15 ዓመት
28:30
6 ай бұрын
መዝገብ ህይወት
12:12
Жыл бұрын
``ተርኳስ``
6:26
Жыл бұрын
ሸቶ!፣
23:00
Жыл бұрын
Пікірлер
@user-mf1iy7zg2d
@user-mf1iy7zg2d 13 күн бұрын
❤❤❤🎉
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 17 күн бұрын
ብሓቂ ንፈዓት አሕዋተይ ቀፅለሉ ብጣሚ ደሰ ዝበል❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 19 күн бұрын
ብሓቂ ፅብቅ ምክሪ ክብራት አሕዋተይ❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
ብሓቂ ንፈዓት ክብራት አሕዋተይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሂብካ❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
❤❤❤❤ብሓቂ ጀጋኒ አሕዋትና ከማካትክም ለባማት የቦዘሐና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
ብሓቂ ብልፃት አሕዋተይ
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
ብጣሚ ፅብቅ ሓሳብ❤❤❤❤❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ደሰ ዝበል ምክሪ ክብራት አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
@user-wg9mb2ol4c
@user-wg9mb2ol4c 29 күн бұрын
Suq eski bel arkey yfetwa eyu
@awetasgodom3091
@awetasgodom3091 Ай бұрын
Bhaki Nfuat Kexlwo
@yonasasefa2995
@yonasasefa2995 Ай бұрын
ኣይ ኣብ ኣሕዋትናስ ዝሰርሕ ኣይመስለኒን እዚ ዕምበባ ገለ ሒዝካ ምምጻእ። ተላሕጺጽካ ገለ ዕምበባ ሒዝካ ምስ ትመጽእ፡ ኣይ ንስኻ ዘይውዳኣካ ዝብል ልባኻ ሰይሩ ድሕሪኡ ዕምባባ ከምትጸልእ ዝግልብር መልሲ ክመጻካ ይኽኝፕእል ዩ😂😂😂
@MehariTsegay
@MehariTsegay 2 ай бұрын
Kef alekum
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@TigrinyaCinema
@TigrinyaCinema 3 ай бұрын
ንምንታይ ኢኻ ንራእሲ ክዛረብ ከሎ ክትእብልሎ ትሙክር ዘለኻ፡፡ ንዓይ ጥራሕ ስምዑኒ ኣይትበል።
@EvenSemere
@EvenSemere 3 ай бұрын
Nay bhaqi hasabkum feteyo ❤❤❤
@danielkifle7173
@danielkifle7173 3 ай бұрын
ዝተማህረት ጓል ተፍርሓና እኮ ኣብ ክሽነ እንዳ ኣግደዓትና እዩ። ቆልዑ ሒዛ ናብ ፋስት ፉድ ስለ ትመላለስ እዩ። ብዝኾነ ግን ፈላጥን ለባምን ሰብ ክጽላእ የብሉን።
@FinanMehari-wv2pi
@FinanMehari-wv2pi 3 ай бұрын
ግን ኣብ ቃልኩም እሙናት ዲኩም ማለትሲ ደቂ ሰባት ብባህሪና ንሰብ ክነእምን ይቀልለልና ካብ ንነብስና ክንእምና
@EvenSemere
@EvenSemere 3 ай бұрын
❤❤❤
@merhawibeyin484
@merhawibeyin484 3 ай бұрын
Hello melhq podcast You present a good program especially the youth talk very good but please bring us the student talk. Thank you
@EvenSemere
@EvenSemere 3 ай бұрын
Nay bhaqi abi tmrti Thank you yhwat ❤❤❤
@EvenSemere
@EvenSemere 4 ай бұрын
very Nice conversations Thank you ❤❤❤
@EvenSemere
@EvenSemere 4 ай бұрын
Nay bhaqi bulux agalalxa fetari edmen tenan yhabkum yhwat Thank you ❤❤❤
@EvenSemere
@EvenSemere 4 ай бұрын
mili hawey bhaqi des zbl hasab qexlwo
@EvenSemere
@EvenSemere 4 ай бұрын
yehwat medebkum btaemi xubuq alo qexlwo ❤❤❤
@EvenSemere
@EvenSemere 4 ай бұрын
waw btaemi xubuq qexlwo yehwat
@user-de5ke1os5l
@user-de5ke1os5l 4 ай бұрын
Wwww kef zelwo ziririb ❤❤❤❤❤❤
@TsgabTeklom-mj9us
@TsgabTeklom-mj9us 4 ай бұрын
Antay yu tmrten????
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 ай бұрын
31:17 bteami giega. ንወዲ ናይ ጓል ሕሉፍ ኢዩ ዘገድሶ. ምስ 5 - 6 ኣወዳት ዋላ ንዝወር ብዛዕባ ሕሉፍና ኣይትሕተቱ ምባል ግን መዋእልና ሾርሚጥና ኣማሲኹም ብዘይ ሕቶ ኣክቡና ማለት ኢዪ. Giega tmhrti
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 4 ай бұрын
*_ናይ ብሓቂ ብሉጽ ቃላት ይሓጽረኒ ንክገልጸልካ ናይ ቡሉጻት ቡሉጽ💐👍_*
@dssdfsr8258
@dssdfsr8258 4 ай бұрын
😂 ሰኩቱ አዚ ማአከለዋይ ዓቢሉሉኩም አዩ ዋ አንታይ ከዮም ብፀቀጢ ከአሙኑዎ ዝመኩሩ
@MihretMebrahtu-ot4wg
@MihretMebrahtu-ot4wg 4 ай бұрын
Btaemi xbuk medeb, Egziabhir hasabki yesmrelki ,
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 5 ай бұрын
ስምካ ኣይሓዝኩካን በዓል ካምቻ complitly ጌጋ ኣለካ ዝኮነ ስነ ሓሳብ
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 5 ай бұрын
ናይ በሓቒ ጸላኢና ብምጽዋትን ሓዋላን ይንበር
@milimili838
@milimili838 5 ай бұрын
ሚሊካድ መሕደሪ ናይ እዝጋብሄር
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 5 ай бұрын
ዋዉ ገለ ዓይነት ት/ቲ ❤❤❤ ንፊዓት
@meazitsadik3440
@meazitsadik3440 5 ай бұрын
ንፉዓት መንእሰያት ኢኹም ቀፅሉሉ አሕዋት ውሕሉል ሓሳብ✅
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 5 ай бұрын
*_ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል መደብ ቀፅልዎ በጃኩም የትደንጉዩ ከዓ❤💙💟_*
@tesfayandu2400
@tesfayandu2400 5 ай бұрын
I respect the feminist movement and its message, but I don't agree with all aspects of their philosophy. I would like to acknowledge the awards for Shiden & Waro of the year 🦁 Daniel Wedi Memhr 🐯Dr. Sharon woldu
@samsomberhane2282
@samsomberhane2282 5 ай бұрын
Luwam ab hasabki❤❤❤
@Zemenwerqiyu1020
@Zemenwerqiyu1020 5 ай бұрын
ካልእ ከኣ ኣሕዋትና ደቀነስትዮ ነዘን ጸዓዱ ምዕራባውያን ርኢኽን ፡ ንዕአን ክትመስላ ኣይትጽዓራ ምኽንያቱ ንስኽን ኤርትራውያን ፡ ኣፍሪቃውያን ኢኽን ናትክን ባህልን መንነትን ኣለክን ፡ ስለዚ ናይ ጸዓዱ ባህልን ኣካይዳን ኣይትሓዛ ፡ ውዒሉ ሓዲሩ መንነትካዩ ዘኹርዓካ ፡ ንሶም ነዚ ሰይጣናዊ ባህሎም ነብስሓ እንዳተራኣኻ ምኻድ ንነዊት ኣማኢት ዝጸዓርሉ ኢዩ ፡ ግን ናብ ናይ ሰይጣንዩ የእቲዎም ፡ ስለዚ ባህልና ንሓዝ ተዋሒጥና ከይንተርፍ ፡ ሰበይቲ ንሰብኣያ ትተኣዘዞ ፡ ሰብኣይ ድማ ፍቕሩ ይግለጸላ ፡ እዚዩ ናይወለድና ፡ እምበር 50/ 50 ወይ ንሱ ክሰርሕ ንሳውን ትስራሕ ፡ ኣይኮነን ንሳ ናይ ገዛ ተጻፍፍ ንሱ ናይ ደገ ሰሪሑ ይኣቱ ፡ ኣገዳሲ ተኾይኑ ድማ ሓደ ሓደ ግዜ ክትሰርሕ ትኽእንያ ። ኩሉ ነናቱ ኣለዎ ሰበይቲ ኣብገዝኣ ኢዩ ክብረታ thank , ብጣሚ ንፉዓት ኢኹም ።
@Zemenwerqiyu1020
@Zemenwerqiyu1020 5 ай бұрын
ክገርመኩም እዛ እንተፍቂረዮ ብስኡ ክነብር ይኽእልየ ትብል ዘላ ሓፍትና ፡ ርእቶኣ ስለዝኾነ ረስፐክት ኣለኒ ግን ፡ ግን እንታይ ኣሎ ንሕና ደቂ ሰባት ንዝሃብናዮ ወይ ንዝሰራሕናሉ ንሱ ከኣ ክመልሰልና ኢና ንደሊ ፡ ጽቡቕ ሓሳብ ኣምጺኻ ኔርካ ፡ ደጋዊ መልከዓ ርአ ምስ ኣፍቀርኩዋ ምስ ተጸፋዕኹየ ከመይ ዝበለት ምኻና ክሓስብ ዝጅምር ኢልካ ነርካ ብትኽክል ንሱዩ እቲ ሓቂ ፡ ስለዚ ዘይተጸበየቶ ንዕላማኣ ዝጻርር ፡ ንትሰርሖ ሞያኣ ግደፍዮ እንታይ ክዓብሰሊ ዝብል ኮታስ ጽቡቕ ንዕብየት ዘይግስግስ ምስ ዝኽውን ፡ እዚ ደኣ ዘይጠቕመኒ ኢላ ክትሓስብ ክትፈላለ ግድንዩ ፡ ምኽንያቱ ንሕና ደቂ ሰባት ምሉእ ብምሉእ ኣይኮነስ ፡ ንእሽቶ እንተኣጉዲሉልና ውን እንታይ ስለዝኾነ እዩ ነዚኣ ኣጉዲሉለይ ኢና ንብል ፡ እዚ ኸኣ ባህርያዊ ኢዩ ፡ ኣምላኽ እምበር ሰብሲ ምሉእ የሎን ፡ ምናልባት እዛ ሓፍትና ምጥዓም ምስ ሰኣና ፡ ካብ ቀደም ውን ኣየፍቀርኩን ኔረ ኢላ ከተማኻኒ ፡ ትኽእል ትኸውን እምበር ፡ ፍቕሪ ደቂ ሰባትሲ ድሩትዩ ፡ ንፍቕርና ዘናውሖ ጠለባትናን ፡ ዕላማታትናን ፡ ራኢናን ዘገድሶ ፡ ንሱውን ተመሳሳሊ ዕላማን ድሌትን ከምቲ ናትና ዘለዎ እንተኾይኑ ፡ ፍቕሪ ደኣ ሓንቲ ሰሙን ጥራይ ብሓድ እንዳሓከኻ ዝልመድ ዝመጽእ ኢዩ ፡ ቀዳምነት ግን ከምዚ ዝበልኩሞ ፡ ኣነውን ዝብሎ ዘለኹ ዕላማን ድሌትን ፡ ጠባያትን ሓደ ምስ ዝኾኑ ኢዩ ፡ እምበር ፍቕርስ ብሓንቲ ምሸትያ ትምስረት ይብለኹም ። የቐንየልና ስለቲ ዝገበርኩሞ ፡ ዘተ ።🎉
@henialkosofi7142
@henialkosofi7142 5 ай бұрын
Tbh I don’t understand why we habesha has to bow and ask a girl to Mary it’s not our culture it’s actually against our culture a man bow down. There are many ways to show her love and respect but whatever Filmawit said is the western way. So def disagree
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 5 ай бұрын
Bmejemerta eti ab finistra zelo taot bambula wey taot forma eleyo