሳይ እንቋዕ ናትካ ፍረ ኾንኩ።
@yerguadwa1977
@yerguadwa1977 Ай бұрын
very wise. wishing you all the best and success to your struggle. i don't think you should share you plans to the public!!
@berekettesf2589
@berekettesf2589 Ай бұрын
Welcome Mariwa Medhin # tigray and eritrea❤❤❤❤ lovely Kiros
@yaredfisseha9220
@yaredfisseha9220 Ай бұрын
ኪሮሰይ በዓል ሕልና ከማኻ ቀባፅ ንሓቂ ዝመውት ኤርትራዊ ሰብ ኣይረኣኹን ኣደይ መዓረይ!! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡረይ!!
@teste4813
@teste4813 Ай бұрын
Viva berged nihamedu, im coming for sure.
@surafielweldu4775
@surafielweldu4775 Ай бұрын
ኪሮስ ተባዕ በዓል መትከል የቀንየልና መድህን ከኣ
@Embaseyra
@Embaseyra Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሔብን ስራሕ መድሂን ሓብተይ ። ኪሮስ ብምቅራብኪ ኢዚ ክልተ ህዝቢ ኢዚ ካብ ሕጂ ኒነው ነባሪ ሰላም ከነምጽአ ንቃለስ ኣለና። ጻላእቱ ክኣ ናይ ግዜ ጉዳይ ኢምበር ክስዓር ኢዩ።
@tsegegezeabhagos3025
@tsegegezeabhagos3025 Ай бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ንትግፘዎት ጽቡቅ ጌርጋ ገሊጽካዮም ናይብሓቂ ከመኻ የብዝሓዮም
@amenred5124
@amenred5124 Ай бұрын
Kiros finally exposed the truth…I always admire you. You said it absolutely right statements. DIA has to go to come a really freedom and peace.
@bere81
@bere81 Ай бұрын
I watched 👀 3 times what a brilliant speech
@davidharcot220
@davidharcot220 Ай бұрын
ME TOO
@tsegaykidane2110
@tsegaykidane2110 Ай бұрын
ኪሮስ ወዲ ህዝቢ💙💙💙
@user-gh4iz9hl6q
@user-gh4iz9hl6q Ай бұрын
ኣቦ ሓቅን ፍትሕን ንበረልና
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
Game is Over 💊
@yonastekle1848
@yonastekle1848 Ай бұрын
@@jhonocbay693 please ..Woyaane is over
@MelakeMekseb-ez6gr
@MelakeMekseb-ez6gr Ай бұрын
ኣታ ተስፋ ጌረ ባሓቂ ትግራይ ኣቲኻ ኣታ ንጉስ ኣፍሪቃ
@wedieritreanayney1433
@wedieritreanayney1433 Ай бұрын
Kirosey Eritrea king you are a legend and a true hero keep it pu all the hard work god will be on your side 💪🏽💪🏽💪🏽✅✅🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@husseinnoor5763
@husseinnoor5763 Ай бұрын
Kiros isn't Eritrean, he is A game who live to eat. Ideat
@user-bp5gf4zw4s
@user-bp5gf4zw4s Ай бұрын
ኪሮስ ኣንበሳ መተከላዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ንስርዓት ህግደፍ ፈሊጥካዮን ገጢምካዮን ኣለካ ሓቀኛን ፍትሓውን ቃልስካ ደማ ዓወት ናይ ግድንዩ ህዝቢ ትግራይ ታዓዋታይ ብሓቂ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮንካ ክትቃለስ ስነኣእሙራዊን ሕልናዊ ድፊኢት ዝገብረልካ ሞ እዚ ህዝቢ ዚ ብሓቂ መንፈሳዊ ሓይሊ ዘሎዎ ተባዕ ህዝቢ ዩ ሰላምን ቅሳነትን ይፍጠረሉ እታ ዝመነያ ዓባይ ትግራይ ቁጠባዊ ይኹን ፖለቲካዊ ሰላማ ዘውሓሰት ሃገር ክትኮነሉ ይምነ ወጽዓ እዚ ኩሉ ግፍዕታት ጻምኡ የብቃዓዮ ህዝቢ ትግራይ ይዕወት
@TumayHabet
@TumayHabet Ай бұрын
❤❤❤❤ ዓሽ ይዓኸ ኪሮሰይይይይ ኣቦ ሓቂ ።
@erilove6287
@erilove6287 Ай бұрын
By Tigray ketmexu nexbeykum alena pls aytdogyu ekum zfekru da mase wihdom btegbare ketmexu btesfa nxbe alena form eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@enroute3
@enroute3 Ай бұрын
ዓሽካ ኪሮሳ፡ ፀላእትና ስለ እንኸብዶም ፈላልዮምና። ንሱ'ዩ እቲ ሓቂ!
@terezatesfazghi3859
@terezatesfazghi3859 Ай бұрын
Wow Kiros hawey you are not only artist you are amazing politician best interview ever. Well done!
@tekalidaynom1977
@tekalidaynom1977 Ай бұрын
Kiki hero good to see you again I hope you’re doing well ❤ we love you so much ❤
@measho3235
@measho3235 Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝግጅት ኣቅሪብክልና መድህን በርቲዒ! ኣዒንትኪ ኩሉ ግዜ ንቅድምት ክሪኢ ኣለዎ:: ንኪሮስ ድማ ሰናይ ትምኒት ይምነየሉ ምእንታን እተን ቀደም ዝነበራ ሰላማውያን ትግራይን ኤርትራን ግሁድ ክገብር! ኣብ መቃብር ኢሳያስ!!!::
@abrahamkufloe1695
@abrahamkufloe1695 Ай бұрын
God pleays you Kiros Asfaha is good to see you in Tigray❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tl2254
@tl2254 Ай бұрын
ኪሮሰይ ኣጆካ ❤
@tewoldetesfay724
@tewoldetesfay724 Ай бұрын
Kiros nay lbu tezaribu znebr hero nberelna💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Ай бұрын
ክሮሰይ አቦ ሐቂ አግዚአብሔር አምላክ አርቅ ሰላም የውርደልና 🙏🤲
@merihkiros1937
@merihkiros1937 Ай бұрын
Kirosey naka hazna nay gadna ena kinawet 💙💙🥰
@Nature25252
@Nature25252 Ай бұрын
ጅግና ተቃላሳይ ኪሮስ❣❣❤💙💙💙💪💪💪ወዲ ህዝቢ
@user-yu8bh8db4g
@user-yu8bh8db4g Ай бұрын
ኪሮሰይ ጅግና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@koala10ish
@koala10ish Ай бұрын
ኪሮስ ዓጋመ ላብ ዓዱ ዕጉምላንድ ጋዕጋዕ አትዩ። ክ ክ ክ
@yonas5644
@yonas5644 Ай бұрын
ጅግንነት ኣብማልቲ መዳ ኮይኑ 😂😂😂😂
@user-yu8bh8db4g
@user-yu8bh8db4g Ай бұрын
@@yonas5644 ታይ ድኣ ውሕ ውሕ ኢልኩም ህግደፍ ባራዩ🤣🤣🤣
@magdarodriguez6778
@magdarodriguez6778 Ай бұрын
​​​@@koala10ish hi is faiting for you, for your father, brother and sister. He is from Eritria. We Tegaru we love him. By the way to be Agame is to be blessed. I'am proud to be Agame
@user-yu8bh8db4g
@user-yu8bh8db4g Ай бұрын
@@koala10ishህርር ውሕ ውሕ ኣይትበሉ ባራዩ ህግደፍ😂😂
Let's all try it too‼︎#magic#tenge
00:26
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 53 МЛН
ХОТЯ БЫ КИНОДА 2 - официальный фильм
1:35:34
ХОТЯ БЫ В КИНО
Рет қаралды 869 М.
НЕОБЫЧНЫЙ ЛЕДЕНЕЦ
00:49
Sveta Sollar
Рет қаралды 8 МЛН
🔥 ራሄል ናብ ሳዋ!
30:59
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 107 М.
Let's all try it too‼︎#magic#tenge
00:26
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 53 МЛН