Рет қаралды 240,412
#jstudio #Jstudioyosief #eritrea #eritrean #aster #fishahastion #mahmudahmedhsrifo #sherifo #tigray #tigrina #saho. ነቲ ጸላኢ ተባሂሉ ዝተነገረና ደርጊ ዝጓሓፉ ዜጋታት ጸላኢ ዘይፈጸሞ ፋጻመ ኣብ ርአሶም ተፈጺሞስ ኣብ ሩባ ይጓሓፉ’ለው። ንቀይሕ ባሕሪ ብዕድመን መስዋአትን ዋጋ ክፊሎም ግን፣ ቀይሕ ባሕሪ ከዲዕዎምስ ዓስኬሬናቶም ብዋሓዚ ሩባ ጸምበለል ኢሉ ኣሰሮም ካይርከብ ኣብ ምግባር ምስ ዒራዒሮ ተማሓዝዩ ዋናታቱ ውሒጡ ይባሃል ኣሎ ኢሎሞ። አዝኒ ጸዋር።