Рет қаралды 3,708
ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን ኩሉኹም በተሰብ ሃመረ ሂወት ቻነል
እዚ ምስ መርጌታ ኣሮን ዝገበርናዮ ኣዚዩ ሰሓቢ ቃለ መሕተት ካብ ህጻኑ ተጻዋታይ ክዕሶ ከም ዝነበረ
ብባኮ ሽምዓ ናብ ቤት ኣምላክ ከም ዝተመልሰ ክሳብ መርጌታ ከምዝበጽሐ ኣዚያ መሳጢት መዝሙር ዘፍቅረኪ ድንግል ትብል ከምዝሰሐ መመረቅታ መዝሙሩ ክሳብ 6000$ ዶላር ንጽጉማት ከም ዘወፈየ ዝገልጽ እዩ ። ስለዚ ሞራል ንኩኖ
Peace be upon you all at Hamer Hiwot Channel
This is a very interesting interview with Rev. Aaron that he was a football player from his childhood
He returned to the house of God with a candlestick and reached the priesthood. So let’s be morale-boosting