No video

መፍትሒ ካብ ሰብ ትጽበ ተሊኻ ሰብኣይ ኣይኮንካን!!

  Рет қаралды 40,641

MELHQ PODCAST

MELHQ PODCAST

Күн бұрын

Пікірлер: 239
@henoktekle3685
@henoktekle3685 Жыл бұрын
ኣነ ብዝያዳ ምስ ራእሲ ይሰማማዕ ከምኡ ኩሉኩም ጽቡቅ ሪኢቶ🖐🖐🖐 ንሓደ ሰብ ኣብ ዝጭነቀሉ ግዜ ካብ ተመኩረይ,,,,,,,,,,,,, # ጽን ኢልካ( ምስማዕ) ጥራይ 50%ይነፍሰሉ ፍኩስ ይብሎ። # ሓሳብካ ምሃብን ምርግጋእን ውን ካብ ዘይተደልየ ውሳነ የድሕኖ ርግኣት ይስምዖ10% #ዝተረፈ 40% ከም ስሕለት ተሳሒሉ በሲሉ ወይ,,,,,,,,,,,,,??????ይወጽእ።
@niyatbeyene4471
@niyatbeyene4471 Жыл бұрын
@Honek Tekle ጽቡቕ ኣገላልጻ🙌🏽
@lebanytsegay9005
@lebanytsegay9005 Жыл бұрын
ሰላም ይሕዋት ጸብቅ ሓሳብ እዩ ግን ንሕበረተሰብና ዝጠቅም እልኩም ሰለ ትሰርሕዎ ዘለኩም ንምታይ English ትዛረቡ ገለ ሰባት ኣለዉ ከምዝ ናተይ english ዝይሰምዑ ናትኩም ሓሳብ ጽብቅ ግን ካልእ ኣይትሓዉሱ ብዝያታ englisg ዝዛረቡ 2 ኣወዳ / ሓንት ጋል ማዓልት ጸልም ክዳን እኩም english ዝዛረቡ ኣማሓሸሞ ይቅሬታ ግን ንቅፋታ ይንቃሓና እዩ ኣጀኩም
@habtomtekle-mi3cl
@habtomtekle-mi3cl Жыл бұрын
ብጠዓሚ ጽቡቅ መደብ እዩ። ኣነ እኮ ንራእሲ እየ ዝድግፍ፡ ብርግጽ ሰብ መፍትሒኡ ሽግሩ ባእሉ እዩ፡ ብሰባት ዝፍታሕ ሽግር ውን ኣሎ፡ ወላ እዚ ንራእሲ ክትምልሰሉ ዝጸናሕካ እኮ ሓበሬታ እዩ ከምዚ ተጌሩ እዩ ዝፈትሖ ትብል ኣለካ። ነቲ ዝተሸገረ ሰብ ሰሚዕካ ካሌእ ይትረፍ ከተማክሮ ትኪእል ኢኻ፡ ውሳነ ከኣ ንዑኡ ይምልከት።
@-Success6
@-Success6 Жыл бұрын
ሚሊ ዘረባኻ ካብ ክውንነት ዝራሓቀ'ዩ ኣነ ምስ ራእሲ'የ ዝሳማማዕ ንሰብ ትሰምዖ፡ተማኽሮ ፣ ዝኮነ ሽግር ኣብ ሂወት ይካኣል ምኻኑን መፍትሒ ከም ዘለዎን ተብራሃሉ ገለ ካብ ተመኩሮካን ተካፍሎ ኢዚ ዓቢ ሓገዝ'ዩ። ሚሊ ሓወይ ካብ ዘረባኻ ከም ዝተረዳእክዎ ግን አዚ ሓገዝ ኮይኑ ይስማዓካ የለን ካልእ ዝተርፈ ግን ናይ ፈጣሪ'ዩ ሰብ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዓቁሚ ስለ ዘለዎ ግን ሰብ ባዕሉ ነብሱ ይክእል።
@user-hx1dl7lu2u
@user-hx1dl7lu2u Жыл бұрын
ሚሊ ን ራእሲ ኣይትዕጸዎ ኣነ ክስማዕ ጥራይ ኣይትበል ራእሲ ከኣ ግለጾ ጽብቅ ገርካ
@arsuzeru3952
@arsuzeru3952 Жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ ኣነ ምስ ራእሲ ይሰማዓማዕ
@tsedihabshawit3375
@tsedihabshawit3375 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ ታ ዘላቱ ዓቅሚ ብሓሳብ ክሕግዘካ የክእል እዩ ምፍትሒግን ከምፅእ አይክእልን ምክንያት ምፍትሕ ካብ እግዚአብሔር እዩ ብሉፃተይ ቀፅልሉ ❤
@hiwetkibreab3433
@hiwetkibreab3433 Жыл бұрын
ኣነ ካብ ኣቀድም ኣቢለ ብዛዕባ ሽግራት ጸገማት ክትዛረረቡ ይሰምዓኩም ኩሉ ክኣ ኣብ ምጥላም፡ ፍቅራዊ ገለ ተታሓሕዝዎ ኣለኹም ግን ሽግር ወዲ ሰብ ምስ ፍቅሪ ዝተታሓሓዘ ጥራይ ድዩ ? And ሰብ ምስ ሰብ እዩ ዝነብር ዝኮነ ምስ ዘጋጥመካ ክኣ መፍትሒ ካብ ሰብ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ካብ ነብስኻ ውን ክትረክብ ኢካ እቲ ዝረኸብካዮ ፍታሕ ግን ንስኻ ኢኻ ትከዶ ካልእ ሰብ ኣይከደልካን እንድሕር ሰብ ካብ ሰብ ፍታሕ ይኹን ካልእ ዘይትረክብ እንተኮንካ ንስኹም ንምንታይ ኣብ መዲያ ኣለኹም ሰብ ክረብሕ ገለ መገር ካብ ንፈልጦ ካብ ተመኩሮና ገለ ነገር ተረኸበ ኢልኩም ዶ ኣይኮንኩምን ፡ሚሊ ንሰብ ምስማዕ ዘምጽኦ ፍታሕ የለን ምምካር ውን ወላ ሓንቲ ኣይኮነን እዩ ርኢቶኻ ግን ሰብ ካብ ሰብ ይምሃር ንሰብ የገልግለሉ ምስ ሰብ ይነብር ብዘይ ሰብ ሰብ ወላሓንቲ ኣይኮነን
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Жыл бұрын
ንፉዕ ፡ሓቂ ተዛሪብካ/ኪ ሰብ ምስ ሰብ ይነብር ካብ ሰብ መፍትሒ ይደሊ መፍትሒታት ከም ኣማራጺታት ምስ ተቐረበልካ ግን 100% ለውጢ ካባኻ ኢዩ። ክከውን ዘለዎ።
@ajibajib7989
@ajibajib7989 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ👌❤
@jossijohn
@jossijohn Жыл бұрын
Raesi the great 100% msaka aleku ab bayta weridka eka tzareb. Reality facts eka tamn eti buzuh zfelt wuhud yzareb eti wuhud zfelt buzuh yzareb like Mili and sinit. Always concentrate on the topic guys.
@menbarxubuk6431
@menbarxubuk6431 Жыл бұрын
ከሉ ገዜ ራእሲ አብ ሓቀኛ ዓለም አለካ
@abelmehreteab2372
@abelmehreteab2372 Жыл бұрын
Ezia raesi hrkrek edableto u zqbela zlo ember festume aysmamalan u kalay example bzeba fkri tray tmxu milin eta haftnane kab fkri n laeli n wedi seb ናብራ zbhal haniku hizwo zlo kale mahberawi hiwet nay betsebn kalen malen mzuh alo ab fkri tray aytrtmrkosu milin eta haftnane nay raesi bkulu nger u zezebo zelo bravotate kexlelu
@tibletsabraham1447
@tibletsabraham1447 Жыл бұрын
ኣነውን ምስራእሲ እሳማማዕ የ ግን ድሕር ምስማዕካ ተስፋ ትህቦ ኣጆኻ ካብዚ ዝኸፍእ ብዙሕ ኣሎ እና በልካ ሞራል ትህቦ ካብቲ ተጨኒቕዎ ዝጸንሕ ካብታ መንገዲ ጥፍኣት ትኣልዮ እታ ናይ ጸልማት መንገዲ ምስ ኣለኻዮ ድሕር ዚኣ ቐስ እናበለ ወሳንነት ናቱ ዩ ድሓር ከኣ እግዛቢሄር ከድሕነካ ከሎ ካብታ ዘለኻያ መንገዲ ጸላም ሰብ ሰዲዱ ዩ ዘድሕነካ❤❤❤
@saimonbeide5957
@saimonbeide5957 Жыл бұрын
Rasi betami smart eka kemay teblka ab seb reality zelo eka tezrab zelka so mili kea nk rasi keman ketsamio ai kealkan natka right alku tebil alka ..rasi keep going meska alku 🎉🎉🎉🎉
@brobroboy
@brobroboy Жыл бұрын
ናይ ኩላትኩም ብሉጽ ሓሳብ ኢዩ።እቲ እንኮ መልእኽቲ ትውክልትኻ ኣብ ገዛ ረእስኻ ክኸውን ኣለዎ ኢዩ።መልእትኹም። ንነብስኻ ባዕልኻ ኢኻ ትልውጣ ካልእ ክልውጠልካ ምሕሳብ ከምቲ ዝበልኩሞ ኣብ ትጽቢት ምንባር ኢዩ።ብዓቢኡ ከኣ እምነት ኣብ ገዛ ርእስኻ ክህልወካ ኣለዎ። ንነብስኻ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ኩሉ ግዜ ስርዓያ ክእእሎ የ ክገብሮ ኢየ ኢልካ ምብጋስ ኢዩ እቲ ዝበለጸ እምበር ካብ ሰብ ምርኮሳ ትደሊ እንተደሊኻ ኩሉ ግዜ ንክትዕወት ዘለካ ተኽሎ ጸቢብ ኢዩ። ኣነ ብሉጽ ሰብ ኢየ ኢልካ ንሽግራትካ መፍትሒ ምንዳይ ጥራይ ክትብገስ ኣለካ።
@paradise6047
@paradise6047 Жыл бұрын
ጽብቅቲ channel ብሓቂ ግና ኣይቱኽለፍዎ ን'ራአሲ he hav a lot in his mind try to wait him till he finish please. And try to listen and get his point too
@samiwedi2021
@samiwedi2021 Жыл бұрын
I agree with raesi ሓደ ተጸጊም ክመጸካ ካሎ እቲ ቀዳማይቲ ክትገብራ ዘለካ እንታይ እዩ ጸገሙ ኽትፈልጦ ኣለካ ምናልባት ንሱ እወ ተበድልካ ክትብሎ ክጽበ ይክእል እዩ ንስኻ እቲ ሓቂ ክትነግሮ ኣለኻ ከምዚ ከምዚ ክትገብር አይነብረካን ከምዚ ግበር ናትካ ሪኢቶ ሃቦም ይቀበል ኣይቐበሎ ናቱ ተቓባልናት እዩ
@egzabherguasayyey3286
@egzabherguasayyey3286 Жыл бұрын
ሰባት ኢና ተደጋጊፍና ኢና ንነብር ስለዚ ራእሲ ጽቡቅ ኣሎ ዳሕራይ ሚሊ ከኣ ኣዛርቦ ን ራእሲ ትዓጽዎ ኣለኻ።
@Tigrayadey12
@Tigrayadey12 Жыл бұрын
Abza podcast ezia eti hakena Raesi eyu. Mili ablali kikewn aytfetin azaribo. Dehar Mili kab kwnunet zrehake eyu azerarbaka. Eti knue zelo raesi eyu. Raesi the great❤
@aziebasmorom9906
@aziebasmorom9906 Жыл бұрын
Raesi Raesi Raesi you're perfectly wright. Mili Raesi zhateka zelo hto testewelelu yelekan please be attention to what Raesi is saying.
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul Жыл бұрын
ናይብሓቂ ኣብነታውያን መንእሰያት!ኣጆኩም በርትዑ(ቀጽልዎ)BRAVISSIMI !!!
@belae7107
@belae7107 Жыл бұрын
ጹቡቕ መደብ ቀጽልዎ፡ እቲ ዝዓበየ ኣብ ሕብረተሰብና ናይ ምዝራብ መንፈስ ክዓቢ ይኽእል ኢዩ። ሓላፍነታውያን ክትኮኑ ግን ይላበወኩም
@merhawithaile6677
@merhawithaile6677 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓኩም ቀንዲ ዘድነክኹም ከኣ እግዚአብሔር ብምጽዋዕኩም መግለጺ ሲኢነልም ናይ ብሓቂ ንፉዓት
@semahagos5756
@semahagos5756 Жыл бұрын
ሚሊ አተሐሳስባካ ጽቡቕ መረዳእታ ዝወሐዶ ኮይኑ። ራእሲ ምስትውአል ሐሳብ እንዳ ሃለዎ ከተዛርብዎ አይከአልኩሙን።ከምቲ ሐጺን ን ሐጺን ዘብልሖ, ሰብ ን ሰብ ከኣ ከምኡ እዩ።
@hagosteklay8643
@hagosteklay8643 Жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት የሕዋት፡ ፍትሒ ካብ ሰብ ትጽበ አነተኾንካ ሰብ ኣይ ኮንካን፡ መጀመርያ ኣብ መንጎ ፍትሕን ሓገዝን ዘሎ ፍልልይ አንተ ትሪአዎ ምሓሸ ይመስለኒ፡ ብተወሳኺ በቲ ዘቅረብኩሞ ኣርአስቲ ኣተኩርኩም ተኻትዑ ምኽንያቱ ትግሪኛ ናብ ዘቅናዕካዮ አዩ ዝቀንዕ ስለዚ ኣብ ተቅርብዎ ሓሳብ ይታሓዋወስ ኣሎ፡ ኣፍቅሪ ጸንሕኩም ኣብ ልቃሕ፡ ኣብ ለዉጢ ናብራ፡፡ ምብዳል ብሰባት ወዘተ፡ ብዝኾነ ፍትሒ ካብ ሰባት ይርከብ ኢዩ፡ ሰብ ይታኣከብ ፍትሒ ክርከብ ዝብል ምስላ ኣቦዋት ኣሎ፡ አዝይ ክብሉ ከለዉ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸገም ናይ ዉልቂ ይኹን ናይ ሓዳር ባዓልቲ ቤትካ ንማሓዛኣ ንስኻ ንዓርክኻ ምስ ትነግር ከምኡ ዉን ናይ ስድራ ሓሳብ ምስ ዝሕዋሶ አቲ ሓዳር ካብ ዝፈርስ ብሓባር ናይ ምንባር ዘሎ ተኽአሎ ይሰፍሕ፡ ከምዚኦም ዘኣመስሉ ተግባራት ካኣ ፍትሒ ዘይኮኑ ንብሎም ሓገዝ የዕሩኽን ስድራን ኢና ንብሎም። ፍትሒ አንብሎ ግን ክልተ ሰባት ወይ ክልተ ሰብ ሓዳር ተባኢሶም ብሓሳብ ደገፍ ስድራቤት ምስ ዘይ ዕረቁ ናብ ሕጊ ምስ ዝቀርቡ ፍትሒ ንምርካብ በደለኛ ንምልላይ ናብ ሕጊ ወይ ዳኛ ዓዲ ይቀርቡ፡ ክንዮ ዚ አዞ ዝቀርቡ ዘለዉ ኣብነታት ልቃሕ፡ ጋል ኣፍቅርካይ ገዲፋትካ ከዳ ረሳዓያ ወዘተ ዝብሉ ኣይግድን ብቁዓት መልሲ ኮይኖም ኣይ ረኸብኩዋን ምኽኒያቱ ነፍቃርት ክርሳዓ ዝኽአል ብቅጽበት ከም ንብረት ምናልባ ዘየፍከረ ጥራይ አዩ ክኸዉን ዝኽአል ምስ ግዘ አወ ትርሳዓ ዘይ ኮን ትገድፈ ብኻልአ ትትክኦ፡ ካልአ ልቃሕ አልኩም ዳሓር ክበካ ኢየ ትብሎ ተወዲ ኣ አዚይ ብቀንዱ መልሲ ኣይኮነን ዳሓር ምስ ፍትሒ ዘታሓሕዝ የብሉን ምስ ሓገዝ ግን አወ ኣብ ጸገምካ ተሸግርካ ከለኻ ዝሓገዘካ ሸለልትነት ብዘስምዕ ዳሓር ክበካ ኢየ ተወዲኣ ግን መሃሪ መልሲ ኣይኮነን፡ ዘየለቅሕ ቀታሊ ዘይ መልስ ከታሪ ዝባሃል ምስላ ኣቦዋትካ ዝዘንጋዕካዮ ትመስል ኩቡር ሓው።
@amansaym1193
@amansaym1193 Жыл бұрын
"ንዝተጎድኡ ከመይ ንቆርቦም እዩ እቲ ኣርእስቲ " ትሰምዖ, ምክርኻ ትልግሰሉ, ተጻናናዖ:: ምስ ራእሲ ይሳማማዕ እየ:: ሚሊ ኩሉ ግዜ ዓብላሊ ምኻን ትፈቱ ኢኻ ጌጋ::
@user-yz6ie5bp1m
@user-yz6ie5bp1m Жыл бұрын
Bmejemerta selam ahwat, bmkxal Mili abza aresti smietawi konka kalay kea really hiwetn ab mexhaf wey ab film zreakayo bebeynu eyu. Nsebat ab hiwet bbzuh neger kthgzom tkel eka ab zwedekulu ab zteshegerlu ab ztechenekulu.beti eska zhagezkayom wey zelowo kunetat wey shgr teredieka tesfa wey meftihi zehabkayom kea ab awet ebexhu.kabti zelewwo kunetat kea ewexu emesleni.
@babe8712
@babe8712 Жыл бұрын
Anes nay mili zereba bzey may eyu zwehateley😍,,,,thank u guys kulakum nifuat keep going 👍👏👏👏
@mamalove6356
@mamalove6356 Жыл бұрын
Yessss❤❤❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ክብራት ኣሕዋት ናይ ባዕዳዊ ቃንቃ ኣይትጥቀሙ ሓሙሳ ሓሙሳ እዩ ዝስማዕ ዝሎ
@filmon5121
@filmon5121 Жыл бұрын
ፍልጠት ስለዝውሕደና እዩ ኣርትራውያን ዝኾነ ሰብ ተጨኒቀ እንተኢሉካ ከምዚ ሕማቅ ሰብ ወይ ድኹም ዝመስለና እምበር ዝኾነ ሰብ ብዘይዝኾነ ነገር ኣይጭነቅን እዩ ኣሕዋተይ ተጨኒቀ ተሸጊረ ዝበልካ ሰብ ኣብ ደረጅኡ ወሪድካ ሓግዞ ጸገሙ ግዝየ ሂብካ ስምዓዮ ሓግዞ ወላ ጽን ኢልካ ተሰሚዖካዮ ውን ፍክሶት እዩ
@saimonbeide5957
@saimonbeide5957 Жыл бұрын
Rasi pls numberka tshfelay kedwelaka eska smart eka helawenat menbar faletkyo alka
@dejudeju2032
@dejudeju2032 Жыл бұрын
I agree with Rasi 100%❤❤❤❤❤❤❤❤
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 Жыл бұрын
ዓይነት ጸገማት ቡዙሓት እንድዮም ።ብመሰረቱ ግን ናይቲ ሽግር ለውጢ ክከውን ዚግቦኦ ባዕሉ እቲ ኣካል ኢዩ ምክኒያቱ ባንቡላ ግርካ ማለት እግሪ ኣይኮነን ።ብዚኮነ ጹቡቅ ምይይጥ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habtomhailu9045
@habtomhailu9045 Жыл бұрын
ጥቡቕ መደብ ቀጽሉሉ ዓቢ ትምህርቲ
@reflectonthings3008
@reflectonthings3008 Жыл бұрын
Yhwatna!kurub tetenkeku,filtet bizwahade megedi tizarebu alekum.izi beal tsada kamicha wedi filtet wihidwo alo.
@abrhamykalo7026
@abrhamykalo7026 Жыл бұрын
ራእሲ ያሆ ጉዳይ ትጥምዘዝ ኣላ ኢልካያ በቃ ክክክ ጥምዙዝ ዝኾነ ግዜ
@Luwamzemichael1001
@Luwamzemichael1001 Жыл бұрын
12:/13. raesi like alo abzia part ezia sebat kab sebat ndelelu hagez gize alo. Mily hawey kab ariest aytwuxae. Ezigabiher keman baelu Nay Wed seb hiwet ab tiht hakim tkonela gize ala elu. Ezi malet baelu kulu mgbar sienu zeykone sebat nenhidna keribna ndagagefelu gize kem zelo eyu.
@user-qn5pt3gk7b
@user-qn5pt3gk7b Жыл бұрын
ጽቡቕ...ኣጆኩም። ጽቡቅ ሓሳብ ኣምላክ ኣብ መጨረሻ እዩ ዝረድእ።
@robielteklemaryam2925
@robielteklemaryam2925 Жыл бұрын
ብጣዕም ጹቡቅ ሓሳብ ኣነ ሓሳበት ናይ ራኣስ ኣየ ዝሰማማዓሉ መክንያቱ ሰብ ኪትሕግዞን ኪትዘርቦን ኣለካ ከምዝ ኒስካ ቲብሎ ዘለካ ጊን ኣካይዳ ናይ አሮፓውያን ኣዩ ይቢል ጊን ሚሳና ዝከይድን ዝሰማማዓናን ኣይኮን መክንያቱ ንሕና ብ ባህልና ተሓባበርት ኣብ ምዝርራብ ዓብ ለውጥ ከም ዘለ ናሚን ሰባት አና ብፍላ ዲማ ኣሪትራውያን ጊን ብጣዕም ጹቡቅ ሕሰብ ቀጽልዋ ብፍላይ ራኣሲ ብራቮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@misgnabahlbi3943
@misgnabahlbi3943 Жыл бұрын
ሰላም ንኩልኹም ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንፍቅሪ ዝፈትሓ ሓደ ኣምላኽ ዩ። ንስኻትኩም ካኣ ንፍዓት ኢንድኹም ግን ንራኢስ ጥራይ ከም ነገትፍ ገርኩም ትወስድዎ ኣለኹም። ራኢስ ግርም ኣሎ። ምኽንያቱ ንሓደ ሰብ ብፍቅሪ ተጎዱኡ ኮሎ ሰላም ዝሓወይ ከመይ ወዕልካ ኢንተ አልካዮ ኢኽልትያ ።ንኹሉ ነገረ ሰላም ጥራይ ኡ ዝፈትሖ
@kisanet8509
@kisanet8509 Жыл бұрын
welcome guys. ❤❤❤ Xbuq hasab eyu. Gn mili kab kwunnen wxe zbele hasab aleka kemuwn snit. Raesi gn ab hasabka ysemamaala eye gn ztereduka aymesllen. Hasabatka bluxat eyom gn aredayom ika
@selamkibrom8045
@selamkibrom8045 Жыл бұрын
I agree too, yes who are the only person you can make the change but, heaving someone to hear you is good
@kibe6885
@kibe6885 Жыл бұрын
Why Milli different voice or deep voice ztqem metan impress kgebrena eilu diu??!!
@selamkibrom8045
@selamkibrom8045 Жыл бұрын
I agree with Rasi 100%
@yeeritrealij9963
@yeeritrealij9963 Жыл бұрын
Yehwat😊 ,raesi ab aresiti alo kaliot ariesiti keyrikum
@efremiamaneli9045
@efremiamaneli9045 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ዝገርም ሓሳብ እዩ ብትክክል ከኣ ዛቆዝመና ሰብ እና ንደሊ ግን እቲ ዛቆዝመካ ሰብ ኒጊዚኡ እዩ በይንካ ምስ ተረፍካ ጊን ኣቡኡ ኡዩ ዝሎ እቲ ዝከፈአ ዝቃይ ብትክክል ከኣ ክትቅበሎ አለካ መክንያቱ ቁስልካ ተሕዉየሉ ሰዓት አኪሉ አሎ ማለት እዩ።
@soli9125
@soli9125 Жыл бұрын
Rasie hawey pls degagimka mic mhaz dmtsi ygebr alo bty i like ur mindset🥰
@mamalove6356
@mamalove6356 Жыл бұрын
Mili the great❤❤,,,,kulakum des tiblu nifuat ajokum kexikwo tedluna ekum guys.
@haniefar5715
@haniefar5715 8 ай бұрын
Ok ብመጀመርታ ሰላምታይ የቀድም ክቡራት የሕዋት ፣ ሓሳባትኩም ከም ክልተ ስሕለት ኢዮም ተጋጭዮም ይበልሑ እምበር ሓደ ንሓደ ዝነጽጉ ኣይኮኑን , ሂወት ሓንቲ ኢያ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ግን ከም ዝፈላለ ሓሳባትኩም ክልተ ወላ እንተኮኑ በብወገንኩም ጽቡቅ ኣለኹም ❤❤ ኣነ ከኣ ብወገነይ ምስ ሓሳብ ሚሊ ይሰማማዕ ኢየ keep it up our smarts 🎉
@habtomgebremichael2531
@habtomgebremichael2531 Жыл бұрын
ንሓገዝ ወይስ ንምክሪ ዩ እዛ መደብኩም የሕዋት ።ቅሩብ ተሓዋዊሳትኒ ኣላ እምበር ጽቡቅ መደብ
@Feda-Ali
@Feda-Ali Жыл бұрын
Thank you for presenting to our society discussions that are more conscious and mature. I hope you will continue to provide better sessions that help young people to motivate and mature.🔴
@johngherie9696
@johngherie9696 Жыл бұрын
Rasi is brilliant 👏 👌 men...
@helenkahsay6941
@helenkahsay6941 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ብሩካት የሕዋተይ መደብኩም ማራ ዩ ድምስጠኒ ብፍላይ ናይ ራእሲ ሓሳብ ማራ ዩ ድስሕበኒ ❤❤
@henokafewerki9495
@henokafewerki9495 Жыл бұрын
Mili, I do not agree with your statement on this video. Cuz brains 🧠 control our hearts ❤️, so first try to change who is under stress their brain, not their heart.
@rozinaakberom-rl4xt
@rozinaakberom-rl4xt Жыл бұрын
Healing take times but depends on u.
@niyatyeman9383
@niyatyeman9383 Жыл бұрын
Bravo raesi adniqeka mili Ablali ktkewn tdeli zeleka mesleni
@user-ds4tc5dv1p
@user-ds4tc5dv1p Жыл бұрын
ኣነ ምስ ራእስይ ኣለኩ ርጋዕታ ኣለዎ ከማን 😊
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Жыл бұрын
ኣብነት ጓል ዝጠለመቶ ረስዓያ ትብል ቃል ኣይተኸወለቶን ንበል ረሰዓያ በሎ ኣይርሰዓን ኣይክእልን ተበለካ ኸ? ዝዝረብ ውሒድካ ከማን ሓንቲ ቃል ጥራይ ኣይትዕግበካንን ኢያ፡ ንበል ይትረፍ ኣብ ጸገም ዝወደቐ ብዙሓት ስምዒታት ዝወነነ ብሓንቲ ቃል ረስዓያ ኢልካ ክሰምዓካን ፡ ፈኹይሱዎ ክምለስን ሕጉስ ሰብ ከማን ብ ሓንቲ ቃል ኣይዓግብን ፡ ኣይሰምዓካን፡ ኣይርደኣካን ክከውን ይኽእል ኢዩ ምኽንያቱ ቀልጢፉ ሰሚዑ ፡ ዘስተንትኖን፡ ዝርደኦን ክከውንን ዘይከውንን ይኽእል ኢዩ ! ወይ ካብ ብዙሕ ምብህሃል ጥርኑፍ ርዲኢት ዝወስድ ይከውን ኢዩ ፡ ሞ ኣብ ግምት ነእትዎም 30% 60% 100% ዝሰምዕ ኣሎ ! ! !
@sabateklezgi7780
@sabateklezgi7780 Жыл бұрын
ezi wdi yehwek alo ezi meli dyu zebhal azarbi nezi Raesi❤❤❤
@hailufisshaye1478
@hailufisshaye1478 Жыл бұрын
Milli u r right Rasii ewn xbuq aleka mejemerta tmexae xn elka msmae eya semiaeka mkri ms habkayo dhar kab shgru kewxo zkl gn baelu eti seb eu slezi ms milli ysemamae eye Rasi hawey seb mengedi eu zhbreka tkedo gn nska eka!!!
@user-on9mq7ym2r
@user-on9mq7ym2r Жыл бұрын
ሚሊ አነ ምስ ራእሲ እየ ዝሰማማዕ ያ ኩሉ መፍትሒ ካብ አምላክ እዩ ግን ሰብ ድማ ብጣዕሚ እዩ ዝሕግዘካ ብሓሳብ ናአብነት ንስኩም እንተይ ድኩም ተገብረ ዘለኩም አነ ካባኩም ብዙሕ ዘይ ፈልጦ ፈልጠ እየ ፈልጠ ድማ ተማህረሎ ተማህረ ድማ ጠቅሙኒ ሶ ሰብ ብጣዕሚ እዩ አገዳሲ አብ ሽግርካ 👌
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 Жыл бұрын
Selam brukat Mili giga aleka nihna kem hbreteseb hagzna akmi sle zeyblna ms rasi aleku eritreanwi bibzhi hagez zideli eyu temelesti ena
@heleyhelu5992
@heleyhelu5992 Жыл бұрын
U knw some one who lives in juba once he face the real world hardship everything so thatswhy raesi always a man of practical reality....and mili ideal man ....so everytime i agree wiz raesi....his idea is damn perfect....
@tekleab9462
@tekleab9462 Жыл бұрын
እዋይይይ በዓል ሚሊ ሃጺጽኩም ኣለኹ ራእሲ so smartttt
@medhanietesfamariam7768
@medhanietesfamariam7768 Жыл бұрын
Megemerta selam nakum❤ Hade gize 2 monkosat bhade edategozu nab botom mgibi kemxu ab hade adi yelagsu gn eti hade ms bealti swa bzumut wediqu tsfa qorixu nab alem kmles wesinu bezi zteredo arku gn nsu wn kmnatu km zgetemo koynu tesfa hibu nab gedam temlesu narku kbl zeygetemo km zegatemo koynu negirwo Slezi sebat ena wdqet dkmet sgrat kgtmuna gdn eyu ab alem kab halna ms seb khalna ab thti Amlak emun seb lbu kfitu terediu zhgzeka seb ab # ab shgr zelo seb neta xelmat gezu baelu kbraha kbd zble eyu koynu ysmani 😊
@Helen_dreams
@Helen_dreams Жыл бұрын
16:30 4:: I agree with Raesi. The girl who wore white is a good listener. Good job guys! 🎉
@dejudeju2032
@dejudeju2032 Жыл бұрын
I agree with Raesi ❤❤❤
@eisakifixum2982
@eisakifixum2982 Жыл бұрын
Aness desi zeblenie nay Rasi hssbati 💯 yesemsmalu you are smart boy
@yeeritrealij9963
@yeeritrealij9963 Жыл бұрын
Kab adnaktikum ❤ mis raesi mebzahtiu gize yisemamae eye biflay abta zihalefet ninebsika mis kalie win ketewedadra tibil hasab kexiliwo❤
@DigitalHabesha226
@DigitalHabesha226 Жыл бұрын
It's nice to see Habesha especially within my community discussing and having presentable arguments but make sure to do your research before you say your opinion because it's good to have your opinion backed up with facts or statistics 🎉
@tuan2023-
@tuan2023- Жыл бұрын
ኣብ ግዜ ችንቀት ሓሳባት ኣይምጽሉካን አዮም ብጃካ ነብስካ ኣጥፊአ ፋታሕ ኣይምጼን አዩ ሰልዚ አዩ ሰብ ዘድልይካ ምስ ሃዳአካ ፈታሕ ክትድሊ ተከል አካ
@johnhabtughdey4212
@johnhabtughdey4212 Жыл бұрын
Word is powerful ezi mili tblo zeleka hamime eilu zmesaka seb si bealka tfelte malet u.
@yordanostesfamical-qy4nd
@yordanostesfamical-qy4nd Жыл бұрын
Kulatkum xbuq alekum gin abza nay raesi hasab kmlialu xbuq alo maletu hade seab mis teshegere zsemion zdgfon zeregagion ydeli eyu qurub kabti zelewo simiet mis zehale eyu xbuq zhasib nmntay dyom ezom yhwatna tesheniqom hiwetom zhlifu abta kebad hiwet gin seab agedasi eyu simietka zeregagiaka mis teregagaeka gin eti brhan tfetro mis zehalka baelka eka ❤
@senaittewelde5535
@senaittewelde5535 Жыл бұрын
Waaawww thank you guys bzhu hto temelesuley wshtey kftsh kele thank you so much GBU all ❤️ 💖
@Abrham2024
@Abrham2024 Жыл бұрын
ሓደ ሰብ ሸተት ኢሉ ናብ ቀላይ እንተ ኣትዩ፥ እሞ ምውጻእ ስኢኑ ተሸጊሩ እንዳረኣኻዮ ባዕልኻ ውጻእ ኢልካ ስቕ ኢልካ ኣይትዕዘቦን፥ የግዳስ ሸትት ኢሉ ስለ ዝጠሓለ ፥ ከምቲ ናቱ ሸተት ኢልካ ኣቲኻ እኳ ከትውጽኦ ዘይኮነስ፥ እንታይ ተጠቒምካን ብኸመይ ከም ተውጽኦ ግን ናትካ ሓላፍነት'ዩ ግዴታ ውን ኣለካ።
@merryefram2495
@merryefram2495 Жыл бұрын
An mes rasie alko meknyato ab kewninet eyu zezarb delo. Hade seb seb entzey yedlyo koynu mehazay haftey gorbet aymdlynan meknyato kab seb eka teksbi. Enber seb hagoska eller shgrka kefthalka dey kona du kan få några tips😊.
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Жыл бұрын
ብሓቂ ደሰ ዝበል ምክሪ አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም አሕዋተይ
@iamcoming3658
@iamcoming3658 Жыл бұрын
Host Keep your points straight my brother
@dawiteyob4961
@dawiteyob4961 Жыл бұрын
100% ለውጢ ካብ ውሽጥኻ ኢዩ ወላ ሓደ ሰብ ኻባኻ ንላዕሊ ንነብስኻ ዝሓሊ የለን ናይ ሎሚ ግን ካብ ኣተሓሳስባና ክዳና ምቕያር ኢና ንፈቱ ።ካብ ምምሳል ምዃን ኢዩ ዝበለጸ ዝበዛሕና ግን በንጻሩ ኢና ስለዚ ሚሊ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ግብሪ ሓቂ አዩ ናይ ራአሲ ግን ትሕትና ዘለዎ ኣረዳድኣ ደኣ አምበር ኣብ ግብሪ ዘምጾ ለውጢ የለን ስለዚ ከይብሉኒ ዓይነት ኢዩ
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h Жыл бұрын
እቲ ክትዕኩም ጽቡቅ እቲ ሒዝክሞ ዝመጸኩም ኩርናዕ ጽቡቅ ግብረመልሲ ኣዋሃህባ ጽቡቕ ዓይኒ ኮንታክት ጽቡቅ፡ ሚሊ ገን ቁሩብ ኣብ ሓሳብ ተዓቲ ነርካ ንሶም እንዳተካትዑ፡ ሲኒት ከዓ ቁሩብ ትህወኪ ነርኪ፡ ገን ብዙሕ ፎልይ ዝበለ ኩሩናዕ ኣይነበሮን መልሱም፡ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ዝህቦ መልሲ ኢኩም ትህቡ ነርኩም፡ እቲ ኣርእስቲ ጽቡቕ እዩ፡ ገን መልሲ ፉልይ ኣይነበረን። ገን I love you guys ❤❤❤❤ go ahead ❤❤❤ ቁሩብ ጥራይ መጽናዕቲ ዉሰድሉ ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምምጻእኩም ነቲ ትዛረብሉ ኣርእስቲ። 👋🏼
@lovemeeri5249
@lovemeeri5249 Жыл бұрын
ደስ ዘብል ልዝብ,ዩ ኣጆኩም በርትዑ ❤❤❤
@teagessebhatu9051
@teagessebhatu9051 Жыл бұрын
I like the discussion, but many topics @ the same time. You need to be specific the details of one topic. Thanks
@ksanetdebesay3259
@ksanetdebesay3259 Жыл бұрын
N raesi eba hasabu awedewo ane mes Nay raesi hasab ye zesemamae mknyatu ab gebrawi alem zelo yu zezareb zelo...plzzzz xebuk hadab alewo awedewo
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 Жыл бұрын
ጽን ኢልካ ንሓደ ዝተጸገመ ሰብ ምስማዕ ብጣዕሚ ሓጋዚ!
@tuan2023-
@tuan2023- Жыл бұрын
አቲ ሓቂ ክከውን ዘለዎ ከምዚ ሚሊ ዘብሎ ዘሎ አዩ ግን ኣብ ዓለም አሪትራውያን አዛ አርምያስ ዘብላ ዘሎ አያ ተስርሕ ብጃኩም ነትሓጋገዝ ከምዚ ሚሊ ዘብሎ ዘሎ ናይ ጽዓዱ ባህሪ አዩ
@flimonemaha
@flimonemaha Жыл бұрын
ዋዋዋ ናይ ባሓቂ ትምርቲ
@yonathankifle7639
@yonathankifle7639 Жыл бұрын
I stand with rasi generally good job guys keep it coming
@tibletsabraham1447
@tibletsabraham1447 Жыл бұрын
ናይብሓቒ ደስ ዝብል መደብ
@lilg2793
@lilg2793 Жыл бұрын
Ane n mahazay bzhabkwa mkri nebsa Kab mqtal dihina ab thti fetari målet u. Fetari seb u zsedelka ember weridu aymexakan u. Hji mahazay ab azyu xbuq hiwet Ala kulu gize ka temesgneni so seb redaeka kkewn ykl u gn nay lbi zrdalka seb ktrekb aleka so rasi's msaka ysemamie. Ember balka shgrka tfetho tekonka ezi shigr Normal u.
@filmon5121
@filmon5121 Жыл бұрын
ኣነስ ምስ ራእሲ ኣለኹ መኽንያቱ ሸግራት ይፈላለ እዩ ግድን ናይ ሰብ ሓገዝ ዘድልየካ ባዖልካ ክትፈትሖ ዘሸግረካ ጸገማት እቲ ዝሕግዘካ ሰብ ውን ነዊሕ ከሳልየካ ትደሊ በዓል ጸዖዳ ካምቻ ሓውና ግን ክሉ ሰብ ከም ነብሱ ገይሩ ይሪኦ ኣሎ ምናልባት ንስኻ ውሸጥካ ሓያል ትኸውን ፍልጠት ይህልወካ ይኸውን ብዙሕ ሰብ ኣሎ ግን ንእሸተይ ጸገም ተሸግሮ ኣብ ንእስነቱ ብዙሕ ሸግራት ዝረኣየ ኣሎ ብዛዖባ ሂወት ዘይፈልጥ ነዚ ሰብ ከምዚ ግበር ከምዚ ግበር ኢልካ ክትገድፎ ኣይትኽእልን ሓወይ ነኣብንውት ንስኻ ኣብ ኣፍሪቃ ኣለካ ንሓውካ ትድውለሉ በጃኻ ሓግዘኒ ንኣብ ዘለኻዮ አሮጳ ብሓይሊ ገንዘብ ውሰደን ትብሎ ሓውካ ok ግን ከምዚ ግበር ኣብቲ ዘለኻዮ ሰሪሕካ ገንዘብ ሒዝካ ውጻእ ኢሉ ይዓጽወካ ከመይ ምረኣካያ በቲ ትብሎ ዘለካ ትክክል ኣሎ ማለት እዩ ሓውካ እቲ ትኽክክል ግን ኣብ ጎኑ ከንካ ክሳብ ኻብ ሸግር ዝወጽእ ብሓሳብ ይኹን ብንዋት ትሕግዞ ግን ጽቡቅ መደብ ከምዚ ኢልኩም ክትረዳድኡ ምድላይኩም ቀጽልሉ 🥰🥰🥰
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Жыл бұрын
በዓል ጸዓዳ ካምቻ ወዲ ስምዒታዊ ትከውን ኣለኻ ቀስ በል ውሽጥኻ ይርብጸካ ወይ ይህውኸካ ኣሎ ንስኻ ትብሎ ሓቂ ምዃኑ ብስምዕታትካ ጥራይ ክትነግር ትህወኽ ኣለኻ! ካለኣይ ባህሪ ዝበዝሑ ምዕራባውያን ኣለካ ኣሃኣኣ፡ ገለ ዝብሉ ቃላት ዝተሰማማዕኻሉ ዘምስለካ ነቲ ብጾትካ ዝዛረብዎ ዘለዉ ደሓር ግን ክትዕ፡ሪኢቶ ክትህብ ትረአ ኣለኻ ሞ የፍርሰካ ኣሎ ከም ምኽረይን መኣረምታን ስቕ ኢልካ ስማዕ ! ለሚድካያ ክትከውን ትኽእልን ኣይርደኣካን ውን ክከውን ይኽእል ኢዩ ግን ጊየጋ ኣላትካ ኣምሶልነት ኢያ ዳ ተረደኣትካ ተኾይንካ ትገብራ ዘለኻ ሞ ቃልሲ ክትሓተካ ኢያ ኣወግዳ ዕዮ ገዛ! ስምካ ግን ኣይሓዝኩኻን !
@habtemariamtabot3938
@habtemariamtabot3938 Жыл бұрын
Nay rasi zereba point by point like it
@user-oh8wo2fi6y
@user-oh8wo2fi6y Жыл бұрын
ሚሊ ሓወይ ርእሰ ተአማምነትካ ዓቢ ግን መገዲ ምስ ወዲ ዓዲ ሰለዝኮነ ሰብ የድልየካ እዩ
@user-oh8wo2fi6y
@user-oh8wo2fi6y Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@johngherie9696
@johngherie9696 Жыл бұрын
Pls 🙏 ab programkum n dani wedi memhr ademwo
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ኣዝዩ ሰሓብን መሃርን መደብ ኣለኩም የቀንየለይ።ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ ንሳ ከኣ ኣብ ትግርኛ ብኽብረትኩም ቤትሮ ኣይተሓዙ ወይ ብኽብረትካ/ኪ ዶ ንክስቶ ከተራኽብኒ/ኽበኒ ትብል ቃላት ቅንዕቲ ኣበሃህላ ድያ ማለተይ ትሕትና ዘለዋ ዲያ ወይ ናይ ምግዳድ ስሚዒት ያ ትህብ።ዋላ ኳ ምስ መደብኩም ትኸይድ ኣይትኹን ገለቁሩብ ግዜ ሂብኩም ተትዛራረቡላ።የቀንየለይ።
@estifanosgebrehiwot5303
@estifanosgebrehiwot5303 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ Miliye ድምጽካ ክጥዕም
@jordankonsult
@jordankonsult Жыл бұрын
sinit kemu win mili kab aresti wey kabita hito venus zemxata wexikum, eta hito kem zteredatni kemey geyrina kindgfom alena eyu eti hito, mili and sinit gin kemey kigbir alewo eti tehagazy, kemey kqbelo kemi zelwo ikom tigelxu zelkum ember neta hito aykonkumn timlisu zelkom kemey geyrikom tihgzwo, kemey aynet aqerarba tigebrelu niskom aytgelxun ikom zelkom eta hito kemzi zytemeles zela koynu tesmuni eti tehagazey kemey koynu kirkeb alewo ikom tigelxu zelekum.... nhina kemey geyrina wey enty aynet hagez nihbo aytgelxun ekom zelkom eta hito nisa sle zikonet silezi nidhir hji abti teqrbwo hito keywexaikum kemi naye Raesi hawina tezarebu kab aresti aytwxiu kitwexu ente koynikom kea hito enda qeyrikom tezarebu, metan etom nisemie kirdeanan kinmeharelun kab zerbakum hasabkum. gin ezi kibil kelku sbuk neger yeblun aykonen ezi zetekum bezhio sbuk neger alewo. bless u all.
@mulugetaredie4168
@mulugetaredie4168 Жыл бұрын
I agree with raesi.
@user-wl4he2gu4x
@user-wl4he2gu4x Жыл бұрын
እቲ ዝበልክሞ ዉን ሓገዝ እዩ። ንሓደ ስብ ተስፋ ምሃብ፡ ምኽሪ ምሃብ, መገዲ ዓወት ምርኣይ ምብጻሕ ዘይኮነስ just to show him እዚ ኹሉስ ሓገዝ ኣይኮነን እሞ እንታይ ዳ ስም ነዉጻሉ ሕጂ 😅😅😅😅 ንስኹም ትብልዎ ዘለኹም ግን ሓደ ሰብ ተሰኪሙ ኣብቲ ዓወት ከብጽሓካ ኣለዎ ሓገዝ እንተ ኮይኑ ክክክ you need just hint to achieve your goal or to solve your problem. So i am with rasi
@edengebrezgabiher3729
@edengebrezgabiher3729 Жыл бұрын
i agree
@YadSRE8217
@YadSRE8217 Жыл бұрын
Rasi is brilliant 👌👌👌kalieot still not convincing
@saimonbeide5957
@saimonbeide5957 Жыл бұрын
mili is wrong ..mekri zehatetka qas elka eka terdio hasbu kea tekfel
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 Жыл бұрын
I'm always watching you but you guys please mejemeta temaharu bflay milionin ezen 2 awaldn Reasi he is perfect ab haqena mnbar eyu znber eta haqna mnbar kea kemzi nsu zgelxa zelo eyu ( I have no idea how he is real) Aytdhalwo kea weyley 🤣 hade nkulu seb ab alem enda nebere shgr ygetmo eyu ab xelam kenka mechem brhan yelen gn ab thti ftari hade emun seb kabti xelam awxiu mengedi brhan zethzeka tdeli eka dhriu nu hzka ktwet natka nfat ywsn so seb ab shgru hagez yedliyo eyu xegmu solve zgebrelu ente rekibu edlena eyu ente zeyrekibu gn xn elu zsemo ydeli it's my opinion I need his contact number by the way 😒😏😃
@fortunamengstu8308
@fortunamengstu8308 Жыл бұрын
Bitaimi equm nifuati. I am so happy for you guys. but you have to leasting mili hawey. You are so smart guys.
@eruadey4716
@eruadey4716 Жыл бұрын
I'm agree with raesi
@almaztesfalem7289
@almaztesfalem7289 Жыл бұрын
Raesi 👍👍👍👌👌👌
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 42 МЛН
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 19 МЛН
ሸቶ!፣
23:00
MELHQ PODCAST
Рет қаралды 4 М.
24 Hours in Sawa Eritrea - 24 ሰዓታት ኣብ ሳዋ - PART 2
33:30
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 42 МЛН