ንዓመት ወደይ ባዕለይ ልሰራሕክዎ ሓዞ (መብረያ) ሰብኣይኪ 'ኸ ተፈላሊኹም ዲኹም🤔 መልሲ

  Рет қаралды 26,952

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

2 ай бұрын

#smile #tigray #ethiopia #video #tigrignamusic #vlog #ትግራይ #youtuber #music #habesha

Пікірлер: 428
@user-tg1ok8oc1i
@user-tg1ok8oc1i 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ሓፍተይ ኣነ ኩሉ ጊዘ እየ ዝካተተለኪ ምክንያቱ ኩሉ ነገር እተቅርብዮ ተካታቲለ ላይክ ገይረ እየ ዝወፅእ ኮመንት ግን ቡዙሕ ኣይፅሕፍን ኩሉ ነገርኪ ዋላ ሱዑዲ ዓረብ እንከለኪ ኩሉ ጊዘ እትሰርሕዮ ምግብታት ለ ማራ ዋሓለ ኢኪ ሓደ ነገር ዝብለኪ ግን ኣብ ሓዳርኪ ሰብኣይኪ ጊዘ ሃብዮ ብዝበለፀ ንስኪ ትፈልጥዮ ንሕና ኣብስራሕ ድዩ ዋላ ኣበይ ጊዘ ኣለዎ ድዩ ኣይንፈልጥን በቲ ንካታተሎ ግን ምስ ሰብኣይኪ ጊዘ ሃልዩኪ እናሳሓቅክን እና ተዛናጋዕክን ፅቡቅ ነገር እናሰራሕኩም ክትመፁና ደስ ይብለኒ ብዝተክኣለኪ ግን ፖሊስ ጊዘ ሃብዮ 🎉🎉🎉🎉 ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ🤲🤲🤲🤲
@user-wg3rk7xw7k
@user-wg3rk7xw7k 2 ай бұрын
ሓቅኪ እንዲኪ ካሜራ ገለ ኣይፈትን ይብል ነበረ ኣፍቲ መጀመርታ ዶሞ ንሱ ኮይኮን ባዓል ስራሕ ግዜ ዘይህባ😊
@hshshzhhsh4437
@hshshzhhsh4437 2 ай бұрын
ሓቅኪ እንድኪ ግን ኣብ ስራሕ እዪ ማዓሉ ካብ ንጉሆ ክሳዕ ምሸት ትብለና ኔራ
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 2 ай бұрын
ንሱ እዩ ጊዜ ዘይህባ ከም ዝመስለኒ ኣብ ስራሕ ስለዝውዕል ሓወይ ኣሎ ባጃጅ ዝሰርሕ ምሳሕ እኳስ ኣይመፀእን ንገዛ መብዛሕቲኡ ጊዜ ንጎሆ ወፅዮ ምሸት እዩ ዝኣቱ ባጃጅ ስለዝሰርሕ እየ ሰብኣያ ንሰሉ
@user-gh8wl6jt1s
@user-gh8wl6jt1s 2 ай бұрын
ሓቅኪ ❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@MeazaTube12
@MeazaTube12 2 ай бұрын
ሰሉ ዋሓለ ዝትብሉ👍So ደሙሩኒ ሙቁራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 2 ай бұрын
ታይ ማለት እዩ ተፈላሊኩም ዲኩም ማለት ከ ጸላኢና ይፈላለ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ❤
@user-qx4qj1dr1w
@user-qx4qj1dr1w 2 ай бұрын
እሰይ እነንሸቲ ሰሉዋይ ግን ንቴዲ ኣምፅእልና መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 2 ай бұрын
ግን ንምንታይ ኢና ቴዲ ቴዲ ትብላ ስራሕ እዩ ማለት እዩ ደሞ ካሜረ ኣይፈቲ ዶ ኣይብለቲ
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
​@@user-lq6gf3mv1c ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@ssll7812
@ssll7812 2 ай бұрын
ዋውውው ይበል ሓዞ ወይ ካዓ መብረያ ኢድ ይባረክ ብጣዕሚ እዪ ጥዑም ኣብ ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ዞባ ምብራቅ ንመርዓ ንጉዳይ እዙይ ኢና ንጥቀም ፆም ተኮኑ ለ ብጥሕንን ዓይኒ ዓተርን ንሰርሕ ብዝኮነ ኣስታዊስክና ሰሉየይ ኢድኪ ይባረክ!!🎉H.B.D uasye🎉🎉
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 2 ай бұрын
ስሉየ ውሓለ ኢኺ ካብ ቀድምክይ ዋላ ኣብ ስዕዲ ንሃለኪ ትስርሕዮም ነግራት ፅቡቅ አዩ ነይሩ🥰🥰ቴድ ግን ብሓቂ ናፍቅናዮ ታይ ኮይኑ ዘይመፅእ ይብል ነይረ ዋላ ኣነ🙏🥰🥰🥰
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-yc5uk3ds1p
@user-yc5uk3ds1p 2 ай бұрын
መጀመርያ ብማይ ዶ የኮነይ እዩ ዝልወስ ብድሕሪኡ ዶየኮነይ እዪ እቲ ሕቃን እና ሰናፍጨ ድሮ እቲ ዉራይ ዝኣቲ ሰሉየ❤❤❤🎉🎉
@belayneshabebe5461
@belayneshabebe5461 2 ай бұрын
Btaemi des zbl anes asararhu ayfelton nere ybelo gn nere yekeneley❤❤❤ kexlyo
@668-tj6oz
@668-tj6oz 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ክብሪቲ ሓፍተይ ዋሓለ ጎቡዝ ብጣዕሚ ኢኪ ጎቡዝ ባሓቂ ኣብ ስደት ዝነበርኪ ዘይትመስሊ ኩሉ ተቅርብዮ ስራሕኪ ደስ.ይብል❤❤❤❤❤❤
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኺ ሰሉየይ ኣብ ዓዲ ናሃለኩስ ኩሉ እየ ዝክእል ነይረ ሳላ ኣደዋይ ሐዚ ኣብ ስደት ግን ኩሉ ነገር ተረሲዑ እዩ ከም ባሓድሽ ክንምሃር ኢና እምበር ተባላሽይና ኢና ዋ ሰሉዋይ ዋሓለ ኢኺ❤
@brhantesfayyoutube1561
@brhantesfayyoutube1561 2 ай бұрын
ዋላኩሉ ረስዓያ
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-bt6yx7lw9i
@user-bt6yx7lw9i 2 ай бұрын
ሰሉየይ ዋሓለ ኩሉ ስራሓኪስ ብጣዕሚ እኪ እዝውቲ ኣዘኪርክኒ እካ ሓዞ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ልክዕ ናይ ማዘረይ ኣሰራርሓ ሰሪሕክያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fathingeber2669
@fathingeber2669 2 ай бұрын
❤❤❤❤Sbuikatey jegina ekiy egzabher Edmen teniay yehbeky
@eeee4739
@eeee4739 2 ай бұрын
ውሓሎ ኢኪ ይአበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀሪ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-lp9bj1hb9k
@user-lp9bj1hb9k 2 ай бұрын
ዋይ ስሉዋይ ሓዞ ኣዘኪርክኒ ጋል ሓረስታይ እየሞ ናሓዘኩ ተይፈለሐ እየ ልዉደኦ ነይረ ብጣዕሚ ተዘኪሩኒ ስሉዋይ ዋሓለ💕💕💕💕
@selamabrah6512
@selamabrah6512 2 ай бұрын
ሰሉየይ ማማ ዓሊመናኪ ዶ ዘግሒ ምቅላይ
@selamjg2463
@selamjg2463 2 ай бұрын
ሱሉየ ዋሓለ ግን ባዓድና ኣይፍለጥን ብእገላ ኣከባብ ማለት ኣዩ ሰምዐ እወን ኣይፈልጥን❤ብዝኮነ ጎበዝ
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ወሓለ ምሕታት ማራ እየ ልፎቲ ዋላ ትልኽእሎ እና ምሕታት ፅቡቅ እዩ
@AsuGere-jn5ix
@AsuGere-jn5ix 2 ай бұрын
ሓዞ ኩሉ ግዘ ስርች ይገብር እሞ የለን እና ወሓለ ❤❤❤❤
@YggGgg-ov4co
@YggGgg-ov4co 2 ай бұрын
ፀላኢና ይፈለ ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ታይ ኾይኖም ልፈላለዩ እግዚአብሔር አምላክ ይባርክኹም ሰሉየ❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@mekdiadigrat
@mekdiadigrat 2 ай бұрын
በባና ብከባቢ ዓዲግራት ሓዞ ዝባሃል ቀጢን ብ እንጀራ ዝብላዕ እዩ እዚ ካዓ ንጉዳይ ብጥሕሎ ይብላዕ መብረያ ካዓ ንብሎ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@abdulhashibassamindia7038
@abdulhashibassamindia7038 2 ай бұрын
ጎቦዝ ሰሉየ ጥዑም ውራይ ይኹነልኪ ይአበይ የዕቢካ ዝወደይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ ❤😊
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@mulurom3315
@mulurom3315 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኪ ጎቡዝ ሰሉየ ሓላለይ❤❤❤👏
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 2 ай бұрын
ሰሉይ ወሓሎ ቤትኩም ይባርክ ሓዞዋይ ኣነሰ ክፈትዎ ናብ ዓድና ይብቀዐና እንበር 👏 ቴዲ ናፈቅናዮ እኮ ምፂእ ምፂእ በሉ ብሓደ ❤
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 2 ай бұрын
ሰሉየ ሓዙ ብንጀራ ዓደይ እምበ ነፊቀ ጨነ አዳም ውን ይአትው እዮ ብዝተረፈግን ውሐለ ኢከ
@user-ci1nr4uf7x
@user-ci1nr4uf7x 2 ай бұрын
ሰሉየ ምቅርተይ ዉሕሎ እኪ ይበል ኣብ ሱዑዲ ናሃለኪ እውን ናሕና ግን እንድዒ ኩሉ ግዜ ምሰ መዳም ናይ ዓድና ምግቢ ኣሰርራሓ ረሲዒናዮ ኣለና ጭራሕ ሩዝ ገለ ታት ጥራሕ 😊😊
@user-gh8wl6jt1s
@user-gh8wl6jt1s 2 ай бұрын
ጎቦዝ ኢኪ ስሉየይ ጎበዝ ወሓለ ❤❤❤❤
@Lili1476
@Lili1476 2 ай бұрын
ኣቱም ህዝቢ ሰብ ግበሩና ሕደጉ🤲🌱
@user-bg3wt5sp1u
@user-bg3wt5sp1u 2 ай бұрын
ገይርራኪ ሓቢብቲ ንደመር😁😘
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ንዳማመር ማዓረይ❤❤❤❤
@Lili1476
@Lili1476 2 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s እሺ ውዴ ክምልስ እየ
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ደቂ ረመይ አብ ሂወትኩም ጥዒና ስራሕኩም ኣሳልጣ ይሃብክም ሳብስክራብ ታሓባበኒ ኣሕዋተይ👏
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 ай бұрын
ገይረልኪ ማዓረይ❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
​@@user-wc7vo5xn2v እሽኒ ፅጋበይ❤
@ehf4hd522
@ehf4hd522 2 ай бұрын
እሺ ለኔም ❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 ай бұрын
ገይረልካ ንዓኻ እውን
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ጎቦዝ እኺ ባህልና ኽብሩና ብስም ወላድትኹም ሳብስኽራይብ ገይርኹምለይ ሕለፉ ንታሓላለ❤❤❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@Jgggfgajhvggghhg
@Jgggfgajhvggghhg 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ፃሓይ ገፃ እንቃዕ ዳሓን መፃኪ❤❤❤❤
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 2 ай бұрын
ሰሉየ አዚ ፀቡቅ ሰራሕ አዩ ሰብ ገረኛ ከይበለኒ ተይኾነይ ሰብ ካባያ አንታይ ይማሃር አዩ ጓልነይ አና ሓዛ ዓደጉደም ጀሚርካ ብጣዕሚ አዩ ዘፈለጥ አን ተባረኪ ውዴ ጋዓት ግዕት አቤልካውን የኾነዮ ሓዞ አኺሊ ዘይሩ ቀፅልሉ❤አንሕናውን ሰደትና አሕፂሩ ናብኡ የበቅዐና ደቅ መዳመይ ❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
auser ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግበረልይ ሓላልይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hu6vd9cf3e
@user-hu6vd9cf3e 2 ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ,አሺ ግን ላአየለ ገብረለይ 😃
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 2 ай бұрын
ሃሃ ዓደይ እምበር ዝክር ሕዞዋይ ክፍቲ ማዓት🥺እወ ስሉተይ ቴዲ ኣምፅእና❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
tyty ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤❤❤❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 2 ай бұрын
እሺኒ ኣሕዋተይ ገረለክን ንክልተእክን♥️
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@Maki38916
@Maki38916 2 ай бұрын
ሰላመይ ሰላምኪ ይብዛሕ ወለላይ እንኳዕ ደሓን መፃኺ❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 2 ай бұрын
Good job I have any idea thank you for sharing 💪❤️🥰🥰
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k 2 ай бұрын
ኣትዮ ፅብቅተይይ አነስ ክፈትየኪ ወሓለ .....❤❤❤❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 2 ай бұрын
ኮሞንት ብድንግላ ክንደይ ማዓልቲ ክቅደም እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሰሉየይ ❤🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤
@user-wg3rk7xw7k
@user-wg3rk7xw7k 2 ай бұрын
አነእየ ቀዳመይቲ ላይክ ኮነኮሞንት ደምርኒ ለሚነ ኣይፈልጥን ከይተሕፍርኒ 😌
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 2 ай бұрын
@@user-wg3rk7xw7k ደምርኒ ህያበይ😂
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-uf1xt7hd4t
@user-uf1xt7hd4t 2 ай бұрын
ሱሉዋ ሃንዛ ሰንኪቲዮ ሓዞኡ ዋይ በዚሑ😂😂😂❤❤❤
@user-sr2cr5og5u
@user-sr2cr5og5u 2 ай бұрын
ሓዞ ዋውውውው ብጣእሚ ልፈትዮ ሰሉየ እዝዉቲ ወሓለ ቃላት የብለን ናትኺ ውሕልና ስ ይፍለ እዩ ብህጳና ለባም❤❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ክብረተይ ሳብሰክራይ ግብረለይ ሓላልይ❤❤❤❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@Bhuluf
@Bhuluf 2 ай бұрын
አሳራርሓ ድልኽ ለ አምፅእልና ❤❤❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 2 ай бұрын
ኸምዙ ኸማይ ዝናፈቀኩም 👍ጎበዝ ኢኺ ጨና ኣዳም ይጎድለኪ ብቻ ብኸባቢና ንመርዓ ንዝኾነ ጉዳይ ናይ ግድን እዩ ክጥዕም ❤❤ስደትና የሕፅሮ ሰሪሕኻዮ ኸምናይ ዓድኻ ኣይመፅን
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-dz9vn7ve2x
@user-dz9vn7ve2x 2 ай бұрын
ይስንከት ዲዩ እነ ኣረትራዊት እየ ኣይፈልጦን ኢየ ምቅርተይ ድማ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ❤❤❤❤❤🎉
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-kr7qs4tm7e
@user-kr7qs4tm7e 2 ай бұрын
ብትይ በለ ብትይ ለይብላ ትዛረቢ ትኽእሊ ዶ😁😁ዕድመ ለዴታትና ዋሕለታት ልጠፍአኒ የለይ 10ተ ዓመተይ ላሃለኹ ትኮርኪምና ኢና ❤❤ጥሕሎ ዓድና የፍለጥይ
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k 2 ай бұрын
ሰሉየይ ልቫም ከም ኣደታትኪ❤❤❤🎉🎉🎉
@kokobhadish2388
@kokobhadish2388 2 ай бұрын
Selamye shikor hamatki ka areyna eki pls❤❤
@user-of3gd6tt2y
@user-of3gd6tt2y 2 ай бұрын
ሰሉ ፂሪቲ እንካዕ ተወለደ ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-kv6xd3vr4t
@user-kv6xd3vr4t 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ውሓለ ኩሉ ዝዓደላ ፍጣሪ ፅሓይ ገፃ ብሸም ሰሉ ሳብሰክራይብ ተሓባበራኒ ኩቡራተይ ኣነሰ ለሚነ ዘይኮነለይ ኣቱም ህዝቢ ❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኪ ጎቡዝ ሰሉዋይ♥️👏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 2 ай бұрын
ሰሉዋኒ ዋሓለኮ ዛናተይ❤
@Nebyatbrhan
@Nebyatbrhan 2 ай бұрын
ኣብ ካባቢና ግና ካሙዙይ የኮነይ ንመጀመርያ ግዜ ይሪኢ ኣለኹ 🧐
@ghgvh9785
@ghgvh9785 2 ай бұрын
ኣብ እንደርታና ሓዞ እዩ ዝባሃል ዋላ ብጋዓት ይስራሕ እዩ❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@Shewit898
@Shewit898 2 ай бұрын
አብ ዓዲግራት ከባቢ ገጠር ከዓ መብረያ ይብሃል
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh 2 ай бұрын
ኡዝውቲ ሰሉየይ❤❤❤❤
@fhfg7188
@fhfg7188 2 ай бұрын
እስክ ኣሳራራሓኣ ብፅሑፉ ንገራን እዝ ፃዕዳ ሽንጉር ኣዋዕኽ ሓብሮሞ ክጥሓኑ መለት ድዩ ክንደይ ማዕልትኸ ይፀንሕ ወኽዑ ብፅሑፉ ኣረድኣን ትፈልጠኦ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ክብረተይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ ሓላልይ❤❤❤❤❤
@user-fq7ej3fh6n
@user-fq7ej3fh6n 2 ай бұрын
ሰሉየይ ማዓረይ❤❤❤
@Samriye10-10
@Samriye10-10 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ፃዕዳ ሽንጉርቲ መሊጥካ ብሹንጣር ሸኪዕካን ርሑስ ጨና ኣዳምይ እኮሞ ረሲዕኪ ኣብ መጨረሽታ ብዝተረፈ ይሞቺኪ❤❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-uk5ij7lv2g
@user-uk5ij7lv2g 2 ай бұрын
ሓዞ ሓቢቢ😮 ኣደዋይ ኣዘኪርክኒ ሰሉዋይ😢
@user-wg3rk7xw7k
@user-wg3rk7xw7k 2 ай бұрын
ቀዳመይቲ እየ ላይክ ሳብስክራይብ ግበርሎይ ኩሎኩም ንስላም ትፈትዉ ዝበልኩም ለሚነ ኣይፈልጥን ከይተሑፍሩኒ ካልአይቲ ስላም ዋሓለ ክኮነኩም😂😢ሰላም ድምፀይ ይስማዕ🎉
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d 2 ай бұрын
ገይረልኪ መልሲ❤️❤️❤️
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 ай бұрын
ገይረልኺ ምቅርተይ❤❤❤
@user-wg3rk7xw7k
@user-wg3rk7xw7k 2 ай бұрын
@@user-kl7cl9ww9d ኢሽኒ ዝያዳይ የቀንየለይ መሊሰኣለኩ
@user-wg3rk7xw7k
@user-wg3rk7xw7k 2 ай бұрын
@@user-wc7vo5xn2v የቀንየለይ ክብረተይ
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-kp9vc6uh9c
@user-kp9vc6uh9c 2 ай бұрын
ሕልበት ዓጋመና 😍😍✌️
@user-wc7ee6ix4h
@user-wc7ee6ix4h 2 ай бұрын
እንታይ እዩ ዝይ ንጀራ ድዩስ ንፀብሕ ኣነ ኣፈልጥን ሰልየ❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 2 ай бұрын
ንጥሕሎ እዩ ዝግበር
@Eyob-raduzt3wg
@Eyob-raduzt3wg 2 ай бұрын
መን እዩ ከምዚ ከማይ ሓዛ ዝናፈቀ❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@jgrjft1433
@jgrjft1433 2 ай бұрын
ሱሉየ ዋሓለ❤❤❤
@tekletekle8440
@tekletekle8440 2 ай бұрын
ዎዉ ዎሓለ ኢኺ ሰሉየ❤❤❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@user-sk4uh8zb7j
@user-sk4uh8zb7j 2 ай бұрын
ሓዞ እና ሕለብት እንታይ አፋላላዩ 😁ሰደት ካብ ክንደይ እና ቀሪና ዝለና
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 ай бұрын
Selamey Grebeteyy❤❤
@UmArsulove
@UmArsulove 2 ай бұрын
ሰሉየይ ዋሓለ💚♥️
@ifhd4442
@ifhd4442 2 ай бұрын
እንደርታ ደርጋዓጀን👌
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 2 ай бұрын
ሰሉየይ ሽኮር😘💕💕💕💕
@MhretTades
@MhretTades 2 ай бұрын
እዝዉቲ ሰልየ ❤
@HdjbHxjbih
@HdjbHxjbih 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓሎ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-xr5kc2cw5v
@user-xr5kc2cw5v 2 ай бұрын
ይዓኺ ኣናፊቅክናኮ ዓድና
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 2 ай бұрын
ኢድ ይባርክ ሰሉዋይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 2 ай бұрын
ሓዞ እማ ሕደጋኒ ብጣዓሚ እየ ዝፈቲ
@user-uf1xt7hd4t
@user-uf1xt7hd4t 2 ай бұрын
ውዴ😂😂😂😂 እዚ ኹሉ ሓዞ መን በልዑ ክውድኦ እዩ ሰሉዋይ 😂😂😂😂😂
@user-bn3ig9te1r
@user-bn3ig9te1r 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓለ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሰሊቲይ ወሓሎ ያዕሰ ከም ኣዶታትኺ ንፉዕት ዘሓፍትይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓለ❤🎉
@YyYu-cb5yb
@YyYu-cb5yb 2 ай бұрын
ሰናፊጨ ድሓረ እዩ ልአቲ❤❤❤❤
@plmm816
@plmm816 2 ай бұрын
ደባሪት ታይ ኢኪ 10 ጊዜ ስብኣይኪ ተፈላሊኩም ዲኩም ትብሊ ሓደ ሰብ ጠይቁኪ ዘይፈልጥ ባዕልኪ ሓሳዊት
@AsiaHagos
@AsiaHagos 2 ай бұрын
ይመቸኪኪፍትውትውሰሉየይይይይ❤❤❤❤❤😅😅😅😅
@user-kh7ik1pk2l
@user-kh7ik1pk2l 2 ай бұрын
ሕቋን ፀባ ላሕሚ ድዩ ካሊእ?
@hthf454
@hthf454 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓለ😊
@wskn7283
@wskn7283 2 ай бұрын
ኣነ ሓዞ ደስ ኢልኒ ዓዲ ዓረብ ሰርሐ ነይረ❤
@bili267
@bili267 2 ай бұрын
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ለለኩም ተጋሩዋይ profil ለይ ብምንካእ subscribe ግበሩለይ ተይገበርኩም ከይትወፁ🙏🙏🙏
@user-te3gu9yp5y
@user-te3gu9yp5y 2 ай бұрын
ስሉዋይይ ዎሓለ❤❤❤❤❤
@MeryMerry-ti6zi
@MeryMerry-ti6zi 2 ай бұрын
መበል 10ተ ባዕለይ♥️🥰
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 2 ай бұрын
ዋሓለ ብልፅት
@zenbzz4533
@zenbzz4533 2 ай бұрын
አብ ስደት ኮይኒና ከ ብመራዒ ንሰርሕ ንክእል ዶ❤ ንገርኒ በጃኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ
@galtigray6523
@galtigray6523 2 ай бұрын
እወ
@user-ow3lu7ik3x
@user-ow3lu7ik3x 2 ай бұрын
ሰላም ዋሓለ❤❤❤
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b 2 ай бұрын
wahale eiki selu😮❤
@MaharatMariam
@MaharatMariam 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 ай бұрын
ሰሉተይ ብራያና ኣይፊለጥን ኣነ ንባዕለይ ኣይፈልጦን
@lilihafithalofom270
@lilihafithalofom270 2 ай бұрын
ይፊለጠ እዩ ኣበ ራያ ኣኘ ጋል ራያ ሞኾኒ እየ ብጣዕሚ እዩ ዝሰራሓ ንምርዓ፣ፀበል፣ክርስትና ኮታሰ ኣበ ኩሉ ይስራሓ እዩ❤
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 ай бұрын
@@lilihafithalofom270 ብሓቅ በል ኣነ ግን ርእየ ኣይፈልጥን ዋላ ጥዕመዮ ኣይፈልጥን
@wskn2913
@wskn2913 2 ай бұрын
ሰላም
@tigitigi283
@tigitigi283 2 ай бұрын
❤❤❤
@yyghhu9146
@yyghhu9146 2 ай бұрын
ቴዱ ሸኮር ኣምፅእልና👏❤🥰🥰
@Abi-bj8qv
@Abi-bj8qv 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ውሕልልቲ❤❤❤❤❤❤
@mmn7636
@mmn7636 2 ай бұрын
ሓዞ ብከባቢ ዓድግራት እየ ዝፈልጦ ሓዞ ክጥዕ ማዓት እዩ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ይበልዖ ነይረ እተን ዝነበርክዎን ሰበት ደቂ ዓድ ግራት እየን ነይረን ሓዞዋይ ናፍቀዮ ሰሉዋ ውሓለ እድኪ ይባረኽ እዝውተይ ከም ኣደታታ ❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤
@ZyadaZyada
@ZyadaZyada 2 ай бұрын
አትነንይ አሰዚ ክእንኡ ሐዚሰ😮😮
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 2 ай бұрын
ወሓለ❤❤
@ishakali2915
@ishakali2915 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@fada3193
@fada3193 2 ай бұрын
ሰሉዋይ ዋሓሎ❤❤
@user-hv1td3ei7b
@user-hv1td3ei7b 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 43 М.
በዓል ልደት ኣብ ገዛና ምስ ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
9:32
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 45 М.
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 43 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
КОМПОТ В СОЛО
00:16
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 31 МЛН
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:32
የሽንኩርት አጠቃቀም  ከነ ሽታ ማጥፊያ
9:47
Fantu media ፋንቱ ሚዲያ
Рет қаралды 1,4 М.
ዘርኦም መጸ ምስ ዛይድ ተካርዩ
36:00
ዜና tiktok ቲክቶክ breaking News
Рет қаралды 393
ወለላይ ተዋሪዳ😲😀🤣
14:43
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 26 М.
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 43 МЛН