#Jstudio

  Рет қаралды 128,154

Jstudio

Jstudio

5 жыл бұрын

#Jstudio #Eritrean #Eritrea #Asmara #AmanuelAsrat #Robelasrat. ኣዲኡ ወይዘሮ ኣብርሃጽዮን ሃይለ ግን ከርሲ ደቀን ምልኣቱ ክፈቕዳን ሰንበተ ቺዳን ሰቲ ነስኒስን ቡነን ቀልየን ምስ ባዓል ቤተንን ደቀንን ሳሓቅን ጸወታን ክኾነለን ተመንየን ኣንጊሀን ተበራበራ። ህጻን ሮቤል ግን ከም ኩሎም ቆልዑት ገዛውቲ ኣንጊሁ ተሲኡ ምስ ኣኻዓየታቱ ንምጽዋት ናብ ግዳም ወጸ። ሃንደበት ብግዳም ዝረኸቦም ስቪል ክዳን ዝለበሱ ቶኻሉ ፍሽኽ እንዳበሉ ከም ሰብ ደሓን ሽሙን ሽም ኣቡኡን ድሕሪ ምጥላል ገዝኦም መን ከምዘሎ ድሕሪ ምርግጋጽ ከርእዮም ሓተትዎ። ህጻን ሮቤል ንሓዉ ብዙሓት ፈተውትን ፈለጥን ብስራሕ ዝደልይዎን ካብ ብርዑን ኣፉን ዝነጥብ ቃል ጥበብ ዝምነዩ’ሞ ክረኽብዎ ዝመጹ ሰባት ቀጻሊ ብምንባሮምን መሪሕዎም ገዝኡ ይኣቱ ብምንባሩን እዞም ሕጂ ዝሓትዎ ዘለዉ ሰባት’ውን ቀለምን ጥበብን ሓዉ ዝደልዩ ስለዝመሰሎ ነገር ህጻን እንዳነጠረ ገዛ መሪሕዎም ኣተወ።

Пікірлер: 492
@jstudio1
@jstudio1 5 жыл бұрын
ካልአይቲ ቻነልና ኣብዚ link ብምጥዋቕ subscribe ምግባር ይካኣል kzfaq.info/love/54aTL50yVW4bxLXoMsAs7Q
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 5 жыл бұрын
ኣገላልጻኹም ብጣዕሚ እዩ መሳጢ ካባኹም ቡዙሕ ኢና ንማሃርን ንፈልጥን ኣጆኹም ቀጽልዎ ንስኹም ገለጽቲ ናይ ጀጋኑ ጥራይ ዘይኮንኩም ንባዕልኹም ጀጋኑ ኢኹም ሰሱኑልና ይሕዋተይ
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 5 жыл бұрын
Jstudio እዚኣ መልሱለይ በጃኹም ናይ ሓውና ኣማኒኤል ጋዘጣ ኣብ facebook ወይ ድማ ኣብ ካልእ መራኸቢታት ኢንተርነት ተዘርጊሑ ድዩ? ከንብቦ ስለ ዝደለኹ እየ
@amlakayamlakay5187
@amlakayamlakay5187 5 жыл бұрын
Jstudio kemlka abal board setite zenbere semret seyoum zebhal neruo buzhu maserten gefetat zewerduo hijy canda alo .
@amlakayamlakay5187
@amlakayamlakay5187 5 жыл бұрын
Amaneal atfiuomo 😢😢😢😢😢😭
@smichael9969
@smichael9969 5 жыл бұрын
Well done brother 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼. It will be great, if people in Eritrea can see this through Assenna tv 📺
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 5 жыл бұрын
*ክቡር ሓው ጆሲ ከም ኩሉ ግዜ ውሕሉልን ጽፉፉን ኣቀራርባ፥ God bless you bro*
@amanuelfsehatsionamanuel6469
@amanuelfsehatsionamanuel6469 5 жыл бұрын
ገና ብንኡሱ በሊሕ እዩ ዝነበረ ይዝከረኒ ቆልዑት ኮለና መጽሓፍቲ ልብውልድን ዛንታትን የምብበልና ነበረ ተወዛያይ ምቅሉል ፍትው ሓውና እማን መግለጽይ የብሉን ኣምላክ መውጽኦ ይፍጠረሉ ኣምላክ
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 5 жыл бұрын
ኣሜን(3) እግዚኣብሄር ኩሉይካኣሎ እዩ!!!
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ከም ኣማኑኤል ኣስራት ሲ ኩሉና መንእሰያት ኤርትራ ተንከውን ኤርትራና ዓማጺ ኮፍ ክብለላ ኣይምክኣለን ኔሩ ' ኤማ ጅግና በሊሕ ብዓል ምሉእ ኣእምሮ ብራዘረይ ብዛዕባ ኤማ ከሕክየና ከሎ ማራ እዪ ዝገርመኒ ዓሕ ከሲርና
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 5 жыл бұрын
Amanuel egzabhar amlak alo nkulu zfetere hujiwn kemshimu amanuel abiu kab meat yewxeayo yewxeayom amen
@dmeb4510
@dmeb4510 3 жыл бұрын
ኤማ ወዲ ሓድሽ ገዛ መተዓብይቲ ከመይ ኣሎኻ? ግርም በልካ ኣማኑኤል ኣስራት ካብ ቁልዕነቱ በሊሕን ሃገራውን እዩ ዝነበረ። ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ፣ ኤርትራ ዝኸሰረቶ ዝዓበየ ሰብ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣማኑኤል ኣስራት ጅግና one day
@erilovehkm1422
@erilovehkm1422 5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ከመስግነካ ይፈቱ። ብምቅጻል ታሪኽ ሰነድ ሃገር መንቅሒ ዳሕረዋይ ወለዶ ሰለ ዝኾነ ፡ ኣነ ንኹለን ቻነል ገዲፈ ነዛ ናትካ ብህንጡይነትን ህርፋንን ድጽበያ ኢያ እሞ፡ እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ እሞ ቀጽሎ፡ ንሕና ውን ንትገብሮ ዘለኻ ንዓኻ ውን ጽባሕ ክትረኸልካ ኢዩ፡ ብትገብሮ ዘለኻ ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ክትተርፍ ኢኻ ኣጆኻ።
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 5 жыл бұрын
Jstudio ንስኹም ፉሉያት ኢኹም ካብ ትሕዝቶኹም ኣገላልጻኹም ካብ ኣጋላልጻኹም ቱሑዝቶኹም ብርዑኹም ትሰስን ይሕዋት
@habibatekle584
@habibatekle584 5 жыл бұрын
Way dekigezawtey dekebwy deki boy kesibrhne ajokum keribnina nehnas isako wedizewdi tegadlay afjerki yeblonyru nhnagen aynfltn nerna hejign kulna msensetna tredina weyane anonim ajona tefltu keribyu izikalasbay
@jesuslovesme7440
@jesuslovesme7440 5 жыл бұрын
💜💜💜💜💜🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaytzrea7025
@senaytzrea7025 4 жыл бұрын
Bhgrea xweta ylin hagrea.bzrbea aymxtnea bmwkea zrbea aymxtnea hgea krkblke eyi juzee xbhea kthtetalikea tzrbo zblkea kliea ktfrdlea ekea hxrea gzey zltkea
@woldmichaeleliltashumye321
@woldmichaeleliltashumye321 4 жыл бұрын
Besmabe😢 tarike besuh eyu 😭😭😭
@hagostsigab682
@hagostsigab682 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ የሴፍ ሓውና ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት ሓውና ምስ ኩሎም እሱራት ፓለቲካ ምእንቲ ህዝብን ሃገርን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኹም ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም
@HabtemariamFikre
@HabtemariamFikre 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ኣቀራርባ ጆሲ ንቅድሚት ጥራይ ተጛዓዝ 🌹⚘⚘⚘🌾🌾
@munirnasray3388
@munirnasray3388 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ጽፉፍ ኣቐራርባ ኣገዳሲ ን አዋናውን ብርዕካ ትሰስን ክብረት ይሃብካ
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 5 жыл бұрын
Josi I am sure you will be awarded by the people of Erithrea in the comming democratic Erithrea. Keep it up!!!!!
@kidanetsegu4866
@kidanetsegu4866 5 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ኣብ ከመይ ዓይነት ውድቀት ኢና ጸኒህና እምበር ከ ከም ህዝብን ሃገርን ከ ኣሎና ዲና ሕጂ ከ ናበይ ገጽና ኢና? በጃኩም ሓደ ንኩን ሓደ ዩ ጸላኢና።
@helensweet5551
@helensweet5551 5 жыл бұрын
Kidane Tsegu ya bahki plssss
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 жыл бұрын
ይገርመካ'ዩ በጃኻ
@habeshaslove2122
@habeshaslove2122 5 жыл бұрын
ቃሉ ዩ ዘተግብር ዘሎ ኢሰያስ "ኣብ መስርዕ ዘይሳማምዓካ ሰብ እንተሎ ካብ መስርዕ ክንኣልዮ ኢና" ድዩ ዝበለ። ዘሕዝን ዩ ሓቂ እናተዛረበ ኮ ዩ ዝገዝኣና ዘሎ። ግን እቲ መግዛእቲ ብቋንቋ ኣዴና ኮይኑስ ድሮ ተላማምድናዮ ንነብር ኣለና። ገፊፎሞ ኣስረሞ ኣጸጊዖሞ ረሺኖሞ ንቡራት ቃላት ኮይኑ ኣብ ሃገርና።
@romenreing3591
@romenreing3591 5 жыл бұрын
Bhaki neti tirgumu zizengeanayo nmesil !!!!!
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 жыл бұрын
ንእሱራትና እታ ኣምላኽ ኹላትና ብናጻ ከነስተማቕራ ዝዓደለና ጻሓይ-ዓለም ክርእዩ የብቀዓዮም ፈጣሪ። ክቡር መምህር ጆሲ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና !!!
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 5 жыл бұрын
እዛ መሬት ተኾርኩሐትና ኤርትራውያን ኣየኽፋኣልናን እዩ። ገለ ነገር ክሳብ ዘይገበርና ከኣ ጥፋኣትና ክቅጽል እዩ።
@kiduberye8648
@kiduberye8648 5 жыл бұрын
I really admire you the way you present!! JOSSY the great keep it going. Thanks
@akberetfitwi1019
@akberetfitwi1019 5 жыл бұрын
ይግደፍ ኢድኩም አይትስአኑ መዐልትኩም ቀረባ እያ
@danielberhane6583
@danielberhane6583 5 жыл бұрын
እታይ ሞ ሰሚዒና ስቅ እተበልና ኣታይ ፋይዳ ኣለዎ እበር ጆሲ ሓወይ ሓንጎልና ፈትሕካልና እበር እዚ ኩሉ ክግበር ኮሎ ኣበይ ኒርና ይገርመን እዩ ወይ ጉድ ታዓቢጥና ከም ዝነበርና ህጂ ተረዲኢና ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጠረልኩም ኣየታተይ ካኣ።
@semahagos5756
@semahagos5756 5 жыл бұрын
Tikikil zereba I'm with you
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 жыл бұрын
Aynebernan hawey tihti mutat ena nibehal
@habteabghebretnsae49
@habteabghebretnsae49 5 жыл бұрын
ኦኦኦኦኦ ምላኽ ውረድ ፍረድ ።
@jesuslovesme7440
@jesuslovesme7440 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭🙈🙈🙈🙈
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 5 жыл бұрын
መዋጺኦ ይፍጠረሎም ነዞም ሰብ ሕልና ጀጋኑ
@danielykealo7422
@danielykealo7422 5 жыл бұрын
ደጊምካ ክትረክቦም ዘይካአል ሙሁራት ደቂ ሃገር ጠፊኦምን ኣብ እስርቤት ይበልዩን ኣለው። እግዚ አብሔር መዋጽኦ ይፍጠረሎም።
@user-ln3sp3vv3h
@user-ln3sp3vv3h 5 жыл бұрын
የቀንየልና ሓዉና ጆሲ ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ 80% ተረዲእዎ'ዩ። ኣጆኻ ቆጽሎ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን፡እታ ብርኽቲ ሃገርና ከኣ ዝተረፈ ዕድመና፡ቅሲና ንነብረላ ንኸዉን!
@selamtewelde7147
@selamtewelde7147 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእካና ጆሲ መምህር ታሪኽ እድመን ትእናን ይሃብካ ካብ ኩፉእ ይሰውርካ
@thanksgod5311
@thanksgod5311 5 жыл бұрын
እዋይ ህዝቢ ኤርትራ ክንሓምቕ ዓኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኣሕዋተይ ንሕናስ ነብስና ፈቲና በቃ እንበር ህዝቢ ግምጥል እንተ ዝብሎ ነዚ ሰታዩ ደም ኢሰያስ ወዲ ተንበን ሓንቲ ኣይምገበረን ይጻወተልና ኣሎ ከላስ
@michealyemane2994
@michealyemane2994 5 жыл бұрын
እብዚ 28 ዓመታት ካብ ዝተፋጸመ ግፍዕታት........ግዜ ሂብካ ክትትርኮን ሓይሊ ዝሃበካ ኣምላክ ክብሪ ይኩና...ጂሲ ሓውይ ኣጃካ....
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 5 жыл бұрын
12+ 2 ተማሂረ አሞ ከምዛ ቻነል ገይሩ ሓቀኛ ዛንታ ዝማሃረኒ ብፍጹም የሎን
@fifififi1776
@fifififi1776 5 жыл бұрын
እግዚእብሔር አቦ በጃኻ ይእክል በለልና። አዞም ርጉማት በብሓደ ጀጋኑናን ሙሁራትናን ኣጥፉኦምልና። ሓሳዳት ጹቡቅ ዝውይፈትዉ ።
@bhiltekeste966
@bhiltekeste966 4 жыл бұрын
" ዘራግን ወሓዝን ተሳንዮም ጽሙእ ጎረሮ ኣየጥልሉን እዮም" ናይ ብሓቂ ጆሲ ሓወይ !!!
@teddytesfay2483
@teddytesfay2483 5 жыл бұрын
እዋይ ንሕና ንረኽቦ ይበል ኣቀራርባ Josi
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
Marhab josi bor ገንጽሎ ምዕራፍ ኣቦታትና
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@semharghebremeskel4595
@semharghebremeskel4595 5 жыл бұрын
Amlak mewaxio yifterelu ni hawna Amauel.jossy thank you
@abdelamohamed313
@abdelamohamed313 4 жыл бұрын
Excellent job well done 👍 The best documentary I admire you keep it up brother Thank you 🙏 🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@debishemeha1236
@debishemeha1236 5 жыл бұрын
ብሓቂ ጆሲ ሓወይ መተካእታ ናይዞም ጀጋኑ ኢኩም ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ሓገር ብሃገራ ደጊም ነቂሓ ኢያ።
@EriCoralo
@EriCoralo 5 жыл бұрын
ጅግና ሓላል ለዋህ ንኸይነብር እንተተፈሪዱ ሽሙን ታሪኹን ግን ዘልኣለማዊ እዮ። ንኩሉ አብ ንቡር ሂወት ንኽመልሶ ዘይጽግሞ ፈጣሪ አሎ ኢንሻአላህ። ኣሚን 🤲🤲🤲
@lelehailu881
@lelehailu881 5 жыл бұрын
Amlak mewatsio yfterelom very touching josi May God bless you dear
@greatlife7576
@greatlife7576 5 жыл бұрын
Thanks so much hawna Jossi keep it up !!!
@user-fp8do7ye8i
@user-fp8do7ye8i 5 жыл бұрын
ደረት ኣልቦ ፍርዲ ዘይብሉ ማሕዩር ብዝኾነ ሰብ እከይ ተግባር ሕሳብና ነዋራርደሉ እዋን ነዊሕ ኣይኮነን ሰለዚ ጆሲ ሰለቲ ንኹሉ ተገብሮ ዘለኻ ብልቢ የመስግን ኣብ ስራሕኻ ዓወት ኣሳልጦን ይምነየልካ
@user-zd7rh8jy9e
@user-zd7rh8jy9e 5 жыл бұрын
ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ
@matiwosfeshatsion848
@matiwosfeshatsion848 5 жыл бұрын
Way hawey natey behaki lebey tenkifuni gen heto alateni kubur hawe. Eza medeb ab Erisat tetfeno tsebuk neru meknyatu ab adena nezi zyfelet meat seb u zelo geden kefelto alewo ezi hezbi.thank you haweyna 🙏🙏🙏👍keep going 👍
@abimass5642
@abimass5642 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና መግለጺ ስኢነልካ ኣብ ክንዲ ኩሎም ኮንካ ታሪኽ ትገልጽ ኣሎኻ ። ሓደ መዓልቲ ድማ Jstudio ኣብ ኤርትራ ኮይና ምስዞም ጀጋኑ ተራኺባ ክትገልጽ እያ ። ኣምላኽ ይኽእል እዩ ። ኣሜንንንን !
@tesfaldetgerezgiher3941
@tesfaldetgerezgiher3941 5 жыл бұрын
Amien
@user-mj1qf9wc6v
@user-mj1qf9wc6v 5 жыл бұрын
ያእቆብ 1 (James) 12፤ ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ። 13፤ ኣምላኽሲ ብእኩይ ኣይፍተንን ባዕሉውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ ኣምላኽ ፈቲኑኒ ኣይበል። ደሓን ኩሉ ሕማቅ ዝገብር ናይ ኢዱ ኣይሰእንን ኢዩ
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 жыл бұрын
ኣማንኤል ኣስራት ጅግና !!!ታሪኽካ ወትሩ ናብ ወለዶታት ክሓልፍ እዩ!!ብኣካል ወጺእካ ከተዘንትወልና ከኣ ኣምላኽ መዋጽኦ ይሃብካ!!!
@nanu-
@nanu- 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እንታይ ዓይነት ስሓቢ ዝኮነ ትረካ እዩ Jossi ዘብል ወልፊ ሒዝና እንበር ከማይ ዲኩም ወላስ ን በይነይ እዩ
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 5 жыл бұрын
God bless you please keep up with the good work
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 жыл бұрын
ኡፍኡፍፍፍፍፍ አክ እዎይ አነ ይሕዎተይ ልብካ ተነኪፍስ ቀጥቀጥ ዘብልን ብጥዓሚ ዘስካሕከሕ ዘሕዝንን አታአምላክ ይአክለኩም አባ በለና ሽግርና እባ ወድአልና ፍርድካ እባ ሀብ
@henokjakob9562
@henokjakob9562 5 жыл бұрын
Jossy jegena! don't give up awetna ny giden u thanks.
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 жыл бұрын
Amen amen my dear brother!!! I admire your talent and explanation. As an Eritrean I am so proud of you. Amanuel Asrat should be proud of you too. God bless!!!!
@helensweet5551
@helensweet5551 5 жыл бұрын
😥😓😭😢😭😢 ኣምላኽ ይ ኣምላኽ ይ ንምንትይ ግን ስቅ ትብል🤔🤔
@fissahahagos8090
@fissahahagos8090 5 жыл бұрын
ajokhi helen haftey hanty malty la hizbna harinetu zigonaxefla ,
@yohannesabraha
@yohannesabraha 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ ብሓቂ ተዓቢጡ ዝነበረ ታሪኽ፡ thanks ፡
@hermiybrah1715
@hermiybrah1715 5 жыл бұрын
I love everything you do thank you I am learning a lot keep it up 😍😍
@adhanetdesale319
@adhanetdesale319 5 жыл бұрын
ብሃቂ ካብዚ ወጾም ዘዝትዉሉ ግዜ ይሃቦም ኣምላኽ ፍቲሒ ን ደቂ ኤሪ
@fisehasbhat9708
@fisehasbhat9708 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ታሪኽ እንታይ ክሳብ ንኸውን ኢና ንጽበ ዘለና ኣንታ መንእሰይ ወልዶ ንኪድ እባ ነዚ ወዲ ተንቤን ደፍኢና ነውዱቖ እንታይ ክዓብሰልና ዩ ኤውሮጳ ካናዳ ገዛና ይሕሸና ወሎዶና ንጠፍእ ኣለና።
@amanuelamanuel9433
@amanuelamanuel9433 5 жыл бұрын
Shifta hgdef yhwatna beliun enda atsnetenan ynebr alo zeyskorena hzbi. Thanks Jossi hawey sle tgebro zeleka.
@selamawizeremariam6781
@selamawizeremariam6781 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ዕደመን ጥዕናን ንዓካን መሳርሕትካን እምነይልኩም ሓንቲ ሕቶ ኣላትን ናጽነት ከይመጸት ከላ ናይ ሓለዊ ሳዉራ እሱራት ኣለወ ስለ ዝቢሃል ሓቂነት ኣለወ ዶ ኣቅሪበልና እካ
@fdshkjhm4369
@fdshkjhm4369 5 жыл бұрын
waww josssssi thank u soooo much.just keep it up.
@yonantek8439
@yonantek8439 5 жыл бұрын
Welcome josi hawna.. thanks lodzzz.. keep moving bro.
@negabelay6443
@negabelay6443 4 жыл бұрын
When Fnote Berhan Orthodox Youth association which was inside enda Mariam asmara was destroyed Emma was one to report under the title of "Rahel sele deka bekeyet" which was prophetic as "Eritrea sele deka bekeyet" as it came true in the last 19 yrs. He was talented and fetawi kulu ema abi seb. Amlak mewtseo yehabo.
@user-jr4ly2ip3i
@user-jr4ly2ip3i 5 жыл бұрын
ሰላም ጀሲ ሓወይ ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ከይመስጎንክካ ክሓልፍ ኣይደልይን ሰላም ጥዕናን ይምነየልካ
@gebrialsium9935
@gebrialsium9935 5 жыл бұрын
ብታሚ ሓያል ጽሓፊ ተራኺን ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ቀጽሎ ኣጆኻ ኣይትሕመቅ ወድ ሰብ ካብ ታርኽ ኢዩ ዝማሃር ኑጹርን ሓቅን ሲለ ዚኾነ መሳቲ ይገብሮ ከማካ ህሉፍና ቢልኪዕ ዚገሊጹ ኪበዝሑልና ይሚነ።
@user-bf2jh6mk9p
@user-bf2jh6mk9p 5 жыл бұрын
ኣንታ ጆሲ እንታይ ክብለካ እንታይ ክብል መግለጺ ሲኢነልካ ንዓካ ዝከዉን ንዓካ ዝከዉን ክሳብ ዝረክብ እንድዒ
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 5 жыл бұрын
ጆሴ thanks ኣምላክ ምሳካ፡ ገለ በለና ኣብ ምክልካል ዘሎ ብልሽውና።
@lulaweldeabgebremichael6256
@lulaweldeabgebremichael6256 5 жыл бұрын
Josi hawey eziom ab naxnet zteweledna nfelto yeblnan kulu hiji ena nfelt zelena 👌😘🇪🇷
@michaelnatty43
@michaelnatty43 5 жыл бұрын
Josi!!! I can’t thank you enough for such a great commitment at delivering FINE job! It’s an eye opening for all Eritreans specially under the age of 35 as we were too young at the time to understand everything that was happening by this evil controlled dictator!
@natawesome5612
@natawesome5612 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምህረት የውርደልና ነዚ በላእ ሰብ የጥፋኣልና
@tekienigusse
@tekienigusse 5 жыл бұрын
Thank you josi!
@mihretabshmendi7459
@mihretabshmendi7459 5 жыл бұрын
ጆሲ ተቅርቦ ዘለካ መደብ ጽቡቅ ኢዩ ምክንያቱ ተዓቢጡ ዝነበረ ሓቂ ትገልጾ ኣለካ ብ G 15 ጉጅለ ጀሚርካ ክሳብ ኣማኒኤል ኣስራት በጺሕካ ኣለካ ግን ካብ ጉጅለ 15 ኣለዉ ዘይጠቀስካዮም ታሪክ ስለዘይ ብሎም ድዩ ደጊምካ ሕሰበሉ!
@solomunhaile774
@solomunhaile774 5 жыл бұрын
Nebri arkey mnalbat Tarik kelil aykonen slezi bxfuf kekrbo elu ykewn mknyatu kelil aykonen Tarik nay ayatatnan abotatnan ketekrb
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ያ ናይ ብዓል ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሀር ኣምጻልና ካብ ንብሎ ክንደይ ኣዋርሕ ሓሊፋ ኣሎ ግን መልሲ ኣይሃበናን
@tesfalemgoitom8362
@tesfalemgoitom8362 5 жыл бұрын
Josi ko msaom aynebere tariki znegro terekibu btsuhuf ykun bakal haki zhazele tekoynu zeyekrbo mknyat yeblun yegdas nayzom terifom zelewu G 15 tesfa ygebr hatatitu kekrbelna bthtna nmhtsen.
@selamnselamawyanertreanert1940
@selamnselamawyanertreanert1940 5 жыл бұрын
Respekt netom G 15 teblom deleka n nezi ab serahn meleayn delo hawena, tefelto n ekul gezen telika b afe Tarek ketezentwelna gebuka u .morolawe amex neqarexo places
@hagostsigab682
@hagostsigab682 5 жыл бұрын
ሳጥናኤል ስርዓት ኢሳይያስ ከይጠፍአ ካብ ኤርትራ ሰላም የለን ምኽንያቱ ጸረ ሰላምን ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኾነ
@msgannabaire
@msgannabaire 5 жыл бұрын
Excellent narration, Thank you Josy
@divoramengisteab8675
@divoramengisteab8675 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ሰላም ክፈጥረልና ንጸሊ ንመልኣከ ሰይጣን ኩልና እምቢ ንበል
@sofiaidris1360
@sofiaidris1360 5 жыл бұрын
👏👌👍🙏😇
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 5 жыл бұрын
Bhaqi egzho meharene kerstos mbal u zedli
@danielhabtom9915
@danielhabtom9915 5 жыл бұрын
ካብ ዘይ ሕጊ ትማሕደር ሃገርን ፍትሒ ምጽባይ ከይደቀስኻ ሕልሚ ምፍታሕ ይቀል።ሓዉና ኣምላኽ ካብኹሉ ተጻባኢ ነገር ይሓልኻ ከምኡ ድማ ኣብ እስርቤት ዘለዉ ፍትሒ ሲኢኖም ዘለዉ እግዚኣብሄር መዋጽኦ ይሃቦም፡ከምኡ እዉን ንሃገርና ኤርትራ ሰላም ምሕረትን የውርደልና ኣሜን።
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Eske lomi hiws abilkm like, lomi felema gizye 4 yixihf aloku, qexilo josi hawey, right 👉 and duties yimine ab 🇪🇷 Eritrea
@efoytalebey2249
@efoytalebey2249 5 жыл бұрын
Hawa Eritrea entay ygberelka like 🤷🏽‍♂️
@mensurromedan306
@mensurromedan306 5 жыл бұрын
Nay behaqei zey nefelto zeneberna afleitkana thanks.hagerna nefelta yemeselena neru really shame on us keep it bro and we are with you we must share it in every multi media to now everybody.
@grmayweldemichael3437
@grmayweldemichael3437 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ጆሲ ክብረት ይሃበልና ብርዕካ ይሰስን ክንደይ ኢን ንመላኪና ኢሰያስ ንውድስ ነይርና ጸገም ኣሕዋትና ከይፈለጥና ታሲሮም እንክንሰመእ ገለ ገይሮም ይኮኒ እንዳበልና ሎሚ ግን ብሳላኩም ኩሉ ይቃላዕ ኣሎ እሞ ኣጆካ
@dejengebray4580
@dejengebray4580 5 жыл бұрын
Pls ሳልሳይ ክፋል ብኻ """ኣዲኡ ሞይታ"" ባ ስደደልና
@selamshikor9012
@selamshikor9012 5 жыл бұрын
Sedidu eiu
@tsgabhadish3103
@tsgabhadish3103 5 жыл бұрын
ክንደይ በሊሕ ኣእምሮ' ዩ ኣብ ትሕቲ ሜረትን ኣንደራትን ዘሎ ንዓና ክጽንቱ ከም ዝተዋዓዓሉ በቃ ዘይ ኢድና ጆሲ ሓወይ ኣጆካ በርትዕ
@segensegen4242
@segensegen4242 5 жыл бұрын
Thanks hawey
@tesfse7148
@tesfse7148 5 жыл бұрын
thanks more Jossi🙏🙏🙏🙏!!
@sababeyene1861
@sababeyene1861 4 жыл бұрын
Thank you
@kibromsamray4472
@kibromsamray4472 5 жыл бұрын
Jossy ambesa eska kea enkuae amletka, ezi ewen aymfeletnan thanks
@brussom6433
@brussom6433 4 жыл бұрын
I have no words to explain your command of our language. It is saddening it has become what it is? Your flow of ideas with concision and clarity is insatiable. Despite, it's heartbreaking stories, it has a magnet to compel one tolerate the pain to make it a conclusion. Thanks Jose
@anesinglawi7950
@anesinglawi7950 5 жыл бұрын
neritrawyan ttekmena eza Chanel tray ya ezen kalie halewlew eyen thanks jossi
@ramidgoitom7296
@ramidgoitom7296 5 жыл бұрын
Tnx josi hawey betami eye zemesgenka kexebeyo enda xenahku eye eza nay wedi asrat Mara eye kexbeya xenihe.
@user-uv2ny4dd1x
@user-uv2ny4dd1x 5 жыл бұрын
ሎምስ እዚ ቻነልካ ምስማዕ ዶ ክንገድፎ ሕልናና ኮርኪሕካዮ ሰለስተ መዓልቲ ንእንነብር ኣርባዕተ መዓልቲ ንጭነቅ ሰሪ ሕመቅና ሰዊዱ ሰብ ኣሳዲዱ ሃገር በይኑ ገዚእዋ እዚ ጽሉል ናይ ሳሕል እሕሕሕ ዋይ ኤርትራውነት ከምዚ ኮይኑ ተሪፉ ኩቡር ሓዉ ኣጆካ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 жыл бұрын
Josie You are intelligent and gold mind I love you program perfect keep going good job God bless you👍
@yonas2185
@yonas2185 5 жыл бұрын
ወዲ 23 ዓመት እየ ነዚ ታሪክ ኣይፈልጦን እየ ነይረ ዘሕዝን እዩ ዓቢ ትምህርቲ እየ ተማሂረ ዘለኩ ግን ደሓን ነዚ ጨኻኒ ህግደፍ ምስ ይሕዋተይ ኮይነ ዝፈድየላ ማዓልቲ የርእየኒ ይከውን ፈጣሪ ።
@user-fp1vm7qy5v
@user-fp1vm7qy5v 5 жыл бұрын
Kubur hawey zeynflt tefltna sle zelka, thank you 🇪🇷 ente ezom Gegna esratna mhret kab fetri yemtslom ember...
@freta3038
@freta3038 5 жыл бұрын
Thank you Jossi
@Eruna1993
@Eruna1993 5 жыл бұрын
Ema Hawey Mes Mulu Tenaka Mes Kulu Temherteka . Kab Nebseka Hanti Keygodeleka Temeliska Keteyeka Kulu Gize Mealtawei Xelotey Eu . Kehafru Eyom Ezom Telamat Geberti Ekey 😥😥
@mnbarmnbar3368
@mnbarmnbar3368 5 жыл бұрын
I am happy for you because it is very smart my borther so Thanks more everything
@weysebdeqeytblradio5526
@weysebdeqeytblradio5526 4 жыл бұрын
Thzto medebatka neti zfelto zmesleni znebere tarikey guan’u mnbarey ymhreni alo!! Bzuh kemzi kemay kemzelewu wn rgxegnaye!! 🙏💪
@natawesome5612
@natawesome5612 5 жыл бұрын
ብሰላም የውጻአዮ እግዚአብሔር
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 5 жыл бұрын
ምሁራትን ሃከናታትን ዝኡሰሩላ ሃገር ሃሰውትን መደናገርትን ዝከብሩላ ሃገር ኮይና Thanks josi
@arsenal3723
@arsenal3723 5 жыл бұрын
ኣዮኻ ናይና ዕድመኻን ብርዕኻ ይሰስን ወዲ ኤረ ሓወይ ፤ ጉዶም ጥራይ ኣዉጻኣዮ ነዞም በላዕቲ ሰብ ፤
@sofiaidris1360
@sofiaidris1360 5 жыл бұрын
“LUQMIXINA WAGIDU HAKANA KIKHAWIN FATINU” JUSES SAID “YOU SHALL KNOW THE TRUTH, AND THE TRUTH SHALL MAKE YOU FREE (JHON: 8:32)
@mowfgmohamed1730
@mowfgmohamed1730 4 жыл бұрын
Shirmutna awgdi nski gualta gfah bidbid gahiba
@mowfgmohamed1730
@mowfgmohamed1730 4 жыл бұрын
Bitel shermuta wiska
@michaelabel8038
@michaelabel8038 5 жыл бұрын
God bless you bro thank you really painful
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Des yblini bi eritrea like kibahal and des yibleni mston qedamot kikewn
@semeregirmatsion5887
@semeregirmatsion5887 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ሕስብ, ሞ ነብሎ ክንደይ ክእላታት ከም ጀስን ካብኡ ንላእልን ደረስትን ቀየስትን እካዮም ተፍኦምና ዘለዉ ።
@selamshikor9012
@selamshikor9012 5 жыл бұрын
Eway god
@mehariberhane1167
@mehariberhane1167 5 жыл бұрын
Thank u
@fdshkjhm4369
@fdshkjhm4369 5 жыл бұрын
ybel thzto ybel Akerarba .Anes Nezom nay America dmtsi tgrgni zekrbu wey Eti ziena nab josi elakwo baelu kenbbo wey kabiu korse kwesdi mtemenekulom neza hanti ziena wetaetae enabelu .darga n voa kintselia geyromna .josi gn memeliska tdemik alekha kexlo.thank u.
@zemen6535
@zemen6535 5 жыл бұрын
Thanks Josi hawey.
@tsegaberhanegoitom9792
@tsegaberhanegoitom9792 5 жыл бұрын
Bless you
በርጌድ ንሓመዱ ሎንደን 15/7/2023
1:17
mera TV degiean ደጊዐን
Рет қаралды 722
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 16 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Clowns abuse children#Short #Officer Rabbit #angel
00:51
兔子警官
Рет қаралды 73 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 105 МЛН
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 16 МЛН