ዝግጅት ልደት እዩኣስ ወድና🙏 ብጣዕሚ ዝኸበደኒ ኣደኻ ዘይብሉ ዉራይ 🤔

  Рет қаралды 24,819

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

2 ай бұрын

#smile #tigray #ethiopia #video #tigrignamusic #tigrignamusic #vlog #tigrignamusic #habesha #vlog

Пікірлер: 295
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 ай бұрын
አጅኺ ስሉየ ኣንስ ድግስ ዘይፈትው ህኮት ድኻም እዩ ዋይ ጌታይ ማዓረይ ድግስ ዝፈትው ስባኣይ ከይትህበኒ🙏😊
@user-oy1bm3oh9u
@user-oy1bm3oh9u 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️💋💋💋🙏🙏🙏🙏🙏
@EvanayouTube
@EvanayouTube 2 ай бұрын
ሰብስክራይብ ናገበሩኩም ደቅደይ መዓረይ 1k ኣብፅሕለይ .ብወላዲትኩም🙏 ኣዱኡ ዝፈቲ ስቅ ኢሉ ኣይሓልፉን❤
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 ай бұрын
ሀጓለይ😁ኣለማምና ተሣሓሒትኪ ኣለኪ ብወላዱትኹምየ ብማርያመ እናበልኹም ካብ ሃተፍተፍ ትብሉ ንዘብ ዘምህር ኣምላክ ዝፈትዎ ቪድዮታት ተቅሪብኹም ምእንቲ ባዕሉ ኢሉ እዩ ሰብ ክሪአኹም እበይ ግድን ለሚንካ ኣይኮነነ ስልችው ዝበለኒ ነገር እንተልዩ ብዋትሥኣብ ብኢሞ ዋትስኣፕ ቴለግራም መሥንጀር ሳስክራይብ በልኒ በሃሊ በዝሕኒ ኣሎ 🙈
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኹም ግን ካብ ንዘለዎ ዓዲምካ ንዘይብሉ ዓዲምኪ ምሣሕ ትትጋብዝዮም ደስ በሃሊ ነይሩ ምክንያቱ ኣብቶም ዝሳኣኑን ዝጠመዩን እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብኣቶም ኣሎ ንምሥኪን ተወሃብካ ለእዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ በረከት ብበረከት ዝገብረካ ግን ብግህዶ ዘይኮነስ ብስውር ቅዱስ ዮውሃንሥ ኣፈወርቅ ታይ ይብል መሥለኹም የማነይቲ ኢድካ እትህቦ ጸጋመይቲ ኢድካ ኣይትርኣዮ❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
ናዚኣ ናብ ሚድያ ሰለ ዝወፀ ድዩ ንስኪ ከ ንዘይብሉ ትህቢ ዶ ናይ ባዕልክን ሓቢኢክን ንሰብ ኣይትውቀሳ ኣብ ሓጎሳ ከምዚይ ኢልኪ ምፃሓፍ ኣይድብርን
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Ай бұрын
@@user-wd2dk6di7g እንታይ ዝብል መልሢ ክምልሠልኪ ትደልይ ንዘይብሉ ብሕቡእ ሃብት እሞ ሰማያዊ ኣቦኹም ብግህዶ ክህበኹም እዩ።
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Ай бұрын
@@user-wd2dk6di7g ጎይታ ኣብ ወንጌሉ ዝተጻሓፈ ሞ መምሃራና ትርጉሙ ዝነገሩና ቃል ኣምላክ ታይ ከም ዝብል ከካፍለኪ ሓፍተይ❤ ኣብ ወንጌል ዝሠማዕክዎ ከኻፍለኪ ሓደ ሃፍታም ስብኣይ ኣብይ ውራይ ገይሩ ንዘሎዎም ሰባት ዓደመሞ እቶም ዝተዓደሙ ሃፍታማት ሰባትውን ሓደ ናብ ማሕረስ ከደ ሓደውን ሠበይተይ ስለ ዝሓመመት ኣይመጽን በሎ እቲ ሓደውን ናይ ባዕለይ ጉዳይ ኣለኒ ኢሎም ኣበይዎ ካብኡ ስብኣይ ተናዲዱ ነቲ ኣገልጋሊኡ ኪድ ጠዋሪ ዘይብሎም ናይ ዕለት ድራር ዝሠኣኑ ጸዊዕካ ኣምሳሓዮም በለ ኹሎም በሊዖም ንኣምላክ ኣመስጊኖም ቤቶም ተመለሡ ጎይታ ከኣ ውራይ ገርኹም ንዘይብሎም ጸዊዕኹም ኣብልዕዎም እሞ ንሶም ውን ውራይ ገሮም ኣይጽውዕኹሚ ስለዚ ዓስብኹም ካብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክትቅበሉ ኢኹም በሎም ተኮነ ዘደብር ኣይጸሓፍኹን ቃል ኣምላክ እየ ጺሒፈ
@Askaltube
@Askaltube 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዝወደይ ኣሰይይይ ሰሉየ ብጥበቡ🙏💕 የዐብየልኺ ዝያደይ❤#ተጋሩዋይ#ሳብክራይብ#በሉይ#ዞም#ናተይ#ኣትኽፈለይ❤❤❤❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ደሰሰ ዝብል እዩ ሰሉየይ ቀሪ ዘመንካ ይባርክልካ ምቁረይ ❤
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y Ай бұрын
ማማ ታከኔን ድየን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን እግዚኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም❤💙💚
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 2 ай бұрын
እንኳዕ ትወለድኻ የኔ ማር መልካም ልድት❤️❤️🎉🎉
@AaAs-ns7sx
@AaAs-ns7sx 2 ай бұрын
እዮኣሰይ ቀሪ ዘመንካ ዝተባረከ ይኩን ዝወድ ሓፍተይ💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ሰልየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓል ኣኮይይ መቀረት❤🙏
@user-of3gd6tt2y
@user-of3gd6tt2y 2 ай бұрын
ዋዉ ደስ ክበል ሰሊየ መርዑእ የሪኢኺ ፅሪቲ ፍጥረተይ ❤️❤️❤️❤️
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k 2 ай бұрын
መልካም ልደት የኔ ማር እንኳዕ ትመለዲካ መፅእካ ብሩህ ይኩን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 2 ай бұрын
Gratulerer med dagen 🎉🎉🎉🎁🎊🎊🎊🎊🎉
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r 2 ай бұрын
ኣንኻዕ ተወልደካ 🎉ኢዮአስይ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ በጥበብ ይዕቢይካ♥️🙏
@natnayoutube6077
@natnayoutube6077 2 ай бұрын
Egzabiher amlak admen tanan yhabka mulurey Happy Birthday 🎁 🎊
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p 2 ай бұрын
እሰይይ እንኳዕ ተወለድካ ወለላይ ብጥበቡ የዕቢኻ እግዚአብሄር ኣምላክ ሰሉየይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤😘😘
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ በረከተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ🙏🙏🙏🎂🎂🎂🎂🎂
@ishakali2915
@ishakali2915 2 ай бұрын
መልካም ልደት እኔም ይህ ቀን ናፈቀኝ የልጅን ልደት ማክበር ሁሌም ስደት ላይ ሁኘ ነው ልደቱ የሚልፈው❤🎉
@munatube2861
@munatube2861 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዝወደይ አሰይይ ሰሉየ ወለላይ ብጥበቡ የዐብየልኽ ፈጣር❤❤❤🎉🎉🎉
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
ዋሓሎ እኮ ሰሉየይ እንኳዕ ተወለድካ እዩኣሰይ❤🎉
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 2 ай бұрын
ዝተረፈ ዕድሜኻ ኣምላኽ ይባርኸልካ ❤❤❤
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 22 күн бұрын
ሃቢ በርደይ ዕድሜ ጥዒና ይሃብካ ሙቁረይ🙏🙏🙏🥳🥳🥳🥳
@mulurom3315
@mulurom3315 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ደሰ ዝብል ሰሉዋኒ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሓፍቲ ሙቁረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 2 ай бұрын
ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ🙏🙏🙏🎂🎂🎂
@user-qi2vk7wd3q
@user-qi2vk7wd3q 2 ай бұрын
እንኳዕ ትወለድኻ የኔ ማርር መልካም ልድት❤🙏💘😘🙏
@tarhastube9099
@tarhastube9099 2 ай бұрын
Happy birthday long life baby ❤🎉❤🎉❤🎉❤
@user-lw2gy3or7v
@user-lw2gy3or7v 2 ай бұрын
እንኾዕ ተወለዲኻ አዩዋይ መፃእኻ ቡሩህ ይኹን♥️🎀🎊🎁🎈
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 2 ай бұрын
ኣሰይ ሰሉዋይ ምቅርተይ ብጥበቡ የዐብየልኪ ፈጣሪ ዛሓፍተይ🎉❤❤❤❤❤❤
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ እዮየይ ማዓረይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብካ ሰሊተይ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 2 ай бұрын
ብጥበብ የዕብየልኪ ሰሉየ ምቅረቲ እንኳዐ ተወለድካ❤
@user-cb3yl9jz5x
@user-cb3yl9jz5x 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ማዓረይ 😘♥🎂❤🙏🙏🙏
@wezam_ytube16
@wezam_ytube16 2 ай бұрын
happy birthday marye🙏😘
@user-mp4sp5sw2s
@user-mp4sp5sw2s 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዙ ወደይ ❤❤❤
@user-nc1hi6fx9r
@user-nc1hi6fx9r 2 ай бұрын
happy birthday 🎁🎊🎈🎉🎈🎈🎈🎈🎈
@mashumash6776
@mashumash6776 2 ай бұрын
Zterefe admeka ybarek❤
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 2 ай бұрын
እንኳዕ ትወለድኻ መፃእኻ ብሩህ ይኹን🙏🙏🙏
@user-zc6vo2yc4u
@user-zc6vo2yc4u 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉happy birthday 🎂 king
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድኻ እዩዋይ ዝፈትወኩም ስድራ ግን ንማማ ኣቅርብልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-sv6ci9sr8l
@user-sv6ci9sr8l 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ🎉እዩኣሰይ ቀሪ ዕድመካ ይባረከልካ
@user-vl1xk2qg7j
@user-vl1xk2qg7j 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@betelihemsolomon2789
@betelihemsolomon2789 2 ай бұрын
Happy birthday 🎉🎂🍾
@edenzer8597
@edenzer8597 2 ай бұрын
Happy birthday boy
@user-uk1bp6ih2e
@user-uk1bp6ih2e 2 ай бұрын
ኣመርዓካ ይሕሰና የኣሰይ እና ዕድሜን ጥዕናን የሃብካ የኣሰይ
@user-fp4ly2tg6y
@user-fp4ly2tg6y Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ
@selam-sm2rm
@selam-sm2rm Ай бұрын
ሰሉየ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ🙏🥰🥰
@user-gv3kn8we9s
@user-gv3kn8we9s 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ በጥበበ የዓብካ❤❤❤❤
@user-go9nr9qn1r
@user-go9nr9qn1r 2 ай бұрын
ዝተረፈ ዕድመኻ ይባረኽ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አዩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ብጥበብ የዕብየልኩም ሰሉዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 2 ай бұрын
Happy birthday Mearey ❤🎉❤🎉❤🎉🍒🍰🎉🍰🎉🎁
@EvanayouTube
@EvanayouTube 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ መዓረይ❤🎉
@ትጂ
@ትጂ 2 ай бұрын
Selu Eta ሕንባሻ ashelalmea Kes Elki Video Srhlna❤
@mulugebrihiwot3744
@mulugebrihiwot3744 2 ай бұрын
Happy birthday 🎂
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 2 ай бұрын
መልካም ልደት
@greattigray5290
@greattigray5290 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 2 ай бұрын
ደስ ክብልልልልልልል የዕቢኻ ዝወደይ❤❤❤
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 ай бұрын
መልካም ልደት❤
@mulutafere4889
@mulutafere4889 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ሰሉዋይ ኒዓኪ የማስለና 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@seni-z1f
@seni-z1f 2 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ
@Bahlawitmedia
@Bahlawitmedia 2 ай бұрын
happy birthday meary♥️♥️♥️♥️♥️
@Samsunga05-ru3eb
@Samsunga05-ru3eb 2 ай бұрын
ይመቹክሰለ❤❤❤❤❤
@HiHi-pz7xw
@HiHi-pz7xw 2 ай бұрын
አረ ተብዝሕዮ እለኪ ይደብርኪ ዘን ንዘለኣለም ዝከዳከ ታይ ክበሃላ ተመስገን በሊ ምምራር ኣተብዚሒ ኣዶኪ ኣብ ርእሲ መርየት ኣላ ንስኪ ግን ኩሉ ጊዘ ኣደይ ዘይብሉ ጉዳይ ከትብሊ ሰብ ሕልና ትትንክፍለኪ በጃኪ
@selam801
@selam801 2 ай бұрын
መልካም ልደት ኢዮኣሰይ🎉❤
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤️
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ መፃኢካ ብርክ❤❤
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ ይኣሰይ 🎉 ❤🎉❤🎉
@SalamSalo
@SalamSalo 2 ай бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ እንካዕ ተወለድካ እዩኣሰይ🤗❤
@user-gh8wl6jt1s
@user-gh8wl6jt1s 2 ай бұрын
እንኳዕ ተወለደልኪ ስሉየይ ብጥቡቡ የዕቢየልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 Ай бұрын
ሰሉዋይ ወሓለ❤❤❤
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 2 ай бұрын
❤❤❤❤ሰሉየይ
@HHh-qq7rl
@HHh-qq7rl 2 ай бұрын
yeabke Mikorey🙏🙏🙏😘
@hduuuruerhgzd2590
@hduuuruerhgzd2590 2 ай бұрын
እቲ መክተፊ ጣውላ ኣብ ልዕል ዝበለ ግበርዮ ብዝተረፈ ጎበዝ
@khankhan1509
@khankhan1509 2 ай бұрын
የዕቢኻ ዝወደይ❤❤❤
@slamaor6578
@slamaor6578 2 ай бұрын
Hbd🎂❤️❤️❤️Mearey🥰🥰
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ብጥብበ የዕቢካ ዩኣሰይ❤
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 2 ай бұрын
ደቂ ዓበይቲ ዓይነት ደም ኦ ዘለክን ቡና ኣይትስተያ ብጣዕሚ እዩ ጎዳኢ ኣሕዋተይ እና ዩኣሰይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዝወደይ ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢካ
@fanahailuabay752
@fanahailuabay752 2 ай бұрын
ሙሉእ ሓበሬታ እስኪ ለኣኸልና
@selam801
@selam801 2 ай бұрын
አነሰ ጭራሸ ውን አይሰትን😊
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 2 ай бұрын
@@selam801 ብሓቂ እየ ዝብልኩም ኣሕዋት ቡና ሕማም ክገድፈኒ ኢልካ ይስተ ብፍላይ ንፍልፀት ርእሲ ግን ብኣንፃሩ እዩ ቡና ቀይሕ ሻሂ እሞ ከኣ ደምና ኦ ዝኮና ሰባት ሳዕቤኑ ከቢድ እዩ ዋላ መድሓኒ ወሲድካ ኣይገድፈካን ምስታይ ተዘይገዲፍካዮ ንሕና ግን ብዘይምፍላጥ ምስ ሰብነትና ዝከይድ ወይ ምስ ደምና ዝከይድ ምግቢ ኮነ መስተይ ኣይንፈልጦን እንተሓመምና እዉን ቡና ዝከዉን እንበልና ኢና ሕማም ንዉስክ ኣነ ንባዕለይ ዓይነት ደመይ ምስ ፈለጥኩ እየ ተረዲአዮ ቡና እና ቀይሕ ሻሂ ክሰቲ ከሉኩ ጨጎራ፣ከብደይ ደብርቲ ርእሰይ ብጣዕሚ ይሕመኒ ምስ ሰተኩ ክገድፊኒ ኢለ ዝሰተክዎ ሱስ ተዘይኮኑ ግን ብጣዕሚ እዩ ጎዳኢ እንተረኪበያ ሊንካ ክሰደልክን እየ
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 2 ай бұрын
@@user-gf4ze4ez1s ይቅርታ ናይ ቡና አባ ሓብረታ ሃብና
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 2 ай бұрын
@@fanahailuabay752 የደም ዓይነት ዝብል ፀሓፊ እሞ ናይቲ ቻናል ስም ከኣ Ethio Family Tube ይብል ግን ኣነ ናይ ትምህርቲ ዝበሎ ጥራሕ ዘይኮነ ኣሚነ ተቀቢሎዮስ እቲ ዝተበሃለ ኣብ ሂወተይ ሰለዝረከብክዎ እዩ መብዛሕትና ከኣ ብልምዲ እምበር ብርድኢት ሰለዘይንጥቀም ይጠቅመክን እዩ ኢለ እየ ከምዚ ከማይ በተለይ ስነ ሰርዓት ዘይብሉ ምስታይ ማለት ኣብዚሕካ ምስታይ ብተብተብ ምስታይ ምስ ድካምካ ምስታይ ባዕልክን ተዓዘበኦ ንርእሲ ሕማም ኢልና ንስትዮ ብዕፅፊ ከኣ ሕማም ይዉስከልና ወላ ብመድሓኒት እዩ ዘይገድፈካ
@TsigeGidey
@TsigeGidey 2 ай бұрын
Hbd❤❤
@user-tl3il8zw5m
@user-tl3il8zw5m 2 ай бұрын
እንዕ ተወለድካ ሙቁረይ 🎉
@medi-pc6qe
@medi-pc6qe 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ እዩዋይ
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 22 күн бұрын
🥳🥳🥳🥳
@seni-z1f
@seni-z1f 2 ай бұрын
ደምራኒ ተጋሩዋይ
@668-tj6oz
@668-tj6oz 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ሰሊተይ ሽኮር
@selamselam-ns3vg
@selamselam-ns3vg 2 ай бұрын
Wwawww❤️❤️❤️❤️
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ ምቅረይ ናይ ሰላም ተካታተልቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ናረኦኩም ኣይትሕለፉ ኣታባብዕና ሓብርና ንዕበ😢😢❤❤❤❤❤
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-qh4gm7nv7m
@user-qh4gm7nv7m 2 ай бұрын
Had ❤❤Mearey❤❤❤❤❤
@user-rg7bw1kq6x
@user-rg7bw1kq6x 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-sn9ee7vk5w
@user-sn9ee7vk5w 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@dhddbdh6616
@dhddbdh6616 Ай бұрын
🌿❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-yc5uk3ds1p
@user-yc5uk3ds1p 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@AllBaad-co9xv
@AllBaad-co9xv 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@uchchc5243
@uchchc5243 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤💐💐💐
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 2 ай бұрын
Enkae desbeleki😮😮😮 seluye😮😮😮😮
@munatube2861
@munatube2861 2 ай бұрын
ናይእዩአሰ ልደት ደሰ ዝበለኩም እሰክ ሳብሰክራይብ ግበርለይቡራኻተይ🎉❤❤❤❤
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-fy7fh4cm9f
@user-fy7fh4cm9f 2 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍💜💜💜💜
@siymongebrebrhan276
@siymongebrebrhan276 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 happy birthday
@sabai12167
@sabai12167 2 ай бұрын
selu way nhnbash ashelalma krei hahh eiles chekulki😆😆
@sifen5
@sifen5 2 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉🎉❤
@BestBuu68
@BestBuu68 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j 2 ай бұрын
😍😍😍
@trhasfkadu-nx6hy
@trhasfkadu-nx6hy Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 49 М.
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 9 МЛН
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 14 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 7 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 13 МЛН
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
ዘርኦም መጸ ምስ ዛይድ ተካርዩ
36:00
ዜና tiktok ቲክቶክ breaking News
Рет қаралды 510
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 9 МЛН