No video

"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"

  Рет қаралды 100,200

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

መሬት ማርያም ደንገላት ኣኬልዳማ ኣብ ዝኾነትሉ መሪር እዋን፤ መናእሰይን ኣቦታትን እናተረሸኑ ከም ከልቢ ናብ ገደል ይድርበይሉ ኣብ ዝነበረ መጨነቒ ህሞት፤ ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ኣጉዶን ሽጓጦን ንዘዕቖቡ ንፁሃን ተጋሩ ብኣልማሚት ድራር ዓረር ይገብረሉ ኣብ ዝነበረ ሕርብት ዝበለት ቀጣን ግዘ - ሓንቲ ፅብቕቲ መንእሰይ ክትርሸን ምስ በዓል ገዝኣ መስርዕ ሒዛ ኣላ። ኣብዚ ሕልሚ ዝመስል ክትሓስቦ ዘፀግም ሰዓት ሞታ ትፅበ ዝነበረት ናይ ሓደ ሰሙን ነፍሰ-ፆር ዝኾነት ሓዳሽ መርዓት ኣድራጋ ድምፂ ሰምዐት፤ ብደመነፍሲ ግልፅ ኢላ እንተጠመተት ንበዓል ገዝኣ ሓዊሱ ኩሎም ወዲቖምን ብደም ጠልቅዮምን ረአየቶም። ብድሕሪኡ ንባዕላ ከምዝተተኮሰላ ውን ኣይትፈልጥን። እዛ ምስ ሞት ተራኺባ ዝመፀት ተኣምረኛ ትግራወይቲ ተዘላዲት ዕዳጋ ሓሙስ ዛይድ ገብሩ ትበሃል። መንጠልጠላይ ታሪኻ ንፈለማ ጊዜ ኣብ ፕሎት ሚድያ ክተዘንቱ እያ። ብኸመይ ማ ድሒና?
ንታሪኽ መረዳእታ ኮይኑ ክስነድ ሓቢርና ንስመዓያ።

Пікірлер: 1 000
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 19 МЛН
Люблю детей 💕💕💕🥰 #aminkavitaminka #aminokka #miminka #дети
00:24
Аминка Витаминка
Рет қаралды 431 М.
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 51 МЛН
ኣብ ሚድያ "ወድዛ ቆናጭ" ኢሉ ናብ ገድሊ ዝወረደ ታሪኸኛ!
41:39
"ምስ ሞት ትገጥም ዘላ ኣኽበረት!"
30:08
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 78 М.
When you discover a family secret
00:59
im_siowei
Рет қаралды 19 МЛН