💁‍♀️ለይተፀበኽዎ ስጦታ ኻብ ለይተፀበኽዎ ሰብ🙏 ናሎመዓንቲ ኣቁሑ ይፍለዩ እዮም

  Рет қаралды 26,700

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

2 ай бұрын

#smile #tigray #ethiopia #video #tigrignamusic #habesha #music #ትግራይ #youtuber

Пікірлер: 488
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 2 ай бұрын
ስራሕ ክጅምር ይሓስ ኣለኹ ክሰርሖ ዝደሊ ምሳኹም ዘራኽበኒ ስራሕ እዩ እሞ ኣነ ዝሓስቦ ኸም ለሎ ኾይኑ ምሳይ ታይ ዓይነት ስራሕ ይኸድ ትብሉ ታይ ተሰራሕኹ ይምረፅ? መልሲ ኣብ comment🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ፀጉሪ ቤት ሰላምዬ ቤተሰብ እውን ሳብስክራብ በሉለይ ☘️☘️☘️
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ናይ ሓበሺ ክዳን ዶ ይኮን
@Askalgremay
@Askalgremay 2 ай бұрын
ቡትክ ጥልፊ ሽፎን ኽፈቲ ናብ ዝተፋላለየ ሃገራት ለ ብኦንላይ ትሸጢ ትኽእሊ እኺ
@user-wz8xz7kn5n
@user-wz8xz7kn5n 2 ай бұрын
ዘና ዝበለ ዳኮፉ ወይ ዳጥልፊ ኩሉ የጥዕመልኪ ሰሉየይ ምሰብ ዘለኪ ኣቀራርባ ገወዝ ኢኪ ብዝበለፀ ንዓኪ ደስ ዝብለኪ
@Samri16
@Samri16 2 ай бұрын
ክዳን ሓበሻ ወይ ከዓ ዳጣዉላ ዓራት ኣርሞድየ ወዘተ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ነዛ ከመንተይ ተንብቡ ዘለኹም አብ ሂወትኩም ሰላም ዘይዉዳኣ ሓጎስ ይመነየልኩም ካብዚ ሕማም ድማ አምላክ ይሓልኸም ሳብስክራብ ካእ ሩገፅለይ❤❤❤❤❤❤❤ አሜን በሉ☘️☘️☘️
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 2 ай бұрын
_አሜን አሜን አሜን💞_
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 2 ай бұрын
ኣሜን (3)✝️❤️❤️❤️
@MuluMulu-vb3qt
@MuluMulu-vb3qt 2 ай бұрын
Amenn🙏 🙏 ❤❤❤❤
@nkulugizealewo9803
@nkulugizealewo9803 2 ай бұрын
ኣሜን
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt 2 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ ጌልኪ ኣለኩ ንስኪለ ግበርለይ❤
@user-gz3mx7ew7y
@user-gz3mx7ew7y 2 ай бұрын
😌 ስብኣይኪ ናባይ ከይዱ ሰሉ ኣምፅእና ምርጫ ኣቅሒት ብጣዕሚ ንፍዕቲ እኪ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🙏
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele 2 ай бұрын
ሓቅኪ ኣነለኩ ምሳኪ😢
@hadasgebremkial9635
@hadasgebremkial9635 2 ай бұрын
ሰላምይ ናይ ገዛ ኣቁሑት ስራሕ ኣውፅኢ ኣነ ክገዘእልኪ እየ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🙏
@user-kv6xd3vr4t
@user-kv6xd3vr4t 2 ай бұрын
ዋውው ቆንጆ ኣቁሕት አዩ ሰሉየይ ምዓረይ አና ተጋሩዋይ ሳብሰክራይብ ተሓባበራኒ 🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ገይረልኪ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 2 ай бұрын
ደሚረኪ ማዓረይ ናጋ መልሲ❤❤
@user-kv6xd3vr4t
@user-kv6xd3vr4t 2 ай бұрын
@@tsegatsega238 አሺኒ ክብረተይ
@user-kv6xd3vr4t
@user-kv6xd3vr4t 2 ай бұрын
@@user-qt6vc9wx9o ክብረት ይሃበለይ አብ❤🙏
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 2 ай бұрын
እግዝዮ 4500 ደስኢላትኒ ነይራዋ ሓዲገዮ😂ካብኩሉ ቆልዑ ሲሒቦም ተሰይሮምለይ ክናደድእየ😊ሓዳሽ ጉጂውፃእ ከቢድእዩዋ ኣጆኪ ኣቅሓታኣካቢእዩ ትለምድዮ ኢኪ❤❤❤ሓፋሸይ ሳብስክራይብ ተበልኩምናቲ ታይ ይመስለኩም🎉
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 2 ай бұрын
breway Haye Daa ሓቦ በሊ ደስ ባሃሊት እያ ዋ
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 2 ай бұрын
@@ethiopiaislovelove9620እየኦይ ዳኒዋይ ገዛና ቆልዑ ክሰብርዋ እዮም ወይለ ሳርፕራይዝ ተተገዘእትኒ😂
@FfgdVcxffg-cp3qn
@FfgdVcxffg-cp3qn 2 ай бұрын
Waww eyu seluway❤❤
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 2 ай бұрын
@@BirhanAbraha Kkkkkkkkk
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅብቅ ንብረት ሰሉዋይ 🙏
@Hdatgalwukro
@Hdatgalwukro 2 ай бұрын
ሰሉየ ጠንካራ ጅግና ኢኪ ኩሉ ነገርኪ ክሪአኪ ከለኩ ሶ ከፅልሉ ወለላይ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኪ ልፈትወኪ ካብኡከኣ ከም ፈርኒቸር ገለ ተትሰርሒ ኣነ ብውልቀይ ኣቁሑት ገዛይ ካባኪ ምገዛእኩ😍
@MeazaTube12
@MeazaTube12 2 ай бұрын
Wowww👌des ktbl demo seluye ❤dess eini zkone fukus eluki hgusti koynki krieki keleku mara eye zhgos ena nberley welela❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@aedf4837
@aedf4837 2 ай бұрын
ሰሉተይ ምቅርቲ በሰጣዕም ደስስስ ብሃል ኣቁሑት እና ስራሕ ትካል ኻፊትኽ ኽዳዉንት ጥልፊ መሳል ክትሸጥ ደስስ ይብለን ❤❤❤❤❤
@Hlifit
@Hlifit 2 ай бұрын
ባምያ አብ ዓድና እንዮ ድዩ ተዳሒነ🤣😍 አነዉን ሙሉክያ ባምያ ቱፀሊም ስሙ ረሲዐዮ እና ይፈቱ እየ ሰሊተይ❤😍❤😍
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 2 ай бұрын
ባዓል ገዛኽ ናበይ ኸይዱ ሶሉ❤🎉
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 2 ай бұрын
ምርጫኪ ናይ ኣቁሑት ጎቦዝ❤❤❤ ናይ ሰጦታ ባምያን በጅንጃርን ግን ሳሓቅ እየ ሞይተ ኣብ ሱዑዲ ኣደንቁርና ዘሎ ምግቢ😊😊😊😊😂😂😂😂😂
@titial9069
@titial9069 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኪ ጎቦዝ ሰሉዋይ እመብራሃን ኣብ ዝርያኪ ትኩን ኩሉ ሻዕ ❤❤❤
@militlahun871
@militlahun871 2 ай бұрын
ሰሉየ ንዓኺ ክሪኢይ ከለኹስ ተስፋ ትህብኒ ታይ ሕዛ ዓደይ ክአቱ ምባል ይገድፋ😢
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ በልለይ መዓረይ🙏💙
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 2 ай бұрын
ሰልየ ምቅርቲ ዓለም ❤❤❤ ብቲክ ክዳዉንቲ ኣዉፅኢ እንዳ ጥልፈ ሽፈናት ካልእ ክዳዉንትዉን ምክንያቱ ክሳራ የብሉን ዛምበተይ ኣቁሑትኪ ካዓ ቆንጆ እዩ ❤❤
@user-vf4zd5lu7p
@user-vf4zd5lu7p 2 ай бұрын
ዋይይይይ ቻው ትግራይ የመፅእይ አነ ፈረሐስ 😢😢😢
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk 2 ай бұрын
Selamey shkor tsbuk nbret balki ablyo gn kebiru❤❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 2 ай бұрын
ሰሉየይ ሓዳርኪ ይባርክልኪ ፅቡቅ እዩ ዋጋ ግና ሰማይይይ😫🤗 ናይ ሰጦታ ነገር ዶሞ አነለ የፎትዎ እየ😅💟
@Tsegavlogs2
@Tsegavlogs2 2 ай бұрын
ድቂ ዓደይ ብይዛካቱም ሳብስክራይ ተሓብብሩኑ ❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ንዳማመር ማዓረይ❤❤❤❤
@Tsegavlogs2
@Tsegavlogs2 2 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s እሺ መልስለይ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 2 ай бұрын
ኣቅሑ ደስ ብሃልቲ እዮም ሰሉዋይ😍 ሞሎክያ ባምያ ብጣዕሚ እየ ልፎቲ
@user-hk9bw1jp9h
@user-hk9bw1jp9h 2 ай бұрын
ፁብቅ እዩ ሰሉተየ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 2 ай бұрын
ሰላመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅቡቅ አቅሑ ናይ ስጦታ ነገር ግን😅 ያው አነ ምልኩየ ጢዒመዮ ውን አይፈልጥን አይፈትዎን ባምየ ግን ብጣዕሚ እየ አነ ውን ዝፈትዎ
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 2 ай бұрын
ጥንስቲ ኮና እዩ ቃሕ እልዋ ልኮን😂
@saramm8772
@saramm8772 2 ай бұрын
ባዓል ጥዕናኩም ይኩን ሰሉ ሽኮር❤❤❤
@kokobhadish2388
@kokobhadish2388 2 ай бұрын
Seluye shikor sebayki ka amxeyo tefiu Hamatki ke eba aytreynan diki ?kefetweki meat ❤️🙏
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m 2 ай бұрын
ኣቁሕትስ ፅቡቅ ነይሩዋ ዋጋ ዶሞ ካቢሩይ ባዓል ጥዕናኩም ይኩን ሰሉየይ ❤❤❤❤
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 2 ай бұрын
ዕድመ ይሃብኪ ኣምላክ🙏🙏🙏🙏
@user-rw9cr3jv6p
@user-rw9cr3jv6p 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ለድንቀኪ ሰሉ ብዙሕ ኢና ንምሃር❤
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 2 ай бұрын
Anhnawun Ftwutuwww Seluway Gal Adey
@awetkedane3947
@awetkedane3947 2 ай бұрын
🎉❤❤❤ኣነ ብጣዓሚ እየ ዝፎቱ ባዕድ ጃል ባምያ ሙሉኪያ❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኪ ሰሉዋይ መኣረይ♥️🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርኒ ማዕረይ🙏
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 2 ай бұрын
አነስ አይፎትያን እባምያ ሞሎክያ አብ ዓድና ከ ይርኸበ ድዩ❤
@trhastsige2295
@trhastsige2295 2 ай бұрын
ሰሉ ጽብቕቲ ጽቡቕ ንብረት 👍👍👍👍
@temsgne7752
@temsgne7752 2 ай бұрын
ኣቤ ስጦታ ሰሉየ😁😘😘😘 ዉሓለ ሰበይቲ ኢኪ ሰሉየ ኣቁሑ ጽቡቁ ቤትክሙ ይባረክ😘
@user-wk7jc6eg7h
@user-wk7jc6eg7h 2 ай бұрын
ደምርኒ ሓላለይ🙏❤
@kbragoytom5057
@kbragoytom5057 2 ай бұрын
ሰለዋይ የኔ ፀባይ ስናይ
@hareyatbebe
@hareyatbebe 2 ай бұрын
ስብኣይኪ ጠፊኡ ሰሉየይ ኣምፅአዮ❤🥰
@Brktitube
@Brktitube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪሐይ ማዓረይ❤❤🎉
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 2 ай бұрын
አየ ሰሉወይ ባማያ ያ😂አነለ ካሊእ መሱልኒ😂❤❤❤❤ሞለክያከ እንየዶ ኣብ ዓድና😂❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ፀግሪቤት ብወገነይ ብጣዓሚ እኺ ጎቦዝ።❤❤❤ሳብስኽራይብ ለ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ንታሓላለ❤❤❤❤
@maryammaryam885
@maryammaryam885 2 ай бұрын
ሰላመይ ዝደለክዩ ኣትክልቲይ ኣብ ኤልሻዳይ ኣለኪይ❤
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 2 ай бұрын
ገብዝ እኪማሪያምን ኣጆኪ❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 2 ай бұрын
ዋውውውው ደስ ክብል ኣምፂኢኪ ካዓ ለሙስ❤❤❤
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 2 ай бұрын
ደሰ ክብል ሰላመይ ናይ ብሓቂ
@eydgcvc-ir4er
@eydgcvc-ir4er 2 ай бұрын
ኣነ ኣለኺ ብጣም እዩ ቆንጆ እኮ 💘🙏
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 2 ай бұрын
እግዞዮ ምኽባሩ😢ናይ ስጦታ ነገር ግን😂😂🥰🥰🥰🥰
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
እግዚኦ ዝዓደና ከመይ. ኢሉ እዪ ከቢሩ ዘሎ😢
@user-bn3ig9te1r
@user-bn3ig9te1r 2 ай бұрын
ሰላምይ ምቅረተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 2 ай бұрын
መን አሎ ስጦታ ወርቂ ዝተፀበየ😂😂ባምያ አያ ሰላም😂😂
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 2 ай бұрын
እውይ ባምያዋይ ስጦታ እኮ ኮይና ኣብ ዓድና😂😂😂 ግን ኣብ ትግራይ የለን ድዩ ባዝንጃን ባምያ
@user-wk3ed4tr2q
@user-wk3ed4tr2q 2 ай бұрын
እየጻፍን ነው
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
የዓወየይ ኣዩ ዘብል ናይ ንብረትስ ዋይ ንሓንቲ ማንካስ 30 😌😌🥺
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 2 ай бұрын
ሰሉ ፃሓይ ገፃ❤🎉
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d 2 ай бұрын
ቃዳመይቲ ባዕለይ ሳቭስክራይብ ግበሩ ለይክለ ግበሩ❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 ай бұрын
በጣዕሚ ደስ ባሃሊ ነበረት ያ ሰሉዋይ🎉🎉❤
@Brktitube
@Brktitube 2 ай бұрын
ሄሩ የ❤ሳብስክራይብ ገበሪለይ ክብረተየሰ❤❤❤
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 ай бұрын
ዋይ ስጦታ ሰሉዋይ 😂 ባምያ ክፀልኦ ማዓት
@agameeyuadey4246
@agameeyuadey4246 2 ай бұрын
ስጦታ ኢልክና ፍሊጥክስ
@militlahun871
@militlahun871 2 ай бұрын
ፅቡቅ እዩ ሰሉየ
@JuvjhuHuuohk
@JuvjhuHuuohk 2 ай бұрын
እዉይ ባምያ እና ሙሉኩያ ስፍክፍ እዩ ዘብለኒ ነዓይስ ሰላመይ
@user-rw9cr3jv6p
@user-rw9cr3jv6p 2 ай бұрын
ደሰ በሃሊ ንብረት ጎበዝ ኢኪ ትመርፂ
@dfhf8186
@dfhf8186 2 ай бұрын
ዋውውውው ደሰትብል ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 2 ай бұрын
ዙ ደው ዝበለ አርማድየ ግዝኢ ዓቅምኪ ግድን አርማድየ ምስትያት አይኮነን
@Samsunga04-wj9qw
@Samsunga04-wj9qw 2 ай бұрын
Seluway ezs exblants ab alshaday yrkeb eyu❤❤❤❤
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ማማ ከመይ ኣለዋ ናፊቅናየን❤❤
@lmen-hm8tr
@lmen-hm8tr 2 ай бұрын
er kleu kedar eyu eway❤❤🎉
@user-si4bi2zy4w
@user-si4bi2zy4w 2 ай бұрын
ምርጫኪ ፅብቅ እዩ ሰሉየ ❤🥰
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 2 ай бұрын
እዚ ኩስ ሰሉየይ ንስራሕ መጀመሪ ይኮነኪ ስራሕ ክትከፍቲ ትሓስቢ ተኮይንኪ ኣቁሑ ኣትግዝኢ ዘዝራኣክዮ ኣትኩኒ
@rfduv1457
@rfduv1457 2 ай бұрын
ሰሉየ ምዓረይ♥️♥️♥️
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 2 ай бұрын
ክትፅቡቕ ኣነ ውን ክገዝኣ ደልየ❤❤❤❤❤
@user-tq2qk8fm9i
@user-tq2qk8fm9i 2 ай бұрын
ወይን ደሰ ቲበል😍😍
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 2 ай бұрын
😂😂እንካዕ ፈተክዩ እማ ዙ ሱጣታ ታይ እዩ ናበልናስ😂❤❤
@user-mc1mg2rm5z
@user-mc1mg2rm5z 2 ай бұрын
ንብረትስ ጽቡቅ እዩዋ ናይ ዋጋ ነገር ገሪሙኒ ቧእ እንታይ መዓቱ ወደይ🤔
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 ай бұрын
ዋውው ደሰ ብሃል እዩ ሳሊተይ❤❤
@mulurom3315
@mulurom3315 2 ай бұрын
ዋይ ስጦታ ኣቤ ሰሉየይ 😂😂 ደሰ ክብል ❤❤❤❤
@aduylulatube
@aduylulatube 2 ай бұрын
ታዎፅእ እያ❤❤❤❤❤❤
@user-wz3ie9xr1m
@user-wz3ie9xr1m 2 ай бұрын
@user-nt1gq9qh3g
@user-nt1gq9qh3g 2 ай бұрын
ኣነስባምያ መለኩያ በትጀን የፎትን
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube 2 ай бұрын
ገና ዓዲ ከይኣተና ረስኒ የሰደለይ ኣሎ ዋጋ ግን 😂 😢❤😂
@user-bx7gm3xh8c
@user-bx7gm3xh8c 2 ай бұрын
😂
@ashufkir8839
@ashufkir8839 2 ай бұрын
ኣነስ ደመይ እዩ ጠጠው ኢሉኒ😢😢😅😅😅😅😅
@MomMom-nt8vc
@MomMom-nt8vc 2 ай бұрын
ኣይዞክን ምስቲ መሻርፍ ዘሎስ ያው ደሓን እዩ ኣንሕና ርካሽ ስለዝገደፍናዮ እዩ እምበር ማዕረ እዩ
@user-ls5wc6pt2j
@user-ls5wc6pt2j 2 ай бұрын
ፁብቅ እዩ ስሉተየ ማዓረይ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Brktitube
@Brktitube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረይ❤❤❤
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 ай бұрын
እመኒ ሰለዋይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 2 ай бұрын
ኣቲዮ ኣበይ ኣግኒክዮ ድንጅባ ባምያ ኣብ ስዑዲ ንሱ እዩ ቀለበይ❤❤❤ ሞሎክያ ክ ኣሎ ዶ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 ай бұрын
ኣቤት ዋጋ ግን ስማይ እዩ ማሕረና😌
@mebrihitkidanu9362
@mebrihitkidanu9362 2 ай бұрын
ምክባር ሓዲግካ ፅቡቅ እዩ ነይሩ ሰሉዋይ❤
@Brktitube
@Brktitube 2 ай бұрын
መብሪሂተይ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረይ❤❤🎉
@user-ou2ly9oo5k
@user-ou2ly9oo5k 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ባምያን ሞሎክያን ክንደይ ልኪሎ ይሽወጥ ብብር በጃኪ መልስለይ ሰሉ
@hgf6568
@hgf6568 2 ай бұрын
ዋጋ እካ ኩሉ ሰማይ እዩ ዘሉ ሰሊተይ😢
@user-ej2kc1wp8m
@user-ej2kc1wp8m 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AioAio-kw1vm
@AioAio-kw1vm 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fatemhhfatemhh8076
@fatemhhfatemhh8076 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 2 ай бұрын
ዋላ ኣነ ዩፉት እየ❤🎉🎉🎉❤
@tarhastube9099
@tarhastube9099 2 ай бұрын
ሰሉ ዝኮነ ሰራሕኪ ተትጅምሪ እየ ዝመኪረኪ አቁሑ ቀሰ እናበልኪ ትገዝኢ ኮፊ ብጣዕሚ እዩ ዝከብድ❤
@mirimiri4140
@mirimiri4140 2 ай бұрын
መባልዕትኪ ይኩን ሰልዋይ ከይሰበርኪ ፈሪሐ😢
@Semri136
@Semri136 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@birhanehaylu5619
@birhanehaylu5619 2 ай бұрын
ሰሉየይ ግዝእለይ እባ
@khankhan1509
@khankhan1509 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j 2 ай бұрын
🕊🕊💙💙💙🌿🌿🌿🌿
@genetgenet6050
@genetgenet6050 2 ай бұрын
ኣቁትኺ ሰሉዋይ ዎውውው እዚ ባምያ ፣ባግጃን ግን ውዕዕዕ ካብ ልፀልኦ ምግቢ ሱዕዲ😅😂😂
@GVv-so2yp
@GVv-so2yp 2 ай бұрын
ናይ ባዛር ኣቁሑት ፍሉይት እዮም ሰሉየይ
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ በልለይ መዓረይ🙏💙
@greattigray5290
@greattigray5290 2 ай бұрын
በዓል ጥዕናኩም ይኩን ሰሉየ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 2 ай бұрын
ትግራየ ሳብስክራይብ ግበሪለየ ክቡረተይ❤❤🎉
@lemlemhagos5363
@lemlemhagos5363 2 ай бұрын
ሰላመይ ኣነስ ክፎትወክ
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 2 ай бұрын
ባምያ ኣብምዕራብ እየብበዝሒ ዘሪኦነይረይ በደጃንደመይ ኣዲስ ኣበባ ነፍ እዩ
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ሰሉዋይ ፍሽክታ አመለይ
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 ай бұрын
ኩሉ ከቢሩ መንኩዒት 30ቅርሺ ማንካ 4ቅርሺ ራሕባ 20ቅርሺ ገዲፈዮ ነይረ ኣነ 😊ሀዝስ ኩሉ ከቢሩ ❤🤕
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🙏
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 2 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ታይ ኢክን ተካብዳ 4 እንቆቅሖ 1 ዶ ኣይነብረይ እዩ ከዚ ግን 14 15 እዩ ዘሎ ብኦ ልክዕ እዩ መሻረፊ ቃኒሱ ኢልና ንጭነቅ ኣለና መሻረፊ ኣብዝወሰኹ ቁፅሪ እዩ ኩሉ ዝካብር
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 ай бұрын
@@user-lq6gf3mv1c ተረጋግዒ ባሞ ለካበደ ሰብ የለይ ወግዒ እየ ኣዋጊዐ ዘበይተይ ወሰከ ቀነሰ ምሰበይ ማዓረ እየ ዝከድ እንበይ ኣነ ሰለ ዘካበድኩ ክቅንስ ክወሰክ የካነይ
@user-wf1yl9he1e
@user-wf1yl9he1e 2 ай бұрын
ከመይ ገይርካ ሓዳር ክግበር ንሓቲ ማንካያ ሓምሳ ቅርሺ ጉድድድ
@user-gy6mf
@user-gy6mf 2 ай бұрын
ሰላም ሃበና ህወክት
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 118 М.
Summer shower by Secret Vlog
00:17
Secret Vlog
Рет қаралды 12 МЛН
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 9 МЛН
Inside Out Babies (Inside Out Animation)
00:21
FASH
Рет қаралды 13 МЛН
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
Emebet Kassa
Рет қаралды 13 М.
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25