ህወሓትን ህዝባዊ ግንባርን ኣብ 70ታት ዘባኣሶም ሚስጥር Untold story behind the TPLF and EPLF clash.

  Рет қаралды 1,793

Eri Man

Eri Man

2 ай бұрын

#eritrea #tigray #eritreanmusic #tigrignamusic #brakheshow#tmh #dedebitmedia #fnanapp #atv #ethiopia

Пікірлер: 15
@anngreen3106
@anngreen3106 2 ай бұрын
Your accent matched with the book title as well When I heard ELF members spoke like Tigrayan accent for the first time,I ran home to tell my brother (ELF) what I heard. He explained to me that we have Eritreans who sound like it at the border Aha. Lesson 101
@Eri-blue
@Eri-blue 2 ай бұрын
Did your brother (ELF) denounce it or accept it? What was his reflection? Just curious to know the feeling at that time.
@anngreen3106
@anngreen3106 2 ай бұрын
Your intention & your message didn't match Your explanation at that time didn't help either Blame yourself
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 ай бұрын
ብረት ህዝቢ ኤርትራ ቁልቁል ኣፉ ኣይድፋእን ኢዩ ዝብል ናይ መለስ መጽሓፍ ኣነ ውን ኣንቢበያ ኔረ። ትሕዝቶኣ ብጥቕልሉ፡ ፍትሓዊ ቃልሲ ክሳብ ፍትሒ ዘረጋግጽ ኣይቕልበኣን ኢዩ ኢያ ትብል። እዚ ከኣ ሓቂ ኢዩ። እዞም ሰብኣይ ኢሳያስ ኢልዎ ምባሎም ግን እሰያስ ልዕሊኡ ኢሉን ኣሽካዕሊሉን ኣባጭዩን ኢዩ። ኢሰያስ ዝበሎን ዝብሎ ዘሎንብ ከኣ ፈጺሙ ከም ምስክር ወይ ከም ተቐባልነት ክርአ ዝከኣል ኣይመስለንን። ካልእ እንተሎ ደኣ ኣምጹኡ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምንጪ መከራን ውርደትን ሕስረትን መሪሕነት ህግሓኤ እዩ።
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 ай бұрын
Tesfaxion famous liar we know each other very very well
@Insider24840
@Insider24840 2 ай бұрын
ዝኸበርካ ፕሮፌሰር ተስፋጽዮን፡ ካልእ ኣርጉመንት ኣምጽእ እምበር ንኤርትራ ኣይበልኩን ዝብል ነጥብኻ ጌጋ ኢዩ።
@Wediharestay
@Wediharestay 2 ай бұрын
እቲ ኣርእስቲ ኣካታዒ ክኸውን ከሎ፡ እቲ ንኤርትራ ኣይበልኩን ዝብል ግን ይሕሱ ኢዩ ዘሎ ፕሮፌሰር፡ መኽንያቱ ኤርትራ ኢሉ ጽሒፉ ብረት ቁልቁል ኣፋ ጌሩ ኣቐሚጥዎ ኣሎ ኣብቲ ገበር መጽሓፉ ከምዝረኣኽዎ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
ፉሹል ልሙስ ፐሮፈሶር 😮
@jerusalemgebreyesus4758
@jerusalemgebreyesus4758 2 ай бұрын
ኢዚ ቲብሎ ዘለኻዘለፋ ኢዩ ሚኢራም ኣይኮነን
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
@@jerusalemgebreyesus4758 እሞ ዝሰምዓኪ እንተደኣ ኮይኑ በጃኻ ትምበል ተሰተር ኢልኪ መዓድዮ !!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 ай бұрын
@@jerusalemgebreyesus4758 Tell him that he better keep quite, because he is taking 😏 nonsense 🙄
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 ай бұрын
ኣንታ ወኣግ ኢሳያስድዩ ከምኡ ገርካ ጸሃፋ ኢሉካ ምስ ዶክተር ብረኸት ኮንካ አሪትራ ዶባ ከይተሃንጸጸ ናብ ኮፈደረሽን ተጓይኻ ህጎስካ ከም ኢሳያስ ደርትካ አንዳሃረምካ ብርባአተ ኩርምትኻ ትስህቅ ነርካ ኣብሊአሊኡ ብስዉኣት ተሽካአልል ነርካ ከም ኢሳያስ ኣይከሰርናን ክልተ ህዝቢ ኣይኮንናን ዝበሎ ንስዝካ በረኸት ኢሳያስ ነሪትራ ኣህሊኩም ሂብኩማ መነሰይ አሪትራ ንስዉኣት ከውህሶምዩ ተንኮለጛታት ሁቡኣት አትዮጵያውያን ኣረግቶት ደቂ ሃይለስላሰ ቅድሚ አሪትራ ጋህ በሉ ርጉማት እለት 😮😮😮😮😮😮😮😮
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 ай бұрын
ሃሳዊ ኣደራሽ ገዛ መአነዊ ንስኻትኩም ምስ ኢሳያስ ኮንኩም መሰል አሪትራ ቁንቁል ኣፉ ድቊስኩሙ ድቁስ በሉ ደቂ ኣራዊት ፕሮፈሶር ዶክቶር ተባሃሉ ሙሁራት ደናቁር ኢድኩም ኣይትስኣኑ ኣቱም ኣጋንንቲ
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 31 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
The FAST and FURIOUS Table Hack 😱
0:29
LosWagners ENG
Рет қаралды 18 МЛН