ጅግንነትን ቅያን ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዓውዲ ዂናትን ልምዓትን - መደብ ዋልታ | Walta show for June 27, 2023

  Рет қаралды 54,903

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Жыл бұрын

ERi-TV, Eritrea - መደብ ዋልታ - ጅግንነትን ቅያን ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዓውዲ ዂናትን ልምዓትን | Walta show for June 27, 2023

Пікірлер: 358
@MISGNAGHIRMAY09
@MISGNAGHIRMAY09 Жыл бұрын
እዛ መደብ ብጣእሚ ዝፈትዋ መደብ ኢያ ነይራ ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ኣብ ርእሲ ታንኪ ኮይኖም ሰላም ዝተባህሉ ጀጋኑ እላማ ንንናይ ውልቃዊ ጽልኦም ኣረሲኡ ኣተሓቃቂፉ ታሪክ ኪሰርሑ ዝገበሮም ዛንታ ኪሳብ ሎሚ ንሓያሎ ዓመታት ዘይርስዖ ሓንቲ ካብ መደብ ዋልታ ኣብ ኣስመራ ከለኩ ዝስተማእክዋ እያ፡ ብዝያዳ ደንፊኣ በሊጻን ኪትመጽእ ከኣ ተስፋ እገብር። ጀጋኑ ደቂ ሓላል መረት ደቂ ሪመይ🇪🇷
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 Жыл бұрын
ኣነስ ስደት እበር ጸሊኤዮ ካብ የሕዋተይ ይበልጽ ድየ ክመጽእ እየ ንሃገረይን ንህዝበይን ከገልግል ጸላኢና ኣብ ስደት ይንበር ዓኽኽኽ 🇪🇷💪💔🙏
@angesomgirmay9349
@angesomgirmay9349 Жыл бұрын
Ayenay hzbi tegelgilu weridwo bahawela znebr hzbi ezi nay wulke melaki tekeyru zelo serawit xbah hawi koynu ksad tebelexti kkorx eyu:: serawit nay hzbi eko nhzbu zegelgl xama xaeru zrekb enber ab des zbeleka tlko aykonen awet nbrged nahamedu
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Жыл бұрын
​@@angesomgirmay9349ንሕና ተጋሩ ኢና ዝብል ከመይ ኢሉ ክዕወት ንሕና ኤርትራዉያን እምበር ተጋሩ ኣይኮናን ንሓመዱስ ከመይ ኢሉ እዩ ክዕወት ወያነ ተዓዊታ ድያ ትርፎ ሰባን ካልእን ለኪማ ምጥፋእ??
@angesomgirmay9349
@angesomgirmay9349 Жыл бұрын
@@rigatgirmay8848 klkkk zbelkum beluna gudayna aykonen gn zkone seb kfelto zelewo xbah hawi Ms kone way way nmen elwo eyu
@rigatgirmay8848
@rigatgirmay8848 Жыл бұрын
@@angesomgirmay9349 መራሕቲ ወያነን ወያነን ስለ ዝጠፍኡ ዋይ ዋይ ዘብል የለን .ክሳብ እቶም ተሪፎም ዘለዉ ቁሩብ ቁራቦ ዝስዕብዎም ሸባዕባዕ በሉ ብድሕሪኡ ግን ርእስካ ሓከፍ ሓከፍ ክትከዉን እያ
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Жыл бұрын
ስእለይ ይሪኣ ኣለኹ ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@melaketk2389
@melaketk2389 Жыл бұрын
እንቋኦ ብድሐን መፃእክምና🎉🎉🎉❤❤❤
@g776yy3
@g776yy3 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ቡሩኽ ምጅማር መደብ ዋልታ ደስ ትብል ማሃሪትንተዘክሮ ዘለዋ መደብ እያ ክትቅጽል ካኣ ተስፋ እገብር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fetawihaqi
@Fetawihaqi Жыл бұрын
ካብዘን ኣዝየ ዝፈትዋ ዝነበርኩ መደብ እያ ኔራ ዳግማይ ምምጻእኩም ብጣእሚ እየ ተሓጊሰ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ዋልታ ቲቪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@nakfa_wisdom
@nakfa_wisdom Жыл бұрын
መዓልቲ መዓልቲ ትምጻና መደብ ዋልታ ብዘይካ EDF መን ኣለና 🎉 welcome 🇪🇷 love you Eri-TV
@ErmiassMussie
@ErmiassMussie Жыл бұрын
ጵብቅ ምጅማር መደብ ዋልታ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@redsea2432
@redsea2432 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ መደብ ,ተስፋ ይገብር ሰሙን ሰሙን ,በጃኹም ደው ኣይትበሉ🇪🇷❤️ ሽንግርዋ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር ተስፋ ንገብር
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩምና ዋልታ ሃገር፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና❤❤❤❤❤
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 Жыл бұрын
Welcome Eritrean Heroes God bless all Eritrean people 🙏🙏🙏🙏👍👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹
@ehabhaile467
@ehabhaile467 Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 Жыл бұрын
ስላም ደቂ ኤረይይ ጀጋኑ ኢንቓ ብዳሓን መጻኩም ሰናይ ምጂማር መደብ ዋልታ💪🇪🇷🐪🇪🇷✊🏾🇪🇷🇪🇷💗💗🇪🇷💗🇪🇷💗
@eyerusalemtesfatsion2624
@eyerusalemtesfatsion2624 Жыл бұрын
ክብርን ሞገስን ነሰማእታትና ከምዕዉን ንምክልካል ሰራዊት ኤርትራ አወት ንሀፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@awetawet1079
@awetawet1079 Жыл бұрын
ዝፈትዋ መደብ ዋልታ ❤❤❤ ክብርን ሞጎስን ነቶም ምዑታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ EDF❤❤❤❤❤❤❤
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Жыл бұрын
Our heroes.!!🦁 We will never forget you ❤hagerna ab libna! ❤💪🏿 🇪🇷⛪❤️🕌🇪🇷❤️🇪🇷 Selamn tenan yhabkum jeganuna 🦁🇪🇷🕌🤴👸⛪🇪🇷🦁
@user-gy7ub1js5k
@user-gy7ub1js5k Жыл бұрын
ሰላመ እግዚአብሔር ምሳካትም ይኩን ደቂ ኤሬይ🙏❤❤❤
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez Жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤በምጅማርኩም ብጣዓሚ ዘሕጉስ እዩ ድጽበያ ዝነበረት ጽብቅ ማሃሪት እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Жыл бұрын
Bahaki. Kinitsibeya. Tsenihina. Ikaa dahani metsakumi Deki erey kinitsibe. Tsenihina. Deki erey Maareyi 💪🦁🦁🇪🇷🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🐅🐆🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐅🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🇪🇷🇪🇷
@eritreamahder303
@eritreamahder303 Жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም ተመለስኩምና ቡሩኽ ምጅማር ዋልታ ሃገር ክብርን መጎስን ንጀጋኑና❤❤❤❤❤
@meazaafeworki6473
@meazaafeworki6473 Жыл бұрын
Well come our heroes. Good you start. I am proud of the Eritrean defence force. May God bless you. Thanks.
@ertrawikuburmenenet5629
@ertrawikuburmenenet5629 Жыл бұрын
አንኳዕ ብሰላም ተመለስኩምልና መደብ ዋልታ። ደሃይኩም ኣይታሓባእ ምክንያቱ ብሳላኩም እዩ መንነት ኤርትራዊ እናሓደረ ዝደምቅ ደሎ። ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብሪን ንሰዋአታትና !😊
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 Жыл бұрын
Sey sey welcome back medeb Walta. My favorite program. Thanks Eri Tv.
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 Жыл бұрын
We were waiting this kind of program for a while. Thank you 🙏
@ERi291MM
@ERi291MM Жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም ዋልታውያን💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷 መዓስ መዓስ እያ ትፍኖ መታን ንምክትታላ ክጥዕመና።
@kisanetredie7956
@kisanetredie7956 Жыл бұрын
ዝፈትዋ መደብ ዝነብርኩ መደብ ዋልታ አንቆዕ ደሓን መጻአኩም❤❤❤❤❤
@Africaunite800
@Africaunite800 Жыл бұрын
TANK YOU WALTA WELCOME BACK ITS IMPORTANT TO TELL OUR JEGANU ERITREA 🇪🇷HISTORY ALENA WALTA HAGER ERITREA 🇪🇷 9
@tedrosyohannes6974
@tedrosyohannes6974 Жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መጻኡኩም መደብ ዋልታ፡
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Жыл бұрын
We are proud to be shaibia 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@alfaomega8110
@alfaomega8110 Жыл бұрын
The best program I was wondering why Walta Hager Stopped.Please don't Stop this program Eritrea we have bigger History bigger than Ocean ❤❤❤.
@hawitedi9810
@hawitedi9810 Жыл бұрын
ተዓወት ተዓወት ተዓወት Viva Eretra 🇪🇷🇪🇷
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 Жыл бұрын
መርሓባ ቲቪ ኤረይ መደብ ዋልታ እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@divtekie5472
@divtekie5472 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤መርሐባእ ዝፈትዋ መደብ ዓሽ እንቃዕ ብሰላም ተመልስኩሙና🎉🎉🎉
@weldiabtesfamkal1086
@weldiabtesfamkal1086 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስ ንምክልኻል ሓይሊ ኤርትራ❤️🧡🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 Жыл бұрын
Welcome my hero 🇪🇷💪🏽❤️🙏🏾
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 Жыл бұрын
Welcome our HEROES!!! Weare proud of EDF and its leadership!!!🇪🇷💙🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷👍✌️
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 Жыл бұрын
እታ ዝፈትዋ መደብ ጅግና ሓይልታትና ትገልጽ መደብ ዋልታ ዘርኢት ከምኡ'ውን እዮበይ ጽቡቕ መደብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@luwamnatey245
@luwamnatey245 Жыл бұрын
ያ ናይ ብሓቂ ታሪኽና ብፍላይ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ይስረቅ ኣሎ ።
@bereketrussom9444
@bereketrussom9444 Жыл бұрын
ውውውውውው ናይ ብሓቂ ደስ ኢልና መደብ ዋልታ ዳግማይ ምጅማራ ፡ ታሪኽ ጂግንነት ብውልቂ ይኹን ብሓባር ዝተፈጸመ ክግለጽ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ፡ ታሪኽ እንድሕር ዘይተገሊጹ ሃጋፍ ይፍጠር እዩ ፡ ሞሳን ክብርን ንጀጋኑና ።
@almazsolomun2474
@almazsolomun2474 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንሐይልታት ምክልኻል ኤሬትሬ❤❤❤
@michalemichale5880
@michalemichale5880 Жыл бұрын
Great program!
@lameksamra
@lameksamra Жыл бұрын
ኤረይ❤ ዓደይ ዋልታ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natsnettsehaye5798
@natsnettsehaye5798 Жыл бұрын
I am so happy to see my hero's! Welcome Welcome to the social media . I am proud of you my brothers and sisters.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 Жыл бұрын
👍 ዓወት ንዋልታ ሃገር ሰራዊት ኤሪትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@danidawit5809
@danidawit5809 Жыл бұрын
Wow amazing family and beautiful people of eritreans I am proud of eritreans people proud of the gegn tgadal wars at gegn people of eritreans thanks so much we are with you and proud of you and thanks for everything keep go BROTHERS and sisters thanks and fathers and mathers and all the people of eritreans may God bless eritreans
@HawemanDames-yp9nf
@HawemanDames-yp9nf Жыл бұрын
Serawityyy ameni gesa :: 🇪🇷👑💎💎💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤ Love you Eritrea adeyyy 🇪🇷💎💎💎💎💎👑👑👑👑👑
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
Walta show long time no see you Welcome back. EDF✊🏿🇪🇷🐪
@betelihem823
@betelihem823 Жыл бұрын
ዋልታ እንቓዕ ዳሓን መጻኩም ጠፊኹም ኔርኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 Жыл бұрын
Very good program and presentation!🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@natnaelnega1169
@natnaelnega1169 Жыл бұрын
ቀልጢፍኩም ስደዱልና ❤❤
@alemaraya4000
@alemaraya4000 Жыл бұрын
እንኴዕ ብደሓን መጻእኩም ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ናፊቑናኢኹም ጸኒሕና ERi Tv ጨው ከም ዝጎደሎ ምግቢ ኮይና ጸኒሓ እሞ ሓጎስና ወሰን የብሉን ሰራዊትና ዋልታና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏼❤️🇪🇷🌹 ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🌹🇪🇷❤️
@teweldenigose5145
@teweldenigose5145 Жыл бұрын
ፍናና ሓፍ ዘብልን ጅግንነትን ኤርትራውያን ዘበስር መደብ ስለ ዝኾነ ደንጉዩ ዝመጸ ኣገዳሲ መደብ፡ እንቋዕ ዳሓን መጻኹምና❤
@searehabte1372
@searehabte1372 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስኩምና ዋልታ ሃገር ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ምክልኻል ኤርትራ 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰😘🇪🇷😘🇪🇷
@melakegeratjobyehawtadhano5323
@melakegeratjobyehawtadhano5323 Жыл бұрын
l am so happy to seeyou our heros well came back walat medab 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 Жыл бұрын
Will come back happy to see you again thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️👍💕✅🌿☘️🌳🍀🌴🌱
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንጅግና ሓይልታት ምክልካል አርትራ🇪🇷💖✊
@hailemehari4107
@hailemehari4107 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ታሪኽ ብቀንዱ ብፈጸምቱን ወዓልቱን ጀጋኑና ከመሓላልፍዎን ከውርስዎን እዛ መደብ ተስፋ ንገብር❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@ዮሓንስ
@ዮሓንስ Жыл бұрын
እንካዕ ደሓን ተመለስኩም መደብ ዋልታ ዓደይ ዓዲ ኣንበሳ ❤❤❤
@AlmazserkeAlmaz-wv5vg
@AlmazserkeAlmaz-wv5vg Жыл бұрын
መደብ ዋልታ ብምጅማርኩም ብጣእሚ ተሐጉሰ ከም ሳልሕ ጋማን ዘረኢት ዘሕልፍዎ ጽቡቅ መደብ ክትገብርዋ ንህንጠየላ መደብ ክትገብርዋ ደማ ምኞተይ እዩ እንቋእ ሐጎሰና ድማ ይብል
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 Жыл бұрын
💪🏿ንሕና ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብድፕስሊን ዝተሃነጽና ምካና ይሕብነኒ ❤🇪🇷
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 Жыл бұрын
Great to see the program
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
ዋልታ ሃገር እንቋዕ ዳሓን መጻኹም ሰስኑለይብርሃንዩ ቅድሜኹም👍👏💪🌴🐪🇪🇷🐪🌴 🎋💙 🎋
@tedrosteklab8396
@tedrosteklab8396 Жыл бұрын
ከምዚ ጌርኩም ንዝተቐብረ ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ክትብርብሩ ምጅማርኩም ክብሪ ይግባኣኩ ም❤ ክብርንሞጎስን ንሰማኣታትና ❤ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@woineteklea275
@woineteklea275 Жыл бұрын
Welcome back Amen God bless Eritrean 🙌 🙏 ❤️ 💖 🎉🎉🎉
@lameksamra
@lameksamra Жыл бұрын
🇪🇷ኤረይ🇪🇷ዓደይ🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና ።
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 Жыл бұрын
EDFይይ, እንቋዕ ድሓን መጻእኩም ዋውውውው በጃኹም እንተውሓደ ሓንሳብ ኣብ ሰሙን ምጹና፡ ኩሊ ድሕረኻ ተባዕ ሓይልታት ምክልኻል ኤ ር ት ራ 🇪🇷 🇪🇷 💯💪🇪🇷 ዳግማይ ምምላስሉም ፍሉይ ባህታ ወሪሲና በቃ፡ ኣዚና ኢና ንናፍቐሉም እንቋዕ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ፍቕርሉም ተትርእይዎ❤ 🇪🇷
@tsegeredahanse9275
@tsegeredahanse9275 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንምክልኻል ሓይልታት ኤረይ ጻዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaytewolde3574
@tsegaytewolde3574 Жыл бұрын
Enqe bdehan metsaekum zifetwa program Thank you.
@michaelid9914
@michaelid9914 Жыл бұрын
ፈለማ፡ መደብ ዋልታ ዳግም ምጅማራ ብጣዕሚ ደስ ዘብል'ዩ'ሞ፡ እንቋዕ ሓጎሰና። እዛ መደብ'ዚኣ፡ እታ ተገሊጹ ክውዳእ ዘይክእል ህያው መደባት ብቐሊሉ ክትረክብ ትኽእል ስለዝኾነት ንምንታይ ከም ተራ ካልኦት መደባት ተቛሪጻ እውን ንምርድኡ የጽግም'ዩ። ናይ ዝሓለፈ ብዘየገድስ ግን ድሕሪ ሕጂ'ውን ኣብ ክንዲ ክልተ ግዜ ኣብ ሰሙን፡ ኣብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ምዃኑ ውሑድ'ዩ በሃላይ'የ። እዚ ዘብለኒ ዘሎ፡ ኣብዚ መደብ'ዚ፡ ብዙሕ ስራሕ ክቐርብ ይኽእል'ዩ። ብዓብዩ ናይ ግዜ ገድሊ፡ ናይ ግዜ ወራራት ወያነን ድሕሪኡ ዝነበረ ወትሃደራውን ናይ መኸተ ቃልስን፡ ሕጂ'ውን ኣብዚ ንሓልፎ ዘሎና እዋን ብሓይልታት ምክልኻል ዝካየድ ዘሎ ታሪኽ፡ ካብ ብህያው ዘለዉ ፈጸምቱ ብመልክዕ ቃለ-ምሕተት ይኹን ብመልክዕ ኣሳእል (ቪድዮ) ክግለጽ ብዙሕ ሰንዓን ወጻእን ዘየድልዮ ኮይኑ ስለ ዘይስምዓኒ'ዩ። ብውሑዱ፡ ንዑኡ ዝወጽእ ይብዛሕ ይውሓድ'ውን ክንድቲ ዝስንዶ ታሪኽ ኣይዳረግን'ዩ። ከም ኣብነት፡ ኣብ ሓንቲ ውዕሎ ኲናት፡ ንዝተሳተፉ ኣባላት ተጋደልቲ፡ ዋርሳይ ወይ መንደላይ እንተተኣኻኢሉ ብመልክዕ ፊልም፡ እንተዘይተኻኢሉ በመልክዕ ቃለ-መሕተት ተተሞክርኦም እንተኣዕሊሎም ኣዝዩ መሳጢ ከምዝኸውን ኣየጠራጥርን። ልዕሊ ኩሉ፡ እቶም እናርኣናዮም ካብዓይንና ብዕድመን ካልእን ምሉቕ ምሉቕ ዝብሉ ዘለው ገዳይም ተጋደልቲ ኣያታትና ዋላ ሓሓሙሽተ ደቒቕ ትኹን ተሰኒዱ እንተዝትሓዝ ሎሚ ቀሊል ይመስለና፡ ድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ግን ኣዝዩ ኣዝዩ ከሕጉሰና'ዩ። ብኣንጻሩ፡ ከይትሰርሓሉ እንተ ሓሊፉ (ድሮ'ውን ብዙሕ ሓሊፉና'ዩ) ኣብ መጻኢ ዘይወጽእ ጣዕሳ'ዩ ክኾነና። እቲ ዝገርም፡ ኣብ ዓለም ከም ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሐ ቅያ ዳርጋ ኣሎ ዘይብሃል ክንሱ፡ ነቲ ንእሽቶ ከክንዲ እምባ ጌሮም ኣጸባቢቖ ቴክኖሎጂ እናወሰኹ ከጸባብቕዎን ክኹሕልዎን ክትርኢ ከሎኻ፡ ታሪኽ ሃገርና ማዕረ ክንደይ ጸዋያይ ስኢኑ ከምዘሎ ይርድኣካ። ከም ኣብነት ኣብዚ ዘለኽዎ ሃገር (ኣውስትራልያ) ነቶም ቀድም ኣብ ዓውደ ኲናት 2ይ ውግእ ዓለም ወይ'ውን ኣብ ካልእ ተሳቲፎም ኔሮም ዝብሃሉ ዜጋታት፡ ሎሚ ዳርጋ ኩሎም ሓሊፎም ኣብዚ ሕጂ እዋን ሓደ ወይ ክልተ ና ኣስታት 100 ዓመት ዕድሚኦም ዝተጸዑ ዜጋታቶም ኣምጺኦም ክጸውዩሎም ከለዉ ዝስወጠካ ነገር እንተሎ፡ ሎሚ ሳላ ቴክኖሎጂ ብዙሕ ክንስንድ ስለእንኽእል ክንጥቀመሉ ከምዘሎና'ዩ ዘረዳድኣካ። ምኽንያቱ ጽባሕ እዞም ኣርካናት ተጋደልትና ምስሓለፉ ስለዘይርከቡ ጣዕሳ ከይኮነና። በዚ'ጋጣሚ፡ ኩላቶም ተጋደልቲ ፡ ሃ/ኣገልግሎት ሓፋሽ ውድባት በብዘለዉዎ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ዘዝፈልጦ ታሪኽ (ዘዝውዓሎ ውዕሎ) ሰሰኒዱ እንተዝልእከልኩም ብወገንኩም ድማ ከከም ኣድላይነቱ ክተቕርብዎ (ክትስንድዎ) ምኽእልኩም። ሚኪኤል ኢሳቕ ኣውስትራልያ
@kdstimesfn1059
@kdstimesfn1059 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ 🇪🇷💐
@NaomiYifde-lt4zh
@NaomiYifde-lt4zh Жыл бұрын
Merhaba medeb walta🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰✅👍👍✅👍✅🌹🌹👌👌🎉❤🎉❤❤🎉🎉🌹🇪🇷🌹🇪🇷
@mahederteklesselase4312
@mahederteklesselase4312 Жыл бұрын
Welcome back 🙏
@gualnakfa3862
@gualnakfa3862 Жыл бұрын
Eritrean Heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍👍
@galasboygoncen3902
@galasboygoncen3902 Жыл бұрын
እዚ መደብ ክዓቢን ከቃርጽን የብሉን ዋልታ ሃገር ኤርትራና ስለ ዝኮነ በርቱዑ እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ኤርትራ ንዘልኣለም ተከቢራን ተሓፊራን ክትነብር እያ ብጀጋኑ ደቃ የቀንየልና!!!🇪🇷💪👍👏❤❤❤
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 Жыл бұрын
Waww walta ❤❤❤❤ des zebil medeb enqae bselam mexaekum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷EDF
@jemalmaruf845
@jemalmaruf845 Жыл бұрын
مشالله
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM Жыл бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❗️ . 🌹 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Жыл бұрын
Eritrawinet kibur Mennet Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🕍🕍🕍🏫🏫🏫⚘️⚘️⚘️🙏🙏🙏⚘️⚘️⚘️
@ghebrezghimussie-gm6wm
@ghebrezghimussie-gm6wm Жыл бұрын
Our heroes welcome 🙏
@AlmazserkeAlmaz-wv5vg
@AlmazserkeAlmaz-wv5vg Жыл бұрын
🎉❤ደሰ ዘብል መደብ ሰሚኤቅያታት ጀጋኑ ክዝተወሎም አናብር
@resom87
@resom87 Жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ህዝባዊ ግንባር እንቛኦ ብድሐን መጸእክምና ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷👈
@eritrea1st594
@eritrea1st594 Жыл бұрын
this is from the tip of the iceberg,our heroes has been through alot,am proud of them always remember them.🙏
@zenatesfay4979
@zenatesfay4979 Жыл бұрын
Eskie Amlke Meskum Yekun Daqi Eray❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 Жыл бұрын
Wow xubuk asmiekumna Gn Abtom Abeyti Tegadelti Interview Tetekuru des mbeleni mknyatu Hade tegadalay khalf kelo hade Abi Mexhaf ykeyd alo.
@da8387
@da8387 Жыл бұрын
Welcome back, Walta EDF Program on Eri-Tv 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 Жыл бұрын
Well come back our heroes God bless you we love you
@matyas9926
@matyas9926 Жыл бұрын
መደብ ዋልታ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ኢያ ፡ ህዝብን ሰራውትን ንምቅርራብ ኣገዳሲት ስለዝኾነት ።
@zewdifesshay7081
@zewdifesshay7081 Жыл бұрын
God blees Eritrea 🇪🇷
@user-jl6jn3sk5j
@user-jl6jn3sk5j Жыл бұрын
ናይ ንእሰነተይ መደብ ዝከታተላ ዝፈትዋ መደብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔️✔️
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ኣሰይ መደብ ዋልታ እንቋዕ ብድሓነ ሰላም መጻእኩም ክምብል በለ ምበር ኣይተኾዖን ድዩ ዝባሃል ሕጂ ደማ መደብኩም ቀጹሉልና ኣብ ሞንጎ መንጎ ዊን ዋዛታትን ተረካብ ዘረባታት ካልኦት መሰጥትን ኣዛነይትን መደባት ሕዉስ እንተበልኩሙሉ ድማ መደብኩም ሳሓቢ ኪኸውን ሰለዝኽእል ግርምዩ ይብል ሓውኹም። ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉🇪🇷🇪🇷❤🎉!!!
@Elsa-nf2lo
@Elsa-nf2lo Жыл бұрын
ዋልታ ልሳንን ቆፎን ጅግና ሓይልታት ምክልኻልና ክሳብ ዝኾነት ታሪኽናን ጅግንነትናን ካብ ናጽነት ክሳብ ልኡላውነትን ክትብርብር ልዑል ትጽቢት ኣለኒ
@davidyeh91
@davidyeh91 Жыл бұрын
medeb Walta, welcome back!
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 Жыл бұрын
መርሓባእ ሰራዊትና ንህቢ❤❤️💙💚💛💚💙❤️💛💙❤💚💚❤️💛💚💙❤️
@tsegaaregawi4652
@tsegaaregawi4652 Жыл бұрын
God bless my home country and the heroes ❤
@TYB9199
@TYB9199 Жыл бұрын
Welcome back TV WALTA nay bhaki des zebel teqarixa nera bemjmara neti welo meqaleh nayzi gigna wahis hager lesan geganu zkonet medeb nab hizbi meqrabkum hugusat ena kibrin mogosen teti gegna hayltat miklkal Eritrea 🇪🇷 zelalmawi zekren kebrin mogosen nsematatna wetru awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️✊️✊️
@rmthanartre4353
@rmthanartre4353 Жыл бұрын
My favorit porogram well came
@embayetewelde7417
@embayetewelde7417 Жыл бұрын
አንቋዕ ብድሓን መጻአኩም መደብ ዋልታ ሃገርን ጅግንነትን ።
@user-wh1jy4bt7t
@user-wh1jy4bt7t Жыл бұрын
ሰላማት ደቂ ኤረይ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ካብትጠፍኡ ንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ደሃይኩም ኣይተሓባእ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@netsanet6108
@netsanet6108 Жыл бұрын
I instead about Eritrean information I am proud to be Eritrean I am happy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@adiyamgebru6521
@adiyamgebru6521 Жыл бұрын
Kbrin mogosn n sematat eritrea 🇪🇷🇪🇷👍
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Жыл бұрын
Thelealeme Ertlfti Nisuwuatna Theleale. TEZEKERI AHIWAT Amen 🙏 🙌 ❤❤
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Жыл бұрын
God Bless my People's Yoy Hears AllwaysBless😊
Despicable Me Fart Blaster
00:51
_vector_
Рет қаралды 22 МЛН
УГАДАЙ ГДЕ ПРАВИЛЬНЫЙ ЦВЕТ?😱
00:14
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 2,4 МЛН
EMN - ዓይኒ_ንስሪ - Eritrean Media Network
34:07
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 83 М.
ዝኽሪ 'ታ ቦጦሎኒ | Story of one heroic battalion - ERi-TV Documentary
45:49
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 253 М.
ላጤው ሙሉ ፊልም | latew | New Ethiopian movie  Full Length Ethiopian Film 2024 #Haset Movies
1:18:15
КАЧЕЛИ ИЗ АРБУЗА #юмор #cat #топ
0:33
Лайки Like
Рет қаралды 2,3 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
0:25
Zach King
Рет қаралды 29 МЛН
tom and Jerry 😱🆕 #trending
0:23
Nemi Shorts
Рет қаралды 19 МЛН
え、、、!
0:11
美好秋人
Рет қаралды 12 МЛН