#Jstudio

  Рет қаралды 246,740

Jstudio

Jstudio

5 жыл бұрын

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #ibrahimafa #afa #jstudioyosief #yosief
ኣብ ጎቦ ዓጋማት ኮይኑ ማዕዶ ናጽነት ህዝቡ ዘስተማቅር ዘሎ ብዝመስል መልክዑ ምስ መሳርሕቱ ውህደት ስራሕ ፈጢሩ ጉዳይ ቃልሱ ገበረ። ሃንደበት ግን ኣድራጋ ጠያይቲ ተስምዐ። መሬት ኣማን ኣሎ ጉዳይ ቃልሲ ነካይድ ኣለና ናጽነት ቀሪባ አያ ዝብሉ ዝነበሩ ኢብራሂምን መሳርሕቱን ድማ ኩሎም ተረፍረፉ።

Пікірлер: 742
@zewdnaentertainment9010
@zewdnaentertainment9010 5 жыл бұрын
ንስካ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት ኢካ ጆሰይ! ንቡሉጽነትካ ካኣ ፈቲዩ ዝገድፎ፡ ጸሊኡ ዝወስዶ የለን፡ ነቶም ዘይፈልጦካ ከምዚ እዩ እዳ በልናዮም ማስቲካ ካብ ኣፍና ከውጹኡ ዘይጽገሙ ነውራማት ብቆዛሪ ዘይቡሉ ጎል ኣትሪፍካዮም። እዞ ታሪክ እዚ ንዘልኣለም ኣብ መጽሓፍ ታሓቲሙ ከም ሳብጀት ንተማሃሩ ታርኪና ከምዝቀምሱ ክግበር እዩ። ከም ትእዛዝ ኣይቲውሰዶ ጆሰይ ናት ኣብራሃም ተወልደ፡ ናይ እሰያስ ወዲ ፍላንሳ፡ ናይ ጀስዋ፡ ካሎኦትን ኣምጸአልና።
@hamadinsalih1096
@hamadinsalih1096 4 жыл бұрын
ZEWDNA Entertainment lkhfdsy.
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 4 жыл бұрын
ጆሲ ብሓቂ ኣንበሳ ኢካ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ንብልሕካ ከጉድሙ ካይደቀሱ ዝሓድሩ ኣለው ኣስተውዕል።
@tesfabrhan6240
@tesfabrhan6240 5 жыл бұрын
ናይ ጀግና ገዲም ተጋዳላይ ኢብራሂም ዓፋ ታሪኹ ዘንቲኻ ኣይውዳአን ኢዩ። አዚ ታሪኺ ካብ ባሕሪ ብቺልፋ ኢዩ። ኢብራሂም ዓፋ ኣብ ልቢ ኩሉ ኤሬትራዊ ኣሎ። ኣብታ ንምነያ መጻኢ ኤሬትራ ሓወልቲ ክንሰርሓሉ ኢና። ኢብራሂም ዓፋ ንዘልኣለም ክትዝከር ክትነብር ኢኻ። ዲክታቶር ኤሴያስ ካኣ ማዓልትኻ ተጸበይ ኢኻ።
@user-fp4tc8xs4m
@user-fp4tc8xs4m 5 жыл бұрын
አብራሂም ዓፋ ጅግና አለህ ይርሐሙ ተሩኹው አይውዳእን እዩ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 жыл бұрын
ጆሲ እንኳዕ ካብ ቲ ሕማቅ ስነ-ሓሳብ ኣጋኣዝያን ዝብል ወጸካ እንኳዕ ናብቲ ሓቄና ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ተመለስካ ድሮ'ኳ ታሪኽ ናይ ጀጋኑ ኤርትራውያን ክትረክ ከተዘንቱ ጀሚርካ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ እዚ ኣብ ሞንጎ ኣስላምን ክርስትያንን ቀርሕንቲ ዝእቱ ስነ-ሓሳብ ኣጋኣዝያን ገደል ይእቶ ኣነ ኣስላማይ ኢየ ምስ ዝኮነ ስብ ጽልኢ የብለይን ጅግና ኢብራሂም ዓፋ ኣላህ ይርሓም ጆሲ ቀጽለሉ ቻነልካ ሓፍ ኢላ ክትምዕብል ኢያ የቀንየልና
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
ካብኣ ተወጽዩ ኣብዛ ማስሜድያ ሰማይ ክንሰቕሎ ኢና።
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 5 жыл бұрын
@@bereketweldu2870 *** ናይ ብሓቂ እዚ ኩሉ ከማን ታሪክ ናይ ጀጋኑ ኣቦታትና ፈትፊቱ እና ኣምጽኣልና። ናይ ኢሰያስ ሽጣራ ካብ ገድሊ ክሳብ ሕጂ የሕዝነካ። ጆሲ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብዚ እዋይ ፍልልይና ኣጽቢብና ሓደ ንምካን ንስራሕ፡ ምፍልላይ ናይ ድኹማት ኢዩ። ኣጆካ ታሪክ ናይ 'ቶም ጀጋኑ ጥራይ ኣምጽኣልና። ግና ሓንቲ ሕቶ ኢብራሂም ዓፋ ዝበሃል ተኣሲሩ ዶ ኣሎ ሓቀይ ? ክልተ ዲዮም ኔሮም ኢብራሂም ዓፋ ፡ እዚ ሕጂ ኣምጺእካዮ ዘለካ ቅድሚ ናጽነት ብውዲት ኢሰያስ ዝተሰውአ ጅግና ኢዩ። ድሕሪ ናጽነት ምስ G15 ኢብራሂም ዓፋ ዝበሃል ኣሎ'ዶ ?
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 жыл бұрын
@@user-xj2jd2gn1g mis G 15 Ibrahim Afa simu Yelen bro.
@user-kf5yu6sb1e
@user-kf5yu6sb1e 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጆሲ ሓወይ ኣጆካ
@tesfabrhan6240
@tesfabrhan6240 5 жыл бұрын
@@user-xj2jd2gn1g ኩቡር ሓው ምስ G15 ኢብራሂም ዓፋ ዝባሃል ይለን። አዚ ኢብራሂም ዓፋ ካብ ጀመርቲ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ኣብ 1985 ብኤሴያስ ዝትቀንጸለ ኢዩ ጅግና ታጋዳላይ ኢዩ።
@hiwettesfaeyaabesdet1507
@hiwettesfaeyaabesdet1507 5 жыл бұрын
Tarik Aberham tewelde tdelyu like habuni
@dubatop7581
@dubatop7581 5 жыл бұрын
Gohaf Agame intay tadeka tarik tifelit . Terektu bihwet alewu
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ካብ ሸንኮለል ናይ ኣግኣዝያን ስነ_ሓሳብ ወጺኻ ነቲ ዝተጻሕፈ ግን ዘይተነበ ታሪኽ ኣቦታትናን ኣያታትናን ከተዘንቱ ምጅማርካ ምስጋናይ ይብጻሕካ።ብምቕጻል ኩሉ ተቕርቦ ኣብ ሓቅን መጽናዕትን ዝተመርኮሰ ክኸውን ብሓላፍነት ክትሰርሕ ይላቦ።ምኽንያቱ ናይ ታሪኽ ምምዝባል ሃስያኡ ከቢድ ስለዝኾነ።
@habeshaeritrea259
@habeshaeritrea259 5 жыл бұрын
Awtsana misghna klae agazian sebut iyom zeykem Jossi mergexi zeyblu
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 5 жыл бұрын
@@habeshaeritrea259 dehan kes elna trah nmehar gzie zeykelo haki yelen za hawey/ habtey.
@haile.785
@haile.785 5 жыл бұрын
Tsxfif melkit
@nimrodsameul5186
@nimrodsameul5186 5 жыл бұрын
Wedy mehagebar/ sami herkzeb y
@robinnarobate9788
@robinnarobate9788 5 жыл бұрын
Abet zereba abi seb lbey rekibkaya
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 5 жыл бұрын
*ከም ወትሩ መደብካ ኣዝዩ ብሉጽ ኣሎ ቀጽሎ፡ thank you josi bro god bless you, ገለ ቁንጫል ጅግና ተጋደላይ ገብራይ ስብሃቱ ጉጅለ መንካዕ ዝነብረ'እሞ ድሓር ባዕሎም ጠሊሞሞ ምስ ከምኡ ዝበሉ ኣሲሮም ኣብ እሱርቤት ድማ ከምዝትረሸኑ'እዩ ዝውረ'እሞ ገለ ታሪክ እንተለካ ድሃዩ ሽታ ማይ ኮይኑና*
@omermahamed1182
@omermahamed1182 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ በሓቂ ኣድኒቀካ ኣገላሊጻካ ሊኪዕ ካምዛ ናትካ ገሩ ኣዛንቲዩለይ ነሩ ኣቦይ መጋደልቱ ናይ ወዲ ዓፋ ኢዩ ነሩ Thanks bro
@saidismail4616
@saidismail4616 5 жыл бұрын
Ezi agazen aytimeno keytidenager omer
@nahomtekle4551
@nahomtekle4551 5 жыл бұрын
ናይ ኣቦኻ ስ ኣይትእመኖ።
@saidismail4616
@saidismail4616 5 жыл бұрын
Nahom Tekle tadeka koynka temali endu mes tesfachini koynu zefiker neru hiji tay da melisuwo tarikna balina alenayo
@nahomtekle4551
@nahomtekle4551 5 жыл бұрын
ኣስላም 'ሞ እንታይ ታሪኽ። ደይ ረሳሕ ታሪኽ 'ዩ ዘለኩም። ኣስላማይ ጻሕጻሒ እንታይ ታሪኽ ክትረኽቡ ኢልኩም
@thegunners4ever755
@thegunners4ever755 5 жыл бұрын
Nahom Tekle ኣታ እስቱቪድ ዓጋመ ትግራዋይ ረሳሕ መልሓስ ነጅስ
@user-pl1vs3hc3s
@user-pl1vs3hc3s 5 жыл бұрын
ናይ ዚ ሺፍታ ኢሰያስ ካኣ ብከመይ ኢዩ ኣብ መይዳ ከሎ ሓላፍ ኮይኑ እምጸልና እስከ ኢብራሂም ዓፍ ካኣ መንግስተ🙏 ሰማይ የዋርሶ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣሎ😭😭ጆሲ ካኣ ብጣዕሚ ኢየ ዘምስግነካ በዚ ትገብሮ ዘልካ👍🏽
@ibrahimsiraj1975
@ibrahimsiraj1975 5 жыл бұрын
🙏🏽🕌Allah Yarhamu🕌🙏🏽
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቕን ጽፉፍን ኣቃራርባ ኢዩ ፡ጅግና ብሓቂ እዚ ኩሉ ታሪኻት ተዓቢጡ ክትርፍ ዝተሓስበ በጎግ ኣቢልካ ተውጽኦ ዘሎዃ ኣጀዃ በርትዕ ብርዕኻ ይሳስን ።
@godislove749
@godislove749 5 жыл бұрын
እታ ብ'ዓቅሊ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ታሪኽ ጅግና (ዓፋ )ታንክስ ጆሲ ሓወና ኣብ ሰዓታ ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ውድቀት ንመላኪ ን ሰዓብቱን ሰዓቱ ቀሪቡ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ንፋስ ሓርነቱ ዘስታማቅረሉ ።
@hadush0543
@hadush0543 5 жыл бұрын
እዝይ ኩሉ ውህብቶ ከለካ እኻ ኣብ ዕኪሊል ነርካ ጆሲ ቀጽሎ ሕጂ።
@abrahamghebremeskal7375
@abrahamghebremeskal7375 5 жыл бұрын
ኢብራሂም ዓፋ ፡ ንዘልአለም ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ዝነብር ጅግና ።
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 5 жыл бұрын
እዛ ቻነል ቅድሚ ሰሙን 8 ሽሕ ነራ ኣብ ሰሙን 20 በጺሓ እዚ ኸኣ ማዕረ ክንደይ ናይ ታሪኽ ጽሚኢ ከምዝነበሮ ህዝቢ እዩ ዘሪኤካ ብሉጽ ስራሕ ጆሲ ሓውና ደስ እንዳበለኒ እዩ ዝከታተሎ መደብካ በርትዕ
@akbayaray5869
@akbayaray5869 5 жыл бұрын
ጆሲ እንኳዕ ብሰላም መጸዝካና ! ብዘይ ቀለዓለም ከም ማይ ጸሚኡኒ ጸኒሑ ! እዚ ንኣፍልጦ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽ ኣቦታትና ወሰን ይብሉን !! በራትዕ ካብዚ ንላዕሊ ክብለካ እየ ዝፈቱ !!!።
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 жыл бұрын
Thanks ጆሲ ሕጂ ኣኽሪዕካና ካብዚ ናይ ድሕራት ሓሳብ ወጺኻ እንቃዕ ከምዚ በልካ!
@saeedmahmud7219
@saeedmahmud7219 5 жыл бұрын
Thanks teacher jossi great job continue Allah bless you
@kingamba8010
@kingamba8010 5 жыл бұрын
ጸቢብ ኣተሓሳስባ ቀቢላነትን ኣግኣዝይነትን ኢስላም ክርስትያን ገዲፍና ሃገረይ ንበል ጎደና ዓወት ንሱ እዩ ፍቱን መድሃኒትና. ...... ክብሪ የሃብካ ጆሲ
@nateynateyturk147
@nateynateyturk147 5 жыл бұрын
rawda kebire ab 1 dea bmntay knmexe mexina k Entay ina kngebr abotatna iyom imber jeganu nehnas bulshit ina
@ntehalaleyehwat2654
@ntehalaleyehwat2654 5 жыл бұрын
Ajoki gele denakur yom ab kemzi zetwuna zelewo bebwegena nezom kemziom nkawemom sk ilna aynsmayom ane kristian sle zkonku sk ile ksemom tsbuk aykonen iska wey iski ka komuau muslim sle zkonki hmak kzareb kolo sk ilka tesemika klabai u so selam msakum deki erey deki jeganu
@nateynateyturk147
@nateynateyturk147 5 жыл бұрын
😍😍😍😍😍🇪🇷💥
@mymamking8293
@mymamking8293 5 жыл бұрын
ፁቡቅ አለካ አስላማይ ክስታናይ ከይበልና በቲኦም አብኤርትራ ዘለው ሐይልታት ከምዚወርድ ሩጉፅየ።ንሕና ጥራይ ሐንቲይ ኤርትራ ንበል ኩሉ ሐላፋዩ
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 5 жыл бұрын
ናይ ኣብርሃም ተወልደ ከኣ ኣምጻልና የሰፍ ሓውና ፎርሳ ቻንልካ ክትብርክ ኢያ። ንህዝቢ ኢርትራ ሓቂ ተፍልጥ ስለ ዝኮነት። ልዕሊ 100 ሽሕ ተካተልቲ ኣሎዎካ ኣጆካ ኣብ ቻነልካ ብ ኣወንታ ኢያ ትስንስን ዘላ።
@sahotenterment8408
@sahotenterment8408 4 жыл бұрын
Thanks very mush
@mahariteklit754
@mahariteklit754 5 жыл бұрын
Jebari sewura Eritrea jigna nay jeganu Ebrahim Afa Ala yerhamu
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 жыл бұрын
Eri-Tv ከምዚ ገይራ ታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራውያን ክትዘንቱ ኣይካኣለትን ይገርም ኢዩ ታሪኽና ብ ጆሲ ይዝንቶ ሎ ሞ ነተባባዓዮ ሎሚ ኩሉ ስብ በሪሁሎ ኢዩ ኢሳይስ ካብ ሰውራ ዝጅመር ጀጋኑ ኤርትራውያን እንዳ ቀንጸለ ኢዩ ኣብዚ በጺሑ ን ገለ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንሕልፈት ፈሪድዎም ን ገለ ዉን እንዳ ረሸነ ን ህዝቢ ኤርትራ የባሳብሶ ኣሎ ሞ ሓደራካ ህዝቢ ኤርትራ ያኣክል በቃ ን 28 ዓመት ብ ሓደ ዘይረብሕ ስብ ትምራሕ ኣላ ውጺኢት ካኣ ንሪኦ ኣለና 1,ቤት ማእሰርቲ 2,ሳሃራ 3,ሲናይ 4,ሊብያ 5,ባሕሪ 6,ስደት እዚኦም ይጻወቱልና ኣለዉ ሞ ይብቅዕ ስቃይ ኤርትራውያን :: የቅንየልና ጆሲ ቀጽል
@dharmaz9195
@dharmaz9195 5 жыл бұрын
Fool !!!
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
One sided story . There is no question about the heroic performance of Wedi Afa ! But this story was propoganda crafted by Jebha and later by Weyane backed opposition as well as Ibrahim Assel
@meleymeley8215
@meleymeley8215 5 жыл бұрын
Balom ketilom kemey gerom kgelxwo
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
@@meleymeley8215 . DIGITAL DIKA DDT TWEDIEKA..AFARI. WEDI AFA JIGNA BJIGNINET EYU TESEWIUU EZOM HLINA ZEYBLKUM NINNN GN TEREF HAMEMA EKUM...ESUBAT LEKLEKTI
@sabasaba2911
@sabasaba2911 5 жыл бұрын
Good job really well done
@esiabu8665
@esiabu8665 4 жыл бұрын
Thanks josi for your unstoppable effort, JOSI MALET MERZEN HGDF.
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 5 жыл бұрын
*ታሪኽ ኣባል መሪሕነት ጀብሃ ጅግና ሓርበኛ ስዉእ መልኣከ ተኽለ ኣይትሕመቕ!*
@onedayathome6342
@onedayathome6342 5 жыл бұрын
Kab hji semie semie ayfeltn ayfe.Melaake Tekle nay jeganu jigna.👍✌👌
@dawitgere6235
@dawitgere6235 5 жыл бұрын
እወ አዚኣ ናይ መልኣከ ኣብ ዝመጽእ ክንጽበዮ ኢና
@wedigash6674
@wedigash6674 5 жыл бұрын
ታሪኽ ናይ መልኣከ ተኽለ መጽሓፍ ተጻሒፉ ስለዘሎ፡ ኣብ ምግላጽ ኣየድልን ኢዩ።
@dawitgere6235
@dawitgere6235 5 жыл бұрын
@@wedigash6674 kubur haw mexhafu bkemey knrekba nikiEl
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 5 жыл бұрын
ናይ ጀጋኑ ጅግና ቅይኡ ገዛ ምሉእ መጻሕፍቲ ዘይአኽሎ ስውእ አብርሃም ተኽለ አባል ገድላዊ ባይቶን ፈዳይን አስመራ ኢዩ
@sam-ld3kl
@sam-ld3kl 5 жыл бұрын
Good job Josi , thank you for remembering heros who gave thier only life for Eritrea. We will prevail. Peace.
@hermanaregai6762
@hermanaregai6762 5 жыл бұрын
ኢብራሂም ዓፋ ኣዝዩ ሓያል ጅግናን ንሰራዊት ደርጊ ድቃስ ዘስኣነን ቅኑዕ ሰብ ነይሩ። ግን ተኹላ ተጻዊትሉ።
@thedrosm.mehari207
@thedrosm.mehari207 5 жыл бұрын
ክክክክክክ ኣብ ዘይትፈልጦ ኣይትሃውትት
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 4 жыл бұрын
Jstdio ኣብ ርእሸኹም ዘለኪ ክብርን ኣድናቖን ወሰን የብሉን ኣጆኹም ቀጽልዎ ኩሉ ግዜ 100%
@mohammednurkelifa2226
@mohammednurkelifa2226 5 жыл бұрын
Uffff ብታዕሚ እና መስገና ኢና ሃወይ ናተይ ከምዚ ከርካ ታሪኽ ኣቦታትና ምዝርጋሕካ💗 ካልኣይ እዛ መደብ ናትካ ሓዳስ ኢያ መስለኒ ወላስ ኣነ ኢየ ዘየስተባሃልኩላ፥ ብዝኾነ ክሳብ ሕጂ ናይ ክልተ ሰሚዐ ኣለኹ በርሀ ጻዕዳ ወ ናይ ኢብራሂም ዓፋ፥ so ኣጀኻ በርትዕ ዝተረፈ ድማ ቀስ ብቐስ ክንሰዖ ኢና
@mutteristdiebeste7145
@mutteristdiebeste7145 5 жыл бұрын
ሓደራኻ ግን እዚ ታሪኽ ዚ ኣብ ሞባይል ጽሒፍካ ተንብቦ ሞ ትድምስሶ ከይትህሉ ጽባሕ ኣብታ ናጻ ኤርትራ ከም ብሓድሽ ክንጽሕፎን ክንሰምዖን ስለ ንደሊ ። ማለተይ ናይ youtub ነገር ስለዘይእመን ።
@abrahammerhay3237
@abrahammerhay3237 5 жыл бұрын
Legend Of Music you right bro
@millimeter1030
@millimeter1030 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ እዚ ብጹሑፍ ክተሓዝ ኣለዎ
@ADM_Ad
@ADM_Ad 4 жыл бұрын
X-(
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 5 жыл бұрын
ane chiristiyan kem nay ibrahim afa zednko traik gna yebliyen thank you nezi merixka sle zekrebkalna keep it up
@tsegatewolde7592
@tsegatewolde7592 5 жыл бұрын
Betami eyou zehzen kulu Eritreawi bezi hade seb ketfi entay eyou k mewadtana goyta jesus Redana
@awetsolomon6344
@awetsolomon6344 5 жыл бұрын
Good job Josi, we need more to know about our hero’s history. Keep it up Josi. GOD BLESS YOU!🙏🏾
@grmawigrmeso2572
@grmawigrmeso2572 5 жыл бұрын
Ebrahim afa jgn nay jeganu antay mo
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣብዛ መደብካ ዝነበረኒ ቅሬታ ሎሚ 100% ዓጊበልካ።ምክንያቱ ክንደይ ቆራጻትን በላሕትን ክልኦት ብሄር ንስለ ህዝቢን ሃገርን ሓሊፎም ዪም ከም በዓል ወዲ ዓፋ ።መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ ከም ውጽኢቱ ከማን 20።
@amannasir925
@amannasir925 5 жыл бұрын
Jigna abona Ibrahim afa Allah yerham Like eske habuni Wedi afa bel ketdrer
@omarbreezy1269
@omarbreezy1269 5 жыл бұрын
Thank you josi hawuna bitami ina nadnikeka neaka. Unka kea kabzom agazian ab eretrawian ihwatka temeliska🇪🇷 bizaba hagerkan ayatatkan tehasib aleka Nikulahkum deqi erey halal bejakum tselatina felitna kinigoaz alena silezi haderakum nihizbinan ni sewuatnan kinibil meshaki tselatina aynukun
@user-wr8kn6gg9o
@user-wr8kn6gg9o 5 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ጎበዝ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ወዲ ዓፋ ጎብለል ሰውራና 'ሓደ ካብቶም ሓንጸጽትን መራሕትን በሊሕ ተባዕ ታይ ሞ ዘራጊ እንከሎ ማይ ነይስተ ሰላም ዕረፍ ወዲ ዓፋ ጅግና "! ታንክስ ጆሲ ሓውና ሰጉመልና ስከ ንዓና ክተንቅሕ ትገብሮ ዘለካ ኣዚና ኢና ነመስግን ።
@JimmieIbrahim
@JimmieIbrahim 5 жыл бұрын
Samsom Samsom Thank you 🙏
@emma6350
@emma6350 5 жыл бұрын
Like if u love the program
@robelgebremeskel8683
@robelgebremeskel8683 5 жыл бұрын
ዝገረመካ ነዛ መደብካ ኣብዚ ቀረባ እዋን እየ ክከታተላ ጀሚረ በዚ ተቅርቦ ዘለካ መደብ ናይ ብሓቂ ክትድነቅ ዝግባካ ኢካ ቅድሚ ሰሙን ይከዉን ናይ ሃይለ ድሩዕ ታሪክ ሂወት ምስ ሰማዕኩ ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲነዮ በቃ ነብሰይ ምርግጋእ ኣቢኒ ክሳብ መግቢ ምብላዕ ድስእን ኮይነ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 жыл бұрын
እብራሂም ዓፋ ጅግና ተጋዳላይና ንሕበነሉ ሰብ እዩ እቡራሂም ዓፋ ዝሓንጸጾ ስትራቴጅ ዳርጋ ኩሉ ይዕወት እዩ ነይሩ ኣዚዩ ሓያል ሰብ እዩ ነይሩ ንባዕል እሰያስ ከም ሰብ ኣይሓስበሙን ነይሩ ።
@anaanama6562
@anaanama6562 5 жыл бұрын
Yegrmka eu hawey Natey
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
መርሓባ ኣቦ ታሪክ ኣምበሳው፡
@yohannes4329
@yohannes4329 5 жыл бұрын
Great job thank you 🙏 Eritrea for Eritrean 💪
@tesfabrhan6240
@tesfabrhan6240 5 жыл бұрын
ብመጀመሪያ ምስጋና ይብጻሕካ ኩቡር ሓውና ጂሲ። ካብ ናይ ኣጋኣዚያን ኣታሓሳስባ ወጺአካ ከምዚ ዓይነት መደብ ከተቅርብ ምጅማርካ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ። መኺኒያቱ ኣብ ቅኒያት ማዓልቲ ስውኣትና ምህላውና ሕድሪ ስውኣትና ተተግር ዘለኻ ኮይኑ ስለ ዝተሰማዓኒ ነታ ንብህጋ ሃገራና ኣስላማይን ክስታናይን ኢዮም ባሓንሳብ ተቃሊሶም ናጽነት ኣምጼኦምልና። ቁሩብ ግን ቂር ትብለኒ ኣላ። ብዛዕባ ታሪኽ ኣስላም ተጋደልቲ ከተዘንትው አንከለኻ ሃይማኖቶም ትጠቅስ ኣለኻ አዚኣ አንተትገድፋ ጹቡቅ ነሩ። መኺኒያቱ ኣብቶም አምነት ክርስቲያን ተጋደልቲ ግን ብዛዕባ ሃይማኖቶም ግን ኣይትዛረብን ኣለኻ። ብተኻአለ መጠን ክትገድፋ ፈትን። ብዝተረፈ ጥዕና ይሃብካ ደው በለልና።
@husssa.1169
@husssa.1169 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ትዕዝብቲ!
@samsomtesfamaryam2138
@samsomtesfamaryam2138 5 жыл бұрын
ጆሲ ነብሲ ያሆ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ዓበይቲ
@temyewedisenafe1809
@temyewedisenafe1809 5 жыл бұрын
*Kemzi geyrka nana nnues Waldo tarik hiwet nay jeganu ayatatna mmharka btaemi yekeniyelna🙏wedi medhn berad kea nay edu aysan, Eritrea is only for eritreans one nation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷*
@user-gn2uj7ri8n
@user-gn2uj7ri8n 5 жыл бұрын
Amlak yfelt abta mexait ERi-tv ms nfqrom weldnan metabetnan kona tari ayatatna knsemo tesfa nger jstudio Thanks bro
@eretrawi4500
@eretrawi4500 5 жыл бұрын
Jsstudio ንመጀመርታ ግዜ ቻነልካ ይርእያ ኣለኩ ታሪክና እዩ ክብረትና ኣብ ጎንካ ኣለና ሰናይ ናይ ምጅማር ግዜ ይግበረልካ::
@goitomtube8725
@goitomtube8725 5 жыл бұрын
Waww this channel deserves 1mn I subscribe two weeks ago it’s was 8.9k now 20k keep it up brother, the most amazing channel
@nassiradem596
@nassiradem596 5 жыл бұрын
jeganuna zeberketuwo jegnenet keytenegrellom ayterefen, asbekha kab amlakh yekhun, jossi.
@thegunners4ever755
@thegunners4ever755 4 жыл бұрын
Allah Yarhamu jigna Ebrahim afa
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 5 жыл бұрын
የቀንየልና ጆሲ ሓውና ።
@wediparis3583
@wediparis3583 5 жыл бұрын
nay behaku josi nebsi tanks nufue eka tarik ebrahim afa wedi afa amxikalna kexlo bzuhat alewu jeganu erei
@biniboy1731
@biniboy1731 5 жыл бұрын
Jossi man we love you bro kexilo habibi zmxibuk tarik nifelit alena
@user-mm1pp2sw1v
@user-mm1pp2sw1v 5 жыл бұрын
ጆሲ ማለት ኣኽርዒካን ህጂ ጽቡቕ ትምህርቲ አዩ ኣጆኻ ከምዚ ገርካ ማህረና ደኣ ንዜም መኒሰያት ክቡር ሓው
@merhawitesfagergsh5871
@merhawitesfagergsh5871 5 жыл бұрын
Wellcome jossi hawey wedi afa besamay yetamka jegna bal hamot
@Medhane189
@Medhane189 5 жыл бұрын
Ajoka josi. Nay weldemichael haile Nay Abrham tewelde Nay wedi flansa Aqrbelna.
@osmanmohamedjaber1591
@osmanmohamedjaber1591 5 жыл бұрын
Wowwww josi nay beahaqi anbessa kabzi zenebrkayo Nay ageizyan wexika nabzi nebur ertrawenetka temeliska nezi teum demxka tarik jeganu hagerna mezentay des zebel eyou
@yikalo054
@yikalo054 5 жыл бұрын
Josi jgna nay bahki anbesa kemzi gerka tarik ezom jeganu deki halal meriet mmxaeka keyemesgenkuka khalf aydeln nay bahki ajoka kexlo 👏👏👏👏👏💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Affa hero rest in peace Hgdf seytan eyom kulom atfemo
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 4 жыл бұрын
Ak Ibrahim afa jigina eyu ab Massawa hawelti knserhalu ena 😭💔⚘
@arfil4249
@arfil4249 5 жыл бұрын
New subscriber, Hope eti hakena mengedi kemzjemerkayo ktkxlo josi. Genzeb Hasot, selam yeblun, fkri nayti meskin hzibi Eritrea yhsheka. 😔
@sabasaba2911
@sabasaba2911 5 жыл бұрын
Thank you bro I like too much your performance and your new looks on our martyr's and our Hero's history.
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ናይ ብርሃነ ገረዝግሄር ኣምጻልና ጆሲ ጅግና
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Ahhhh sebyyy Wedi addyy eyou wedi gerzgeher hero
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
@@birhanetekleab8471 ኣይኮነን ወዲ ተከላ ሰራየ እዪ ' ግን ድሕር ናጽነት ኣማሕዳሪ ኣውራጃ ሓማሴን ኮይኑ ኔሩ እዪ
@samuelnguse7327
@samuelnguse7327 5 жыл бұрын
You are doing really a great job, Josi Keep going.
@ephar133
@ephar133 5 жыл бұрын
Jstdio keep it thanks for real story sharing I hope a lot of people help you information thanks again
@awetkidane8739
@awetkidane8739 4 жыл бұрын
ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር ኣጆካ በርትዕ ጅግና
@chakurmedia
@chakurmedia 5 жыл бұрын
Joney natey lebam seb sebat yriei emo aykemakan josey bthbena medebka btaemi ena proud nkewu so kexlo
@wedihalalmeret5066
@wedihalalmeret5066 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ አንቋዕ ካብ ሰይጣናዊ ኣጋዚያን ወጻካ welcome አሪትራ ኔአሪትራዊያን love you deqi erey
@telatela5799
@telatela5799 5 жыл бұрын
You will receive a lot of blessing from our almight God since you are the voice of the voiceless heroes. You disclose the hidden evil secret of isais afewerki. Thanks we are proud of you brother.
@EriInvesting
@EriInvesting 5 жыл бұрын
Thank you very much JStudio
@ahmeddinsaleh6276
@ahmeddinsaleh6276 5 жыл бұрын
I think Ibrahim Affa studied in Ethiopian military acadamy . Nobody in Eritrean revolution can compare with his unique knowledge to lead battle ground . Even ELF combatants used to admire him because of his reputation .
@massawaeritrea5544
@massawaeritrea5544 4 жыл бұрын
He is studied in israel during haileselase and cuba in jebha.
@yonasandetsion6966
@yonasandetsion6966 5 жыл бұрын
Josi medebka btami xbukh alo nay Adey Zeneb tarikh ente temxalna des mbleni neru:: bzuh hagez eya gera ab sewra Eritrea 🇪🇷
@betimera3199
@betimera3199 5 жыл бұрын
ጽራይ ታሪኽ ሸፊኖም ሐተላ ታሪኽ አኮሊሰሞ ንህዝቢ አጆካ ጆሲ ከይትሕለል።
@semeretewelde1995
@semeretewelde1995 5 жыл бұрын
Bravo josi kexlo meat alo tarik nay abotatna bkemzi ztefu nemharay nmtfea zwexu emo kea behwatom ztefu
@user-lg7mf1ni3c
@user-lg7mf1ni3c 5 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ዝሓወይ ምዓረይ ናይ ህዝቢ ርኢቶ ሰሚዕካ ሓሳብካ ምቕያርካ ብጣዕሞ ኣድኒቐካ ኤሪትራ ናይ ኣስላም ክስታንን ሃገር ከም ሙኻና ኣብ ሓደ መስመር ሰሚርና ነዚ ዘሎ ስርዓት ክንኣልዮ ጥራይ ኢዩ ዘለና ናይ ኢብራሂም ዓፋ ታሪኽ ታሪኽና ስለ ዝኾነ ካብ ወለዶ ክዝንቶ ዘለዎ ዛንታ ኢዩ ።
@Yakie33
@Yakie33 5 жыл бұрын
Temesgen fetari aboy nezi kubur teraik kisemie zebkaekani we love you josi hawey ✊✊✊
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Thanks josi hero after this continues shembel mebrahtu ms u zimote
@maebelstudentlife2706
@maebelstudentlife2706 5 жыл бұрын
Thanks bro sile eti tigebro zeleka tarki ayetatna mizntaw biliby ena nemesn
@hagoszerezgi4452
@hagoszerezgi4452 5 жыл бұрын
I'm really appreciate you bro nay gebrexadeq gogel kuba tarik kitmexalna tesfa ygber
@user-qx1zy3xd8j
@user-qx1zy3xd8j 5 жыл бұрын
ኣሕሕ ኣቦታትና ግን ማዕረ ክንደይ ለዋሃት ምባሮም እዩ ዝበርሀልካ ሓደ ሰብ ከምዚይ ገሩ ክዝውረካስ ኣይ የጉሁን ዶ ዓፋ ብሰላም ዕረፍ እንበር ብድሕረኹም ዝተወለድና እንትርፎ ብታሪኽኩም ክንሕበን እንተ ከይኑ እንበር ታሪኽኩም ክንደግምስ ኣይ ክኣልናን ነንሕሕድና ክንባላዕ እንተ ከይኑ
@alivealive9253
@alivealive9253 5 жыл бұрын
I love this guy.he is sharp and brilliant. He knows history and how to transfer truth about. I don't know where he been.i would like to remind him to write a book about all those hero's of our country.
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 жыл бұрын
ናይ ሜንካዕ ተባሂሎም ዝጠፍኡ ጀጋኑ ኤርትራውያን ከም በዓል ሙሴ፡ጆን፡ኣፎርቂ፡ታረቀ፡ተወልደ እዮብ፡ ዝኣመሰሉ እንተ ኪኢልካ ኣቕርበላ ጆሲ ናይ ወልደንኪኤል ሃይለ ወዲ ሃይለ ኸኣ የቐንየለይ ጆሲ!
@tigrinya_nationalgeographi5708
@tigrinya_nationalgeographi5708 5 жыл бұрын
ናይ ባዓል ማንከይ ካኣ ብኣንጻሩ እንታይ ኣበርክቶ ኣብ ቃልሲ ከምዝነብሮም ዉን ታሪኾም ምግላጽ ይድሊ እዩ ።ብሂወት ከለዉ ዝሕፍር ታሪኾም ክዝርዘር ኣለዎ ። ካልእና ዉን ታሪኽ ሂወት መልኣከ ተኽለ ብስፍሕ ዝበለ መልክዕ እንተተቅርቦ ክንደይ ኳ መጣዓመ
@dae6260
@dae6260 5 жыл бұрын
Tsegazgi Gebremichael dsti yhaxbu nerom beal mankiy dea overtime kea ykzbu nerom
@tigrinya_nationalgeographi5708
@tigrinya_nationalgeographi5708 5 жыл бұрын
@@dae6260 እሞ እከይ ታሪኾም ብሂወት ከለዉ ክጽብጸብ ኣለዎ ።
@awetyonas9514
@awetyonas9514 5 жыл бұрын
ጆሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ዓሊስይድ ዓብደላ እባ ኣምጻልና ጆሲ ሓወይ ቡሩክ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 жыл бұрын
ቀተሊ ዩ ኔሩ አብ ሓለዋ ሰውራ እመን አይትእመን።
@osmanjabir2417
@osmanjabir2417 4 жыл бұрын
الله يرحمه
@huruytekletsionasgedom2206
@huruytekletsionasgedom2206 5 жыл бұрын
ኣማን ብኣማን ንጹር ታሪኽ ዓጋመት ኣብ ከርስኺ ጅግና ኣሎ
@danielmehretab5223
@danielmehretab5223 4 жыл бұрын
Welcome Habibi Nic job Man L love you ♥️♥️♥️ 🤜🤛
@amanhadish6878
@amanhadish6878 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ኣለዉ ክኣ G15 ገለ ሃሰው ድኣ በሎም ጆሲ ሓወይ
@habesha3656
@habesha3656 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ተወልደ ድሕሪ ኣኼባ ተኽሊ ኢዩ ተቀቲሉ። ሰልፊ ናጽነት ወግዓዊት ክትምስረት ኣይነበረን
@selamtv8316
@selamtv8316 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወና ብእተቕርቦ መደባት ብጣዕሚ እና ነመሰግን ናይ ተጋደልይ ኣቦና የማነ ተኽለገርግሽ ኣብ ስደት ኮይኑ ክልተ መጽሓፍቲ ዘፍረየ ንናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ኮይኑ እጃሙ ዘበርከተ ሕጂ ግን ከም ሰቡ ኮይኑ ኣብ ሰደት ዝነበር ዘሎ ናይ ኢዱ ዘይረኸበ ኩቡር ኣቦና ታሪኽ ሂወቱ ከተቕርበልና ብትሕትና ንሓተት ነዚ መደብካ ቡዙሕ ሰብ የካታተልካ ከምዘሎ ትዓዚበ አለኹ ቡዙሕ ከም ንማሃር ውን ኣይትራጠርን
@biniamtsegay3923
@biniamtsegay3923 5 жыл бұрын
Thank you Jossi Hawna nay abrham tewelde intekebelna kea tsbuk neyru
@lulaweldeabgebremichael6256
@lulaweldeabgebremichael6256 5 жыл бұрын
Wawww xbuk medeb temxea aleka 👌🙏🇪🇷🇪🇷
@nateynateyturk147
@nateynateyturk147 5 жыл бұрын
Agazian abzi keytklkela shefatu
@Amanwey
@Amanwey 5 жыл бұрын
Josi good job qexilo bebe hade nay kalot ni sele naxinet Eritra zihalefu ketemxalna bitihtina yilabo
@mensuraytv4471
@mensuraytv4471 5 жыл бұрын
ibrahim afa allah yerhamek
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 5 жыл бұрын
Thank u brother! Keep it up!
@user-ld3uz1ud2m
@user-ld3uz1ud2m 5 жыл бұрын
Hij megbi keblea jenbire kexebyeka ey xenihi thank you josi hawey
@b.t7164
@b.t7164 5 жыл бұрын
I REALLY APPRECIATE 🙏♥️GOD BLESS YOU ♥️🙏
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 5 жыл бұрын
Wawwww thanks jossi buzuh gizea nay ibrahim afa tarik kisemea yideli neyre zigerim eu jeganu zefetu kirdad wudib
@senaychannel2742
@senaychannel2742 5 жыл бұрын
jigna jossi bravo hji amtsiekaya keep it up on.
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 5 жыл бұрын
Wawww btami mesati zanta kemzi u eritrawi seb guana aynetu ab mongona deki erey grhnetkum yetfakum alo ajokhum nenhdna nkebabr gorobabbtna nekhbr shu zdefrena yelen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hamedmohammed5933
@hamedmohammed5933 5 жыл бұрын
Allah yarhamak Ibrahim the best of best
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 57 МЛН
ብሪጋዴር ጀነራል ተድላ ዑቕቢት
41:07
Mosaic Bahli
Рет қаралды 178 М.
ካብ ቅያ ገድልና ስዉእ ታንኪ ዘዊሩ ዘይእመን ሓቀኛ ዛንታ
26:23