ዝኽሪ ምውላዕ ሽምዓ ብርጌድ ንሓመዱን ተቓላስቲን ኣብ ሆላንድ ከተማ ኡትረኽት ን ተቓላሳይ ይብራህ ቀሺ ኣፈወርቂ(ወዲ ወርቁ) | Yikealo Tv

  Рет қаралды 22,732

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Ай бұрын

Пікірлер: 204
@goitomdesta6238
@goitomdesta6238 Ай бұрын
መግስተ ሰማይ የዎርስካ ይብራህ ጅግና ጽንዓት ንስድራቤትን መቃልስትን
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q Ай бұрын
ኑኡስ ሓወይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭💔💔💔💔ብርጌደይ የዕወት💙💙💙
@user-wr8qx8cn7y
@user-wr8qx8cn7y Ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 tigrway tiwet tekebirdo? komal ageme tigrway atfikas Seb tirbishu izi hixeyu merca alo kid flower aweridelu esral ginbar tesewiu mesleni ab adi mitaw yelen aba dea hamed adam keylebese adi geana komal 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Ай бұрын
ምስ ቅዱሳን የንብርካ ወድነይ እፍፍ😭😭
@berekethaile6493
@berekethaile6493 Ай бұрын
ኣጆና ንጽናዕ ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ጅግና
@sleepless1.0
@sleepless1.0 Ай бұрын
ዘይፍታሕ ዕጥቂ ኣእምሮና፡ጥበብ ቃልስና ግሉጽ ሓሳብና ሓቀኛ መትከልና ፡ሞት ኣይሕዞን እዪ ! *"ደቀንስትዮና ኣኽሊል ዓወትና"!!* *"ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቅድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ"!!*
@ksanettekle1805
@ksanettekle1805 Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ሓወይ
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d Ай бұрын
መንግስተ ሰማይት የዋርሲካ ፈጣሪ ኣብገነት የንብሮካ😢😢😢
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 Ай бұрын
ዓሕ ይብራህ ሓወይ ዘይ ድገም ኮኾብ እባ ጥፉኡ ሞት ናትካ ክቅበሎ ኣይካኣኩን ጅግና ሓወይ ጎዩ ዘይ ጽገበ 😢😢😢😢😢😢
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q Ай бұрын
ኑኡስ ሓወይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭💔💔💔💔
@meuzhailu8621
@meuzhailu8621 Ай бұрын
ኣምላክ ኣብ መንግስቱ ይቀበልካ 😭😭😭😭😭
@Meri.2146
@Meri.2146 Ай бұрын
ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Ай бұрын
ኣምላኽ ብየማኑ ይቀበልኻ ንኡስ ሓወይ መዓረይ 😭😭😭 ፅንዓት ይሃብኹም ንመላእ ቤተሰብ ኣጆኹም እንበር የኾነይ ንስኻቱም ዝትፈልጥዎስ ኣነስ ልመጀመርታ ግዜ ኸዚ እየ ዝርኦ ዘለኹ ግን ብጣዕሚ እዩ ኣሕዙኑኒ እቲ ግርሙ ምርዛኑ እንብር ደመይ ሓወይ ናተይ እግዚአብሔር ኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብርኻ😭🙏😭
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Ай бұрын
ባሓቂ ኣቦታትና ኣኹሪዕኩምና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኑስ ጅግና ወድይ 😢😢😢😢
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Uaye. Gud. Ahwaue. ✝️😢🙏😢😢
@embaynesh8553
@embaynesh8553 Ай бұрын
ኣይ ኣነ ሓወይ😢😢😢
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s Ай бұрын
ኣነስ ማርያምን ውሽጠይ ጎዲእኒ ከምታ ምሳካ ዝዓበየ ንኡሰይ ምስ ቅዱሳን የንብርካ ፅንዓት ይሃብኩም ንደለይቲ ፍትሒ ንኩሉ ቤተ ስብ 😢😢
@Gal_tgray
@Gal_tgray Ай бұрын
ኹሉ ይመውት እዩ ከም ናትኻ ዘሕሚም ግን-- 💔😭ምስ ቅዱሳን የንብርኻ ንኡሰይ ወትሮ ኽምስማሶ አፀልምቶሞ እቲ ስሓቅ ዝመልኦ ገዛኩም እዞም ጨካናት 💔😭 ይትረፍዶ ብቀረባ ዝፈልጡኻን መሓዙትካን ንብርሑቅ ንፈልጠካ ኳ ልቢና ተጎዲኡ ደላይ ሰላምን ፍትሒን ነይርካ እቲ ኹሉ ሰናይ ስራሕካ ድሕሪ ሞትካ ርኢየዮ ኡፍፍ💔🥺 ዘመነ ቃኤል ኣቤቱ ምሕረትካ አውርደልና ጎይታ 🤲 ንደቂኻን በዓልቲ ቤትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንመላእ ቤተሰብን መሓዙትን መቃልስቱን ፅንዓት ይሃብኹም እግዚአብሔር ሰላሙ ይሃበና ንኹሉ ደላይ ሰላም ዝኾነ ወዲ ሰብ !!!
@yordag9538
@yordag9538 Ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ክሳብ መዓስ። ኢና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን💔💔💔💔
@user-ig9ht2dz1x
@user-ig9ht2dz1x Ай бұрын
😢😢😢ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ሽደነይ
@senaytdaniel7664
@senaytdaniel7664 Ай бұрын
I can’t stop 😭😭😭😭😭
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Ай бұрын
ሓፍተይ መዓረይ😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃብኺ ሓፍተይ ናተይ እመ ኣምላኽ ኣካእሎ ይሃብኺ😭😭😭😭 ኣይ የሕዝን ኣጆኺኒ
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
እፍፍፍፍ ጎይታዋይ ጀግና ሓወይ ኩሉ ይሞት እሞ ናኣይስ ንበይኑ እዩ ዕሸለይ ካም መሳይ ዝዓበካ ሚመሊሱ ረብሽኒ ምስልካ እፍፍፍፍፍፍፍ ዕሸለይ ብሰላም ዕረፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ፅንዓት ያሃብኩም ንመላእ ቤተሰብን ፈትውትን ኣክእሎ ያሃብኩም ካብ ሓፍትኩም ትግራወይቲ 😭😭ኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ትግራዋይ እኪ ጎይታዋይ😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Ай бұрын
ብሓቂ ናዚ ምት ይፈለ እዩ መሰካ ዘዓበየ የመሰለ ወደነካ እንበረ ዘይንፈለጥ አይንመሰሉ አብ ዓይንና መፍለይ አበይና ብሓቂ ኹሊ ግዘ አብ ልበና እዩ😢😢😢
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
@@user-bx2zl8hu8u ክብረተይ ናይዙ ክብር ሓወይ ኩሉ ሰብ ይሞት እዩ እሞ ናዓይ ዝሰመዐኒ ዘለ ንበይኑ እዩ ካም ወድነካ መሚሊሱ ይርበሸካ ብክየ እካ ዘይንፍሰለይ ናዓና ክንድዙይ ዘግህየናስ ንቶም ምስኦ ዛዓበዮ ፍትውትን ክብራት ቤተሰብን ኣዕርክቶን ኣክእሎ ያሃቦም ነቦና እዮብ ዘደበሰ ይደብሶም እግዚአብሔር ኣምላክ ናኣናለ ይክእለና ኣሕዋተይ ናይብራህ ሓውና ሞትስ ንበይኑ እዩዋ ኣሕሕሕሕ😭😭😭ንሕና ተጋሩለ ካምቱ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋቱ ኮይኑ ኣጀኩም ዝብለና ነበረ ንዘም ኣሕዋትና ኣጀኩም ንበሎም ዘም ኣሕዋተይ ብዝካኣልናዮ ኣብ ፆሎትና ንዘክሩ ካላይ ንትግራይ እዩ ገዲልዋ ዝክብር ጀግና ሓውና ወዲ ወርቁ ኣብኡ ኣይፀግሞ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የብሮ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@adgnategeleba8382
@adgnategeleba8382 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙
@user-wr8qx8cn7y
@user-wr8qx8cn7y Ай бұрын
Tekebirdo 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 komal ageme gena aytweden misakum Tigray tiwet ab adgana kibret zeyblunu adeka tidefae 😂
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 Ай бұрын
@@user-wr8qx8cn7y💙💙💙💙🌿🌿💛❤️💛❤️
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Ай бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔😭😭😭💔💔💔💔💔 ኣምላክ ብየማኑ የንብርካ ዝሓወይ 😭💔😭💔😭💔😭
@azmeraasgedom1205
@azmeraasgedom1205 Ай бұрын
እግዚአብሄር መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ልበይ ተሰይሩ ብሩኸይ ዓወት ናይ ግድን እዩ ህግደፍ መንደፍ ድሕሪ ቅሩብ ኣብ ኤርትራ የራኽበና❤❤❤❤❤❤❤
@MerhawitFsaha
@MerhawitFsaha Ай бұрын
እፍፍፍ😭😭😭💔
@user-em4kg7nm9j
@user-em4kg7nm9j Ай бұрын
Thanks bro xubuk sened
@terhasberhane71
@terhasberhane71 Ай бұрын
ይካአሎ ሐወይ ተስፋ ትቆርፅ እሞ ከምዚይ ክትርኢ ከለካ ተስፋ ትገብር ይብራሕ ተተሰወኤ ናአናግን መንዩ በለፀኛ ክንፈልጥ ጌሩና ንኡኡ አብገነት ይቀበሎ ኩልካ ሸጥ መዕጣ ክወግሕ እዩ
@edenhaile5170
@edenhaile5170 Ай бұрын
Hawey 😢😢😢😭😭😭😭
@elzabethgurmu2764
@elzabethgurmu2764 Ай бұрын
Menghstasemay yewarso.Amen! 💙💙💙
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Ай бұрын
ባሓቂ ሓዘኑ ክኸብድ 😭😭😭😭😭😭😭😭 ግን ከምሎሚ ኣቦታትና ኣቐሽትና ከምሎሚ ኣየኹርዑናን መዘናይ ብሰላም ዕረፍ
@testes5373
@testes5373 Ай бұрын
Thanks ykalo ❤xbuk medeb Nay baki!!!
@welesharegay6326
@welesharegay6326 Ай бұрын
igzabher misakum ykun tznat yhbkum 🙏🙏
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 Ай бұрын
Amlak byemanu ykebelo ⛪️🩵🌿🩵🌿
@pj6930
@pj6930 Ай бұрын
አጆኹም😢
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Ай бұрын
ኡፍፍፍፍ 😭😭😭😭
@Znab11
@Znab11 Ай бұрын
Ufffff 💔💔💔💔😭😭😭
@minetteame
@minetteame Ай бұрын
@KuwaitKuwait-dx4mb
@KuwaitKuwait-dx4mb Ай бұрын
❤❤❤❤❤
Ай бұрын
#ብርጌድንሓመዱ 💙🌿🖤🫡🫡
@letishabrham7793
@letishabrham7793 Ай бұрын
❤💙💙💙💙💙🙏🕊
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Ай бұрын
May God rest his soul 🙏 💔 🙏💔
@AnnoyedBamboo-ui5fz
@AnnoyedBamboo-ui5fz Ай бұрын
ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርኪ
@lidyakifle9161
@lidyakifle9161 Ай бұрын
💔💔💔😭😭uffff
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@simretkesete9505
@simretkesete9505 Ай бұрын
Mengste semay yewrska hawey meary lebna eqo teseru 😭😭😭😭💔💔💔💔
@senaitsenu4559
@senaitsenu4559 Ай бұрын
Uffffff Nuesey 💔💔💔😭😪
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 Ай бұрын
I can t stop 😭😭😭😭
@MeryHagos-su3kz
@MeryHagos-su3kz Ай бұрын
እፍፍፍፍ 😭😭😭
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 Ай бұрын
Good job
@dejendaynom281
@dejendaynom281 Ай бұрын
ኣብ ሰማይ ይጥዓምካ ኑኡሰይ ንስድራኻን ንመቃልስትኻን ንኩሎም መቅርብካን ኣምላክ የጽናዓዮም
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 Ай бұрын
💙💙💙
@nigistigoitom9093
@nigistigoitom9093 Ай бұрын
Good job Holland ! Very touching Pomes 😭😭😭😭
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 Ай бұрын
Wedey marey amlak abe mengste semay yewarska bejaka setehe yebelu Wedey marey 😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@user-qg9nv8zs5k
@user-qg9nv8zs5k Ай бұрын
💙💙💙💙
@RezanHaile
@RezanHaile Ай бұрын
Hawey marey lbi seb teseru mengste semay ywarska
@fanielyowhans5939
@fanielyowhans5939 Ай бұрын
እግዚኣቢሄር አዩ ሕያዋይ ጋሳ ዝገብርዎ ኣፈልቱን ኢዮም አሞ ኣቦይ ሕደገሎም ኢሉ ንዝሰቅልዎ ናይ ምሕረት ቃል ዝሓበ ካበይ ደኣ ተማሂርክሞ ካህናት በሓልቲ ኣየድሉዩናን ኢዮም ትብሉ ጉስነትኩም ደኣ እንታይ ኢዩ ናብ ምሕንሓን ትኣትዉ ክንዲ እግዚኦ ንበል ንመሓለል ድዩ ኣቤት ሰብ ካባ ይሕዝን ።
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 Ай бұрын
ይብራህ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ : ብሓቂ ኮኾብካ ከቢድዮ ንኹልና ብሓደ ልቢ የሕሪኑናን ምስዞም አራዊትውን ደጊም በቲኽናን ንሕዞውን አደልዲልና ከምንሕዞን ዕላማኻ ክሳብ ዓወት ተጠናኒግና ክንግጽል ኢና ነቶም ስዒምካ ዘይጸገብካዮም ደቅኻን ክብርቲ ብ/ቤትካን በብዘለናዮ ዝግባእ ክንገብርን ሓላፍነትና ክናዋጻእን ኢና : እዞም አቦይ ቐሺ ዝበልዎ ብሓቂ ኩልና ክነስመረላ ይግብአና ምስዚኦም ብዝኾነ ንራኸቦ ሓጐስ ኮነ ሓዘን የለን : ደጊም አኸለ ብፎቖዶ ማስ ሚድያ ክባጮ ዝቐነየ ክንሪኦን ክንስንዶን ዝቐነናዮ ደጊም ምስዚኦም ንሓዋሩ ወዲእናለና አኸለ !!😂😂 ነጽር ስፋሕ
@romatewelde1620
@romatewelde1620 Ай бұрын
RIP 💔 😭
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 Ай бұрын
😢❤
@senaytbeyenekahsay6458
@senaytbeyenekahsay6458 Ай бұрын
Amlak. byemanu ykebelo
@user-jx5wp1fh9f
@user-jx5wp1fh9f Ай бұрын
😢😢😢
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w Ай бұрын
💙💙💙💙🙏🏽
@user-um7wb4wv9c
@user-um7wb4wv9c Ай бұрын
ms kdusan yenbrka goytaway 🙏💔💔💔deleyti fthi ahwatna ajekum harnu
@MeazaCzestochowa-uc9jm
@MeazaCzestochowa-uc9jm Ай бұрын
O mary most pure conceive without sin pray for us who have recourse to thee maranatha amen .
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Ай бұрын
ንጽናዕ
@abtihabtemariam8179
@abtihabtemariam8179 Ай бұрын
Way ane haway 💔😭😭😭💔💔😭😭😭
@user-hk5zn3bw7o
@user-hk5zn3bw7o Ай бұрын
Bselam eref hayetey 😢😢😢😢
@yorda12ify
@yorda12ify Ай бұрын
Hawey marey😢😢😢
@cyber3708
@cyber3708 Ай бұрын
😢
@Hiwet-fe1if
@Hiwet-fe1if Ай бұрын
ይኪ ሓወይ ጉድ ገርኩሙና ጽቡቕ ኣይገበርኩምን ሕጽረት ሓበሬታ ነሩ ምመጻና ነርና ጉድ ገርኩምና ዓሕ መጺና መፋነናዮምቀበጽና ነርና ዓሕ😢😢😢😢 ወዲ ወርቁ ተባዕ ተቃላሳይ ቃልስኻ ኣብመፈጸምታ ክንብጽሖ እና ኩሉ ግዜ ድማ ኣብልቢ ህዝቢ ኣለኻ
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 Ай бұрын
😭😭 💔
@senaitsolomon449
@senaitsolomon449 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙🙏
@Yes-yn9tt
@Yes-yn9tt Ай бұрын
😭😭😭😭😭💔💔💔
@user-mg5gp4cp4n
@user-mg5gp4cp4n Ай бұрын
😢😢😢😢😢
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp Ай бұрын
😭😭💔💔💔
@kubromftwi4414
@kubromftwi4414 Ай бұрын
Nieus hawey bselam eref.mengste semay yewarska nsdra biet kulu tsinat yhabkum.
@romatewelde1620
@romatewelde1620 Ай бұрын
🙏🙏🙏💔💔💔💔💔😭😭😭😭
@fthawityemane2167
@fthawityemane2167 Ай бұрын
Mengst semay yewarska ybrah hawey
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh Ай бұрын
😭😭😭😭😭
@tirhaseyob7919
@tirhaseyob7919 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@astertewolde8883
@astertewolde8883 Ай бұрын
💔💔💔💔💔
@SkAster-zr7uw
@SkAster-zr7uw Ай бұрын
😭😭😭😭
@AdhanomMisgna-ng3fh
@AdhanomMisgna-ng3fh Ай бұрын
Ahhh bel zelealemawi irefti yhabka
@lemlemkflay920
@lemlemkflay920 Ай бұрын
😭😭😭
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
😭😭😭😭🥺
@lilyc7858
@lilyc7858 Ай бұрын
💔💔💔💔😭😭😭😭
@semusailortl7946
@semusailortl7946 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@merimeri762
@merimeri762 Ай бұрын
😢😢😢😢
@ErmiasGhebremichael
@ErmiasGhebremichael Ай бұрын
💙💙💙💙😭😭😭
@tsegaabrham2087
@tsegaabrham2087 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@tesafymeryfishaye9100
@tesafymeryfishaye9100 Ай бұрын
😭
@salitekle4013
@salitekle4013 Ай бұрын
Nkid tray ajona kisab meas kinkitel 😢😢😢😢 ybrah hawna kea mengste semay yewarso🤪💔💔💔💔💔💔❣️❣️
@merhawitandehaymanot797
@merhawitandehaymanot797 Ай бұрын
💔💔💔💔
@hmkl2789
@hmkl2789 Ай бұрын
🖤🖤😭😭
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 Ай бұрын
Mengste amla yewarso🎉🎉🎉🎉
@user-tv3iy6gw1u
@user-tv3iy6gw1u Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@romatewelde1620
@romatewelde1620 Ай бұрын
💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 20 МЛН
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 4,9 МЛН
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 246 М.
няня привела в дом чужого
0:59
RusRoflTime
Рет қаралды 2,9 МЛН
agak Laen ni🤣
0:43
Brewok Ndeso
Рет қаралды 17 МЛН
Кто понял тот понял
0:24
Katya Klon
Рет қаралды 889 М.