No video

ሓዳሽ ናይ መድረኽ ድራማ | New Eritrean Orthodox Tewahdo Drama | መንፈሳዊ ምርኢት

  Рет қаралды 12,184

Terbinos ተርቢኖስ

Terbinos ተርቢኖስ

9 ай бұрын

Пікірлер: 80
@qdusgiyorgistube2476
@qdusgiyorgistube2476 9 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢየሩሳሌም ከመይ ኣላ ቤት ኣቦየ ከመይ ኣላ ብሰላም ናብታ ቅድስቲ ቤትና ቤት እግዚኣብሔር ንምለስ ይግበረልና ማሕበርና ይባርኸልና ስደትና ወን የሕጽረልና ፈጣሪ ❤🙏
@user-hw9qt1nt3e
@user-hw9qt1nt3e 8 ай бұрын
እግዝኣብሄር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርክ ብጣዓሚ ማሃሪት ነቶም ብምንፍቅናን ብክሕደትን ንርእሶም ተታሊሎም ንሰባት ዘታልሉ ዘለው ዓባይ ትምህርቲ እያ❤❤❤
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ እዞም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@tuhetuhe6387
@tuhetuhe6387 8 ай бұрын
አስይይይይይይይ ኣዝይ ማስጣት አዩ ክብርት አሓውተይ ቅፅልል
@naebsamuel
@naebsamuel 9 ай бұрын
ኣምላኽ ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ፡ ማሕበርና ይባርኸልናን የዕብየልናን ብሩኻት የሕዋተይ ፡፡ ጸሎትን ደገፍን ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየኩም❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna brukatey egziabher amlak ab betu yenbrkum fetari❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@ebabaebaba9261
@ebabaebaba9261 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ፍትዋት ኣሕዋተይ ኣብየት ክንደይ ክትምህር መንፈሳዊት ድራማ ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምርኢት ድራማ ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልግለትኩም ይባርኽ ይቀድስ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዑ ኣምላክ ይሓግዝኩም ፍትዋት ኣሕዋተይ ንዓና ከአ ኣብዛ ቅድስቲ እዮርሳሌም ክጽንዓና ኣምላክ ይሓግዘና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀጽልዎ ኩሉ ግዜ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ እባ ኣይትዶንግዩና ኢኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓኩም። ❤ እግዚአብሔር ብምሕቱ ኣብ ቅድስቲ ኢየሩሳሌም የንብረና።
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 8 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና አሕዋተይ ፀጉኡን በርኩቱን የብዘሐልኹም እግዚኣብሄር ኣምላከ
@feruz2535
@feruz2535 3 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣብ ቅድስት ቤቱ እየሩሳሌም ክንጸንዕ ኣምላኽ ይሓግዘና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwa8035
@rahwa8035 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጽጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ናይ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባረከልኩም
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi Ай бұрын
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey Egziabiher misana yikun
@divoratsegay6947
@divoratsegay6947 9 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmolna ❤❤❤
@kasay67
@kasay67 9 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣሕዋት።
@user-vy9wt1pq2y
@user-vy9wt1pq2y 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እ/ ር ኣምላኽ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@mikielemebrahtu6798
@mikielemebrahtu6798 9 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@menukmakeegzabher5148
@menukmakeegzabher5148 9 ай бұрын
Qal hiwet ysmalna amlak xegu ybzhalkum meqratey ♥️♥️🙏🥰
@user-fp2bt1fu1t
@user-fp2bt1fu1t 9 ай бұрын
Kab hiwet yesmalna atom yehwatey❤❤❤
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ፍቁራት ኣሕዋትና ❤❤❤❤
@user-hh9yq6je9j
@user-hh9yq6je9j 4 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
@robelgebremikael6041
@robelgebremikael6041 5 ай бұрын
ኣሜን (3) ልዕል ፈጣሪ ንዘልኣለም ኣብ ቤቱ የምብርኩም።
@ksaksa9236
@ksaksa9236 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ካብ ሓሳድ ጎረቤት ይምሓረና👏👏👏
@anbesaghebretnsa2639
@anbesaghebretnsa2639 9 ай бұрын
Amen (3) qal hiwet yesmalna nay bhaqi ❤❤❤
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 2 ай бұрын
Qual hiwot yesmaalna. Btami mehari drama. We need more film like that for our lost generation. Good job , Egziabhier asbkum yhabkum ❤
@user-ml7xt8mg9c
@user-ml7xt8mg9c 4 ай бұрын
ብሓቂ ✅ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና ፅግኡ የብዘሐልኩም ቡሩካተይይ ቡዙሕሕ ተማሂርና ቀፅልዎ 💥🎉 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ተሰሓሒቶም ካብ ዘሰሓሕቱ ናይ ሰይጣን መንፈስ ዝሓደሮም እግዚአብሔር ይሓልወና
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ብጣዕሚ መሃሪት ድራማ ኣብ መንጉ ብዛዕባ ዓለምን ሰማያዊት ቤትናን መግለጺ ተዝህልዋ ዝበለጸ ምኮነ ብዓቢኡ ግን ንዓኩም ኣነቃቅሑ ነዚ ጥበብ እዚ ዘርኣየና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 9 ай бұрын
Kale hewit yesmalna ❤❤❤💒⛑️⛑️⛑️🙏🙏🙏
@user-in8sx9if1g
@user-in8sx9if1g 29 күн бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏 qale hiwet yesmalna
@user-ym5pg1yr2f
@user-ym5pg1yr2f 9 ай бұрын
Kal hiewt ysmalna ❤❤❤
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h 6 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rehasetmeles1761
@rehasetmeles1761 3 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg 4 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kk7kh3ew1b
@user-kk7kh3ew1b 4 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዓልና እግዚአብሔር አምላክ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mezerberha5269
@mezerberha5269 4 ай бұрын
አስይይይይይ በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የበዘሐለኩም
@kirostesfahans
@kirostesfahans 6 ай бұрын
ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@danitfanus926
@danitfanus926 8 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna mahberey
@user-df5wg4ov3h
@user-df5wg4ov3h 7 ай бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@Ksa-zg3tw
@Ksa-zg3tw 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤
@teklutemesgen5656
@teklutemesgen5656 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤kale hiwet yesmealna xegu ybzhalkum
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 6 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብራተይ ❤️❤️❤️❤️
@pawlosberhane9396
@pawlosberhane9396 3 ай бұрын
Nay agelglote zebnkume yebrklkume yehwatey❤❤❤
@yonasjrkilla7597
@yonasjrkilla7597 6 ай бұрын
Wow betami des tebl meharet eya amelak nay zemen agolegulatekum yebarekalekum yehewat ❤️
@HermoSemere
@HermoSemere 7 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@user-wp2ln7eq7g
@user-wp2ln7eq7g 6 ай бұрын
Qalehiwet yesmalna egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awetleul1245
@awetleul1245 7 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidusanabew12
@kidusanabew12 9 ай бұрын
❤❤❤
@babyshark8992
@babyshark8992 7 ай бұрын
Kal hiwet yesmealn❤❤❤
@user-em3se2li1j
@user-em3se2li1j 5 ай бұрын
Amin
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o 2 ай бұрын
ኣስይይይይይይይ ሓያል መልእክቲ ዝሓዘት ድራሜ ❤❤❤
@selammikialemana2104
@selammikialemana2104 9 ай бұрын
🙏🙏🙏
@akezaabraha5921
@akezaabraha5921 7 ай бұрын
Amennn3❤❤❤❤❤❤❤
@bf6kc
@bf6kc 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@KisanetAngesom
@KisanetAngesom 4 ай бұрын
Debre menkrateyyy❤❤
@tsinatmichael8962
@tsinatmichael8962 9 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AsefuNhesu
@AsefuNhesu 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sn8ui2mj2c
@user-sn8ui2mj2c 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@selamteweldebrhan2661
@selamteweldebrhan2661 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-nw2mh8ld4s
@user-nw2mh8ld4s 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤elllll nibL amlakna❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 7 ай бұрын
🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️
@hfghkj7230
@hfghkj7230 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲
@elshaday5026
@elshaday5026 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@user-hu2ho8rf7b
@user-hu2ho8rf7b 6 ай бұрын
አሜን❤❤❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-pz3zg6hr7e
@user-pz3zg6hr7e 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habenhabu8019
@habenhabu8019 9 ай бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ቃለ ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ መሃሪ እዩ ኔሩ ግን ከም ፍቃድ እግዚኣቢሄር ነታ ብሓደ ጸግዒ ኮይና ናይ ሳይን ትዛረብ ዝነበረት ሓፍትና ውን ብመልክዕ ኤዲት ጌርኩም ኣብ እስክሪን ከተምጽእዋ ኔርኩም መልእክቱ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ ብዝተረፈ እግዚኣቢሄር ይደግፍኩም ወስብሃት ለእግዚኣቢሄር!
@teswedigrma23
@teswedigrma23 8 ай бұрын
BTAOMI xbuq
@user-mq7dx1oz5b
@user-mq7dx1oz5b 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤
@user-dd6ce2wu8q
@user-dd6ce2wu8q 7 ай бұрын
❤❤❤
@fgyhhu2924
@fgyhhu2924 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-lm4uv7mx9p
@user-lm4uv7mx9p 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hu2ho8rf7b
@user-hu2ho8rf7b 6 ай бұрын
አሜን❤❤❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@KibromKibrom-ok1ow
@KibromKibrom-ok1ow 9 ай бұрын
❤❤❤
@zianhalshehri6884
@zianhalshehri6884 5 ай бұрын
❤❤❤
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 2,9 МЛН
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊ መንፈሳዊ ድራማ
30:19
Rehabot Media ረሓቦት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
"ቅልስ ሰይጣንን መልኣኽን" መንፈሳዊ ድራማ
28:48
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 88 М.
Eritrean Ortodox Tewahdo nay medrek drama (ነዚ ግዜ ፍለጥዎ)
38:10
ቢታንያ bittanya tube
Рет қаралды 37 М.
ቅድስት ኣናሲሞን Eritrean Orthodox Tewahdo Church film
1:55:54
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 676 М.