ሓቔኛ ህይወት ክምህር ዝኽእል ቆልዓ’ዶ ዓቢ ሰብ?

  Рет қаралды 4,331

A. Ghidey

A. Ghidey

6 ай бұрын

#eritrea #eritreanfilms #eritreanmusic #habesha #ethiopia #subscribe #eritreancomedy #eritreanfunny

Пікірлер: 6
@robeltedros852
@robeltedros852 6 ай бұрын
ብልጽቲ ኢኺ ኣኽበረት ሓፍተይ❤❤ ክብረት ይሃበልና
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 6 ай бұрын
ኣኽቢር ብልጽቲ ኣደ።
@majorluwam1513
@majorluwam1513 6 ай бұрын
Wow btami belahn lebamn❤
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 6 ай бұрын
🅰️ you ሰብ ክውለድ እንከሎ ጥራይ ነብሱ እዩ ዝውለድ ደሐር ግን ብኻልኦት ሰባት ብኽዳን ይሽፈን ብድሕሪኡ እንታይ ዓይነት ሃይማኖት ባህሊ ክብሪ ክህልዎ ድማ ብኻልኦት ዘባት ይውሰነሉ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ግዜታት ዘይፍለጥ ከአ ይነብር ገሊኦም ሰባት አብቲ ካልኦት ሰባት ዘውጹሎም ወይ ዝሀብዎም ባህሊ ሃይማኖት ክብሪ ካብኡ ወጺኦም ካልእ ሐድሽ ዝኾነ ባህሊ ክብሪ ሃይማኖት ዝምህዙ ወይ ዝሰርሑ አለዉ እቶም ዝተረፉ ካልኦት ግን አብቲ ካልኦት ሰባት ዝሃብዎም ባህሊ ሀይማኖት ክብሪ እንዳነበሩ ስጋዕ እታ ናይ መጨረሽታ ፃንሒት አብ ሂወቶም ዝነብሩ አለዉ ስለዚ ንስለምንታይ እየ አነ ከምዚ ኢለ ዝፅሕፍ ዘለኹ ሰብ ንሂወት ብግቡእ 👌 ከይፈለጣ እዩ ናብታ ዝመፃላ ቦታ (መሬት ) ዝምለስ ስለዝኾነ ከአ ዋላ ንልዕሊ 100 ዓመታት እንተነበርካ ብመጠኑ ቁሩብ ኢኻ ብዛዕባ ሂወት እትፈልጥ እምበር ንኹሉ አይትፈልጦን ኢኻ ብዝተረፈ ዓቢ ሰብ ዘይፈልጦ ንእሽተይ ክፈልጦ እዩ ክንብል አይግባእን ምናልባት አብ ሰብ ዝመሃዞ ዝመስረቶ ንእሽተይ ክፈልጦ ይኽእል እዩ እንተ አብ ሂወት ግን አይክእልን እዩ አጋእዝያን
@yonotanweldeamaniel6949
@yonotanweldeamaniel6949 6 ай бұрын
ኣብ ኣተሓሳስባ'ዩ እቲ ሽግር፡ ኩላትና ኤርትራውያን ናይ ኣተሓሳስባ ሽግር ስለ ዘለና ሽግር ዘለዋ ሃገር ኮይና😢። ሓቂ! ቅነተ ኣእምሮ ናትና ክዕረ'ዩ ዘለዎ። ብጽልጽቲ ኢኪ ኣክቢረይ ቀጽልዮ!
መጻሕፍቲ ብከመይ ትመርጽ?
3:56
A. Ghidey
Рет қаралды 73
ህሊና ድራማ ክፍል 15 - Helina Drama Part 15
33:18
Salkan Tube
Рет қаралды 111 М.
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 7 МЛН
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
16:44
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 146 М.
Habesha blind date | Bambi Habesha and Abrish - ሀበሻዊ የፍቅር ቀጠሮ
11:02
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
ለዛ
Рет қаралды 242 М.