ህየሳ ደርፊ ‘ሃልውለይ’/Song Review 'Halwley'

  Рет қаралды 141,890

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

4 жыл бұрын

ህየሳ ደርፊ ‘ሃልውለይ’/Song Review 'Halwley'
© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
ela tv - Eyob Russom ( Azan ) - Halwley - New Eritrean Music 2020 - ( Official Music Video )
• ela tv - Eyob Russom (...
Eritrea - Yemane Barya - Eharm do Yekown - (Official Audio Video) - New Eritrean Music
• Eritrea - Yemane Barya...
Yohannes Tikabo Telalina do Arkey, Wedi Tikabo ወዲ ትካቦ ተላሊና’ዶ ዓርከይ
• Yohannes Tikabo Telali...
Eritrean music Ata Wedi Teare by Wedi Tikabo
• Eritrean music Ata Wed...
Subscribe;
/ mahderproduction
Follow;
/ mahderproduction
Instagram;
/ mahder_production
@ዳኒ ወዲ-መምህር
profile.php?...

Пікірлер: 974
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ጽቡቕ ህየሳ ሕጂ'የ ዝያዳ ኣስተማቒረ'ያ ግጥሚ ብጣዕሚ ብሉጽ'ዩ ዜማ ግን ክንድ'ቲ ዝድለ ኣይዓገብኩላን መኽንያቱ ነቲ ግጥሚ ከየስተማቕሮ ጌርኒ ዝጸንሐ እቲ ዜማ ምዃኑ'የ ኣስተውዒለ ቪድዮ ክሊፕ ውን ድሓን'ያ ንዓይ ልዕሊኡ ክትስራሕ ከም ትኽእል ግን እሙንቶይ'ዩ የቐንየልና ቀጽሎ መደባትካ ይፈትዎም'የ።
@etizmkahbegzabiherdeaymeka1747
@etizmkahbegzabiherdeaymeka1747 4 жыл бұрын
# ናይ ወዲ ትካቦ " ግዜ" ትብል እባ ኣቅርበልና #
@bitowabr8496
@bitowabr8496 4 жыл бұрын
Eti Zmkah B Egzabiher Dea Ymekah “wey ka ygermenalo nay Wedi Tukabo hanti kekrbelna alewo please Dani”
@hg-xj9tj
@hg-xj9tj 4 жыл бұрын
Ttt
@user-ck6di9mg6t
@user-ck6di9mg6t 4 жыл бұрын
ዳኒ ተባዕ።💪💪 ኣድነቅቲ ዳኒ አስከ like ርገጹ።
@natnamedia4661
@natnamedia4661 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/eKqZl66pqtrTo40.html
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 4 жыл бұрын
ክድነቅ ዝገበኦ እዩ !
@haile.a3165
@haile.a3165 4 жыл бұрын
ዳኒ ነቲ ጽቡቕ ጽቡቕ ምባልካ ጽቡቕዩ ፡ እንተ ብዛዕባ እቲ ሕማቕ ግን ኣይትንሓፎ ፡ ንኣብነት ኣብዛ ደርፊ ሙዚቃ ተመሳሳሊ እዩ
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ኣነ እዞም ላይክ ሃቡኒ ትብሉ ማራ ኢኹም ተገርሙኒ።
@japiwedigolij2503
@japiwedigolij2503 4 жыл бұрын
ኣብዛ ናተይ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ ንክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትት ክብራት የሕዋት kzfaq.info/get/bejne/p6ylo6aZts3Oe5s.html
@user-ht3sv2vm8x
@user-ht3sv2vm8x 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ነዞም ደረፍቲ ዓቢ ኬላ ናይ ተሰነይ ኮንካዮም
@hasa7447
@hasa7447 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@eluelex3424
@eluelex3424 4 жыл бұрын
ክክክክክ ናይ በሓቂ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣነስ ፈሪሐሉ ኣለኹ እተ ንትግርኛ ግን ሓፍ ከብሎ ኢዩ ከይ ፈተዉ ጽቡቅ ክሰርሑ ኢዮም ።
@yonisolomon8842
@yonisolomon8842 4 жыл бұрын
ኽገርመካ እንተ ተረዲእዎም ዓቢ ትምህርቲ እዩ ብዘይ ገንዘብ ዝህቦም ዘሎ ንፍዕ ሓዉ አለና ቀጽሎ Bro
@user-ht3sv2vm8x
@user-ht3sv2vm8x 4 жыл бұрын
@@binyamsamsomsamsombinyam112 ያ ናይ ብሓቂ ነቶም ዝገጥሙ እውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ።
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 жыл бұрын
ዳንኔል ወዲ መምህር ፥ ሓለፍናታዊ ሰብ ምኻንኻ ኣሪእኻና። ንኹሉ እዚ መንሰይ ዓቢ ኣብነት እኻ። ሓልፍነት ተሰምዕኻ ንመንስይ ኽትምህር ወይ ክተንቅሕ ዝወስደኻዮ ተበግሶ ከይመስጎንኽኻ ክሓልፍ ኣይደልን እየ። ኣጆኻ ብዝሕ ኢና ንጽበ።
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
ከምዚ ጌርና ባዕልና ነቶም ዓቅሚ ዘለዎም ደርፍቲ ፈሊና ክነውጽኦም እንተዘይኪኢልና። ጥበብ ከነስተማቅር ኣይንኽእልን ኢና። ወዲ መምህር ዓርከይ ከም ወትሩ ግሩም ህየሳ።
@josimeksen4993
@josimeksen4993 4 жыл бұрын
ነታ ደርፊ ዘይ ሰማኩማ ኔርኪም ህጆ ክትሰሙዋ ትከዱ ዘለኩ ላይክ እስኪ ግበሩ
@mikeletesfaberhan9116
@mikeletesfaberhan9116 4 жыл бұрын
Ane aysemakuwan hji gn ksema kkeyd eye josi
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 жыл бұрын
ኣነ ሰሚዐያ እንድየ ብፍጹም ግን ኣየስተብሃልኩላን
@natnamedia4661
@natnamedia4661 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/eKqZl66pqtrTo40.html
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 жыл бұрын
subscribe belu abza ney ka
@josimeksen4993
@josimeksen4993 4 жыл бұрын
@@lillaycaptain3323 kkkk ati derafi smu men ybahal sieneyo ko kk
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 жыл бұрын
ዳኒ ንፉዕ ሰብ። ከምዚ ጌርካ መሃረና ኣይትታሓለል።
@desstech1500
@desstech1500 4 жыл бұрын
ዳኒ ንፉዕ፣ እስኪ ነዛ ደርፊ ዘይሰመዓ like
@henokbrown8991
@henokbrown8991 4 жыл бұрын
ነዛ ኩላ ነቃዊት ነተባብዓዮም ኢሉ ዝጸየቓ #ነሽነሽ እዩ!
@user-lh2xg9si1z
@user-lh2xg9si1z 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 እዋይ ኣይትስኣኑ ንባዕሉ እንታይ ጹቡቕ ትሕዝቶ ኣለዎ ኮንቶ ከም ሰበይቲ ተርመስመስ እንዳ በለ ግን ጾሙ ኣይሓደረን ሎቅማጽ ኢያ ትፈቱ እዛ ለኽባጥ ህዝቢ
@kokifkrr3241
@kokifkrr3241 4 жыл бұрын
😄😄😄
@hanibaltekie9039
@hanibaltekie9039 4 жыл бұрын
Kkkkkkk bhaki tezarika
@azmarino9994
@azmarino9994 4 жыл бұрын
🤣😂😂 Wela nezi wedi mexiyu netebabiayo kiblena iyu ko
@demozokubay389
@demozokubay389 4 жыл бұрын
Aytseanu 😂😂😂gele wn ktzarebu ekum
@user-kw1de3jv5c
@user-kw1de3jv5c 4 жыл бұрын
ካብ ናይ ወዲ ትካቦ ደርፍታት'ባ ሃይሰልና ወዲ መምህር ዓርከይ ። ብሉጽ ህየሳ ከኣ ኢልና ኢና ኣጆኻ በርትዕ። ኣብ ቀጻሊ ብናይ ወዲ ትካቦ ደርፊ ህየሳ ክጽበየካ'የ። መኽንያቱ ንሕና ዘይነስተውዕለሉ ንስኻ ተስተውዕለሉ ኢኻ ኢለ ስለዝኣምን። Thank you"!!
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Entay akmi alewa nay wedi tkabo derfi khyis?
@Hart526
@Hart526 4 жыл бұрын
Ewa ata nay wedi tikabo dea balu keman ayhiyson sorry 😐 it’s very difficult
@user-kw1de3jv5c
@user-kw1de3jv5c 4 жыл бұрын
@@Hart526 ጽቡቕ ኣለኻ ግን ዝፈትዎ ደራፊ ስለዝኾነ ገለ ስራሓቱ ብገለ ሰባት ክላዓል ወይ ክህየስ ክርኢ ከለኹ ማራ ባህታ ስለዝፈጥረለይ'የ ዓቕሙ ብዘፍቀዶ ክፍትን ሓቲተዮ። ንሰብ ልዕሊ ዓቕሙ ኣይትእዝዞን ኢኻ ዓቕሙ ዘፍቀዶ ክገብረልካ ንቡር ክሳብ ዝኾነ ከኣ'የ ዓቕሙ ክፍትን ዝሓተትክዎ። ኣባሃህላይ በሪሃትልካ ክትከውን ተስፋ ይገብር። እምበር ዝበልካዮ ውን ቅኑዕ'ዩ።
@Hart526
@Hart526 4 жыл бұрын
ኣስመራ ፓላስ no hawey natey qurub aganin eye ko zeleku malet mare kindey birtua mikuanu amber aqmi kihaxro yikial eyu nkitintno malety aykonen bziyada kea niaka aykonkun melisilka just b simiat silezigelexkiwo eye amber riatoka s walako qibileyu kibleka ayikal gin nixur eyu. rudu ziarkey sorry 😐
@passenger8644
@passenger8644 4 жыл бұрын
Menyu hayasay gierwo nea eba nayzi ko zelefa ember neqefeta aykonen hayasay yneqf ember ayzlfniuu kbret seb halyu moya yekbr xbuq ygelxx ezi gn neta deyttkem hizu kzlff yu dwiel ember kneqf ayranayonn hyesa kemey mkanu meredaeta kkewn ab nay daniel teame film hadash begatami tbl part 3 raywo
@weldeabkidane4006
@weldeabkidane4006 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ህየሳ ዋላ እዃ ገለ ገላ ናይ ቃላት ገጋታት እንተለዋ። ንእብነት። "ከምስለኪ" ዝብል ቃል ንሱ ኣይኮነን ክብሎ ዘለዎ መክንያቱ ንሱ ንባዕሉ ምስኣ ኢዩ ክመስል። ወላዲኣ ወይ ወላዲታ ወይ እቲ ሓላፍነት ወሲዱ ዘመርዕዋ ዘሎ ኣካል ኢዩ ከምስለኪ ክብል ዘለዎ። ንኣብነት ንወደይ ንጋለይ ንወዲ ሓወይ ኣምሲለዮም ተባሂሉ ክዝረብ ይኽእል።
@Eritreanloveshow
@Eritreanloveshow 4 жыл бұрын
ዳኒ ኣንበሳ ጽቡቅ ትንተና ኢዩ ቀጽሎ ሓቢቢ ንኣዛን ኣነ ኣብ fb እየ ዝፈልጦ ቅድሚ 5ተ ዓመት ገለ ኣቢሉ ይከውን ዋላ እቲ ንሱ share ዝገብሮም ዝነበረ ደርፍታት old music ኮይኖም ሳሓብትን የዕገብትን ኢዮም ኔሮም ኣብ new year 2016 ከኣ ኣብ በርሚንግሃም ኣብ ሓደ ክለብ ናይ ባርያ ክደርፍ ምስ ራእክዎ ኣድኒቀ ኣይጸገብክዎን ካብ ጣውላይ ነጢረ ከይደ ኢየ ተጠምጢመዮ ከም መርኣያ ናቱ ከኣ እዛ ደርፉ ማራ ሲሒባትኒ ኣብ ቀጻሊ ውን ካብዚ ንላዕሊ ሒዙ ክመጻና ይላቦ thanks Dani
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 4 жыл бұрын
ኣንታ ከመይ ዓይነት በርቂ ዝኾነ ቆልዓ እዩ እሾኽሲ ብበላሓ ትፍጠር ክበሃልሲ ካ ከምዚ እዩ
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ኣብዚ ናይ መንእሰያት ኣካይዳ ከኣ እስከ ገለ በል ንኣብነት ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ማስ ሜድያ ዘይስነምግባራዊ ኣከዳድና ከዘውትራ ይረኣያ ኣለዋ፡ ናይዚ ቀንዲ ኣተባባዕቲ ከኣ ንናይ ኤውሮጳውያን ኣካይዳ ንጎኒ ገዲፍካ ዳይረክተራት ደርፍታትን ፊልምታትን ከምኡ ውን ደቀንስትዮ ተዋሳእቲ ደረፍትን ሃገርና ኢየን ዝብል መደምደምታ ጌረ። ኣብዚ እንታይ ርኢቶ ትህበኒ።
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 жыл бұрын
ane yedgefeka eye
@hazardneymar3715
@hazardneymar3715 4 жыл бұрын
Ata tika ab natu chanel reayo serihlu eyu
@iameritrean1062
@iameritrean1062 4 жыл бұрын
ተዛሪብላ ኣሎ ስምዓያ
@tesfalemguzai4277
@tesfalemguzai4277 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሪኢቶ ዳኒ ቀጽሎ ነቶም ስነጥበብ ዝፈልጡን ዘስተማቁሩን ንእሽቶ መምህር ተፈጢሩ ኣሎ ይብሎም ::
@eritreanboya-g2036
@eritreanboya-g2036 4 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ በሎም ጽረቦም ፈውሶም ረኪቢም ኣለዉ ክክክክክ ፡ ትም ኢልካ እዝኒ ሰብ ምጽማም ፡ኣይኮነን
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 жыл бұрын
ዳኒ ከይነቐፈ ርኢቶ ምሃብ ኮ ገዲፈዮ ነዊሕ ገይረ. ዳኒ ሓወይ ኣጀኻ ❤️✌️🙏
@asmerettewelde6027
@asmerettewelde6027 4 жыл бұрын
Emo breska aykonkan tkeyd
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 жыл бұрын
Asmeret Tewelde ኖኖ ምኽያድ ደኣ ብእግረይ ኢየ ዝኸይድ , ግን ብርእስኻ ምኽያድ ይከኣል ዲዩ እስከ ክፍትኖ ኢየ ሓፍተይ ናረይ
@asmerettewelde6027
@asmerettewelde6027 4 жыл бұрын
Kulu gzie tsbuk ykun hmak bnatka atehasasba ktkeyd aleka btewesaki ka nay sebat zzarebwo tezbttat enawesedka wey kab bzuh mnbab ktwskelu tkel eka gn kusto sgab zzareb ayzarebnie malet gn kabzey reska teamannet eyu zkeyd wey ka bnay kalot sebat tmrah aleka maletyu
@Jo-jz5hl
@Jo-jz5hl 4 жыл бұрын
ገጣማይ ዝንኣድ ስራሕ ኣድኒቐካ ብዘይ ቃል ዓለም
@emhagoitom6437
@emhagoitom6437 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ማለት ከምቲኦም ዘይ ጽቡቅ ጽቡቅ ኣይትበሉ ዝበልካዮ ዘይ ኮነስ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ንቅፌታ ኢኻ ትህብ።
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ፡ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝኩም ክትመጹና ክንጽበ ኢና። ንስነ-ጥበብ ዝድሃኸት ኮንቶ ቃል፡ ክገርመካ ኣነ በዚ ከምዚ ኣብ ቦታ ሪኢቶ ምስ ክንደይ ዘይተባኣስኩ። ኣብዚ ኮንቱ ውደሳ ዓቢ ኢድ ሰንበረ ግን ነሽነሽ ኢዩ። እምበር ቅድሚኡ ዝነበሩ ደረፍቲ ብህዝቢ ብዙሕ ተኻዒቦም ኢዮም ዘታባብዖም ውን ኣይነበረን።
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ብምዝራብካ ኣድኒቐካ ኣለኹ
@eritruth5252
@eritruth5252 4 жыл бұрын
በኣኻ ኩሉ ኩርዕ አዩ ዳኒ ኣጆካ ቀጽሎ ጽቡክ መደብ ፡፡
@user-ig2fq3jg4o
@user-ig2fq3jg4o 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ህየሳ። ክልመድን ክተባባዕን ዘለዎ ኢዩ ። ምክንያቱ ዕብየትን ምዕባለን ካብ ጉድለትካ ምትእርራም ኢዩ ዝመጽእ። ስለዝኮነ ኢዮም ገለ ለባማት ሰባት ጸላኢኦም ዝዛረቦ ቃላት ጽን ኢሎም ዘስተውእሉ፡ ምክንያቱ ዝጸሎም ኢዩ ጉድለቶም ዝነግሮም። ስለዚ ዳኒ ሓወይ ቀጽሎ ንሰብ ነቀፈታ ኢዩ ዘማዕብሎ። ሓውካ( ቫይናክ 01)
@akilebahta8427
@akilebahta8427 4 жыл бұрын
ጹቡቅ ስራሕ እሾክ ብበለሓ ያ ትፋጠር ይብላ ኣቦታት ስለዚ በሊሕ ኣጆካ ቆጽሎ።
@biniyammokonen9455
@biniyammokonen9455 4 жыл бұрын
ኣስማዓዮም ዳኣ ጽቡቅ ጌርካ እንበአ ብእዝንና ካብ ዝጻወቱ 3 - 4 ዓመት ሕሊፉ ኣሎ ዋውው እንተ እዛ ኣቅሪብካያ ዝልካ ግን ኣነ ውን ኣይጽላእኩዋን
@user-qo7ek4jo1n
@user-qo7ek4jo1n 4 жыл бұрын
ane wn asmirela aleku
@natnamedia4661
@natnamedia4661 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/eKqZl66pqtrTo40.html
@zeritsilu6244
@zeritsilu6244 4 жыл бұрын
ዳኒ ኮርዒዳ ንፉዕ ኢኻ ንዓይ ብቑዕ ፡ኣምላኽ ጥዕና ይሃብካ ፍልጠትካ ክሰፍሕ
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 3 жыл бұрын
ኣነ ብጣዓሚ ኣድኒቀካ ምክንያቱ ኣብ ህየሳ እትገብሮ ነቀፌታ ደስ ይብለካ ቀጽሎ ኣጆካ
@shishaitesfay7317
@shishaitesfay7317 4 жыл бұрын
ዳን በጣዕሚ ኢኻ ትገርም ብጣዕሚ ያ ደስ ትብል በፍላይ ግጥማ ገራሚ ሓሳብ ሞ (ግን ብፉሉይ ስራሕካ እንታይ ካብዚ ወፃኢ ማተየ Facebook Account ኣለካ ዶ) Thanks 4All
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 4 жыл бұрын
Wedi memhir elka search gibero b tigrina alphabet
@marrylee6746
@marrylee6746 3 жыл бұрын
I am so proud of you. You should write book. You can teach so many people. ♥️♥️♥️. Keep up the good work 💪👌
@robitete3838
@robitete3838 4 жыл бұрын
*ኣድነቕቲ ዳኒ ጥራይ👍👍😉ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ይመነየልኩም❤🙏*
@hzbiykber8263
@hzbiykber8263 4 жыл бұрын
ካሎት ከ
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 жыл бұрын
tewali subscribe abza bro niska ka
@hamdanali2927
@hamdanali2927 4 жыл бұрын
ነቐፌታ ንዳኒ፡ ኣጆኻ ቡዙሕ ኣይኮንኩን ክበጅለካ ክክክክ ኩላ ታ ደርፊ መልእክታን ዛንታኣን ብቕዕቲ እያ ኢለ የ ዝግምግም፡ ግን ነቲ ደራፋይ መታን ጽቡቕ ጌሩ ክምዕብል ሓደ ሓደ ናይ vidio clip ጌጋታት ኣሎ ኢለ ተዓዚበ ብናተይ ኣራኣእያ፡ እዚ ውን ናዓኻ ኣይሕባኣካን ዩ፡ ጌጋታት vidio ኣሰራርሓ ተትነሮ ብጣዕሚ ምስተሓጎንሳ ዋላ ንሱ ውን ንመጻኢ ማዕቢሉ ምመጸ፡ ብዝተረፈ ግን ማራ ኣድኒቐካ፡ thanks well my herro
@showtv3365
@showtv3365 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጅግና ኢካ ወዲ መምህር ጽቡቅ ሃየሳ
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 4 жыл бұрын
ትኽክል ጹቡቅ ኣለኻ እዚ ናይ ሎሚ ወለዶ ማለት ካብ ነብሰይ ኣትሒዝካ ብትኽክል ተረዲእና ርኢቶና ከነቀምጥ ዘይምኽኣል"ዩ ደርፍታትና እንዳሓደረ ዝባላሾ ዘሎ።
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 жыл бұрын
መጸ ውዱእ ሃያሲ ወዲ መምህር ኣድነቅቱ ኢስኪ ላይክ
@figoasli4574
@figoasli4574 4 жыл бұрын
ዳኒ ሃወይ ብጣእሚ ኢካ smart ንስካ ህየሳ ምስ ጀመርካ እየ ሙዚቃ ከስተማቅር ጀሚረ ሰለዚ ቀጽሎ ኣካ ❤️❤️❤️💪🏻
@user-su2mq1nl9j
@user-su2mq1nl9j 4 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ መግለጺ ዝኣርከይ፡ ብዛእባ ክሊብ ከኣ እባ መልእክቲ ኣቅርብ ምክንያቱ ክሊብ ሕማቅ ኣሎ ንኣሽቱ ወለዶ ዘባላሹ ዘሎ ክሊብ ዩ።
@BAHGNATV
@BAHGNATV 4 жыл бұрын
GOOD JOB BROTHER!!!
@volapmedia
@volapmedia 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ህየሳ ዳኒ ወዲ ዝድነቕ ኣገላልጻ:: ግን ባዓልቲ ቃል ኪዳኑ ሙዃና እንዳነገረ: ንምንታይ ድኣ ተመሊሱ ከምስለኪ'የ ዝብላ ዘሎ? "ምምሳል" ማለት ምምርዓው ወይ ቃል ኪዳን ምእሳር ማለት'ዶ ኣይኮነን? .. ነዚኣ ከብራህለይ ዝኽእል እንተልዩ ይጽሓፈለይ please.
@furtunadesta7794
@furtunadesta7794 4 жыл бұрын
እዪ ኪዳን ዝብሎ ዘሎ ንናይ ፍቕሪ ኪዳን እዩ እምበር ንናይ ሓዳር ማለቱ ኣይመስለንን።
@binijohn9217
@binijohn9217 4 жыл бұрын
@@furtunadesta7794 wala neay kemea eiya terediatni nay fkri kidan u mesleni
@majorluwam1513
@majorluwam1513 4 жыл бұрын
kindi abebaki kindi gamaki u ko eliwa ab thitiu kea axniki haziyo "kidan fkrina" eliwa
@simontekali2738
@simontekali2738 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው: ጽቡቅ ትዕዝብቲ እዩ:: እቲ ዘልዓልካዮ ነጥቢ ውንተምሳሳልንተወራራስንእዩ:: እንተኮነ በዓልቲ ቃል ኪዳኑ ምኳና ዘአንፍት እምበር ብርግጽ ምኳና ዝሕብር ሓረግ የልቦን:: ኣብ እምነትዝተሰረተ ፍቅሪ ከምዝነበሮም ዝሕብ ኣገላልጻ እዩ ዘሎ:: ከምኡ ክንድ ዝኮነት እዩ ከኣ ነዛ ኣፍቃሪት "ሃልውለይ" ማለት ከይተመርዓውት ተክሊ ፍቅራ ክትከናከን እዪ ዝምሕጸና ዘሎ:: በዓልቲ ኪዳኑ እንተ ትከው እሞ እዚ ዝበሃል ዘሎ ግጥሚ (Irrelevant or Paradox) ምኮነ ነይሩ:: ምክንያቱ ዝተወድእ ሕክያ ወይ ውን ውራይ ( ቋሬጣ) ምጽዋዕ ምኮነ ነገሩ::
@shaligualmassawa6449
@shaligualmassawa6449 4 жыл бұрын
No bro naye fikir kidan eyu ello
@michaelkidanemichaelkidane4957
@michaelkidanemichaelkidane4957 4 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ህየሳ ቀጽሎ ሃሉዉለይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ግጥሚ ዜማ ግን ኣይግድን !!!
@user-yr6ed9es5t
@user-yr6ed9es5t 4 жыл бұрын
Dani ናይ ብሓቂ ሓያሳይ ኣብ መጻኣይ ናይ ወዲ ትኮቦ እባ ኣቅርበልና
@user-vg3gb6fm9z
@user-vg3gb6fm9z 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ከማኻ ይብዝሑ, ገጣማይን ደራፋይን ነብሶም ሓኺኾም ክገጥሙን ከም ዝደርፉን ገይርካዮም ኣለኻ እሞ ቀጽሎ ኢኻ, ከምዚ ሱዚኒኖ ዝበሎ, ገንዘብ ከፊልካ እዩ ዝህየስ ነይሩ እሞ እዞም ብናጻ ዝህየሰሎም ዘለዉ ዕድለኛታት ኢዮም,
@eritreaforever6580
@eritreaforever6580 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ኢዮብ ኣዛን ኣለኩም ዶ Like እስከ ርገጹኒ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ኣዛን💯👍❤️👈
@user-qo7ek4jo1n
@user-qo7ek4jo1n 4 жыл бұрын
alena
@johnmikl1369
@johnmikl1369 4 жыл бұрын
Kkkk kenetababaka (moral) malet dyu, Bzaeba ezi endyu zzareb zelo. Xbuk rieto hab emo like knhbeka ena eza tbla zelokas aygdn
@Samuel-oc3jx
@Samuel-oc3jx 4 жыл бұрын
John Mikl ygermeka eyu: kemzi ms kone eyom eko abotat: adgs entehaxebkaya temelisa nab hameda zbeluwo
@eritreaforever6580
@eritreaforever6580 4 жыл бұрын
@@Samuel-oc3jx ክክክክክክ ኣነካ ጎዶሎ ስለ ዘይረከብኩላ ኢየ ኣድኒቀያ ሓሊፈ
@simonbeyene8170
@simonbeyene8170 4 жыл бұрын
ዳኒ ጹቡቅ ስራሕ ኢካ ተቅርብ ኣድናቂካ ኢየ ቀጽሎ ዛሃወይ👍👍👍
@yafeteyob574
@yafeteyob574 3 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ጹቡቅ ስራሕ ዝያዳ ሎሚ ንጽባሕ ቀጽሎ።
@haben7616
@haben7616 4 жыл бұрын
ይገርመካ ዩ እዛ ነተባብዓዮም ማራ እያ ትገርመኒ እዚ ነሽነሽ ዝብልዎ ዩ ዘዋዓዋዓሎም ስነ ጥበባውያን ሃገርና ነተባብዓዮም ክብል ብሓይሊ ጌይርዎ ፡ጡዑይ ስራሕ ጥራይ ሒዞም ይምጽኡ ከምኡ ምባል ኣየድልን ዩ እቲ ስርሖም ባዕሉ ይዛረብ ስለዝኮነ
@herattv8465
@herattv8465 4 жыл бұрын
ከነተባብዕ እኮ ከም ማሕረሻ ተቢዕና።
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 3 жыл бұрын
Neshnesh meklebun 🤣🤣🤣🤣
@abeldrardrar8735
@abeldrardrar8735 4 жыл бұрын
ዳኒ ነዚ ትግርኛ ናብ ጎጉል ካኣቱ እልካ ከኣ ተገደሰሉ
@misgnatsegai6090
@misgnatsegai6090 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ እሞ ቐጽሎ ዳኒ YOUR ARE THE FUTURE
@samio8797
@samio8797 4 жыл бұрын
ዳኒ ናይ ብሓቂ ጹቡቕ ኣገላልጻ ገልጽካያ ንቐፈታ ዝቕበል ሰብ ምዕባለ እዩ ዝፈጥር ዳኒ ሓዎይ ግን ኣብዚ ዘበና ነቐፈትኡ ዝቕበል ዉሕድ እዩ
@selinatekle1668
@selinatekle1668 4 жыл бұрын
ኣገላልጻኻ ማራ ዩ ዝምስተኒ ብዙሓት ኢና ካባካ ንመሃር ናይ ወዲ ትካቦ ካ ኣብ ቀጻሊ ግበረልና pls GBU
@loveyourself3858
@loveyourself3858 4 жыл бұрын
Wellcome dani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@natnamedia4661
@natnamedia4661 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/eKqZl66pqtrTo40.html
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 4 жыл бұрын
Welcome dani bro Bruk senbet kea ygberelna deki erey mukurat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎈🎈👍✋🤙✌
@knowlife5349
@knowlife5349 4 жыл бұрын
Greet massage , Thank you
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 жыл бұрын
እቶም ሕማቅ እንበር ጽቡቅ ኣይወጾን ትብሉ ዝነበርኩም ሕጂ እንታይ ክትብሉ ኢኩም ዳኒ ካኣ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣይትትፍኣና ኢካ ሎሚ ቀዳማይ ኢለ ክምካሕ ጸኒሐስ 313 በጺሕኩም በሉ እቶም ብድሕሪት ዘለኩም ኣይትረስዑና
@tekle9401
@tekle9401 4 жыл бұрын
Ghost bags 🎒 🎒 💯 👌 💀 🤧 😴 🎒 💯 are 👌 👌 of a new ♥ 🎶 👌 😀 ✨ 🙌 🙌 ♥ 🎶 🔥 👌 👌 👌 a few times times it 😋 😀 😀 👌 😄 😉 😜 😜 😋 😋 😋 has the the of of in 3rd 3rd ♥ ♥ 😀 👌 😀 😄 😄 👌 👌 👍 🙌 😉 😉 😀 😄 😄 👌 👍 🙌 😉 😀 😄 👌 👍 🙌 😉 😀 😄 👌 👍 🙌 h
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ኮኾብ መንእሰይ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ትግርኛ ቦታ ንምንእሰይ ንተስእ ብሓባር መናእሰይ ግዜና እዩ።
@yarsema1305
@yarsema1305 3 жыл бұрын
Nice bro bteami tebae menesey adnikeka........so nice bro continues
@angeleyes6395
@angeleyes6395 4 жыл бұрын
*MAHDER PRODUCTION* It's awesome. Keep it up :p
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 4 жыл бұрын
*eske **5:20** bzaeba beal Thomas ab qexali ketebrhalna kxbeka eye*
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 4 жыл бұрын
Me too Efitey
@tedrosmesfun8480
@tedrosmesfun8480 4 жыл бұрын
let me tell u one thing dani at the end of this video u seem like u want to talk more about the clip but u didn't coz u seem like u r scared!! Bro u dont hv to be scared it ur idealizm keep it up for more we will wait u bro thank u
@bitowabr8496
@bitowabr8496 4 жыл бұрын
Kkkkk bro balu natukum araya wn agedasi slezkone sterefe baelkum astemakrwo eko elu, I don’t know how your brain works but I can see clearly that his not scared to talk about anything.
@geweldigdaag8797
@geweldigdaag8797 4 жыл бұрын
እዚኣ ደርፊ ቡዙሕ ኣየስተማቀርኩዋን ጸኒሐ መክንያቱ እታ ዘማ ጂምር ምስ ኣበርክዋ ቡዙሕ ደስ ኣይ በለትንን ድሕሪ ህየሳ ግና ኣስተማቂረያ እሞ ዳኒ ቀጽሎ እንተ ተካኢሉ ድማ ሓንቲ ካብ ናይ ወዲ ትካቦ ሃይሰልና ኣብ ቀጻሊ የራክበና
@theownerofsweetpain9633
@theownerofsweetpain9633 4 жыл бұрын
ትመርጾም ኩርኑዓት ትመርጾም ቃላት ኩሉ ደስ በሃልቲ እዮም ሓደ ስጉምቲ ንንቕሓት ኢኻ እሞ ቀጽል ዳኒ ሓወይ!
@tigezana3605
@tigezana3605 4 жыл бұрын
ሰላም ዳኒ፣ እቲ 'ኣብ ቪድዮ ክሊፕ ብዙሕ ዘየዕገበኒ ነገር ኣሎ' ዝበልካዮ ግን ዘርዚርካ ዘይነገርካና፣ እቲ ስነጥበባዊ ኣብ ዝመጽእ ንከማሓይሾ፣ እንተወሓደ ክትነግሮ እንተኪኢልካ ጽቡቕ ነይሩ።
@user-rh9so1cv6b
@user-rh9so1cv6b 4 жыл бұрын
ዳኒ እታ MAHDER ብዓቢ ዘላ ብንእሽተይ mahder ግበራ ሰባት search ጌሮም ብቀሊሉ ንኽረኽብዋ ነዛ channel መታን ኣባትኒ ሰለ ዝጸንሐት እየ ካልእ ካብዚ ንላዕሊ ዓቢኻ ንኽሪኤካ ናይ ወትሩ ትምኒተይ እዩ keep it up ኣዛን ኸኣ (እዮብ) ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካልና ክትመጽእ ንጽበ
@fanitesfay5692
@fanitesfay5692 4 жыл бұрын
Subcribe ምግባር ያ ፡ናይ ዳኒ ከይሓልፈካ ተደሊካ ክክክክ
@yenastesfi9175
@yenastesfi9175 4 жыл бұрын
ትገብሮ ረለካ ስራሕ ዝነኣድ ምካኑ በዚ ትረክቦ ዝርለካ ግብረ መልሲ ክትፈልጥ ዘጸግም ኣይኮነን። ኣተናትና 100% ምስ ጽቡቅ ኣብነታት ኣብ ቀጻሊ የራክበና ዳኒ ሓወይ
@selihomproduction
@selihomproduction 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ እዩ።መኽንያቱ ኣብ ዕብየትን ዳግማይ ትንስአን ስነጥበብ ዝህልወካ ግደ ቀሊል ከም ዘይኮነ ከተንብሃልካ ይፈቱ። ገጠምቲ ፡ዘየምቲ ከምኡ ውን ድምጻውያን ንድሕሪት ጠሚቶም ስራሓቶም ክፍትሹ ምግባር ከኣ ብልሒ እዩ። U R SLIM!!!!!!
@issackteweldebrhan7544
@issackteweldebrhan7544 4 жыл бұрын
ዳኒ ኮኾብ ጽባሕ!ብተፎጥረይ ምድናቕ ኣይፈቱን'የ ተውህቦኻ ፍሉይ ስለኾነ ግን፡ኣዝየ የድንቐካ
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 4 жыл бұрын
እንግልሽ ተብዝሕ ኣሎኻ ዳኒ። ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ።
@hhhhhh8095
@hhhhhh8095 4 жыл бұрын
ዳኒ ተባዕን በሊሕን ብሉጽ መንእሰይ ናይዚ ወለዶ ኣጆኻ በርትዕ
@esiabu8665
@esiabu8665 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህረ ጅግና ከማካ ዊሂዶም አንዶሞ ሰቡክ ስራህ ሳላካ መችም ኩላ ከስ ብ ከስ ኣብ መስመራ ኪታቱ አያ፡thanks
@cinahadanay1488
@cinahadanay1488 4 жыл бұрын
Dዳ and Azan ናይ በዲር ጀምዓይ ካብ ፌስቡክ ናብ ዩቱብ ሓሊፍኩም ጸኒሕኩምኒ መቸም ናይ f.B ዋዛን ቁም-ነገርኩምን ሓሊፉ ግን ፍጹም ኣይርሳዕን። ኣዛን ያዓኺ ሰኒ ሰኒ ወድነይ! Dዳ ዓርከይ ካሊእ ቅዲ ስራሕ ሒዝካ ናብ ytb ምቅራብካ ዝያዳ ብልሕኻ ዩ እሞ ንኺድ ጥራይ።
@debesayelias1322
@debesayelias1322 4 жыл бұрын
እንቋዕ ደሓን መጻእካ ምቲ ደራፋይ ዝበሎ ንስኻውን ሃልወለይ
@user-qy7dg8sb5z
@user-qy7dg8sb5z 4 жыл бұрын
ጎቦዝ አራሚ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ኢልና አለና 💗😀
@ermiasmedhanie7345
@ermiasmedhanie7345 4 жыл бұрын
dani great good job as always wegeney ayttfana eske 🙏🙏🙏
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 4 жыл бұрын
ውውውው ናይ ብሓቂ እዛ ደርፊ ኣነ ከማን ዉሩድ ምስ በለት ፈትየታ 100% ድምጹ 73% ኒ ቖርጫጭ ኮይኑ ይስማዓካ ኣዝማድ ክኸኑ ኣለዎም ።
@meserethadgu902
@meserethadgu902 4 жыл бұрын
Men yebhl eti derafi bro
@teamo8913
@teamo8913 4 жыл бұрын
Eyob resom
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 жыл бұрын
ኣነ ጠቅሊሉ ናይ ቆርጫጭ ስትይለ ምጥቃሙ ናቱ ፍልይ ዝበለ ክእለት ናይ ቅኒትን ላዛን ድምጺ ስለ ዘየርኣየና ቂር ኢልኒ ፡ ኣብ ሓንቲ ማይ ቤት ከኣ ሰቶ ቦቸ ጌርዋ ። ግጥሚ ግን ተባዕታይ እንታይ ሞ ክምልኣሉ ካብዚ ናይ ወዲ መ/ም ንላዕሊ ! ዜማ ግን ኣይፈተኽዋ ሓደ ዓይነት ኣካይዳ ፡፡
@ጽናዕ
@ጽናዕ 4 жыл бұрын
Ms nay qorchach ymesasel dea ktbl tkiel ember style nay qorchach tetekimu ktbl ykebd eyu mknyatu natu dmxi kemu kikewn sle zkiel bflay kdmi hji derftat kdegagm ysemeo sle zneberku i think ab youtube wn aytsienon eka .
@user-py8op7pz4f
@user-py8op7pz4f 4 жыл бұрын
Yeah Eta ዜማ ቁሩብ ናይ ቆርጫጭ "ኣንስ እንታይ 'የ "ትብል ደርፊ መሲላ! ካልእ ግን ጽቡቅ ስራሕ።
@robeltesfazghirobelmongud1066
@robeltesfazghirobelmongud1066 4 жыл бұрын
ምዕራፍ ትቢል ናይ ወዲ ትካቦ ደርፊ ተትህይሰልና ደስ ምበለኒ ነሩ ብዝተረፈ ኣዝዩ ጽቡቅ ስራሕ
@habenhaben3914
@habenhaben3914 4 жыл бұрын
Thanks bro good job gn mas mas testemakro ezi derfi btami eka nufua
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
ዳኒ ዳኒ ዳኒ ሃሲኻና ብጣዕሚ ዲጊኺ ብፍላይ ንዓይ ክድውለልካ ኣይጸላኹን ቴለ ናትካ ደይ ብለይ ኮይኑ እንበር በጃኻ ኣይትደንጉየና ክንደይ ኣለናኣ ከም ማይ ንጸምእካ ።
@natnaelyemane7141
@natnaelyemane7141 4 жыл бұрын
Dani arkey 😍✌ Like n Dani bro
@natnamedia4661
@natnamedia4661 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/eKqZl66pqtrTo40.html
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 жыл бұрын
gerlka abza subscribe
@natnaelyemane7141
@natnaelyemane7141 4 жыл бұрын
@@eriwalltashow5260 Nein
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 жыл бұрын
@@natnaelyemane7141 gedfoo
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 4 жыл бұрын
show kkkk
@obiedsemere5202
@obiedsemere5202 4 жыл бұрын
ዝከበርካ ሓውድ ዳኒ ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ኣብ መግለጺታትካ ብዙሕ ትምህርቲ ኣሎ ናይ ኩሉ ግዜ ተካታታላይካ'የ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! ተወሳኺ ከም ሕቶ ኣብ ስነጥበብ ትህቦ ህየሳን ርእይቶን ጽቡቕ ገምጋም'ዩ ። ኣብ ክንዲ ገይጋታት መምስ ተፈጸሙ ክሲ ስኽፍታን ራዕድን ውን ከሕድር ተኽእሎ ስለ ዘሎ ቅድሚ ኩነት ንስነ ጥበበኛታትና ሓገዝን ስልጠናን ክዋሃቦም ከም ዓይነት ምእረምታ ንዕብየት ስራሓት ተሰሪሖም ምስተወድኡ (ሳንሱር) ክግበረሎም ኣብዚ ኣቶኩርካ ገለ ክትብለኒ ? ሓሳበይ ክትርደኦ ተስፋ ይገብር ? የቀንየለይ !
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 жыл бұрын
ክትተባባዕ ዝግባኣካ መንእሰይ ኢኻ ክክክክክክክ ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቕ ህየሳ ቀጺሎ
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 4 жыл бұрын
ዘየለዉ ሃልውለይ ክብሉ እንከለዉ ዩ ኮ ሽግር ዝኾነና ዘሎ። ኣነ እዛ ምትብባዕ ናባና ግደፍዎ ትብል ኮ ጋን ያ ትኾነኒ ፡"ምንባዕ" ናባና ግደፍዎ ዩ ዝብሃል በዚ ዘሎ ናይ ግዜና ስነ ጥበብ። ምኽንያቱ ብባርያን ኣብርሃምን ዝሃብተመት ስነ ጥበብ ብበዓል ናሆም መስተ ብልዒ ጠፊኣ።
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 4 жыл бұрын
frey elom yigmru fre zeybla nahom meste nikfeta mikbal fito 😂😜
@yonie7350
@yonie7350 4 жыл бұрын
ምንባዕ ናባና ግደፍዎ ክክክክክክክ
@natnamedia4661
@natnamedia4661 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/eKqZl66pqtrTo40.html
@assebchannel6735
@assebchannel6735 4 жыл бұрын
ዳኒ ናይ ዕርክነት ጌርኻያ፡ ክክክክክክ
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 4 жыл бұрын
ይዕሩኽ ድዮም?
@assebchannel6735
@assebchannel6735 4 жыл бұрын
@@user-rz5zq4cj5b ፍሉይ ዕርኽነት ካኣ እምበር ክክክክክ
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 4 жыл бұрын
@@assebchannel6735 እሞ ኩላ ቕጫኣ እያ ተብስል ዘላ በለኒ ክክክክ
@abrahamteklebrhan6708
@abrahamteklebrhan6708 4 жыл бұрын
ቀጽሎ ዳኒ ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ።
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 4 жыл бұрын
Great job as usual Dani wedi memhr
@Zeben-fp7uq9gp5j
@Zeben-fp7uq9gp5j 4 жыл бұрын
እዚ ደራፋይ ተስፋለም ቆርጫጭ ይጥዕም ሓቀይ ዶ። ከሐክየኩ ስምዑን ሓደ መንፍቃን ንኢሰያስ ኣፍወርቂ ታይ እልዎ እስከ ኢሰይስ ኢዮሱስ ይጽወዐካ ኣሎ እልዎስ ክድ ባዕልካ ምጻኢ እልዎ ንብለኩም፡ ዳኒ ከ ከመይ ረክብኩሞ ጽቡቅ ዶ ኣሎ።
@gzie9273
@gzie9273 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ ሓማሴን ኣጆኻ እስከ ጽቡቕ መደብ ኢኻ ተምጽእ ዘለኻ ሶ በርትዕ
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 4 жыл бұрын
tfelto dika ke sebey hamasien b'akolegzay arma nsle ti haqi ye enber Eritreawi mkan Ekul u kab giega kermeka ele ye sorry
@Nightmare-gh6jb
@Nightmare-gh6jb 4 жыл бұрын
ወዲ ሰንዓፈ እዩክክክክ
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 жыл бұрын
ሃልውለው ገርካያ ብሮ ። ዕባይ ሰርሓ ስንዓፈ ኣከለጉዛ እዩ መማህርተይ እዩ እውን ኔሩ ።።
@amlaktume6417
@amlaktume6417 4 жыл бұрын
Thank you bro.keep going
@robelangesom1645
@robelangesom1645 3 жыл бұрын
Dani hawey grateful job so less continue and god bless you bro.
@user-sn7tu5rd6g
@user-sn7tu5rd6g 4 жыл бұрын
Natey aneka bedahan mexeka love you so much ❤❤❤🇪🇷🙏
@awet2111
@awet2111 4 жыл бұрын
My story line was like that.. But...ሰላሚን ገዛምን ስዒሮም.. Rekibkani 🙄 .. Songs like that are the most relevant to our current relationship issues... Very true ..
@Martin-ev3oc
@Martin-ev3oc 4 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዓሚ ኢየ ዘድንቀካ ንጹርን ርዱእን ኣቀራርባ ኣለካ ስለዚ ቀጽሎ።
@24Reem
@24Reem 4 жыл бұрын
ቀጽሎ ዝሐወይ ኑፉዕ ናይ ሎሚ ደረፍቲ እኮ አእዛና መጻወቲ ጌረሞ አለው
@nisbahnisbah2798
@nisbahnisbah2798 4 жыл бұрын
Very good analyses !!
@merasolo3598
@merasolo3598 4 жыл бұрын
U smart u samrt dani nebsi kexilo. Ayblekan eye miknaytu balika kemtikixilo felite Aloku GBU
@Elias-vr9vz
@Elias-vr9vz 4 жыл бұрын
Good Observation. After I heard your opinion on this Song, is the first time, that I heard it, and I love it. I listen to it again and again. I am glad you give opinion on this song, It is a good thing for the singer as well if you wouldn't give your opinion about this song a lot of people may not give attention to it.
@atakltielias
@atakltielias 4 жыл бұрын
Link dea zeygedefkalna ember xbuq srah keep it up tekeyfa wedi kinditi natka zreanayo bzhi view teqatiba zawedi😉
@zemzem9140
@zemzem9140 4 жыл бұрын
Dani eti xbuk kem zelewo koynu tnkfwun abilkaya nerka Video ayagebkun elka nerka ane wun abti telahayti teteqemlu albasat ayagebkun ayagebkun tray zeykonki nmtay lebisemo wun ayfeltun eyom ::
@halefomzemariam6915
@halefomzemariam6915 4 жыл бұрын
ናይ ቢሓቂ ወዲ መምህር ሺኮር
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ጽቡቅ እዞም ድምጻውያን ልጋም የድልዮም ኢዩ ጥበብ ኣንፈታ የስሕትዎ ስለ ዘለው። 👏🖒
@loveyoumom81
@loveyoumom81 4 жыл бұрын
እኳእ ብሰላም መጻካ ዳኒ ሓውና
ናይ ምሕሳብ ናጽነት!
15:05
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 85 М.
ህየሳ ደርፊ ‘ሮራ‘ / ‘Rora’ song review
18:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 198 М.
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 166 МЛН
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 57 МЛН
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 59 МЛН
hot tigrina gayla by dawit Zerazghi.
8:34
Dawit Zerazghi Official
Рет қаралды 10 М.
Josiass Denden | ትርጉም ቁጽሪ ታሴራና
12:07
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 61 М.
ህየሳ ደርፊ 'ነዓ ተመለስ'/ 'Nea temeles' song review
22:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 141 М.
ብዛዕባ ምዕናውን ምዕራይን!
32:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 127 М.
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 166 МЛН