ጽጹይ ሓበሬታ/ ሰበይቱ ጉድ ጌራቶ/ ናይ ኣዲስ ተጠንቐቁ/ ኢሳቕ ተሰሪቑ/ ናይ ጀርመን ጀርመን

  Рет қаралды 65,278

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

2 ай бұрын

ጽጹይ ሓበሬታ/ ሰበይቱ ጉድ ጌራቶ/ ናይ ኣዲስ ተጠንቐቁ/ ኢሳቕ ተሰሪቑ/ ናይ ጀርመን ጀርመን

Пікірлер: 311
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ንኢትዬጵያ ገዲፍና ንኡጋንዳ ንኺድ ክሳብ ዓድና ራህዋ ትረክብ።
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 2 ай бұрын
ኣሰጋጋራይ ዲኻ?
@kokikoki1866
@kokikoki1866 2 ай бұрын
​@@muluezerezgi4747 😂😂😂 ሓቅካ ወደይ ፈትዩ ዶ ሰብ ኣብ ኣዲስ ኮፍ ኢሉ ሎ😢
@Onevlove1992
@Onevlove1992 2 ай бұрын
Nab Eritrea eti zbelexe
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 ай бұрын
ጀርመን ከለካ ጽቡቅ ዘለካ ኣይመስለካን ብፍላይ ወርቀት ተለካ ካብ ዓለም ዘለዋ ሃገራት እታ ብኢኮኖምን ፥ብስራሕን ፥ብሕክምና፥ ብሞያ ፥ትምህርት ፥ ድላይካ ክትመሃርን ክትመርጽን ዝገብሩካ ዓድ ተመሃር ንቀጻል ጽቡቅ ናብራ ክትመርሕ ትብለካ ሃገር ኣበይ ክፍለ ዓለም ትርከብ ፥ ❤😊 ንዓይ ጀርመን ብልጽት እያ ብፍላይ ወርቀት ተለካ ከም ጀርመን የለን ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@GarbelHilla
@GarbelHilla 2 ай бұрын
Animal 🤧
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 ай бұрын
@@GarbelHilla what do you mean 😕
@mussiefshaye8203
@mussiefshaye8203 2 ай бұрын
hawey natey xeubk alka endo qurubi ab Prozessor eu xegam zalwo nay German kale xegam yelen benatay wen ❤❤❤❤❤
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 2 ай бұрын
@@mussiefshaye8203 ጽቡቅ ኣለካ ኣብ ፕሮሰስን ወርቀት ዘይብሎምን ገድፍካ ግን ሕግ ተከትልካ እንትርከይድካ ደሓን እዩ ።
@user-ns3or7lm6h
@user-ns3or7lm6h 2 ай бұрын
Eskas Kemey Mkur Gazetena eka blessed. From uk
@ARTRAWNETMERZIU-nc5wi
@ARTRAWNETMERZIU-nc5wi 2 ай бұрын
ነሹ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽሎ ከምዚ ደስ ዩ ዝብል ናይ ዓዲ ገለ ተዘክሮ ንኽንዕዘቦ ዋላ ደስ ይብለና ሎ!!።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@letumeksen2831
@letumeksen2831 2 ай бұрын
Selam selam Baba neshnesh from dortmund
@altabob150
@altabob150 2 ай бұрын
ሙሽሙሽ ኣባርራ በሎ ትሓብኤን ይጠንስኦ ተደቢረይ የእውዮኦ ኮምኡ እንድየን እዘን ርእሲ ደርሆ 😋🤣🤣
@DanielHaile-ww1ez
@DanielHaile-ww1ez 2 ай бұрын
ኣነ ዉን ኣይምተመለስኩዋን እምነት ሓንሳብ ያ ንዓይ
@selamyohannes1993
@selamyohannes1993 2 ай бұрын
Shalom Shalom neshu
@adde1852
@adde1852 2 ай бұрын
Hawey Natey ,Senay Temenicha Gdefa,naka Tkewn aykonetn.❤
@Tigray-
@Tigray- 2 ай бұрын
ጎራሕ ኢካ ግን፡ ንዞም ተፈለጥቲ ምንጥል ምንጥል እንተበልናዮም ፅቡቅ እዩ፡❤ተመቸዋትኒ።
@TekleBrhane
@TekleBrhane 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ናይ ኣስመራ ትኬት ዝበሃል ዘሎ ዋጋ ትክክል ኣይኮነን, እዚ ዋጋ ናይ መወዳእታ ደቂቕ ዋጋ ወይ ከኣ ናይ ቢዝነስ ክላስ ዋጋ እዩ እምበር እቲ ኖርማል ዋጋ ካብ 20,000 ክሳብ 25,000 ብር እዩ እዚ ከኣ ነዊሕ ዝገበረ እዩ , ኣስተውዒልና ንዛረብ
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 2 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ነሹ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@abeltewelde2268
@abeltewelde2268 2 ай бұрын
Xbuk aleka gazetena neshnesh
@luwamhaile683
@luwamhaile683 2 ай бұрын
Welcome neshu 😊brhan gesu 💙
@abelgilamichaeal
@abelgilamichaeal 2 ай бұрын
Welcome neshu❤❤❤
@youditsium-adam8910
@youditsium-adam8910 2 ай бұрын
Ghidefa hawey imnet taamaminet deibilu fikri, fikri and respect yebilun because ikre ilkaya keleka libika kihiru iyu delo hansab dedenagherr seb kaa kikitob aikilin iyu inte tefkireka nera niuu ghedifa iya nabaka kitwisin neruwa iti arka diyu kiniblo wala wishimaa win respect aikihiliwon iyu ab lielia because kiamna win aykilin iyu dilrei kalaay shighir keitemixie
@GrmawiZeray
@GrmawiZeray 2 ай бұрын
Mnalbat nmrgigax bkalie wedi entezftna last chance?
@MedhanieKidane934
@MedhanieKidane934 2 ай бұрын
ሕጋዊ ጋዜጠኛ ነሸነሽ 👑👑👑🌿💙🌿💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@user-rg4gv5wr8c
@user-rg4gv5wr8c 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 2 ай бұрын
Good evening everyone
@zyadahaile5439
@zyadahaile5439 2 ай бұрын
❤❤❤
@meksebey854
@meksebey854 2 ай бұрын
Neshu hawey korida💙💙,💙💙No No kbla alewa abzelato ttrefe Emo dma mese atewet ktetelmo tkel eya,gal eye gn mseti ztebedele eye❤
@redae3365
@redae3365 2 ай бұрын
Anchiwa
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 ай бұрын
Eway hawey 😢😢😢
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 2 ай бұрын
Adisabeba zegefif zelo abei aikonen
@mirimiri3396
@mirimiri3396 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-er2lk4rq9g
@user-er2lk4rq9g Ай бұрын
Keliya
@user-mz1sz8ov7n
@user-mz1sz8ov7n 2 ай бұрын
ክቡር ጋዜጠኛ ነሽነሽ ንጹርን ጽፉፉ ሓበሬታ ስለ ተምጽእ ነመስግነካ ንፍዕ
@henoschannel8820
@henoschannel8820 2 ай бұрын
Xbuk akerarba Neshi
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@user-dc3jt3zp2s
@user-dc3jt3zp2s 2 ай бұрын
Kalieka dile
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 2 ай бұрын
🎉🎉❤❤ ነሹ
@user-ix2re8lg9y
@user-ix2re8lg9y 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ነሸ ነሸ ሰላም
@user-og7sm9qn6p
@user-og7sm9qn6p 2 ай бұрын
Ezi wedi ahzinuni neshu Kklya alewo ❤
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 2 ай бұрын
ነሹ ዓርከይ እተን ንኣስመራ ዝከዳ ውሑድ ሰብ ሒዘን ድከዳ ከይኮና ? ኣብዝሓ ወንበር ክፍቲ ከይከውን ስለዚ ንኡ መከሓሓሲ ከይከውን ።
@mussieyowhanns7585
@mussieyowhanns7585 2 ай бұрын
Afaniwa!
@zabebamebrhatu3192
@zabebamebrhatu3192 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@LuduaAsmara
@LuduaAsmara 2 ай бұрын
Ezom nay jermen gna merfe diyom zwegukum kulatkum lekawisat wayy yhwatey
@tesfaberket9730
@tesfaberket9730 2 ай бұрын
ንዮ በላ ብሎ one time chating not good bro ተትርፍክ 🙏please ኣይትድልካን ያ አዝሕወይ ወስን ከይትሳቀ በስላማዊ መንገዲ ትፈላለ ኣምልኻ ይሕግዝካ e🙏🙏🙏
@amonabeba4005
@amonabeba4005 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍💔💔💔
@sarasarha7302
@sarasarha7302 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ነሹ❤❤
@diamendadam281
@diamendadam281 2 ай бұрын
Eti mstir. Tefelitu. Eu. Kab germen mexiom eten awald sle dehdgwom eyom nay germen kaa. Genzeb sle. Delewom ab dlayom keydom. Eyom dmrawu❤
@edenkahsay55
@edenkahsay55 2 ай бұрын
Tetekek. Gdefa please please gdefa tefallalryou
@akberetafom7234
@akberetafom7234 2 ай бұрын
Beqa kab adiss abeba n Asmera zkedu higdef tray eyom kulom teqawemti zeykonun Eritrea nkeyatwo teqawemti koynom nab Adiss sdrom amxiom zriu zelewo weledi nay kulom teqawemti eyom bel kab Asmera n Adiss kab Adiss n Asmera zmelalesu zelewu
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
ኣይ ንዋዛ የ ሓሲበዮ እንበር ኩሉ ወለዱ ከም ዘውጽእ ይፈልጥ የ ።ካባይ ጀሚርካ ከምኡ ኢና ንገብር ።
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 2 ай бұрын
Neshu ❤❤❤❤❤
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 2 ай бұрын
ብፍጹም ኣይትኾኖን እያ ይገደፋ ይፋላለዪ 4 ነጥቢ፡ ንብዓት ሓርገጽ እዩ በልዎ፡
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 2 ай бұрын
Gen hezby husumat eyom
@user-en3gi2le1w
@user-en3gi2le1w 2 ай бұрын
Nesiteyyy❤❤❤😊
@elubk2741
@elubk2741 2 ай бұрын
ነዚ ሓውና ሰበይተይ ከይትሕነቅ ኢለ ሚሒረያ ዝበለ ምክሪ ክንህበካ። መልሲ ቻው በላ ኣይትደልያን ከይትሕነቅ ፈሪሕካ ይቅረ ተጌርካላ እታ ገመድ ናባካ ኢያ ጽባሕ ንግሆ።
@fkadubrhane1317
@fkadubrhane1317 2 ай бұрын
Merhaba neshnesh
@yonatankelati2858
@yonatankelati2858 2 ай бұрын
ክክክክ ኣየ ነሹ ሽኾር
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@police7799
@police7799 2 ай бұрын
Neshu asli
@user-nn3xu2id5u
@user-nn3xu2id5u 2 ай бұрын
ብወገነይ እምነትን ድንጋጸይ በበይኖም እዮም እምነትካ ክሳብ ዘየለ ድንጋጸ ኣየናብረካን እዩ ግደፋ ከም ሓዋ ኮንካ ግን ሓግዛ ።
@wedifish924
@wedifish924 2 ай бұрын
Bwhd Kewlda alewo 😊
@mussietn1966
@mussietn1966 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ነሽነሽ ካብ ሃገረ ጀርመን ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@FreeEritreafromIssayas
@FreeEritreafromIssayas 2 ай бұрын
እዚ ጥልመት ዘጋጠሞ ሓውና ወላ ገመድ ሰቒላ ሸቐቕ ትበል ከባርራ ጥራዩ ዘለዎ። ዕድለኛ ኮይኑ እምበር ክንደይ ውን ኣለዉ ነቲ ክውንነት ብጭቡጥ ክፈልጥዎ ዝጽገሙ ግን ከኣ ስለዝጥርጥርወን እንዳተሳቐዩ ዝነብሩ። እዝያ ሕልና ዝበሃል ስለ ዘይብላ ደጊማ ክትብድሎ ድሕር ኣይትብልንያ።
@yacobtesfamikael9112
@yacobtesfamikael9112 2 ай бұрын
Gazetegna neshnesh nana nihbush ketehegus ab meshgoragur atika teganixka telahxixka temsalna news bshim Kulom fetewti were yemesgneka ❤
@meron8119
@meron8119 2 ай бұрын
😂
@LetebrhanHaile
@LetebrhanHaile 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-fr6tx3cf2g
@user-fr6tx3cf2g 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂❤❤❤❤
@GrmayBirhane
@GrmayBirhane 2 ай бұрын
Sdraka ykedu nska ente zeykedka
@kirosmeselie4124
@kirosmeselie4124 2 ай бұрын
ጋዜጥና ነሸነሸ ❤❤
@almazhawariat9238
@almazhawariat9238 2 ай бұрын
I would say run. There’s so many beautiful girls in America. If she has some respect for you and value as her husband, She wouldn’t have thought about cheating in the first place but now she’s trying to use you to get to America
@jreeygualquihajreey1821
@jreeygualquihajreey1821 2 ай бұрын
Haberome zeserhu hegdfawiana alewu
@galtigrinyatigrinya33
@galtigrinyatigrinya33 2 ай бұрын
ነሽነሽ ሽኮር we love you
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 2 ай бұрын
guhaf eka nska HGDEF dea b Egypt wey Turkey geirom adom zeykedu lementi sdrabietkum belulom ember kriukum ab Addis zmexu zelewu ember
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
ብዘይ ጸርፊ ሓሳባትና ንግለጽ።
@Peacean
@Peacean 2 ай бұрын
@@neshnesh_show😂ዘይብልካ ዶ ተምጽእ ኢኻ, ሓሳብ ካበይ ከምጸልካ ደሊኻዮ ኩቡር ጋዜጠኛ ነሽነሽ🤔
@simonm.7755
@simonm.7755 2 ай бұрын
"ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ ክመልሰለይ ነይኣምኖ" ጓል ተኸደት ጓል ትመጽእ። ረሳዓያ በሎ። ኣብ ኣሜሪካ መሊኤን ኣለዋ በሎ። move on brother. Life is too short. ረሳዓያ በልዎ'ታ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️
@lucibrhane8037
@lucibrhane8037 2 ай бұрын
ኖ ከመይ ጌሩ ድህር ህጂ ክትእመን እዛ ጉዋል
@kesetegrmay2389
@kesetegrmay2389 2 ай бұрын
Neshu arkeyy how are you
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 2 ай бұрын
❤❤❤ነሹ እዛ ስርቂ መኪናናይ ኤለሳንድሮ ኢሳቅ ክትዛረብ ከለኻ አነ ድማ ናይ መኪናኻ ጉዳይ ይሓስብ ኔረ አብ መወድእታውን ብእኦም የሕልፎ ክትብል ተጸብየካ!! ብዝዓባ እዘን/እዞም ክሕነቅየ ዝብሉ ዋላ ዝርንዝሕ እናነብዑ ከምኡ እንተበሉ ሓሶትዩ አይገብርዋንዮም! ርእሱ ዝሓንቅ ሰብ ብጣዕሚዩ ምስጢረኛ ምልክት ዝብሃል ካብ አፍ አይወጽእን❤❤❤
@yossiefmer733
@yossiefmer733 2 ай бұрын
ብዕላማኻ :ብራኢኻ:ብሕልምኻ:ግዜኻን: ብተስፋኻ :ብኣእምሮኻን :ልብኻን ዝተጻወተ ሰብ ዳግማይ ንክትኣምኖ ጸቢብ ዕድል'ዩ ግን ብዝተኻእለ መጠን ምስ ገዛእ ርእስኻ ተዘራረብ ሕሰብ ኣድቂቕካ ከይተሃወኽካ ብኣካል ኼድካ ርኣያ ምዘና ብዝተኻእለ መጠን ቅድሚ ምምጽኣ ክትወልዱ ከም ዘለኩም ግበር እምበር ክቡር ሓወይ እታ ዘለኻያ ስምዒት ንስኻ ጥራይ ኢኻ ትፈልጣ ኣዴኻ ኣቦኻ ከማን ኣይርድኦምን ዩ ቃንዛ ውሽጥኻ! ብዛዕባ ንብዓት ከኣ ኣይትእመነሉ እንዳ ነብዑ ዘእምኑ :እንዳ ነብዑ ዝኽሕዱ በዚሖም ዘለው ብሉጻት መጸጽቲ ፍርሃት ኣምላክ ዘይብሎም ተዋሳእቲ ኢያ ኣፍሪያ ዘላ እዛ መዳለዊት ዓለም ኣጆኻ ትርር በል ፈጣሪ ምስ ቅኑዕ ኢዩ ኩሉ ግዜ ምሳኻ ይኹን
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 2 ай бұрын
ፋሽን ድዩ ኮይኑ በቃ ኣብ ርእሲ ሰበኣይካ ምድራብ እዘን ኣዋልድ እንታይ ይኮና ኣለዋ ኣነ ኮ ግርም እዩ ዝብለኒ እንታይ ንምርካብ እዩ ዝደራርቦኦም ሱሱዓት ብሰንኽክን ከኣ ትልክማና ኣለክን እምበር ፎእ
@rer7189
@rer7189 2 ай бұрын
Neshu entay dia eza nay jermen dia alafasha gerkaya
@user-xc5fr8pp5l
@user-xc5fr8pp5l 2 ай бұрын
Atum sebat eunka kemu konkum aytsemun dekum nab adis geskum aytkedu tbhalu alekum waw thats crazy people goto Uganda campala
@user-mz3bq5os5j
@user-mz3bq5os5j 2 ай бұрын
Neshu ayney
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 2 ай бұрын
ብእዋኑ ዝነቐወ ዝብኢ ኣየደቕሰናን እዩ። ካብ ገጉኡ ዘይምሃር ኣይሓልፈሉን እዩ። ሓንሳእ ንቕድሚትት ወዲቕካ ኣለኻ ተስፋ ይገብር ተሲእካ ክትምሃር ንድሕሪት እንድሕር ወዲቕካ ኣይክትንስእን ኢኻ። መጀመርታ ሂወትካ ስራዕ ኣብ ሂወታ እንታይ ክትገብር ትደሊ ንዓኣ ይምልከታ። ሂወቱ ከጥፍእ ዝደሊ ሰብ ሂወተ ከጥፍእ እየ ኢሉ ኣይዛረብን እዩ ኪድ ኢሉ እዩ ሂወቱ ዘጥፍእ። እዞም ከምኡ ዝብሉ ኣየጥፉኡን እዮም ሂወቶም ልውሂ ናይ ሰብ ክብለጹ ጥራሕዮም ከምኡ ዝብሉ። ሓንቲ ነገር ክመኽረካ ኣብ ኣሜሪካ እንድሕር የእቲኻኣያ ወረቀታ ምስ ኣሳለጠት ንዓኻ ሸንዲሓ ነቲ ትፈትዎ ወዲ ከተምጽኦ እያ። ወረቐታ እንድሕር ሒዛ ካባኻ ተፋቲሓ ነቲ ዓርካ ከተምጽኦ ትኽእል እያ ሽዑ ንድድሕሪት ወዲቕካ ማለት ኢኻ። ኣነ ኣብ ኣሜሪካ እየ ዝቕመጥ ኣብ ክንደይ የሕዋትና ዘጋጠሞም ብዓይነይ ዝራኽዎ እዩ ኣብ ክንደይ ዘየድሊ ብስጭትን ንክንደይ ዓመታት ዝነበርሉ ከተማታ ገዲፎሞ ክግዕዙን ትርእዮም። እታ ልዕሊ ኹሉ ተባሳጭዎም ዝኾነ ብዓል ክግበር ከሎ እታ ንዓኻ ኢልካ ዘምጻእካያ ሰበይቲ ነቲ ካባኻ ተፋቲሓ ዘምጽኣቶ ሰብኣይ ኣብቲ ባዓል ሒዛቶ ክትመጽእ ከላ እዩ ሽዑ ነብስኻ ክትቐትል ኣይትጸልእን ኢኻ ቡኡ እዮም ዓዲ ዝቕይሩ። ዝኾነ ኮይኑ እዝጋቢሄር ኣጋላጊሉካ ኣሎ ካብ ብሂወታ ብሂወትካ ሕሰብ ንድሕሪት ከይወደቕካ ከለኻ።
@user-mo3jv8uh2w
@user-mo3jv8uh2w 2 ай бұрын
በጃኩም ነዞም ከምዙይ ዚበሉ ብሩህ እእምሮ ዚውኑኑ የሕዋትና ከይተብልዕዋም ጢንንቅ በሉ ዓይኒ ኣባኩም
@TituOmer
@TituOmer 2 ай бұрын
Adetat wey abotat dekom kriu ke aytehasbn dika dos wela neom degfti yom belom 😊😊😊
@rahwa141
@rahwa141 2 ай бұрын
Aygermn hgdef kblu xehay aribwom sdrakum ke dea
@sheshubro5899
@sheshubro5899 2 ай бұрын
Hiii neshu medebka tium kelo nay adiss tetenkeku ena belka afrihkana kigeyish asibe afrihkana gele belena please ❤
@peaceandlove.
@peaceandlove. 2 ай бұрын
Welahanti zefrih yelen. Ab kalei adi zeyegatim ayegatimnyu.
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 2 ай бұрын
Gudamena sebyty 😢😢😢😢ahhhh seb zerkibo mekra gen kulu nesebuky eyu bele hawey
@edenkahsay55
@edenkahsay55 2 ай бұрын
Ykre belela gna Akortsa gna gdefa
@user-wg1gu5xb5p
@user-wg1gu5xb5p 2 ай бұрын
Neshu shikorrr 😂gafawndi keytwxlu haftam u
@kahase7085
@kahase7085 2 ай бұрын
Kkkk neshu hade hade gzes teshkeni eka kolawi bahryt aywedekan nay gelinas 20 wedelna eyu
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 2 ай бұрын
ኤምባሲ አይምልከቶን 150.000 ይግበርዎ ንብረቶም ዓዶምዩ ለሚኖም ኣይወሰዱኹምን።
@HabtemariamMeselGebru-jk2xk
@HabtemariamMeselGebru-jk2xk 2 ай бұрын
Selam selam zomachn
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
😂❤❤
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 2 ай бұрын
ይቕሬታ ጽቡቕ እዩ። ብሓንሳእ ክነብሩ ግን ክኸብዶ እዩ። ስለዚ የሕዋት ምዃን ይሕሾ ምበልኩ።
@SoloTewelde
@SoloTewelde 2 ай бұрын
ኩቡር ኣቦይ ንኡስ ብዓል ነጸላ ጋዚጠኛ ነሽነሽ ጋነራዊ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@Waltahaqi
@Waltahaqi 2 ай бұрын
Edka sehab hawey keytwared
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 2 ай бұрын
ምፍልላይ ይሕሾ ክሰርቀኒ ዝረአኽዎ እንተወሰኸኒ ነይአምኖ ድዩ ዝበሃል.ከም ሕውነት እንተሐገዛ ጽቡቅ እዩ.ካብኡ ዝተረፈ ግን ህይወቱ ከይተበላሸወ ምግዳፋ ይሐይሽ.
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
Bhaki ❤️
@adhanomgebrekrstos1667
@adhanomgebrekrstos1667 2 ай бұрын
Natka aykonetn hawey new Bela nebska adhni wela gahi tibel
@user-fq6it9mi2w
@user-fq6it9mi2w 2 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
@dekeyalemey4928
@dekeyalemey4928 2 ай бұрын
euway gud rekibna tikt kua akrixe nu adiss😢
@SleepyElephant-qs4lj
@SleepyElephant-qs4lj 2 ай бұрын
Ab hazena kemroo alewo ezi Wedi😊 Hope he gonna do a man can does.
@tsegitkidane8656
@tsegitkidane8656 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ነሹ ሓወይ እዚ መደብካስ ክጸፍፍ ኣብ ሰዓትካ ደበኽ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@andemariamrezene1080
@andemariamrezene1080 2 ай бұрын
Neskas nay Adiki eye temxan do
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 2 ай бұрын
ክቡር ጋዘጠኛ ነሽነሽ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤❤❤
@saliba9052
@saliba9052 2 ай бұрын
Ezi reskum si hegdef koynom reskum nesshnesh ezi da entay hegdefn tekwamyen geruwo adeka wey aboka abey amxika dika terkbom
@user-nn3xu2id5u
@user-nn3xu2id5u 2 ай бұрын
ክገድፋ ጥራይ እዩ ዘለዋ
@Milen20118
@Milen20118 2 ай бұрын
Neshu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@peaceandlove.
@peaceandlove. 2 ай бұрын
Meley gedifkas nay higdef bandera?
@Peacean
@Peacean 2 ай бұрын
Neshu is Meley habibi💙💙💙🙌🏿
@merhawymulu658
@merhawymulu658 2 ай бұрын
ነሹ ወሳኒ ሓቃ በልካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@user-er2lk4rq9g
@user-er2lk4rq9g Ай бұрын
Wesani kun,
@HT-hg8fl
@HT-hg8fl 2 ай бұрын
ዝምድና ማለት እንታይ ማለት እዩ : ዘመዱ ክትከውን ወይስ ? እቲ ቃል ትክክል ኣይኮነን : ንሓዳር ሓቲተያ ክበሃል ኣለዎ : ትግርኛና ኣይነበላሹ :
@user-cw9lz7bn1p
@user-cw9lz7bn1p 2 ай бұрын
አይትሐስው አብ አዲስ አለና ፓስፖርት ናይ ካናዳ ሕዝካ ዝትንክፈካ የለን አይትሐስዊ
Как быстро замутить ЭлектроСамокат
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 13 МЛН
The delivery rescued them
00:52
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
Они убрались очень быстро!
00:40
Аришнев
Рет қаралды 2,8 МЛН
До конца😂😂😂😂
0:19
Суета
Рет қаралды 2,5 МЛН
ВОТ ЖУК ХИТРЫЙ 😂😂
0:42
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 1,6 МЛН
Озвучка @patrickzeinali  Тюремная еда  Часть 2 @ChefRush
0:52
BigXep. Канал озвучки
Рет қаралды 4 МЛН
НЮША ПЕРЕПУТАЛА КОПИЛКУ #pets #прикол #юмор
0:12