ጸቅጢ እንታይ እዩ!
7:44
Пікірлер
@user-ww2ve9zu1v
@user-ww2ve9zu1v 2 күн бұрын
❤❤❤
@gDrar
@gDrar 9 күн бұрын
Welldone for your consistent work. Keep Going Akberet .
@a.ghidey
@a.ghidey 8 күн бұрын
Thanks my dear 🥰🥰
@godislove6876
@godislove6876 17 күн бұрын
Good job Sister continue
@gDrar
@gDrar 18 күн бұрын
Welldone Sister. Keep Going
@a.ghidey
@a.ghidey 18 күн бұрын
Thanks my dear❤❤❤
@user-ww2ve9zu1v
@user-ww2ve9zu1v Ай бұрын
❤❤❤❤
@KH_4Ever
@KH_4Ever Ай бұрын
Are you okay Akbir?
@a.ghidey
@a.ghidey Ай бұрын
I am oke, thanks 😍😍
@yorda277
@yorda277 Ай бұрын
Hii haftey kehtki Nederland taal ketmhar entay hagizki pls negrina ane 2jaar eya geyri zelku
@a.ghidey
@a.ghidey Ай бұрын
Sle tagadsnetka ymesgeneka. Abzi atika tekatatelni, htoka kea video serihela aleku eye ktrekba eka abzi channeley www.youtube.com/@user-vh6tl8wu8u
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 2 ай бұрын
😎 ጮግርኺ ስንኺ ዓይንኺ ክዳንኪ መልሐስኪ ጥራይ እዩ ዝንቀሳቐስ ዘሎ እምበር ድምጽኺ ዋላ ዋላ አይስማዕን እዩ ዘሎ
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 2 ай бұрын
🅰️ YOU እንታይ ዓይነት ዘረባ ትዛረቢ ዘለኺ ? ኤርትራውያን ይወልዱ ይባዝሑ ዘይኮኑ ዘለዉስ ይፀንቱ ይጠፍኡ እዮም ዘለዉ ብሰንኪ እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ዝኾኑ ፋሽሽታውያን ሻዕብያ ኤርትራውያን ከምከልቢ መዓልታዊ እንዳ ተገፈፉ ዝእሰሩን ዝቕተሉን አብዘለውሉ እዋናት ብኸመይ ክውውነት ኢኺ ኤርትራውያን ስለምንታይ ብዙሐት ይወልዱ ክትብሊ ክኢልኪ ? አየ ሃለውለው ምናልባት ነዞም አብስደት ንነብር ንዘለና እንድሕር ደአ ኮንኪ ኮይንኪ እዞም አብስደት ዝውለዱ ናይተን ዝውለዱለን ሀገራት ስምዒት መንነት ድልየት እዩ ዘለዎም እምበር ናይ ኤርትራ ስለዘይኮነ ንዖኦም TO THEMES ኤርትራውያን እዮም ክንብል አይግባእን ካልእ ብዛዕባ ዓለም ነየናይ ኢኺ ዓለም እትብልዮ ዘለኺ ፈለማ ሐብርና እሞ ደሐር መልሲ ክንፍትን ከምኡዉን ግዜ ትኽክለኛ ግዜ ናይ ሂወት ዝፈልጦ ዝኾነ ፍጡር ስለዘየለ ሑቶ ናትኪ ክምለስ አይክአልን እዩ እዛ ሐፍተይ 🤔
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 2 ай бұрын
😎 ግደይ ፍረኻ ፍረኺ ክትብሊ እንከለኺ ንመን ኢኺ ትገልጺ ዘለኺ ? እንታይ ንኽትብሊ ስለዝደለኺ ኢኺ ዋላ CLEAR አይኮነን ዘሎ ፍረ ናይ ሰብ እዩ ሰብ ካብካልኦት ሰባት ወይ ካብከምኡ ሰብ ብጾታዊ መስርሕ ይስራሕ ይፈሪ ወይ ከአ ይፍጠር አብ ልዕሊ መሬት ኮይኑ ስለዝፍጠር ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ሂወታት 👍 ዘይፍለጥ ከአ ይነብር እሞ አብዛ ሐንቲ ሂወት ናይኩላትና ፃንሒቱ EXISTING ምስወደኤ ከአ እንደገና ናብ መሬት ይምለስ ስለዚ ዝኸበርኪ ግደይ እትዛረብሉ ዘለኺ አርእስቲ እንድሕር ደአ ዘይትፈልጥዮ ኮይንኪ IF ዘይምዝራብ ይሕሸኪ UNLESS ብሃለውለው ብእምነት ብግምት ብባዕላዊ ስምዒት ብወዘተን ዘይኮኑ ክግለጹ ዘለዎም ንብሐፈሻ ፍልጠታት እንታይደA ብጭብጥን ብፍልጠትን ክግለጹ እዩ እንኮ ዝግባእ OTHERWISE እንድዒ አብ TIK TOK ንኽትርአይ ከመይ ዓይነት ስኒ ከምዘለካ ንኸተርኢ እንድሕር ደአ ኮይኑ ኤእ 😎
@tedrosabraha1038
@tedrosabraha1038 3 ай бұрын
ኣክቢር ሓፍተይ ብልጽቲ ደስ ዝብል። ቂድሚ ኣብቲ ምፍልላይ ምብጻሕካስ ካሊእ መፍተሒ ከ ብከመይ ከተምጽኦ ትክእል ? ካልኣይቲ ቪዶ ኸመይ ገረን ዕዉት ሓዳር ኪመርሓ ወይ ኪመርሑ ዝብል ከ ኪትሰርሕልና ዶ ትኮኒ ኪንጽበ እና❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
@a.ghidey
@a.ghidey 3 ай бұрын
Sure❤❤❤❤
@amanuelogbai7746
@amanuelogbai7746 3 ай бұрын
Good job Sister keep it up 😊
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 3 ай бұрын
ብሉጽ ሓሳብ፡ ብሉጽ ትምህርቲ። ብልጽቲ ኣደ!🎉🎉🎉🎉
@nenute2251
@nenute2251 4 ай бұрын
Akbir blxti keep it up .
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 4 ай бұрын
ዋውውውውውውው ኣክቢረይ ብልጽቲ!!!❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Yacob916
@Yacob916 4 ай бұрын
Amazing
@Yacob916
@Yacob916 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Yacob916
@Yacob916 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 4 ай бұрын
ኣዚዩ ብሉጽ መብርሂ ኣኽቢር ብልጽቲ። ቀጺለ ሓንቲ ሕቶ ቅልቅል ኢላትኒ፡ ንሳ ድማ እታ ሞቕሽሽ ዝበልክያ እሞ ንፈትዋ እንተኾይና፡ ከም ኣብነት ድሕሪ ምንባበይ ከም ሞቕሽሽ ኣብ ደገ ምስ መሓዙተይ መስተን ምዝንጋዕን ዝፈቱ እንተኾይነ ክገብሮ ኣለኒ ማለት ዲዩ? ወይ ካርታ ምጹዋት ክኸውን ይኽእል ከም ሞቕሽሽ ክገብሮም ዘለኒ ዝኾአ ባህ ዝብለኒ ዲዩ?
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 4 ай бұрын
Thank you my beloved sister!
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 4 ай бұрын
ንሓደ ክንለምዶ ዝደለና ቅኑዕን ጽቡቕን ልምዲ ንኽንደይ ግዜ ኢና ክንገብሮ ዘለና ምእንቲ ክንለምዶ? እቲ ምድግጋም ውሱን ግዜ ኣለዎ ዲዩ? ነቲ ለሚድናዮ ዝጸናሕና ሕማቕ ልምዲኸ ከመይ ጌርና ንገድፎ? ኣብ ዝቕጽል ቪዲዮ እንተ ትምልስለይ ባህ ምበለኒ። ስለ ኩሉ ትገብርልና ሓገዝ ኣቐዲመ የመስግን።
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 4 ай бұрын
ብሉጽ ትምህርቲ ኣኽቢር ሓፍተይ ብልጽቲ! የቐንየልና።
@Yacob916
@Yacob916 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 4 ай бұрын
መጀመርያ ልዑል ምስጋና፡ ቀጺለ ብሕቶኺ መሰረት ተጋራጫዊ ሓበሬታ ኮይኑ ተረዲኡኒ፡ በቲ ሓደ መኣስ ኢና ንኣምላኽ እንፈልጦ ዝብል ዓብን ክምለስ ዝግበኦን ሕቶ፡ መሊስኪ ከኣ ነታ ዘምጻኽያ መረድኢ፡ እዛ ካሜራ ብዛዕባ ሰራሒኣ ክትገልጽ ኣይትኽእልን ኢያ ዝብል መልእኽቲ ሂብክና። ኣብ መወዳእታ ንሕና ከምታ ካሜራ ንፈጣሪና ክንፈልጦ ኣይንኽእልን ኢና ማለት ዲዩ? ከምኡ እንተኾይኑ እቲ መዓስ ኢና ንኣምላኽ ንፈልጦ ዝብል ሕቶ በታ ርእስኻ ምፍላጥ ኢኻ ትፈልጦ ዲና ክንወስዳ? ደጊመ ብምምስጋን ተወሳኺ መብርሂ ክትገብርልና እምሕጸን። ኣብ ርእስኻ ምርካብ ዝሕግዝ ስልጠና ወይ ኣገባብከ እንታይ ምበልክና?
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉
@Yacob916
@Yacob916 5 ай бұрын
ብሉጽ ሓሰብ ኣኽቢር ሓፍተይ።
@Yacob916
@Yacob916 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 ай бұрын
Thanks very much 👍⚘⚘⚘
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 ай бұрын
😮❤❤❤
@nisri1567
@nisri1567 5 ай бұрын
ምሕዝነት መዛኑ
@nisri1567
@nisri1567 5 ай бұрын
ዲፕረሽ - ቅዛነት
@nisri1567
@nisri1567 5 ай бұрын
ስፖርት
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 ай бұрын
Woooow, welcome best Ghidey⚘👍
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 ай бұрын
Very true 100/100 thanks 👍
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 ай бұрын
Woooow thanks very much you so brilliant l learn a lot l wishes l know you before 👍⚘⚘⚘
@a.ghidey
@a.ghidey 5 ай бұрын
Thanks bro🥰🥰
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 5 ай бұрын
Woooow thanks very much you so brilliant 👍⚘⚘⚘
@a.ghidey
@a.ghidey 5 ай бұрын
🫶
@majorluwam1513
@majorluwam1513 5 ай бұрын
Wow btami belahn lebamn❤
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 6 ай бұрын
🅰️ you ሰብ ክውለድ እንከሎ ጥራይ ነብሱ እዩ ዝውለድ ደሐር ግን ብኻልኦት ሰባት ብኽዳን ይሽፈን ብድሕሪኡ እንታይ ዓይነት ሃይማኖት ባህሊ ክብሪ ክህልዎ ድማ ብኻልኦት ዘባት ይውሰነሉ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ግዜታት ዘይፍለጥ ከአ ይነብር ገሊኦም ሰባት አብቲ ካልኦት ሰባት ዘውጹሎም ወይ ዝሀብዎም ባህሊ ሃይማኖት ክብሪ ካብኡ ወጺኦም ካልእ ሐድሽ ዝኾነ ባህሊ ክብሪ ሃይማኖት ዝምህዙ ወይ ዝሰርሑ አለዉ እቶም ዝተረፉ ካልኦት ግን አብቲ ካልኦት ሰባት ዝሃብዎም ባህሊ ሀይማኖት ክብሪ እንዳነበሩ ስጋዕ እታ ናይ መጨረሽታ ፃንሒት አብ ሂወቶም ዝነብሩ አለዉ ስለዚ ንስለምንታይ እየ አነ ከምዚ ኢለ ዝፅሕፍ ዘለኹ ሰብ ንሂወት ብግቡእ 👌 ከይፈለጣ እዩ ናብታ ዝመፃላ ቦታ (መሬት ) ዝምለስ ስለዝኾነ ከአ ዋላ ንልዕሊ 100 ዓመታት እንተነበርካ ብመጠኑ ቁሩብ ኢኻ ብዛዕባ ሂወት እትፈልጥ እምበር ንኹሉ አይትፈልጦን ኢኻ ብዝተረፈ ዓቢ ሰብ ዘይፈልጦ ንእሽተይ ክፈልጦ እዩ ክንብል አይግባእን ምናልባት አብ ሰብ ዝመሃዞ ዝመስረቶ ንእሽተይ ክፈልጦ ይኽእል እዩ እንተ አብ ሂወት ግን አይክእልን እዩ አጋእዝያን
@mehariweledamikeali2870
@mehariweledamikeali2870 6 ай бұрын
Wwwwww
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@robeltedros852
@robeltedros852 6 ай бұрын
ብልጽቲ ኢኺ ኣኽበረት ሓፍተይ❤❤ ክብረት ይሃበልና
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 6 ай бұрын
ኣኽቢር ብልጽቲ ኣደ።
@yonotanweldeamaniel6949
@yonotanweldeamaniel6949 6 ай бұрын
ኣብ ኣተሓሳስባ'ዩ እቲ ሽግር፡ ኩላትና ኤርትራውያን ናይ ኣተሓሳስባ ሽግር ስለ ዘለና ሽግር ዘለዋ ሃገር ኮይና😢። ሓቂ! ቅነተ ኣእምሮ ናትና ክዕረ'ዩ ዘለዎ። ብጽልጽቲ ኢኪ ኣክቢረይ ቀጽልዮ!
@aliciazeriu1810
@aliciazeriu1810 6 ай бұрын
ትክል ዝሐፍተይ ቀፅልልሉ ጎበዝ
@maha5351
@maha5351 6 ай бұрын
😢Megmrta Alebabsake Amahashe kedemmHabty mary
@GemedaDiriba-zk1bk
@GemedaDiriba-zk1bk 6 ай бұрын
T shirt for
@selamdawit8323
@selamdawit8323 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 7 ай бұрын
ኣኽቢረይ ብልጽቲ❤❤❤🎉🎉🎉
@meharifissahaye3849
@meharifissahaye3849 7 ай бұрын
Good job Aki blux hasb qxlyo ajoki👏👍