No video

ፖሊስ ኣብ ጅቡኡ ኢዮም ረኺቦማ እታ ካራ

  Рет қаралды 40,523

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

Пікірлер: 68
@Yakie33
@Yakie33 8 ай бұрын
ሰላም ጆሲ ❤ ኣብዚ ኤውሮፓ ነፍሲ ወከፍ ፐላሶ ተቖጻጻራይ ኣለዎ ስለዚ እዚ ሓውና ካኣ ባኮ እንዳ ቐደደ ሪኤሞ ከይኮኑ እሞ ንገዛ ከምዘይተመልሰ ውን ስለዝራኣይዎ ብኸሙኡ ተኻታቲሎሞ ከይኮኑ ይብል ኣነ ስለዚ ካሜራ ክራኣየሉ ይሕተት መበገሲ ናይቲ ካራ ኣብ በርስኡ ብኸመይ ከምዝተማለኦ 😊 የቅልለልካ ሓወይ🙏🙏🙏
@user-pw9hj3eq5s
@user-pw9hj3eq5s 8 ай бұрын
Dankeschön Josi 🙏❤️
@kiduberye8648
@kiduberye8648 8 ай бұрын
ሃንደበት ፅባ ክገዝእ እንድሕር ወፂኡ ንምንታይ ሻንጣ አብ ውሽጡ ካራ ዘለዎ ክርከብ ተኻኢሉ? ሃንደበት ምናልባት አብ ጅቡኡ እታ ካራ ምፅንሔት,,, ኮይኑ ግን ፅባ ክገዝእ ዝወፅ እይመስልን!!! እንደገና እቶም ፖሊስውን ይከታተልዎ ነይሮም ከይኮኑ:::::
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 8 ай бұрын
ምናልባት ኤርትራውያን ኣንስቶም ብካራ ክም ዝቐትሉ ሰለ ዝስምዑ ከምኡ ኣተሓሒዞሞ ዩኾኑ
@eritreahaile7596
@eritreahaile7596 8 ай бұрын
Thank you
@NOnonon89325
@NOnonon89325 8 ай бұрын
እዚ video ሰሚዐያ ግን ወለሓንቲ ኣይተረደኣንን why 9 ደቂቅ ግዜየ ከሲረ 😮 ነኣብነት ንምንታይ ኻራ ሒዙ ናብ ደገ ውጽዩ? ጆሲ ሓውና pls ብንጹር ኣቅርበልና ንክንመሃር እንተ ኮይኑ እቲ ዕላማ❤
@hadisha6457
@hadisha6457 8 ай бұрын
ካራ በትሪ ገርክሞ ካራ ዝሕዝ ሰብ ህይወት ዘይብሉ ኢዩ።
@Halamadr146
@Halamadr146 8 ай бұрын
100% ኢታ ዚኣረካያ ንብረት እቲ ድሓተካ ደሎ ኢዩ ባዕሉ ደርቢዋ ደሃር ሹር ኮይኑ ይፍትሸካ ኣሎ ኢበር ኣይፍትሹን ኢዮም
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 8 ай бұрын
ኻራ ሒዚ ንሰባት አየፈራርሐን ኻራ ሒዙ ሰብ ኽሳብ ዘይቀተለ ምንም ጸገም ዝባሃል የብሉን ንኽትሕዝ ዝኽልኽለኻ የለን ኽሳብ አብ ተግባር ዘየውዓልኻዮ
@zetamful
@zetamful 8 ай бұрын
What did they do to you at the end.. ,???
@user-zx7db4dm7h
@user-zx7db4dm7h Ай бұрын
Selam zhawey klugzei Eye zketeleka xbuq qexlo krekbeka deliye fqad yhateka tegediska rekebeni .adme tanan ymneyela
@Huwetghebreamlak
@Huwetghebreamlak 8 ай бұрын
Josiye yekenyelna Emo sedidemo do ykonu❤
@temesgenogbazgi4279
@temesgenogbazgi4279 8 ай бұрын
Bravo Josi xbuk huto hatitkayo
@user-mm4yh4sv6u
@user-mm4yh4sv6u 8 ай бұрын
👍👍👍🙏
@thegreatema4451
@thegreatema4451 8 ай бұрын
Kemey elom iyom bzeyzikone miknyat zihziwo kara ke entay kigebir iyu ab borsa bimedeb yetiwo ezi zeykewin miknyat nigdefo there is something behind bejakum kurub ninebsina nihseb ezikulu shigirin mekeran segirna mexina ab zeykewin aynito please 🙏
@tsegukifeleyesus5341
@tsegukifeleyesus5341 8 ай бұрын
Selam josi neay wn kemzi nay hawna agatimuni neyru ab Gericht Amt ab borsay nay srah kara xnihatom Gn wala hade aybelunun
@hb2418
@hb2418 8 ай бұрын
ሰላ ጆሲ ስለቲ ደኪመ ከይበልካ ትህበና ሓበርልታ ነመስግን ካራ ናይ ስራሕ ሲ ዳርጋ ኩ ፍሉጥ እዩ ምብዝሓትኡ ድማ ንውሽጢ ዝኣቱ ወይ ተዓጻፍ እዩ ከምዚ እተኮይኑ እቲ ካራ ድኣ ዳርጋ ምሉእ ማዓልቲ ምሳና እንድዩ ካብ ስራሕ ገዛ ከይ ኣተና ካልእ ጉዳያትን ክንገብር ንውዕል ስለዝስ ኣይተረዳኣንን ምናልባሽ ናይ ገዛ ካራ ከይከውን ድኣ ዝቀደሉ ነይሩ እዚ ሓውና?
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 8 ай бұрын
ኖርማል እዩ ብዝሑ ሽግር የይብሉን ንሕጅ ካብ ሕጅ ግን ክጥንቀቅ ኣለዎ ። ማዓት ካራ ሕዞም ሰብ ዝጠባብሑ ከማን ኣለው ።
@BerhaneWeldemicael-wj9ox
@BerhaneWeldemicael-wj9ox 8 ай бұрын
ካራ ዘሓዘ ኤርትራዊ ሰበይቱ ክቀትል እዮም ዝብሉ፡ኣምላክ የቅለልካ ሓወይ
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
ካራ ሒዙ ሰብ ክቀትል ይኸይድ ነሩ ዝፈለጡ ድማ ፖሊስ ሐቢሮም
@yonnie5293
@yonnie5293 8 ай бұрын
I’m confused?! So what happened is he ok?
@smartcityfool
@smartcityfool 8 ай бұрын
It is NOT መንቃሳቐሲ፣ Ausweis identification card, ብልምዲ ታሰራ እንብሎ ትኽክል ሽሙ ድማ “ ወረቐት መንነት”.
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 8 ай бұрын
ኮለል እይትበሉ ጎረባብትካ እዮም ሓስዮምልካ ባኮ ክትቀዲድ ምስ ረኣይካ
@tibezerai5571
@tibezerai5571 8 ай бұрын
🌿🐦💪🙏💕
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 8 ай бұрын
ጆስ ሓወይ ኣነ ዝፈልጦም ብዙሓት ካራ ሕዞም ዝጸንሑ ማዓት ኣለው ግን ካብ ምምዝጋብ ሓልፎም ኣብ ወርቀቶም ወይ ዝኮነ ኣነክሳብ ዝፈልጦ ዝበጽሖም ነገር የለን እዚ ማለት ግን ኣብ ፖልስ ተመዝግቡ ንቀጻል ምስቲ ናትካ ኣካይዳን ኩነታትን እናተራኣየ እንተበዝሑ ሽግር ከምጸልካ ይክእል እዩ ። ሕጅ ግን ጽቡቅ ምክንያት ገይሩ ከረድኦም ይፈትን ።
@nosacurry4257
@nosacurry4257 8 ай бұрын
I give tumbs up all the way bro even before i read your post😂
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 8 ай бұрын
ስቢል ኮይኑ ስለምንታይ ሓቲትዎ፡ ብዝመስለኒ ስለ ዝጠርጠሮ ወይ ድማ ገለ ስለዝርኣየሉ እምበር ከምዚ ወዲ ርእየ ኣይፈልጥን እየ፡ በዛራርብኡ ግን ኣነ ንባዕለይ ኣይበርሃትለይን፡ ኣብ ጀርመን ስለ ዘለኩ ስቅ እሎም ኣይሓቱን እዮም እሞ ከኣ ስቢል ኮይኑ?
@zemen4935
@zemen4935 8 ай бұрын
በርሊን ምጹ ቦሎም ካራ ዘይኮነ ሽጉጥ ዘይብሉ ሰብ የለን።
@GhebretinsaeTeklebrhan-ym8wm
@GhebretinsaeTeklebrhan-ym8wm 8 ай бұрын
Meharit medeb adniqeka adme yhabkum
@hagossbhatu6971
@hagossbhatu6971 8 ай бұрын
Yosiyef kemey wielka kemey aleka medebka btaemi eye zketateleka malet ane Hagos Sbhatu ybehal Artrawi eye malet xegem aleni xgeme Ezom adi wela hanti krdun aykealun mnalbat zkone mftihi mekafelkani hasibe Fqadegn Entekonka bkbri yehatit
@tesbamicael9132
@tesbamicael9132 8 ай бұрын
selam josi ksae meas eka frah tkewn fthi regiska awrajawnet thnget sebiay zeytkewn nufuen weyaln gdefo
@Amlak-71
@Amlak-71 8 ай бұрын
Ewae ata hawey entay dey gebere kulu seb dyu bizaeba Politik kizareb delewo natka giber nisika tray tebieka tezareb nay seb entay gedeseka .kulu seb nenatu rdiet alewo ab media ayitezareben elkas halewlew tibil nisika ke entay gebari eka
@Senit227
@Senit227 8 ай бұрын
አፃርይዋ እዛጉዳይ ጠቃሚትያ ሐዲሽ ስለዝኮነዩ አነክገዝእ ኢሌ እቶም ጀርመን መፍትሕ ጌሮም ይአፅዋዬም ቡዙሕዬም ድዛረቡ
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 8 ай бұрын
እንታይ መልእኽቲ የሕሊፉ ማለት ዩ ሕጂ ኣብ መውዳእትኡ እንታይ ኢለሞ፧፧?
@Halamadr146
@Halamadr146 8 ай бұрын
ክክክ ኣነ ውን ኣይተረዳንን ኣነስ ፕራንክ ክብል ተጸቢየ ዘይእመን
@aronokbit7953
@aronokbit7953 8 ай бұрын
Selam niakum, eta Kara hizkaya zneberka kab edka maltey kemzi (✋🏽) tinewih ente koyna kehtiteka eu, ndhir kab Edka thaxr etekoyna xegem yeblun. Du musst sehr genau verstehen was haben sie dir geschrieben oder was es in deinem Briefe steht, Bruder es ist nicht schlimm, wenn das Messer nicht Lage als dein✋🏽 Hand ist L,G
@berekethaile4779
@berekethaile4779 8 ай бұрын
Willkommen Herr dendan ❤❤❤
@hadisha6457
@hadisha6457 8 ай бұрын
ካራ ንምንታይ ትሕዝዎ ጸለምቲ ጸሊም ኣይኮንካን ድካ
@eliaskeleta1342
@eliaskeleta1342 8 ай бұрын
እዛ ኣዘራርባ ሓቅነት ዝጎደላ ትመስል ዝኾነ ናይ ጸጥታ ኣካል ብዘይሓደ ተግባር ክሓተካ መስል የብሉን?
@JosiasDenden
@JosiasDenden 8 ай бұрын
Ab hmaq bota Enteleka dea gidin Ember. Kemzi wedi zelewo zoba Azyom Aletegnatat eyom. Bitami eyom hmaqat
@Halamadr146
@Halamadr146 8 ай бұрын
​@@JosiasDendenጆሲ ኢዛ ናይ ሎሚ ኣገዳስነት የብላን ግን ባዕሊካ ከምዚ ኣሎ ተጠንቀቁ ክትብል ነይሩካ
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 8 ай бұрын
ቶምጎሮባብቲ እዮም ሓስዮምሉ ፍሉጥ
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 8 ай бұрын
ቶምጎሮባብቲ እዮም ሓስዮምሉ ፍሉጥ
@user-ps1lo3gp8u
@user-ps1lo3gp8u 8 ай бұрын
ሳክት መካበድቲ ኮይኖም እምበር ንዓይ ውን ንኢታሊ ካብ ጀርመን እናኸድኩ ፈቲሾም ካራ ረኺቦሙለይ ወላ ሓደ ኣይበሉንን ጸገም የብሉን ማለተይ ግን ኣይኮነን ንዝርስዕን ንዘይፈልጥን ዝሕግግ ሕጊ ከምዘሎ ምዝኽኻር ኢለየ ሕጊ እንተፈሊጥናዮ ግን ምኽታሉ ዩ ዘለና
@hiwetabalem668
@hiwetabalem668 8 ай бұрын
Kirekbeka delye Email natka abyatni
@BEN5115-II
@BEN5115-II 8 ай бұрын
Ferahat eyom karan shigutn zihizu ab edom
@dokterkiyana-wj2qo
@dokterkiyana-wj2qo 8 ай бұрын
ሰላም ጆሲ ሓወይ ናዓይ እዉን ከምዚ ናይዚ ሓዉና ተማሳሰሊ ኣጋጢምኒ ነይሩ ግን ናተይ ናይ ስራሕ ኢዩ ሓቲቶምኒ ንምታይ ሒዝካዮ ኢሎምኒ ናይ ስራሐይ ኢዩ ምስ በልኩዎም ካብ ስራሕካወረቀት እዳበሉኮለል ኣብሎምኒ ድሕራይ ካኒ ናብ በት ፍርዲ ኣብጾሖምኒ በት ፍርዲ ካንምታይ ምስ በሉኒ እቲ ሓላፊ ናተይ ብሕጂ ዉን ክሕዞኢዩ ባል ስራሕ ኢዩ ወስ ስደተይና ስለዝኮነ ኢኩም ኮሙ ትገብሩዎ ዘለኩም ምስ በሎም እዚ ናይ ስራሕ ካራ ኢዩ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጁቡኡ ቦሩሱኡ ኣሎ ክገድፎ ኣይክልን ኢዩ ስለዚ እታይ ክገብር ኣለኒ ምስ በልኩዎም ወረቀት ሰዲዶም ዓጸምለይ ፈሪመይ ሰዲደሎም ወደይ ❤❤❤❤❤
@genetberhechanal
@genetberhechanal 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ኣየባብዑኒ ናይ ፅጉሪ ቅብኣትን ኣሰራርሓ ክትመሃራ ትደልያ ኣብ ቻናለይ ኣለክን
@SamsomSemere
@SamsomSemere 8 ай бұрын
ኢንታይ ኢይ ኮለል ድብል ብደይ ሓደ ነገር ሰብ ክጽዋዓሉ አይክእልን ኢዩ ሰሪሑ ምስ ወደኤ ካአ አብ ቦርሱኡ ሒዝዋ አይምኽደን ቀደም ካልእ ኡሉኽ ድነበሮ ኢዩ ካርቶን ብኻራ ክኸፍቶ kkkkk ሓሲዩ ኢዩ ተኸታቲሎም ኢዮም ሒዞሞ ኢዞም ደቂ ጋሽ ባርካ ካራ ይሕዙ ኢዮም ኢዚ ካአ ሲለ ንፈልጦምሲ አየገርመናን ኢዩ ኩሉሰብ ኢንታይ ይትሓዝ ኢንታይከ አይታሓዝን ኢፈልጡ ኢዮም ሲለዚ ካልእኹም ጌርኩም ተዛረቡ
@eru5343
@eru5343 8 ай бұрын
ሰላም ጆሲ ሓወይ ብፌይስቡክ ጽሒፈልካ ኣለኩ በጃካ ተገዲስካ ርኣዮ
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 8 ай бұрын
No begeletsi anetsera belo Josi hawey bekemey nabeu tek ilu metseyewo ? Dehar kea nab dekan nemetay ilewo kara? Anetsera bealtibetu do tetehatet? Ane wala wala ayamenkewon::
@selamzemen1730
@selamzemen1730 8 ай бұрын
Tikikl
@mosoberitrea
@mosoberitrea 8 ай бұрын
Mewedaetue ke dea 😂
@dandomtyvy2222
@dandomtyvy2222 8 ай бұрын
ኣታ አዚ ወዲ ገግናዩ ጥራይ ድዩ ዘዕልል
@yosiefmichael5427
@yosiefmichael5427 8 ай бұрын
ን ከብዲ ኢድካ ዘይሓልፍ እንተኾይኑ ክልኩል ኣይኮነን ብሮት መሰር።
@efremtewelde7478
@efremtewelde7478 8 ай бұрын
👍👍👍👍
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
አይትጋገ ናይ ኢንቨስቲገችን ሰባት አለዉ ሲቭል ዝኽደኑ ስለዚ እዚ ሰብ ካልእ ገበን ገሩ ማለት እዩ
@matyas9926
@matyas9926 8 ай бұрын
ክልተ መዓልቲ ንዓይ ፈትሸሙኒ የጋጥም ዩ።
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
@@matyas9926 ሐሶት ተሐቢሮም እዮም ካራ ሒዙ ሰብ ክቀትል ይኸይድ ነሩ ይኽውን ወይ ድማ ካብ ብሪገድ ንሐመዱ ኮይኑ አብ ሊስታ መዝገብ ዘሎ ይኸውን እምበር ብዘይ ገለ ነገር ሲቪል ፖሊስ አይሐቱኻን እዮም
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
@@matyas9926 ንስኻ ብሪገድ ንሐመዱ ዲኻ
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
@@matyas9926 እሞ እቲ ሐበረታ ዘቅርብ ዝነበረ ሰብ እንታይ ማለቱ እዩ አዋጽኡሉ ገንዘብ ድዩ ክብል ደልዩ
@alulameashogebre8731
@alulameashogebre8731 8 ай бұрын
Geben endhr zeyblka hager mnm tsegem yeblun abzi hager
@henoshabtemariam2196
@henoshabtemariam2196 8 ай бұрын
12 cm größer messer verboten.
@gualakriya3620
@gualakriya3620 8 ай бұрын
Abey hager deaeyusivil amegedi zhatt haki deybulu aberopa kemzi semie ayfeltn zemesl
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
ብሪገድ ንሐመዱ ድዩ
@bestoff6144
@bestoff6144 8 ай бұрын
So What? እንታይ እሞ ሕጂ ነዓና ካራ ኣብ ጅብኡ ረኺቦሞ ንስኻ ኣብ ክንድኡ ክትእሰር ኔርካ መዕረፍና ከማን ካብ ናትካ ሓሶት ፍጉር
@maraseltan7010
@maraseltan7010 8 ай бұрын
ሙጥቃቅ ካብ በለሐቲ ነገረት ዝመስልዋ ነገሪ የለን
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f 8 ай бұрын
ካራ ሒዙ ዝኸይድ ብሪገድ ንሐመዱ እዩ
ገንዘብ ብዙሓት ሒዙ ተሰዊሩ ኣሎ @josiasdenden
12:23
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 35 М.
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 8 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 48 МЛН
ብብዝሕን ብቁልጡፍን ክንጥርዝ ኢና Josias denden
12:11
ጀርመናዊ ዜግነት ኣብ ኢደይ ኣትያ | Josiass Denden
12:34
ኤች ኣይቪ ተመሓላሊፉኒ ኢዩ josias denden
23:34
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 76 М.