"ብዙሓት ቀቲልካ ዝረጋገጽ ሓርነት የለን" ሞከነን ጸሃየን ሳምሶም ሰሎሙንን

  Рет қаралды 9,725

FaNus NetWork

FaNus NetWork

18 күн бұрын

Пікірлер: 116
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ባይታ ዘይወድቅ ዘረባ ቡሉጻትን ንቁሓትን መንእሰያት ኣብ ቀጻሊ ቤተደጋጋሚ ኣምጻልና ዩኤላ ጽቡቕ መደብ።
@zowdi810
@zowdi810 15 күн бұрын
Wow you are amazing thanks wow it is right god bless to you are
@TeklayGebremikael
@TeklayGebremikael 12 күн бұрын
Thanks Uel for inviting those brilliant guys
@genetgg7718
@genetgg7718 12 күн бұрын
ብመጀመርያ ሳምሶን ፡ፋኑስ፡መኮንን🙏🙏🙏 ለዘበን ልብን፡ርእስን ዘይብሎ በዚሁ ኣቦይ ቀሺ፡ንባእሲ ዝሰብኩ፡ገሊአም ዋጋ ከይከፈልካ ኣወት የሎን ዝብሎ😭😭😭 አግዛብሂር ልቦና ይሀበና። ሳምሶን፡ መኮንን ይህንን ወጣት መጎስጎስ ኣለባቹ🙏🙏
@ephremabraham8266
@ephremabraham8266 12 күн бұрын
Good discussion. Respect to all of you. It is good you are publishing books, please consider to put in audio as most young Eritrean are not readers.
@michaelasmellash3038
@michaelasmellash3038 16 күн бұрын
Wow, thanks Eyoel for bringing Mekonen and Samson in your Media. I like their book title TLMI and LEWTI. Great idea i really admire. Eager to read their books.
@user-qz9om9eh8k
@user-qz9om9eh8k 15 күн бұрын
Hues bezioom timrah Eritrea si eseyasen sidrabetun nzelalem yihazuwa::
@user-wp6ck8os1l
@user-wp6ck8os1l 11 күн бұрын
btaemi kemakayku buluxat menaesey eye tedeli ezahager hadetaku akumukum afssula
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 15 күн бұрын
መገዲ ባቡር ካሰራሕካ ባቡር ኣብፎሮብያ ኣላትና አንታዩ ይኣብሰልና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ባሕሪ ኣሎና ብዘይመርከብ ሃግር ኣልና ብዘይቁዋም ግራት ኣሎና ብዘይ ሓረስታይ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 16 күн бұрын
ብሉጻት ከምዚ ከማኩም ብሉጽ ስራሕ ይሰርሑ ሰብ ርእሱ ዝፍትሸሉን ዝምርምረሉን መጽሓፍ ብምድላው ሕብረተሰብ ክረብሑ ይሰርሑ። ሕሱራትን ሰብ ጥቅምን ካኣ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኮይኖም ህዝቢ የባሉዑ ብድሕሪኡ ላንባን ክርቢትን ጌሮም መሰቃጸሉ ካኣ (ሌባ ጻድቅ ) ይኮንልና ። መንእሰይ ዘስተውዕል ኣእምሮ ይሃቦ ነንሕድሕድና ብምቅታል ዝመጽእ ለውጢ የለን ካብ ነንሕድሕድና ምቅታል ግን ዝረቡሑ ኣለው ። ብሉጻት ኢኩም ጻዕርኩም ፍረ ክህብ እዩ ቀጽልዎ ጽቡቅ መልእክቲ የሕሊፍኩም ደቆም ሓቂፎም ደቂ ካልእ ብልመና ክዓቢ ዝግበር ስራሕ እዩ ኢሉ ሓውና ዝተዛረባ ሓቂ ሰብ ከስተብህለላን ደቆም ሓቂፎም ንደቁ ብልመና ንክዓብዩ ዝገብር ስራሕ ክሰርሕ ንዝጉስግስዎ ፎእ ክብሎምን ይግባእ
@WadeyGofar-cp9xy
@WadeyGofar-cp9xy 12 күн бұрын
Terkasat bzaeba weledikum hetetu
@brannaberhane2391
@brannaberhane2391 16 күн бұрын
I wish every eritrean thinks like you.
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 15 күн бұрын
ኣዝዮም በላሕትን ኣስተንቲኖም ዝዛረቡን ዕዱማት! ከማኻትኩም ዝበሉ፡ ምስ ምሉእ ብስለት፡ ኣርሒቖም ዝጥምቱ፡ ብልዙብ ቋንቋ ሓሳባቶም ዝገልጹ የብዝሐልና። ይገርም'ዩ! ብዘይ ሕፍረት፡ "ለባም ለባም ኣይትጻወቱ" ግደፉና ከም ማጓሉ ንናጓዕ ዝብሉ፡ ሓዘግዘግ ኢሎም፡ መሬት መሊኦምዋ!
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 16 күн бұрын
Isayas b petition knewrdo ena, I love to listen interviews discussion among Eritreans on social media ከምናይዞም 2 ዘይርደኡካ ውልቀ ሰባት ተሰልችወኒ ዘረባ ጠቅላላ ኣይረኸብኩን ክልቲኦም ኣይ ምስ ፍረታት ኣይ ምስ ጥረታት
@user-qz9om9eh8k
@user-qz9om9eh8k 15 күн бұрын
Eti hade gidefo mr petition elka: eti hade kea ab poletica aytesatefkumen elu amlak zikesom mesiluwo tobloqloq zibel. Bihaki yibleka kirieyomen temlas kimexanen hade:: kabziom wedi etay wuchu gerezgiher wedi gebeya b 10 eid yibelxu eseyas kea emo zereba yeblun ezioom si birhan kemxueley 10 mot eyu::
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 15 күн бұрын
@@user-qz9om9eh8k kalies zkone mkone anes mtsaru harbituni zelos ms eziom hade diyu kikewn hagerna wey n Isaias petition gerna fleyena knblo
@tsigeredatesfamichael9454
@tsigeredatesfamichael9454 14 күн бұрын
Kemzi zzareb hawi entezhlwuna ezi kulu meniesey ab shgr aymiatewen bejakum ahwatey kabziatom temaharu fltet qsemu
@susanasereke6550
@susanasereke6550 16 күн бұрын
Lebamat kemza delekuma tray kexlu❤❤❤❤
@danielteame4033
@danielteame4033 13 күн бұрын
Somson ata lekbat wedi werqu kemaka loqmats aykonen nezamnelu elama eu halifu beka tefeo zebhal seb aykonen zembeo resae abeo
@user-cn2xq9db1p
@user-cn2xq9db1p Күн бұрын
ይኤላ ጽብቅ መድረክ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 14 күн бұрын
Good people
@jonahabgi1687
@jonahabgi1687 14 күн бұрын
Tegaru ena zbelkum endikum: Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 entay tmlketekum! Resehat: deqi 2 shinti! Aythafrun dikum'ke! Eritrea 🇪🇷 nay Eritreawyan eya! Hansab shetet elatkn eya! Tenesihu: minalbat yqre ygberelkum ykewn! Asheberti!
@micaelaradom277
@micaelaradom277 7 күн бұрын
ዩኤል ወዲ ጀበርቲ ምስ ብዓል ሳምሶም ተገበርቲ ጀበርቲን ሓቁፍካ ተሪፍካ ሰነፍ
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shimayteklom6417
@shimayteklom6417 13 күн бұрын
ንፉዓት ካህናት ኢኩም ንስካትኩም። ኣነ ብጽሞና እየ ሰሚዐዮ ኡኤል እዚ ኣከራርባ እዚ ኣብ ተዋስኦ ጥራይ እካ ክትሰምዖ ትክእል ኣነ ቻለንጅ ምገበርኩዎም።
@tesfahiwotwolday3638
@tesfahiwotwolday3638 15 күн бұрын
Nice Explanation guys
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 16 күн бұрын
Ata lokisas fanus iss zeytzefe kabzi Media hbue hgdef👎👎👎👎👎
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 14 күн бұрын
አብየት ከምዚ ናትኪ ሰንክልቲ ርእሲ አይተፈጥረትን ተማሃሪ።
@Dermas2024
@Dermas2024 16 күн бұрын
ኣዝዩ ጽቦቕ መድብ! ተስፍ እገብር ብቐጻሊ ክትዕድሞም!
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 16 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ዚሮ መግለጺ። ንሓደ ቀሺ ዝስምዕ ዘለኩ ተስሚዒኒ።
@mkabrha4968
@mkabrha4968 16 күн бұрын
Dengola😂 tray eu zrdeaka temhar
@zeraykiflemichale2223
@zeraykiflemichale2223 16 күн бұрын
Tmhrit yedleka hawey xegem ente halika Xbuqi aleka gna asitewuali lebmi eka
@user-lo1nl3vb3r
@user-lo1nl3vb3r 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@mebrhatumehari3477
@mebrhatumehari3477 14 күн бұрын
Nay behakineseketekum tetemerhewu ezi hezbe kesabe hji aye mexanehan
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 10 күн бұрын
❤❤ሄናክ ሐንቲ አደ ካህን አብ ኢስራኤል ጎስጋስ አሐዋት ሞብአስ ጌጋ ተጠያቂ ሆናክ ኢዮ ሰብ አብ ደላዮ ይኪድ አብ ዓዲ ሕጊ አንዳ ሃለወ ሕጊ ዘየክብር ቶሮሪስቲ ኢዮ❤❤❤❤❤❤❤😊😊
@micealmiki4053
@micealmiki4053 16 күн бұрын
ጎነጽ ደው ይበል፡ ብምቕታል፡ ብሕነ፡ ብምጉናጽ ዝመጽእ ሰላም የለን ፡ ኩልኻ መንእሰይ ካብ ጎነጻዊ ኣተሓሳስባ ውጻእ፡ ልውጢ ፍትሕን ዝመጽእ ብብስለትን ብፍልጠትን እምበር ብስምዒት ኣይኮነን። ስለዚ ብስልጡን ኣገባብ ንኽንቃለስ ንስራሕ።
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 15 күн бұрын
ተቃላሲ እንተኮይንካ፡እሞ ካራ ሒዙ ማዓናጡካ ክዝልዝለካ ንዝመጸ እንታይ ምገበርካ፡ሕቶ ንዓካ እዩ።ካልእ ኣነ ዝሰምዖን ዝፈልጦን ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ንሰላም፡ንሓድሕድካ ምውጋእ ትርጉም ከምዘይብሉ ተረዲኦም ንስለ ሰላም ንስለ ፍትሒ ዝተቃለሱ ኩሎም ጠፊኦም እዮም። ህዝቢ ኤርትራ ድማ እንተስ ብሕመቅ፡እንተስ ካብዘይፍላጥ፡እንተስ ብካልእ ምክንያታት ክጣበቀሎም ኣይረኣኩን፡ስለዚ ምስ መን እየ ኣነ ምእንቲ ሰላም ኢለ ኢደይ ኣጣሚረ ሱቅ ክብል። ሕጊ ምስተከልካ ኢካ ብዛዕባ ሕጊ ትዛረብ፡ኣብ ኤርትራ ግን ሕጊ የለን። ሓደ ጀነራል ምስ ኣስረካ ኣብኡ ትጠፍእ፡እስያስ ከማን ዘይፈልጦም ን20 ዓመት ዝተኣስሩ ሰባት ኣነ ይፈልጥ። ስለዚ ገና ኣይቀበጽኩምን እንተኮይንኩም፡ዋእ ኣምላክ ይሓግዝ፡እንተ ኣነን ከማዚ ከማይ ዝበሉን ግን ቀደም ቀቢጽና ኢና።እብ ዓለም ሓይሊን ሕግን ማዕረ ማዕረ እዩ ዝሰርሕ፡ስለዚ ምእንቲ ሕጊ እናተቃለስካ ሓይሊ ግን ከምዘድሊ ክትፈልጥ ኣለካ።
@nazretbahlibi1597
@nazretbahlibi1597 16 күн бұрын
Willkommen jeganu❤🎉
@hanilove4503
@hanilove4503 14 күн бұрын
Lemxat entay gebrti rkum n sukum
@naliru6096
@naliru6096 16 күн бұрын
ሓው ሳምሶም ምስ ቦትስዋና ብሓንሳብ ኣቅርቦም ዩኤል ትግራዋይን ኤርትራውን ኣብ ሓደ መኣዲ ናይ ምሁርን ናይ ደንቆሮን ቃለመሕተት ክንሰምዕ ንደሊ ኣለና ከምቲ ኣብ ናይ ፍናን ቀሪቡ በይኑ ከም ሓደ ፈላጥ ዝጎዮ ኣይኮነን ምስ ሳምሶም ገጢሙ ክርህጽ ክሪኦ ይምነ ናብ ሓሳበይ ክምለስ እዝይ ኣብ እስራኤል ተጎዲኡ ዘሎ መንእሰይ መበል ሓሙሻይ ኮይኑ ከምዚ ናይዚ ገሩ ጫውጫው ዝተባህለሉ የለን እቲ ደም ናቱ ዝተፈለየ ድዩ ኮይኑ? መሪጽካ ምልቃስ ከ ንምንታይ ኣድለየ ኩሎም ዝሞቱ ኣሕዋትና እዮም ቆልዑን ስደራ ዘለዎምን እዮም ጸቢብ ኮንካ ምሕዛን ኣየድልን ሜድያ ቤት ፍርዲ ኣይኮነን ብወገን መኮነን ብደገፍቲ ከምዝተቐትለ ዘስምዕ ዘረባ ይዛረብ ኣሎ ክሳብ ቤት ፍርዲ ዘየጻረዮ ማንም ተሲኡ ፍርዲ ክህብ ኣይክእልን እዩ ። ካልእ ናይ መኮነን ናይ ሜዳ ውልቃውነት ስለዝበሉ ኢና ተሃሲና እዩ ውልቃውነት እንተዝህሉ ናጽነት ኣይምመጸን ። ናይ ህጂ ውልቃውነትኮ ንሪኦ ኣለና ንሶም ዘይስሕንዎ ኣቂድሚ ሰብ ብሜድያኦም ንሞት ንምቅታል ይጉስጉሱ ደቆም ሓቑፎም ከም በዓል ወዲ ሓዃሪ ኣድግን ቦትስዋናን ኣብ መወዳእታ ሓንቲ ደስ ትብለኒ ኣላ "" ሰይፍ ዝሓዘ ብሰይፍ ይጠፍእ "" መዋቲ ኣብ ስእሊ በትሪ ሒዙ እታ ስእሊ ፈኸራ ዝመስል ደቂ ሰብ ክቐትልን ክሃርምን ደቆም ከዘኽትምን ዘልዓሎ በትሪ እዩ ስለዚ ነቶም ሰይፍ ዘልዕሉ ሰብ ቅልጽም እና ዝብሉ ሰብ ቀላጽም ክረኽብዎም ካምዝክእሉ ዘይምዝንጋዕ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 16 күн бұрын
ኩሊቶም ዝተሸጠ ኣብ ሲናይ ዓሳ ዝበልዖም ኣብ ቀላያ ኣብ ፈቐዶ ማእሰርቲ ዝኾኑ ግዳይ ማይ ስርዋ ፡ሚዕጥር ዒራዒሮ ንቡር መርድእ ዘይተነግሮ መሪር ሂወት ዘመነ ሻዕብያ ሕቡእ ኣጀንዳ ናይ ጥፋት ድብያ ካብ ሱሩ ክምሖ ሰይጣን መኻይዱ ናይ መንነት ቅልውላው ዘይፍለጥ ዓዱ ካብ ሱሩ ክምሕዎ ብርጌድ ንሓመዱ ! ካብ ኢትዮጲያ
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 16 күн бұрын
ንስኻትኩምሲ ካብ ካልኦት ተቓለስቲ እታይ ይፈልየኩም ? እቲ ትብልዎ ዘለኹሞ ኩሉ እቶም ብኣሽሙር ትኸስዎም ሰባት ኩሉ ኢሎሞ እዮም ። ብኸመይ እዩ ንኻልኦት ኣሰንጢኻ ንስኻ መልኣኽ ኮንካ ዝቕረብ ዘሎ ? በታ ንኻልኦት ትነቕፉላ ንስኹም ኸኣ ብኣኣ ትንቀፉ ኢኹም ፡ ናይ ካልእት ቃልሲ ቢዝነስ ይብሃል ፡ ንስኹም'ከ መጽሓፍትኹም ብናጻ ድዩ ክዕደል ? ምስ ጸላእቲ ወጊኖም ትብሉ ፡ ንስኻትኩም ምስ ቀታሉ ይሕዋቶም ኸኣ ትደናገጹ፡ ስጋብ ምኣስ ኢና ተቓለስቲ ኢና እናበልና ኣንጻር ተቓለስቲ ደው ንብል? ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና ደኣ እንበ ሕጅውን ተስፋ ኣይርኣየንን እዩ ። ኩላህና ቅንዕናና ዘጥፋእና ይመስለኒ ።
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 16 күн бұрын
Abzia delewo mininutat kea bjeka lebam lebam kxaweto kali welahanti zeygebro lekbatat ::
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 12 күн бұрын
ብስምዒታትን ኩተር ጽልኢን ስለዝተዓብለልካ እኮ ኢዩ ዘረብኦም ምኒን ኮየኑ ተረዲእካ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 15 күн бұрын
ሳምሶም አዝዘረባኻ ናይኣቦታትናዩ ጡቡቕ መባኤስትኻ ይለብመልካ. አቶሙ ዓበይቲ ይስለትሓቕ ይፍተሮሎም ብፍላይ መራሕቲ ሃይማኖት ክሓስብሉ ይግባ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@abynabimerhawi4765
@abynabimerhawi4765 16 күн бұрын
State-of-the-art theories for sustainable transition. Believe me, may be u didn't recognize it, but what you are quoting could be easily substantiated with scientific articles for transition.🙏
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 10 күн бұрын
❤❤ራይት ኣር ሮንግ ምሰ ማካንትሪ ጂግና ሻዕቢያ ጀነራል ስብሐት ኢፍረም አብ ሜሪየት ዘይወድቅ ዘረባ ስጋብ እንተ ወደቀት ሐመድ ሒዛ ትልዓል ይበሃል መልሐስ ዓጱሚ ዝሰብር አይንዛርብ በጃኩም ንጰቡቅ ጎሰጉሱ❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 16 күн бұрын
እዞም ገፈጥ መፈጥ መንእሰያት ኣብ ኣእዱግ ሓመድ ተኣኪቦም ዘለው ጉጅለ ሕግን ንቅሓትን እንተዘይፈሊጦም ከቢድ ዋጋ ክኽፍሎም እዩ። እዞም ቀይዲ በተኽ ፋሉል ባዕሎም ሃሪሞም ከብቅዑ ተመሊሶም ከእውዩን ከልቅሱን ኢና ንርእዮም ዘለና። ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ሽግር እዞም ኣብ ዘይዳሶም ከይዶም ሽበራዊ ናዕቢ ኣብ ልዕሊ ቆልዓ ሰበይቲ ዝፍጽሙ ዘለው ኣእዱግ በረኻ እዮም።
@hadushhabte4980
@hadushhabte4980 16 күн бұрын
Kemaka gefet delo eyu
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 16 күн бұрын
Yes most of them from villages, that is why
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 16 күн бұрын
@@senaittesfazgi9707village yeblkn dyu❓😂😂
@tadesse-bw6ib
@tadesse-bw6ib 14 күн бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ ዘለዎም መንእሰያት በሉ ከምቲ እምነትኩም ይግበበረልና
@rubazarazara6182
@rubazarazara6182 14 күн бұрын
Is the guy on your left having wine?
@user-cb6ke8mk2j
@user-cb6ke8mk2j 12 күн бұрын
ሓደ ሓላኪ ቀንዲ, ኣብ ኩሉ ዕንቅፋት ዝፋጥር ዘሎ, ህግደፍ እዩ ኣብ ኩሉ ኣትዩ ካብ ሓዳር ጀሚርካ ክሳብ ቤተክርስርስትያን, ካብዚ ነጻ ዝኮነ ንኩሉ ዘሳትፍ ብከመይ ክትሃንጽ ይካኣል?
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 15 күн бұрын
Kkkk መጽሓፍ ጽሒፍካ ዝመጽእ ሓርነት የለን. This conversation is just useless.
@ygttv1576
@ygttv1576 13 күн бұрын
እምኒ ጌርካ ከኣስ እባ ሓርነት ኣየረከብካን። ግርም እባ ፓስታ እንዳ በላዕኻ ሰብ ምንሻው così imbarazzante😩😩😩😩
@owingsmillss
@owingsmillss 16 күн бұрын
Intellectual Eritreans here
@kahsayalem5736
@kahsayalem5736 14 күн бұрын
ኣብ ዝኾነ ዘረባ ጥቅማ የብሉን መፍትሒ ኣምጽኡ።
@user-op2hw2md4x
@user-op2hw2md4x 16 күн бұрын
ዮኤል መመጸጽቶምስ ትረኽቦም ድኣ😂 እዚኦም 2ቲኦም ሽለታት ኢዮም።
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 14 күн бұрын
ጥራሕ ርእሱ ተማሃር
@melestesfai8946
@melestesfai8946 12 күн бұрын
ሞኬ ናብ 2006 መሊስካና እቲ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዝኽሪ ብልክዕ እኻ ኣምጺእካዮ ኣነ ካብ ዘጋጠመኒ ከኣ ኣብ ድቪዛ ንክፍርመለይ ብ mp ገጸይ ተጸፊዐ ኔረ ኣይርስዖን እየ
@senaitbereket9301
@senaitbereket9301 16 күн бұрын
Niskum ziwelaikumo denakur hasewty higidef nikidimit atum denakur 😢
@tesfit2518
@tesfit2518 16 күн бұрын
senait ንኩሎም ኣትለክምዮም ሳምሶ ሓደ ካብት ዘይድግፎን ዝነጽጎን እዩ እኮ😢😢😢
@aronhidray69
@aronhidray69 10 күн бұрын
ሳሚ ብሉጽ ሰብ?
@user-dj3yj4uc2h
@user-dj3yj4uc2h 15 күн бұрын
3 ሎቅማጻት
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 күн бұрын
እሞ መን ድዩ ቀቲሉ እቲ ቀታሊ ህግደፍ ዶ አይኮነን ዶ ሱቅ እልኩም ተቀተሉ ማለት እዩ???
@esaysemere7c114
@esaysemere7c114 15 күн бұрын
Tsubuk njedemti daa ab having ktbesa alekn wakeru
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 14 күн бұрын
Please guys to talk is not that hard, but to do the right thing is very difficult and needs a lot of work. You guys can’t change the government of Eritrea from distance. PIA, the people of Eritrea in Eritrea 🇪🇷 and in diaspora and the EDF are defending their independence, country and its people. To disagree with the government of Eritrea is one thing, but be team with Tigray TIEWET and oppose our heroes is not Acceptable at any time. Eritrea and Eritreans have all time high unity. That is the reason why we hate the useful idiots.
@Asli-boyyyyyyy
@Asli-boyyyyyyy 16 күн бұрын
ምስ ሰለልቲ ህግደፍ ክተዕሉሉ ትውዑሉ ብዓል ፋኑስ ብጣዕሚ ተሕዝኑ❌❌❌❌❌👈🏼
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 16 күн бұрын
Bor, please go to school and learn something donkoro
@mkabrha4968
@mkabrha4968 16 күн бұрын
Kem beal nska dongola ksab mewetaeta knkalesekum ena geldam wahid, bsenkum hiwet ytefe alo
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 15 күн бұрын
ክድሶሙን ተራኺብና ኣቢ ጥቓኤድከትኦን ኣነ ክምርኣኡወርሒ 10/07/2006 አርፎ ኣነክኣ ስንበት ተመራ 10/08/2006 ወዲ ወልደ 18ዓመት ኮዩኑ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@hassebmicael2030
@hassebmicael2030 16 күн бұрын
ንዓኻ ጥራሕ ዝወገነ ዲኻ ተቃልሳይ ትብሎ? ነዓይ ጥራሕ ደግፍሲ መንገዲ ህግደፍዶ ኣይኮነትን
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 16 күн бұрын
But if you don’t come in one. You can’t achieve anything
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 16 күн бұрын
ሃለውለው ❗️my country wrong or right what ever with my country ❗️General Shfhat ዝብል ኣባህህላ ማሌት ኣይትንቀፍ ማሌት ኣይኮነን ወይ ኣየስምዕን ኢዩ‼️ባዕልኻ ናብ ረብሓኻ ክትርጉሞ ግን ይከኣል እካ እንተ ኮነ ግን ኣይከኣልን ኢዩ
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 16 күн бұрын
“My country, right or wrong; if right, to be kept right; and if wrong, to be set right.” እዚ'ኣ እይ ትኽክል። ምቡጥቋል ኣመሎ ስለ ዝኾነ ግን ብጥቁል ኣቢሎም ይርምስዋ።
@biniam9636
@biniam9636 14 күн бұрын
ብኸምዚ ግዳያት ዝኾነ ኩሎም ጠቃስኩም ክላዓሉ ይጌባእ ኒሩ
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 15 күн бұрын
no violence ✌🏿
@elilta70
@elilta70 16 күн бұрын
ባዓል መርገጽ ዘይብልኩም መርገጽኩም ዘይፍሉጥ መደናገርቲ ዝግበር ዘሎ ብሐቂ ሐቂ ኢዩ ነንሕድሕድካ ጽቡቅ አይኮነን ግን አይትወራዘዩ ኢቲ ኮነታት ጽቡቅ ጌርኩም ትፈልጡ ኢኹም ስኩፋት ህግድፍ ትባሃሉ ኸአ::
@alganeshmosazgi9158
@alganeshmosazgi9158 16 күн бұрын
አይንቃተል ስለዝበሉስ ክንድዚ ዘረባ? አታ ነዉራም።
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l 16 күн бұрын
ኣታ ወዲ 7 ድካ ነውራም ኣእምሮ ዘለዎም ኣይታይኩምን ኢዩ ማሕበር ባዞ
@jonahabgi1687
@jonahabgi1687 14 күн бұрын
😂😅😅aha 😄 🤣! Men kenbbelkin meshaqi tshifkin? Antsar hagerkn hzbiknn ztsehafkneo!😅! Bkulu kesirkin ekin! Hasewti: atman: sheqato!
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 16 күн бұрын
Wufuy ignore those who trying to stop you from your good work hazbi Eritrea will thank you tomorrow after the dictator I’m very sure about it god bless wufuy 👀👀👀👀 you should know they are all talking about you be aware ❗️❗️❗️❗️
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 14 күн бұрын
Disgusting
@user-do7eh8yu3y
@user-do7eh8yu3y 13 күн бұрын
Wufuy da almaxi beyati aykonen mengisti kalsiu kegeyer alkealen
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 12 күн бұрын
Go out of yr emotiones and realize the reality. U r either from anti eri or you r obsessed by hatred.
@teklomyemane1234
@teklomyemane1234 16 күн бұрын
በላሕቲ መንእሰያት ኣምጺኻ ዩኤል ሓወይ
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 16 күн бұрын
ናብ ሃገርካ ምምላስ ዝኸልኣካ ኣሎ ድዩ?????ሓሶት ውስልትና ግደፍ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 16 күн бұрын
Ewa alo barya
@Sky-qt7fi
@Sky-qt7fi 16 күн бұрын
Unsubscribe mergexi albo.
@habengerye2076
@habengerye2076 10 күн бұрын
ኣብቃልሲ ዘይርከብ እንትርፎ ኣብ ዘረባ ሰነፋት
@samielyohans8942
@samielyohans8942 14 күн бұрын
መርገጺ ዘይብሎም 3ተ ኣብዚ የለና ኣብቲ የለና ።
@mikaeletsegai5099
@mikaeletsegai5099 9 күн бұрын
Dengirgir do eluka Agame mearey hangolka zebal selezekone yu
@issomtube1984
@issomtube1984 12 күн бұрын
ንስካ ዮኤል ንብስኻ ከም ጋዜጤኛ እንዲኻ ተሓስባ መስቀላዊ ሕቶ ዘይተሓቶ ኣብካ ኸፍትካ ካብ ምስማዕ ንሕናካ ምርገጺኺ ንፍልጦ ኢዲና ዘይረብሓ ሳንትም ክትረክብ ዘይረብሑን ነቲ ብውልቁ ዝቃለስ ዘሎ መንእሰይ ሩድሱ ንከድንይ ካብቶ ስቃለሱና ዘለው ኢኻ በቃ ብስርቲፍካት ብዲግሪ ብማስተር ዘለዋዩ ሃገር ዝመርሕ ዝመስለኰ ካብዞም ሌሚ ምሽት ዘምጽኻየም ሓቲ መፍትሕ ዘይብሌም ክኸውን ነርዋ ተጌሩን ዝብሎ ወቀሳ ስግእትን እዮም ዘከፍፍሏ ዘሕዝን የ
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 16 күн бұрын
Moke nay Bahaqi smart guy We need more like you 👍👍
@lilianeasternquin9649
@lilianeasternquin9649 14 күн бұрын
😂kebty. Af chele. Waga halewlewkum eyu seb zqetel zelo
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 16 күн бұрын
The dictator is a lucky man Lokumax bezehu:: ❌❌❌
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 16 күн бұрын
Kkkkkkk
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 16 күн бұрын
samson can not tell any Eritrean what is good,.... for he has been a pretender. though we do not accept violence and riot among ourselves but i do not buy anyword said by this pretender
@selam5513
@selam5513 12 күн бұрын
Kabay jemirkum ab dembe hgdef degefti enyny enbel zelena ! Kemzi aynet tekawemti sle zeyrekebna try u. Kabtom b dongla ztehararemu, hgdef yhshu elna ena enber agibna aykonan . Kbrtstna zzlfu meswaeti zekashshu bandera disrespect zgebru Kabom tesfa ktsbe aykealn u. Hji gn kurub tesfa germa nakum mssemaena. Please dmtskum asmeulna. Thank you 🙏
@user-tt9ys7jz1j
@user-tt9ys7jz1j 16 күн бұрын
ኣዚየ ኢየ ዘድንቀካ ፋኑስ ምክንያቱ ተቅርቦም ሰባት ኣዚዮም ብሱላትን መሃርትን ንሕብረተሰብና ጠቃሚ ትምህርቲ ስለ ዚህቡና ቀጽሎ
@hailuweld
@hailuweld 15 күн бұрын
እቲ ናጽነት ትብልዎ እኮ ብዘሓት እናቀንጸለ መጺኡ እዚኣቶም ካኣ ናይ ኣብ ኦም ወይ መራሒኦም ተከቲሎም ናይ ሰብ ኣተሓሳስባ ዘይብሎም ሰብ መሰል እንስሳ ሰብ መሰል ሰይጣውንቲ እዩም።
@Selie6359
@Selie6359 16 күн бұрын
ኣቤት መጸጸጽ ክትክሉሉ መን አሞ ኣሎ ንዓኹም ዝኽተል ድሕሪ ደጊም ሲ የለን ብዝኾነ መን ሙካንኩም ነጺርልና ኣሎ ብዓል ኮንቶ ሞንቶ""
@brannaberhane2391
@brannaberhane2391 16 күн бұрын
@selie ንስኻ እው ኾንቱ ኢኻ።
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l 16 күн бұрын
ኣታ ደንቆሮ ወዲ 7ድካ ምጽራፍን ምፍካርን ኢዩ ልምድካ ኣብ ማሕበር ባዞ ኪድ
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 16 күн бұрын
Denhan zwedey tsen elka kulu geze temahar ,dehar ketketelom eka,
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 16 күн бұрын
@@sewitghabremichael3132bravo abo support the dictator it’s ok belex nay eritrawien eu koynu zelo
@issomtube1984
@issomtube1984 12 күн бұрын
ብጣሚ ዘሕዝንዩ ንስኹም ሲ ንባዕልኹ ማዕረ ኽንደይ ውዱቃት ምካንኩምሲ በታ ተማሂርናያ ትብልዋ ሓንቲ ዲግሪ ነቂሕኹም ማለት ዩ ሌሚ ንዝቃለስ ዘሎ ካብ ምቅላስ ነቲ ካብ ዓድኹም ዘባረረኩም ዘትቃለሱ ርሙሳት ናትኩም መጽሓብ ካብ ምንባብ ጊዜ ዝቀትል ካልእ ዘማብለና ሳላ ጎግል ስተሳእነ የለን መንስያት እንዲኩም ብንቱኩ ትኣምንሏ ዘትቃለሱ ካብ ንዝቃለሱ ከትቃናጽቡ እብ ትዕዝብት ተኣትዉ በእኹም ወዲ ከማኹም ኢዩ ቃልስና ክጉተት ጀሚሩ ነሩ ተኪኢልኩም ዕሰሉ እንተዝይኪኝጅእልኩም ናትኩም ቃልሲ ግበሩ ረሳሓ ት
@tewoldeselasise2624
@tewoldeselasise2624 16 күн бұрын
ዓብይ ናርኮም አዜ -_----?
@natsa6310
@natsa6310 15 күн бұрын
Useless interview
@hyabhyab7796
@hyabhyab7796 12 күн бұрын
መጽሓፍ ክትጽሕፍ ኣብ ኽጭበጥ ዝክእል ሓቂ ተሞርኩስካ እንበር ናይ ገዛእ ርእስካ ፍልስፍና ከተስርጽ (ፕሮፖጋብዳ) ኣይኮነን ክከውን ዘለዎ!!! እቲ መጽሓፍኩም ከምዝነኩም ምኻኑ ከኣ ኣይትረስዑ!!! ኣጸለምቲ!! ከሰስቲ!! በላሕቲ ኢና ብሃልቲ!!! ግርም እባ ናይ ህግደፍ ምስላ እንዳተጠቀምካ ምቕዋም!!! ሕቶ ንዓኩም፥ "መንግስቲ ውጽኢት ናይ ሕብረተሰብ ዶ ኣይኮነን?" ከመይ ገሩ ደኣ እዩ ካብ ሓደ ስልጡን ሕብረተሰብ ርጉም መራሒ ከም ዝወጸ ጌርኩም ትዛረቡ?
@issomtube1984
@issomtube1984 12 күн бұрын
ኣታ ንምኻኑ እቲ ተማሂርና ዶ ታዶስ በዶስ እንተበልኩም እቲ ቃልሲ ጀሚርናዮ ኣለና ናቱም ፓሎቲካ ሽቃቅ ከይድኩም ተማሰጉሉ ዝሰምዓኩም የለን
Super sport🤯
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 20 МЛН
Miracle Doctor Saves Blind Girl ❤️
00:59
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 47 МЛН
ኣስላም ኣብ ኣከለጉዛይ ደቀ-ባት ኢዮም
23:05
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 26 М.