No video

ህየሳ ደርፊ 'ነዓ ተመለስ'/ 'Nea temeles' song review

  Рет қаралды 141,749

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
ህየሳ ደርፊ 'ለሚዳ' / 'Lemida' Song review...
• ህየሳ ደርፊ ለሚዳ / Lemida M...
Florida Weldu - Nea Temeles | ንዓ ተመለስ - Eritrean Music 2021
• Florida Weldu - Nea Te...
Faytinga - Tsela'ika (Official Video, new Eritrean music 2021)
• Faytinga - Tsela'ika (...
Kiros Asfaha - Amche (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music
• Kiros Asfaha - Amche ...
Coward Of The County
• Coward Of The County
Mahder-Production social media links.
/ mahderproduction
/ mahderproduction
/ mahder_production
www.tiktok.com...
@ዳኒ ወዲ-መምህር
www.facebook.c...
#ህየሳ #ነዓተመለስ #Mahderproduction #review

Пікірлер: 1 100
@samigosb8538
@samigosb8538 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር። ጅግና ናይ ኪሮስ ሓንቲ ኣምጽኣልና ምሳይ ትሳማምዑ
@pawelosripkefalie4397
@pawelosripkefalie4397 3 жыл бұрын
Amse tbel derfi
@meleymeley8215
@meleymeley8215 3 жыл бұрын
Ya bflay hmam aleni hmam hager tbl 👍
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 3 жыл бұрын
Nay kiros abo Meniseyat dea geden kea ember
@taysenwedi5513
@taysenwedi5513 3 жыл бұрын
Msaka aleku 🤙
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d 3 жыл бұрын
ህግደፍ እዩ መቃብር ሓርቤኛታት ኩዕትዎ ዝብል ድዩ ክህይሰልካ እዋይ መሕፈር።
@ybeltsommulue73
@ybeltsommulue73 3 жыл бұрын
ወዲመምህር ጎብለል። ናይ ኪሮስ ካኣ ካብ ደርፍታቱ ገለ በለና
@filimonhago2020
@filimonhago2020 3 жыл бұрын
ضض
@filimonhago2020
@filimonhago2020 3 жыл бұрын
ض٣
@filimonhago2020
@filimonhago2020 3 жыл бұрын
ص٣٣ ص٣٣ و ض٣
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d 3 жыл бұрын
ኪሮስ ሰበይታይ መእወዪ ሓንቲ ምሓዛይ ነበር ናይ ኪሮስ ደርፊ ይሰምዕ ኔረስ እዚ ትሰምዖ ድኻ? እላትኒ እወ ተበልክዋስ ሰበይታይ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ቁዘማ እምበር ደርፊ ኮይኑ ኣይስምዓንን እዩ እላትኒ። እንታይ እዩ ኣዛርብዋ ትኣምራት እዩ። ናይ መርሃዊ ወዲ ሃለቃ "ዓርኪ ኣለኪ ዶ" ትብል ኣጋብዛትኒ ንብለኩም!
@user-xr2gb4lw4o
@user-xr2gb4lw4o 3 жыл бұрын
@@user-ez9lp3yv1d ክክክ ክትሃርሞ ዲኻ ደሊኻ ዘቅባብ ነብሰጾር ሃመማ ካኣ ኢለካ ኣለኹ፡
@eriereey7977
@eriereey7977 3 жыл бұрын
ዳኒ ብ 4 ዓይነት ክገልጸካ ክፍትን,የ ኣተስተዋሕደን 1፥ ናይ ገዛእ ርእሰ ናጻነት ዘለካ ሓሳብካን ሪኢቶኻን ክተካፍል ዘይ ጽግመካ ሰብ ኢኻ። 2፥ኣረዲእካ ትኽሎ። 3፥ኣብነታዊ ኤርትራዊ መንእሰይ ። 4፥መስቲያት ባህሉን ሃገሩን ውን ኢኻ። ወዘተ.........ጽቡቕ ኣጆኻ ቀጽሎ ሞኽሲ Bravo ቪስ✅🥇
@temesgendesbele3802
@temesgendesbele3802 3 жыл бұрын
*ወዲ መምህር ነዞም ን ስነ ጥበብ (ማዕጾ ሰቢሮም) ዘኣትውዎ ዘለዉ ሕማም ርእሲ ኢካ ኮንካዮም ዘለካ! ጽቡቅ ኢዩ*
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 3 жыл бұрын
"Nbur keyfetenkus, keytsiwae weyzero" tibl gin ane kem ridietey keytemeraawet keytiwelid koinu yisimiani niay. Anyways btaemi tsibuk sirah wedi- Memhir, kemu wun kulom abta sirah zitewaferu. Women artists, we need to show our pain, heart and love not our body.
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 3 жыл бұрын
ናይ ወዲ መምህር ደገፍቲ 👉👍 ብጽላይክ ኣሸይፉኒ
@habtommelake607
@habtommelake607 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ነቶም ግጥሚ ዘይንፈልጥ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ሞ ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@er-uq6we
@er-uq6we 3 жыл бұрын
ችላእ'ዋእ ድሕሪ ደጊም ዘረባ ክንገድፎ ላይክ ሂብና ጥራሕ ክንምለስ ንበረልና እስከ ዳኒ ኑኡስ ዓቢ ሓው
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 3 жыл бұрын
ናይ ኪሮስ ሓንቲ please🙏😍
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 жыл бұрын
ከላ፡ንኪሮስ ኣይፈትዋንን እዩ ይትረፍክክ ,ክዝልፎኦኦ እዩ
@samisebey6738
@samisebey6738 3 жыл бұрын
@@bogeabilekijermen4129 እሂ ደጋፊ ኪሮስ ድካ ከይጽረፍ ኣብ ክንድኡ ዝፈራሕካ ትመስል ሽግር እኮ ኮይኑ ሰብ ሎሚ ወደሳ ጥራይ ይደሊ ርትዓዊን ብሞያዊ መምዘኒ ዝምዘን ነቄፌታ ኣይትጽላእ ኣድማዒ ንክትከውን ዝያዳ ኢዩ ዝስሕለካ።
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 жыл бұрын
@@samisebey6738 ኣይተሰክፍፍ ኣነ ሪኢቶ,ናይስብብ / ክመጻ፡ ማራ እየ ዝፈቱ,,,ናይ ኪሮስ ደጋፊ,/ ወዲ ትካቦ ኣይኮንኩ,፡ግን፡ብስርሖምም፡ይኽብሮኦምም፡ እየ
@samisebey6738
@samisebey6738 3 жыл бұрын
@@bogeabilekijermen4129 ዋላ ኣነ ውን ደርፍታቶም ብጠዓሚ ኢየ ዝፈትዎ። ከዋርዶ ኢዩ ይትረፍካ ስለዝበልካ ኢየ ጺሒፈልካ። ብዝኮነ ሰናይ ወሰላም ሰበይ።
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 3 жыл бұрын
@@bogeabilekijermen4129 ኣብ ጥበብ መጺካ ከዋርዶ ኣይክእልን ዩ, ክሮስ ንፉዕ ስነ ጥበበኛ እዩ.
@amanbeyney8602
@amanbeyney8602 3 жыл бұрын
ኣንታ ንስኻስ ፍሉይ ኢኻ እንቇዕ ናትና ኮንካ ኣጆኻ ንዞም ውደሳ እንበር ነቀፌታ ዘይፈልጡ ከዳኽሙኻ ሒኽ ዝብሉ ዘለዉ ኣይትገደሰሎም🙏🏼❤❤❤❤
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 3 жыл бұрын
እንዳ ሓደረ ዝምቅር ከም ወዲ መምህር ጅግና ኣይረኣኹን! ምሽ ኣለኩም ከምዚ ናይ ቀደም ደርፊ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ በቃ ከምኡ ጌርኩም ረኣይዎ respect 🙏 to him everyone please.
@saymonsase862
@saymonsase862 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ድፈቱ like ናይ ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ
@merhawichayna4305
@merhawichayna4305 3 жыл бұрын
ይበል ህየሳ ወዲ መምህር ኣነስ ከምዚ ናትካ ኣይተምሃርኩን ህግደፍ ዓወት ንሓፋሽን ጥራይ ኢዩ ኣምሂርና
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 3 жыл бұрын
ጎርዞ ጋል ኣኪለ መጻምዲ ደልየ ፡ ቅርዓት ዓዲ ከይደ ጋመይ ተቆኒነ ኩሕለይ ተኻሒለ፡ የማን ጸጋም እንተ በልኩ ሓደ እዃ ዘየለ፡ (እንትርፎ ሙርኩስ ሒዙ ገዛኡ ዝሳለ ገለ ጻሓይ ዝጽለ(2) ጽም ጽም ኢሉ ግዲ፡ዩ ግዲ ፋሕ ኢሎም( ደቂ ዓዲ ፋሕ ኢሎም ደቂ ዓዲ(2) በጽሒ ዘይብሉ ቅርዓት ዋና ዘይብላ መርዓት ከምኡ የ ኮይነ ግዲይ፡ ወዲ ዓደይ ንዓ እባ ሕጊ እንዳባ ጥሒሰ ዘረይ ከይሓዋውስ፡ የ ባዓል ቁምጣ ስረ ጎተናምስ ሜዶ። ካብቲ ዝከድካዮስ (ኣይትምለስን ዶ፡)2 ሸልብ ክለብ ከይብል (ዕድመ ጋል ከይከስሮ)2 ንቡር ከይፈተንኹ ከይ ጽዋዕ ወይዜሮ (ከይከውን በሰሮ)2 ሑጋ ከፍተ ከማዕዱ ጻሓይ ወጊሓ ትዓርብ እታ እዚስ ምንባር ድየ ክብሎ፡ ካብ ንምንባር ንሞት ይቀርብ። መልክዕ ጽባቀይ ሃሪፎም ካልኦት ከይዘረፉኒ ውሽጠይ ይፈርሕ ሱቅ ኢሉ ስክፍክፍ ካኣ ይብለኒ። ንዓ ተመልስ ጎብዝየ ይነውሕ ኣሎ እዚ ግዜ ከብደይ ናይ ካሊእ ከይሓዘ። ዑና እንዳ ኣቦካ ወርሱ ደረት ግራትካ ሓሪሱ ከይዝርፈኒ መልሱ፡ ሩባ ወሪደ ታሓንጊጠ ስርማይ ጽሕሮ ጽሕረ እንተ ረክብኩ ማይ፡ ወላ እቲ ዛራ ነጽፉ ደርቁ (ንሱ እዉን ከማይ ደቂኣባት ናፍቁ )2 ነብሰይ ምስ ካሊእ ጎበዝ ፡የ ካብ ዘማራሳሓ ጎቦዝ፡የ ንዓ ተመለስ ጎቦዝ፡የ ኣነ እዉን ከጽናሓ ጎቦዝ፡የ ዑና ትሕሉ ጎቦዝ ፡የ ምስቶም ኣቦታት ጎቦዝ፡የ ኮይነልካ ኣለኩ ጎብዝ፡የ ሓላዊት ግራታ ጎቦዝ፡የ ንዓ ተመልስ ጎብዝየ ይነውሕ ኣሎ እዚይ ግዜ ከብደይ ናይ ካሊእ ከይሓዘ። የቀንየልና ዳኒ ጽቡቅ ስራሕ።
@emeamlakadey7927
@emeamlakadey7927 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ህየሳ ወዲ መምህር ጽቡቕ ስራሕ ! ኣብታ ንቡር ከይፈተንኩ ከይ ጽዋዕ ወይዘሮ ከይከውን በሰሮ ትብል ግን ፡ ንዓይ ንቡር ፈቲና ከይተመርዓወት ብምውላዳ ካብ ወይዘሪት ናብ ወይዘሮ ምባል ብዘይወግዒ ከይትሰግር እሞ ዘይንቡር ትገብር ተባሂላ በሰሮ ከይትበሃል ከም ዝፈርሐት ክትገልጽ ዝተደልየት ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።የቐንየለይ ሓደ ሓደ ግዜስ ነዞም ኣብ ስደት ዘለዉ ብዕድመ ነኣሽቱ መንእሰያትና ብጣዕሚ እየ ዝፈርሓሎም መኽንያቱ ኣብዚ ስደት ብዘይ ግቡእ ቅድሚ መርዓ ምውላድ ከም ልሙድ ተወሲዱ ዳርጋ ከም ቅቡል ነገር ተወሲዱ ስለ ዘሎ ! ኣምላኽ ይቐይረልና !
@user-ji8hx8tk5w
@user-ji8hx8tk5w 3 жыл бұрын
ከማይ ዝፈትዎ ንወድመምህር ላይኽ ረግጽኩምኒ ሕለፉ።
@zenamebrahtom2024
@zenamebrahtom2024 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝወጻ ዘይብላ ደርፊ ያ ብዝያዳ ክኣ ጸገም ናይ ኣሕዋትናን ዓድናን ትገልጽ ምኳና ዝያዳ ኩሉ ድስ ትብለኒ ደርፊ ያ ብታዕሚ ጽቡቕ ህየሳ።
@Dawitsiele
@Dawitsiele 3 жыл бұрын
ኣቱም ህዝቢ ጽን ኢልኩም ሰሚዕኩም ደሓር ኮመንት ሃቡ።እንታዩ ቀዳማይ ጽሒፈ፣ላይክ ርገጹለይ እንታይ ሓሳብ ሂብካ ኢና'ሞ ላይክ ክንረግጸልካ፧ስለዚ ቅድም ንስማዕ!!ንዳኒ ትፈውዎ እንተኮይንኩም ሰሚዕኩም ምስ ወዳእኩም ተድንቕዎ።ምስትውዓል ይጎድለኩም ኣሎ።
@shalomshalom3363
@shalomshalom3363 3 жыл бұрын
ወሪድና ዘሎ ሓጥያት እኮ ኣቤት ዘይውዳእ ኣብ ክሰምዕ ተጻራሪ መልሲ ክምልስ ዝቀርቦ ክርዳእን ከረድእን ዘይክእል ወለዶ ዶ ክንብሎ ።መቸም እህ ግዜ መምህር እዩ እሞ ከም በዓል ወዲ መምህር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@naneboy8394
@naneboy8394 3 жыл бұрын
I agree with you bro
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 3 жыл бұрын
ቅቅካካ ገዲፍዎ ከኣ ነይሮም እዮም ::
@Crazy_Speed7-b3n
@Crazy_Speed7-b3n 3 жыл бұрын
✅👌
@lion9733
@lion9733 3 жыл бұрын
Neza natka comment anbibeya fetiyeya ka like gibereley wela n yeiruktuka ngereley like khbuni
@user-tj5mj7fy3q
@user-tj5mj7fy3q 3 жыл бұрын
ንዳኒ ዝፈቱ ላይኪ ይግበረለይ ጅግና ወዲ ትግርኛ ራዛ ናይ ኣቦካ ሕዛ አዩ ።
@maekelkesete3148
@maekelkesete3148 3 жыл бұрын
ናይ'ዚ ዓመት ደስ ዝበላኒ ደርፍታት! 1, ካብ ፍትሒ ዝዓቢ! (ወዲ ትካቦ) 2,"ነዓ ተመለስን ጥራይ።
@gualzion5460
@gualzion5460 3 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻኻ ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና
@lulueri37
@lulueri37 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ መስተውዓሊት ተቐይረ ሳላኻ ዳኒ ሓወይ ኣብ ደርፍታት ቅድሚ ሕጂ ኣየናይ ብሉጽ ኣየናይ ዘይምህር ኣይፈላልዮን ኔረ ::❤️🩸thank you 🌟
@meleymeley8215
@meleymeley8215 3 жыл бұрын
Ane wn 10 gize nmalti ysema eye gn hiji eya terdiatni kab wedi memhr😅 😍
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ፡ ዳኒ ውን ጹቡቅ መግለጺ
@ghirmaymogos7963
@ghirmaymogos7963 3 жыл бұрын
መምህር ዳኒ ፡ ክብለካ ድሕሪ ደጊም፡ ወዲ መምህር ምባል ክገድፎ፡ ኣቦኻ ንዓኻ ይእርሙኻ ኔሮም ፡ ንስኻ ግን ንቓንቓን ፡ ባህልን ኢኻ ትእርም ዘለኻ ። እዛ ምርቃ ትብጻሕካ ዶ ፧ ኣቦ ሽውዓተ ወዲ ፡ ተካኢ ዓዲ ይግበርካ !! መታን እቲ በሊሕ ወሎዶ ክባዛሕ ፡ ሃገር ክትድሕን።
@siem5366
@siem5366 3 жыл бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@amlaktume6417
@amlaktume6417 3 жыл бұрын
Amlke sedtna yehstralna. Thankyou w. D memher.
@chimichai7066
@chimichai7066 3 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግን ስለምንታይ እዩ ወድመምህር ክሳብ ሕጂ ቡዙሕ ሳብስክራይበር ዘይብሉ ኣፍቶም ናይ ብዕልግናን ጸርፍን ዓሌትነትን ክቕደዱ ዝውዕሉ ግን ብ ዓሰርተታት ኣሻሓት ሳዓብቲ ተኸቢቦም እዚ ዘሪኤካ ድማ እቲ ሓበሻ ብፍላይ ተዛራቢ ትግርኛ ኣብዘይጠቅም ሃለውለው ኣድሂቡ ከምዘሎ'ዩ ዘረድኣካ 💊🇻🇳🇪🇷
@user-jq8rg6zv3q
@user-jq8rg6zv3q 3 жыл бұрын
ኣንዳ ተበለጸ ዝንእዶም እንበር እንዳ ነቕፈ ዝምህሮም ኣይፈትውን ። ስለዝኸነ ከይተቐየርና ንኣርግ ።
@mommyforever7277
@mommyforever7277 3 жыл бұрын
Ewe mknyatu eti hizbi wun ztekim hasab sle deyblu ab hangolu
@user-qq1vv3ul4s
@user-qq1vv3ul4s 3 жыл бұрын
👍👍❤️🥰
@habtomangosoom355
@habtomangosoom355 3 жыл бұрын
@@user-jq8rg6zv3q ናይ ብሓቂ ብሱል ዘረባ!
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
@@user-jq8rg6zv3q Nay behaki
@misghinaabraham6022
@misghinaabraham6022 3 жыл бұрын
ውድመምህር ናይ መወዳታ nufue
@zenebeasgele5999
@zenebeasgele5999 3 жыл бұрын
ትኩርን በሊሕን መንእሰይ Like ኢስከ ሃብለይ
@dawitkflay3491
@dawitkflay3491 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣታሃያይሳ ዳናዊ ብፍላይ እቶም ትጥቀመሎም ቃላት ምስ ብሱል ሓሳባት ብምኻኖም ነቲ ተቕርቦ ስራሕትካ ዝበለጸ ይገብርዎ ማለት እዩ፡ኣብ ቀጻሊ ድማ ካብዚ ንላዕሊ ስራሕ ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ንገብር።
@k.mmengs6331
@k.mmengs6331 3 жыл бұрын
ዋው ነዚ ብሱል ሓውና እንታይ ኢልና ከም ንንእዶ ሓርቢቱና ሙሉእ፡ዮ በቓ ።ቀጽሎ ።
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 2 жыл бұрын
ንወያነ ውን እንተኸሰስካዮ ስንፍና ኣይኮነን ። ሓቂዩ።ምኽሳስ ጥራሕ ዘይኮነ ካልእውን ። ሃለውለው በዚሑ ሰብ ሰላም ስኢኑ ፣ሓቖንቲ በዚሖም ፣ዕረፍቲ ሃብዎ።
@user-qh8be1bd2p
@user-qh8be1bd2p 3 жыл бұрын
ከም ኩሉ ጊዘ ጽቡቅ ህየሳ እቶም ሳብስክራይፕ ከይ ገበርኩም ትመሃሩ ዘለኩም ሳብስክራይፕ ጌርኩ ኣተባብዕዎ ገንዘብ ኣይክፈሎን እዩ ።
@arsemahabtom1223
@arsemahabtom1223 3 жыл бұрын
kkkkk rekibkani bro
@somi2170
@somi2170 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዳኒ። ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝብሎ እዩ። እዞም ስነጥበበኛታት ኢና በሃልቲ ትርጉም ጥበብ ዝፈልጡ ኣይመስለንን ብዛዕባኡ ገለ ሓሳብ እንተንህቦም ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ። ብዝኾነ ብናተይ ሓሳብ ትርጉም ጥበብ ክፈልጥ ዝደሊ ኣብ ህየሳ ደርፊ ለሚዳ ከምኡ ውን ህየሳ ደርፊ ሸነን ብሰፊሑ ገሊጸዮ ኣሎኹ ኣብ comment ምስ ናተይ ሕሳብ ዝሰማማዕ like ygberely.
@yakiem9116
@yakiem9116 3 жыл бұрын
ሰላም ወዲ መምህር፡ ሓደ መዓልቲ እስኪ ምስ ነብስኻ ኣላሌና?
@habtomkahase2858
@habtomkahase2858 3 жыл бұрын
Baeley zey alalyeka dewley 😍😍😍😍😍😍
@HAN-lx1nh
@HAN-lx1nh 3 жыл бұрын
ኣበይ ሙኻኑ ኣውራጅኡ ዲኻ ክትፈልጥ ተሃንጢኻ?
@HighlyFavored
@HighlyFavored 3 жыл бұрын
@@HAN-lx1nh kkkkkkk
@sdet-id3oc
@sdet-id3oc 3 жыл бұрын
@@HAN-lx1nh 😂😂😂
@yakiem9116
@yakiem9116 3 жыл бұрын
@@HAN-lx1nh ክክክክ እወ ሕማምም ኣዉራጃ ትዉሰድካ ደኣ🤣
@robbebe9838
@robbebe9838 3 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጋላልጻ።ከምስግነካ መጀመርታ ስለ ኩሉ ሓሳብትካን ተበጉሶኻን ንሕዝብና ከተንቅሕ ሓርኮትኮት ምባልካ፡ሕቶ ነራትኒ ምስ ብዙሕ ዘካታዓትኒ ብዓቅምኻ ቅሩ ከተብሪሃለይ፡ብታሪኽ ናይዚ ዘለናዮ ዘበነ ዘብዘብ ናብ ሲደት ናይ ዓድና መን ዩ ተሓታቲ እዚ መንእሰይ ዋላ.....
@yoni8181
@yoni8181 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ .ሓንቲ ካብተን ክትህይሰልና ዝተጸበኹኻ ኢያ ኔራ . ናይ የማነ ባርያ ኸኣ አስከ ኣይኮነን አሮማይ ትብል ገለ በለና ወይ ካኣ ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ቖጽሊ ጋባ
@teklomgebray336
@teklomgebray336 3 жыл бұрын
ብጠዓሚ ትኩር መንእሰይ! እታ ናይ ወይዜሮ ኣስሚረልካ ፀሓይ ወጊሓ ብሉጽ ትዕዝብቲ
@Funnyhabesha833
@Funnyhabesha833 3 жыл бұрын
ትኩር መንእሰይ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣምበሳ ምሁር ወዲ መምህር ✍🏼✍🏼✍🏼✍🏼
@yafeteyob574
@yafeteyob574 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዩ ቀጽሎ በርትዕ ወዲ መምህር፡፡
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 3 жыл бұрын
You nailed it Proud of Dani. I feel optimistic after this song and Fatinga's song. Artists must reflect the heart beat of their society not political psychophants
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 3 жыл бұрын
መርሓባ ዳኒ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብካ ኣብ ምንቃፍ ጥራይ ዘይ ኮነስ ወላ ውን ኣብ ምንኣድን ምትብባዕን ምስ ተተኩር ብዝሓት ብዝሃብክዮም ምትብባዕ ተደጊፎም ብዝሕ ከበርኩቱ ይኽእሉ ኢዮም ንቅፈታ ጥራይ እተ በዝሑ ግን ፍርሒ ውን ክወሮም ስለ ዝኽእል ኣብ ምውድዳር ክኣትዉ ኣይክእሉን ኢዮም። ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን እዳ ተመነና ሪኢቶና ንዓጹ በዚ ኣጋጣሚ መናንእሰይና ውን ካብ ዝሓለፈ እቲ ዝሓሸ ሃዋሁው በጺሖም ኣለዉ ክንብል ንደፍ ኣለና ።
@awettesfahiwet8843
@awettesfahiwet8843 3 жыл бұрын
ጎበዝ ሓቂ ምዝራብካን ዓለታውነት ዘይምህላውካን ጥራይ ደስ ከማን ይብለካ በርትዕ'ስ ከ ኣጆኻ።
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 3 жыл бұрын
Ezom nashtu Eko aletinet dahan Ena ezom abeyti eyom zshkurulina zelewu
@zemeyasmerom5050
@zemeyasmerom5050 3 жыл бұрын
ኣንታ ንስኻ ተጀሚርካ ዝተወዳእካ ኢካ።👍
@youllneverwalkalone9849
@youllneverwalkalone9849 3 жыл бұрын
ይገርመካ ዩ ከምዚ በሊሕ ሰብ ፍጹም ተኣምር ኣይረኣኹን! ዕድመ የሃቦ ፈጣሪ ነዓና ክብል ኩሉሙሉ ጌሩዩ ፈጢርዎ ፈጣሪ: ኣይትተዓቀፈና ወዲ መምህር ጅግና።
@awettesfagabir6288
@awettesfagabir6288 3 жыл бұрын
ዳኒ ናይ ኣብርሃም ኣፎርቂ ( ቆጽሊ ጋባ) ወይ (ኤረና)ኣብ ቀጻሊ ኣቅርበና።
@user-ju6hv4ob4i
@user-ju6hv4ob4i 3 жыл бұрын
Msaka ysemamae eye bro bflay ka koxli gaba tetkewn mbelku mknyatu nezen merabawyan hagerat ab gudayna talka metaw kekarxa eya melekta temhalalf
@erimyaskiflom6340
@erimyaskiflom6340 3 жыл бұрын
nay bhaki bro ajoka🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@____-vy2mm
@____-vy2mm 3 жыл бұрын
ታዓወት ያኣከ ኻብ ሎሚ ንዳሓር ደርፍታት ቕድሚ ምዝርገሖም ባኣካ ሓሊፉ ናብ you tube ክዝርጋሕ ኣለዎ ባሃላይ ኢየ
@michaelmichael3613
@michaelmichael3613 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk metku 😅😅😅😅😅😅
@helenbrhane9418
@helenbrhane9418 3 жыл бұрын
Kkkkk
@teklalegese4981
@teklalegese4981 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍ewe
@hhhhhh8095
@hhhhhh8095 3 жыл бұрын
ሓቅኻ ብኸም ባዓል ዳኒ በላሕቲ ምሁራት ሰባት ተመርሚሩ እንተዝሓልፍ ደርፍታት ኩሉ ዘይምኖ ምቁር ብሉጽ ምኾነ።
@mikiealwelemariam8486
@mikiealwelemariam8486 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@natnaproduction968
@natnaproduction968 3 жыл бұрын
ናይ ኪሮስ ኣስፋሃ ከኣ ሓንቲ ሃይሰልና ብፍላይ ጽባሕኪ ትብል እንተተቅርባ ደስ ምበለና።
@user-kw1de3jv5c
@user-kw1de3jv5c 3 жыл бұрын
ናይ ወዲ ትኳቦ ( ወዲ ሃይለ ) ትብል ደርፊ ሃይሰልና" መምህረይ ፡ ከምዘይትሰምዓንን ከምዘይተቕርበለይን ይፈልጥ'የ ግን መን ይፈልይ🤗
@wedifondonay7409
@wedifondonay7409 3 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ጽቡቅ ኣገላልጻ። ከምዚ ዓይነት መደብ ንስነ ጥበብ ኣዚዩ ኣገዳሲ'ዩ ብፍላይ ኣብዚ ሎሚ ግዜ
@miktes4503
@miktes4503 3 жыл бұрын
"ንቡር ከይፈተንኩ'ስ - ከይጽዋዕ ወይዘሮ ከይከውን በሰሮ"። You're smart. 👍
@alaiai3236
@alaiai3236 3 жыл бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ዳኒ ወዲ መምህር
@wedizekaryas3755
@wedizekaryas3755 3 жыл бұрын
ብዝያዳ ሎሚ ኣድኒቀካ ዳኒ ምክንያቱ ነቲ ዘይ በርሀ ኣብሪህካ ነቶም ንስኻ ሙዚቃ ናይ ኤርትራ ከኣቢ ዘይትደሊ ዝመሰሎም ኣፎም ኣትሒዝኻዮም ። ሎሚ ብኣወንታዊን ምምጻካ ከኣ 💯👍
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 3 жыл бұрын
መጀመርታ ወዲ መምህር ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ህየሳ። እተን ዝበልካየን ጌጋታት ውን ብርግጽ ጌጋ ኢየን ተቐሚጠን ዘለዋ። "ጽምጽም ኢሉ እንድዩ ግዲ ፋሕ ኢሎም ደቅዓዲ" ትብል ሓረግ ቁሩብ ኣካል ዝሰበረት ትመስል። ካብ "ፋሕ ኢሎም ደቅዓዲ" "ፋሕ ኢልኩም ደቅዓዲ" እንተ ዝብለና ቀጥታ ዕላል ምስ ወድዓዳ መስመዐት እሞ ዝያዳ ጽባቀ ምሃለዋ።ብሓፈሻ ግን እዛ ስራሕ ናይብሓቂ ገላጺትን ሓይሊ ዘለዋን ኢያ። ድሕሪ ነዊሕ እዋን ዝረኸብናያ ሂወት ዘለዋ ጥበብ።እቲ ዘሕዝነኒ ግን ከም ትሕዝቱኣ ብዝግባእ ኣብ KZfaq ዘይምርኣያ ኢዩ። ንሓንቲ ጋይልኣ ዝደመቀ ግን ክኣ ግጥማ ኣውጺኻ ትሪኣ ዘይትረብሕ ደርፊ ኣብ 2 ሰሙን ከባቢ 100000 ክርኤ ሪኢኻ ንምንታይ እዛ ስራሕ ዝግብኣ ክብሪ ኣይረኸበትን የሕርቀካ። ብውሑድ ኣብ ወርሒ ዝያዳ 2 ሚልዮን ይግብኣ ነይሩ። በጃኻትኩም ነተባብዓያ።
@user-ol7ff1wc5i
@user-ol7ff1wc5i 3 жыл бұрын
መጻኢና ብሩህ ዩ ደቂ ኤረ
@readwithfiyoriii4223
@readwithfiyoriii4223 3 жыл бұрын
Yes 🌅😊
@kuwameyhabuni1351
@kuwameyhabuni1351 3 жыл бұрын
gdn bmelhasey zeykones btegbar,
@amandaniel8107
@amandaniel8107 3 жыл бұрын
Yes
@yacobyemane1134
@yacobyemane1134 3 жыл бұрын
ሰላም ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቕ ህየሳ ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ብወገነይ።ኣብታ ናይ መወዳእታ ግን ንቡር ከይፈተንኩ ከይባሃል ወይዘሮ ከይከውን በሰሮ እትብል ዝሃብካያ: እታ ብዘይንቡር ወይዘሮ ከይውን ማለት ብዘይ ግቡእ መርዓ ኣብ ውላድ ከይበጽሕ ንምባልን ምስ ባህልና ንምትእስሳር ዝተዋህበት ከይኑ ይስመዓኒ።ከምኡ ድማ ከይከውን በሰሮ እትብል ኣብ ስነምግባር ዘይንቡር ንዝግበር ስራሕ ንምግላጽ ክኸውን ይመስለኒ።ምኽንያቱ ብዘይንቡር ከይትወልድ ፍርሒ ስለ ዘለዋ እዚ ድማ ቦሶሮ ከብል ይኽእል ይመስለኒ።ምናልባሽ በሰሮ ኣብ ጉዳይ ስራሕ ጥራሕ ኣተኲርካዮ ከይትኸውን።
@dalac_93
@dalac_93 3 жыл бұрын
I love sarcasm. People sometimes take it seriously and it makes me laugh even more 😂 Anyways great analysis as always bro
@nfakereske2178
@nfakereske2178 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንፉዕ ኤርትራዊ
@solomonamanuel2128
@solomonamanuel2128 3 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ዝቅይር ሓሳባት ሒዝካ እንዳ መጻካ ምውቅቃስ በዚሑ ዝምዕድ ወይ ዝህይስ ኣይኮነን ዘድልየና ዘሎ መንገዲ ፍጠር ብሓደ ንዓየሉ ::መንእሰይ ኣብ ሾንከለል ኣይትእትዉ! ብቁዕ ብቅዓት ዘለካ ኢካ ንስካ ንምንቃሕ መንእሰይ ተበገስ ኣርእየና ::ኣብዛ ሓሳብ ዝሰማማዕ እስከ ላይክ ግበሩ ገለ እንተ በጸሐቶ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ሓሳብ ዘምጽእ ዶ ተሳኢኑ ኢዩ ሰማዒ ተሳእኑ ኢበር
@nevergiveupjagalskardigmam1643
@nevergiveupjagalskardigmam1643 3 жыл бұрын
@@adiamabay6731 haqi zereba zesteweil and semieu zestegbir u tesaeinu
@solomonamanuel2128
@solomonamanuel2128 3 жыл бұрын
@@adiamabay6731 ለውጢ ክነምጽእ እንተ ኮይና ንስኪ ተረዲእኪ ሰብ ኣረድኢ ዝሰምዕ ተሳኢኑ እንዳ በልና ለውጢ የለን ንጽቡቅና ክሳብ ዝኮነ ማንም ክርዳእ ይክእል እዩ ተጸሊኡ ዘሎ ለውጢ ከምዘየለ ተስፋ ሙቅራጽ ካብ ጎንና ዘሎ እንዶ ንጀምር ከይጀመርካ ዓወት የለን ::
@oneworld...7280
@oneworld...7280 3 жыл бұрын
Jgna wedi Eri ... Keep up kemaka Billion yweledu *
@solomonhabte6235
@solomonhabte6235 3 жыл бұрын
ክትባባአ ዘለዎ መንአሰይ ዩ ምናልባት ኣናጺ ነቀፌታ ውን የድልዮ ዩ ብወገነይ 3 ሰኒ ሰኒ ትብሉ Like
@samihadgu5854
@samihadgu5854 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣይክበኪ ኣይክነብአ ብሓዘን ሕርር ኢለ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረት ኣውርደሉ ነቲ ለዋህ ህዝቢ ስደትና ክአ ኣሕትረልና ኣሜን
@habtommehari8770
@habtommehari8770 3 жыл бұрын
ከም ወትሩ ዝነኣድ ስራሕ ብሉጽ መንእሰይ 👍✍️
@lsanaewaflyrics457
@lsanaewaflyrics457 3 жыл бұрын
Thanks ዳኒ ብሰላም ተመለሰና
@filmonwerede8470
@filmonwerede8470 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ብጣዕሚ ካብቶም በላሕቲ ናይ ስነ ሓሳብ ዘካፉሉ ሰብ ኢኻ ቀጺለ ክሓተካ ደልየ ዘሎኹ ሚስ ነብስኻ ኸተላሌና ይላቦዎካ ኣብ ቀጻሊ መልስኻ ኽጽበ ኢየ ካብ ሃዉኻ ዘድንቀካ ሃከረ ጀርመን
@gunners5923
@gunners5923 3 жыл бұрын
ጽብቅቲ ሕቶ ኢያ bro
@user-fz6sz7td7g
@user-fz6sz7td7g 3 жыл бұрын
እንተ ኣላልይካን ፈሊጥካዮን ሽሕ ክለመተር ክትሃድም ኢኻ ምክንያቱ ሓበሻ ሎሚ ሓሳብ ዘይኮነ ዓድን ከተማታት ኢና ንፈቱ።
@Kemalemeye
@Kemalemeye 3 жыл бұрын
@@user-fz6sz7td7g ሓቅካ ኣለካ ግን 50 ሚኢታዊት
@kibromsibhatu4613
@kibromsibhatu4613 3 жыл бұрын
ኤርትራዊ ሙካን እኩል ዩ መስለኒ::
@gunners5923
@gunners5923 3 жыл бұрын
@@user-fz6sz7td7g ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን ብዛዕባ ደረጃ ትምህርቱ ምፍላጥ ኣብዚ ግዜ ኣብ ኤሮፓ እንታይ ይማሃር ከም ዘሎ ። ዳኒ ኣብዚ ግዜ ሓደ ንፉዕ መንእሰይ ኣብነታዊ ስለ ዝኾ ኢዩ ድሕሪ ባይትኡ ዝሓቶ ዘሎ። thanks
@successwinner6339
@successwinner6339 3 жыл бұрын
Wedi memhr keyednenuka khalf aydeln eye thanks keep doing 🙏🙏🇪🇷🇪🇷💪
@selamsemere2582
@selamsemere2582 3 жыл бұрын
DANI AYNEY 🥰🥰🥰❤❤JUST PROUD OF YOUR EXPLANATION
@user-wj5rm8gu8q
@user-wj5rm8gu8q 3 жыл бұрын
ናይ ውሽጠይ ረኺብካያ ፡ ዳኒ ሓውና ( በሰሮ ማለት ኣብ ሓዳራን ስራሓን ንዘይንፍዕቲ ዳኣ 'ምበር ንዘይተመርዓወት ኣይገልጽን) ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ።
@user-zb9bl5ij9g
@user-zb9bl5ij9g 3 жыл бұрын
ናይ ኪሮስ እኪ ገለ በለና
@mikimikawitv9875
@mikimikawitv9875 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ሓንቲ ደርፊ ናይ ሚለን ሃይሉ ሃይሰልና
@waltakibrom5807
@waltakibrom5807 3 жыл бұрын
አንታይ አሞ ጸገም ኣለዎ ወላ ከም ዋዛ አንተ ዘይ ወዚድናዮ ሰብ ዘይኮንካን ክትጋገ ንቡርዩ አንተ ስለቲ መብርሂ ምሃብካ ግን ጽቡቅ። ድምጺ ህዝቢ ወይ ኮመንት ተንብብ ሙካንካ ብሃቂ ኣሪካና
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 жыл бұрын
ሓዘን ናፍቆትን ባህል ።ዘለና ጻገምን ዘርዒ ኢዮ 💘💘💘💔💓🇪🇷👈
@joba342
@joba342 3 жыл бұрын
ዋላ እኳ ካባኻ ንላዕሊ ብተመክሮ ይኹን ብፍልጠት ዝበልጹ ሃየስቲ እንተሃለዉ ተቢዖም ክሳብ ወጽዮም ዘይመሃሩና ንስኻ ኢኻ ብሉጽና ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም ንዝሰርሑ እንተሃይስካሎም በቲ ስርሖም መሰናኽላት ከየጋጥሞም ስክፍታ ኣለኒ ? ብዝተረፈ ኣጆኻ በርትዕ ከማኻ ዝበሉ የብዝሓዮም ።
@YonatanTeklzghi
@YonatanTeklzghi 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ ኣጆካ ቆጽሎ
@siku9753
@siku9753 3 жыл бұрын
ዳኒ ማለት ወርቂ ሰንሰለት: ወረጦ ዝኾንካ ወዲ:: ከም ልበይ ♥️🇪🇷🥰
@sarmedia3220
@sarmedia3220 2 жыл бұрын
ናይ ርእሶም ገ/ ገርግስ ኣምጽኣልና ዳኒ
@user-wh7pv4gg7v
@user-wh7pv4gg7v 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ኣይ መሳቱ እንዲና ደኣ ገጅፍ ርእሲ ትሰኪመልካ ይከድ ኣለኩ እባ ኣነስ ።
@HighlyFavored
@HighlyFavored 3 жыл бұрын
Kkkkk. Ajoka tay terifka. Day Forsa
@samsonkidane7131
@samsonkidane7131 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 3 ай бұрын
Tnsae Bahlna,
@Hala-uz6kd
@Hala-uz6kd 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር መግለጺ ሲኢነልካ ናይ ብሓቂ ንፉዕ
@tesfayghebremichael6637
@tesfayghebremichael6637 3 жыл бұрын
Betami manfet nay muic tebaty qexilo
@onelove1272
@onelove1272 3 жыл бұрын
ምርጫ ኣብ ኤርትራ ተዝህሉ ነይሩ ን ዳኒ ወዲ መምህር ንመረጽኩ ነይረ ካብ ብልቢ ዝድንቀካ ወዲ ማይምነ😍🍀🌿
@user-ep1sw5np6s
@user-ep1sw5np6s 3 жыл бұрын
ወዲ ቆሓይን ድዩ
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 3 жыл бұрын
@@user-ep1sw5np6s ewe
@user-ep1sw5np6s
@user-ep1sw5np6s 3 жыл бұрын
@@selotesfagabir8988 ቆሓይን ኣበይ ዓዲ
@merhawigebremedhin8031
@merhawigebremedhin8031 3 жыл бұрын
kkkk nmntay ktmerxo
@abelteame1450
@abelteame1450 3 жыл бұрын
@@user-ep1sw5np6s enquakho belika thanek wdey😀
@user-um7oc1ep8b
@user-um7oc1ep8b 3 жыл бұрын
Thank you So much ወዲ ሓወቦይ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለኻዮ ይምነየልካ🙏🙏🙏🙏
@eritreanmusicmovies4684
@eritreanmusicmovies4684 3 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ኣብ ዝቅጽል ውን ናይ ኪሮስ ንጽበየካ ኣለና። ናይኪሮስ ትብል ላይክ ርገጽ👍
@Maku8S
@Maku8S 3 жыл бұрын
ጎበዝ ኣብ ስነ ጥበብ ዓቢ ተራ ትጻወት ዘለካ መንእሰይ፡በርትዕ
@user-eh9js4ew5c
@user-eh9js4ew5c 3 жыл бұрын
ያ ጆክ ዝግጥም እንዲና ሲኢና ሓንቲ ምስ ሓከኻዬም ካልአይቲ ምስ ጀመርካ በቲ ናይ ፈለማ ምስሓቕ ይጅምሩ ህውከት
@feruzbeyene7238
@feruzbeyene7238 3 жыл бұрын
Anta nskas jigna edmen teinan yhabka . Kbret yhabelna nnegerat bkulu kurnai knreo tgebro zeleka xairtat thanks
@wedideres2057
@wedideres2057 3 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር በጃካ እባ ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ ኣቅርበልና 🙏🙏🙏
@hypeddude6132
@hypeddude6132 3 жыл бұрын
Dani jigna!!! Many thanks for answering my questions that’s I’m waiting for.🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@brhanemengsteab5078
@brhanemengsteab5078 3 жыл бұрын
ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ቀጽሎ ጆክ ኣይትግበር ክብለካ ኢለ ኣይኮንኩን ግን ክብለካ እየ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 жыл бұрын
Dani wedey egziabher amlak edemen teanen yhabka egziabher amlak kemeka yebzhulna
@letmetalk6816
@letmetalk6816 3 жыл бұрын
ኣነስ ሽዑ ኢየ ቆብ ኣቢለካ
@kbretabhaqija9533
@kbretabhaqija9533 3 жыл бұрын
Xeba astikani wedi memhr God bless you bro
@jokertsegay4728
@jokertsegay4728 3 жыл бұрын
🙏🏾🙏🏾😇lekas wedi memhr endo eilemuka🤴🏾
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኑፉዕ ዳኒ ኣጆዃ በርትዕ
@bezunatey6807
@bezunatey6807 3 жыл бұрын
መጸ መጸ ኣምበሳ ይመስል ካብ----- ዝወጸ
@amanbeyney8602
@amanbeyney8602 3 жыл бұрын
ካብ ዱር ዝወጸ፡ኣታ ወዲ
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 3 жыл бұрын
ካብ ምስልዩነት ዝወጸ ፡ በሎ እንበር።
@luelasrat5712
@luelasrat5712 3 жыл бұрын
Eritrea zwexe
@lion9733
@lion9733 3 жыл бұрын
Kab senafe zimexe
@godislovegodislove4209
@godislovegodislove4209 3 жыл бұрын
Dani jegna betami xebuk serh thank you God bless you ❤
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 3 жыл бұрын
መንእሰይ ትግርኛ ግዜኻ ብግቡእ ተጠቀመሉ ናይ ሕልና ስክፍታ ከየስዕበልካ!
@angesomhaile1835
@angesomhaile1835 3 жыл бұрын
Kab hji jemiena alo
@kidanegere676
@kidanegere676 3 жыл бұрын
Btami des zebil hyesan :mglexin kbur bxay wedi memhr :gin flay zbele hasab aloni : nsu dima ab zena wey news zeleka hasab entay alo malet .kem beal :neshnesh :robil :zanta tgrina ..........etc. Netom fidelat qalat ab ademamxa :ab anabiba :ab asekakua :kota ab. Kulu wedikom alewu slezi ni egremedina kalatinan :fidelatina endaabewu nkikedus entay hasab aleka abzi natey hasab .thank you .
@meharibrhane3610
@meharibrhane3610 3 жыл бұрын
Wedi memher eska like 👍 beluni das keblani
@obel7271
@obel7271 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@Debsh7
@Debsh7 3 жыл бұрын
ሶሎ መድያ ክፍትሻ እዩ ተጸበ ክክክ.
@user-tu4tw2pd5k
@user-tu4tw2pd5k 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር በሊሕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@user-fz6sz7td7g
@user-fz6sz7td7g 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ዓመጸኛታት ኣይትኩኑ ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለዎ ሰብ ክፈርን ክዕምብብን እንተ ኮይኑ ምትብባዕ ንፍቶ ካብቲ ግርም ዝብለኒ ነዘን ሃጠው ቀጦው ዝብላ ቻነላት 100000 ሽሕ ኣብጽሕናስ ነዛ ናይ ወዲ መምህር ግን ክሳብ ሕጂ ይገርም ኢዩ።ዘይገበርኩም ዘለኩም ፍልጠት ከይሰኩም ግበሩ ይብለኩም ኣለኩም።
@asmakifle2627
@asmakifle2627 3 жыл бұрын
Bteme nfu hayal gtamay ktbabe zgbo eyu
@robelmosazghilebasiblessed1730
@robelmosazghilebasiblessed1730 3 жыл бұрын
You are doing Good Bro...!!! Keep being Real
ህየሳ ደርፊ ለሚዳ / Lemida Music review...
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 124 М.
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 49 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 13 МЛН
ብዛዕባ ቢራቢሮ...
20:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 148 М.
ህየሳ ደርፊ ‘ሃልውለይ’/Song Review 'Halwley'
23:45
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 142 М.
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 49 МЛН