ህጅግ ምስል ነርስ እት ው/ድፋዕ ይርግኣለም ዉቤ - ቴራብ | tierab - Interview with nurse Yirgealem Wubie - ERi-TV

  Рет қаралды 2,857

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

12 күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - ህጅግ ምስል ነርስ እት ው/ድፋዕ ይርግኣለም ዉቤ - ቴራብ | tierab - Interview with nurse Yirgealem Wubie
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Пікірлер: 20
@Freedom-bk6rt
@Freedom-bk6rt 9 күн бұрын
እዋይ ትግረ 👌👌🎉🎉ዝተጸራየ ላዛ ዘለዎ አዘራርባ ❤❤ ንቋንቋ ትግረ ብዝያዳ አፍቲኽኒ። አንበሲት 💪💪🇪🇷🇪🇷
@ademetel8769
@ademetel8769 9 күн бұрын
እሊ በርናምጅ ሕናመ ብዞሕ ተዐልምነ ምኑ ሹክራን መሐመድ ጅመዕ ወ ሹክረን ሙዐልመት ይርጋኣለም
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 8 күн бұрын
That's good, too impressive. The interview was awesome to watch..!! I am so excited about her linguigual efficiency..! Well done Mr journalist..!!
@mussajaber623
@mussajaber623 5 күн бұрын
ገመኔ ረቢ ዕምር ወዓፍየት ለሀበኪ
@user-kk7dl9ow1w
@user-kk7dl9ow1w 9 күн бұрын
Abshirki welet emuye zeneb 🎉🎉🎉🎉❤❤❤Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍
@baqr4383
@baqr4383 10 күн бұрын
Wow Yergalem ❤❤❤
@martam9957
@martam9957 9 күн бұрын
እዋይ ጋልውበ❤❤❤❤❤❤
@user-kv2gb5dq2f
@user-kv2gb5dq2f 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tt1fc4cw6z
@user-tt1fc4cw6z 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@gideyghebre187
@gideyghebre187 10 күн бұрын
Ambesit ❤❤❤🎉
@tekluwelday7326
@tekluwelday7326 9 күн бұрын
Teklu
@user-tt1fc4cw6z
@user-tt1fc4cw6z 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤هجك طعم ❤❤❤❤❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 10 күн бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vm8vw1rq1z
@user-vm8vw1rq1z 9 күн бұрын
ኣምበሲት ኣድኒቀኺ
@eritrea6227
@eritrea6227 10 күн бұрын
Taweti gala erey marey 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🥰❤️❤️👏👏
@mahmudsaleh6201
@mahmudsaleh6201 9 күн бұрын
ዘይተኸታተልኩሞ፡ ኩላትኩም ግዱሳት ደቂ ኤረ ነዚ ቃለምሕትት ክትከታተሉ እሓተኩም። ኣብ ሰውራ ብዙሓት ተጋደልቲ ሓድሽ ነገር ተማሂሮም እዮም። ሰውራ ውግእን ኲናትን ዝነበረ ጥራይ ዝመስሎም ኣለዉ። ውግእን ኲናትን እቲ ኣውራ ዕማም ተጋዳላይ እኳ እንተነበረ፡ ከላሺኖም ኣጸጊዖም ሓካይም፡ መምሃራን፡ መካኒካትን ኣውቲስቲን ዝኾኑ፡ አለክትሪሻናትን ኦፐረተራትን ዝኾኑ፡ ወደብቲን ኣመሓደርቲን ዝኾኑ፡ ጋዜጠኛታት ዝኾኑ፡ መዓርግ ከይተሸለሙ ጀነራላት ወተሃደራዊ ስነፍልጠት ዝኾኑ...ወዘተ...ወዘተ... ፈርዮም እዮም። ይርጋኣለም ውበ ( ህዝቢ ማርያ ጸላም "ይርጋ-ፋጥና" ኢሉ ዝጠመቓ) ሓንቲ ካብቶም ትግረ መሊኾም ኣገደስቲ መምሃራን ትግረ ዝኾኑ እያ። ካልኦት ከም ሻሹ ተኽለ፡ ኣለም ሻሕሻሕ፡ ነጋሲ ኣርኣያን ዘካርያ ተድሮስን እዝክር። እቲ ዝገርመኒ፡ ይርጋኣለም ድሕሪ ናጽነት ካብ ምምሃር ትግረ ተፈልያ፡ ነርስ ኮይና ኣብ ከረንን ኣስመራን ተገልግል ኣላ። ምልከት ቋንቋ ትግረ ናይ ይርጋ-ፋጥና ሎሚ እየ ዘስተማቕሮ ዘለኹ። ድሕሪ 33 ዓመት ምልከት ቋንቋ ትግረ ናይ ጓል ውበ ካባይ ንላዕሊ ኮይኑ ረኺበዮ። ገለገለ መበቆላዊ ኣገላልጻታትን ቃላትን ናይቲ ቋንቋ፡ ዘይተበከለ ኣብቲ ሕብረተሰብ ጥራይ ዝርከብ እዩ። ከመይ ኢላ ክትዝክሮ ክኢላ ይገርመኒ ኣሎ። ተቕንኣኒ ኣላ። ኣነ መበቆላዊ ተዛራባይ ቋንቋ ትግረ እየ። ግን ንይርጋ-ፋጥና ክገጥም ከምዘይክእል ብዘይቃልዓለም ክእመን እግደድ ኣለኹ። ዝበዝሕ ምስ ህዝቢ ኣብ ዘራኽብ ስራሕ ተዋፊሩ ዝነበረ ተጋዳላይ ንሕብረተሰብ ቀዪርና ይብል፡ ይርጋ-ፋጥና ግን ሕብረተሰብ እዩ ንዓይ ቀዪርኒ ትብል ኣላ። ኣብዚ ከኣ እዩ እቲ ፍልልይ። እቶም ነቲ ዘገልግልዎ ዝነበሩ ሕብረተሰብ ዝኣመኑን ዝተቐበሉን ሰባት ባህሉን ቋንቅኡን ተማሂሮም። ረቢሖም። ገሊኡ ሰብ ግን " ገባር ሳሕል" ዝብል ዘቆናጽብ ብሂል እንዳ ደጋገመ፡ 20 ዓመታት ኣብ ሳሕል ተቐሚጡ ከብቅዕ፡ " እሳት ሃቡና" ከይኣጽረየ ናጽነት ኣርኪባቶ። እንቋዕ ኣብዚ ኣብጸሓኪ ጓል ውበ። From my FB
@user-wk6nl8cw7s
@user-wk6nl8cw7s 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 27 МЛН
МЛАДШАЯ СЕСТРА И МОРОЖЕНОЕ ИЗ АРБУЗА
0:41
ОЛЯ ПЕРЧИК
Рет қаралды 2,2 МЛН
Оказался НЕНУЖНЫМ и Его БРОСИЛИ🐶💀
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 4,5 МЛН
رورو ضد رقيه🔫😲🚀 #shorts
0:13
رورو فاميلي | Roro Family
Рет қаралды 35 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
0:18
MrBeast
Рет қаралды 33 МЛН