መምህር መረሳ ፀሃየ -ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast

  Рет қаралды 14,820

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

2 ай бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 76
@ba00200
@ba00200 2 ай бұрын
ኘሮፌሰር: መረሳ ጸሃየ ተስፋ መጻኢት ዓባይ ትግራይ።
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 Ай бұрын
❤መራሒ ትግራይ ተትኾን ደስ ምበለኒ
@ba00200
@ba00200 2 ай бұрын
መረሳ ጸሃየ ተስፋ ናይቶም ተስፋ ዝቖረጽና ህዝበ ግእዝ። ኣንደበተ ርቱዕ። ተደላይ ስብ። ከማኻ የብዛሓዮ።
@nathanafwerki
@nathanafwerki 2 ай бұрын
በረከት ፅቡቅ ሰብ አቅሪቢካ ቡሱል ፕሮፈሰር መረሳ ፀሃየ
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 2 ай бұрын
🙏🩵🙏 ሰላምታ ብምቅዳም ኩልኹም ኣባላት ቀዛሕታ መደብኹም ጽቡቅ ብሓድሸ Studio congratulations 🥂🍾ርእይቶይ ግና ከም ተኸታታሊኹም እንድሕር ኣማሊእኹመን ዝያዳ ይምቅር # ሞኽሲ ክትሓትት እንከለኻ ኣይትደጋግሞ # እንዳ ተዛረብ ከይወድኡ ኣይትኹለፎም # ነቶም እተቅርቦም ኣጋይሸካ ሰእሊ ድዮ video እንተ ትእትወሉ ጽቡቅ ምመቀረ ኣሰማት ሰብ ክትጽውዕ ጥራይ ከም ሰነድ እንዳ በልካ ነቲ ሓድሸ ወለዶ ብዛዕባ መን ትዛረቡ ምህላውኩም ብምሰሊ እንተ ዝሳነ ኣዝዮ ምጠቀመ ንኣብነት ብዛዕባ እልልታ ብዓልቤታ ሰእሉ እንተ ትገብረሉ ጽቡቅ ነይሩ # ናይ ተሰፈይ ( ሌፈይ ) ናይ ንእሰነቱ ሰእሊ ናይ እቶም ዘሰልጠኖም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ኣሰማት ጠቂሰካ ምሕላፍ ሰእሊ እንተ ዝውሰኾ በሃላየ ነዛ ሓበሬታ ኣይትጽልእዋ ብዝተረፈ ኣሳልጦ 🙏 እምነይ ጽቡቅ ሰራሕ 🤩⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👍
@user-gu4yx8hq7f
@user-gu4yx8hq7f 2 ай бұрын
ፕሮፌሰር መረሳ ፃሃየ ኩሉና ተጋሩ እንደልዮ ሃገረ ትግራይ እያ ተድልየና❤❤❤
@almaz.8056
@almaz.8056 2 ай бұрын
My favorite Brilliant professor.
@atakeltabrham4451
@atakeltabrham4451 2 ай бұрын
መረሳ ጂግና ወዲ ትግራይ
@Astro2035DD
@Astro2035DD 2 ай бұрын
thanks Bereket for presenting honored man prof. Meresa.
@pj6930
@pj6930 Ай бұрын
የቐኒየልና ተስፋታት ናናጋታት እኻ🙏
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 ай бұрын
Professor Meresa Tsehaye subuk tentane ( Analyst ) eka nemesgin 🙏
@tirhaswelu
@tirhaswelu 2 ай бұрын
Wow, great speech thank you🙏❤️‍🔥
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
ፕሮፌስር መረሳ የቅንየልና❤❤❤
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 Ай бұрын
ጎበዝ መምህር 🙏🙏🙏
@BirhanuHadgu
@BirhanuHadgu 2 ай бұрын
የቀንየልና ኘሮፌሰረ
@NoneQuitter
@NoneQuitter 2 ай бұрын
Very smart professor. He respects his culture by talking his language the whole time. Let’s follow him please
@muluasosh
@muluasosh 2 ай бұрын
Professor You are so great….As a tigrians we have much better educated elites like you.And I am proud of you. All you have said in your conversation is finally lead as to one strong Tigray having its own sovereign government. Hopefully it will be ….soon.
@app9839
@app9839 2 ай бұрын
ጎረበይተይ
@alexanderhaymanot6070
@alexanderhaymanot6070 Ай бұрын
Meresa, you were my examiner in both BA and MA programs. I really appreciate you.
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 2 ай бұрын
I wish we have as articulate and expressive as you are from our Eritrean scholars.
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 2 ай бұрын
He such a gentleman Prof Meresa
@kassahunmelese6151
@kassahunmelese6151 2 ай бұрын
Very informative thank you professor and kezaheta ❤❤❤❤❤
@bg9694
@bg9694 2 ай бұрын
Thank you Professor
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ፕሮፌሰር መረሳ ፀሃየ ከምኡውን ቤኪ እንካዕ ደሓን መፃኹም
@marthabuluts3793
@marthabuluts3793 Ай бұрын
Very nice about the school & students 🕊️❤️💛
@hadishbeyene6183
@hadishbeyene6183 2 ай бұрын
ትክክል❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 ай бұрын
Thank you Kezahta for the great interview.
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና በረኸትን ፕሮፌሰር መረሳን! ብፍሉይ ድማ ቀዛሕታ ሾው! ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hannahhagos279
@hannahhagos279 2 ай бұрын
welcome back teacher Merasaii tsehayi 💐
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
የቅንየልና በረክት❤❤❤
@TizitaMekete
@TizitaMekete 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ቃለ መሕትት እዩ:: ሓንቲ ሓዉሲ ሕቶ ርኢቶ ግን እኒሃትኒ ንመምህር ንስኻን ከማኻ ዓይነት ምሁራንን commonly ኣብ ዝኾነ ናይ politica party ከምዘይተሓቖፍኩም ትዛረቡ ይሰምዕ:: Well, this is sad. It seems like we all wish the best and and know better but we want others to bring the change. I really hope you read this comment and get my point. I appreciate what you do for Tigray, Expect more as well. ❤
@May-vt1jq
@May-vt1jq Ай бұрын
በጃኩም ሙሁራት ትግራይ ናይ ሊህቃን ትግራይ ብምቅርራብ ሓደ ብምግባር ህዝቡኩም ካብ ጥፋኣት ክተድሑኑ ኣለኩም !!❤❤❤❤
@gebrehiwetdesta9837
@gebrehiwetdesta9837 Ай бұрын
ፕሮፈሰር መረሳ ፀሀየ ክብሪ ዝግቦኦ ፈላጥ ቡሱል ሰብ አነ ኣብይ ፍልጦ ዝህበ ሰብ እየ፣ ኣይተ በረከት ቀዛህታ ንቶም ከምዚ ዝበሉ ሰባት ብምቅራብካ የቀንየለይ።
@gebremeskelberhe9985
@gebremeskelberhe9985 2 ай бұрын
ይገርም ኢዩ
@Eleni-elu5mm
@Eleni-elu5mm 2 ай бұрын
Egzabher tebebu abzheu yadlkum kibratey❤
@user-le1qi5ex1h
@user-le1qi5ex1h Ай бұрын
Thank yuo
@amociyasproduction4166
@amociyasproduction4166 2 ай бұрын
Memhrey 🤩
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 2 ай бұрын
👍👍👍👌
@AbushKiros-bo2zb
@AbushKiros-bo2zb Ай бұрын
Wow amazing man❤
@shalom5798
@shalom5798 2 ай бұрын
❤❤❤ ሙሁራትና ዓይንንና❤❤❤
@meronweldu9873
@meronweldu9873 2 ай бұрын
@SelemunAlfaGslasie
@SelemunAlfaGslasie 2 ай бұрын
ትግራይ ዝተምሃረ ሰብ ኣይሰኣነትን እቲ ፀገም ብዘይተምሃረ ሰብ ክትምራሕ ምድላይ ኮ እዩ ጣብያታት ትግራይ እስኪ መን እዩ ዘምሓድረን ዘሎ
@fanueldori9718
@fanueldori9718 2 ай бұрын
ፕሮፌር መረሳ ጸሃየ ብሓቂ ሙሁርን ጅግናን ኢካ መግለጺካ ቡዙሕ ዩ ዋሕስ ህዝቢን ፓርቲ ፖለትካን ኮይንካ ብ ሓቂ ኣገልጊልካ ኢካ ብነጻ ,ከሕጽሮ ትምኒተይ ቀጻሊ ተስፋ መራሒ ትግራይ ተዝኮነለይ ዩ ሕልመይ ኩሉ ግዜ ,ሕጂ ውን ቡዙሕ ዝተርፈና ዕማማት ስለ ዞሎ እንዳ በላሕላ ድኣ ንኪድ ❤
@michaelabraha7559
@michaelabraha7559 2 ай бұрын
👍👍👍👍
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 2 ай бұрын
መርሳ ሓወይ ብጣዒሚ እየ ዘኻብረካ ግን🙏 ኣብ ህውሓት ተሰፊ ኣለን ዝባሃል ሙሩኮሳ ካብ ርእሳካ ኣውፀኣዮ,ዋ ሙሁሩ ማለት ሪእሱ ካብ ኩሉ ናፃ ኮይኑ ሰብ ዘንቂሕ እንበር ጠላዕ ስባኣይ ኣብ ዘኻነ ዩኹን ምሊጣፍ ታይ ኣሚፃኦ ፍልጠቱኩም ንህዝቡኩም እንበር ንሓደ ጉጀለ ወይ ናሓላፊ ስራዓት ኣይታግበሩ ሓደራኹም☝
@anisaany6039
@anisaany6039 2 ай бұрын
❤❤❤
@tirhaslegesse7700
@tirhaslegesse7700 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@reisomtsadik2681
@reisomtsadik2681 2 ай бұрын
መረሳ ቅኑዕ ሰብ ዓዱን ህዝቡን ዝፎቱ ።
@tewoldebrahangebremedhin523
@tewoldebrahangebremedhin523 Ай бұрын
Block 502 and 504 student room.A.A.U.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
እሞ ቶም ዝመፁ ፖለቲካ ፖርቲ ታት መሰረታዊ ን ቕድምያ ቑዋሞምን ትግራዋይነት መሰረት ዝገበሩ ንትግራይ ዝብጀውድዮም ወይስ ንወንበር ዝጋየዩ እዮም እዩ ትሕቶ ????
@paradisedream0
@paradisedream0 2 ай бұрын
Hey 👋 what's up I'm graphics designer i can make thumbnail for your video
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
ኣብደገ ኮይንካ ኛው ኛው ማለት ቐሊል ክኸውን ይኽል ኣብውሽጢ ግን ፖለቲካ መዓረ ክንደይ ከቢድ ሙኻኑ ዝፈልጦ ጥራሕ እዩ ዝፈልጦ
@tewodrosg.7231
@tewodrosg.7231 Ай бұрын
መምህር መረሳ ግን ብተደጋጋምን ይዛረብ አሎ ኩሉ ድኽመታትና ስግአታትን ሰማዒ ተተረኺቡስ
@kimaCompany
@kimaCompany Ай бұрын
Good JOB, "አቕራብያ “ IS NOT ትግርኛ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
ብሳይንስን ብቴክኖሎጅን ዝማዕበለ ማሕበረሰብ ተዘይ ፈጢርና ናይመወዳእታ ጥፍኣትና እዩ 100% *ጌታቸው ብሄራዊ መራሒ ኣይኮነን ended !!!
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
ሓቂ ንምዝራብ ኩሎም መራሕቲ ህወሓት ሪእናዮም ኢና ንዝሓለፊ 30 ዓመታት ትግራይ ናብ ዝሓዘ ደረጃ ኣየሻገርዋን እኳ ድኣሰ ናብ ዕንክሊል እዮም ኣእትዮምዋ ። ሰለዚ ትግራይ ህዝቢ ካብዞም ሓደሸቲ ፓርትታት ክመርፅ ኣለዎ ። ልምዲ የብሎምን ገለ ናበልና ዕድል ክንከልኦም የብልናን ዋላ ካብ ኩሉ ትግራዋይ ተውፃእፂኦም ይምርሕዋ ። ካብኡ ከኣ ዴሞክራሲ ንለምድ ። ተዘይኮይኑ ህወሔት ብሰሩ ካብ ሰሕተቱ ኣይመሃርን ድሕሪ ሚልዮን ትግራዋይ ምሰኣንና ካልኣይ ሒዙና ክጠፍእ እዩ ። ካብኡ ከኣ ተጋሩ ክንርድኦ ዘለና ኣብ ህወሓት ን ግምትን ፈላሊና ክንሪኦም የብልናን ክልቲኦም ኣብ ምክፋል ዝተብሃሱ ሰረቅቲ እዮም ። ብሓፂሩ ህወሓት + ግምት == ዝዘበሰበሰት ህወሓት ። ህወሓት ሒዛትና እያ ናብ ገደል ትፀድፍ ዘላ ። ዴሞክራሲ ተፈጢርና ብሳይነሰን ቴክኖሎጅን እውን ክንዓቢ ኢና ። መብዛሕተአን ዴሞክራቲክ ሃገራት ሃፍታማት እየን ብ ቴክኖሎጂ እውን ዝማዕበላ እየን ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
@@Justworkhard-iu4ry ኣብዲሞክራሲ ኾይና ዝማዕበለት ሃገር እስኪ ንገረኒ ብሮ ?
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 2 ай бұрын
​@@Justworkhard-iu4ry❤👍
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
@@zaebakulu8553 እሺ , ዘርዚረ ኣይውድአንን ዲሞክራቲክ ኮይነንን ከቴክኖሎጂን ዝማዕበላን ሃፍታማት ዝኾናን ። ግን ንትግራይ ኣብነት ክኾና ዝክእላ ኣናእሸተን ሃገራት ክጠቅሰልኪ ። 1, Estonia 🇪🇪 2,South Korea 🇰🇷 3,Taiwan 🇹🇼 4, Finland 🇫🇮 5,Israel 🇮🇱 6,Singapore 🇸🇬 semi Democratic but rich እዘን ኣብ ላዕሊ ዝጠቀሰክወን ገሊአን ካብ dictatorship ናብ ዲሞክራሲ ዝተሸጋገራ ደሓር ዝሃፍተማ ብቴክኖሎጂ ዝማዕበላ እየን ። ጎረቤትና ኬንያ እውን ዝሓሸ ዲሞክራሲ ዘለዋ ማእኸል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ትኸውን ኣላ ። ⚠️ Democratic ዝኾና ሃገራት መብዛሕትኡ ግዜ ማእኸላይ ኢኮኖሚ ወይ ሃፍታማት እየን ዝኾና ። ሓድነተን እውን ሰጡም እዩ ዝግለል ወዲዓዲ ሰለዘየለ ኩሉ ኣብ ዓዱሰለዝሳተፍ ሓድነት ይጥንክር ። ኣብ dictatorship ኮይንኻ እውን ምዕባይ ይከኣል እዩ ግን በቀሊሉ እዩ ዝፈርሰ ቀፃላይ ኣይኮነን ምክንያቱ ኩሉ ተዓፊኑ ሰለዝፀንሕ ኣብዝኮነ እዋን ክትንፍሰ ከሎ ሃደሸደሸ እዩ ዝብል ። ዲሞክራሲ == ሓድነት ሃገር ምዕባለ ካብ corruption ነፃ ካብኡ ውን ብሄራዊ ምርድዳእ የለን። dictatorship == ሓድነት የለን , ወዲ ዓዲ ይጓነ ደጋፊ ሰርዓት ዝኾነ ቀደማይ ደረጃ , ዝቋወም ከም ባንዳ። ንኣብነት ኣብ ትግራይ ሐዚ ይሐሸ እምበር ተቋዋሚ ተኾይንኻ ባንዳ ትበሃል ኣብ ኤርትራ ዓጋመ ናበሉ የሸማቅቅዎም ናይ ኣምባገነንነት ባሪ እዩ እዙይ ።
@Justworkhard-iu4ry
@Justworkhard-iu4ry 2 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ብዙሓት እየን ግን ካብተን ንኡሸተን ዝበሃላ ሃገራት Estonia 🇪🇪 , South Korea 🇰🇷 , Finland 🇫🇮, 🇮🇱Israel , Luxembourg 🇱🇺 , Ireland 🇮🇪 , Singapore 🇸🇬 ፍርቂ ዴሞክራሲ ... ጎረቤት ሃገር ኬንያ ውን ማእኸል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ እናኾነት እያ ሐዚ ። ኩሉ ግዜ ዴሞክራሲ ተሃልዩ ምዕባለ ን ሓድነትን ኣሎ ።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 ай бұрын
ሓቅኻ ኢኻ ክቡር ሓው ተሓጋዚ ፕሮፌሰር መም/መረሳ መረፃ ብምክያዱ ዝተገበረ ጦርነት ኣይኮነን:: ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ንብዙሕ ዓመታት ዝተሰራሓሉ ስለዝነበረ እምበር::
@user-fo9hs9ep8g
@user-fo9hs9ep8g 2 ай бұрын
በረኸት ናይ ሚዲያን ማህበረሰባዊ ሚድያን ሃይል ቀሊል አይኮነን። ምሁራት ብፌስቡክ ይሁን ብቴለቪዥን ክዛረቡ አለዎም ንግዜኡ ብዝምጥን መክኡ። ናይ መረሳ ይሁን ናይ ሙኡዝ ትንታነ ቀሊል አይኮነን ፖለቲከኛታት ይሁኑ ካሊ leadership ሃሳብ ክወስዱ እዮም። ንጠላእቲ ለ ንወዳጅ ናይ ትግራይ ሃሳባትን ፐርስፔክቲቭን ክፈልጡ እዮም። ናይ 5% vs 95% ፖለቲካ ናይ ሚድያ ወረ ተባሂሉ ሸለል ምባሉ እዩ ዋጋ አክፊሉና። ብግዜኡ ናይ ሚዲያ መከታን ናይ ሚዲያ ኩናትን ካድሌየና ይክእል።
@momonatube5905
@momonatube5905 2 ай бұрын
ናይ ህወሓት መገልገሊ
@bg9694
@bg9694 2 ай бұрын
He has a right to be! Go to school ጫታም
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 ай бұрын
ንቅድሚት ብዙሓት ህዝባዊያንን ብድስፕሊንን ፍልጠትን ሳይንስን ዝማዕቡ ፍትሓዊያን ወለዶ ከምተሃንፅ ተስፋ ንገብር መምህር መረሳ !!?? ግን ዴሞክራስን ምዕብልናን አብ ህዝቢ ከመይ ቅቡልነት አለዎምን ??? ዕብየት ከ እንታይ ማለት እዪ??? ናይ ቁጠባን ጥዒናን ማሕበራዊ ዉሕስናን ሰላምን ማዕርነትን ፆታን ሃይማኖትን ናይ ምዝራብን ምፅሓፍን ናፅነት ዘየብሉ ከም ስዑዳዊያን አሜሪካን ወዘተ ዴሞክራሲ ረብሓኡ እንታይ እዩ ? አብዛ ድካን ሃብታምን ዝዋጠጡዋን ፀላእቲ ኮይኖም ዝቃተልላ ዓለምስ ዴሞክራሲ አሎ ዶ ይበሃል ? በአይ ወገን ኢዴሞክራሲ ዝኮነት ን1.4 ብሊዮን ህዝቢ ዝብላዕን ዝሰተን መፅለሊን ሕክምና ሂባን አፅሊላን እትነብር ቻይና ብልፅቲ ናይ ዓለምና እብል ። ዴሞክራሲ አይብላዕ አይስተ እዩ ፆምካ እናሓደርካ እሞ ብናኣሜሪካ ዓምራሪ ፕሮፖጋንዳ አይተፅሙሙና ???
@simonmengesha9369
@simonmengesha9369 2 ай бұрын
ብትማሩ ኖሮ እንደዚህ አይነት ውድቀት አትወድቁም ነበርከ30 አመት ስልጣን በውሀላ እንደግና ውድቀት ወረ ብቻ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 2 ай бұрын
እንታይ ኣለካ ኣብዚ ኸርናጭ ወዲ ዶምብያን ናይጄርያን?!
@Warsay4565
@Warsay4565 2 ай бұрын
እሞ ንስኻ ዝመሃርካዮም'ዮም፡ ሎሚ ንኤርትራን ህዝባን ጸላእቲ ኮይኖም ድቃስ ዝኸልኡና ዘለዉ።
@kokebhabte
@kokebhabte 2 ай бұрын
ክሳብ 2050 ክባን ዒጽዋን ተፈሪድክን አለኽን ዓጋመ አይትትሃወኻ 😃
@momonatube5905
@momonatube5905 2 ай бұрын
እዚ ሰብዚ ተራ ማስትሬት ድግሪ ሒዙ ፕሮፌሰር ባ ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር እናበለ ህዝቢ ዘደናግር ኣብ ኢዱ ደም ንፁሃን ዘለዎ ሰብ እዩ።
@user-ot2ks1nn1z
@user-ot2ks1nn1z 2 ай бұрын
እንታይ ርኤ አብኮመንት ትግራዋይ ኮኑ ንፑረፌሰር መረት. እንታይ. ኢሉ ካሊእ ከይወሰኸ ጎረቤተይ ትብል ጥራይ ፁሒፉ እዛዓ ኢና. ግደፉ ንብለኩም ዘለና ቅድሚ. ሕዚ አሻአ እልካ ተአኻኺብካ ልእሊ 1ሚሊዬን አፅኒትካ ምንም. ረባሕታ የብልካን እመን ንትግራይ ይቅርታ. ሕተት ይቅርታውን በል
@gebretnsaekahsu731
@gebretnsaekahsu731 Ай бұрын
በቲ ሙያኻ መሰረት እንተትሰርሕ ኔርካ ንስኻ ምስ መምህር ሙሉ ወርቅ ኾይንካ ናይ መረፃ ቦርድ መፈፀሚ ኾይንካ ሰሪሕኻ ኢኻ። እቲ መረፃ ንሱ ድማ ንትግራይ መዘዝ ሒዙላ መፂኡ እዩ። ከም መጠን ምሁር ግን እቲ መረፃ ከምፅኦ ዝኽእል ሳዕቤን ተንቲንካ ነቶም መራሕቲ ክተማኽሮምን ናይ ባዕልኻ ኣቋም ክትሕዝን ኔሩካ።
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 2 ай бұрын
🙏🩵🙏 ሰላምታ ብምቅዳም ኩልኹም ኣባላት ቀዛሕታ መደብኹም ጽቡቅ ብሓድሸ Studio congratulations 🥂🍾ርእይቶይ ግና ከም ተኸታታሊኹም እንድሕር ኣማሊእኹመን ዝያዳ ይምቅር # ሞኽሲ ክትሓትት እንከለኻ ኣይትደጋግሞ # እንዳ ተዛረብ ከይወድኡ ኣይትኹለፎም # ነቶም እተቅርቦም ኣጋይሸካ ሰእሊ ድዮ video እንተ ትእትወሉ ጽቡቅ ምመቀረ ኣሰማት ሰብ ክትጽውዕ ጥራይ ከም ሰነድ እንዳ በልካ ነቲ ሓድሸ ወለዶ ብዛዕባ መን ትዛረቡ ምህላውኩም ብምሰሊ እንተ ዝሳነ ኣዝዮ ምጠቀመ ንኣብነት ብዛዕባ እልልታ ብዓልቤታ ሰእሉ እንተ ትገብረሉ ጽቡቅ ነይሩ # ናይ ተሰፈይ ( ሌፈይ ) ናይ ንእሰነቱ ሰእሊ ናይ እቶም ዘሰልጠኖም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ኣሰማት ጠቂሰካ ምሕላፍ ሰእሊ እንተ ዝውሰኾ በሃላየ # professor መረሳ ካብቶም ደሰ ዝብሉኒ ትሑት ብሉጽ ሰብ ነዛ ሓበሬታ ኣይትጽልእዋ ብዝተረፈ ኣሳልጦ 🙏 እምነይ ጽቡቅ ሰራሕ 🤩⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👍
ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት
1:45:28
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 72 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 59 МЛН
ዳንኤል ተኽሉ (ዶ/ር) ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት
1:47:44
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 2,6 М.
ጥዑም ፃንሒት ምስ ኣባ ጥዑም -ቀዛሕታ Kezahta
2:12:27
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 15 М.
Anxiety panic attack (Inside Out Animation)
0:11
FASH
Рет қаралды 14 МЛН
Смотреть до конца!
0:19
Привет, Я Ника!
Рет қаралды 1,2 МЛН
❗️XOTINI HAMMASINI URMOQCHI 😱😱😱
0:14
HUSAN_SHORTS1
Рет қаралды 2,9 МЛН