ኩላሊትኩም ኣብ ሓደጋ ምህላወን ዘርእዩ 10 ቀንዲ ምልክታት

  Рет қаралды 101,197

PANORAMA TV

PANORAMA TV

4 ай бұрын

#viral #ፓኖራማቲቪ #trending #health

Пікірлер: 179
@efremadhanom5642
@efremadhanom5642 4 ай бұрын
ሓወይ ናተይ ክትሕግዘኒ ምደለኩ ብዛዕባ psoriasis ዝበሃል ናይ ቆርበት ሕማም ኣመና በዚ ሕማም ተሰኒፈ ብዛቡ ገለ ኣፍልጦ እንተሊዩካ በጃካ ከይትሰግረኒ
@AbJwu-se6pf
@AbJwu-se6pf 3 ай бұрын
😊
@hanangebresilase3985
@hanangebresilase3985 3 ай бұрын
Thanks my brother ❤❤❤❤
@user-ts8ri7pc6u
@user-ts8ri7pc6u 4 ай бұрын
ሓወይ ማዓረይ ኣነ ኮላሊተይ ብጣዕሚ የሕመኒ ጎነይ ተሒዘዮ ብጣዕሚ እዩ ዘቃፅለኒ
@user-hd7er4nj5m
@user-hd7er4nj5m 3 ай бұрын
Mhret yewrd, nab tqaka zelo hkmna qeltifka kid
@love-qf1nw
@love-qf1nw 3 ай бұрын
Thank you Doctor btami tekami mehari tmhrti
@user-kk1fg9sf5u
@user-kk1fg9sf5u 4 ай бұрын
ኣነ ሓዳኣሽ እየ ግን ለቲ ይእጨንቀኒ ደማ ሽእንተይ ያኣቃፅለኒ ብእጣዕሚ ሓደ ሓደ ግዝየ ብጣዕሚ ይእናኣደድ ኣክእልን ንኣደት ግእን ሕክምና ብዙሕ ግዝይ ሕክምና ከደ ኣረአን ቡዙሐ ግዝየ ከደ ዋኣላ ሓቲ ለውጢ የለን እስኪ ንግሩኒ ካኣብ ትሕትና
@natsnetgebremariam1803
@natsnetgebremariam1803 4 ай бұрын
Thanks more 🙏
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 4 ай бұрын
Thank you👏💪 you are a best❤💪🙏
@user-gg1ce7vu6v
@user-gg1ce7vu6v 4 ай бұрын
Thanks hawey❤❤❤
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 4 ай бұрын
Thank you so much for your advise
@user-zm1pm2no7i
@user-zm1pm2no7i 3 ай бұрын
ኢደይ እና እግረይ ካብ ቁልዕነተይ ጀመሩ ብጣዕሚ እየ ዝርህፅ ትፈልጦ መፍትሒ ታሃልዩ ንገረኒ ከይትሓልፈኒ 🙏
@selamzaid8539
@selamzaid8539 4 ай бұрын
Thank you
@ahmedani6931
@ahmedani6931 4 ай бұрын
Thank you for sharing to us.
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 3 ай бұрын
ሓወይ ናተይ ፀጋማይ ኩሊተይ ሕቅይ ብጣዕም የቀንዙወኒ
@AmusedBoombox-go8hr
@AmusedBoombox-go8hr 4 ай бұрын
Thanks more bro❤❤❤
@user-ct4yk7ze6f
@user-ct4yk7ze6f 2 ай бұрын
የቀንየልና
@Jesusislove836
@Jesusislove836 3 ай бұрын
Thank you brother
@abdusiad8729
@abdusiad8729 4 ай бұрын
Thank yuo❤❤❤
@merhawighebretnsae4522
@merhawighebretnsae4522 3 ай бұрын
Thanks bro❤
@user-jp4ef8qo8p
@user-jp4ef8qo8p 4 ай бұрын
ኣነስ ኩሉ ግዜ ማይ ኣየቋርፅን ድቃስ ድማ የብዝሕ ታይ ኮይነ ኣለኩ ምግቢ ከዓ ብዝሕ ኣይበልዕን መልሰይ ክብር ሓወይ❤
@teamemossur7752
@teamemossur7752 3 ай бұрын
Wahidi iron kikewin yikil eu
@asgedomberih3649
@asgedomberih3649 3 ай бұрын
Mata eka maletu
@kgujjgd-cv2oc
@kgujjgd-cv2oc 3 ай бұрын
​@@asgedomberih3649 ya arku kemue zeybhal
@user-qh5is3zc7m
@user-qh5is3zc7m 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@siemgoytom8327
@siemgoytom8327 3 ай бұрын
tks bro❤
@FanielAwot
@FanielAwot 4 ай бұрын
@megdelawittesfay-zr7zp
@megdelawittesfay-zr7zp 3 ай бұрын
Thanks
@eseygebar6829
@eseygebar6829 3 ай бұрын
Thanks bro❤❤❤❤
@tihgistyfeldeisen784
@tihgistyfeldeisen784 3 ай бұрын
Thank you 🙏
@yemariamlij3770
@yemariamlij3770 4 ай бұрын
የቐንየልና ሓውና ብሓቂ ተማሂርናላ
@nfffdt931
@nfffdt931 4 ай бұрын
የቀንየና ዝሓወይ ቀፅለሉ❤❤❤
@felixweigel7730
@felixweigel7730 4 ай бұрын
👍👍👍
@kidanweld6835
@kidanweld6835 4 ай бұрын
❤ ተባረኽ ጽቡቕ ቀጽሎ
@edenghebremussie3964
@edenghebremussie3964 3 ай бұрын
Thanks ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 3 ай бұрын
Btaemi xbuk dessss behali kexlelu kbur haw❤❤❤❤❤
@ailh1939
@ailh1939 4 ай бұрын
❤❤❤
@genetsolomon4358
@genetsolomon4358 4 ай бұрын
🙏🙏🙏
@hdhhd7462
@hdhhd7462 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@terhasteklay9840
@terhasteklay9840 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Fs3C3
@Fs3C3 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እና nemesgn🙏🙏🙏🙏
@user-it4jz2et9h
@user-it4jz2et9h 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@birnihigotube9453
@birnihigotube9453 4 ай бұрын
❤❤
@Gualtigray-sb2dg
@Gualtigray-sb2dg 4 ай бұрын
የቐንየልና ዶክተረይ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 4 ай бұрын
ዶተረ የቀንየልና
@akberetsium
@akberetsium 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@user-iz6xn6rm7l
@user-iz6xn6rm7l 4 ай бұрын
❤🙏
@ShabayAbraham
@ShabayAbraham 28 күн бұрын
🥰🥰🥰
@najibh1660
@najibh1660 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤👍
@rjrujina7882
@rjrujina7882 4 ай бұрын
ሃይ ስላምዶ
@habssaby4061
@habssaby4061 4 ай бұрын
ጎቦዝ ❤❤❤❤
@awatashyihdegela5908
@awatashyihdegela5908 4 ай бұрын
👋 😊
@user-pv9st7et7q
@user-pv9st7et7q 3 ай бұрын
ጽብቅ ኩቡር ሃዋይ ናይ በሃቂ ትምህርቲ ሂብካና ክሃተካ ኩቡር ሃወይ ኣነ ማይ ብዙህ ኣይሰትን የ ማለት ስለ ዘይጸምእ ይርስዖ የ ማይ እንተ ሰትየ ከኣ ቀጥታ ብተደጋጋሚ ዩ ሽንቲ ዝመጸኒ ዳርጋ ማይ ክሰትን ፍሕኛይ ክትመልእን ሓንቲ ያ ካብ ምንታይ ይኮዉን
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
ብንኡሽተይ መጠን እንዳጀመርካ ልመዶ ካብኦ ክዓ ብሓደ ግዜ ኣይትስተዮ ሓደ ምዓጎ ክልተ ምዓጎ እንዳወሰድካ እንዳዕረፍካ ስተ ክትለምዶ ኢኻ ማይ ምስታይ ክዓ ግድን ክትለምዶ ኣለካ!
@furtunaalazar9365
@furtunaalazar9365 3 ай бұрын
ክቡር ሓውና ስለቲ ጠቓሚ ዝኮነ ሃበሬታኻ ኣዚና ነምስግን ቐጽሎ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 4 ай бұрын
ኣንስ ብኢድ ጸጋመይ ኣብጎነይ ይሕመኒ ብፍላይ ብዙሕ ደው ክብል ከለኹ ማለት እዩ። ሕክምና ኸይደ ኤክስትረይ ተርእየዮ ምንም የብልኽን ኢሎሙኒ። ግን ይሕመኒ
@user-eb7vs8md8k
@user-eb7vs8md8k 25 күн бұрын
ኣነውን እናፈራሕኩ😢😢
@user-ix9gt1kz1e
@user-ix9gt1kz1e 4 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 3 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ዶኪተረይ ታንከስ ❤❤❤ 10:53
@AbelKiros-km5bf
@AbelKiros-km5bf 3 ай бұрын
KUBUR hawey ane wishitey kulu nebsey kanza aleni dikas ewin aydikisn mara ychenkeni entay temakireni🙏🙏🙏😢😢😢
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
@abundance14 ብቴለግራም ርኸበኒ!
@senaitghebremedhin7773
@senaitghebremedhin7773 3 ай бұрын
❤🎉❤
@hiwethayle9651
@hiwethayle9651 12 күн бұрын
ኣነስ ኣስናነይ ክድቅስ ከለኩ ኣስናነይ የፈርሾ ጊን ሽታ ይምፅእ ኣልኣይ ነገር ከኣ ሕፅረት ምትፋስ ኣለኒ🥺
@MeQalh-Media
@MeQalh-Media 3 ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሰብ😊
@ahmedbd5233
@ahmedbd5233 3 ай бұрын
መብዛሕቱኡ ኣባይ ኡኒኦ እግረይ ብቻ ዘይሓብጥ ኣይይይ😢ስደት
@feruzaman9391
@feruzaman9391 4 ай бұрын
Yekenel edmen tiena yhabka
@nashibrhane8399
@nashibrhane8399 4 ай бұрын
በጣሚ ንዑፍ አ ሓኪም የቀንይልና
@user-np2yx9cl9x
@user-np2yx9cl9x 4 ай бұрын
ክቡር ሓው ስለ ምቅኽርኻን ትምህርትኻን የመስገን ብምቅጻል ኣነን ንንውሕ ዝበለ ዓመታት መንፋሕቲ ከብዲ ኣለኒ ብጸጋማይ ኣፍልበይ ውን ቃንዛ ዉስሊ ኣለኒ ።ኣብ ሕክምና ምርመራ ጌረ ገለ ጋስትራይት እታ ዝበርትዐት ከም ዘላትኒ ይነግሩኒ።ኣብ ገለ ከኣ ኣብ ጸላም ከብደይ ገለ ነጥቢ ከም ዘሎ ድሕሪ ነዊሕ ምርመራታት ዝኾነ ከቢድ ሕማም የብልካን ኢሎሙኒ እቲ ቀንዲ ግን ቡዙሕ ግዜ የንባሁቅ ጥራሕ ፈሲ ምጉሳዕ ብብዝሒ ክሳብ ከባቢየይ ዝዕዘቡኒ ይኸውን። ኣብ ዝተፈለየ ግዜ ከኣ ብዝተፈላለየ ኣካለይ ቃንዛ ይገብረለይ በጃኻ ተገዲስካ መልስለይ ንልዕሊ 5 ዓመት ብኸቢድ ይሳቀ ኣለኹ ንመልስኻ ክጽበ ኢየ ብልቢ የመስግን።
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ሰላም ተወሳኺ ሕቶ ክሓተካ ናይ ውጽኣት፣ሕማም ከብዲ፣ምስ ደም ዝተሓወሰ ፍታን ወይ ብተደጋጋሚ ምፍታን ካብዚኣቶም ዝኾነ ምልክት ኣለካ ዶ?
@user-np2yx9cl9x
@user-np2yx9cl9x 4 ай бұрын
@@PanoramaTV-PanoramaTV ኖ የብለይን ሳሕቲ ኣብ ሽንቲ ደገ ቃንዛ ይገብረለይ ብማህንቱሰይ ኣፍልበይ ስግድግድ ይብለኒ ንክጎስዕ ውን ይሽገር ኣመና
@love-qf1nw
@love-qf1nw 3 ай бұрын
Selam hawey wey haftey bmejemerta ykreta eza hto ndoctor eya tehatita ab mengo metawey Ane Doctor aykonkun gn nay kereba hawey bmenfahti kebdi bzuh ametat teshegiru zeybetsho hkmna yelen Ab mewedaeta gn Doctor ekul may nkseti habirwo. Hji gn ekul may endaseteye hiwetu ab nbur temelisa. Slezi ekul may mstay agedasi eyu 8 glass ab mealti ktseti aleka. Mstay enteabyuka wn tfetwo fruit nabti may enda anda antebka steyo Thank you
@user-go2wh7wh7s
@user-go2wh7wh7s 4 ай бұрын
👍👈
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f 4 ай бұрын
የቀንየልና ክብር ሓወይ🥰 ናብ ገዛካ ሓዳሽ እየ ። እና ቡዙሕ ከም ዝጥቀም ውን ተስፍ ኣለኒ😊 ክሓተካ ፍቃደኛ ተከይንካ በፍንጫይ እና ብኣፈይ ደም ይከደኒ ። ሕጂ እንታይ ክገብር ኣለኒ🥺😢
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
በዝሒ ኣለዎ ዶ? ብተደጋጋሚ ድዩ መዓዝ መዓዝ እዩ ብዝበለጸ ዝረአ ? ኣብ ዓኽታ፣ኣብ ሽንቲ ወይ ፍታን ናይ ደም ሕዋስ ኣሎ ድዩ?
@EvaWeldegebriel
@EvaWeldegebriel 9 күн бұрын
ጋል 2 ወርሒ ህጻን ኣላትን ስለዚ ኣብ ኩሊታ ማይ ዝመልአ ኣለዋ ተባሂለ ኣሰካፊዶ እመስለካ
@frtunahelen8649
@frtunahelen8649 4 ай бұрын
Yeqnyelna dokter
@rttr3992
@rttr3992 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@gdsf3612
@gdsf3612 3 ай бұрын
ደ/ር የቀንየልና ስለ አስተምህሮ ዝሃብካና እና ደ/ር ተገዲስካ ትምልሰለይ ዝደሊ ነገር አለኒ አና ኤንፌክሽን ኩላሊት አለኪ ተባሂለ ሓደዓመት ገረ ጉነይ ካብቲ ዝነበሮ ሐዚ ይሐይሽ ግን ሑቆይ ምስ ማዓንኾረይ ዝሓዘ ብጣዕሚ ቃንዛ ይስመዓኒ እና እንታይ ትመክረኒ 😢😢
@solianagebrehiwet2029
@solianagebrehiwet2029 4 ай бұрын
Selam ha wey bthbena habereta btaemi yemesgneka kabzen zteqeskayen mlktat ab nebsey zelewa si (1 ,2,3,4,8,9,10) alewa zeyelewa dma (5,6,7) slezi xbuq gere kree aleni malet eyu Tmali qoxera gere 2semun gere akalatey sha kab zgebreley
@sakeimahsakeim4662
@sakeimahsakeim4662 3 ай бұрын
ነብሰይ ንፁር የኮነይ ሕርኽራኽ ኣለን መዳሓንትባ ንገረን
@user-kz8eo6ih6p
@user-kz8eo6ih6p 4 ай бұрын
ሓወይ ናቴይ ካውዞሙ ድገለፅኸዮሙ ግማሾሡ ያጋጥሙን ይኦሙ ብተለይ ዶማ ድኻም ና ሕፅሬት እስትንፋስ ርእስ ዙረት ሰዉነት ምሕኻኽ ትሳቅየ እየ ግን ዶማ ድንሀኹዎ ስዴት ተኽእልኻ ሓግዘን 😢❤
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ሰላም ኣብ ሕክምና ኬድኪ ቸክ ክትገብሪ ትኽእሊ እንተኾይንኪ ኬድኪ ቸክ ግበሪ! ዘይትኽእሊ እንተኾይንኪ እቶም ኣብዚ ቪድዮ ዘለዉ መከላኸሊ መንገድታት ስዓብዮም! Thanks!
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 4 ай бұрын
ኣነ እዉን ኻማኪ እየ😢 ሰደት ሕሱም
@EvaWeldegebriel
@EvaWeldegebriel 9 күн бұрын
ሰላም ሰላም ክሓተካ ደልየ
@BereketHilena-ej5gs
@BereketHilena-ej5gs 3 ай бұрын
🙏🙏🙏✨🌟🌟🌟🌟🌟👍
@Milengebretnsaa
@Milengebretnsaa 3 ай бұрын
የቀንየልና bro
@sofiatzegai3834
@sofiatzegai3834 18 күн бұрын
Thank yuo so much brother
@user-yz6le7yu9e
@user-yz6le7yu9e 3 ай бұрын
ከመይ ኣለካ ጸጋ ጥዕናካ ሓወይ ናተይ ብጠዓም የቀነልና ቀጽሎ ኣብ ዘለካዮ ከይንካ ኪትሰደልና ዶ ትኪኢል መደሃንት
@amanuel5687
@amanuel5687 4 ай бұрын
ይቀኔልና ሐውና ዘቅረብካልና መሀሪ መደብ
@user-wz5ju9te6k
@user-wz5ju9te6k 4 ай бұрын
Selam haway kabje zblkayou 90%ysmani bshniti gan betami tshgrau
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ምርመራ ግበሪ!
@user-ts7wn1dr8l
@user-ts7wn1dr8l 4 ай бұрын
​@@PanoramaTV-PanoramaTV ane wn kezi nayzi hawna xegem aeni bbzhi akta yewxe hansab hansab ka dem MS akta yewxe bjeka tehababereni entay kgebr
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 4 ай бұрын
Kbur hawey ane 12345 zbelkayom mlkt aleni
@SalamSalam-zb7zm
@SalamSalam-zb7zm 3 ай бұрын
ኣነ ሕቆ ይ ይሕመኒ ሓ ደሓደ መዓ ል ቲ የሕክከኒ ሙቀ ት ኣ ለ ኒ ብ ተለይ ልበይ ሕ ክምና ከይ ከ ድ እ ዉን ኢ ጋማ የብለይ ናሓመምኩ ይ ሰርሕ ኣ ለኩ ዘ ለ ክዎ ዓ ዲ ሳዑ ዲ ዓረብ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
@abundance14 ብቴሌግራም በዚ ርኸብኒ!
@hananhanitey
@hananhanitey 4 ай бұрын
Anes kulu zeblkayo alni wahdi dem alki eilomni Gen welhanti kegbruley aykalun hje rebribe gedifyo 3 amet qeribe alku
@MuluAbreha
@MuluAbreha 3 ай бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓው እዚ ይምልከተኒ ስለዝኾነ ክጥቀመሉ እየ🙏
@abitberih85
@abitberih85 4 ай бұрын
Hawey agedasi tmhrit bmhlafka dess ybull eyu
@user-rd9kw1hf5m
@user-rd9kw1hf5m 4 ай бұрын
መብዛሕቲኡ ኣባይ ኣሎ 😢ብዘይ ሕበጥ እግሪ
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 4 ай бұрын
Kbur hawey ezi zbelkayom mlktat 12345 aleni etom zterefu gn yebleyn
@user-lc5by3xv9e
@user-lc5by3xv9e 4 ай бұрын
ባበይ ክረክበካ ዝሓወይ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
@abundance14 ብቴሌግራም!
@lewamgebremeskel7612
@lewamgebremeskel7612 4 ай бұрын
Where can we get your phone number
@EliasGebremichael-gp4mo
@EliasGebremichael-gp4mo 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጠቓሚ ባዮሎጂያዊ ኣገዳሲ ትምህርቲ ትህብ ስለዘለኻ ክብሪ ይሃብካ እናበልኩ ብትግርኛ ኩሊት ዶ ዋላስ ኩላሊት?
@YonasGebremichael
@YonasGebremichael 3 ай бұрын
Kulut nhanti kulalit Kea nklte
@user-ch1se9hy7z
@user-ch1se9hy7z 3 ай бұрын
Bun Creatinine Just chek it
@MesyeMenbere
@MesyeMenbere 3 ай бұрын
ዶጎትር ኣነ ሙቀት ኣለኒ ሸነተይ ብጣዕሚ ይቃፅለኒ ብቲ ጎነይ እካባቢ ይሕመኒ ብጣዕሚ ክሕምኒ ከሉ ቦሚት ይብልኒ ስለሰት ግዜ ሕክምና ኬዴ ሽንቲ እፌክሽን ኣለኪ ኢሎሙኒ ብጣዕሚ ሓይል እዩ ኔሩ ኢሎም ስልስተ መርፍእ ትኣዚዙኒ ውድአ ዳሓን እየ ግን ብድሕርተይ ዝኮነ ሕርክርክ ዝብለኒ ኣሎ ዶግተር ክልእ ክኣ ብ ኣብ ገጠር እየ ወለደ እና ኣብ ግዛ እዩ ግን ዝኮነ ዝወፅአ ስጋ ኣለኒ ምንም ኣይሕመንን ግን ሓደጋ ይህልዎ ዶ
@senaygebremeske6509
@senaygebremeske6509 3 ай бұрын
ብከመይ ክረክበካ ይክእል ብሮይ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
@abundance14 ብቴሌግራም
@eelnabieielnabi2772
@eelnabieielnabi2772 4 ай бұрын
Thanks hawey ሕቶ ኣለኖ ፍቃደና አንተ ኮንካ ማለት ኢዩ(. ማይ) ከይሰተና (3.) መዓልቲ አንገብር ሰባት ከ ካብ ምንታይ ኢዩ አቲ ጸገን viedo) plis ስርሓልና ከይትሰግረኒ በጃካ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ዘይትሰትየሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ? ሰለስተ መዓልቲ ማይ ዘይምስታይ'ኮ ከቢድ እዩ?
@eelnabieielnabi2772
@eelnabieielnabi2772 4 ай бұрын
አወ ብጣዕሚ ከቢድ ኣይጸምአን አንታይ ከምዝኮንኩ ይገርመኒ pliss ደኩተር መብርሂ .ቁሩብ ሃበኒ ❤❤
@djdudyxjf944
@djdudyxjf944 3 ай бұрын
ክቡር ሓወይ ተገዲስካ መልሰለይ ከንሰር ጡብ መልክት ነገረና ክትምልሰለይ ብተስፋ ይፅበ
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 4 ай бұрын
ስላም ሓወይ አነ ተመስገን ግን ሕቆይ ወይ ማእገረይ ደቂቲ ከም ፈፀጋ ዝመስል አለኒ ሕክምና ግን የከዱኩይ😢
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ናይ ምስፋሕፋሕን ምሕኻኽን ባህሪ ኣለዎ ዶ?
@wintakidane9453
@wintakidane9453 3 ай бұрын
Nay wen ken nay haftna fexega alni gen ayshyenen eyu fxega teray eyu zwexalni mes gedefni ka yxlem
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 3 ай бұрын
​@@PanoramaTV-PanoramaTVምሕካክ የቡሉን ግን ወቅቲ አለዎ ደቅቅቲ እዩ ሕክመና የከድኩይ ምክንያት አብ ዓረብ ሃገር እየ ዝለኩ ወረቀት የብለይን አብ ሓደጋ ዝወድቅ ተኮይኑ ግን ክከይድ እየ ኢጋማ ወረቀት ለሚነ ብማርያ መልስለይ መምህረይ😢
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 3 ай бұрын
​@@wintakidane9453ከሞ ናተይ
@NobelDebesay
@NobelDebesay 4 ай бұрын
ቅድሚ ወርሒ ይኸውን ረኽሲ ኩሊት ከም ዘለኒ ብሕክምና ተነጊሩኒ ነኡ፡ሕጂ ድማ ቀጨውጨው ኣብዚሐ ድኻም ድማ ይስምዓኒ !!plz ታይ ክገብር ኣለኒ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ብሓኪም ዝወሃበካ መድሓኒ ብትኽክል ውሰድ! ካብኡ እቶም ኣብዚ ቪድዮ ዝተገለጹ ናይ ጥንቃቐ መንገድታት ኣተግብሮም!
@NobelDebesay
@NobelDebesay 4 ай бұрын
@@PanoramaTV-PanoramaTV የመስግነካ
@user-ym4sq9pq1w
@user-ym4sq9pq1w 3 ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓውና እስኪ ናይ ገፅ ፀሊም ፀሊም ብምንታይ ምክንያት ከም ዝመፁን ንገረና ብከመይ ከ ክነጥፍኦ ንክእል ታይ ኢና ክንጥቀም ዘለና በጀካ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
ከመይ ዓይነይ እዩ ብቴለግራም ፎቶ ኣልዒልኪ ስደድለይ @abundance14
@MelatHaftey
@MelatHaftey 4 ай бұрын
Senti kasire entshen dehare gn btaemi ykorseni nmntay eyu
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
የቃጽለኪ ድዩ ታይ ብደንቢ እስኪ ንገርኒ!
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 4 ай бұрын
​@@PanoramaTV-PanoramaTV😢😢😢 ኣነለ ናይ ኩላልት ሕማም ኣላትን ሕክምና ብጣዕም ከም ስቆሰለና ኣብታ ሕሙሙት ጎነይ ካዓ ከም ሓሰኻ ነገር ኣሎ እሎሙን 😢 ግን ሐዝ ብሓንት ጎነይ ጥራይ እየ ዝድቅስ መዳሕናት እወን ለውጥ ምንም የቡሉን ተመላላስ ሕክምና ደማይ እት ዓድ ኣይምችውን 😢
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 4 ай бұрын
ኩሊት እዩ ትግርኛ ኩላሊት ኣይበሃልን
@TopboySam
@TopboySam 4 ай бұрын
2 kolalit
@user-zr4hx5iq3o
@user-zr4hx5iq3o 4 ай бұрын
😂
@user-dx8hb9uj2d
@user-dx8hb9uj2d 4 ай бұрын
ነዊሕ ስዓታት ኩሶ እንተ ተጻዊተ ደም ዝምስል ኢየ ዝሸይን ?
@AbielTesfu-om9yo
@AbielTesfu-om9yo 4 ай бұрын
ሰላም ሓወይ ሽንተይ ደም ዩ ሓክምና ክኣ ጸጸር ያ ኢሎምኒ ግን ዝኮነ ፈውሲ ኣይሃቡንን ማይ ጥራይ ሰተ ኢሎምኒ ከምዚ ዘለዎ ተቀጺሉ ክኣ ዝኮነ ይምጻለይ ዶ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
ማይ ብስርዓት ምስታይ ምስታይ ምስጀመርካ ለውጢ ኣለዎ ዶ?
@user-yj4tb7tv3q
@user-yj4tb7tv3q 4 ай бұрын
Please speak Amarhic
@AaAa-jc8or
@AaAa-jc8or 3 ай бұрын
ዶክቶረይ ክሓተካ መልሰለይ ኣነስ ጭንጭራይ ማለተይ ትሕቲ ሕንብርተይ ብጣዓሚ ቁርፀት ቦሚትእዉን የብለኒ እና መልሰይ ❤🎉🎉🎉
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
ጓል ወይስ ወዲ ብ ቴሌግራም @abundance14 ርኸብኒ/በኒ!
@AaAa-jc8or
@AaAa-jc8or 3 ай бұрын
​@@PanoramaTV-PanoramaTVጋል እየ
@nurahayatihayati8390
@nurahayatihayati8390 4 ай бұрын
ሰላም ሓወይ ደረቅን ዘሐክክን ቆርቀት እንታይ እዩ ሐፍትሒኡ 😢በጃካ ንገረኒ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 4 ай бұрын
@Abundance14 ብቴሌግራም በዚ ጽሓፍለይ!
@nurahayatihayati8390
@nurahayatihayati8390 4 ай бұрын
ናይ ፊስቡክ ስምካ ንገረኒ ቴሌግራም የብለይን
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 3 ай бұрын
ኩብር ዶክቶር የቀንየልና ግን ስልክካ ናይ ተሌግራምካ ስደደለይ ደልየካ እየ
@PanoramaTV-PanoramaTV
@PanoramaTV-PanoramaTV 3 ай бұрын
@abundance14 ቴሌግራም!
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 34 МЛН
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
ብዛዕባ ሐዳር ዘይምፍላጥ ሳዕቤናቱን
7:11
Robel Wisdom
Рет қаралды 113 М.