No video

"ሕብሪ ናጽነት" ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ተስፊት ኣብርሃም

  Рет қаралды 38,733

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 229
@respectprivace4496
@respectprivace4496 3 жыл бұрын
ኦ.. ልዑል ፈጣሪ ነዚ ኣንበሳ መንእሰይ ሽሕን ዋልታን ግበረልና::
@mussiezemuy2869
@mussiezemuy2869 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዩኤል ንፈትዎን ነፍቅሮን ተስፊት አብርሃም አምጺካልና ከም ባዓል ተስፊት ይዉሑዱና አለዉ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ❤️❤️👍👍
@joeythelifewithspirit
@joeythelifewithspirit 3 жыл бұрын
ተስፊት ጅግና 🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷 like ሃቡለይ!! ግን መልአከ አብርሃምን አወል ስዕድን አሎዉ እቶም ዝበለፁ ስነጥበባውያን ኤርትራ I proud of them ♥️♥️🙏🇪🇷
@missmary7555
@missmary7555 3 жыл бұрын
Eritrean Musik Bravo
@HiyabBoy
@HiyabBoy 3 жыл бұрын
Entay da netom Lekbit Teqiskayom kitxawet Elka dika
@nomorelove8169
@nomorelove8169 3 жыл бұрын
@@HiyabBoy ehii nhagerom sle dwedesu diyoum lekabeti tblom deleka gudam eka tsemie msakum si ewa?
@HiyabBoy
@HiyabBoy 3 жыл бұрын
@@nomorelove8169 Eti Mudas ko Tefalele u kibur haw. Hager Bxikona Albonet enda temerhet Abohagogotna 30 Ninatsinet Teqalisom Endegena ka 30 niesyas Agelgilomin Hji ente kiwexu ente kimtu ab kinat alewu. Hji bael Ezi Melak zibhal entay elom eyom kiderfu zigbom?
@gw4841
@gw4841 3 жыл бұрын
አታ ተሰፋይዝብሉካ አታ ረእሲ ቴኖ ገጵ ዓጋመ መጣቅዒ ሐሰዊ ሐቂ እንተለካ ኬድካ ተዛረብ አብቲ ግዜ ዝነበርካሉ ሕጂ አብስደት ኮንካ ተቃሽሽ ወየነ ትርፍራፍ ሐደ ጁንታ ኢካ ተቃማሪ ዱኩም ርእሲ ሐደ ባኮ መጀመሪርያ ገዛካ አጵርይ ጌም ኦበር ምሰ ዱኩማትአይንዛረብን ኢና ዛዚምናዮ ኢና ጉዳይና ሕጂ አብ ልምዓት ኢናዘለናአ
@yordawelde4889
@yordawelde4889 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ተስፊት ኣንበሳ ቀጽሉ ፡ እንተ ተካኢሉ እባ ዘርግሕዎ በጃኩም መን እዩ ብስቃይ ህዝቡ ዝላገጽ ክንፈልጥ ንደሊ ኣለና ።
@naliru6096
@naliru6096 3 жыл бұрын
ንኣብነት ድምጻዊት ሄለን ጳውሎስ ልሳን ናይቲ ገፋዒ ስርዓት ኮይና ነቶም ንሕሰም ዝቃለሱ ዘቃልል ፖስት ክትዝርግሕ ትውዕል ኣላ ዘገርም ብደዐ ኣብ ጸባብ ገዛ እንዳነበርኩም ናይ 50 ቅርሺ ሞባይል እንዳተጠቐምኩም እንዳበለት ክትብዳዕ ትውዕል ኣላ ኣብ ጸባብ ገዛ ዘምብሮም ወይ ናይ 50 ቕርሺ ሞባይል ዝጥቀምሉ ምኽንያትን ጠንቅን እቲ እትውድሶ ስርዓትዩ ። ንባዕላ ካብቶም ቀተልቲ ኤርትራውያን ዝውለድ ኣምሓራይ ክትወልድ ዘይሓፈረት እዛ ኣረጊት ኣመንዝራ
@fusumsebhat7240
@fusumsebhat7240 3 жыл бұрын
You are so right and honest person thank you brother
@luwamt6479
@luwamt6479 3 жыл бұрын
እቶም ኣብ ጎድኒ ህዝብኩም ዘለኩም ስነ-ጥበባዊያን የቀንየልና 🌹🌹🌹ህዝበይ ናተይ ኣባይካ ይደፋእ፤ ይኣክለኩም ይበለና እንበር ከቢዱ። ሃገርናን ህዝብናን ነድሕን ንሕበር ሕጂ ኢያ እታ ጊዜ። ሰላም የውርደልና 🇪🇷❤️ Thank you Yoel ሓውና 💐
@hadishketema1545
@hadishketema1545 3 жыл бұрын
Thank you. Yoel i appreciate you for all your efforts and especially the actuall issue may 24 to make us proud of our Independence day .Your gasts are also well educated and experienced particularly interested on the Eritrean unity regardless to which ethinic group or Religion belongs. keep going
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 3 жыл бұрын
Wellcome Fanus Network & ERISAT Selamkum yibzah 🙏🙏🙏🌺🌺🌺👍👍👍
@alexanderzerahaimanot7475
@alexanderzerahaimanot7475 3 жыл бұрын
እታ ሓርኣ ዘቆምጥዓቶ ኣነ ጽቡቅ ጌረ እፈልጣ እየ ዝፈልጣ ተሎ ስከ ፧ ካልእ መቸም ኣነ ሎሚ ተስፊተይ ስለ ዝራእክዎ ብጣዕሚ እየ ተሓጒሰ ኣብ ኢትዮጵያ ስለ ዝነበረ ድሕሪ'ዚ ለውጢ ዝተጸውዐ ቀውጢ ናይ ኢትዮጵያ ፈሪሐሉ እየ ኔረ ኣዝየ ኣዝየ እየ ዘክብረካ ተስፊተይ ጅግና ኣጆካ ንበረልና ።
@yordawelde4889
@yordawelde4889 3 жыл бұрын
መረብ እያ ኣነ ቦግ ዘየብላ ኩሉ ይፍለጦ ምስጢር ክንዓቁር ዶ ክንትኮስ ኮይና።
@alexanderzerahaimanot7475
@alexanderzerahaimanot7475 3 жыл бұрын
@@yordawelde4889 🤣😂😂 ኣቲ መረከስ ኣነ ሽም ጸውዒ ኢለ።
@yordawelde4889
@yordawelde4889 3 жыл бұрын
@@alexanderzerahaimanot7475 እሞ ሕጂ ዶ ክዓቁር ክብል ክዓብር ኮይነ ክክክክክ፡ መሪርና በጃካ ክንድይ ግዜ ክንሰትረን እዘን ስድታት።
@alexanderzerahaimanot7475
@alexanderzerahaimanot7475 3 жыл бұрын
@@yordawelde4889 ይርድኣኒዪ መሪር እዪ ኣብ ዊዓ ኣብ ዝነበርኩሉ ሓደ በዓለገ ስነ-ስዳዊ ኣብኡ ኔሩ ጽሉል ጽሉል ይጻወት ኣስመራ ከይዱ ድማ ብጎራዙ ይጻወት ኔሩ ሕጂ ዋላ ኳ ሃገራዊ ክመስል ተፈተነ ግዜ ኣፍ ኣውጺኡ ክፈርዶም ንጽበ ኣሎና ታሪክ ክሰሃሎም እዪ ታይ ግድኪ
@habtom5113
@habtom5113 3 жыл бұрын
@@yordawelde4889 መረብ ትብል ሓሳዊ መረብ 18 ዙርያ ሳዋ ወሪዳ
@onedayathome6342
@onedayathome6342 3 жыл бұрын
ሓቀኛ ስምዒት ህዝቢ ኣብ ሃገራዊ ናጽነቱ ክሳብ 1998 ዝነበረ ተመሊሰ ክዝክሮ ከለኹ፡ካብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ክሳብ ሲቲፓርክ ንኽትጎዓዝ ብሰንኪ ጻዕቂ መንእሰይ ሰዓታት ይወስድ ነይሩ።ከምዚ ሎሚ ጎደና ሓርነትና ብጽምዋ ከይተበልዐ።
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
ኣብቲ ግዜ'ቲ ዋላ ኣብ ዓዲኻላ ከምቲ ዝበልኪዮ ጻዕቂ ህዝቢ ነይሩ ዘይ ከም ሕጂ ብግፋ ህዝቢ ዓቅሉ ኣጽቢበሙሉ 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ዪኤል ምስ ተስፊት ኣዝዪ በሊሕ መንእሰይ እዪ ኣጆካ ቀጽሎ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 жыл бұрын
ዩኤል ንስኻውንን ካብ ብዓልል፡ጅማል ሮመዳንን ፡ኣይትሓይሽንን ኢኻ፡ ጽረ፡ክሓስቡ ፡ዝኽእሉ ፡ኢኻ
@semere7388
@semere7388 3 жыл бұрын
ተስፍየ ናይ ብሓቂ ተባዕ ስነጥበባዊ
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 3 жыл бұрын
Wow. Well said brother I agree with you 💯% you are very intelligent young man, thank you ❤️ god bless you 🙏🏽 Yoel haway anbasa wedi hzbi ajoka Keep it up all the great work 👍❤️
@millionzremariam8653
@millionzremariam8653 3 жыл бұрын
Yoal ሓወይ ደስ ደብል መደብ ከምቲ ኩሉ ግዜ ጽፉፍ ስራሕካ 😍ተስፊት ከኣ ቡሱል ሰብ ኣብ ቀጻሊ ካባኻ ቡዙሕ ክንጽ በ ኢ ና. ሓንቲ ግን ድምጺ ይቆራረጽ ኣሎ. ናይ ተስፊት ንቀጻሊ 🙏
@amanielele6305
@amanielele6305 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ በሊሕ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🌹🙏🏿
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 3 жыл бұрын
ሰላም ዮኤሊኖ, ደስ ዘብል ከም ባዓል ከምዚ ዝኣመሰሉ ኣምጻልና።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yse you are right
@biniamghbremikael3595
@biniamghbremikael3595 3 жыл бұрын
Wawww tesfay jigna btami xbuk agelalxa bravo Thanks yoel arkey like ne yoel and tesfay ❤💯❤
@semereamanuel686
@semereamanuel686 3 жыл бұрын
ቀጽሎ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ንቀሕ መንሰይ ጸገም ህዝቡ ዘስተውዐለ ኢካ ከማካ የብዝሓዮም
@danealgebre552
@danealgebre552 3 жыл бұрын
ቡጣዐሚ ጽቡቅ መግለጺ ተስፊት
@nahomgere4659
@nahomgere4659 3 жыл бұрын
### pleas part 2 geberela ! he is Smart
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 3 жыл бұрын
Great Tesfit Abraha!!!❤️❤️❤️❤️
@bhlinankid3646
@bhlinankid3646 3 жыл бұрын
ዩኤል በላሕቲ ሰባት እንዳምጽእካ ትገብሮ መደብ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቀጽሎ. ነዞም መዳከርቲ ከምዛ ዝገበርኩማ ስሞምን ስእሎምን እንዳውጻእና እንተኣቃሊዕናዮም ክሓፍሩ እዮም.
@alexanderzerahaimanot7475
@alexanderzerahaimanot7475 3 жыл бұрын
❤Tesfye ayney ❤
@awetkafil1526
@awetkafil1526 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ነመስግነካ ክቡር ሓው ዩኤል። ተስፍየ ድማ ስለ እቲ ብሱል ሓሳብካ ነመስግን። " ስነ ጥበብ ሃገርና ከምቲ ዝድለ ዘይቅጽለሉ ምኽንያት እቲ መስመር ዋሕዚ ናይ ስነ-ጥበባውያን ስለ ዝተበትከ እዩ" ዝተበትከ ናብ ንቡር ክምለስ ድማ ግዜ ይወስድ ኣሎ።
@yoni4ever220
@yoni4ever220 3 жыл бұрын
Thank you brother 🙏 ❤ 💯 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@fekaduyemane8740
@fekaduyemane8740 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቕ ኣጋላልጻ።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yse you are right my harowe wledane erterawe edma yhbeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍100 wawa yse you are my harowe
@user-bj9th8is7z
@user-bj9th8is7z 3 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ኤርትራ ዓሪፉ እዩ ዘይተኣውያሉ ኮይኑ እምበር ብፍላይ ኣብ ኣምሓራ ሽውደን ኣመሪካ ዘለው ሎቅማጻት እዮም ኣምሰሉታት
@muluealem6317
@muluealem6317 3 жыл бұрын
ተባዕታይ ተስፊታ
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 3 жыл бұрын
Btaemi jigna zkone meneasey amxiakalna fanus hawey yeqenyelna tesfit Abraham ajoka edmen teanan yihabka
@berhanetewelde5577
@berhanetewelde5577 3 жыл бұрын
ተስፊት ኣብርሃም ካብ ቀደምካ ንፉዕ ኢኻሞ ሕጂዉን ኣጆኻ ቀጺሎ ንህዝብኻ ንምንቃሕ ብፍላይ ስነጥበባውያን ኣፍ ህዝቢና ኢኹም።
@habtomtsegay1455
@habtomtsegay1455 3 жыл бұрын
B
@dawitteame8433
@dawitteame8433 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ተስፊት ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 3 жыл бұрын
ብዙሃት ብህግደፍ ተበዲልና ኢሎም ከብቅኡ ኣብ አጻኢ ምስመጹ ነቲ ዝብደሎም ጋንየን ስርኣት ተመሊሶም ክውድሱ ክትሪኢ ከለካ፥ አስተኮልም ስንድሮም ዝሃዞም፥ ከሃድቲ ተበልጽቲ፥ አዮም፥
@user-ix6gs2bd1i
@user-ix6gs2bd1i 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ሰፊሕ ቃለመሕተት ክትገብረሉ ኣለካ
@dendandendan2091
@dendandendan2091 3 жыл бұрын
excellent you exposed them all the HGDF Offspring .
@HiyabBoy
@HiyabBoy 3 жыл бұрын
Yoel hawey Btiami Ena Nimehar Zelena mo Kexilo Mihurat Enda Amxa and thank you so much.
@girmayberhaneyohannes8731
@girmayberhaneyohannes8731 3 жыл бұрын
ብጥዕም ጽቡቅ መልክትይ ጸቡቅ መድብ ይክንየልና
@bokresion1720
@bokresion1720 3 жыл бұрын
በሊሕ መንእሰይ ።እንተኮነ ግን እቶም ዝተበደሉ ኢዮም ዝያዳ ዘፍቅርዎ ነቲ መንግቲ ህግደፍ።
@bitewmyhero7012
@bitewmyhero7012 3 жыл бұрын
Huge respect Tesfit👏🏽 meonxa tbetek!!!
@efremsamuel9087
@efremsamuel9087 3 жыл бұрын
thanks yeol hawey bezi tekrebelna zeleka ntesfit keman felitio bdresetu tray zfelto znebeku next nWedi tkabo tetekrbelna xbuk neyru
@du_huchichawi
@du_huchichawi 3 жыл бұрын
ተስፊት ተባዕ
@emintneeden
@emintneeden 3 жыл бұрын
You Did Good YoeLino!!!!! Very Important SHOWS for the Occassion!!!!!!!!!!
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 3 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ህዝብና ኣብ ምፍላም ነጻነት ህዝብና ብወለንታ ብብዘብኡ ነጻነቱ ንምብኣል ተኣጠቅ ተሸብሸብ አዩ ዝነበረ፥ ኣብዚ አዋን ግን ተገዲዱ በቶም ሃሱሳት ሰብ ረብሃን ኣባላት ሃገራዊ ድህነት ዝተኣስባ፥ ሃደ ኣይነት ክዳን ዝተከድና ሃሱሳት ንመርኣይ ፥ አንተዘይኮይኑ፥ ህዝብና ስዋኣት ደቁ አናዘከረ፥ ነዚ ድዩ ነሩ ደቅና ዝተሰውኡ አናበለ ብሃዘን አዩ ዘህልፎ፥ ህግደፍ ንሰብ ዋኒን ብሃሊ $10፥000ናቅፋ ኣበርክቱ አንተዘይኮኑ ትካልኩም ክአጾ አዩ፥ አናበለ ብምፍርራህን ብምጉባአን ህዝብና ኣብ ፍርህን ሃዘንን መሊስዎ ይርከብ፥ አንተኮነ ከምዚ አናሃለወ ኣብክንዲ ብሃድነት ተወዲቡ ኣንጻር ነዚ ጋንየን ሰይጣናዊ ናይ ዉሂዳት ሸፋቱ ነጻነት ድኣ አምበር፥ ናይ ህዝብና ሃቀኛ ነጻነት ንምምጻአ ሃቢርና ንቃለስ፥ አንተ አቶም አናረኣዩ ዝኣወሩ፥ አናሰምኡ ዝጸመሙ፥ ኣብ ወጻኢ አትነብሩ ደገፍቲ ህግደፍ ግን ግደፍዎም አታ ጸልማት መኣልቲ ትመጾም ስለዘላ ኣብኣ ትደኩም ንብሎም፥
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 3 жыл бұрын
ተስፊት ኣብርሃም ሓደ ካብቶም ኣብ ዓውዲ ስነጥበብ ዑቑር ዓቅምን ሓይልን ዘለዎ ከምኡ ውን ገና ን ስነጥበብ ተሃኑ ከውጽኣሉ ኣብ ሓያል ጻዕሪ ዝርከብ ዘሎ መንእሰይ ኢዩ። ተስፊት ኣብርሃም ፡ ብዝያዳ በቶም መሰጥትን ርዝነት ቃላት ዝሓዘሉ ግጥምታቱ ኢዩ ዝልለ። መሳጢ ዝኾነ ኣገላልጻን ትርጉም ዘለዎ መልእኽትን። keep going bro!
@danielwater1321
@danielwater1321 3 жыл бұрын
Thank you thank you hawna snetibebawi Tesfit Abrham, Nsleti rezin tezekro agelalxaka Guday Eritreawi hzbn zelenayo natsnetn kwnnetn bzedenq k'elet gerka mglaxka azye yednqeka ayttifeana Qexlo Yuel kem wetru nhayal xaerka yemsgen.
@michaelokubu9124
@michaelokubu9124 3 жыл бұрын
Tebareke btaimi bsul hesabn zereban bertiou
@geneamha7584
@geneamha7584 3 жыл бұрын
Wise said.
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Yse yse 100 ✅✅✅👍👍👍👍
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 3 жыл бұрын
🌹🌹🌹🙏🏾
@fretasmirnova8908
@fretasmirnova8908 3 жыл бұрын
G.B.U
@brannaberhane2391
@brannaberhane2391 3 жыл бұрын
ኣንበሳ መሰተውዓሊ ቀጽሎ ቃልስኻ::
@ghirmayfilmon3847
@ghirmayfilmon3847 3 жыл бұрын
Tesfi yahoo 🤙
@senayfamily
@senayfamily 3 жыл бұрын
Good moksi god bless you
@edentekeste5197
@edentekeste5197 3 жыл бұрын
Hallo yuel hawina Tnx tesfit hawey btaemi tsbuk medeb gezea zhasereto koynu tesemiuni bzuh zfelto nger alewo emo kale gezea Amsealna pls.
@naemiyexbkti5412
@naemiyexbkti5412 3 жыл бұрын
Gigna eika 💪Thanks yoel hawena kae💟
@grmatsionokubai7773
@grmatsionokubai7773 3 жыл бұрын
"ተወልደ ማዓሾ" ዳርጋ ዘይሞተ፥ ተስፊት ሓወይ ክንድሽሕ ኢኻ።ኣዚኻ ብሉጽ [ትሑት፡ ምቕሉል፡ ሕዉስ፡ፈቃር ፡ጻዕራም ሓቀኛ] በቃ ምሉእ ኢኻ ንዓይ።ዕደምን ጥዕናን ይሃብካ።
@abrahaleyasefaw427
@abrahaleyasefaw427 3 жыл бұрын
ሓዊ ዝኮነ መንአሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ
@olgaberhane3684
@olgaberhane3684 3 жыл бұрын
Wow 🙏
@kingeritrea4952
@kingeritrea4952 3 жыл бұрын
Nezi wedi kale kfal ktgebrlu ymhxeneka yuael bless
@user-zu4wk6kh7f
@user-zu4wk6kh7f 3 жыл бұрын
Nay Bhaqi Bsul interview xbuq geyru gelixuwom nezom kulom Nhzbom telimomom zelewu Snetbebawyan eyna behalti
@alekueyezebl701
@alekueyezebl701 3 жыл бұрын
ተስፊት ቡሱል መንእሰይ ከማኹም ሰባት እዩ ዘድልየና ዘሎ
@user-vf1bi3mj9d
@user-vf1bi3mj9d 3 жыл бұрын
ያ ናይብኃትቂ ከማካ ይብዝሑ ተስፊት
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 3 жыл бұрын
Angesom Issic abey alo one of our talented artists ab Eritv bzuh kserh kelo azye yednqo nere aflTo zelewo pls tegediskuom ngeruni
@user-rd1hf3ts1m
@user-rd1hf3ts1m 3 жыл бұрын
አሱ አዩ አቲ ሓኪ ሓወይ ንሕና መነአሰያት ሙሩጽ ዎሎዶ ኤሪ ኣጆና ትራይ ኖኖ ን ባርነት አወ ን ፍትሒ
@tesfaldetmengstab2890
@tesfaldetmengstab2890 3 жыл бұрын
Nay bahki hawey neatey
@leilayemane3439
@leilayemane3439 3 жыл бұрын
Tesfana kabzom nashitu eyu 🥰
@stellagirma8312
@stellagirma8312 3 жыл бұрын
Kemaka lebamat endiom emo whidomna Ajoka kexlo😍😍
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 3 жыл бұрын
ኣን ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። ስለምንታይ ኢና እዚ ዘሎ ጉዳይ ናብ ስነ ጥበባዊያን ትራይ ነውድቆ። ንሕና ከም ሕብረተሰብ እውን ክንሓብር ይግባና። ሓደ ስነ-ጥበባዊ ሕማቅ ስራሕ እንዳ ሰረሐ ይተባባዕ እንተኮይኑ፡ ናይ ግድን እዩ እቲ ስነ-ጥበባይዊ ነቲ ሕማቅ ስራሕ ክሰሪሕ። ስለዚ ከም ሰብ ከም ህዝቢ ንሕና እውን ጽቡቅ ንቀሳቀስ የለናን።
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e 3 жыл бұрын
ህዝቢ ከማእዝንን ክጥርንፍን ዝክእል እቲ ስነ-ጥበባዊ እዩ :: እንተ ተረዲኡካ ኣባህላይ !
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 3 жыл бұрын
Swa adiquala,,,henti winch,,kefelaleka aloku seta,,,,heter bro 😍kkkkk
@ygttv557
@ygttv557 3 жыл бұрын
ስዋ ጉዕሽ ዶ ይሕሰካ ማላስ ጽራይ ከጽንሓልካ ኢየ🤪
@estifanosmengisteab9111
@estifanosmengisteab9111 3 жыл бұрын
Yuel abzi belgum telikas krekbeka deliye nere Estifanos Mengisteab ebahel waregem enebr
@arongebremical435
@arongebremical435 3 жыл бұрын
bravo hawey ezom haswtei balom gaxom terhaq
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 3 жыл бұрын
Tesfit Abrham enjera alem blae jigna beal hlna
@hhailemichealzerom2487
@hhailemichealzerom2487 3 жыл бұрын
Tesfit tesfa eritra zkonkum meniesey ajoka haki teabitu ayebetin u GBU & thank yoela kemzy gerna niebyom nhgdef keman zeytekim film nrialom alena hji nezy wexa hzbom abnetawyan menekakahti zelw netebabayom bhlfi beri tv zfno block hbna nezom anabs channel nketatelom bejakum
@mehariatoshim1207
@mehariatoshim1207 3 жыл бұрын
Wel said tesfit and yoel keep it
@tijeytijey3669
@tijeytijey3669 3 жыл бұрын
Nay bhaqi jgna 👍
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 2 жыл бұрын
ተስፊት ጂግና ኣጆካ ።
@esiabu8665
@esiabu8665 3 жыл бұрын
Waw kemzi aynet snetibebawi eyu dedlyena betami tsebuk tesfit and fanus network
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 3 жыл бұрын
I appreciate men,I rember u in midschool.but u need to be serious for ur life from the mafie GV particularly from ur friends, and family
@tekefrem9613
@tekefrem9613 3 жыл бұрын
What are you talking about?
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 3 жыл бұрын
@@tekefrem9613 he is advising him to take care of his life from the dictator GV /government. B/c in Africa there is no safety at all.... I hope you understand the point now
@bahrnameretna5687
@bahrnameretna5687 3 жыл бұрын
Ajoka weldoy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷kehlfe euy higdf keguhf eyu
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 3 жыл бұрын
የቀንየልና ተስፊት ሓወይ
@shamefrem37
@shamefrem37 3 жыл бұрын
Wawwwww great job bro so keep going 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@weldeyohanesberaki1380
@weldeyohanesberaki1380 3 жыл бұрын
Well said
@yonasgebreyohannes8805
@yonasgebreyohannes8805 3 жыл бұрын
I have no words describe this guy please give him time yoela for next time
@helendani8460
@helendani8460 3 жыл бұрын
Kulu haki zerzikayo aloka. Nay behaki lebam Thank you bro
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 3 жыл бұрын
ኣኣብ ገዝኦም ምስ በጽሖም "ነጻነት" ከም ዘይብሎም ምስ ተረድኦም ክራገሙ ጀሚሮም። ሰብኡቶም ኣንስቶምን መንእሰያቶምን። ጽባሕ "ናጻነት" ቢተወደድ ተኣሲሩ። ጽባሕ "ነጻነት" ደቂ ከረን ከካብ ገዝኦም ተኣሪዮም። ጽባሕ "ነጻነት" ጂሆቫ ምስክራት ሰብኣዊ መሰሎም ተነፊጎም። ጽባሕ "ነጻነት" ኣካለ ሰንኩላን ተረሺኖም። ጽባሕ "ነጻነት" ተቃወምቲ ሻዕቢያ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ተጨዊዮም። "ነጻነት" ተኣዊጁ ሉኣላዊት ሃገር ቆይማ። "ነጻነት" ዝባሃል'ኮ፡ ነጻነት'ቶም እምብለይ ዝበሉ ክኸብር እንከሎ ኢዩ። ሕጂ ንኩላ ስድራ-ቤት ሞስ ኣራኻኸበላ ጫውጫው ትብሉ ኣሎኹም። ነጻነት ማለት ትርጉሙ ጌና፡ እወ ጌና ኣይተረዳእኩምን።
@wwt8027
@wwt8027 3 жыл бұрын
Emo kubur haw, kab zymrdae wala dongika mrdae ayhayshn.
@siumtekle4815
@siumtekle4815 3 жыл бұрын
wwww nice tesfit
@mahfuz8334
@mahfuz8334 3 жыл бұрын
👍👍👌
@efremkidane6597
@efremkidane6597 3 жыл бұрын
ተስፊት ተባዕታይ መልእክቲ፡ ናይ ብሓቒ በልሕ መንእሰይ። ኣብ ሓደ ኣኻል ሰለስተ ስነሞጎት ብሰንኪ ናጽነት። መበገሲ ሞጎት መበል 30 ዓመት ናጽነት ኤሬትራ ዩ። የዕርክተይ መበል 30 ዓመት ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ዓዶሙኒ፡ ኣነ ድማ ብስሚዕት ተዳፋፊኤ ሐራይ በልኽዎም። ዓርከይ ደዊሉ" ኤፊ ሓወይ መበል 30 ዓመት ናጽነትን፡ ብልጽግቲ ሃገር ዝራእናሉ ዕለት ሰለ ዝኾነ፡ ኣብዚ ዓመት እዚ ብዝበለጸ ክነብዕሎ ኣለና፡ ብዝሕ ዝበለ ገንዘብ ኣውጽእና፡ ንስሕቅ፡ንጻዋት፡ ንበልዕ፡ ንሰቲ፡ ንህዝባዊ ግንባር ካኣ ነመስግኖም፡ ምክንያቱ ብጽግቲ ሃገር፡ ባንደራኣ ዘንበልበልት ስለ ዝፈተሩልና ይብለኒ"። እዛ ዘረባ እዚኣ ምስ ሰማዕኩ ብዘይ ዘረባ ንገዛይ ከድኩ። ምስ ነብስይ ድማ ተባስኩ። ሕልናይ፡ ቓለይ ፡ ስሚዒተይ ኣብ ውሽጠይ ሞጎት ፈጠሩ፡ ንዓይ ድማ ንመን ከምዝእምን ሓርበተኒ። እቲ ሞጎት ነዚ ይመስል ነበረ ሕልና" ስምዒ ስሚዒት ክሓተኪ፥ ናጽነት ሲ ክትነብሮ ዲዩ ዘለኻ ወይስ ከም ህዝቢ ኤርትራ ዓመት መጸ ከም ንግደት ክተብዕሎ?" ስሚዒት" ክተብዕሎ ኣለኻ፥ ምኽኒያቱ ነዛ ናጽነት ከምጽኡ፡ ብዝሓት መንእሰይ እታ ዘትትካእ ሂወቶ ስለ ዝኸፈሉ። ሕልና" ጽቡቅ ኣለኪ ስሚዒት፡ እሻሓት ኣቦታትናን፡ እሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ብሉጻት ደቂ ሃገርናን፡ ንናጽነት ከፊልና ኢና፥ ግን ክሓተኪ፥ እቶም ንናጽነት ዝተከፈ እንታይ ነይሩ ዕላማእም"? ስሚዒት" ሕልና ሕቶኪ ከቢድ ዩ! ኣነ ከም ዝመስለኒ ግን ናጽነት ከምጽኡ ተሰዊኣኦም ናፅነት ካኣ ኣምጺእም? ቓል" ኣነ ዶ እብዚኣ ርእቶይ ክህብ ትፈቅዱለይ፥" ህዝባዊ ግንባር መጀመርታ ቃልሲ ክጅምር ከሎ፡ ህ'ግ'ሓ'ኤ ኢዩ ዝባላል ነይሩ። እዚ ማለት ካኣ ንሓርነት ዩ ተቓሊሱ፡ እንተ ዳኣ ሓርነት ከምጽእ ተቃሊሱ፡ ናጽነት ካኣ እንተ ኣምጺኡ ዕላማኡ ሃርሙ ማለት ድዩ"? ስሚዕት" እወ ዕላማኡ ሃሪሙ፡ እንተኾነ ግን ዕላማኡ ተጨውዩ ዩ፡ እንታይ ከተዛርብና ደሊኽም ኢኽም ነፋጣት!" ሕልና" ቓል ጽቡቕ ሕቶ ዩ፡ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ፡ ህዝባዊ ግንባር ዝተቃለሰሉ ዕላም ስለ ዘይ ረሳዕኪ!" ኣብ መልሰይ ክኣቱ፡ መጀመርታ ኣብ ሞንጎ ናጽነትን፡ ሓርነትን ዘሎ ፍልለይ ክፍለጥ ኣለዎ። ፍልለይ እንተ ኣሊዩዎ ዕላማኦም ኣይሃረሙን፡ ፍለልይ እንተ ዘይብሉ ግን ዕላማኣኦም ሃርሞም ኢዮም"። ቓል፡ ስማዕ እሞ ኤፍረም ንስካስ ሓኪም ክከውን ኣለኒ ኢልኻ ቓል ትኣቱ፡ ነርስ ኾንካ ስራሕ እንተጀሚርካስ ዕላማካ በጽሓካ ማለት ድዩ? ኤፍረም" ላላ ኣይ በጽሕኹን፡ ምኪንታቱ ምዕራፍይ ኣብ ሓኪም ዩ ነይሩ፡ ምዕራፍ ማለት ካኣ ዕላማካ ምስ በጽሕካ ሓንቲ ማዓልቲ ተዕርፈሉ፡ ከም ብሓድሽ ሓይሊ ወሲካ ዝቃለሰሉ ቦታ ዩ እንበር ዕላማይ በጽሐ የ ኢልካ ተራጥጠሉ ቦታ ኣይኾነን። ስምዒት" ንሱኩም ንዝመጸ ክተቓልሉ፡ እንበር ኣብ ተግባር ባዶ ኢኾም። ስምዒ እስከ ሕልና፥ ናጽነት ማለትስ እንታይ ማለት ዩ ንዓኺ? ሕልና" ጽብቕ ሕቶ፥ 1)ናጽነት ማለት ሓደ ሕብረተስብ ብሕጊ ተመሪሑ፡ ብናጽነት ክሓስብን፡ ናጻ ኾኑ ኣብ ደስ ዝበሎ ቦታ ክንቃሳቀስን፡ ክሽቕጥን ክሓርስን ምስ ዝፍቐዶ ናጽነት ዘለዎ ሕብረተስብ ክንብሎ ንክእል። እዚ ኣሎ ድዩ ኣብ ሃገርና? 2) ናጽነት ማለት፡ ሓደ ሃገር ብገዛ ሩእሱ ክማሓደር ክክእል ከሎ ዩ። እታ ሃገር ናይ ባዕላ ባጠራ፡ ባንደራ፡ ቑዋም፡ ባይቶ፡ ሕገ መንግስቲ፡ ተቓወምቲ ባርቲ፡ እኹል ቖጦባ ክተስተኣናግድ ክትክእል ካላ ዩ"። እዚ ኣብ ኤርትራ ኣሎ ድዩ? 3) ናጸነት ዘለዋ ሃገር ፍልልይ ሓሳባት ምዕባለ ምኻኑ ስለ እትእምን፡ ናጻ ብሬስ ትእውጅ፡ ስብ ሰልማዊ ሰልፊ ክውጽእ ተፍቅድ፡ ቤት ትምህርቲ ትሃንጽ፡ ኣብ ኣርባዕተ ዓመት ናይ መንግስቲ ምርጫ ትገብር፡ ንህዝባ ድማ ብሰላም ተንብር ሃገር እንድሕር ኾይና ፥ ናጽነት ዘለዋ ሃገር ክትባል ንኽእል። ኣብ ሃገርና ኣሎ ድዩ እዚ? ቓል" ሕልና ብሓቂ ኣድኒቀኪ፥ ከምቲ ጥበብ ዝባሃል ብሙልእ፥ ንእግዚኣቤር ምፍርህ ማለት ዝኮነ። ሕልና ማልት ካኣ ልክዕ ከምኡ፥ ንእግዚኣቢሄር ምፍራሕ፥ ንሓቒ ምምስካር ማለት ዩ። ከምቲ ጥበብ ኣብ ዘለዎ ድማ ምፍጻም ሕጊ ዘሎ። ሕልና ኣብ ዘለዎ ሰብ ድማ ሓቂን፡ ፍቕርን ብተግባር ትሪኦ። እዚ ድማ ነቲ ኹሉ ዝክእል ኣምላኽ ምፍላጥ እውን ኢዩ። ናጽነት ዘይብላ ሃገር ድሞ ንህዝቢ ትጩኹን፡ ቤት ትምርቲ ዓጽያ እሱርቤት ተብዝሕ፡ ዱንቁርነት ተስፍሕ፡ ናጸነት ዘይብሉ ህዝቢ ናጽነት ከምዘስተማቀረ ክሕሱ ትግድድ። ኢዚ ድማ ኣብ ውሽጥና ኣሎ። ብሓጺሩ ናጽነት ክትነብሮ ፡ ክተስተማቅሮ፡ ክትማሃረሉ፡ ክትሕጎሰሉ፡ ክትነቅሐሉ፡ መሰልኻ ትሓተሉ፡ ግብእካ ክተስተግብረሉ፡ ምስ ስድራኻ እትነብረሉ ክብሪ እንበር ፥ኣብ ስደት እትነብረሉ፡ መሰልኻ ዘይትሓተሉ፡ ባርያ ኮንኻ ተገልግለሉ፡ ሓሶት ትምህረሉ፡ እሱርቤት ተብዝሐሉ ኽብሪ ኣይኾነን። ቓል " ሓቂ ይሃብኪ ሕልና" ንእብነት ኤፍረም ሲ ድሕሪ ናጽነት ተወሊዱ፡ ናጽነት ከይኣስተማቀረ ኣብ ስደት ክነብር ተገዲዱ። ነዚ መንእሰይ ሪእዋ ዘይፈልጥ ናጽንት፡ ብእዝኑ ጥራይ ዝሰምዓ ኣብዕላ እንተበልናዮ እንታይ ይስምዖ? ሕልና " ሕማቅ ይስምዖ፡ ይሓዝን የስተንትን፥ " እቦታተይ ዝተስወኡ፡ ኣነ ኣብ ሃገረይ ክነብር፡ ሰላም ከስተማቅር፡ ብሓጎስ ምስ ስድራይ ክነብ፡ ኽማሃር ክምዕብል፡ ንብዕለይ ኾነ ንሃገረይ ከሐብን፡ ንጥምየት ንድክነት ኣርሒቅና ካብ ሃገርና ክንጉሕፍ፡ ሃገርና ኢየሩሳለም ክትመስ እንበር ከምዚ ሕጂ ንነብሮ ሰለናስ ዕላማኦም ኣነበረን ኢሉ ይኣምን"። ካልእቲ 24 ግንቦት ክትመጽእ፡ ካብ ልቡ ይጽበ፡ ደልየቱ ሰላም፡ ፍቕሪ፡ ፍትሒ ለቢሳ ክሪኣ ሃገሩ። ሕቡራት ኣፍርቃ ተባህሉ ከም ዲልየቱ ህዝቢ ክንቃሳቀስ፡ ክነግድ ፡ ክማሃር ክፍቀደሉ ዩ ድልየቱ። ኣብዚ ግዜ ናጽነት ዘይብሉ፡ ኣብ ስደት ከርተት እንዳበለ ዝነብረሉ ዘሎ ግዜ ግን ምስ ሕልና ተሳማሚዑ ኣብ ሓቂ ክነብር መርጹ ኣሎ። ስለዚ ካኣ ኤፍረም ንዕሩክቱ ብትብዓት ምሳኦም ክበልዕ ፡ክሰቲ፡ ንህዝባዊ ግንባር ክውድስ ከምዘ ውዕል ነግረዮም ኣሎ። ኤፍሬም ዝበሎ" ኣነ ምስ ቓልን ሕልናን ተሳማሚዐ ፡ ንሰን ዝበላኒ ኣሚነ፡ ብሰላም ብፍቅርን ምስ ኩሉ ተሳማሚዐ ክነብር ጀሚረ ኣለኹ። ንስክኩም ከ ምስ መን ትሳማመዑ? ቓል፥ ሕልና ዋላስ ስሚዒት? ቓል ፥ ማለት እቲ ዝነበረ ፡ ንሱ ድማ ኣብ ኣምላክ ዝነበረ፡ ይኹን ምስተብሃለ ድማ ዝኮነ ዩ። ሕልና ፥ ማለት ኩሉ ግዜ ሓቂ መስካሪ ናይ ሂወትና ምፍጽምታ ሕጊ ማለት ኢዩ። ስሚዒት ማላት፥ ሙድ ኾኑ ናብ ሕማቅ ይኩን ናብ ጽቡቅ ዝደፋፍእ ብዘይ ርዲእት ዝምራሕ ተሪር መንገዲ ዩ። ጽብቕ ስሚዒት እንተኣለካ የበርትዐኻ፥ ሕማቕ ስሚዒት እንተኣለኻ ይጽድፈኻ፡ ምክኒያቱ ስሚዒት ብቀሊሉ ዝርድእ ክብሪ ኣይኾነን። 24/ 05/ 2021 ኤፍረም ኪዳነ
@yonasgebreyohannes8805
@yonasgebreyohannes8805 3 жыл бұрын
Please bring next time he’s brilliant
@maharibrhane7961
@maharibrhane7961 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ዝኾነ መንእሰይ"" ሰሚዕኻ ዘይምኖ። ፋኒ ሓወይ ዝከኣል እንተኾይኑ ካልኣይ ግዜ ዓድመልና?
@naliru6096
@naliru6096 3 жыл бұрын
ዩኤል ሓውና ኣብ ኣእምሮ ተስፊት ብዙሕ ነገር ኣሎ በጃኻ እዛ መደብ ኣዝያ ሓጺራ ንተስፊት ካልኣይ ግዜ ዓዲምካ ኣቕርበልና ሓደራ ። ዝኸበርካ ተስፊት ከኣ ኣብ በዓል ሰልጠነ ሰብ ዕላማ ኣሳሰይቲ ተጋሩ ዕድመ ጌሮሙልካ ከይትቐርብ ሓደራ
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 3 жыл бұрын
Well ✔done
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 3 жыл бұрын
Tray to share with ur child mate dve
@rezeneberhe818
@rezeneberhe818 3 жыл бұрын
I’m so proud of brother Tesfit
@natsnetkehase1091
@natsnetkehase1091 3 жыл бұрын
❤❤❤❤
@eliudwegihu1966
@eliudwegihu1966 3 жыл бұрын
Pau btami xbuk agelalxa
@yonasmichael2889
@yonasmichael2889 3 жыл бұрын
Nay behaki bluts 💪💐👍
@habtegateka2494
@habtegateka2494 3 жыл бұрын
Kalat yebleyn meglexi Bravo 😚
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 3 жыл бұрын
Eza Uganda buzuhat bsulatn seb hlinan afrya ala nay behaki bsul meniesey. Ab America zelowu berayu shim snetibeb zibl shim tesekimom gn hlna albo hade ainet bahri alowom kab beal ariam weldeab, nahom, sumuel, mereb, tantan, nebyat, kibra kindey elka kiglexu xibah ngho entay eyom kiblu endie
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 3 жыл бұрын
👌👍👍
@user-tk5rx5nu1l
@user-tk5rx5nu1l 3 жыл бұрын
ስነጥበባዊ ማለት ኣብዚ ኣለኩም ጂግና ስቃይ ህዝቡ ዝስምዖ።
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 65 МЛН
小丑把天使丢游泳池里#short #angel #clown
00:15
Super Beauty team
Рет қаралды 41 МЛН
Meet the one boy from the Ronaldo edit in India
00:30
Younes Zarou
Рет қаралды 15 МЛН
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 9 МЛН
ሰላም ብ ኣወል ስዒድ / PEACE BY AWEL SAID
1:02:02
Hidmona TV
Рет қаралды 195 М.
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 65 МЛН