መንዩ ትግራዋይ? ክልተ ወይስ ሓደ ህዝቢ?

  Рет қаралды 8,370

Tigrai Press

Tigrai Press

Ай бұрын

Understanding Tigrayan Identity: One People or Diverse Groups?
Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
To support via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through SuperChat & Super Stickers!
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com/pal/d/48265866...

Пікірлер: 155
@temesgen8480
@temesgen8480 Ай бұрын
ሓመድ ነስእኩም ኤርትራ ን ኤርትራዉያን ኢያ ንሕና ምስ ትግራይ ዘራክብ የብልናን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
ብርጌድ ነሓመዱ ለባም ወዲ ህዝቢ እዩ ክእውት ከአ እዩ ህግደፍ ፀሓይ ትአርቦላ።
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u Ай бұрын
መሀይም አይትኹን ታሪክ ተምሃር። አይተ ሃይለ ገ/ብረትንኤ ካብዝዛረቦ ተረዳእ።
@user-yk2xs3vn4v
@user-yk2xs3vn4v Ай бұрын
ቅድሚ125 ዓመት እኮ ንባዕልኹም ምኻን ስኢንኩም ሐፄ ዮሐንስ ንራሱ አሉላን ስሐጢት ኮዓቲት ጉንደት ጉራዕ =ኤርትራ ባሕሪ መልሲ ናይ ፀለምቲ ምሬት ክብሉሐሊፎም ሎሚ ብሻዕብያ ክሕደት እንተገለፅካያ 😮 ክሕደት መፅሐፍ ዝብኢ እንተገለፅካያ ንብላዕ አይበለዕናንዝብል ክሕደት ንሱባጋድስ ንዮሐንስ ንአኩሱምፅዮን ክሕደት ብክሕድት አባሊዕዋ ግን ሐንቲ መዓልቲነፃነትሐደ አቦ ቅኝአዝማች አስፍሃ ካሕስይ ዝብሐሉ ዝበልዎ ጠይቁ አውሎ ንፋስ ክይወስደኩም ክይትልክሙና።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
😂 ሓመድ ብላዕ፣ከብቲ። ስቕ ኢልካ ተመሃር ዝመሃር ሓንጎል ደኣ የብልካን 'ምበር፣ደንቆሮ።
@almaztareke6060
@almaztareke6060 Ай бұрын
ታይሞ ክግበር ቛንቛና ሓደ ባሕልና ብልዕና ሓደ ጥልያኒና ክትብሉ አይትኽሉን አጋመ ኢኹም ዋሓጥዋ
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 Ай бұрын
ሕልሚ ተጋሩ አሪትራ ምጉባጥ ኢዩ
@almaztareke6060
@almaztareke6060 Ай бұрын
ማዓስ ኢኹም ትነቕሑ?
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 Ай бұрын
አንታ ዶንቆሮ ትግራዋይ እታይ የእቲካ ተህተትፍ ዶንቆሮ ንዶቆሮ ተአኪብኩም ሃገር በጽቢጽኩም
@aronke2801
@aronke2801 Ай бұрын
ሃይለ ገብረትንሳኤ ህዝቢ ኤርትራ ባህጊ ናይ ፈደረሸን ምስ ኢትዮጲያ የብሉን ። ኣበሓጎታተይ ምስ ወረርቲ ኣምሓራን ተጋሩን ዝተዋጉኡ ኢያቶም ።
@fecredesta3582
@fecredesta3582 Ай бұрын
ለዛያት፡ ኣይትረብህን ኢኩም ።
@habtemichael485
@habtemichael485 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ትጋገዩ ኣሎኹም ፩፣ ቱርኪ ልዕሊ ሰለስተ ሚእቲ ዓመት ን ኤርትራ ክገዝ ኣ ከሎ ሽዑኸ ኤርትራን ትግራይን ሓደዶ ነይረን ኢየን ወይ ምነሊክ ድዩ ፈልዩወን፧ ፪ ኤርትራ ምድረባሕረ ነጋሲ ተባሂላ ክትጽዋዕ ከላኸ ፧ ፫፣ ኤርትራ ሃገረ ሓማሴን ክትበሃል ከላኸ፧ ፬፣ኤርትራ መረብ ምላሽ ትበሃለሉ ኣብ ዝነዝነበረት gዜኸ፧ ፭፣ ግብጺ ፩፱ 19 ዓመት ንኤረትራ ክገዝኣ ከሎ ሽዑኸ ትግራይን ኤርትራን ሓደዶ ነይረን ኢየን፧ በዚ ኪሉ ግዜያትከ ምነሊክ ድዩ ንኤርትራ እንዳፈለየ ነዞም ኩላቶም ባዕዳውያን ገዛእቲ ይሁቦም ወይ የረክቦም ነይሩ ፧? ዕድመ ምነሊክከ ሓሙሽተ ሚ፣እቲ ዓመት ድዩ ነይሩ፧? ተሕፍሩ ሰባት ኢኹም። የግዳስ መሳፍንቲ ትግራይ ንኤርይራ እንዳወረሩ ከብቲ ይዘምቱ፣ እኽሊ ይዘምቲ ሰብ ይቐትሉ ነይሮም። ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኢቲ ባዕዳዊ መግዛእቱ ተወሳኺ መከራ ይኾንዎ ነይሮም። ሕጂኽ ነታ ልዑላውነታ ለቢሳ ዘላ ሃገረ ኤርትራ ምስታ ክልላዊት ግዝኣት ኢትዮጵያ ዝኾነት ትግራይ እንታይ የራኽበን፧ ? ወይስ ትዛረቡሉ ኣጀንዳ ዲኹም ስኢንኩም።? ንኽትሰምዖ እዝንኻ ዝኹርክሕ ዘረባ ኣይትዛረቡ። በጃኻትኩም ግደፉና ሰላም ሃቡና። ስቕ ኢልኩም ውራይ ትግራይኩም ግበሩ። ንሕና መሬትኩም ወይ ህዝብኹም ሃቡና ኣይበልናኩም ።ናይ ሰላም ጉርብትና ንንበር። ዘሃሰሰ ክልኤተ ኢይረክብ ኣሃተ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
ብዙሕ ኮለል ኣይትበል።ቅድሚ ጥልያን፣ ኣለ-ዉሃ ምላሽ፣ መረብ ምላሽ፣ተከዘ ምላሽ ዝበሃሉ ዞባታት ዝነበሩዎ፣ ምድረ ነገስታት/ምድረ ባሕሪ ዝበሃል ሓደ ግዝኣትን ሓደ ህዝብን እዩ ነይሩ። ድሕሪ ጣልያንን ምኒሊክን ግን፣ ኣለ-ዉሃ ምላሽ (እዛ ናይ ሕጂ ትግራይ) ኣብ ኢትዮጵያ ተሪፋ፣ መረብ ምላሽን ተከዘ ምላሽን (ናይ ሕጂ ኤርትራ) ኸኣ ንበይና ፈልዮማ። ስለዚ ሓደ ርስትን ሓደ ህዝብን ኢና ነይርና።
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine Ай бұрын
ኩቡር መንነት ኤርትራውያን ኩቡራት እዮም ተጋሩ ነዚ ኤርትራዊ መንነትን ሃገርን ሓንሳብ ኤርትራዊ ክኾውን ሓንሳብ የሕዋት ሓንሳብ ሓደነርና እናበልካ ኣይትረኽባን እቲ ኣብ ዓለም መንነት ዘይብሉ ትግራዋይ ዝኾዓታዋ ጉድጋድ ተደቅዲቆማ ካብኣቶምስ እቲ ፍንፋን ስነምግባር መንነቶም ሓቢኦምስ ምስ ናጀራዊ ኣትሕትካ ኣቃናጺቦሞ እቲ ትግራዋይ ዓመት ዓመት ጠሚና ጋዝ በቲኽና እናበሉ ቅድሚ ጀርመንን ካናዳን ናብ ንናጀርያ እዮም ካብ ኣፍርቃ ቀዳመይቲ ሃገር ትልሙኑዋ ኡዩ ኡይ በጃኩም ትለመኑዋ ሕጂኸኣስ ኣብ ኣደባባይ ስለምንታይ እዩ ጋል ጀ/ል ፊሊፖስ ምስ ወዲ ናጀርያ ተመራዒያ ዝብል ሲኢሊ ጠቃቒዖም ናብ ቲ ባህላዊ ዕጥቁኹም ሓሶትን ስርቅን ከም ቁም ነገር ፖለቲካ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ከም ጽምብላሌዕ ኣብ ርስንቲ እቶን ናጀርያ ኣፍ ኣቲኹም ኣለኹም ኩሉ ኤርትራዊ ካብ ንትግራዋይ ጋለይ ወደይ ዝምሮዖ ወዲ ኣድጊ እንተ ተመራዓወት ሓላል እዩ; ምኽንያቱ ካብ ትግራውያ ሓሶትን ስርቅን ስራሕ ወሲዱ ኣብ ዓለም ዝተፈንፈነ ስነምግባርን መንነት ዘይብሉ ከም ሰብ ኣይቆጽረኩምን ኢዩ ፡ ምኽንያቱ እንስሳ ደኣ ካብ ጋሉ ኣዲኡ ሰበይቲ ዓርኩ ይጋሰስ ሓሶት ስርቂ ዝምውና ኣመንዘራነት ካብ ስራሕ እዩ ኢልካ ካብ ዓለም ስነምግባር መሊቅካ ክዳን ሰብ ትመስል ኩፉእ ፍጥረት ታህቦት ጸይሩዎ ዘሉ ሰመያዊ ቅዱስ ሕገ ተእዛዝ ኣፍሪስካ እምበር ንዝተመራዐዋ ካብ ትግራውያ ሓሶትን ስርቅን ስራሕ ወሲዱ ንማተርያል ክብል መንነት ስነምግባር ሰብ ኣጥፊኡ ጋሉ ዝጋሰስ ዝዝርፍ ኣብ ዓለም ዝተፈንፈነ ስነምግባር ዘይብሎምዎ ባህሊ ኣልቦ ወዲ ናጀርይ 100/100 ይምረጽ። ናይ እስራኤል ኣምባሳደር ዝመስኮሮ ኣንተሃለወ ን17 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ተመዲበ ንመንግስተይን ካብ ኢትዮጵያ ክወጸእ ከለኹ ተሓቲተ ዝሃብኩዎም ከምዚ ይብል ካብ ኢትዮጵያ ሕማቅ ዝሰርሑሉን ዝጥቀሙሉን ካብ ስነ ምግባር ወዲ ኣዳም ሓሶትን ሰርቅን ደጋጊሞም ከም ንቡር ኣብ ህዝቢ ኣስሪጾም ኣብ ዓለማዊ ዲፕሎማት ቅድመ ኩነት ናይ ትግራይ ክልል ባህሊ እምበር ኣብ ኣምሓራ የለን ኢሎም ይምጉቱ ግን ከም ሕማም ኮቪት ኣብቲ ሕብረተሰብ ሱር ሰዲዱ ዘይዕረ በጺሑ ነቲ ጣልያን ዝብሎ ምስክርነት ኣራጊድዎ ይርከብ ይብል ጣልያን ነቲ ትግራዋይ ባኒ ግዝኣለይ ኢሉ ተደጋጋሚ ምስቲ ኤርትራዊ ብማዕረ ንክገዟኡሉ ን15 መዓልቲ ይሉእኮም እሞ ናይቲ ትግራዋይ መዓልታዊ ቅጽሪ ጎደሎ ክረኽቦ ከሎ ኣብ መጨረሻ ሓንቲ ባኒ ንኽልቲኦምምስለኣኾም ናይቲ ትግራዋይ ሊሒሱ ኣጠልቂዩ ምስ ኣምጻኣ ነቲ ዝጸሓፎ መጽሓፍ በዚ ምስክርነት ደምዲሙ 1800 መጽሓፍቲ ኣብ ሮማን ኤውሮጳን ተሸይጣ።
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l Ай бұрын
ትግራዋይ ማለት ለማኒ ጠላም ሰራቂ ሸርሙጣ ባዕለጋታት ሕጂ ውን ኤርትራውያን ማራ ኢና ንፍንፍነኩም
@simret639
@simret639 14 күн бұрын
ተጋሩ ትምንትኩም ጽቡቅ ነይሩ ግን ንሕና ኤርትራውያን ንበሀል ተጋሩ ተጋሩ እኹም ማለት ኢትዮጵያዋን አከለ
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 Ай бұрын
Give me. Break in 1998 we did not have similarity , our eye was different to tegaru
@asterk4968
@asterk4968 Ай бұрын
Even now, your eyes are different since you can't see the big picture .
@almaztareke6060
@almaztareke6060 Ай бұрын
ምስኪን
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine Ай бұрын
ሃይለ ግ/ትንሳኤ ከዳዕ ትክ ኢልካ እቲ ሓቂ ንገሮ ብሕጊ እንዳባ ምስትግራይ ኣይንዋሰብን ኢና
@kibrequiddusanabraham2357
@kibrequiddusanabraham2357 Ай бұрын
Why are you naming people "Tigrayans" while they are against us?
@user-db9mi5ux7i
@user-db9mi5ux7i Ай бұрын
Weyane ni 27 amet zbedeliwo ke kelil diyu
@robelyoseph8963
@robelyoseph8963 Ай бұрын
Kkkkk tgray mis hwhat tmewt ala
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
ህግደፍ አቅም ፅበት መሳድዱ አሕዋቱ ይቀትል ገባር ክፉእ ።
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 Ай бұрын
ሓሳዊ። …
@tadessetesfamichael6747
@tadessetesfamichael6747 Ай бұрын
Great discussion !
@rahwag.6888
@rahwag.6888 Ай бұрын
ተጋሩ ከም ኤርትራውን ከይ ሓሰብና አይንዛረብን አቦይ ከማኹም ን ኩሉ ኤርትራውያን ልቢ ይሓቦም ን ኤርትራውያን ሽሩሩ አየድልይን ንሕና የሕዋት ንብል ንሳቶም ይቀትሉና እዙይ ኤርትራውያን ክሰምኡዎ ይግባዕ 10 % ኤርትራውያን ፈተውቲ ተጋሩ እዮም ብጣዕሚ ውሑዳት እዮም
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 Ай бұрын
Never ever we been together with tigraye people and again we never ever be with tigraye the same people live us alone you tigraye people Ethiopian we are eritrean kebur mennet
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ብሓባር ናይ ሓባር ንሓባር ናይ ተጋሩ መድያ ንምቛም ተበግሶ ውሰዱ። ነንባዕልና እንዳተናቖርን ክ,,,,,,,?
@alem2627
@alem2627 Ай бұрын
ተጋሩ ከማኻትኩም: ሓሳባትኩም ፉንፉን: ንህዝቢ ትግራይ ዘይትሓስቡ ደናቁር ኢኹም::
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 12 күн бұрын
ኦስትሩያን ጀርመንን ዉን ሐደ ግበረን
@trustingod2549
@trustingod2549 Ай бұрын
Bisrat and all Tegaru actually: why are we Tegaru always the ones to be civilized, forgiving and wanting to have good relation with Etitreans? Why? It should be mutual. I dont call them our "brothers". It is really a waste of time, energy.
@GenetBezabih-qi3pd
@GenetBezabih-qi3pd Ай бұрын
Shum agame aregawe. Nedegat abay. Degat abay nedegat gorfu degat gorfu nefetewrare bezabh fetewrare bezabh netegadalay kahsaybezabh nay mahber teharu semen America kabto mesrete hade
@futsumamare9074
@futsumamare9074 Ай бұрын
Minister Berhane abrehe bzaeba tegaru bzmlket haqi eyu aqemitu.nhna kemzom sebeay tigrawot aykonan ertrawyan ena.ezi eyu eti haqi..tigrawot koynkim suq belu.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
😂 ኣይተመሰለሎምን እምበር ፍጹም ከኣ ኢሎምኻ? ኤርትራ ዝብል ቃል 130 ዓመት'ዩ ገይሩ ዘሎ። ቅድሚኡ ዝነበሩ ኣባሓጎታትካኸ እንታይ ይበሃሉ ነይሮም!?፣ ደንቆሮ።
@futsumamare9074
@futsumamare9074 Ай бұрын
Tgraway kun ..ane ertrawiye. Hmaq wlud meguhay weledu eka nska .
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
@@futsumamare9074 ስቕ በል ድንዙዝ ኤርትራዊ😂 ንስኻኮ ሕጂ ናይ ኣድጊ ዓሌት ስለ ዘለካ ኢኻ ትሕሱ ዘለኻ፣ ገጽካ ትርሓቕ መሃይም።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
@@futsumamare9074 ፍጹም ዕደ!! ትግራዋይ ኣይኮንካን ንስኻ ናራ ኢኻ።😂😂 በጊዕ።
@futsumamare9074
@futsumamare9074 Ай бұрын
ኪድ ገጽካ ትርሓቅ።አታ ትግራይካ ኣብ ምንታይ ከምዘላ ሕሰበላ።ንሕና አርትራውያን ብጥራጥካ ኣይንስሕቅን አና ከማካ ደንቆሮ ኣድጊ የብልናን።​@@woldaislassie2930
@Totaldome
@Totaldome Ай бұрын
Eritrea existed way before menelik and when there was no region called Tigray for that matter even before the existence of Ethiopia as we know it today...read correct history books not fake..your ignorance doesn’t make you right!!
@solomonabraha756
@solomonabraha756 Ай бұрын
አቦና ኣይተ ሃይለ ገብረትንሳኤ እስኩምን ከማኩም ዝበሉን ዓበይትን ፈላጣት ታሪክን መንነት ተጋሩን ከምዚ ናብ መድረክ እንዳመፃኩም ነዞም ዝሰሓሓቱ ዘለዉ ናይዘመና ሊሂቃት ካብ ክልቴና ወገን ዘለዉ መስመር ኣትሕዙልና። እዝይ ማለት ምስ ክልተ ሃገር ንኩን ኣይንኩን ዘራክብ ኣይበሉን ክለተ ሃገር ኮይንካ እውን ንሓባራዊ መንንትካ ብሓደ ሙካን አገዳሲ እዩ።
@mulumulu3028
@mulumulu3028 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz Ай бұрын
ልሂቃን ተጋሩ የቀንየልና ብምዓር ተጠቅለለለ ዕረ ጨየድልየናን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
አታ ሻእብያ ህግደፍ እረን መአርን ፈሊሃ አይትፈልጥን እንተትፈልጥዶ ምስ አምሃራ ታሪካዊ ፀላኢሃ ኮይንካ ዋላ ሓውካ አይሁን ጎረቦትካ እንተእወሃ ዝበፅኸልካ ጎረቤትካዶ ምጨፍጨፍካ እውርነት ።
@kirosabrha
@kirosabrha Ай бұрын
ደስ ትብሉ ሙሩፃት ተጋሩ ትግግራይ ፕረስ ምድያ ቀፅልሉ
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 Ай бұрын
Remember wt tegaru did in 1998 worest than other Ethiopian . Tit for tat will extend the animosity
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ዋላ ታሪኽ ዝኾነ እንተኾነኸ። ንምንታይ ተባሂሉ ሕብረተሰብ ኣብክንዲ ብፍቕርን ምትሕግጋ!ዝን / ኣብጽልእን ምቅትታልን ክነብር ይድለ? እቲ ዝገርም እቲ ሕብረተሰብ ፖለቲካ ጋዋኑ ሰሚዑን ተኸቲሉን ባዕሉ ንባዕሉ ክጣኣፍ መሪጹ? ? ? ፍተዉ ጽልኡ መንገድና እንተዘይ ኣሪምና መጨረስትኡ ኣደዳ ናይርሑቕን ቀረባን ውሽጥን ዝመጹ ገዛእቲ ከይና ኢና እንተርፍ። ንባዕሉ ዘየኽብር ሕብረተሰብ ካልእ ከኽብሮ ኣይኽእልን። ግዳይነት፡ ኩሉ ኣፍሪቓዊ ግዳይ መግዛእቲ ኣውሮጳ ምዃኑ ዘካትዕ የብሉን። እቲ ዘሕዝን ግን ሕዝውን በቲ ዝተለሙልና፡ ዘጻወዱልና መንገዲ ክንከይድ በብባዕልና ክንናቖርን ክንጣፋእን ጊዜና ብኸንቱ ኣብ ምሕንሻሽን ንውዕልን ኣለና።
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz Ай бұрын
ዋላ ትብል ቃል እኮ ተጋሩ ብንዕቀት ከምዝርእየና ግልፂ እዩ መልሲ ምሀብኩም ነመሰገን ዓቢ ለዉጢ እዩ
@solomonabraha756
@solomonabraha756 Ай бұрын
ግርም ሴናተር ከጥዕመሎም ባንዴራ ኤርትራ፣ ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ።
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 Ай бұрын
እዚ ሃይለ መን እዩ?
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Ай бұрын
አቲ ንአሽቶ ነገር ዓቢ ዕሹ ገርካ ምቅራብ ካብ ርአስካ ኢዩ ዝብገስ ። ኣነ መን ምካነይ ኣነ ዱየ ዝፈልጥ ወይስ ንስካትኩም። ትግራውይ ክትከውን አንታይ ክራይተሩያ ከተማልአ ኣሎካ?
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Never never never
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Semen tegaru debub tegaru zibhal yelen kondaf sahsah komal agame
@asratabraham954
@asratabraham954 Ай бұрын
ከምዚ ዝበሉ ርግዓትን ሕገ ልቦናን ዘለዎም ኣቦ ክዛረቡ፣ ሓሳብ ክህቡ ክሰምዕ እንከለኹ ዝስመዐኒ ተስፋ እዩ፤ መፅሓፍ “ኢይሃድጋ ለሃገር ዘእንበለ አሃዱ ኄር” (ሓንቲ ሀገር ሓደ ቅኑዕ ሰብ ዝየብላ ኣይሓድጋን እዩ) ይብል። ከምዚ ከም ኣቦና ሃይለ ገብረትንሳኤን ምምህር በኹረን ዝበሉ ቅኑዓት ኣቦታትና ዕድመ ጥዒና ይሃበልና።
@gabrielashebr9725
@gabrielashebr9725 Ай бұрын
Ras mikeal widi Eritrea abi tigray wezro alitash afiti aboyi ado temireyom bigatami mekan kiynin ayiweledan
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 Ай бұрын
I am not going to continue to listen to this nonsense. I quit. Thanks
@cellam1960
@cellam1960 Ай бұрын
አብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዘውሩድኩሞ ግፍዒ ዝዘረፍኩሞ ንብረት ዝሐለፈ ሕወት ጌና አይረሳዕናዮን ሕዝቢ ኤርትራ ብተጋሩ ጸኒቱ እዩ ካብ ጥንቲ ጌና ሕጂ ውን ይቕጽሉዎ አለዉ
@eskinderdesta3888
@eskinderdesta3888 Ай бұрын
Please edit the 1:21:30 brother about …..
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Mushmush harae seneter olul hassawi banda
@DanielOkbazgi
@DanielOkbazgi Ай бұрын
ኣቶ ሃይለ፡ነዚ ዘለኩም፡ዕድመን፡ፍልጠትን፡ተጠቒምኩም፡ንህዝቢ፡ኤትራን፡ትግራይን፡ዘቀራርብ፡ዝሓሽ ስነሓሳብ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ ኔሩ፡ኣብ ውሽጢ ናይ ሎሚ ኤርትራ ኣቲኹም፡ክሳብ ከረን፡ጊንዳዕ፡ወ ዘ ተ፡ክትብሉ ኣይግባእን።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
መደንቆሪ ኣርእስቲ ። መንእዩ ትግራዋይ? ትግራዋይ ኩሉ ቛንቛ ኣዲኡ ትግሪኛ ዝኾነ፡ ክትሽፍጥን ክተደናግርን እንተዘይደሊኻ። ክቡር ሰናተር ነዚ ብፈጠራን ሓሶትን ታሪኽ ተደናጊሩ ኣብ ዓርሰ ቅትለታዊ ብርኪ በጺሑ ዘሎ ትውልዲ ብሂወት ዘልኻ ፍቱን መድሓኒት ኢኻሞ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@cellam1960
@cellam1960 Ай бұрын
ሀይለ ባንዳ መልመጺለሐሲ ናይ ጎይታኻ ሃይለ ስላሰ
@selemunabede6712
@selemunabede6712 Ай бұрын
You call Eritreans "north TIgray" this means Birged Nhamedu mIssion is to destroy Eitrea and to create Tigray Tigringi. DREAM IS FREE. Hope Birged nhamedu will distace itself from this statement.
@cellam1960
@cellam1960 Ай бұрын
ን20 ዐመት ዕጽዋ ክባ አብ ልዕሊ ኤርትራ ብተንኮል ማእለማ ሽርሒ ተጋሩ እዩ
@Totaldome
@Totaldome Ай бұрын
So you already call Eritrea as north Tigray..and this is your way of wanting peace while insinuating that Eritrea is part of Tigray..can you hear to your selves.. didn’t you conspire with the USA to put sanction on Eritrea unjustly for 18 years and you are now blaming us for one year or so exwan kban! On Tigray.. you are unbelievable.
@baherunegash6934
@baherunegash6934 Ай бұрын
አሕዋተይን አሓተይን ኢቱ መሰረታዊ ጸገንና ብ ባዕዳዊ ፖሎኢካንን ባህግን ልተነደቀ ስነልቦና ኢዩ። አነምስባዕዳውያን ስለልነበርኩ ባዕዳውያን ስለለስጠኑኒ ካባካ ልሐሽኩ ልስልጠንኩ ኢየ ኢሉ ልዓምን ሓውን ሓፍቱን መሰረቱን ባዕሉ አናኢሱ ብናይ ባዕዳውያን መነጸር ባዕሉ ልሪኢ ስነልቦና ናይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ህልውና ሓደጋ ኮይኑ ይርከብ። ናይ ኤርትራን ትግራይን መራሕቲ ፖሎቲካ መሰረቱ ባዕዳዊ ፖሎቲካ ኢዩ። ልባዕዳዊ ስነልቦና ክንዲ ምቅላስ መሰረት ናይፖሎቲከኦም ገይሮም ሓደ ህዝቢ ላብምጥፍፋእ አእቲዮምጎ።
@kalkidansiyoum7318
@kalkidansiyoum7318 Ай бұрын
አያና ሃይለ ናይ ተጋሩ ሓድነትና አብ ምፅናዕ ትገብሮ ዘለኻ አብ ፍልጠት ዝተመስረተ ግልፂ መርገፅኻ የደንቕ እዙ ክፍተት ንምፍጣር ዝግበር ብኽልቲኡ ጫፋት እቶም ግጉያት ዝብሃሉ ናሬቲቭ ብቐፃልነት ካብ መሰረቱ ንምስትኽ ኻል ክስርሓሉ እንተዝግበር ይምረፅ በብከባቢኡ ዘለው ብፅልኢ ዝክሓኑ ንዓሰርተታት ዓመታት ብህግደፍ ዝውሃብ ዝፀንሐ ግጉይ ማሕበራዊ ምህንድስና ንክልቲኡ ህዝቢ ዘጥፍእ ስለዝኮነ ብአግኡ ክስተኻኸል ይግባእ ንቲ ዝተፈጠረ ፀገም ቤንዚን ምውሳኽ ግና ዓገብ ክብሃል አለዎ ትግራይ ፕረስ በርትዑ
@baherunegash6934
@baherunegash6934 Ай бұрын
ናይ መጀመርያ ምፍላጥ ላይምፍላጥካ ምፍላጥ!!!
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ተጋሩ ኣብይ ኣሕመድ ብልክዕ ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ፡ እንተኾይንሉ ግዝኣተኩሽ ምፍጣር እዩ። ንዑዑ ከዓ ይምልከት። ንሕናኸ እንታይ ንገብር ኣለና? ነኒባዕልና እንዳተባላዕና ንኽበልዑና ንመቻቸወሎም + ተመቻቺናሎም ኣለና። እዙይ ከዓ ሽሻይ መሽረፈት እዩ።
@amlak8084
@amlak8084 Ай бұрын
Resahat gena kunti mbla kwhfokum
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Hasyu neditrawyan yeasir yeqtil sleznebere ember mexyu slezsrhe aykonen
@mendelay1944
@mendelay1944 Ай бұрын
ሓቁ እዩ ኣያና ብርሃነ ኣብ ጥቃ ተጋሩ ተጸጊዕና ክንነብዕ ክንነብር ኢና ክብል። ተርእዩና ኣለኩም
@user-kx4ow4gs4g
@user-kx4ow4gs4g Ай бұрын
ተመስገንካ እግዚኣብሄር ንምነሊኽ ዘንገስካዮ። ነቱይ ስንዳይ ልኾነ ህዝቢ አሪትረያ ፡ካብዙ ልተፈንፈነ ልምድታትን ባህርን ልውንን ህዝቢ ትግራይ ልበንጠስካዮ ውዕል ውጫሌ ይዓንብብ !!
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 Ай бұрын
መዓንጣኹም ትበጠስ ተካልስት ደቂ ሓንጀመንጂ ዓስካሪ
@user-kx4ow4gs4g
@user-kx4ow4gs4g Ай бұрын
@@mizaanberhane4002 ዋይ ዋይ ኣትዮ ምዛን፡ ኻው ኤይድስ ነጻ ብልኾንክማ፡ ኣስመራ ድረስ መጽኺ፡ ላይ እኖታትኺን ኣሓትክን ሙያ ኽትካናውኒ ፍቑድ ኢዩ። ኣይዞኺ
@NTA130
@NTA130 Ай бұрын
Hayel gebretesa hassawi neska dea men gerka Ertrawi tegraway ika anta haswi lekmona besbas aregit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almaztareke6060
@almaztareke6060 Ай бұрын
ምስኪን
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ዘቕረብኩዎ ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ፖለቲካ ተጋሩ ፡ ተዛረብቲ ትግሪኛ/ ሰደ / ፖለቲካ ኣዕጽምቲ ኮይኑ ተሪፉ የሕዝን እቲ መለክዒ ከዓ እቲ ዓጽሚ ካብመንን ኣበይ ተወሊዱ እዩ። ኣብ ጊዜ ደርግ ኣብረሃ ያዬህ ዝበሃል ትግራዋይ ወያነ ብኤርትራውያን እዩ ዝምራሕ ዝብል ፕሮፓጋንዳ ብጽሑፍን ተለቪዥንን ይንፋሕ ነይሩ። ኣብቲ እዋን መለስ ንሕና ናይ ዓጽሚ ፖለትካ ኣይኮናን እነካይድ ኢሉ ክምልስ እዝክር። ብሰንኪ ኣሕዋትና ዝብል ፖለቲካ ሕውነቱ ምስዘየኣምነልካ መጨረሽትኡ ከጥፈአካ ንድሕሪት ከምዘይብል ብተደጋጋሚ ተራእዩ ኣሎ። ባሕሪ ዝደልን + ስልጣኑ ከደልድል ዝደልን ሓቢሮም ኣብልዕሊ ህዝቢ ጽንተት ፈጺሞም። ተኸተልቲ ዕስለታት/ጥሪት ከዓ በብወገኖም ኣጥርዮም።
@nicodemosfish3253
@nicodemosfish3253 Ай бұрын
ከይተረፈ ማለት ????
@berhenekidane3030
@berhenekidane3030 Ай бұрын
Hasswi shame tigray konns anfeltlitn
@user-db9mi5ux7i
@user-db9mi5ux7i Ай бұрын
Eritra ayfeletkayan feximka gega habereta tihbu alekum
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Mis agame mistkikal zbahal yelen beka Meaxo meado dea misakin si foe
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Ndhnet agame dow knbil fexima yebnaln dek erey shekakur hadera
@angesomyosief1775
@angesomyosief1775 Ай бұрын
ሩኹሳት ሓሳዳት ምሳክም ሲ ጌና መምቡሃቕቲ
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Güral 12 amet kihbuka ykielu eyom xegem yelen kkkk
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Kkkkk günüf tenexilki kitnebri eki
@abrahamamanios8644
@abrahamamanios8644 Ай бұрын
Shame on you Haile
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Ethiopia keman semen ethiopia debub ethiopia aynelegn eskum ab Ongo teqerkom debub tigray do semen tigray men konkum agame gohafat hateftef zeblekum zelo medhanitu dma alona eskkum kexlu abtbexho dma ye lik in komal kkkk
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s 10 күн бұрын
Komal agame eu kkkk😊
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Ай бұрын
ናሎድዩታዝጠበቕ
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Kiltiom tegaru endyom kkkkk
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Idiana ab America eya zela
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Hassawi eu
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
90 000 hibri aynom kkkk
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Reaywo bsemayawit riesu tejeninu Kerman barka defbyuwa zhademe hijji kkkkk
@saragebre4013
@saragebre4013 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😤😤😤😤😤😤😤😤😤😤😤
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Ka sthiopia zfeterkum frhi eu eritreawyan yehwatna zeblekum. atacouna kkkkkkkk
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Erirtreawyan wala hanti zefrih yeblnan kondaf
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 Ай бұрын
wey mosiba ?
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Kab tenkolat tegaru kkkkk
@teshomewami2488
@teshomewami2488 Ай бұрын
Kumar Belina.Intay
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Duhul kkkk
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 Ай бұрын
Hayele haw mach cash they pay to came here to say this words you are aqatarti meares lehasi shehani I Weyane cocorech escavenger
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi Ай бұрын
ተባረክ ባዓልምድያ
@user-db9mi5ux7i
@user-db9mi5ux7i Ай бұрын
Fuxum hasot eyu seb ayteashuwu
@solomonabraha756
@solomonabraha756 Ай бұрын
አየ ጣልያንን ሚሊለክን ነፍስኩም ኣይትድሓን፤
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 Ай бұрын
ንዚ ወድዓዊ ሓቂ ወይ ንተፈጥራዊ ኩነት ብድልየት ምቅያር አይካኣልን ስለዚ መንነት ተፈጥራዊ እዩ ስለዝኾነ ትግራዋይ መንነት እምበር ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል የለን ኤርትራዊ ዜግነት ክኽውን ይኽእል እዩ ንሳውን ናይ 125 ዓመት ዕድመ ዘለዋ እያ ። ስለዚ ትግራዋይ ትግራዋይ እዩ፣ ኩናማ ኩናማ እዩ ፣ ኢሮብ ወይ ሳሆ ኢሮብ እዩ፣ ዓፋር ዓፋር እዩ ካሊእ ሽም ወይ ተፈጥራዊ ለውጢ ክተምጸኣሉ አይትኽእልን። ስለዚ ሓደ ህዝቢ ፣ ሓደ ቋንቋ ፣ ሓደ ባህሊ ፣ ሓደ መንነትን ሓደ ተፈጥሮን እዩ ዘለዎ።
@moseskiplangat5930
@moseskiplangat5930 Ай бұрын
When things are bad for tegaru now , the narrative of we are all the same , we eat the same food , culture and other conspiracies running currently
@amlak8084
@amlak8084 Ай бұрын
Ata reesi mtho mes Eritrawi yhwat ktbl kkkkkkkkkkk
@user-gb1bs8kt4s
@user-gb1bs8kt4s Ай бұрын
Bqfelily kidram eu
@cellam1960
@cellam1960 Ай бұрын
ሀይለ ሐሳዊ ሽዋጋዲሽ ሐደ ዘራፊ ሽፍታ ወራሪ እዩ
@semeregebre2835
@semeregebre2835 Ай бұрын
Tigrai press ምስ Senator Hayley Weldetnsa ዝገበረቶ details interview ቃለ ምሕተት ዘግርም እዩ። ንሕና ንደልዮ ከም በዓል ሰኔተተር ጏይሌ ዘኣምሰለ details History of Tigrina speakers ኣብ ደቡብን ሰሜንን ዘሎ ተዛራቢ ትግርኛ መን ከምዝኾንና ኣነፂሩልና ደጊመ የመስግን።
@amlak8084
@amlak8084 Ай бұрын
SRKI HASOT SHRMUTNA ZNEGESO NMEWSBO ASHEGARI EYU KKKKKKK
@mulugetahabtay9736
@mulugetahabtay9736 Ай бұрын
Old man lied
@semeregebremichael1057
@semeregebremichael1057 Ай бұрын
ኣይተ ሃይለ ዓሊተና ረጊፅካ ሰሜን ትግራዋይ ኤርትራዊ ይነብር ዝብሎ ፍፁም ጌጋ እዩ፡ ህግደፍስ ዳኣ ታይዶ ኢሉ እዩ?
@eriiistars3089
@eriiistars3089 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ከማኩም ዝበሉ‘ዮም ንታሪኽ ከበላሽውዎ ዝውዕሉን ዝሓድሩን ዘለዉ ንሕና ጥራይ ዲና ኣብ ዓለም ተመሳሳሊ ባህልን ቋንቋን ዘለና? ሐራይ እስኪ ከምቲ ትብልዎ ይኹን የሕዋት ኢና ግን ክኣ ንሕና ኤርትራውያን ሃገር ኢና ንስኻትኩም ክኣ ኢትዮጵያውያን ኢኹም ስለዚ ከም ጎሮባብቲ ሓቢርና ሰላም ጌርና ንምበር ዘይውን ትረካኩም ንምንታይ ሓደ ኢና የሕዋት ኢና እንዳበልካ ፖለቲካ ክስራሕ ዝድለ ዘሎ ኣከለ የሕዋትና ቶኾይንኩ ከም ሃገርን ህዝብን ከተክብሩና ይግባእ ንሕና ኤርትራውያን ንብሃል ተጋሩ ኣይኮናን።
@KidanemariamAlemseged
@KidanemariamAlemseged Ай бұрын
ሰማዕ ምሰ ደርጊ እኮ ተጋሩ ነይሮም እዬም ምሰ ብልፅግና ኮይኖም ንተጋሩ ወጊኦም እዬም ብዝኾነ ሓድ ሓደ ሓተላታት ኣብ ክልቲዑ ህዝብታት ክህሉው ይኽእሉ እዬም ግን ንኽልቲዑ ህዝብታት ኣይውክሉን
@user-ln1gl2cj8x
@user-ln1gl2cj8x Ай бұрын
What a shameless person, at this age.
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack Ай бұрын
Nimintay ena tegaru tirah nice kinkowin zelena. Laza Tigrigna did really good.
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 30 МЛН
Iron Chin ✅ Isaih made this look too easy
00:13
Power Slap
Рет қаралды 35 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 39 МЛН
ወቅታዊ ውይይት ከዳኒኤል ብርሃነ ጋር //Interview_With_Daniel_Birhane
1:27:27
* ራያ ውድድር ጭፈራ #raya #culture #dance #tigray_idol
42:10
Tigray idol ትግራይ ኣይዶል
Рет қаралды 16 М.
Tv Sened  BG Tekeste Haile Interview    Part 30      August 20 - 2021
1:38:51
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 81 М.
КАРОЧЕ НЕУДОБНАЯ СИТУАЦИЯ😱🔥 #shorts
0:45
ПОПОВИЧИ
Рет қаралды 2,1 МЛН
Аниматоры в форме СПЕЦНАЗА: Именинника разыграли
0:21
Собиратель новостей
Рет қаралды 4,1 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 27 МЛН
When an RV meets a zombie outside #rv
0:21
campingWorld
Рет қаралды 30 МЛН