No video

"ክትነብረለይ እናተመነኹ ንሳ ግን ኣይነብርን´የ ኢላትኒ" ዕላል ምስ ኣገራሚ ሂወት ዘሕልፍ ዘሎ ገዲም ስነጥበበኛ ሰለሙን ዮሃንስ (ባርያ ) Part 4

  Рет қаралды 57,120

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

ዝኸበርኩም ተኸታተልትና ነዚ ቅርሲ ሃገርና ዝኾነ ገዲም ስነጥበበኛ ብሞራል ኣብ ጎኑ ኮይንኩም ደገፍኩም ክትገልጽሉ ንእትደልዩ በዛ ቁጽሪ ተለፎን 002917132520 ክትረኽብዎ ከም ትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ ። Welcome to Ararat Entertainment Official KZfaq Chanel . © Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ ኣራራት ኢንተርተይመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓት ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለምሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! #AraratEntertainment #MorkaShow #Barya

Пікірлер: 342
@biniamsium1531
@biniamsium1531 3 жыл бұрын
ቡዙሓት ኢንተርቴመንት ርእየ ኢየ እሞ ግን ኣይከም ኣራራት ብጥዓም ኢየ ዘድንቀኩም ኣብዝ ናይ ሽግርን ጸበባን ህዝብና ተበርክትዎ ዘለኹም ሰናይ ነገር ብፈጣር ኮነ ብህዝቢ ዓቢ ዓስቢ ኣለኩም ስራሕኩም ክኣ ንመዋእል ብሰናይ ነገር ክስነድን ክዝከርን ኢዩ ኣጆኩም በርትዑ ኣምላኽ ዘውጻኽሞ ይተክኣልኩም ንኩላትኩም ኣባላት ኣራራት ኢንተርቴመንት።
@user-ww6bf8qd8n
@user-ww6bf8qd8n 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣራራትን ሩባ ኤሪን ኣዝየ ዘድንቀን ቻነላት
@meron5303
@meron5303 3 жыл бұрын
ነዞም ክልተ ብሉጻት ሳክስፎን እባ ሞራል ሃቡለይ በጃኹም ዋላስ ንዓይ ጥራሕ እዮም ስሒቦሙኒ
@sameulfikadu4011
@sameulfikadu4011 3 жыл бұрын
Wawla nay mera shebomni
@user-no5pr5bp7r
@user-no5pr5bp7r 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ግዜ ምስ ሰለሙን ባርያ የቀንየልና እናበልና መቸም ናህና ሸዉሃት ዘይዓግብ ብሙካኑ ሕጂ ድማ ንሓደ ዝጠፈእ ስነ ጥበባዊ ከዘክረካ ናይጀርያ ደሊካ ኣምጻልና ኣብሪሂሞ ዓርከይ
@johni7071
@johni7071 3 жыл бұрын
ናይ ልበይ ረኺብካኒ
@rufta.
@rufta. 3 жыл бұрын
🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷 ኤርትርያ ኤርትርያ ምዓረይ🙏 🤩🌹🙏 ኻብ 🇧🇻 ኖርወይ 🙏🙏 ባርያ ምስ ቡሩኻት ደቅኻን ህዝብኻን ተባረኹ 🌹
@selamyemane5162
@selamyemane5162 3 жыл бұрын
ተሌፎኑ ጸሓፉልና በጃኩም ናይ ባባ ሰሌ ዓቅምና ክንሕግዞ ። ኣራራት ብትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ብ ፍላይ አሰይ ሓወይ
@abduahmedin2137
@abduahmedin2137 3 жыл бұрын
ሬገን የማነ ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ሃገርና ኢዱ ዝሕዉስ ዘሎ ሙዚቀኛ እዩ Like ሃቡለይ
@eelias3043
@eelias3043 3 жыл бұрын
የቕንየልና ባርያ ከምኡ ዉን እዞም ሳክስፎን ዝጻወቱ ነዚ መደብ ሙዚቃ ሂወት ዘሪኦምሉ ብሓፈሻ ክኣ ኩሉኹም።
@yoniomicael2729
@yoniomicael2729 3 жыл бұрын
ዝከበርኩም ኣራራት intertiment ብፍላይ ካ ኣብራሂሞ ሓደራ ሓደራ ተጋድልትና ጻሙኦም ከይረከቡ እሞ ከኣ ነዓና ከም መንሰያት ንሃገርና መርከስ ታሪኽ ክኮነልና ዝኪእል ዓቢ ዛንታ ሒዞም ይፍለዩና ኣለዉ ሞ ሓደራ ሓደራ ፈትሽካ ከተቅርበልና ንሕና ዉን ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንሕግዘካ ደሉዋት ኢና
@halhalromay1354
@halhalromay1354 3 жыл бұрын
ኣብዛ ኣራራት ቀሪቦም ኩነታቶም ዝነግሩ ተባዓት ኤርትራዉን'ዮም እቲ መራሕ መደብ ከኣ ብርግጽ ሓገዝና ዘድልዮ'ዩ እምበር ክበጽሖ ዝግብኦ ብራኸ ኣብ ቀረባ ክረጋግጾ'ዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስነ ጥበባዊ ሰለሙን ዮሃንስ(ባርያ) ናይ ብሓቂ ባርያ ናብራ ዓወት ይምነየልካ!
@user-lz4jx5sm7v
@user-lz4jx5sm7v 3 жыл бұрын
ብልቢ ነብዐ ንዝገበርኩምሉ ፈጣሪ ይግበረልኩም 😭😭😭😭😭😭ኣደ ኮ ሸፋኒት ኩሉ ያ ኩሎም ኣይሙቱ ፍላይ ኣደ 😭😭😭😭
@abrahamtikue1614
@abrahamtikue1614 3 жыл бұрын
ሂወት ዘለዎ ሙዚቃ፡ጥዑም ዜማ ምስ ጥዑም ድምጺ።ውልቃዊ ሂወቱ ገዲፉ ግዚኡ ንሃገርን ህዝብን ዝወፈየ ሕጂ መስናኽላት ናብራ ክፋታተኖ ክትርኢ...ሃየ'ስከ የሕዋት ኢደይ ኢድካ ንበል።
@user-qs4mm6pn2y
@user-qs4mm6pn2y 3 жыл бұрын
ዋውውውው ናይ በሓቂ ደስ ዘቢል ኣገባብ ኣቀራርባን ፡ዘማታት ደርፊን ጽቡክ ነባሪ ስራሕ አዩ።
@asteraster1838
@asteraster1838 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደሰ ዘብል ሂያብ
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 3 жыл бұрын
ኣብርሃም ከም ዕድሜኻ ዘይኮንካ ብጣዕሚ ንፉዕ ተባረኹ ኩላትኩም።
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 3 жыл бұрын
ኣንታ ወዲ ብጣዕሚ ነፊካ ን ባርያ ከምዚ ገርካ ተስፋ ምሃብካ።
@yonasdebesay1235
@yonasdebesay1235 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣምላክን ሰብን ዚሕገሰሉ ብሉጽ ሓሳብን መደብን Abraham ብሉጽ መንአሰይ ናይ ዘበና (ኾኸብ) !! ባባ ሰሌ ድማ ሙሉአ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ፍጣሪ!!!!!!
@Cr-uy3cj
@Cr-uy3cj 3 жыл бұрын
ልዕሊ ኩሉ ናኣምላክ ምምዝጋንካ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ንኩሉ ሽግር የብሉን ኢልካ ትሓልፎ ሓቦኛ ኣቦ ኢካ ባባ ባርያ
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 3 жыл бұрын
ብሃር ናይ ዘምናዊ ሙዚቃ 🇪🇷👌
@user-ot4ds8gw9o
@user-ot4ds8gw9o 3 жыл бұрын
ቢጣዕሚ ሊዕሊ ኩሎም ሚስጋና ይቢጺሓካ ኣቢሪሂሞ ሓዉና ዕድመ ይሃብካ
@user-ui3xi2vy3i
@user-ui3xi2vy3i 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ብፍላይ እዞም ሳክስፎን ሒዞም ዝነበሩ ዳኒኤል ዳኒኤል ንፉዓት።
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሩኽ ኩሉ ከም ሰሎሙን ኣቦና እንተዝኸውን ሲ ዓለም ለምለም ምኾነት ኔራ ናይ ፍቕሪ ሰብ ኣብነት ትኾነና ትኸውን ንኹልና ብሩኽ ኢኻ ናይባሓቂ መግለጺ የብለይን።
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 3 жыл бұрын
ሰሌ ሓወይ ጥዕና ይሃብካ ብተሌፎን ተራኪብና ስለ ዝነበርና ጥዕና ይሃብካ፡ ልዕሊ ኩሉ ግን ንከምዚኣቶም ናይ ሂወት መመሃራን ደሊኩም ታሪኮም ትስንዱ ዘለኩ ኣራራትን ኣብርሃምን ምስጋና ይብጻሕኩም፡ ሳልሳይ እቶም ሙዚቀኛታት ኣዚኩም ብሉጻት ኢኩም፡ ብፍላይ ድማ ሳክስፎን ሒዝኩም ዘለኩም ሂወት ኣልቢስክሞ፡ ራባዓይ ድማ ካብ ጋይላ ናብቲ ምዕቡል ንብሎ ብልምዲ ግን ከኣ ደስ ዝብለካ ንሰጋገር ምህላና የቀንየልና ንብል፡፡ ርሑስ በዓል ናጻነት ንኩሉ ኤትራዊ፡፡
@milatadam196
@milatadam196 3 жыл бұрын
ሰላም ገነት ተሌፎኑ እንድሕር ኣለኪ ጸሃፍለይ
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 3 жыл бұрын
@@milatadam196 002917132520 Nay beHaki hagez zedlyo seb eyu.
@regatgbretnsa3575
@regatgbretnsa3575 3 жыл бұрын
አቦ ዋረሳይ አነ ከማን ዕላሉ ሰሚዓዩ አልኩ ሴሌ ቡርክ
@jiromgilagabr8894
@jiromgilagabr8894 3 жыл бұрын
ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ኣብርሂሞ ሓውና ክብ ሜዳ ስነ ጥበብ ጠፊኡ ዘሎ ዘርኣብሩክ ሓግቡ (ናጀርያ።) ክተምጽኣልና ንጽበ
@dubatop7581
@dubatop7581 3 жыл бұрын
Good job .very touching. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍that's Eritreans soul be kind each other
@danielmekkonen3450
@danielmekkonen3450 3 жыл бұрын
ኣብሪሂሞ ሐወይ ካብ ልቢ እየ ዘመስግነካ ኣብዚ ሎሚ ከም በዓል ኣቦና ሰሌ ጌሩ ዘመናዊ ዘስመዓና ስኢና ኢና ዘለና ጽቡቅ ጌርካ ኣምላኽ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤🙏🙏👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ።
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 жыл бұрын
ሰሌ ወዲ ህዝቢ በል እስኪ ምስቶም ሙሩቃት ደቅኻ እድመን ጥዕናን ይሐብካ ፈጣሪ ።🇪🇷♥🙏
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 3 жыл бұрын
ኣቃራርባኹምን ትሕስቶን ብሓፈሻ ናይዚ መደብ ንኣደላዉትን ኣቅረብትን ንኹሉ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ኣብ ዝመጽእ ከምኡ ደሚቆም ዝሃሰሱን ዝጠፍኡን ኣብ ኩሉ ዝሓቆፈ ከተቅርብሉና ንምሐጽነኩም የቀነልና
@gebrielabayre4483
@gebrielabayre4483 3 жыл бұрын
ዋውውውው👨‍❤️‍💋‍👨 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም🙏🙏🙏 ኩሉ ጸጽቡቁ ንዓኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ🇪🇷🇪🇷💐💐💐🌺💞i love you so much 🌹👌👌
@Generalwechu
@Generalwechu 3 жыл бұрын
ሰለሙን ባርያ ንስኻ ኮኾብ ኢኻ🙏❤🙏
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 3 жыл бұрын
ኣቦና ሰሌ ጅግና ንስነ ጥበብ & ጅግና ንሃገሩ 🇪🇷❤️
@user-uq9mz2tc9e
@user-uq9mz2tc9e 3 жыл бұрын
ኣራራት ኢንተርቴመንት ከኣ እሰይ ሓዉና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም....ምስ መሳርሕትካ ንምነየልካ።
@shewhut822
@shewhut822 3 жыл бұрын
Asey Tuem Goro Ajoka Rebi Msaka ykun Edmen Tenan Yhabka💞💞💞
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 3 жыл бұрын
ዋው እዛ ሑርማ ድምጻ ክጥዕም
@abrhaleyabile6696
@abrhaleyabile6696 3 жыл бұрын
ብጥዓም ደስ ዘቡል መደቡ ንኣቦና ገዛአእ ካአ ኣድመን ጣኣና ንምነ
@danielzere9480
@danielzere9480 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቕን ብሉጽን ሰራሕ። ሰሌ ባርያ ብርሃን ገጹ እቲ ክእለት ኣብ ቦትኡ ኣሎ ቀጽሎ።ኣብሪሂሞ ሰለቲ ነዞም ዓበይቲ ስነ ጥበባውያን ሃስው ኢልካ ተቕርበልና ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@arufkrr1802
@arufkrr1802 3 жыл бұрын
ጽቡቃት ፍትረት ደቂ አረይ ኣይኒ ኣባይኩም ይደፈን ብታአሚ መሳቲ ኣከራርባ የከነልና
@MATIINFO
@MATIINFO 3 жыл бұрын
Heart touching kindness Ararat. 💓💙keep encouraging our legends. Legend Barya May God bless you with full health and happiness with all your family.
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 жыл бұрын
እዚ ጅግና ስነጥበባዊ ናይዞም ጻዕዱ ባህርያት ኣለዎ፡ በቃ ደስ ዘብል ፍሽኽታኻ ዝተሓወሶ ዕላላትካ ደስ ዘብል ኔሩ። ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@samrikidane1312
@samrikidane1312 3 жыл бұрын
Abrehemu megeleti seneleka belut menesey eka ketelo Amelak berek yebeleka sela kea ketelo ajoka Amelak melu tena yehabeka ❤
@nevergiveup6333
@nevergiveup6333 3 жыл бұрын
ቃላት የብለይን ንዓካ ድከውን ኣባም ሔውና ብር ክትብል ተሓጎስ🙏🙏🙏☝️🇪🇷👑❣️🤝
@ghebretedros
@ghebretedros 3 жыл бұрын
ዓለም ከምኡያ ኩልና ነበረቲ ኣይኮናን "ኣኽበረት ጥዕምቲ ሰብ እያ ኔራ" መንግስተ ሰማይ ይቀበላ።
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 3 жыл бұрын
ኩሉና ናብ ARARAT Entertainment ንኺድ ካብዚ ዝዓቢ ቅንዕና ዘለዋ channel ክረክብ ኢለ ድሕሪ ደጊም ኣይጽበን ኢየ :ኣዚና ኢና ንነመስግነካ እሰይ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@asterghebrai5566
@asterghebrai5566 3 жыл бұрын
ለባም ፊቃር ጅግና ክተባዕ ዘለዎ💔💔🙏🙏
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 жыл бұрын
ብጠዓሚ ጽቡቕ ህያብ። ዘዉጸኹሞ ይተካኣልኩም
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 3 жыл бұрын
Abrham blbi tdneq menesey eka kulu ezi weledo kemzi natka senay kemhasebe ezi mnbar kndey mxebeqe ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gulasmeraxaedaengland1869
@gulasmeraxaedaengland1869 3 жыл бұрын
ናይበሕእቒ ጥድኘቑ ሴሌ ኸኣ በርትዕ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 3 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣመና ግዲ ጢዑምስ ሓጺሩ ቀልጢፋ ተውዲኣ። ኣነስ ክሳብ 100 ክፋል ተዝኸውን ደስ ምበለኒ። ንኩሉኹም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተርኩም ክብርን ምስጋናን ይግብኣኩም። ንበሩለይ ደቂ ኤረይ መዓረይ ርሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🎊🎊🎉🧨🧨🧨🧨🧨🧨🧨🧨
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 жыл бұрын
ዋው አራራት ብጣዕሚ ምስጋና ይግብአኩም ትገብርዎ ዘለኹም ምትብቤዕን ምሕብሐብን ንዝጠፍኡ ስኑጥበኛታት ። ዓወትን አሳልጦን ይምነየልኩም ።
@user-uq9mz2tc9e
@user-uq9mz2tc9e 3 жыл бұрын
ኣንሕና ከኣ ስለ ን ፈትወካን ነክብረካን። ሰሎሙን ኣቦናን ሓዉናን...ን በረልና ፈጣሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣብርሃም ሓዉና ከኣ ዝነኣድ ስራሕ ስለ ተቅርበልና ብዘይ ቀልዓለም ነመስግነካ ፈጣሪይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ምስ መሳርሕቲካ ኤረይ ናተይ ክብረተይ።ዓዲ ጀጋኑ
@johni7071
@johni7071 3 жыл бұрын
የቐንየልና አራራት ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም በጃኹም አብ ቀጻሊ መደብኩም ን ዘርአብሩኽ(ናይጀርያ) አመቕርቡልና ምስናይ እኽብሮት
@dahlak8721
@dahlak8721 3 жыл бұрын
Papa tegadalay solomun barya edmen tienan yifterelka aya
@rigatathome9849
@rigatathome9849 3 жыл бұрын
Wwwwwwww ኣራራት ኢንትርትይምንት ን መድብኩም ድክውን መግልጺ ሲአንልኩም ኣጆኩም ቅጽልዎ ጥራይ አይ ድብልኩም ይቅነይልና ጽቡቅ ኣዝናግዕሙና 🙏❤😍
@M-vr7zo
@M-vr7zo 3 жыл бұрын
ኣናብስ ሙዝቐኛታት ብሓቂ።
@berketbereket1232
@berketbereket1232 3 жыл бұрын
ንፍዓት መዙቀኛታት ብስምዒት ዝጻወቱ ።
@leleygilay3002
@leleygilay3002 3 жыл бұрын
ጡዑም ድምጺ ጡዑም ሙዚቃ ልብና መሊእልና ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ ኣብ ሂወትኩም ጥዕናን ይምነ
@habtuberhane5273
@habtuberhane5273 3 жыл бұрын
nay behaki lebam tswar thtna zelewo nfue artist selemun barya edmen tenan yhabo
@habenmaekele
@habenmaekele 8 ай бұрын
Thanks ባባ ሰሌ ባርያ እንቃዕ ናትና ኮንካ ኣኹሪዕካና ብምንታይ እሞ ክገልጸልካ ኢየ ንጽንዓትካን ክእለትካን ንበረልና ኣሎኹ በለና ባባ ሰሌ ንፈትወካን ነፍቅረካን ኢና ሓበን ሃገር ባባ ሰሌ
@meharifshaye6258
@meharifshaye6258 3 жыл бұрын
ሰሌ ባርያ ጎይታ በርቂላጽያ ፍሽሽኽታ ኣመሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ፍቱዋት ደቅኻ
@ermiasgilay8692
@ermiasgilay8692 3 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኣራራት እንተርተይመንት ብመጀመርያ ስለቲ ዝገበርኩሞ ዕውት ስራሕኩም የመስግን ብምቅጻል እቲ ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ባርያ ብስፍሕ ዝበለ ገድላዊ ከም ኡ ውን ናይ ምውሓስ ሃገር ሰፊሕ ዕላል እንተትገብሩልና ክንደይ ምጣዓመ ብዙኮነ ግን thanks ብጣዕሚ ጹቡቅ ቀጽልው
@alganeshberhane5079
@alganeshberhane5079 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-uw6ki2bm9x
@user-uw6ki2bm9x 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ይብል ንፉዓት ኩሉኹም ነያና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንባዓል ቲ ቤቱ ኻኣ ኣብ ገነት የንብራ ጽንዓት ካኣ ይሃብካ ከቢድ ዩ ኣኽእሎ ይሃብካ ደቅኻ ሽሕን ዋልታን ይኽንልካ
@matyas9926
@matyas9926 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦና ።ንክብርቲ ባዓልቲ ቤትካ ክኣ መንግስተሰማይ የዋርሳ ።
@tsehayyebio976
@tsehayyebio976 3 жыл бұрын
Esey Brother Nice Job God bless you Azmarino
@emnatyohanns8778
@emnatyohanns8778 3 жыл бұрын
ባርያ ንስኻ ዓቢ ገሩብ እኻ ንዓና ኩሉ ዘጽልለሉ 🥰❤️❤️❤️
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 3 жыл бұрын
Wow well come Ararat internet nkubur sinetbebawi solomun barya enkua bselam mexaeka edmen tienan ymne Abrmo thx nay okbager bulbi adnkeyo Thx degme
@miktes4503
@miktes4503 3 жыл бұрын
👏👏❤️❤️👏👏G.B.U Selo with your family and Abi 👏👏👏❤️❤️❤️ More love!!
@fidelpe3570
@fidelpe3570 3 жыл бұрын
ሓርበኛ ሰለ ንበር ክበር 🇪🇷✍️💪
@alemyacob1407
@alemyacob1407 3 жыл бұрын
Saxophone 🎷👌🏾👌🏾👌🏾👌🏾!!!! Overall the show is prefect , ohhh my God and the legend voice is everything after all this year’s !!!! Thank you 🙌🏾🙌🏾🙌🏾
@wediteages7950
@wediteages7950 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ሰሌ...TNX ABRHIMO HAWEY...
@samrayzena321
@samrayzena321 3 жыл бұрын
አራራት እተርትነት ብጣዕሚ ኣብ ልዕሊ ስነ ጥበባዉያን ትገብርዎ ዘለኩም ሓገዛት ይኹን ኣበርክቶ ብጣዕሚ ከይ ኣመስገንክኩም ክሓልፍ ኣይደልን ብፍላይ ካብ ስነ ጥበብ ድሒሮም ዝነበሩ ሰባት ባባ ላይነ danial ጻሃየ ጆፋዕ ክምኡ ዉን ባባ ሰለዉን ንንዉሕ ዝበለ ካብ ስነ ጥበብ ድሒሮም ዝነበሩ ከምዚ ጌርኩም ናብ ስነ ጥበብ ምምላስኹም ኣምላኽ ጥበብኩም የብዝሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥❤❤: :
@user-ed6ci5gb2i
@user-ed6ci5gb2i 3 жыл бұрын
ዋዜማ ዋዜማ ዋዜማ ዝረባ የለን ጃምዓ ሬገን ዓርከይ
@teklehaile422
@teklehaile422 3 жыл бұрын
ኣምላክ ምሉእዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ጥዑም ድምጽካ ክሰምዕ ለዋህ ህዝቢ
@pawlo7733
@pawlo7733 3 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ። ኣራራት ብጣዕሚ ንፉዓት ጽቡቅ ስራሕ ። ኣሕዋት ነዛ ቻነል ነዕብያ አዛ ቻነል ብዙሓት ስነጥበበኛታት ክትሕግዝ ንርኣያ ኣለና ሞ ኩልና ሸር ንበለሎም ።
@girmaymogos1585
@girmaymogos1585 3 жыл бұрын
ኣብርሃም እንተ ክኢልካ ቴለ ጽሓፈልና ኢካ ፡፡ኣሕዋት በብዓቅምና ንሓግዝ ነዞም ተሪፎም ዘለዉ ኣርካናት ገድሊ """ና
@majormajor4628
@majormajor4628 3 жыл бұрын
ኣጆኻ ሰሊየ ዓለም ከምኡእዩ ኩሉ ምጹዋርዩ
@simonfitsume5450
@simonfitsume5450 3 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ዘዳለኹም ኣራራት ኢንተርቴንመንት ከመስግነኩም ይደሊ፡ ንገዲም ስነ-ጥበበኛ ሰለሙን (ባርያ) ኣጆኻ ብሉጽ ስርሓት ቀጺልና ክንጽበ ኢና፡ ኣቢ ሓወይ ከኣ ከምዚ ጌርካ ንዝጠፍኡ ስነ-ጥበበኛታት ከምዚ ጌርካ ሞራል ንክገብሩ ትገብር ዘለኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ፡Bravo Abi፡ ንሙዚቀኛታት ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ Specially ከኣ ሳክስፎን ሒዞም ዘለዉ that's So Amazing, "Please keep it Up"
@zinarmulugeta1969
@zinarmulugeta1969 3 жыл бұрын
edmen tenanan yhabkum ararat mengsti tetekimu zederbeyom bemlalkum bamlak rkebwo bal baba sele abzi derja manbabro kwedku zegerm eu
@milkutedross8280
@milkutedross8280 3 жыл бұрын
Nay bahki meglexi sinelkum deki erey amlak b kulu neger ybarkum baba seli kea ab megedka awet ymneyelka ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@selamzerai7498
@selamzerai7498 3 жыл бұрын
Ah beal ezom jeganu abotatna enda tewelwwlu ab betro kkmetu u zgbom neru ! Edmen tenan my bloved Hero .Ararat kea Amlak brrk yeblkum .😇😇😇😇
@girmaymogos1585
@girmaymogos1585 3 жыл бұрын
ደጊመ ደጋጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ሰለሙን የዉሃንስ (ባርያ) ካብ እንዳ ዜና ካኣ ኣብርሃም (ኑማ) ተስፋልደት መብራህቱ (ቶፖ ) ዮናስ ኣብርሃም ሓይሎም በረቀ ኣርሴማ ኣስመሮም ጴጥሮስ መንግስ ኤርምያስ ኪዳነ ኩሎም ብሓፈሻ ሚ/ዜና ተ
@selmmgdey4646
@selmmgdey4646 3 жыл бұрын
ባባ ሰለሞን አምላኽ ሞልኦ ምሕረት ይህቦም 💋💋💋
@erey2564
@erey2564 3 жыл бұрын
Goyta ybarkum ararat entertainment and kulom abti medb ztesatefu edmen tienan yehabkum amlak🙏
@debesaymengisteab132
@debesaymengisteab132 3 жыл бұрын
Really very heart broken! He deserves even more
@zenithalem5503
@zenithalem5503 3 жыл бұрын
Naybhaki
@zenithalem5503
@zenithalem5503 3 жыл бұрын
Nefarit keman tgbeom
@semharwoldu8157
@semharwoldu8157 3 жыл бұрын
ዋዋዋ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ኣብርሃም እሰይ እግዛብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤
@yohaneshaile4050
@yohaneshaile4050 3 жыл бұрын
ኣብረሃም ኑማ ዘይኮነ ኣብረሃም ማልዲኒ ዝፈልጥ ኣሎኹ ይበል
@samerajamel3694
@samerajamel3694 3 жыл бұрын
እውውይይ ብጣ ጥሚ ጹቡቅ ጊርኩም ሓጻቢ ት ብማሃብኩም ማራ ደስ ኢሉኒ ቀጽልው
@melakegeratjobyehawtadhano5323
@melakegeratjobyehawtadhano5323 3 жыл бұрын
woooww bitam des zybal medbatukum solomn ka sxnhat yehabka ararat entertmen amena zeftwa chnal yaa kexlyo
@henokzerea7002
@henokzerea7002 3 жыл бұрын
ትሕዝተኩም ይሰስን ደቂ ሓላል መሬት ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም
@user-hs2fl1mz9q
@user-hs2fl1mz9q 3 жыл бұрын
ብቀዳምነት ንሰለሙን ባርያ ከይተሓለለ ነዚ ኩሉ ታሪኽ ዝኮነ ስነ ጥበባዊ ዝኮነ ክይ ድአከመ ዝሰርሓሉ ዘሎ ብልቢ ነመስግኖ❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብካላኣይ ከኣ ኣራራት እዚ ኩሉ ተቅርብዎ ዘለኩም ንዝደከሙ ስነትበባውያን ተተበርክትዋን ተባራባርዋን ዘለኩም ኣብ ወለደታት ተሳጋግርዎ ዘለኩም ሓልዮትኩምን ምድግጋፍኩምን ኣብነታውያን ሙካንኩም ትምስገኑ ሰባት ኢኩም ቀጽልዎ ብዙሕ ክንመሃር ኢና ሕጂ ውን ካባኩም ተስፋውን ሃብዎም ባህሪ ኤርትራዊ ከኣ ምትህግጋዝ ኢዩሞ ብልቢ ኢና ነምስግነኩም
@samuelgebredngl3834
@samuelgebredngl3834 3 жыл бұрын
Ararat ent. Tigebrwo zelekum Abi Abi sirah azina nemesgin. Tinsae music adina ekum bihaqi. Kbur Abonan ayanan Solomn (Barya) Amlak edmen tienan yihabka. N GAZEMA Band Kia azina azina nemesgin, b flay Sacsphone hizom zemseyu 2 bluxat menieseyat b fluy adnaqotey yigelix. 👏👏👏👏
@habumnbarfetenaeyu7879
@habumnbarfetenaeyu7879 3 жыл бұрын
Abrham bhaqi tbelo engera aleka bhaqi amlak wetru abgenka ykun ❤🙏🙏🙏👈
@samiahemeda1928
@samiahemeda1928 3 жыл бұрын
Lieli zekone Gazietena nieshtey hawena luul mesgana yebxahka belebi eye zed qeka hases elka neti nefetwo kubur hawena Solomon bemqrabka yeqenyelna😘😘🙏🇪🇷🌹🙏🙏🙏🐪
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 3 жыл бұрын
Ararat Entertainment ብልቢ የመስግነኩም ኣብ ስራኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ኣምላክ።
@joshmike8883
@joshmike8883 3 жыл бұрын
Ararat i dont have enough words you guys are doing the best job ever ezia hager kab neztgdele ne zewdele eya bhaki
@kahsaytekiegebremedhin7230
@kahsaytekiegebremedhin7230 3 жыл бұрын
እዛ ተካል ሃገር ፥ዝገበረላ ዘይኮነስ ዘውደልድለላ ዝነብረላ ፥ የቀንየልና Ararat ኣብ ዝቅጽል ከምቲ ዝሓለፈ ከም ብኣል ዳኒ ጆፋዕ ፥ ሰሌ ባርያ ፡ከምኦም ብሉጻት ዝነበሩሞ ዝረስኣናዬምን አምጻልና 🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍
@fkrihusum1603
@fkrihusum1603 3 жыл бұрын
Ata kmy ekum wedey beka mglxi zeyblkum buzuhat intertainment reina emo aykmzian love u deki ereyyyy
@weyniissak6200
@weyniissak6200 3 жыл бұрын
Feqar abo edmen tinan yhabka fetari❤💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Rhus qinyat bal naxnet ygberlna
@merhawiberhe4462
@merhawiberhe4462 3 жыл бұрын
Waww great job munaye legend derafay kexelo aberham wedi
@munaaman4152
@munaaman4152 3 жыл бұрын
እንካዕ ብዳሐን መጻኹም አራራትኢተርተመር። ደስዘብል መደብ። ሞዚቖኛታት ብጣዕሚ ንፉዓት ንልቢ ዝትንክፍ ህርመት ፡ጽቡቕ ተወሃሂዶም። ሰሌ ሓውና ድማ አጆኻ በርትዕ ፡ ሂወት አብ ሐደ አይትቖውምን፡ያ።
@zenithalem5503
@zenithalem5503 3 жыл бұрын
Ahhh jeganu eritrea ab kemzi wedikom, Nefarit kwnnu zgbeom
@mehretnorodin4602
@mehretnorodin4602 3 жыл бұрын
I fall in love with my country . I can't wait to waching this flim.
天使救了路飞!#天使#小丑#路飞#家庭
00:35
家庭搞笑日记
Рет қаралды 85 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,1 МЛН