#Jstudio

  Рет қаралды 226,067

Jstudio

Jstudio

5 жыл бұрын

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #Jstudioyosief ካብ ቁራጽን ጅላድን ኣካላቶም ዝፈሰሰን ዝዋሓዘን ደሞም “ተባረኺ ተርክሲ ሃገረይ” ኢሎም ነዛ ሃገር ከም ህጻን ብጥጦ ካብ ደሞም መጥዮም ከምዘየዕከኹ ብሓደ ረፍዲ ብሓደ ሰዓት ተኻሒዶም፣ ኣብ ልዕሊኦም ስንኩል ኣካሎም ኣድርጋ ጠያይቲ ዓለበ።

Пікірлер: 1 000
@millionmeles7381
@millionmeles7381 5 жыл бұрын
ጆሲተይ ብትገብሮ ዕጉባት ኢና፡ ክትቅጽሎ ውን ከም ወትሩ ይላቦ። ንሕና እቶም ተካታተልቲ ድማ like, comment, Share and Subscribe ጌርና ነታባባዓዮ ሓደራ!!
@Asmara.2024
@Asmara.2024 5 жыл бұрын
ስንኹል ክልምን'ሲ ኣዬራኣናን
@millionmeles7381
@millionmeles7381 5 жыл бұрын
@@Asmara.2024 እሞ ዓይነ ስውር ኢካ!
@shamasgodomsham4294
@shamasgodomsham4294 5 жыл бұрын
ሓቂ ሓቂ ሚሊ ሕራይ
@user-kx2bt4fk8c
@user-kx2bt4fk8c 5 жыл бұрын
@@Asmara.2024 ኣብ ከብዲ ጹጉብ የለን ጡሙይ ከባሃል ከ ሰሚዕካ ዶ ትፈልጥ ሐወይ?
@user-ux3ci4gi1n
@user-ux3ci4gi1n 5 жыл бұрын
@@Asmara.2024 mialtikum texebe u anteum endiriakum ayrianaenn endisemaokum aysemaonaenn tibleu zelekum
@dlegess7450
@dlegess7450 5 жыл бұрын
Please ጆሲ እዚ ትገብሮ ዘለካ ዐቢ መደብ ስለዝኮነ ምስ ኣማኒኤል ኣሰና ተረዳዲካ ብ ኣሰና ቲቪ ክመሓላለፍ እሞ ህዝቢ ኤርትሪ ሓንቲ ክሰምዓላ ዝክእል ምስ ብሙካና ገለ ግበር በዚ ዝሰማማዕ like ይግበር thanks
@e.s1438
@e.s1438 5 жыл бұрын
Amaniel tezdelyo memehalalefo derftat nay deleyti ftihi bzey mtihllafu zeytqebxwo ajewjewdea bel belwo niuu si neza channel tekielna nemaebla
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 5 жыл бұрын
Derftat nay deleyti fthi ab TV ASENA ymehalalef eyu Nab Eri dewilka kthatt tkel eka
@dlegess7450
@dlegess7450 5 жыл бұрын
hey sebey yeah derftat ymehalalef eu ezi JOSI nay geganuna tarik zgebro zelo gn i semewon eyom so neu eye kemu eleyo
@sofimed7056
@sofimed7056 5 жыл бұрын
Eza wn natey rito eya
@user-xt6lt2zf3k
@user-xt6lt2zf3k 5 жыл бұрын
ኣብ Tv ኣሰና ክፍኖ ዝግቦኦ መደብ ኢዩ : ኤማ ገለ ግበር ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ
@absienice5013
@absienice5013 5 жыл бұрын
እቲ ሓቂ ኣቃላዓዮም ጥራይ እዚ ብጭልፋ ካብ ባሕሪ እዩ ጆሲ thanks Jossy
@chakurmedia
@chakurmedia 5 жыл бұрын
ኣለና ኣብ ጎድንካ ጆሲ ይሕመቅ ይፀብቅ እቲ ተቅርበልና 100/100 ዑጉባት ኢና እቲ ሸር ኮመንት ላይክ ከኣ ናባና ግደፎ
@jfjdjdhuushdh5244
@jfjdjdhuushdh5244 5 жыл бұрын
9iPp(ሙoለር ቻኩር o00pkpkp
@tommygebar1930
@tommygebar1930 5 жыл бұрын
እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ መታን ክሰምዖ ብ ሬድዮ ኣሰና ክመሓላለፍ ኣለዎ ።ጅግና ኢለካ ኣለኹ ።
@kelenanfaqer6960
@kelenanfaqer6960 5 жыл бұрын
ብጆሲ ሕጉስ ዝኮነ ሰብ ኣብዚኣ ይፈርመለይ ብሩክ መዓልቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abielsolomon6322
@abielsolomon6322 5 жыл бұрын
ድምጺ ሓቂ
@Maranata570
@Maranata570 5 жыл бұрын
Ferimelka aleku
@wedibelih7205
@wedibelih7205 5 жыл бұрын
እዞም dislike ዝገብሩ ኤርትራውያን ድዮም? እዚ ሓቂ ኣይኮነን ዝብል ኣሎ ድዩ? ንሕና ንእሽቶ ወለዶ ከማን ኣርኪብናሉ::
@ephar133
@ephar133 5 жыл бұрын
Wedi bahli hakika aleka ene ewin kulishae eti digerimeni ezi eyu kulishae tezaribina ena suk nibil action ayiniwesidin ena so Afti natom page kedina nifiletom etiopiawin endir koyinom abnatina tarik siledeyietiwom kenetenikikom alena eritrawiyan endir koyinom gin afti natom page bimietaw fade back kinitsihif alena degefti entekoyinom ewin hakegna tarik silezikone ageb kinbilomin wala ewin afti dinebirulu bota sigab naberitrea deport kinigebirom nikiel ena nezi kiniradadaen kinsenitin alena thanks rekebeni entedelika bi Facebook
@wedibelih7205
@wedibelih7205 5 жыл бұрын
Ephrem Russom ok zarkey
@natawesome5612
@natawesome5612 5 жыл бұрын
Wedi Belih Etom teref meref nayti dem stayi diablos korakur eyom ajoha ajona mealtom qeriba ya texerarigom kitefiu eyom
@selamshikor9012
@selamshikor9012 5 жыл бұрын
Agame eiyom
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 4 жыл бұрын
Gele kab higdef yekonu kibretey nay higdef aywedan iyu ezom beleti seb
@heri2068
@heri2068 5 жыл бұрын
*ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን ከም ጆሲ ሓቅነትና ዝነግረና ኢና ንደሊ ዘለና። እምበር እዚ ዕድመ ስልጣንካ ንምንዋሕ ከይማዕበልካ ማዕቢልና ሃኒጽና እንዳብርልካ ፕሮፖጋንዳ ምንዛሕ ውጽኢቱ እዚ ዘለናዮ'ዩ ። ስለዚ ጆሲ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ። ከማኻ ክህልውና ከኣ ኣበርቲዕኻ ዕየ።*
@nabinabi3913
@nabinabi3913 5 жыл бұрын
ዘገርም እዩ ኣታ ከመይ ክንከውን ኢና! ኣነስ ነንሓንሳብሲ ዝሓስቦ ይከውን ዶ ይብል! መሊሰ ተስፋ ይቆርጽ! ትክ ኢልካ ከድካ ተባናቀር ይመጸኒ። እስከ ከምዚ ከማይ ዝስማዓኩም ☝ ኢድኩም ሓፍ ኣብሉ ብላይክ?
@HANIBAHLINAMEDIA
@HANIBAHLINAMEDIA 5 жыл бұрын
ጆሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዋላካ እቲ ታሪኽ ብውልቀይ አነ ዝፈልጦ እንተኾንኩ ዘይፈልጦ ሰብ ግን ብዙሕ ስለዘሎ የቐሊየልና
@simonsemere9926
@simonsemere9926 5 жыл бұрын
እዚ ድንቆሮ ደም ዘይጸግብ ወዲ መምህር ኣብ ስንኩላን ጥራይ ኣይኮነን ግፍዒ ኣውሪዱ ደሕሪ ሳልሳይ ወራር ውን ክንደይ ንፈልጦም መንእሰያት ኣብ ግንባር ዓሰብ ረሺኑዩ፡ ኣብ ሂወተይ ከምዚ እንሣሳ ዘግዳም ወዲ መምህር ሪኢ ኣይፈልጥን።
@tesfalemgoitom8362
@tesfalemgoitom8362 5 жыл бұрын
Gfai wedi memhr tezaribka aywdan eyu bro gn tfelto telika nabl josi tethbrom tsbuk neru seb ka knekh.
@abrehettesfalem2953
@abrehettesfalem2953 5 жыл бұрын
Tesfalem Goitom emo zihawey tefileti tezirba ngerlem
@abrehettesfalem2953
@abrehettesfalem2953 5 жыл бұрын
tefileti kulu tezirba kulu seb kefileti ment
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
ሐደ ጅግና ተሳኢኑ ነዚ ዲክታተርን ሰዓብቱን ዝርሽን
@simontsige7361
@simontsige7361 5 жыл бұрын
እዛ ሃገር ደም ንጹሃት ደቃ ሰታ ሕጂ ግን ወላ እግዚኣብሔር ኣምላክ ተቀጢዑ።
@meadinhabtey4447
@meadinhabtey4447 5 жыл бұрын
Nay behki
@fkrehabtu2093
@fkrehabtu2093 5 жыл бұрын
Anes ziblo tefieni beqa. 😭
@andetesfay4300
@andetesfay4300 5 жыл бұрын
Sam Ghe. Haqi, egziabher mihretu yewrdelna
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
Sam Ghe in the time of the freedom all people they forgot GOD and they worship the Dictator now we are asking forgiveness from GOD and he will help us
@simontsige7361
@simontsige7361 5 жыл бұрын
@@selam7603 haftey sory English teshkiani eya .ayteredaakukin .
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 5 жыл бұрын
I can't stop crying listening to this and the other stories you are presenting.
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 жыл бұрын
because you care about Eritrean people and you dont want to hall that is why
@tewoldewolday8416
@tewoldewolday8416 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጆሲ ሓወይ! እቲ ሓቂ ኩሉ ኪፈልጦ ትገብር ስለዘልካ ዲማ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ።
@forceforgood4669
@forceforgood4669 5 жыл бұрын
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እታ ዝጸልመተት መዓልቲ እያ። ሽዑኡ ትም ስለዝበልና ድማ መርገሞም ንዓመታት ንነብሮ ኣሎና።
@merasdetena5833
@merasdetena5833 4 жыл бұрын
Zerai Andegeorgs nay bhaki kbur haw bsenki mergem ena absdet nnebr zelena
@telatela5799
@telatela5799 5 жыл бұрын
Please send to Assena television and Erisat if possible
@e.s1438
@e.s1438 5 жыл бұрын
Asena nezi ayemehalalfun eyom ezia nktmiebl tray ntehababer ezi zantatatn nay ftihi derftatn eyu nab hagerna kqerb zelewo kab ajewjew nay asena
@hagosgebar2487
@hagosgebar2487 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ እግዚአብሔር ኣቦይ ነዚ ጠዋሪ ዘይብሉ ህዝብኻ ረአ
@medid.454
@medid.454 5 жыл бұрын
J studio I never followed your program.this is my first day to follow ur analysis and I feel that you are looking things in right perspective. Hope u r accepting comments from different ppl. I am tigraway but what I feel for tigray I feel for eritrea too. Bcz Blood is thicker than water.
@michaeltekle8923
@michaeltekle8923 4 жыл бұрын
ካብ በዓል ወዲ መምህር ደኣ እንታይ ክንጽበ ኣብ ክንዲ ብድግሪ ,,,,,,,,,,,,, ኣብ በትሪ ዘማዕቖቡ ጽረ ህዝቢ ኤሪትራ thanks ስለቲ ኣብ ህዝብካ ዘለካ ሰናይ ድሌት መምህር ጆሲ GBU
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 5 жыл бұрын
Zigirm eu መራሒ ሃገረ ዛኣክል ንምፈርራሕ ሱንኩላን ቶኦኩስና ሰለሰተ ጥራይ ቀተልና ክብል ኢስ ከንደይ ጀግንነተ ዝᎋጸሙ ጀጋኑ ።
@nateynateyturk147
@nateynateyturk147 5 жыл бұрын
Eri SOM media hiji keykown si shu gize nehna qolut mish qolut keytahasebna kolena kemzi geyru zetefom hzbi eritrea 🇪🇷 k kemey geyru suk ilu
@senaittekie889
@senaittekie889 5 жыл бұрын
Oh my god....I can't stop crying....this is beyond human...oh God helps us to the eritrean people God...we are crying behalf of the voiceless....
@senaittekie889
@senaittekie889 5 жыл бұрын
I know right...we as eritrean people we to wakeup, be the same page for our heroes
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 4 жыл бұрын
ዮሴፈይ ብጣዕሚ ተባዕ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ ዓቢ ነገር ዩ, ብፍላይ ንዓና ነዞም ድሕሪ ናጽነት ዝተወለድና :: ብሓይሊ ንኽንፈልጥ ዝግድድ ዓቢይ ግድል ዩ: ዕድመ ይሃብካ ጆሲተይ🙏! I’m really proud of you Yosefey!
@atloveforever7529
@atloveforever7529 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕ ንብዓትና ንደገ ምውጻአ ኣብዩ ንውሽጢ ግን ደም ንነብዕ ኣለና ካብ ምፍጣርካ ዘይምፋጣርካ ዝምነ ግዝየ በጺሒና፡ ድሓን ሓደ ምዓልቲ አቲ ገባሪ አከይ ዝፍረደላ ግዚየ ክትመጽአ አያ 😂😂😂
@freta8953
@freta8953 5 жыл бұрын
ኣነ ነዚ ክስምዕ ከለኩ ሃርቲ ኣታክ (heart attack) ከይሕዘኒ ብጣዕሚ አየ ዝፈርሕ. ብጣዓሚ ዘሕዝን።
@simonsami5115
@simonsami5115 5 жыл бұрын
please እዛ መደብ ቀጽላ እዞም ተደናገጽቲ ናይ ስርዓት ካኣ ገለ እንተተሰቆሮም በዓል ህልዋት ሬሳ
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
ዘይተነገረ እበር ዘይተገበረስ የለን❗
@amandebesay4770
@amandebesay4770 5 жыл бұрын
Nay Abraham tewelde amtsalna eka. Bezi tgebro zeleka ka btami eye zemsgneka josi nugus haki
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 5 жыл бұрын
ጀሲ ጅግና ናይ ብሓቂ ኣጅኻ በርትዕ ውድቀት ንጠላማት
@chealo-lemlem
@chealo-lemlem 5 жыл бұрын
ወዲ መድህን በራድ ደም ኑጹሃት ደቂ ሃገር እንዳ ጨለጠ ዕድሚኡ ወዲኡ ዩ።እንተ ደቁን ደቂ ኮራኩሩን ግን ደሞም ደም ከልቢ ክከውን ዩ። ወለዱኡ ከብቅዕ ኣለዎ ከም ኩሎም ዲክታተራት።
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 жыл бұрын
ዱሩዕ ከ ኣበይ ነሩ ክርሸኑ ከለዉ
@chealo-lemlem
@chealo-lemlem 5 жыл бұрын
@@user-gv4zd2md5r ኣበይ ከም ዝነበረ ዝፈለጥካ ኢካ ትመስል ሞ ሓብረኒ. ዘሊልካ ድሩዕ መበሊካ ምክንያት ውን እንተ ትገልጸለይ ደስ ምበለኒ፡
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 жыл бұрын
@@chealo-lemlem ባዓል ድሩዕ ኩሎም G 15 ምስ ኢሰያስ ኮይኖም ቢራ እንዳ ጨረሙ ታሓንበለ ይብሉ ነሮም እንታይ ግድኻ ክክክክ
@chealo-lemlem
@chealo-lemlem 5 жыл бұрын
@@user-gv4zd2md5r ጽቡቅ ሓበረታ ዩ መን የርድእ ዝቀበረ መን ከ ይሕብር ዝነበረ ዩ ነገሩ ስለ ዚ ስንኩላን ክርሸኑ ኮለዉ ሓቢርካ ምሳኣቶም ቢራ ትጭልጥ ዝነበርካ ኢካ ትመስል ኣዛራርባካ።እንበር G15 ዋላ ጌጋ ይንበሮም ድሒሮም ግን ጉድለታቶም ኣሪሞም ንህዝቦምን ሃገሮም ክብሉ እታ ክብርቲ ሂወቶም ኣሕሊፎም ንሞት ዝወፈዩ ጀጋኑ ሰብ መትከልን ዕላማን ዩም ።
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 жыл бұрын
@@chealo-lemlem G 15 ተቓውሞ ኣየስሙዑን ከይተቓወሙ ከለዉ ኢዩ ባዕሉ ኣሲርዎም ደንዲንወን ኢዩ ጡዑይ መስልዎም ሓሳብ ከም መኽሪ ኢሎም ምስ ኣቕረቡ እቲ ዝፈልጥዎ ኢሰያስ ኮይኑ ግን ኣይጸነሖምን ንኢሰያስ ዝሕግዙ ደለዉ መስልዎም ተዛሪቦም እንበር ክሳብ ዛኣስሮም ንኢሰያስ ቑኑዕ ኢዮም ዝብልዎ ነሮም ዘይተጸበይዎ ኢዩ ኣጎኒፍዎም ከምዚ ዝገብር ኣይመሶሎምን
@nazrethagos4560
@nazrethagos4560 5 жыл бұрын
Thank you for your great job.
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 5 жыл бұрын
Zegatata enleqemet tinebr "gudameja hager" Love & respect 4u Jocci our brother!
@successproduction38
@successproduction38 5 жыл бұрын
*ኣብዛ ሜረት ትጥዓም ትሕሰም ኣብሰማይ ግን ከም ኣብ ምድሪ ዝገበርናዮ ምካኑ እዩ ፍርድና ብዝያዳ ስለቲ ንሃገሮም ዝተበጀውላ ወላ ውን ብሰብ ይበደሉ ዓስቦም ካብ ፈጣሪ እዩ ኣጆኩም ክወግሕ እዩ ደቂ ኤረይ እስከ ኣብዚ ናተይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ልክም ኣብሉኒ*
@iloveyoueritrea5477
@iloveyoueritrea5477 5 жыл бұрын
Ata hawey nay Seb zeytgebr bzaeba mntay dika tseme zeleka 👎👎👎👎👎👎👎👎🖕🖕🖕🖕
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
ኣልቦ ሕልና ?
@sewraeritrea9493
@sewraeritrea9493 5 жыл бұрын
ሰላም ንዓካ ቡሩኽ ሓው ቀጽሎ ኣምላክ ከኣ ንስውኣትና ሪኡ ይምሓረና ሰላም ንህዝብና።
@abdulkaderaman3024
@abdulkaderaman3024 5 жыл бұрын
@
@yohannatadese3738
@yohannatadese3738 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Amir12395
@Amir12395 5 жыл бұрын
ኣቐንዛውን መሕነኽን ታሪኽ'ኳ እንተኾነ፡ ነዚ ክዉን ክትስንድ ምኽኣልካ፡ ዜግነታዊ ሓላፍነትካ ብዝወርጸጸ መሊኽካዮ ኢኻ። ኣገናዕ!
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 5 жыл бұрын
welcome Josi ዓቢ መጽሓፍ
@mussiebereket4489
@mussiebereket4489 5 жыл бұрын
ኮንዶም ተረኺቦም እባ ጀጋኑና ጽምኢ ናጽነት ኣርውዮም ተጋሒፎም ተሪፎን ፡ ጆሲ ብሉጽ ሰብ ታሪኽ በራቢርካ ደኺመ ከይበልካ ኣብ ቀጻሊ የራኽበና
@otfk2632
@otfk2632 4 жыл бұрын
WOW thank you Josy keep it up god bless you brother
@eritrealove6636
@eritrealove6636 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ኣታ አበይ ኬድና ኢና ኡይይይይ ንብሎ😢😢😢 OH My God...ዝብሎ እኮ ጠፊኡኒ...እዚ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ሐላፍነት እዩ ነፍሲወከፍና ድማ ተሐተቲ ኢና ወላሐንቲ ፍልስፍና ዘረባ ዘድሊዮ አይኮነን ነብስና ፈቲና አአብ ዝሕሸና ተቀሚጥና ለለለለ ተበልና ትርጉም የብሉን።ጠሊምናዮም ክሒድናዮም ኢና።ናቶም ሕጂ ክንመልሶ አይኮናንን።እቲ ምቅታል ምእሳር ገና ንግሆ ንግሆ ይቅጽል እዩ ዘሎ ስለዚ ደው ከነብሎ እንታይ ክግበር አለዋ።አብዚ ሙቱካር ይሐይሽ መስለኒ።
@danaytgual4739
@danaytgual4739 5 жыл бұрын
እዋይ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣሕዋትና 😢😢😢😢 እዛ ዓለም ሂወቱ ኣሕሊፉ ንዝህበላ እኮ ገፃ እያ ትምልሰሉ😢😢😢😢 ኣቱም ጀጋኑ ሰማእታት መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም🙏 ኣቱም ብሂወት ለለኹም ኣካለ ስንኩላን ለለ እመብርሃን ኣባዕላ ስቃይኹም ተሕፅረልኩም ኣብ ለለኹምዎ ፅላላ ተንብረልኩም ኣቱም ንሃገርን ንህዝብኹምን ሂወትኹም ዝኸፈልኹም😢
@fedugebre508
@fedugebre508 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ ብሓቂ ስራሕካ ብሉጽ ኢዩ ናይ ምክትታል ዶባት ዝነበረ ናይ ስርናይ ታሪክ እባ ኣምጽኣልና
@saraselmawe2142
@saraselmawe2142 5 жыл бұрын
ጆስ ሓወይ ይቀኔልና አዚና ነመስግነካ
@asuila4532
@asuila4532 5 жыл бұрын
It is very sad to hear such a history. Let we work together against Iseyas Afewerk (GAWNA Iseyas AfemertaHaxin).
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 5 жыл бұрын
Thank you..I have nothing but love and admiration for you..Our heroes have voice because of you..Because of u..many Eritrean especially Youth will create the free and justice Eritrea like hores intended..
@keshttewelde7281
@keshttewelde7281 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐዝን ታሪኽ ኢዩ ዓሕሕሕሕሕ ልበይ ኣንደድካኒ
@andatdtapostolicfathers5979
@andatdtapostolicfathers5979 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ወርቃዊ ቃላትን ሓሳብን ኢዩ። ኣምላኽ ንሃገርና ምሕረት ንህዝብና ድሕነት ይሃብ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
እሰያስ ብስብስ ግዚኡ ጥራይ ይጸበ ስንኩላን ዝርሽን ኣራዊት ስርዓት
@mullergebre8629
@mullergebre8629 5 жыл бұрын
Ksab meas ena knfkr eti ftah ab edna eyu zelo haye nbeges .
@Jasmin-sl6kr
@Jasmin-sl6kr 5 жыл бұрын
ናይባሕቂ አራዊት ጨክን ተመን እዚኦም ዶ. ይርሸኑ ማዓልቱ ይጸብይ ረቢ ክፍድዮ እዩ
@okubayhabte682
@okubayhabte682 5 жыл бұрын
@@mullergebre8629 እንታይ ሕዝካ እዩ እሞ እቲ ምብጋስ ናሃቶም ዕጫ ክትቅበል ኣየናይ ጠበንጃ ሒዝካ ኢኻ ምስ ስርዓት ህግደፍ ምግጣም ነድመዓሉ ነገር ክንፍትሽ ይግባእ እቶም ንበገስ ትብሉ
@mullergebre8629
@mullergebre8629 5 жыл бұрын
@@okubayhabte682 .kubur hawey eti tblo zeleka ka xubuk ente kone gna ksab meas eyu ezi wutsue hzbna ke ksake .abotatna . eko bret kone zekone mesarya hizon aykonun teselifom . Kedamnet nebse wekefna nebsna nedaluwa beja eti yewah hzbna mkan ka halal eyu frhi kone entay hize key belna fllyatna axbibna ente nbges zhashe amaraxi koynu ysmeani ane bwegeny etimntaysi kabzi kerfah sdet mwurad tarik serihka mot yhaysh .kubur hawey ente tegagye ka armeni
@susugidey8571
@susugidey8571 5 жыл бұрын
Nay behaki nay armen armen
@TheEritreano
@TheEritreano 5 жыл бұрын
JSTUDIO THANK YOU FOR BEEING VOICE OF OUR BRAVES AND REMEMBERING AND HONOURING OUR BRAVE WOUNDED TEGADELTI OF THOSE ERITREAN BRAVE HEROES . JSTUDIO I HOPE YOU REMEMBER THE NONE EPLF THE REST OF ERITREAN MARTYRS TEGADELTI AND WOUNDED TEGADELTI BRAVE ERITREANS WHO ARE SUFFERING IN SUDAN REFUGEES COMPS IN SUDAN SINCE 1991.
@esay660
@esay660 4 жыл бұрын
jstudio omg thanks for everything we love you hope this is work inside the country
@erisweet9777
@erisweet9777 5 жыл бұрын
ተጋዳላይ ዕደ ንባዕሉ ባርያ ኮይኑ መጺኡ ንህዝቢ ባርነት አውሪስዎ ጸሊም ታሪኽ
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e 5 жыл бұрын
Thank you.
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 5 жыл бұрын
Josi, what you are doing right now is HISTORIC. you are bringing out our buried archive to the public. Keep it up brother. i salute you wedi hager
@letinak4559
@letinak4559 5 жыл бұрын
እንገራ ዓለም ብላዕ : ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ሽምካ ይዘክር 🙏🙏
@rakitube21
@rakitube21 5 жыл бұрын
የሕዝን ፈጣሪ ፍርዲ ይሃብ
@berekethabte940
@berekethabte940 5 жыл бұрын
ጆሲ ዝነኣድ ኣበርክቶ ዩ ናይ ብሓቂ ገንጽሎ ጥራሕ !!!
@zelalemberhane9051
@zelalemberhane9051 5 жыл бұрын
We never forget this situation that happened over our hero those who disable for our country. I remember that day I was at the age of 12. Thanks josey bro keep going. This story is good for the new generation
@user-tf2uf2pv3b
@user-tf2uf2pv3b 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ስብኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@NatuTv2
@NatuTv2 5 жыл бұрын
ጆሲ ብታእሚ እና ነመስግነጋ እቶም ትፈልቱ ታሪክ ምሃሩና እቶም ዘይንፈልት ታሪክና ኣብ ልብና የሕድሮ ክምኣቦታትና ጃጋኑ ኒኩን ህግደፍ ስርዓት ካይተፈአ ስላም የለን::
@berihuwawelday2715
@berihuwawelday2715 5 жыл бұрын
ዮስዮፍ ኣዚካ ንፉዕን ፍሉይን ሰብ ኢካ ብሓቂ ታሪክና ክንፈልጥ ታሪክ ዓበይቲ ትራሪካውያን ኣቦታትና ንዓመታት ዝተሓብአ ኣውጺእካዮ ኣንበሳ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና ድሕሪ ደጊም ሽግርና ክፍታሕ ኢዩ ከም ባዓል ንስካ ታቲክኩም ፍለጡ ትብሉ ሕጅና ትስፉዋት ኢና።
@wayezalms7645
@wayezalms7645 4 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ጀጋኑና ብላሽ ተሰዉኡኩሙ ጉሩመድ በቅልዎም ዙባኖም ኣሕሕሕሕሕሕ ኣሕሕሕሕሕሕ ዎይ ኣነ ብላሽ ብላሽ ተሰዉእኩሙ ኣሕሕሕሕሕ ኣሕሕሕሕሕ ✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@abrahamtesfamichael6262
@abrahamtesfamichael6262 5 жыл бұрын
ከም ወትሩ ጅግና ።
@kiduberye8648
@kiduberye8648 5 жыл бұрын
ANTUM SEBAT,,, ENTAY MERGEM EYU NEYRUNA. KEEP IT UP JOSSY!!
@kflomandemaryam6521
@kflomandemaryam6521 5 жыл бұрын
ሜላ ከዳዓት ኩሉ በኒኑ ንስኩም ዘይ ኮዓትኩማን ዘይ ገንጸልኩሞን የለን እሞ ኣይትደክሙን እንዲኩም ካብቲ ናይ ሓሶት ትካቦኩም ደኣ ዘይትዝኪርዎም ሓሰውቲ ከዳዓት
@natantubehabesha5655
@natantubehabesha5655 5 жыл бұрын
ጅግና JOሲ ኩላ ዳኣ ኣቃልዓያ ኣብ ጎንካ ኣለና
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
Jose!! Hawey ketdekes ketesss !! Soluttt !!!GEBARRR NEDSLKK NEBHGAKKA MESAEEETTT ERITREA 🇪🇷 KEA KETSTMAKERRRA ABI BAHRAN !! WEDBATANNN.❤️❤️❤️❤️❤️
@sikuteddy6047
@sikuteddy6047 5 жыл бұрын
Thanks jusi. Amlka serhaka yberekelka. Eabi serha ika tserh zeleka mo ajoka qexlo 🙏🏾
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘብክን እዩ ብዝደርብይዎ ጥይት ክውቅዑ ንውጽዓት ብጣዕሚ ጭካኔ ዝመልኦ ኢዱ ወስ ዘበለ ናብኦም ክልተ ኢዱ ይስአን እንካይ ምትካስ ሒማቅ መልሲ ውን ክምልስሎም አይነበረን ግን እንታይ ይግበር መሳኪን ስንኩላን ካሕሳ ነብሶም አይረከብላን።
@saraselmawe2142
@saraselmawe2142 5 жыл бұрын
አቱም ደገፋቲ ካብዚ ዘይንማሃር ይአክል ንበል ሓቢሪና ጽማማት
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 5 жыл бұрын
ኣይፋል ንጸርፊ
@hadush0543
@hadush0543 5 жыл бұрын
Yosyef jigna Hji eka botaka Hzka
@dragonbaba410
@dragonbaba410 5 жыл бұрын
ኣበይኢሎሞ ልቢእንተዝህልዎምዶ ነዚ ሕሱር ጉጅለ ምደገፉ ? መዓልቶም ይጸበዩ ንሶምውን።
@yonashadgu880
@yonashadgu880 5 жыл бұрын
Gdefuna eske yiakil ab geza konka tiem enda beliaka nikid asebuet ente konkum
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኑፋዕ በርትዕ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂዩ ስለዚ በርትዕ ቀጽሎ ኣይቲታሓለል
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘንብዕ ዛንታ ህግደፍ እድኩም ኣይትስኣኑ ጀሲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@filmontaddesse4678
@filmontaddesse4678 4 жыл бұрын
መርገም ስቅታና ኡዩ ሕጂ ደም ንነብዕ ዘለና ክንዲ ውሉድ ንወላዲ ዝኣሊን ዝቐብርን ኳር ተገልበጥ ወላዲ ንውላዱ ክቐብር ዝውዕል ዘሎ
@wedimohammed5418
@wedimohammed5418 5 жыл бұрын
ገናጽሎ ጥራይ ኣምበሳየ
@mickelemehari8578
@mickelemehari8578 5 жыл бұрын
ጆስ ሓወይ ናይ በሓቅ መግለጽ ቃል ስእነልካ ብዝሑ ታርክ እየ ካባካ ተማህረ ዘለኩ ብዝሓት ውን ኣለዉ ከምዝ ከማይ ስለዝ ናይዝ ጨካን ስርዓት ናይ የሕዋትና ስቃይን ንክንፈልጦ እትጽዕር ናይ ዘመና መምህር እካ ቀጽሎ ብዙሑ እና ምጽበ ካባካ
@saftileini6327
@saftileini6327 4 жыл бұрын
Wow wow oo e r pleased er er wow ✋✋
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
well come josi hgdef dergi zeyfexemo gebenat zgebr aziu chekan arawit zkone srat
@soloasida4202
@soloasida4202 5 жыл бұрын
ንዘሕዝን ነገር ደስ እናበለካ ክትሰምዖ ዝከኣል ኣይኮነን ግን ብሳላ ጽፉፍ ኣቀራርባኻ ደስ እናበለኒ ሰሚዕዮ ::ነዚ ብሃሰሰለባም ዝፈልጦ ዝነበርኩ ታሪኽ ብዝግባእ ስለ ዘትሓዝካኒ ድማ ምስጋናይ ይብጻሕካ ::
@andetesfay4300
@andetesfay4300 5 жыл бұрын
Good job on narrating the truth. Very sad stories. People of Eritrea wake up and stand for the truth.
@robel4420
@robel4420 4 жыл бұрын
Thank you wedi Hezebi jossi
@hailehabte381
@hailehabte381 5 жыл бұрын
በርትዕ ኤርትራዊ ዝሕለፎ ጸልማት ሂወት ዘርዚርካ ዝውዳአ ኣይኮነን በርትዕ ኣጆካ
@binimehari7877
@binimehari7877 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ወያነ ኣብ ባረንቱ መቃብር ሓርበኛታት ፍሕሩ እትብሉ ካብኡ ዝኸፍኤ ጉዳመኛ ኣብዚ እንድዩ ዘሎ ደኣ ፡ ይገርምዩ !!!!!
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 жыл бұрын
Ewa hakikakkk ezzz yegaddd yekfee nesl hager. Nesla hezbii. Zetkorsa. Zesekla ezzz kifdyou ebbbbb hemak tarikkk Wwrrrrrrr weyne kunat eyou wala kunat yekun ber mekaber sewatt kifhrrrr hemak eyou
@marcelodiesnetberhe1368
@marcelodiesnetberhe1368 5 жыл бұрын
ሃየ እስኪ #ንጆሲ ነተባብዓዮ ጆሲ ሓወይ ድማ ታሪክ ናይ #ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ጥራይ ኣምጽኣልና። ንኣብነት እዚ ፍጻመ እዚ ክፍጸም ከሎ ኣነ ሽዑ እየ ናብ #ዓለም #መጽየ ብዛዕባ እዚ ክኣ ዋላ ሓደ ዝፈልጦ ኣይነበረንን። ብዙሓት ድማ ከምዚ ከማይ ብዛዕባ እዚ ፍጻመ ዋላ ሓንቲ ደይፈልጡ ኣለዉ so ብጣዕሚ እየ ደመስግነካ #ጆሲ ሓወይ 👍💪❤❤❤
@dsddsd3914
@dsddsd3914 5 жыл бұрын
ኣሕ ጀጋኑና! ንሕና ጠለምቲ
@telatela5799
@telatela5799 5 жыл бұрын
We all Eritreans are responsible for them not only isais and wedi memhir.
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 5 жыл бұрын
Tela Tela Well said, we’re all responsible for this atrocities. It happened in our presence
@edenkahsaymekolen3925
@edenkahsaymekolen3925 5 жыл бұрын
Bravo esa ia eta haki mesta natom kea ksaee hgi nreio alena
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 5 жыл бұрын
How we can be responsible for this cruel action may be you
@user-oo5bn9lj4z
@user-oo5bn9lj4z 5 жыл бұрын
ርህሩህ በዓል ሕልና የስየፍ ሓውና ሙሴ ብርሃነ መለስ ስሑል ኢ. ፍላንሳ ጴጥሮስ ሓደ ካብዚኦም ኣምፃልና ReA
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 3 жыл бұрын
ቅድሚ 27 ዓመት ጀሚሮም ኣብ ኣፍደገ ኣስማራ ከምዚ ጭካነ እንዳገበሩ ስጋብ ሕጂ ምጽንሖም መጋብሮም ዘይኮነ ሕመቅና'ዩ ኣዙዩ ዝገርም።
@imanabdu762
@imanabdu762 4 жыл бұрын
ህግደፍ እድሉን አግኝቶ ከህዝብጋ እርቅ ቢያወርድ እንኳ እርግጠኛ ሆኜ እናገራለሁ ከስንኩላን ይቅርታ እንደማያገኝ ወንድሜ ይሄን መልካም ስራህን አጠናክረህ እና ገና ብዙ ተነግረው የማያልቅ የዚህ ሽፍታ ስርዐት ጉድ አብጠርጥረህ የተኛውን ህዝብ እንድታነቃቃው በዚህ አጋጣሚ ልጠይቅህ እወዳለሁ አመሰግናለሁ
@fretewahdo9182
@fretewahdo9182 5 жыл бұрын
Selam selam Bro medebatka btami Eyu zsbeni So kexlo Eka ab zmexae kea tarik nay Abrham Afwerki bkemey kem zmote ketemxalna Tsefay ygebr Thanks kemzi gerka nay hagerna Jeganu tarikom mngarka btami keydnekuka khalf aydeln .
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
ካብኦም ኣሎ ኣነ ሓደ ዝፈልጦ ሕጂ ኣብዚ እዋን እዚውን ዋርድያ ናይ ለይቲ ይሰርሕ እቲ ዝገረመኒ እቶም ዋርድያ ዝቆጸርዎ ፋብሪካ ክሕልወሎም ኢሎም ዘይኮኑስ ካልኣይ ጌሮምሉ ይሰርሕ ኣሎ ምስጋና ይግብኦ ነቲ ወናኒ ትካል ንድሕነቱ ሽሙ ኣቂበዮ ኣለኩ ።
@habengebregergish5791
@habengebregergish5791 5 жыл бұрын
Zihawey bejaka address nay eti tegadalay sidedeley kirubu kihugizo tegedisika
@mebrahtomgrmay4128
@mebrahtomgrmay4128 5 жыл бұрын
ሓቐኛ ዛንታ ኤርትራዊ ዜጋ።
@wedikeshi309
@wedikeshi309 5 жыл бұрын
Jossi hawey thanks for everything keep your job
@abelkael7281
@abelkael7281 5 жыл бұрын
ገንስሎ ትራይ josi አዝይ ደፉን ወልዶ ይማሃር good job
@semharhassen6061
@semharhassen6061 5 жыл бұрын
Wonderful presentation, amazing history narrator, So proud of you dear brother. Keep it up. Really huge contribution.we need it.
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 5 жыл бұрын
Jossi you are our " Asset", thank you zeynfelto felitna, bekina/... pls send it to Assena or Erisat, this is everyone supposed to know, in Eritrea no youtube but at least let these be broadcasted on TV, Awet N'wuxue Hizbi
@zereelyas4501
@zereelyas4501 5 жыл бұрын
You are important person i hope everybaby unterstand your history, i will give 100/00 Long live for ever brather 👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷
@user-yu9bf6zm6h
@user-yu9bf6zm6h 4 жыл бұрын
ኣብ ዓለም ከም ህዝቢ ኤርትራ ዝሓምቕ ዝዕሹን ህዝቢ የለን ኢተበልኩ ዝተጋነነ ኣይኮነን ንስሊኡ ኢለም ህወተም ዝኸፈሉ ካብ ተዋጋኢት ላም ዘየድሕኑ ብምታይ ኢዩ ኢዝቢ ኤርትራ ጅግና ዝባሃል ብጣዕም ኢዩ ዝገርም
@bhhb9786
@bhhb9786 5 жыл бұрын
ኣዝዩ ዘሕዝንዩ እቲ ዝገርም ግን እዚኹሉ ዳተፈጸመ ኣበይ ኔሮም እቶም ላዕለዎት መራሕቲ ህ.ግ ዝነበሩ ከም ብዓል G15 ። ስቅዳኣ ንበል ኩሉ ሰራቕን መታለልንዩ ኔሩ። ንምንታይ ኩሉ ገበን ናብ ህግደፍ ነጸግዖ ፡ሓደ ካብዞምኩሎም ብኸመይን ንምንታይን ተቐቲሎም ጀጋኑና ዝብል ክስኣን ተካልእዋን ነፍሲወከፍ ሰብ በዚ ጉዳይዚ ተሓታቱ ኢዩ። ንስለ ግዜኻ ሰዊእካ ታሪኽ ዞምጀጋኑ ከተፍልጠና ኢልካ ምጽዓርካ ብልቢ ይመስግነካ ቀጽሎ ካኣ
@dae6260
@dae6260 5 жыл бұрын
BH Hb arku at that time rebhaom aytetenkefen neru later gn nabom tegelbita
@wedikeshi9704
@wedikeshi9704 5 жыл бұрын
G15 dea msu msti Ganyen eseyas Koynom seb yetfu nerom nsomsi teasirom Koynom ember mendo kab xntet hzbi Eritrea exa elwom eyu.
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 жыл бұрын
ብጀኻ ቢትወደድ ኣብርሃ G 15 ናይ ኢዶም ኢዮም ረኺቦም
@user-nr2tu6ss8e
@user-nr2tu6ss8e 5 жыл бұрын
ብጀካ ብክተው ናጹህ የለን
@helensweet5551
@helensweet5551 5 жыл бұрын
BH Hb really 😥😥😥😥😥😥😥 oh lord 🙏😢😢
@sadamsalih2598
@sadamsalih2598 5 жыл бұрын
Jeg appreciate you as usual.
@rudh4056
@rudh4056 3 жыл бұрын
Jositey good btami ena nemesgneka halaley ketlelu 👍👍👍👍😍😍😘😘
@filmon203
@filmon203 5 жыл бұрын
ኣብ ሳሕል ተወሊድና ስድራና ናጽነትእ መስ ከነ ናብ ዓድና ተመሊስና ስጋብ ሕጂ ኣብ ክራይ ገዛ ይነቡሩ ኣለው
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 жыл бұрын
Ajokum egzabhar amlak alo msakum edmen tenan teray eziwn khalef u ajokum
@yordanosa9646
@yordanosa9646 5 жыл бұрын
Oh oh oh oh oh I don't know what can I say, I'm crying !!!!!!! .
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
EXCELLENT EXPLANATION ALL IS RIGHT LET THOSE WITCH THEY DON'T KNOW THE WORK OF THE DICTATOR KNOW 👍🙏❤
@gchi9955
@gchi9955 4 жыл бұрын
ዘስደምምን፣ዘስንብድን ፣ዘሕዝንን ፣ጨካን ፣ተግባር ፣።ካብ አረሜን መራሕን ፣ክምር ጨካናትን ተበለጽቲ ከደምቱ ፣ርህራሄ አይርከብን።ክብርን ሞጎስን ንስውአትናን ስንኩላትናን።
THEY made a RAINBOW M&M 🤩😳 LeoNata family #shorts
00:49
LeoNata Family
Рет қаралды 42 МЛН
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 69 МЛН