No video

መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, May 11, 2024

  Рет қаралды 22,439

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV, Eritrea - መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, May 11, 2024
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
Follow us on facebook: / dendenmedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
To access ERi-TV Official KZfaq Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official KZfaq Chanel visit
/ @dimtsihafash-official...

Пікірлер: 149
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 3 ай бұрын
መጀመርታ ካብ ሃገር ወጺኡ ዝተጻወተ የውሃንስ ዘሚኪኤል እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ 💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaiaraya2310
@senaiaraya2310 3 ай бұрын
ሱሌ፡ ንባና ሞራላ ዝተከፍካያ ከይኑ ተሰሚዑኒ። ብኣንጻሩ ክትተባባዕ ይግበኣ። እቲ ፍልጠታ ስለዝጸዓረት'ዩ።
@farsseid2611
@farsseid2611 3 ай бұрын
Ya melisa keman kitdineq zelewa eya hto eko metan kimleselka eka thatit slezi jgna memhir eya
@filmonyonas3780
@filmonyonas3780 3 ай бұрын
👍
@user-rt5xr9wn2n
@user-rt5xr9wn2n 3 ай бұрын
60s alata Mesmer kulu geze trekba amokaa tawet keygremena ayterefen❤🇪🇷🌹
@SmonWeldemichael-lo6sh
@SmonWeldemichael-lo6sh 3 ай бұрын
ባና ሽኮር ኣንበሳ ኣጆኺ ቀጽሊዮ❤❤❤❤🙏🏾💕በጃኺ ምጽና ቀጻሊ
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 3 ай бұрын
ኣሰይ እንቃ ብሰላም መጻኩም ደቂ ሓላል መረት ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዮ ኣጆኩም ቀጽልዎ ቡዝሁ ማሃሪ እዮኡ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ዓወትን🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷 ንህዝቢ ኤረይ❤🇪🇷🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🐪🇪🇷❤🇪🇷❤
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 3 ай бұрын
ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ቀኒና ኤረና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌼🌿🌿🇪🇷🇪🇷
@melesgoblel7902
@melesgoblel7902 3 ай бұрын
ሰላም መልሲ ኣብ መስመርክ ከመይ ኣለኩም ኣነ ካብ ተኸታታሊ መደብኩም እየ ተገድስኩም ኣንብቡዋ ርእቶ እያ ኣብ ዛ ናይ ባና እየ ሓፍትና ዝበልካያ መስመር እንተ ረኽባ እንተ ደወለት ኣነ ደስ ምበለኒ ምኽንያቶ ነዚ ሕቶኻ ግዜ ኣይሃበቶን ከም ባና ሓፍትና ይብዛሓልና🎉🎉🎉
@kahsaytadese8736
@kahsaytadese8736 3 ай бұрын
I know You're right bro
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 3 ай бұрын
Selame Merehba Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷
@user-qg4om2vv4c
@user-qg4om2vv4c 3 ай бұрын
ወዲ ኤረይ ክቅጽል እየ እበር ተስፋ ምቁራጽ ኣይናህናን እዩ ኣጆኻ ሴሌማን ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Merhaba melsi ab mesmer❤❤❤
@YorsaliemMeharit
@YorsaliemMeharit 3 ай бұрын
Selam Selam deqi erey xeada ruhus dagimay tinsaee ygberelikum degme deqi erey xeada ❤❤❤❤❤❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Good job ❤❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Nay bahaki mehari eyu❤❤❤
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p 3 ай бұрын
Selam deki ereyyy halalat medebukum bitaam xubuk eu kexluwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samiasmie9949
@samiasmie9949 3 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ.ጽቡቕ መደብ ብምቕጻል እዛ ናይ ባና ዝሃብካያ ከምመብርሂ. ናታ ዕድል እዩ ክትተባባእዕ እዩ ዘለዋ ማለት ብዕድላ እዩ ትረኽቦ ዘላ መስመር 🇪🇷🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭🇨🇭
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Keep it up❤❤❤
@tesfahiwetweldu8299
@tesfahiwetweldu8299 3 ай бұрын
🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሰላም ደቂ ኤረይብጣዕሚ ጽቡቅ መደብን መሃርን ኢዩ ግዚ ግን ወለዱ ሓደ ሳዓት እንተ ዝኸኸውን ከምኡ ውን ኣብ ታሪኽ ሃገርናን ንቅሓት ጥዕና አንተ ተትጸቅጡ ጽቡቅ ኔሩ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ካብ ዝፈትወኩም ሓዉኹም ተስፋሂወት ወልዱ ካብ ጀርመን❤
@abrahamberhe1273
@abrahamberhe1273 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-im4by7qm6q
@user-im4by7qm6q 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ደቅ ኤረይ ቀጽልዎአ ታሪኽእ ክንመሃርእ
@abrahamberhe1273
@abrahamberhe1273 3 ай бұрын
Thank
@kahsaytadese8736
@kahsaytadese8736 3 ай бұрын
Bana ambesit ❤Love ❤️ you
@user-xw2ew1ym4w
@user-xw2ew1ym4w 3 ай бұрын
Des zbl medeb nay behaqi htotat ab tarikna ztemorkose mukanu des ybleka qexlwo ❤❤❤❤
@amirkelifa4451
@amirkelifa4451 3 ай бұрын
Thanks deqi ereyyyy bitaemi xubuq medeb
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
❤❤❤
@kulubselam1208
@kulubselam1208 3 ай бұрын
Well come Melsi ab mesmer qexile Slea hawey nay banasi nfieeti aya titealeafon ke a chansa eyu emo tetqxil mbelku .Ruhus qnyat nasnet. kab Germany köln ❤️🇪🇷🥰🇪🇷❤️🇪🇷🥰🇪🇷❤️🇪🇷🥰
@JamesRodergez
@JamesRodergez 3 ай бұрын
Suli You are very Humbel.
@okubaygebre9434
@okubaygebre9434 3 ай бұрын
Hi our people we always watched your show keep on and happy independence day 2024.
@abrahamberhe1273
@abrahamberhe1273 3 ай бұрын
Good job
@Ibrahimsaho-k4j
@Ibrahimsaho-k4j 3 ай бұрын
ባና ጣታው ኣይትብልዮ ሱሌማን ባና ብሓቂ ንፍዕቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷
@FakaFakya
@FakaFakya 3 ай бұрын
Ruhus beal naxnet deki Erey endabelku nmelae hzbi Eritrea nay yowhana melekti ketehlfeley ydeli 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗💗🫶🫶🫶🫶🫶🫵🫵🫵🫵🫵🫵🫵🫵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SamsomSemere
@SamsomSemere 3 ай бұрын
አርሕዶ ንሕና ንጥቀመሉ ምውላድ ድቕረነት ደርሆ ኢና ንጥቀመሉ ንኻልእ ምውላድ ድቐረባ ነናተን አጸዋውዓ አለወን
@Manutd76
@Manutd76 3 ай бұрын
ፍትሒ ን ባና ❤😂😂
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Xbuq program❤❤❤
@petrosnguse3346
@petrosnguse3346 3 ай бұрын
Welcome guys btami ena ንካታተለኩም ቀጽልዉ ደስ ዘብል መደብ ።ግን ግዜ ገደብ ክግበረሎም ኣለዎ ገሌኦም ነዊሕ ይገብሩ ኣለዉ❤❤❤
@gojtomgojtom9788
@gojtomgojtom9788 3 ай бұрын
መርሓባ ስሌ ጹቡቕ። አንዳ ኣዛናኩም ከኣ ከመይ ኣሎ ኣዲ ክራማት ገለ አንዳበልኩ ቲክ አልኩም ናብ ሒቶ ገለ ኣይትኪዱ ስሌ ኣርከይ ካብ ሓውኩም ማቲዎስ ❤❤❤❤ ,
@user-gr9ld7tn3s
@user-gr9ld7tn3s 3 ай бұрын
🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️
@SmonWeldemichael-lo6sh
@SmonWeldemichael-lo6sh 3 ай бұрын
ባና በናና ኣንበሳ❤👍
@user-ex8lr7wg7s
@user-ex8lr7wg7s 3 ай бұрын
Selam wedi erey xeada ruhus qne mjmar naxnet mebel 33 amet ygberelna neameta kea nshala ab eritrea yelfu ykewn qexile medebatka kea aziye iye zifetwo yeqeniyeley zekuwo bota belgium ❤❤❤❤❤
@negasiandom
@negasiandom 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም. ደቂ. ኤረይ. እንቋዕ ብሰላምን. ብጥዕናን. መበል. 33. በዓል. ናጽነት ኣብቀዓና. መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ. እዩ ርእቶ. ኣላትን. ኣብ ናይ መምህር ባና. ዝበልካያ ሴሌማን. ብጣዕሚ. ተጋግካ. ሕጂዉን. ኣሪማ. ብዝተረፈ. ብሰላም. የራኽበና ሓውኹም. ነጋሲ እየ. ካብ ሸወደን
@user-ei1xx4hy5q
@user-ei1xx4hy5q 3 ай бұрын
ደቂ ኤረይ 🇪🇷
@user-kc1ew4pz5j
@user-kc1ew4pz5j 3 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@sinatekle7846
@sinatekle7846 3 ай бұрын
ዋላ ሰዓት ዝውስን እንተኾነ ካብ ብዙሕ ዝምልስ እዩ ዝያዳ ፍልጠት ዝርከብ ወይ አብነት ዝኸውን እምበር ሰሌ ከምታዝፈትወካ ዘይአመልካ ጌርካ ኤርትራዊ ጅግና እዩ መልሐስ ግን አይተዓደለትናን።
@timnitwelday3006
@timnitwelday3006 3 ай бұрын
Bana good job 👏 ❤❤❤❤🎉
@EseyasGebremichaelOkubazghi
@EseyasGebremichaelOkubazghi 3 ай бұрын
Selam Selam melsi ab mesmer medeb ena belexe yikeyd alo misa kea wesikum ab sdet zelena edil ente tihbuna bizaeba nay hagerna biziyada mibelexe sileman abee thank you
@biniammebrahtu8194
@biniammebrahtu8194 3 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ብፍላይ ምኒስትሪ ዜና ኣቅረብቲ እዚ መደብ ቀጺለ ሱሌ ሓውና ቁሩብ ትሕይል ዘለካ ትመስል ተዘይ'ተጋግየ እዛ ባና ትበሃል ሓፍትና ትተባባዕ እምበር ኪድ ኣይትበሎ ከም ዝኸይድ ግበሮ ገርካዮ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብ መድያ ዝወዳደረካ ኣምበር: ዝወዳደረካ ሲኢንካ ኣይትደውል ኣይበሃልን እዩ ተኺኢልኩም ከም በዓል ባና ካልኦት ውን ሓያላት ተተረኺቦም ፉሉይ ሕቶታት ንበዮኖም ተዳልውሎ ወይ ድማ ተመሪጾም ከም መጻረይ ፍሉይ መደብ ትገብሩሎም ። ኣብ መወዳእታ ግን ሰብ ተበርቲዑ በርቲዕኩም ክትመጹ ይላቦ
@fisehamehari7029
@fisehamehari7029 3 ай бұрын
Daki Eray please let Bana participated whenever she get hold of the line. She is a genius. Keep the game going and beyond. ❤❤❤
@edenyemane6801
@edenyemane6801 3 ай бұрын
Melsi ab mesmer bitaemi xbuk medeb eu kexilwo biharerta ena nxibeyekum tesfa ngebir niameta abit Birkin kidstin hagerna misakum nwuel nkewun❤
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis 3 ай бұрын
Suliman ❤🇪🇷
@SamuelGebremeskel-ut4uu
@SamuelGebremeskel-ut4uu 3 ай бұрын
@user-px4ek2hf4g
@user-px4ek2hf4g 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@adhanomabrha3860
@adhanomabrha3860 3 ай бұрын
Welcome
@zezuwedieri1349
@zezuwedieri1349 3 ай бұрын
ሱሌ ንባና edila eu please tedewel atebabewa. 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏
@HAREGU1
@HAREGU1 3 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@-se9hk
@-se9hk 3 ай бұрын
ሰላም ስለማን ኣነውን ባና ምስ በለት ቀልጢፈ ፈልተያ ናይ ብሓቂ ተኩርአ ጋል ታንስተት አያ ati ምዝካራ ከማን ኣነ ምስ መጽሓፈይ አየ ዝክረብ ሓደሓደ ቡርት ሕቶታት ኣሎ komu ውን ዝደጋገም ንበና ውን ኬ የድናኩዋ ኣይሓልፍን ❤️🇪🇷❤️❤️❤️ ሕቶ ኣላትን ናይ ዝሓለፈ ቶሮከማ ናይ ዓይን ሕማም ብምታይ ትከላከሎ መልsi ኩሉግዜ ብጻምናን ምሕሳብ ብስረት ምሓዝ አልካ አሞ መድሃኒት ኣየድልን ማለት ድዮኡ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@AlmazGhezai-kf3bu
@AlmazGhezai-kf3bu 3 ай бұрын
💙💫👌🏻👍💪
@heavenmekonen9266
@heavenmekonen9266 3 ай бұрын
Deqi erey enqaei bselam mexaeikum . Bezi zelena nsatefelu mengedi entelo gele beluna ❤
@User-24ma91er
@User-24ma91er 3 ай бұрын
ሰላማት ንአዳለውቲ እዚ መደብ አብ ስራሕኩም ዓወት አብ ጥዕናኹም ድሕነት ይምነየልኩም !!! እዚ መደብዚ ሓደ ካብተን ዝፈትወን መደባት ERI TV እዩ። መሃሪ, መዘናጊዒ, መስሓቅን,መሳጢን መደብ እዩ ። ምሉእ መዓልቲ እንተዝኸውን አይምነውን እዩ ። እቲ ግዜ ናይቲ መደብ ብጣዕሚ የሕጺርኩምና እሞ ዝከአል እንተ ኾይኑ ካብ ሓደ ሰዓት ንላዕሊ እንተ ዝኸውን ክንደይ ምጸበቀ ነይሩ። የቀንየለይ!!! ርሑስ በዓላት ቅናያት ነጻነት ይግበረልና!!!
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 3 ай бұрын
🇪🇷❤️🙏🏽✅
@MesghenaTekie
@MesghenaTekie 3 ай бұрын
Welcoerlme my brothe.era
@user-kw8el8rw2q
@user-kw8el8rw2q 3 ай бұрын
ከመይውዒልኩም ኣዳለውት ድምጺሓፋሽ ኣነውን ሪኢቶኣለኒ ምናልባት ኣኣብ ከባቢኡ ኣሓራርባ ክህሉይኽእልዩ። ኣነብዝፈልጦ ናይ ደርሆ ዝኣኸለት ንምውላድ ናይ ጤልውን ከምኡ ይባሃላ እየን
@abrahamhabtemariam5469
@abrahamhabtemariam5469 3 ай бұрын
Bimejemerta nikulu hzbi eritrea ab wushtin wetsaen rehus kiniyat beal natsinet yigberelna....bimikitsal ni adalewti nayza medeb misgana yibtsaehkum , kul gezie ayhlifan, kurub ab bahli (culture) hitotat entezibezih neti ab dege zitewelde hagazi eyu...kemu wun bezeba gedli.....Abraham (Kab Canada 🇨🇦)
@natima1693
@natima1693 3 ай бұрын
Betami xebuq medeb eyu keman ab semun 2 geze tetegebrewo xebuq neru❤❤❤❤
@noname-yu7dl
@noname-yu7dl 3 ай бұрын
Btami xebuk made eri tv abe naye tarike entbzhwo xebuke nayro abi kampala
@mengestabtekle4351
@mengestabtekle4351 3 ай бұрын
Bana anbesa ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamhagose2892
@selamhagose2892 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ብእየዳልውዎ መደብ ብጣዕሚ የ' ዘድንቐኩም ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ወጻኢ ሃገር ከም መደባት ቡያ ኣብ ወጻኢ ሃገር ብመንገዲ live onlin እንተተቕረቡልና ጽቡቕ ኔሩ ኩልና ምተሳተፍና ርሑስ ቅንያት ናጽነት ንኹልና ኣብ ውሽጥን ወጻእን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@margarettesfamicael4853
@margarettesfamicael4853 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉happy independence month deki Eriy 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 ай бұрын
🙏🇪🇷🤝🕊🇪🇷🕊🤝🇪🇷🕊🤝🇪🇷👏👏👏👏
@user-mu6co4zu8r
@user-mu6co4zu8r 3 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነትና🎉🎉🫶🏾❤🇪🇷
@samuelpawlos9266
@samuelpawlos9266 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም መደብ ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር፡ነዛ ሰሙናዊ ብሃንቀውታ እንጽበያ መሃሪትን ኣዛናግዒትን ብምድላውኩም ብጣዕሚ ዘመስግነኩም፡ምኽንያቱ ኣነ ብሃንቀውታ ይከታተላ፡ደቀይ ውን ምሳይ ባህሊ ሃገሮምን ቋንቋ ዓዶምን ምሳይ ተኸታቲሎም ስለ ዝመሃሩላ ኢየ። ሳሙኤል ጳውሎስ ካብ በልጂም
@Ssss-zb3xo
@Ssss-zb3xo 3 ай бұрын
Bela suleman hawey & medeb melsi ab mesmer. Eza nay banna guday gin kurub dihilkaya. Edla kab kone tsegem yebulun tidewil enber. Wey nay kibri edimti gerkum akribuwa nisa kithatit emo medanewi giberela.
@user-qg4om2vv4c
@user-qg4om2vv4c 3 ай бұрын
ኣርሕዶ ጽቡቅ ኣለኻ ንኽልቲኡ ዘገልግል ቃል እዩ ንጤል ግን ካልእ መጽውዒ ኣለዎ ግርዲድ ውን ትባሃል ናይ ጤል
@nani3133
@nani3133 3 ай бұрын
ኒባና መሚህር ኣፍቅረያ ኢባ ሓጉዙኒ
@mussiegebretatios232
@mussiegebretatios232 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም አንቕ ብሰላም መበል 33 ብዓል ናትጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብከዓኤና 🇪🇷🇪🇷 : ኣዚ ኬፍ ትሐበኒ አዛ መደብ ከትጽልዋ 👍👍👍 :: ሱሊ አዛ ንባና down down ኬፍ ይበላን : ሞርልር ዋላ ከም ሕቶ sher በለና በልዋ? MG ካብ canada thank u !!
@user-nv1od5lo9t
@user-nv1od5lo9t 3 ай бұрын
Deki erey xbuk medeb eyu buzuh temahrna zey nflto tarik nerna kexlwo betami ena nftwekum Love eyu haftkum kab canada
@adahabte230
@adahabte230 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷
@yohannesmesghina5592
@yohannesmesghina5592 3 ай бұрын
ሰላማት ደቂ ኤረይ መደብኩም ብጣዕሚ መሃርን አዘናጋዕን እዩ ሞ, አብ ደገ ዘሎ ኤርትራዊ ክአ ክሳተፎ እንተዝኽእል ጽቡቕ ኔሩ, ወይ ክሳተፍ ይኽእል ድዩ?🇪🇷 John from America
@araia5277
@araia5277 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷
@tesfiesieum2645
@tesfiesieum2645 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም መደብ ምልስ ኣብ መስመር እዛ ንባና ንካልኦት ዕድል ሃብዮም ድበልካያ ብወገነይ ተጋግካ እየ ድብለካ ምኽንያቱ እቶም ሕማቃት ደለና ካብቶም ንፍዓት ስል ንማሃር ብዓይኒ ሽልማት ደይኮነ ብዓይኒ ሽልማት እንተኣናያ ይሓይሽ ስሌማን ።
@fadmanur-hassan74
@fadmanur-hassan74 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@SamsomSemere
@SamsomSemere 3 ай бұрын
ብሓቂ መደብኩም ይከታተሎ ኢየ ተሳተፍቲ ግን ዊሒዶም ኢንዳሕጸርክሞ
@mussieh6228
@mussieh6228 3 ай бұрын
ሰላም ሰብ መልሲ ኣብ መስመር። ጽብቕቲ ፕሮግራም እያ። ክትድገፍ ዘለዋ እያ። ሓደ ግዜ May 11-2024 ሓንቲ ንፍዕቲ ጓል ደዊላ ኩሉ እቲ መልሲውን መሊሳቶ ብዘይ ሓገዝ ከምዘይ ካልኦት። ኣነ ዘይተጸበኹዎ ዘረባ ሰሚዔ ካብ ሱለማን። ሽማ ኣይዝክሮን ነታ ጓል ኣብዚ ውድድር ምክፋል እንተቋረጽኪዮ ዝሓሽ እዩ ኢሉዋ።(ብሽም ንኻልኦት ዕድል ምሃብ ዝብል ምኽኒያት) (((ዓገብ))) እዚ ዝተባህለ ዋላ ብዘይ ፍላጥ ይኹን እምበር ሞራል ዝትንክፍ ዘረባ እዩ ሓንሳብ ዘይኮነስ ብተደጋጋሚ ኢኻ ኢልካያ። ይቕረታ ክትሓትት (ታ) ይግባእ። እንድሕር ደሊኹም ካብ 2-3 ንላዕሊ ምክፋል ኣይግባእን እዩ ኢልኩም ሓብሩ። ካብ ንተኻፈልቲ ኣብ ኣየር ምውራድ። ብሩኽ ማዓልቲ
@user-we1bd7to5v
@user-we1bd7to5v 3 ай бұрын
Selam selam deki eritrean absrahkum awetn asalton nmneyelku bteami des debl medeb ayu gn aza dbelkaya nbana gega aya badla drekebeto mesmer kemzi gerka matsaw gega yu bwegeney
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 3 ай бұрын
Sulie ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meharikidane9015
@meharikidane9015 3 ай бұрын
Selamkum ybzah deki eryy kexuluwo❤❤. akararbakum btami des zbl u. bflay dma kab zedweluwo bota kunetat ayer kthatwom kelekum srhom kulu desss zbl u. Ab hutey, kiatu hade aml kulu gze zduwl ente koynu emo ka zmuluso ni kalot,edl hab tbluwo niabnet Bana tbahal dwla neyra ni kalot edil habi elkuma ,,,slezi durut,gze alowo du???? Mehari kab Germen
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 ай бұрын
ፍትሒ! ብዘይቀልዓለም ሓውና ሱሌማን ንክብርቲ መምህር ባና፡ ንካልኦት ዕድል ሃቢ ምባሉ፡ ፍትሓውነት መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኢዩ ዘነጽር፡ ንተዘየለ ተዓዛባይ ውሽምኦም ስልዝኮነትያ ትመላለስ ዘላ፡ ብምባል ዘየድሊ ክጠራጠር ይክእል ኢዩ፡ እንተ ንወይዘሮ ዮቬላ ግን ተመሳሳሊ ስለዝመለሰት ብካ ምሉእ ተሓሲብላ፡ ብዝኮነ ከምዚ ሰሌ ዝበሎ ነዚ ሓፈሻዊ ሕቶታት ክትምልስ፡ ብዙሕ ዝተፈላለዩ መጽሓፍቲ ምንባብን፡ ምልከት ኮምፒተርን ፍልጠት ይሓትት፡ ትፈልጦ ሕቶ ክበጽሓካ ውን ዕድል ክትገብር ኣለካ ማለትዩ፡ ሰኒ😀 🤝❤🕊
@EsseyReka
@EsseyReka 3 ай бұрын
ሰላም ደቂ አረይ መደብኩም ብጣሚ ደስ በሃሊ፡ቀጺለ ናተይ ሪኢቶ ድሩት ጌዜ እንተ ትገብሩሉ ጽቡቅ ነሩ ማለት ሕቶ ምስ ተሓተተ ቀጥታ 60ካ ድዩ 90ካ ዝቆጽር እንተ ትገብርሉ ሰናይ ነሩ ማለት እቲ ካልእ ደዋሊ ከኣ ዕዲል ክረክብ መታን።ንኣብነት ሎሚሲ 5 ሰባት ጥራይ እዮም ዕድል ረኪቦም ስለዚ ነዛ ኮመንተይ ተገዲስኩም ክተንብብዋ ይላበወኩም ሰሰናዩ ነኣኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Essey kab Egypt
@wedimengsteab5347
@wedimengsteab5347 3 ай бұрын
ኣብ ቻይና ሁበይ
@user-op7db1dp7z
@user-op7db1dp7z 3 ай бұрын
Bana ambesit kitgdfyo
@Ibrahimsaho-k4j
@Ibrahimsaho-k4j 3 ай бұрын
ኣሕመድ ዓብደላ 1940 ወዲ ደቂምሓረ እዩ 🇪🇷ክለብ Emirates እዩ ዘሎ
@sabahabte8948
@sabahabte8948 3 ай бұрын
ይቅሬታ ስሌማን ንባና ሞራላ ተንኪፍካያ አጆኺ ግን ቀጽልዮ ንፍዕቲ ኢኺ ስሌማን ግን ሕሰበላ ከምኡ አይባሃልን እዩ ሽልማት እዩ ዝግብአ
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 3 ай бұрын
Merhaba adalewitiMelsi abMesmer nkulu hzbi eritrea ab wshitinHagern ab wetsain zelon inka abmebel (33 Mealti naxinet abxihakum abxihanan qexile ab hiwetkum Mluh tana absrahkum dma awetn ymneyelku. Ane azye eu Medbatkum zkatatelo zeleku ajokum kexlwo Naybhaki Medebatkum aziyu Meharn azanagan eu bflay netom ab dege znebru hzbnas tarikum kemzi feltu ygebro. Xbuk Medebat awet nihafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@eruna91
@eruna91 3 ай бұрын
ባና ግን ከተድንቃን ቃጻሊ ምጽና ኢልካ ምጽንናዕ ድዩ ዝግበኣ ነይሩ ወይስ ኣይትሳተፊ
@biniamge875
@biniamge875 3 ай бұрын
Hi suleman i hope neza comment anbibibka fatah n bana kitgebrela hasabka tsubuk enduu bana gn edila sle zkone temelesi elka awjela .Bertuu anabs Biniam kab uk
@teklitteklemariam800
@teklitteklemariam800 3 ай бұрын
Merhaba Deki Eri Deki Rezin Mennet Selam ekun Neakum medekum aziyu xbuk EU Ketselowo
@solomontekie8517
@solomontekie8517 3 ай бұрын
Selam Deqi erey biteami xubuk Medeb kexilwo biteami xubuk Timhrti ni wesed alena biziabe history nay adna selamin tienan yimneyelkum
@JemalAya-dr9ib
@JemalAya-dr9ib 3 ай бұрын
Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 3 ай бұрын
ህዝብን ሃገርን ወኺላ ተቅርብ መደብ TV ERi ናይ ውልቀ ሰባት ኾይና ኾመንቲ ኸተንብብ ትውዕል አላ ናይ ውርደት ውርደት ኢዩ
@johnhagrseb5731
@johnhagrseb5731 3 ай бұрын
Suleman ne bana keythdema meksebna egbet amawilna eko zebhal Ruhs bale naxenet jon tesfe Germany 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Thegunners-cx5mb
@Thegunners-cx5mb 3 ай бұрын
Fthi n bana kem dlaya edla endu
@user-xe5fk1ek2t
@user-xe5fk1ek2t 3 ай бұрын
Bana sim qeyirki dewli nfieti nay bhaki
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, September 23, 2023
41:55
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 10 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 35 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 24 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 14 МЛН
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, May 18, 2024
40:04
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 19 М.
EmbassyMedia - Interview with Shambel Digafe Abebe
1:30:17
Eritrea EmbassyMedia
Рет қаралды 46 М.
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, October 21, 2023
40:34
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 10 МЛН