No video

ዕላማን ሕድርን ሰማእታት!

  Рет қаралды 112,892

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

መንእሰያት ...... ሰማእታት እንታይና እዮም፧
Subscribe;
/ mahderproduction
Facebook;
/ mahderproduction
Instagram
/ mahder_production
Facebook @ዳኒ ወዲ-መምህር
www.facebook.c...

Пікірлер: 1 300
@yonatanaron483
@yonatanaron483 4 жыл бұрын
"ስዉኣትና ናይ ህዝቢ ኤርትራ አምበር ናይ ህግደፍ ኣይኮኑን" ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ ። ስዉኣትና ወትሩ፡ ኣብ ልብና።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 жыл бұрын
ዳንኤ ኣግዝይኣን ትግርኣይ .ትግርነኤ ኤይው ስላኣ ኤርትረአ ኣምልክትውን ኤይው ኽምውን ስላኣ ስውኣት ግድይው ኣክናኣ ,👎👎👎👎👎🐜🦂it is for you ዳንኤ ውድኤ ክልቤኤ ኤይው
@eseyasgrmay5102
@eseyasgrmay5102 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓው ኣዛራርባካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ጊን ከምዞም ዝቅየሩ ተዘይ ተቀይርካ ህዝቢ ክስዕበካ ኢዩ ። ኣብ ዓወት ዊን ክንበጽሕ ኢና ።
@hermonblessed751
@hermonblessed751 4 жыл бұрын
👌100
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ኢልካ
@user-gn2uj7ri8n
@user-gn2uj7ri8n 4 жыл бұрын
ኣደ ንዓካ ወሊዳ ትምከን ይብሃል እዪ፡ እሞ ኣነ ግን ከምኡ ኣይብለካን እየ ከማካ ሽሕ ይወለዱ ማህጸን ኣደ ትፈልፍል ዳኒ ንዓይ ብሓቂ ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ ብርትዕ
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣብነታዊ
@fitsumyosiefbrhane1491
@fitsumyosiefbrhane1491 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓውይ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ብጣዕሚ ታሓቢነ እቲ ኣብውሽጠይ ኮይኑ ዝርብሸኒ ኣውጺአካዮ:ስልዚ እዞም ህዝቢና ንከማካ ዝኣምስሉ ነጥቢ ዘሎዎ ዝርባ ጥራይ እንተ ንከታተል ንቶም ሕማቅ ዝጉስጉሱ ኻኣ ብሓባር ኣገብ ኢልና ምክቲታሎም እንተ ንገድፎ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ ብዛዕብኡ ሓንቲ ቪድዮ ኣሰፍሕ ኣቢልካ አንተትሰርሓልና ቤላ ኒሩ ውልቃዊ ህቶ አዩ።
@eyobsiele6417
@eyobsiele6417 4 жыл бұрын
እሾክ ብበላሓ ትፍጠር ድዩ ዝባሃል! ከማኻ በላሕቲ መንእሰያት ክስዕቡኻ ተስፋ ንገብር።
@samuelmebrahtu6071
@samuelmebrahtu6071 4 жыл бұрын
ንዳኒ ዝፈቱ ይስቀጠለይ! ❤✌
@muluhabtu8165
@muluhabtu8165 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘረባኻ ዝራግ ዘይብሉ ከም ማይ ንግሆ ኢዩ። ሓንቲ ክላበወካ ዝደሊ ግን ከምዞም ሰዓብቲ ምስ ረኸቡ ሓቂ ገዲፎም ብረብሓ ኣንፈቶም ዝስሕቱ ሰብ ሚድያ ከይትስሕት፡ በዞም ክትዛረበሎም ዝጸናሕካ ክቡራት ከይትኽሰስ ሓደራኻ።
@awetyemane3220
@awetyemane3220 4 жыл бұрын
Hakka eka ane abzia asmirela aleku
@user-ck6di9mg6t
@user-ck6di9mg6t 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዘክሪ ንስውኣትና። ኣድነቅቲ ወዲ መምህር አስከ like.
@Aryamtube
@Aryamtube 4 жыл бұрын
ሓላላተይ ኣብዛ ናተይ ቻነል ከኣ ዘወርር በሉ ነሕድሕድና ንተሓጋገዝ እቲ subscribe , like, ዝገብረለይ ኪገብረሉ እየ። kzfaq.info/get/bejne/bK6pm8p7qqiWYn0.html
@ml6419
@ml6419 4 жыл бұрын
ናይ ሕማመይ Bravo❤🙏 ንስካ ወላ ተጋገ! ኣምላክ ይሓግዝ ጥራይ ✊።
@msgeman258
@msgeman258 4 жыл бұрын
ዝኮነ ይክኑ ትሕዝቶ ናይዛ Video: ናይ ዘላእለም ዝክሪ ንሰማእታት ኤርትራ፥ ሓዉ፡ ኣብኡ፡ ኣዴኡ፡ ሓትንኡ፡ ሓበብኡ፡ ዓርኪ፡ ኮታ ካብ ቤተሰበን፡ ዕርክነትን፡ ዝተሰዉኦ፡ ኣብዛ ኮመነተይ ምልክት ይግበር' Like": "ካብ ገዛና ክልተ ሂወት በጃ እዛ ሃገር ሓሊፎም"
@dhriwdketaloawet6161
@dhriwdketaloawet6161 4 жыл бұрын
Ane keyteweledku haftey kea .
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 4 жыл бұрын
ህዝቢ ግአዝ መኣስ ከ ሞት ኣቃርጹ፡ 800 ኣመት+ ህግደፍ ተውሲክዎ፡ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሞት ኣለና፡
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 4 жыл бұрын
2 hawbotateyn 1 akoyn
@nahomissac4957
@nahomissac4957 4 жыл бұрын
@@selamnaybzih1373 ህዝቢ ግእዝ መንዮም እቶም ዝገዝኡናስ ግእዝዶ ኣይኮነን ።ኣብርሃለይ
@user-qd7bz6xw1d
@user-qd7bz6xw1d 4 жыл бұрын
@@nahomissac4957 ጹቡቕ ኣለኻ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ግእዝ እዩ ዘሎ ኣብ ቀደም ግን ዓኴራትን ጻዓዱን እዮም ኔሮም
@angesomabebe6916
@angesomabebe6916 3 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ኣይ ትጥፈኣና ኢካ ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ እግዝአብሔር ኣብ ዙርያካ ይኩን ንኡሰይ
@user-jc5eb5gj9v
@user-jc5eb5gj9v 4 жыл бұрын
ካብዘን ኩለን ናትካ ክሰምዕ መሪጸ'ለኹ "ተዕግበኒ ቕጫስ ኣብ መቕሎኣ ከኣ ይፈልጣ" ዝዓይነቱ ንኺድ እስከ በል ።
@user-oz3ly8ch8x
@user-oz3ly8ch8x 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ረኺብካኒ ንዓይ ውን ኑሱ እዩ best
@fergezberhe5860
@fergezberhe5860 4 жыл бұрын
Hii Selam dika tame wedi
@fergezberhe5860
@fergezberhe5860 4 жыл бұрын
Telefon ka shafeley
@user-jc5eb5gj9v
@user-jc5eb5gj9v 4 жыл бұрын
@@fergezberhe5860 015213368983
@yohannesabraha
@yohannesabraha 4 жыл бұрын
Mara ske
@andemichaelweldegebriel1593
@andemichaelweldegebriel1593 4 жыл бұрын
እሾኽ ሲ ብበላሐ ትፍጠር ይብሉ ወለድና ገለገለ ክአ ተተጻረፉ ንደቂ አነስትዮ አሕዋትናዝቃለሱ ዘለዉ ይመስሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናባሐቂ ክአ ተስፋ አለዋ ዛሃገር።
@filimonmeal1549
@filimonmeal1549 4 жыл бұрын
ኣታ ኣበሳ ንስካ ኣነ መግለጺ የብለይን ንዓካ ቀጽሎ ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ጅግና ኣይ ነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረስ 💪🇪🇷😪🇪🇷🇪🇷😪❤🇪🇷❤🙏
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ታሪኹ ግና ቅንጣብ እኮ ኣይወረስናን። ግን ኣጆና ንፋቀር የሕዋተይ ታሪኽ ኣቦታትና ነጽንዕ
@genetkidane9349
@genetkidane9349 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ መምህር መግለጺኻ ንዓይ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕጉሰኒ ከማኻ ይብዙሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@Jo-ux8zy
@Jo-ux8zy 4 жыл бұрын
ንወዲ #መምህር ዝፈቱ እስከ 𝙡𝙞𝙠𝙚 ይርገጽ 🤙#ላይክ በስ ከምዚ ከመይ ዝፈትዎ
@gps6067
@gps6067 4 жыл бұрын
Dani hawey xbuk srah btaemi abu keleka kmlalka hanti neger ala nsa kea kulu seb hade aykonen hji zelo weledo ab mengo hzbawi gnbarn hgdefn zelo flly zfelt bzuh aykonen kulu kulu zfelt aykonen kulu kea yfelt u malet aykone hji kea ezi zelo mensi kmkah kem hzbawi gnbar zgebro kem hgdef kab kone abrh anbilka ab kale gize tetkrba xbuk ymesleni coz ab kebdi xgub tmuy yelen melktey ktria tsfa ygebr
@Aryamtube
@Aryamtube 4 жыл бұрын
nice work keep it up ኣሓላላተይ ኣብዛ ናተይ ቻነል ከኣ ዘወርር በሉ ነሕድሕድና ንተሓጋገዝ እቲ subscribe , like, ዝገብረለይ ኪገብረሉ እየ። kzfaq.info/get/bejne/bK6pm8p7qqiWYn0.html
@ellahealthyfoodchannel614
@ellahealthyfoodchannel614 4 жыл бұрын
አብዚአ ከአ ቅልቅ kzfaq.info/get/bejne/gd5xddZkzK2Xhn0.html ሳብስክርይብ ላይክ ሸር ተሐባበርኑ ❤️❤️❤️🙏🇪🇷
@ellahealthyfoodchannel614
@ellahealthyfoodchannel614 4 жыл бұрын
meda gerie ኣብዚኣ ከኣ ቅልቅ በል ሐወይ kzfaq.info/get/bejne/gd5xddZkzK2Xhn0.html ሳብስክራይብ ሸር ላይክ ተሐባበራኒ❤️❤️❤️🇪🇷 ዘለማዊ ዝክራ ንሰማአታትና
@amanueldebesay2554
@amanueldebesay2554 4 жыл бұрын
🤙💯💯💯
@efipirlo2245
@efipirlo2245 4 жыл бұрын
እዚኦም ብሩህ መጻኢ ዘይኮነ ዝበሃሉ፡ በራሕ መጻኢ ኢዮም ዝበሃሉ ኢንዓል ሰንሰቢሎም ንስዉኣት ሸፍቱ ኢልካ ዘረባ ኣሎ። GBU ዳኒ ሓወይ ከማኻ ይብዝሑልና
@popentertainment5720
@popentertainment5720 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ነዚ ናብ ሕማቅ ኣንፈት ዝከይድ ዘሎ መንእሰይ ዝዓግት ብብዝሒ ከምዚ ከተውጽእ ከም ኢንፎ ክውስከልካ ይደሊ Good jOb ምሳይ ዘለኩም ኣብዚኣ ጠውቁለይ መልእክተይ ሮጊዳ ክትበጽሕ
@Aryamtube
@Aryamtube 4 жыл бұрын
ሓላላተይ ኣብዛ ናተይ ቻነል ከኣ ዘወርር በሉ ነሕድሕድና ንተሓጋገዝ እቲ subscribe , like, ዝገብረለይ ኪገብረሉ እየ። kzfaq.info/get/bejne/bK6pm8p7qqiWYn0.html
@abelabi6782
@abelabi6782 3 жыл бұрын
@@Aryamtube dhul lemani
@aregawighebrehiwet8980
@aregawighebrehiwet8980 3 жыл бұрын
ብሓቂ ዳኒ ወዲ መምህር ራኢ ናይ ጽባሕ መራሒ ሃገር ግድን ከም ባዓል ወዲ መምህር ዳኒ ዝኣምሰሉ ንፊዓት መንእሰያት ኣብ ጎድንኩም ኣለና ንበሎም ንሕና እውን ኣሰሮም ንስዓብ ብኩሉ ወገን እዳ በልኩ ኣጀካ ዳኒ በርትዕ በልሕ መንእሰይ👂👂👂👂👂👈👈👈👈👈👈👈
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 4 жыл бұрын
ሰማእታትና ግዳያት ኣይኮኑን፡ ሰማእታትና ጀጋኑን ሰራሕቲ ቅያን እዮም። እንዳ ሓዘንና ዘይኮንና እንዳ ተሓበንና ኢና ንዝክሮም ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና!!!
@piyaryohanakehasesarahana7394
@piyaryohanakehasesarahana7394 4 жыл бұрын
Dani hawey btami ye zmsgneka siwaetna kulu gzye ab libinayom Dani hawey enkae nattna konka 😘💕😍 😘
@johnteklay3993
@johnteklay3993 4 жыл бұрын
I’m learning a lot things from u r the smartest young man I ever seen kexlo👏💪🇪🇷
@ellahealthyfoodchannel614
@ellahealthyfoodchannel614 4 жыл бұрын
👍 ኣብዚኣ ቅልቅ በል ሐወይ kzfaq.info/get/bejne/gd5xddZkzK2Xhn0.html ሳብስክራይብ ሸር ላዮክ ተሐባበራኒ ❤️❤️❤️🙏🇪🇷
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ኣሜን
@user-ld6lh4gc8l
@user-ld6lh4gc8l 4 жыл бұрын
ዳኒ እንቁዋዕ ዳሓን መጻኻ ፡እሞ ከምዚ ድበልካዮ ኩሉ ሕቂዩ። ሃየሞ ዳኒ ሓንቲ ኢድ ስለ ዘይተጣቕዕ ፡ነቶም በላሕቲ ከማኻ ብፖለቲካ ዝበሰሉ ሃሰው ኢልካ ምውዳብ አይትሕመቕ። ካልእ 30 ዓመት ከይንኸስር። ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና!!!!
@Sesen_
@Sesen_ 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ጀጋኑና 🕯🕯🕯ወቱሩ ኣብ ልብና። ዳኒ ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ ከማካ ይብዙሑልና ኣንበሳ
@hamdanali2927
@hamdanali2927 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ከማኻ ውሑዳት ተንረክብ ዓወትና ኣብ ኢድና ምጨበጥና
@mesimesi8168
@mesimesi8168 2 жыл бұрын
Daniye marey kemaka aynet wetatat yadiya eyu n eritrean jegna eka zahawey kexlolu edmen tinana yhabka amelak 👉🤴👑♥️💛💙🌿💙🙏
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 4 жыл бұрын
Appreciate u men
@habengebremeskel9260
@habengebremeskel9260 4 жыл бұрын
Eshok bibeliha tifter ybehal kemzi kemaka u dani eza hager kemaka 50 tezihliwuwa aymitesedednan elfi mahyim ab media wexiom seb kewadu ziwielu zelewu ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rakfarefrah8680
@rakfarefrah8680 4 жыл бұрын
ሎሚ ኣዝየ ኣድኒቀካ''''''''!!!!!! ግልጽልጽ ኣቢልካዮ እቲ ምግላጽ ኣብይና ዝነበረ ናይ ውሽጥና ስምዒት። ካባካ ብዙሕ እና ንጽበ ኣይትጥፍኣና በሊሕ ሰብ።
@ronbon5667
@ronbon5667 4 жыл бұрын
Nay behaqi lsan koynna
@mdrekenan1750
@mdrekenan1750 4 жыл бұрын
kzfaq.info/get/bejne/iq2aa6qa07ezaY0.html ብሩኻት የሕዋት መንፈሳዊ ትምህርቲ ንምክትታል፡ ሂወትና ብቃል ኣምላኽ መታን ክትዓቢን፡ክንመሃርን ኣብዚ ኣቲና ንሓዉናን፡ መምህርናን ሳብስክራይብ ፡ ሼር፡ ላይክ ክትገብርሉ ይምሕጸነኩም። M
@ariamghebremedhin154
@ariamghebremedhin154 4 жыл бұрын
Such an eloquent and well spoken citizen. This generation can truly benefit from your insights. You're a major silver lining in this era of confusion and division. Great job, thank you.
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ኣገላልጻ ዳኒ ወዲ ንዳኒ ተድንቁ እስከ like እሕጉስኒ ❤️✌️
@user-tx7ou2ws1t
@user-tx7ou2ws1t 3 жыл бұрын
ካብ ኣብ ፋርማሲ ዝርከብ መድሃኒት ዘበለጸ ሓሳብ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ዳን ሽኮር ኤርትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ክብሪን ምስጋናን ይብጻሕካ 🕯🕯ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ🕯🕯
@henokbrown8991
@henokbrown8991 4 жыл бұрын
"ዋላ 'ቶም መስዋእቲ ክኸፍሉ ዘይደልዩን መስዋእቲ ዘንቋሽሹን ሰባት ከይተረፉ 'ዮም ብሩህ መጻኢ ዝብል ስም ሒዞም ዝጓዓዙ" ተባረኽ... ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!!!
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
ዳኒ ከም ኩሉ ግዜ ብኣኻ ክሩዕ እየ። ክብርን ሞጎስን ነታ ካልአይቲ ዘይብላ ሂወቶም ዘረከቡና ሰማእታት ሃገርና
@trhasabraha8418
@trhasabraha8418 4 жыл бұрын
Waw I lv this guy he knows exactly wt he says nd explain everything with knowledge nd experience.. ❤️❤️❤️
@user-es9fb5nt5k
@user-es9fb5nt5k 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና !ኣንበሳ ወዲ መምህር ።
@tesfatsien.m4312
@tesfatsien.m4312 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ዘል ኣለማዊ ዝክሪ ን ጀጋኑ ሰማአታትና።
@TedrosPage71
@TedrosPage71 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ ተስፋ ዘለና፡ ከምቲ ገለ ገለ ተስፋ ዝቆረጹ ዝብልዎ ጥቕሚ ዘይብልና ወለዶ ኣይኮናን። ነብስና ለዊጥና ሃገር ክንቅይር ንኽእል ሰብ ተስፋ ኢና። በብዘለናዮ ጥራይ ንሓዳሽ ኤርትራ ንዳሎ
@kflewedigerie5111
@kflewedigerie5111 4 жыл бұрын
Kbrin megosn nsemaetatna. Thank you dani!!!
@gashsetit
@gashsetit 4 жыл бұрын
Bravo kulu hasabatka mara xbuki alo kem hager knkxil entekoyna b hagernan wga edaga kngebr yeblnan , trikna kea tarik sematatnan knhbenelu alena:: ajoka ketslo bertie 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@msgnnateweldebrhan3321
@msgnnateweldebrhan3321 4 жыл бұрын
3.5 million votes for you young man.!
@senaytmisgina7356
@senaytmisgina7356 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
@user-oz3ly8ch8x
@user-oz3ly8ch8x 4 жыл бұрын
ባእ ናይ ብሓቂ እየ ሕጂ ተስፋ ጌረ ንዚኦም ዝመስሉ ብሱላት ክነፍሪ ከም ንኽእል ርእስና እንተ በሲሉ ክኣ ዘይንዕወተሉ ምኽንያት የለን ሶ ኣጆኻ ቀጽሎ ቡሉጸይ
@Hana-ud3cg
@Hana-ud3cg 4 жыл бұрын
ለባም ሓድሽ ዎሎዶ ተስፋ ዘለካ ፉሉይ ፍጥረት ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@haben1025
@haben1025 4 жыл бұрын
ዳኒ ጽቡቕ ጌርካ ገላሊጽካዮ። እዚ ግዜ ግዜና እዩ ሓሚቑ ጸቢቑ ድማ ንሕና ኢና ንሕተተሉን ንኽሰሰሉን ስለዚ ኩሉ ወለዶ ናይ ሕማመይ ከምዚ ከማኻ ሓላፍነቱ ክስከም ኣለዎ፡ ኣብ ዘመንና ዘኹርዕ ናጽነት ህዝብና ተጓናጺፍና ንሕለፍ በጃኹም....እምበር ካብ ደቂ ኣርብዓ ዘርባዕብዓስ ተሪፍና ኢና፡ ስደት መሪሖምና ሃዲሞም ከይኣክል ኣብዚ ድማ ትርጉም መስዋእትን ሽፍትነትን ተዋጃቢርዎም ሸንኮለል የብሉና ኣለዉ። እዞም ገድሊ ሽፍትነት ዩ ኔሩ ዝብሉ ሰባት ድማ በዚ ሕጂ ዘሎ ስርዓት ስለዘይተሓጎሱ ዘይኮነ ብመስረቱ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ተፈልያ ክርእይዋ ስለዘይወረደሎምን ንመሰረታዊ ዕላማ ገድልና ስለዘይድግፉን ዮም። ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ክትፍለ ዘገድድ ቅንጣብ ምኽንያት ኣይነበራን ንምባል ዮም ኣይትገደሱሎም።
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 жыл бұрын
ዳኒ ተባዕታይ ኣምበሳ ቀጽል...... ኣብዘን ዝሓለፋ 100 ዓመታት ዘሕብን ታሪኽ እንተሎ" ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ነዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ልእላውነታ ዘረጋገጸ ኢዩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።
@d.i.m9748
@d.i.m9748 4 жыл бұрын
ተዓወት ተዓወት በሊሕ ደፋር ጅግና መንእሰይ ኣምላክ መመሊሱ ዝዛሪ ጥበብ ይሃብካ! ዓወትን ስልጣነን ምዕባለን ንምድሪ ሓበሻ !!!
@yonisolomon8842
@yonisolomon8842 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ወዲ ምምህር ሓወይ እቲ ጸገም ብ ህግደፍ ዝተገፈዕ ናብ ስዋኣት የላግቦ ተሰዊኦም ዶ እንታይ ጌረሙሉና እዬም እንዳ በሉ ዝዛረብ አለዉ ካብ ሂወት ዝዓቢ የለን ንሶም ካአ ሂወቶም ሂቦሙና እዬም ሰለዚ ኽንኮራዓሎም እዩ ዝግባኣና ካብ ሕጂ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ (ህግደፍ) ጥራይ እዩ ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና
@saraadem7058
@saraadem7058 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና።ዳኒ 100% ንፉዕ ኢኻ፡ኣነ ካብ ሕጂ ሓጽየካ ኣሎኹ፡ናብ ታ ብሰላም ንነብረላ ሃገርና፡ናህርኻ ቐጽል፡ሃህ አልና አና ንጽበየካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@mickymedea6963
@mickymedea6963 4 жыл бұрын
ትሩፋ ቻነላት ክሰሚዕ ግዜ ኣጥፊአ ቑሩብ ፡ትስፊው ናይ በሓቒ ዳኒ ዋውው ኣጆካ አስከ።
@tekle3972
@tekle3972 4 жыл бұрын
ዳኒ ብታዕሚ ንፉዕ ኢካ ተስፋ መጻኢ ምካንካ ሕቡን የ በኣኻ ሕጂ ዉን ክንኮኖ ዘለና ብፍላይ ኣብ ሕጊ ከኣምን ከም ዘሎዎ ህዝቢ ኩሉ ብፍላይ መንእሰይ ሓለፍትና ኮይኖም ከም ድላዮም ክገብርና ዝከኣሉ ሕጊ ስለ ዝጎድለና ዩ ብዝኮነ ንስካን ከማካን ዮም ዝምህሩና ሞ ኣጆካ በርቲዕ በሓቂ ማህደር መንእሰይ ኢካ !!!!! Thanks
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 4 жыл бұрын
ELOQUENT! My friend you’re just brilliant. Thank you for reminding us the love our martyrs has offered! May their souls Rest In Peace!
@asmakifle2627
@asmakifle2627 3 жыл бұрын
Bteme nfu
@alazar2867
@alazar2867 4 жыл бұрын
Bright future khtetu eyom n ertra wn kndeyenay kregxwa elom swue shfta endabelu. Kemzi nayzom dnkuruna dfretn ayrakun😠 nswue do shfta tblo eka. Swatna azyom jeganu eta enko hiwetom zkefolulna eyom sdrom wn kkahsu eyu zelewom. Zelalmewi zkri n swatna😍
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 4 жыл бұрын
Eta derfi naymen eya ab mejemrta zela eba ngeruni daniye Bravo kem kulu gize 🇪🇷💪 naybhaki fkri hagern poletikan bebeynu eyu nhager mnm eyu zkales ember kemzi kinsded kihalfu ata rsi zeyblom fo kemu tezkewn nmntay ezom kulom hagerat tewagiom zeysdedu
@AGhabeshawi9827
@AGhabeshawi9827 4 жыл бұрын
መግለጺ ቃላት ስኢነሉ ኣገላልጻኻ! ክሰምዖ ከለኹ ኣብ ውሽጢ እቶም ትገልጾም ዝነበርካ ቃላት ጥሒለ ኢየ ሰሚዐዮ ። ንዓኻ ውን መግለጺ የብለይን ! ከምቲ ንስኻ ትብሎ ኣብ ቀጻሊ ። ሰላም ንዓኻ ይኹን ክቡር ሓው ዳኒ✋
@tsgabangesom5715
@tsgabangesom5715 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ዳኒ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣለካ። ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰባት ብዝህብዎ ሕሱር ፖለቲካ ተታሊሎም፡ ትርጉም መስዋእቲ ኣብ ምስትንዓቅን ንጀጋኑ ስውኣትና ክብሮም ኣብ ምዝላፍን ዝውዕሉ ሰባት ዓባይ ትምህርቲ ኢያ። ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢዩ ሰፈሮም። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ!
@efremzere1669
@efremzere1669 4 жыл бұрын
✌️🇪🇷🇪🇷 ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስዋኣትና ጽብቅ ኣገላልጻ ዳኒ
@natnaelaynom1850
@natnaelaynom1850 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርካ ማርያም ደብረ ሲና ትኹን ምሳኻ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና
@dhakebdhruke8056
@dhakebdhruke8056 4 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መጻካ ወዲ መምህር
@abimass5642
@abimass5642 4 жыл бұрын
ሓቂ ሓቂ ኣቤት ኣገላልጻ ኣጆኻ ቀጽሎ ጸሓይ ምብራቃ ኣይተርፋን ኢዩ ። ኩሉ መወዳእታ ኣለዎ ። ተስፋ ሰኒቅና ንቐጽል ። ኣምላኽ ንብዓትና ክደርዞ ኢዩ ።
@user-rx2dx7ns1v
@user-rx2dx7ns1v 4 жыл бұрын
ዓለም…ብስቅታ ናይ ለባማትን ፣ ብዓውታ ናይ ዓያሹን 'ያ ትዓኑ።
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 жыл бұрын
"ዳኒ ይበል ኣገላልጻ እንተኾነ ሓደ ሓደ ግዜ ከመይ ጌርካ ዕዉት ትከውን ኣብ መጽናዕትን ሂወትን ገለ በለና ምስጋናይ ወሰን የብሉን መዘናይ ።
@nahomgbremariam268
@nahomgbremariam268 4 жыл бұрын
እዋይ ንስኻስ ትብዓት ቃላትካን ሓቅነቱን ከይገረመኒ ኣይተረፈን ቀጽሎ ኣጆኻ:: ኣብ ክንዲ መሬት ኣርዑት ዝኸበዶ ክንድ ህዝቢ ጭቆና ዘሰንበዶ ክንዲ ሃገር መግዛእቲ ዘዋረዶ ጎበዝ የ ተላዓል እንዶ መልእኽቲ ሓርበኛ የማነ ባርያ
@godseidank6522
@godseidank6522 3 жыл бұрын
Amen zelalemawi zkri nsemaetatna
@hanibaltekie9039
@hanibaltekie9039 4 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋእትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዳኒ ዝፈቱ ከኣ like ዓምጩቁኒ
@abrhaleytewolde5870
@abrhaleytewolde5870 3 жыл бұрын
መመሊሰ ክሰምዓ ከለኹ መመሊሳ ንኣፍልጦይ ተስፍሖ መንእሰይ ተስፋ ቆሪጽና ከይንኸውን ነነብስና ንሕተት ምስ ዝተሰወአ ወላ ውን ምስ ዝሞተ ምባኣስ ሲ ናይ ብሓቂ ተስፋ ናይዝቆረጸ እዩ ዳኒ ወዲ መምህር ናይዚ እዋን መምህር
@alazar2867
@alazar2867 4 жыл бұрын
Ezi kulu nkhat wxit tesfazion and agazian eyu. ember kdmi 3 amet swue shfta eyom zblu neyrom denbe enklil. Good job mahder production
@diegefahrlichengangesterba8896
@diegefahrlichengangesterba8896 4 жыл бұрын
agazen tergexka wedi shermuta adeka ab Europa teshrmut tehlu wedi dekala dergi
@alazar2867
@alazar2867 4 жыл бұрын
@@diegefahrlichengangesterba8896 shermuta daa adeka endya sm aboka eko zeytfelt. Ferah smka keman ktxhf aytkeln eka
@diegefahrlichengangesterba8896
@diegefahrlichengangesterba8896 4 жыл бұрын
@@alazar2867 helkus abey emo beakal tezrekbeka dey ab media teray ikum sebut tekonu hademti ab sudan ethiopa nashtu kolu ygoyuka neroms sebay ketkewin tefit wedi kelbi
@diegefahrlichengangesterba8896
@diegefahrlichengangesterba8896 4 жыл бұрын
@@alazar2867 hiji bal neska resi alni tebil tekewin be bal tesfasion temrhika tekyed dekala amharay
@alazar2867
@alazar2867 4 жыл бұрын
@@diegefahrlichengangesterba8896 tefelitka ate Wejab resah aslamay. Wedi kelbi shermuta nska eka kem aslamay z shurmut yelen. Adeka wn shermuta eya welidatka naka mknyatu sm yeblkan. Sebay tekonka kdm smka xhaf thabeka aferfer gn trgum yeblun denkoro
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 2 жыл бұрын
ኣንታ ክንደይ ትበልሕ ወደይ እሾክ ብበካሓ ትፍጠር ዲዩ ዝተባሀለ በል ጥንቅቅ በል እዛ ሓሳዊት ዓለም ከምዚ ከማካ ኖኡስ ልቦና ዘለዋ ኣይትፈቱን ያ ዛወደይ
@samuelmebrahtu6071
@samuelmebrahtu6071 4 жыл бұрын
ዳኒ welcome dear brother ♥♥♥✌ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ
@habteokbe5744
@habteokbe5744 4 жыл бұрын
ረዚን ቃላት እዩ ዳኒኤል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብሐቂ ሰብ አለዋ እዛ ኤሪትራ።
@most5793
@most5793 4 жыл бұрын
ፖውውውውውውው ከማካ የብዝሓዮም። (ሸያብ ኣይትጸውዕ፡ለባም ጸውዕ) ዝባሃል ሲ ለከ ከምዚ ናይ ዳኒ እዩ።
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 4 жыл бұрын
ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ ኣጆካ ቀጽል ዘልኣለማዊ ዝክሪ ነቶም ዘይትድገም ሂወቶም ዝከፈሉ ስውኣትና።
@siku9753
@siku9753 4 жыл бұрын
Okay, ሎሚ ምሉእ ብምሉእ ብሓደ ኣለና 🕯🇪🇷❤️✊🏾🕯
@user-uv7xk1rs9u
@user-uv7xk1rs9u Жыл бұрын
Thank you God bless you. Are you time for your effort and for your family God bless all the best God is good
@eseytv8820
@eseytv8820 4 жыл бұрын
You’re the best one wedi menhir jigna
@eritreanbrightfuture2161
@eritreanbrightfuture2161 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ከማኻ ነኣሽቱ ተስፋ ዘለዎም መንእሰያት ክርእይ ከለኹ ብጣዕሚ ይሕጎስ እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ኣጆኻ ቀጽሎ ንፉዕ ተባረኽ
@kmchannel9351
@kmchannel9351 4 жыл бұрын
Nwedi memhr zdnq like ygber 💯
@gugulen
@gugulen 4 жыл бұрын
One of the best uplifting messages, yes of course I am one of the last generation receiver of your deserved criticism, I like the way you put it , great job
@Sharon.91
@Sharon.91 4 жыл бұрын
ብሩኸይ ናተይ ዘረባኻ'ሲ የብሉን ዝድርበ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ፡ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ መንገዲ ክትመርሓና ይትስፎ።
@amanzewde7661
@amanzewde7661 4 жыл бұрын
በቃ ጥዑም ዝተዛረበስ ክትመርሓና ኢኻ?? ዲኒ ንፉዕ እዩ ኣብ ምምርሓን ምሕንጻጽ ፖሊስን ምስ በጻሕና ግን ልዕሊ ዳኒ ኣማኢት ሽሓት ከመጹ እዯም ኣጆኺ ሓፈተይ
@Sharon.91
@Sharon.91 4 жыл бұрын
@@amanzewde7661 yebelo Amlak brukey
@jb831
@jb831 4 жыл бұрын
ጅግና ወዲ መምህር መተዓቢቲ👏👏❤💪
@msgannabaire
@msgannabaire 4 жыл бұрын
He's so talented the way he expressed his thoughts, unlike those Dump Futures
@fanaisaak6277
@fanaisaak6277 4 жыл бұрын
Anbesa izi haway 👌👌👌
@haniyo2210
@haniyo2210 4 жыл бұрын
Eternal Glory nd honor to our Martyrs🇪🇷🇪🇷🇪🇷, well said bro
@user-eq7zd8kt7d
@user-eq7zd8kt7d 4 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ንፉዕ መዘናይ ምኻንካ መሊሰ ትሓጉሰ ኩላትና መንአሰያት በጃኹም ካብ ዳኒ ተማሃሩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
@awethaileslasietsegai5307
@awethaileslasietsegai5307 2 жыл бұрын
Perfectly said!
@k.mmengs6331
@k.mmengs6331 4 жыл бұрын
ናይ ሕማማይ ነዚ ዓርክና ነተበባዓዮ እስከ ። ሳብስክራይብ ንሃቦ pls ። ዘላኣለማዊ ክብሪ ንስዋኣት ኣቦታት ንስለ ኤርትራ ዝወደቁ።🇪🇷🇪🇷 Dani jegna
@ellahealthyfoodchannel614
@ellahealthyfoodchannel614 4 жыл бұрын
👍 እስካ ከኣ ኣብ እዚአ ቅልቅ kzfaq.info/get/bejne/gd5xddZkzK2Xhn0.html ሳብስክራብ ሸር ላይክ ተሐባበርኒ
@k.mmengs6331
@k.mmengs6331 4 жыл бұрын
@@ellahealthyfoodchannel614 ጉቡኡካ ዪ ዝምህር ነግር ጥራይ ይኩን ።
@ZERIZGHI
@ZERIZGHI 4 жыл бұрын
ጹቡቅ ተንቲንካዮ ዳኒኤል ናይ ብሓቂ ከማካ ይብዝሑ
@biedlubigoyta2578
@biedlubigoyta2578 4 жыл бұрын
ኣንበሳ ዚ ወደይ ካብ ደቂ ሎሚ ዝሩግ ወለዶ፡ ደቂ ማማ፡ ናይ ሕማመይ ፡ ወዘተ ዝተጠመቀ ወለዶ ከምዚ ዓይንውት ልብኻ ዘረስርስ ዘረባ ክትሰምዕ ተኣምር ኮይንኒ። ከማኻ ይብዝሑ ሞ ብመስዋእቲ ደቅና ቀሲንና ክንሓልፍ። እንጀራ እዝጊ ብላዕ ምሳኻ ኣሎና። በርትዕ።
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 4 жыл бұрын
ኣንታ እንታይ ኢዩ" ገይሩኩም እዚ ወለዶ ? ዝሩግ ኢልካ ዘረባ ኣሎ??? ካልእ ሽግሩ ዘይኣክሎ ዘይትገድፍዎ, ንሱስ በሉ ከምቲ ትግምትዎ ኣይኮነን, ብንእሱ ገሊኡ ኣብኡ ገሊኡ ኣዲኡ ዝሰኣነ ኢዩ። ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ድማ ሓላፍነት ስድራ ዝተሰከመ ምሽክናይ ወለዶ ኢዩ። ንባዕሉ ከም ኣብ ገዳም ዝነብሩ ኣቦታት እንክመስል ነብሱ መኒኑ, ሂወት ስድርኡ ንምድሓን እንጀራ ከናዲ' ፈቆዶ ሃገር ኮለል ይብል ኣሎ። እዚ ወለዶስ ምተተባብዐ እንበር ዝሩግ ምተባህለ የሕዝን።።።።
@dermasproductionchannel
@dermasproductionchannel 4 жыл бұрын
ኣቦይ'ዶ ክብለካ ዓቢ ሓወይ ካብ ዘረባካ ማለተይ'ዩ። ዘጽሓፈኒ ምክንያት ዘረባካ'ዩ, ንሱ ከኣ ነቲ ሕማቅ ንምእራም እምበር ጽቡቅ ጽቡቅ ስለዝወልድ ኣይክትንክፎን'የ፡ ግን ክሓተካ ብዛዕባ እዚ ወለዶ እኩል ትዕዝብቲ ዘሎካ ኮይኑ ኣይተሰመዓንን፡ በቲ ካሊእ'ውን ቅድሚ ምንቃፍ ንካልኦት ነብስካ ምፍታሽ'ዩ ዘድልየና ዘሎ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ'ዚ ከም ኤርትራውያን፡ ለባም ስለዝኮንካ ብዕድመ እዚ እዚ ኣይክብለካን'የ ብደቂቅ፡ ግን በዛ ናየቦታት ብህሎ ክፋነወካ ማለት 👉👉👉 ንዓሻ ደርጉሓሉ ንለባም ኣምተሉ።
@ISY-lf5tm
@ISY-lf5tm 4 жыл бұрын
ክላ ስቅ በል እንታይ ጌሮምካ ነዚ ወለዶ እዚስ ዝሩግ እዚ ወለዶ እዚ ደኣ ውጹዕ ወለዶ እምበር ኣብ ከልበትበትን ከርተትን ዘሎ መስኪናይ ወለዶ ሰላም ሃቡና እስከ እንታይ መልኡልና ኢልናኩም
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 4 жыл бұрын
Biedlu... Mkermbey hmak zereba gnay. Ezeom deia wtsuyat weledo. Zgenh iabo tmelr iade zeyblum. Fkri hbretesebom ztenefgom mskin welefomber. Ialewom gegatat gn mmkar mkrabyom zdelyumo nkrebom fkri nhabommo knfeltom.
@mesfuntekia2344
@mesfuntekia2344 4 жыл бұрын
ኣይ ኣነስ ዝገርመኒ ነገር እንተ ኣሎ ናይ ዞም ንኡስ ወለዶ ዝጸርፉ እዩ ንስደት መሪሕክሙና ሃዲምኩም ነታ ስደት ከኣ ቀጥ ኣቢልና ሒዝናያ ኣለና ታይ ዘይ ገበርና ደሊኩም
@user-mm2uk9rm6o
@user-mm2uk9rm6o 4 жыл бұрын
Our young precious we r proud of you and be blessed. Let's discussed like this and change the young generation......... We love you much
@rehase6531
@rehase6531 4 жыл бұрын
"ንሓደ ገዛኻ ክዘምት ዝመጸ፡ ኣቦኻ በትሩ መንጢሉ ቀርሲሙ ክሰዶ እንከሎ ዘሐብን ኢዩ። እቲ ዝኸፍአ ከኣ በቲ ዝመንጠሎ በትሪ ጌሩ ንዓኻ ክቕርስመካ ከሎ ኢዩ።" ዝመሰጠትኒ ኣበሃህላ ኢያ።
@user-nx1xp1xx3y
@user-nx1xp1xx3y 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ። ግን ኣይትደንጉየና ሰኣን ከምዚ ዝበለ እገላልጻ ብዙሓት መንእሰያት ነቲ ዘየድሊ ስነሓሳብ ይክተሉ ኣለዉ ኣጆካ በርትዕ ! ዘለኣለማዊ ዝክሪ ነቶም እንኮ ዘይትድገም ሂወቶም ዝሃቡ ስዉኣትና ።
@trustyourself9355
@trustyourself9355 4 жыл бұрын
ሰማእታትና ውጽኢት ናይ ኩለን ብሄራትና እዮም 4።
@jo1103
@jo1103 4 жыл бұрын
You are the next generation leader! You said the truth from my heart. Keep going bro!!
@assebchannel6735
@assebchannel6735 4 жыл бұрын
ዝኽሪ ረዚን ቅንያት ዝኽሪ ሃገራውነት ወገን ኣይንታዩን ሃገራዊ ቅንያቱ ቅንያት ዝኽሪ ረዚን ክብሪ: ዝኽሪ ሰማእቲ እዩ። ቅንያቱ ቅንያት ሓዘን ኣይኮነን ቅንያት ሕድሪ እቶም ሞባእ ርስቲ ሞባእ መረበት ሞባእ ስለ እዛ ሃገር ዝሓለፉ እዩ። ቅንያቱ ንመን ክዝክር ንመን ኣይዝክርን ዘይባሃሎ ዝኽሪ ሃገራውያን ሰማእቲ እዩ። እዛ ተጠቂመላ ዘሎኹ ስእሊ ነቶም ልዕሊ 100,000 ስማእታት ንዝኽሮም ክትኮነለይ: ናይቶም ዝፈልጦም: ናይቶም ዝቐበርኩዎም ስእሊ ጥራይ ክጥቐም ሕልናይ ኣይገበረለይን: ምኽንያቱ ንዝፈልጥዎን ዘይፈልጥዎን: ዓደይን ዓውደይን ከይበሉ ምእንቲ እዛ መሬት ዝሓለፉ ኣእላፋት ስለ ዘሎዉኒ። ሃይማኖት ዓሌት እንዳ ዘይስድዖም ሓንቲ ኤርትራ ኢሎም ዝሓለፉ ሓድነት ሃገር ዝእምነቶም በቲ ተምሳሎም ክዝክሮም ስለ ዝመረጽኩ እየ። እምበር ወገንነት እንተዝምህሩኒ: ወገን እንተዝገድፉስ ነቲ ኣብ ባድመ ካብ ጎነይ መስዋእቲ ዝወሰዶቶ ወዲ ዙረይ መዘከርኩ:: ነቲ ኣብ እግሪ መኸል ማይ እባ ኣስቴኒ እንዳበለ ካብ ኢደይ ዝመሎቐ ምዘከርኩ: ደቂ መስርዐይ: ምዘከርኩ ናይ ስጋ ኣሕዋተይ ምዘከርኩ: እዚ ኣየውረሱኑን ጀጋኑና። ብዙሓት ኣብ ዕለታዊ ናይዛ ሃገር ጉዳይ ሃገራውነት ክንዓዪ ብቅረባ ዝፈልጦም ዝወደቁ ምዘከርኩ። ከምኡ ኣይማሃሩኑን ወገን ኣይንታዩን ሃገራዊ። ወገን ኣይንታዩን ነዛ ሩሑ ዘፍቅራ ዝፈትዋ ነዛ ነብሱ ንሓባር ኢልዋ ብጅግንነት ዝዓተሮ ጽዋእ ንሓፋሽ ኢልዎ ሃገራዊ ሞባእ ኣደይ ኣይበለን እንትርፎ ዓደይ ኣቦይ ኣይወጾን ጓለይ ወደይ ኣሚነይ ኣበለን ኪዳን መቋርተይ ሓንቲ ዝመዝምሩ ሪመይ መሬተይ ሓባርነት እዩ ሓባራዊ ረብሓ መዝሙሩ ሃገር ጅግንነቱ ኣርሓ ለዋህ ፈቃር ዘይትንኩል ኣድሃ ከምሽምዓ ዝመክኽ ጸላምና ከብርሃ ምንባሩ ዝሃበ ክነብር ብሓባር ሂወቱ ዝወፈየ ንዓረር ንግንባር ሰባሪ ማሕዩር ሳዶር ኣላዶር ተግባር እየሱስ በጺኡ ዝተግር መላኽ ኣጋንንቲ ጽጉማት ዝሕንግር ንሓባር ሓሳቡ ተግባርን ዓያይን ኩሉ ዘይእግሞ ሓንጻጽን ጎያይን ንስመር ንዝኽሩ ሕድሩ ኣይነባኽን ንፍትሒ ንነጻ መላኽን ተመላኽን ንሕድሩ ኣይንኹን ሰባኽን ተሰባኽን እንዘይካልና ሰማእታዊ ተግባር ብስኒት ፍቅርን ንምበራ ብሓባር ስስዕቲ ውላቃውነት ኣይዳሃዩን ወገን ነወግዶ ወገን ኣይንታዩን ግርማይ ኣስፋሃ (ወዲ ጉርጃ) 19 ሰነ 2020 ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ ሓባራዊ ወፍሪ ንምትግባር ሕድሪ ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ‼
@habtemariamyemane3674
@habtemariamyemane3674 4 жыл бұрын
ናይ ብሃቅ ጅግና።
@salihimam3653
@salihimam3653 3 жыл бұрын
Thanks bro
@merhawikahsay492
@merhawikahsay492 4 жыл бұрын
ነዓካ 1000 ላይክ ተትፍቀደኒ ኣይምበቀቅኩልካ
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 4 жыл бұрын
ዳኒ ብሮ ከማካ እዮም ዝድልዩና ዘለዉ ንጽር ዕላማን መርገጽን ዘለዎም ኣጆካ ቀጽሎ ዘልኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ነቶም ንስለና ስለ ሃገር ክብሉ ነዚኣ ዘይትድገም ሂወቶም ዝኽፈሉ ጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን ዉትሩ ኣብ ልብና🕯🌷🕯🌷🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temsgenamlak8590
@temsgenamlak8590 4 жыл бұрын
Welcome Back ❤🇪🇷
@selamselam5727
@selamselam5727 4 жыл бұрын
በሊሕ ኣእምሮ ፡ይበል ዝወደይ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ! !
@tekleabmelake3453
@tekleabmelake3453 4 жыл бұрын
there is no end to the memory,because without memory we lose our future.
@rit6091
@rit6091 4 жыл бұрын
A person withaut histry is like a tree withaut a root.
@__salasa
@__salasa 4 жыл бұрын
Dani Enqa natena konka nesekas We love you kibrtay.
@selomungoytom2186
@selomungoytom2186 4 жыл бұрын
Eska fuli ika adme teana ka yemneylka ❤️❤️✊🤝🤝
ሃገር ማለት.....!
20:52
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 136 М.
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 54 МЛН
КАКУЮ ДВЕРЬ ВЫБРАТЬ? 😂 #Shorts
00:45
НУБАСТЕР
Рет қаралды 3,5 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 41 МЛН
ፋራነት ማለት...!
17:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 138 М.
ነብሰ-ምትሓት ዝፈጠሮ ኣብድነት ጎይትኦም....
17:12
ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ ናበይ ይመርሑና'ለዉ፧
22:38
ደቂ ሰባት ስለምንታይ ኣብ ሽርሕታት ይኣምኑ፧
21:15
መንእሰያት ኣብ ፖለቲካ ከመይ ንዕወት፧
24:07
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 99 М.
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 131 М.
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 54 МЛН