#Jstudio

  Рет қаралды 106,643

Jstudio

Jstudio

5 жыл бұрын

#Jstudio #eritrea #eritrean #tigrigna #tigray #Jstudioyosief #yosief #syumtehaye
ሃንደበት ግን ቤቶም ብኣዛብአ ዝመስሉ ሰባት ተኸበበ። ብረት ዝዓጠቁን ስቭል ተኸዲኖም ሰለማውያን ዝመስሉን ከም ሰብ ደሓን ናብ ኣፍ ደገ በሪ ቤቶም ተጸጊዖም ከንኳሕኩሑ ጀመሩ። ኣጋይሽ አንበር ኣዛብአ ካይበለ ንአግሮም ማይ ንከርሶም ዕንጋሎ ክቕርበሎም አንዳሓሰብ፣ ካብ ገርሂ ልቡ፣ በዚ ሰዓት አዚ ደኣ “መን ኮይኖም አዮም” ካይበለን ካይተጠራጠረን ክፍኣት ካይሓሰበን ናብ ማዕጾ ቀሪቡ ቤቱ ከፈተ።

Пікірлер: 329
@jstudio1
@jstudio1 5 жыл бұрын
ኣብዚ መደብ ክቀርብ ትደልይዎ ሓቀኛ ፍጻመን ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ደቁን ዝተፈጸመ ግፍዒ ተልዩ ብ dhnethager@gmail.com ክትሰዱልና ትክአሉ ኢኩም። ምስ ቡዙሕ ምስጋና። ኣዳላውቲ J-studio
@asmaratimes3140
@asmaratimes3140 5 жыл бұрын
ኣብ ገዛእ ሃገሮም ንመንግስቲ ደስ ስለዘይበሎ ደስ ዝበሎም ኣምላኽ ከምልኹ ዘይተፈቕደሎም ሃገራዊ ጉቡኦም እንዳፈጸሙ ዝተኣሰሩን ዝተረሸኑን ኣመንቲ የሱስ ( ጴንጠ) ። ብዛዕበኦም ክንሰምዕ ንደሊ ኣለና
@medajohn725
@medajohn725 5 жыл бұрын
Nay dawit Isaak eba amxealna
@Mashn_2G
@Mashn_2G 5 жыл бұрын
Eza Email aytiserhn zela gele eba gbera wey gele godilwa keyhlu aerya weysi tikikl ala rgxena eka please chek gbera yakob hawey
@gebrielgebremeskel2356
@gebrielgebremeskel2356 5 жыл бұрын
ብዛዕባ ሕግታት እንዳባ ኤርትራ ምዝምዞ። ሕጊ ኣድከመ ምልጋእ፣ ሕጊ ኣምበስ ገለባ፣ ሚዐ ማሓዛ፣ ሕጊ ለገ ጭዋ፣ ወዘተ መዝሚዝካ ግለጾ።
@wedijon710
@wedijon710 5 жыл бұрын
Nay Mesfun hagos akirbelna
@teamemerhawi7731
@teamemerhawi7731 5 жыл бұрын
እዋይ!!! ኣነ ሕጂ ብነብሰይ ኣነ ይፈልጦ ኣይነበርኩን፡ ኣቱም ሰባት እዋይ ጀጋኑና!!!!!
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ሓሊፎም ንሓቂ ንህዝቢ ንፍትሒ ንሓርነት ጽቡቅ ኣጋላልጻ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ስዪም ጽሃየ እቲ እንኮ ሰንደቅ ታሪክና ዝሰነደ በሊሕ ብዓል የእምሮ ' ንርሑቅ ጠማቲ ንውሉድ ወለዶ ዝሓስብ "! ንዓና ክብል ኣብ ምሓዪር ይበሊ ምህላው ንሓዝን ዕላማኦም ክንትግብሮ ክኣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ኢሂን ምሂን ንብሃል ኣለና ዓወትና ክኣ ናይ ግድን እዪ ' ቅሰን ጅግና ስዪም ጽሃየ ። one day sium xhaye .
@azmeramerhatsion7166
@azmeramerhatsion7166 5 жыл бұрын
Josi hawey bhaki meglexi sinelu egzabiher yhagzka
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 жыл бұрын
Bejakum bertiu kab ehin mihin Nab tegbar kikiyer giberu
@user-om8vh5pj1e
@user-om8vh5pj1e 5 жыл бұрын
ጆሲ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ንዓና ንመንእሰያት ኤርትራ ታሪኽ ኣቦታትና ክትፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 жыл бұрын
Jossi Meksen kibret Yehabelna.
@Mashn_2G
@Mashn_2G 5 жыл бұрын
Xbuk eyu ezi xhifkayo zeleka bro gn ab gonu kurub weskelu malet kurub kingebro nikl neger alo elka tiamnelu buzuh kea nimahar ember xubuk tray elna tekedna men dea keyebasena suk elka do bzey ehin mihin yibges eyu
@luwamtesfamariam9724
@luwamtesfamariam9724 5 жыл бұрын
Josi ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ኢካ Tankes ስለ ናይ ጀጋኑና ታሪክ ምልላይካ ኣጆካ ቀጽሎ 👍👍👍👍😘
@gebrielgebremeskel2356
@gebrielgebremeskel2356 5 жыл бұрын
ኣቃራርባኻ ደስ ዝብል ኢዩ። ሓሳብካ "ንቅሓት መንእሰይት ክብ ምባል" ቀጽሎ ። ዝያዳ ጻዕሪ ግና ክሓተካ እዩ።
@divoraafrikashop7895
@divoraafrikashop7895 5 жыл бұрын
ዋውውውውው ጸባ ስተ ዘይንፈልጦ ታሪኻት ተምልጠና ኣለኻሞ መዋእልካ የብዝሓ ዮ
@samibest9099
@samibest9099 5 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ኣዘናትዋ ! ክብረት ይሃበልና ጆሲ ሓውና !
@godismylove8246
@godismylove8246 5 жыл бұрын
ሰላም ናዓኩም የሕዋት ነዛ ቻነል sabscraib ንግበራ ካብ በለካ ለኻዓካ ምርኣይ ታሪኽ ጀጋኑ ኣያታትና ንፍለጥ ብጣዕሚ ነመስግነካ ዝሓወይ ቀጽሎ
@freedomoferitrea9001
@freedomoferitrea9001 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ዪሰፍ ቀጽሎ ኣጆካ ብዛባ ኣቦታትና ኣፍልጠና ኦቶም ሰብ ሕልና ዝነበሩ እምበር ሰብ ዝቀትል ዳ ደም ሰብ ዝሰተየ ትራይ እንደኣሉ ብሩክ ሰምበተ ኪዳን ይግበረልና ኣሕዋት።
@awettesfazgi6925
@awettesfazgi6925 5 жыл бұрын
ጆሲ አንተስ ኣማላክ ንጸላኢትኩም ኣፍቁሩ ኢልና አንተስ መደብካ ፍተውኒ ዘብል ኮይኑ ማራ ኢካ ኬፍ ዘላካ፡ ካብዚ ንላኢሊ ክትሰርሕ ከኣ ኣምላክ ይሓግዝካ።
@evensamuel5787
@evensamuel5787 5 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ኣጆኻ ቀጽሎ ጽቡቅ ትራኺ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣቦታትን ኣያታትን ከተቅርበልና ብትሕትና ይሓትት ሶ ጽቡቅ።
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 5 жыл бұрын
Thank you so much for sharing. Josi bro
@amaneulteklay1295
@amaneulteklay1295 5 жыл бұрын
እዛ ሃገር እዚኣ ፍጹም ኣይሓልፈላንዩ ነዞም ጀጋኑ ዘይትኸውን ።
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 5 жыл бұрын
Thanks so much for you share This information!
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብእትህበና ሓቄና ታሪኽ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ብልቢ የመስግነካ ብርዕካ ትሰስን።
@tesfayfray1776
@tesfayfray1776 5 жыл бұрын
እስኪ በል ሓይሊ ይሃብካ ፈጣሪ እምበር ናይ ኤርትራ ነገርሲ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኮይኑና ኣሎ ። ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልና።
@alekobini7357
@alekobini7357 5 жыл бұрын
መግለጺየይይ ናይ ዛ መደብ 100000000% ካልአ ዝብሎ የብለይን ቀጽሎ
@capitano78
@capitano78 5 жыл бұрын
What a narration! Good job Jossi. Please continue what you are doing.
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 жыл бұрын
ጆሲየ በርባሪ ድንግል ታሪኽ።
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 жыл бұрын
Thank you. Keep it up. May God bless you brother !
@meharimib8968
@meharimib8968 5 жыл бұрын
ንሕና ኢዚ ሓድሽ ወለዶ ክንፈልቶ ምግባርካ ብጣዕሚ ዝድነኽ ሰራሕ አዩ። ግን አዛ መደብ ኣብ ኤሪ ሳት ካብ ትዝርጋሕ አቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምተከታተላ።
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 5 жыл бұрын
Thanks alot josi the great!!!
@godislove749
@godislove749 5 жыл бұрын
nic job ኣብ ዝቅጽል ናይ ጴጥሮስ ሰለሙን ከተቅርበልና ተስፋ ይገብር
@habtekifle976
@habtekifle976 5 жыл бұрын
You are amazing. We are really proud of you, please keep it up!!!
@beautifullife2986
@beautifullife2986 5 жыл бұрын
እዋይ ኣነ የሕዋተይ ከማኩም ጌሩ ኣብ ዓለም ዝተበደለ ፍጡር የለን። ዘይንፈልጦ ታሪክ ኣያታትና እዞም መዳናገርቲ ህግደፍ ዋላ እኻ ከተጥፍእዎእንተፈተንኩም ኩሉ ሳላ ግዜ ወጺኡ ኢዩ። ጆሲ ሓውና ድማ ግዜካ ወፊካ ታሪክ ኣያታትና ክንፈልጥ ዝገበርካን ብጣዕሚ የመስግን ቀጽሎ ኣምላክ ይሓግዝካ።
@kibromhabte9583
@kibromhabte9583 5 жыл бұрын
Thanks you.keep it up My god bless you brother
@regataraya8227
@regataraya8227 5 жыл бұрын
Thank you for your work
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ብጣዕሚ ክትሰምዖ ደስ ዝብል ዘየሰልቹ ታሪኽ I wish you oll the best
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 5 жыл бұрын
ጂእስቲድዮ ክሳብ ዝሰምዓ ሪጋ ኮመንት ንምትሓዝ ኢያ ሰሚዒ ሪኢቶ ክህብ ኢየ ።
@berie6325
@berie6325 5 жыл бұрын
ዝኹሉ ስእልታት ተጋደልቲ ሳኣሊኡ ኣቦና#ስዩም ጻሃየ ኢዩ። ኣንታ ከዳዕ ህዝቢ። ኣይክጥመካን ካኣ ኢዩ ሓቂ ከዘይተዛሪብካን ከዘይ መስኪርካን። ንጀጋኑ ውፉያት ን'ህጽቦምን ን'ሃገሪሙን ረሲዒኻ ዳኣ ኣበይ ክጥዕመካ። ጌና እንዳነባዓኻ ክትነብር ኢኻ ከም ቆልቃል፡ ሓቂ ከዘይተዛሪብካን ከዘይ መስኪርካን ጌና ኢዩ ሽግርካ። ኣቦና#ስዩም ጻሃየ እግዚ ኣብሔር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ክቡር ኣቦይ ማዓረይይይ #ኢሳያስ ኣፈወርቂ ወዲ ተንቤን ኢትዮጵያዊ። ሰላማዊ ተመሲልካ'ባ ሓርበኛታትን ውፉያትን ብህቦምን ምሃገረሙን ካብ ልቦም ዝሰርሑ ኣያታተይን ኣዴታተይን ሓይርካዮም ኣታ #ወዲ ሸርሙጣ። ርእሲ ዓካት። ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ
@bhhb9786
@bhhb9786 5 жыл бұрын
ጠላማት ዝኾና ህዝቢ ጀጋኑና ዝጠለምና መስጣኦም ካኣ እዚ ንእሽቶ ወለዶ ይሕመሎ ኣሎ እምበር ካብ ሰብና ንላዕሊ ዶድኣ ሓጥኣን ኴና ብዝኾነ ጆሲ ሓውና ክብረት ይሃብካ ኣኽቢርካዮም ታሪኾም ሓቅነቶም ዝነገርካሎም
@tekienigusse
@tekienigusse 5 жыл бұрын
Thank you what you’re doing is great history too.
@yebuabu269
@yebuabu269 5 жыл бұрын
Thank you bro god bless you.
@aloniabo7466
@aloniabo7466 5 жыл бұрын
ጆሲ ብጣዕሚ አናነባዕኩ አየ መደብካ ዝከታተሎ።ምሩጻት ጀጋኑና ኣብ ጉድጋድ ፥ምሩጻት መንአሰያት ኣብ ኩናትን፡ባሕርን፡ሰሃራን አባ ጠፊኦም ብሰንኪ አዚ ርጉም አሰያስ ዝብኢ።
@freta3038
@freta3038 5 жыл бұрын
Tebarek Josi. Edmen tenan yhabka fetari.
@aronberhane6179
@aronberhane6179 5 жыл бұрын
Well done my brother good job we love you to tell as ary history
@EriInvesting
@EriInvesting 5 жыл бұрын
Hey JStudio Bmejemerta Thank you for all kexlo kea Nay Jigna Ibrahim Afa ketekrbelna yikeal ente koynu that would be great Thanks
@wedibelih7205
@wedibelih7205 5 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ጆሲ ቀጽሎ 🥰
@tesfalemnegash3528
@tesfalemnegash3528 5 жыл бұрын
Well done brother God bless you abundantly keep going!!!
@natnaelbereket2667
@natnaelbereket2667 5 жыл бұрын
Yeqeneyelna🙏 kemzi gerkumzanta jeganuna, dkam hbretesebna, kfue Isaiasn sle zefletkumna. Qetslwo btaemi tsbuq srah👏👏👏
@hilinat1769
@hilinat1769 5 жыл бұрын
It's very sad. Hopefully oneday all this sadness will end & Eritreans will be free. Love the presentation thank you & keep it up.
@johndawit9266
@johndawit9266 5 жыл бұрын
Thanks bro des zebl nhaki zhalefu abotatna teresom ayterfun eyom kwegh eyu ajona
@simonmicael7752
@simonmicael7752 5 жыл бұрын
Thank you josi
@merryzerai9399
@merryzerai9399 5 жыл бұрын
God bless you more and more josi hawey ajoka be strong kulu khalf eu one day our dreams is come true!!!
@beace.everywhere9262
@beace.everywhere9262 5 жыл бұрын
Thank you bro God bless you Ezi Historia my family histor
@efremtsaedu2583
@efremtsaedu2583 5 жыл бұрын
Thank you josie
@yohanstekle644
@yohanstekle644 5 жыл бұрын
Thanks Josie abi seb keyemesgenkuka khalf aydeln bezi tgebro zeleka kexlo
@yonasmsgun8211
@yonasmsgun8211 5 жыл бұрын
ክቡር ሓው እዚ ታሪክ ህዝቢ ኤረትራ ኣይፈልጦን ኢዩ ስለዚ ህዝቢ ክፈልጦ ግበር ወላ ምስ ኣብ ኤረትያ ዝረኣያ ተለቪጅን ትሓባቢርካ፡ ብዝተረፈ ብጣዕሚ የመስግነካ ቀጽሎ
@tesfausnqey3252
@tesfausnqey3252 5 жыл бұрын
Ja xbqti rito eya:: bztekale meten nartra kemzbexh gber kbur haw josi
@solomonissak1877
@solomonissak1877 5 жыл бұрын
ጆሲ ዕድመን ጥዕናን እሾኽ ብበላሐ ትፈጠር ቀጽሎ በርትዕ ።
@habtomatey9182
@habtomatey9182 5 жыл бұрын
Well came bro bravo btami xbuk srah
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 5 жыл бұрын
ኣክ እዋይ ፡ እንታይ ከም ዝብል ጠፊእኒ ናይ ብሓቂ ዘገልገላን ሰባን ዘይኮነላ ሃገር። ፒእ እዋይ ዓደይ ዓዲ ሰረቅትን ጎሓላሉን ኮንኪ ተሪፍኪ። ቅኑዓት ዘይነብሩላ ሃገር። ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣቦይ በጃካ ዓይኒ እቶም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣርእየና ፡ ንሃገርና ሰላምን ኣውርደላ ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረትካ ልኣከልና። ነዞም በላዕቲ ዝኮኑ ኣጥፍኣልና።ፒእ እዋይ ዓደይ ኣክ
@weiniamen2404
@weiniamen2404 5 жыл бұрын
አዝግዮ ምሓረና ክርስቶስ
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 5 жыл бұрын
*Wellcome ማህደር ሃገር*
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ ባሓቂ ክትምስገኒን ክትታባባዕን ዝግባኣካ ሰብ ኢኻ ፈታዊ ሃገሩን ፈታዊ ህዝቡን ኣብ ሃገርና ኣይከብርን ኢዩ የቐንየልና ኢዚ ትገብሮ ዘሎኻ ዓቢ ትምህርቲን ቀስቃስን ኢዩ፡ሞ ኣጆኻ ቀጽሎ በርትዕ ።
@grmatsionokubai7773
@grmatsionokubai7773 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጥራይ ዘይኮነ፡ቦታን ግዜን መዝሚዝካ መቐይሮ መድረኽ መንእሰያት ምዃንካ ፡ጌና ኣብ መፋርቕ 2014 ኣመስኪርካ ኔርካ። ሃየ በሉ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብዋ ዘለኩም ፡ንዝያዳ ጆሲ ሓውና ትኹረት ጌሩ ቢዕቱብ ክሰርሓሉ ፡subscribe ,share ,moral, ምግባር ኣይንሕመቕ ።ንዝሰርሕ ሰብ ምትብባዕ፡መለለዪ ናይ ጭዋ ሕብረተ-ሰብ እዩ።ቀጽሎ ሓውና።
@kalMHe
@kalMHe 5 жыл бұрын
This Channel will definitely conquer the minds of many Eritreans !! Good job narrator !!
@awetfehera3231
@awetfehera3231 5 жыл бұрын
Mot nieseyas aferki , Thanks hawey
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ፡ግን ሕቶ ኩሉ ግዜ ኣብ ታሪክ ሳሓል ኣብ ዝላዓለ ሓይሊ ግርማይ ማሓሪ ትላዓል ስለ ዚ ግርማይ ማሓሪ ከመይ ዝበለ እዩ ታሪኩ ኣቅርበልና።
@user-mm1pp2sw1v
@user-mm1pp2sw1v 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣባታተይ ሕማቅ ረክብኩም
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 5 жыл бұрын
Keep it up!
@barcelonaeri5052
@barcelonaeri5052 5 жыл бұрын
Thank you very interesting KZfaq 👍🌟👏
@nevergiveup-en4rp
@nevergiveup-en4rp 5 жыл бұрын
Endie megkexi sienelka
@maekeleabraham6518
@maekeleabraham6518 5 жыл бұрын
Appreciate you bro go ahead
@michaelmedhaniehabte7968
@michaelmedhaniehabte7968 4 жыл бұрын
መታዓብይተይ አብ Stuttgart ብ 07- 1995 ሃገር ጀርመን ምስ ደቂ ገዝውቲ ሐሙተ ማዓልቲ ብሐንሳብ የሕሊፍናዮ ቪድዮ ኣብ ኤሪትራ ዘለዋ ( ገድምት) ንክንፈልጠን ኢሉ ህያብ ና ኒአስመራ ተመሊሱ ዘሕዝን ኢዩ
@user-wm1jq1ho1t
@user-wm1jq1ho1t 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ጆሲ።ናይ ገረመድሂን ተስፋማርያም ብላታ(ወዲ ሶቛር ባሕሮ) ድግሳ ኣብ ኤምባሲ ኬንያ ዝሰርሕ ዝነበረ ኣብ ግዜ ወራር ኤርትራ ውን እቲ ዝዓበየ እጃም ዘበርከተ ተወሳኺ ንG 15 ናብ ሕጊ ይቕረቡ ስለ ዝበለ ካብ ጎደናትት ኣስመራ ኣብ ቅድሚ ደቁ ወሲዶም ክሳብ ሕጂ ኣብ እሱር ቤት ይነብር ኣሎ።
@user-wm1jq1ho1t
@user-wm1jq1ho1t 4 жыл бұрын
እንተኺኢልካ ኣቕርበልና ዝኾነ ወዲ ድግሳ ከዘንትወልካ ይኽእል'ዩ።
@yasminlove5351
@yasminlove5351 5 жыл бұрын
ጆሲ ዓቢ ሰብ ነዚ ዛንታ ምዝታዉካ ብተዓሚ አየ ዘመስግነካ ካባካ ቡዝሕ ዛንታታት እየ ዝጽድበ ቀጽሎ ናይ ጉጀለ 15 በሓፈሻ ገርካ ተትዝትወልና ካኣ ጽቡቅ ነይሩ
@aliomer5132
@aliomer5132 5 жыл бұрын
.. ብጣዕሚ ዝምስገን አቀራርባ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አጁኻ ንዕኡ ድማ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እዚ ኹሉ ሰሪሑ ክሕየር ዐገብ
@abela2352
@abela2352 5 жыл бұрын
Could you say us something about university of history please!!!!!!! 🙏🙏🙏
@user-df2rb2ng2y
@user-df2rb2ng2y 5 жыл бұрын
ይቀንይልና ጆሲ ዝናፍቃ ኣደይ መዓረይ ብብለኮ ጎዳይፍ ካትው ከለው እንዳዘለለት ከላ ዝተሰኣለቶ ኣርኢኻኒ ስዪም ጸሃየ ብጣዕሚየ ዘመስግነካ ምኽንያቱ እዘን ግሩማት ኣዴታት መብዛሕተን ዳርጋ ኩለን ደቀን ኣይረኸባን ተሰዊኦምዪም ንሰንውን መብዛሕተን ይሓልፋ ኣለዋ ኣዴታት ጀጋኑ ዓሕ ኣየ ኤርትራ ንምሸቱ የጸብቀልና ፍጣሪ
@Mart-hc9qs
@Mart-hc9qs 5 жыл бұрын
በየን ጀሚረ በየን ከምዝውድእ ኣይፈልጥን ፡ ይኣምነካ እየ ምክንያቱ እዚ ህግደፍ ክገብሮ ከምዝክእል ኣጸቢቀ ዝፈለጥክዎን ፡እንዳ ራእክዎ ዝዓበኩን ስለ ዝኮነ ፡ ብተቅርቦ ጽሑፋት ሓንሳብ ይበኪ ሓንሳብ ጀጋኑ ብምልላየይ ድማ ይኮርዕ ። ሕዘኒ ግን ወገነይ እትጥቀመሎም ጭብጥታት ሰባት ይኩኑ ጽሑፋት ክትነግረና ደስ ይብለኒ እዩ ፡ ምስ እዚ ዘሎ ስርዓት ድማ ብምስጢር መወከሲታትካ ክትሓዙ እንተ ደሊካዮም ድማ ይኮርዕ እምበር ኣይቃወመካን፡ ከም እታ ንደልያ ሃገርና ምስ ኮነትልና ግን ደጊመ መወከሲታትካ ክሓተካ ይደሊ እየ፡ ብስራሓትካ ኩሩዕን ሕቡንን ሙካነይ ግን ክነግረካ ይደሊ
@michaelabel8038
@michaelabel8038 5 жыл бұрын
Selamka ybzah bruk hawe i hope ab zimexie nay Amaniel asrat G15 ketekribelna Be strong bro Gbu
@Efrem289
@Efrem289 5 жыл бұрын
josi hawey meglexi qalat eko sieinelka beqa qexlo tray eye kbleka zkel. You are amazing👌👏😍😘.
@Asi4394
@Asi4394 5 жыл бұрын
Keep up it bro... Nay abrham tewelde kea akrbelna eka Please if you Can.
@hopetub9858
@hopetub9858 5 жыл бұрын
Its good job my brpther
@aronchanel127
@aronchanel127 5 жыл бұрын
Wellcom nice ✊
@user-sn9tw4sd1y
@user-sn9tw4sd1y 5 жыл бұрын
xubuk zeyeftwelu menisey Eritrea tarik keysemae ab feqeda instagram khiwtit ywil alo Thank you my dear josiye smart boy
@addistedla
@addistedla 3 жыл бұрын
I ❤️❤️❤️❤️love you J studio. And I don’t miss anything from you. Thank you for all you do. However, if you allow me to say something. The background music is Amharic Protestant song played in instrument. I know it sounds good but is it possible to change it? Thanks J!!!!!💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@semerezeresenay966
@semerezeresenay966 5 жыл бұрын
Willkommen josi
@mihretabzewde4697
@mihretabzewde4697 5 жыл бұрын
Xubek tarike xubek mezetawu josi merci 🙏
@mihretiabtewelde6187
@mihretiabtewelde6187 5 жыл бұрын
ኣነ ሃደ ነገር ኣሎ ዝገርመኒ ንህና ኤርትራውያን ኣብዚ ግዜየ ሰመእቲ ጥራይ ንከውን ኣለና ስለዚ ሎሚስ የኣክለና መግዘኣቲ ህግደፍ ሰደት እንታይ ሙካኑ ርእናዮ ኣለና እዞም ነዓና ክብሎ ኣብ ኣንደራት ዘበልዩ ዘለዉ ኣየታትና ኣሕወትናን ኣለናልኩም ንበለም
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
Mihrteab you are 100% right we have to start action
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 жыл бұрын
Yeah entay tirgum minbar nimintay nebsina tiray nifetu tatik nisrah deki eri
@Eriboy839
@Eriboy839 5 жыл бұрын
😭😭😭ናይ ብሓቂ ሰባን ዘገልገላን ዘይኮነላ ሃገር !!!
@jimewaitehowaiteho756
@jimewaitehowaiteho756 5 жыл бұрын
Thank you jossy hawna
@efuwedi1045
@efuwedi1045 5 жыл бұрын
Eti bgenzeb ykon kulu ab za alem zelo zybeqo hiwetomn hiwet sdreomn zwefeyu kobakbti gizen melektn kehsswo zykulu teamr zseru teamrawyan jegano, bzaebeom xerkumn dekimkumn n senay tebegskumo zelekum, neana ntom menaesey agedasi kem estnfas yu. Zmsgen srah Thanks Jstudio.kexlwo.
@beatmaker2822
@beatmaker2822 5 жыл бұрын
Jose You’re the great person
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 5 жыл бұрын
እዋይ እዋይ እዋይ ጀጋኑና አንታ ክንደይ ይመርር ክትሰምዖ እዚ ዛንታ እዋይ አነ ይሕዋተይ በብሓደ ባ አጥፊእኩም ኦኦኦ እግዚአብሔር አቦይ እንታይ እዩ በደልና ይቅረ በለልና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@natialmeysari9699
@natialmeysari9699 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭
@muligetatareke6353
@muligetatareke6353 5 жыл бұрын
Välkommen❤🇪🇷 Ata jigna!!!
@teamekiflay4109
@teamekiflay4109 5 жыл бұрын
ኣነ ይዝክር ስዩም ጸሃየ ብልክዕ ስማ ኣይዝክራን ኢየ ሓንቲ ካብተን ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ዝነበራ እቲ ብማዕከናት ዜና ኢሰያስ ዝተደናገረ ህዝቢ ንG15 ሕራይ ገበሮም ሃገር ሸይጦም ምስበለ እንታይ ኢሉ ጽሒፉ ኔሩ መስለኩም ኣቱም ህዝቢ እዞም ከድዓት ትብልዎም ዘለኹም ጀጋኑ ተጋደልቲ ትማል ትማል ጀጋኑና ኢልኩም ትምክሕሎም ዝነበርኩም እኮ እዮም ስለዚ ስለምንታይ ዘረባ ሓደ ሰሚዕኩም ትፈርዱ ኢሉ ጽሒፉ ኔሩ ብድሕሪኡ ሰሙን ኣይጸንሐን
@freedomnow1210
@freedomnow1210 4 жыл бұрын
Hade kabtom jeganu emo kea hade mealti efoyyyy kebele bezi Aremen Eseyas Aseru zetfe Memher kulu Seyum txhaye
@dianabeyan7879
@dianabeyan7879 5 жыл бұрын
Great guy go head
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 5 жыл бұрын
B haqey eye zhamem nay zom Jeganew yehwatna tarik ksem 😭 Thank you👍🏽😭
@teklomabbas4546
@teklomabbas4546 5 жыл бұрын
wow nic jgna wedi ere esaka wena jgna nay jeganu kemzi gerka mesnadka
@biniboy1731
@biniboy1731 5 жыл бұрын
Nay bihaki josi hawna kexlo brawo zi hawey tarik abotatnan jeganunan aflitena dea.
@surafieldawit195
@surafieldawit195 5 жыл бұрын
Good job jossi.
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ንኹሉ እትገብሮ ዘሎኻ ግዜኻ ወፊኻ ንስብ ታሪኽ ተታሪኾም እንዳ ኣከብካ ንትገብሮም ዘሎኻ ኣዚና ነመስግን ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ከምኡ ውን ንመሳርሕትኻ ኣጀኹም በርትዑ ፡ብርዕኹም ይሰስን ።
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
ነዚ ኣምበሳ ጆሲ ኣመስግኑለይ፡
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 жыл бұрын
ጆሲ ዘይሕለል ተባዕ ኤርትራዊ ኢኻ ኣጆኻ ወገነይ ቀሪብና ኢና ደጊም!!!
@fggg6791
@fggg6791 5 жыл бұрын
ኣንታ ጆሲ ኣቃራርባካ ደስ ዝብል አዪ ፍሉይ ተውህቦ ዘለካ ስብ አካ በል ናይ መብራህቱ ወዲ ረጋሂት ኣብ 1984 ቅያ 18 ደቃቅ ኣየር ፖርቲ ብክብሪ ሂወቱ ዝህለፈ ጅግና አዩ ማለት ኣባል ኮማንዶ አዩ ነይሩ፡
@zersenayyosef7833
@zersenayyosef7833 5 жыл бұрын
Wowww josie jgana nskas enaqa natena konka🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩
@abrahamex22able
@abrahamex22able 5 жыл бұрын
Good bless you bro
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 18 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 160 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 31 МЛН
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 125 МЛН
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 18 МЛН