No video

ማዕዳ ብኣቦታት ኣብ መንጎ ኣሕዋት ዘሎ ባእሲ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH

  Рет қаралды 10,552

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

2 ай бұрын

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ማዕድዳ ብኣቦታት ኣብ መንጎ ኣሕዋት ዘሎ ባእሲ

Пікірлер: 132
@elk5824
@elk5824 2 ай бұрын
እግዚአቢሔር ሓጥያትና ሓዲጉ ይታዓረቀና ቃል ሂወት የስማዓልና ንየሕዋትና ኣብ ልቦም የሕድሮ እግዚአቢሔር ካብ ሰማይ ሰላሙ ይልኣኸልና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@Footballyoutube12
@Footballyoutube12 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታት ኣቱም መንእሰያት ከኣ ምኽሪ ዞም ኣቦታትና ስምዕዎም እግዝኣብሄር ይስምዓኩም ናይ ብሓቂ ክስማዕ ዝግብኦ ዘረባ እዩ
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና ቃለ ሂወት የስማዓልና ዘረባኩም ይሰማዕ ኣምላክ ይቀበሎ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣሜንንን
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብራት ኣቦታትና ንገበርቲ እከይ ከኣ ኢዶም ይኸፈሎም። እግዚኣብሔር ህዝብናን ሃገርናን ይባርኸልና✝️
@thehaytesfay9616
@thehaytesfay9616 2 ай бұрын
እወ ክልተ እሕዋት አብ ሐደ ማአዲ ዘበልዕሉ ግዜ በጺሕና ክብረት የሐብኩም አቦታትና ቃለ ሒወት የሰማዓልና መክርኩምን ጸሎትክምን አብ ልብና ይሕደር አሜን✝️🙏❤️
@bqse6142
@bqse6142 2 ай бұрын
ኣሜን ክቡራት ኣቦታት ጸሎትኩም ይስማዕ ኣምላኽ ኣቦና። እቶም ገበርቲ እከይ ድማ ኣብ ልቦም ይምለሶም ማዕዳኹም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ልቢ የሕድሮ "ኣሜን"
@T-smArtMss
@T-smArtMss 2 ай бұрын
ኣቦታትና ፡ ቃለ ሂወት የስማዓልና ። ነዚ ዘስምዕ ዓይነ ልቦና ይሃበና።
@FhhYuy-ze3vj
@FhhYuy-ze3vj 2 ай бұрын
ይፍቲ ኣቦታትና ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ
@sabasimon356
@sabasimon356 2 ай бұрын
አግዛብሄር ይስማኦኩም ኣሜን ኣሜን amen🙏
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@bisrataynom6418
@bisrataynom6418 2 ай бұрын
Amen amen amen
@user-gy7ub1js5k
@user-gy7ub1js5k 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምህረቱ የውርደልና ዓይነ ልቦናና እዝነ ልቦናን ይክፈተልና😭 ናብ ፈጣሪና ንበርከክ እዚ ዘመን ጽቡቅ አይኮነን እግዚአብሔር ይርዳን🙏
@user-pb9of6fk7c
@user-pb9of6fk7c 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 2 ай бұрын
Amen amen amen ❤
@ksanettekleab8927
@ksanettekleab8927 2 ай бұрын
Qale Hiwet yesmealna abotatna 🙏 xelotkum ayfeleyena 🙏Abieyet amlakey mhretka leakelna hadnet yfterelna 😭😭😭
@nurayinabdu6091
@nurayinabdu6091 2 ай бұрын
Amen amen amen 🙏 🙏🙏😭😭😭😭 ayni lbona ykfetelom nay behaki kexlwo ketehalelkum amlaki yhagzkum abotatey
@Metkeli
@Metkeli 2 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና ኣብ ልብና የሕድሮ
@gugg4495
@gugg4495 2 ай бұрын
❤❤❤አሜን
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 2 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet kburan abotat zseme ayne lbona hibu selamu yewrdelna fetari kulu alem mkrkum ykeblelkum egzabher
@abrhetkiflay3475
@abrhetkiflay3475 2 ай бұрын
ኣሜንንንንንን
@robelabrham9888
@robelabrham9888 2 ай бұрын
Egziabher Selam yewrdelna ❤amen amen amen abotat
@user-yq6wp9dn9g
@user-yq6wp9dn9g 2 ай бұрын
ዋው ቃል ሂወት የስማዓልና ጉሩማት ዓበይቲ ዓዲ
@Meanddabear
@Meanddabear 2 ай бұрын
Amen amen amen ❤👏🕊
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 2 ай бұрын
"ስለ እግዚአብሔር ስለ ወላዲተ ኣምላክ ስምዑና" ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኩቡራት ኣቦታትና። ኣሓውት ድማ ንስመዓዮም ሓድራ!
@willingtonkeleta791
@willingtonkeleta791 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታት ጎይታ ጎይቶት መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ጸጋ የብዝሓልኩም
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡራን ኣቦታተይ ከይተሓልኩም ደኪምና ከይበልኩም መክርኩም ለጉስልና እግዚኣቢሀር ካብ ንጉሆ ምሸት ዝገብሮ ኣይፋለጥን ዩ ፋቅር ሰላምን ሓድነትን ይልኣከልና ኻብ ባሲ ቂም ቅትለት ምፋልላይ አግዚኣቢሀር ይሰዉረና ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፈስ ቅዱስ ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና ስብሃት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
@estiftesfagergish4337
@estiftesfagergish4337 2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና፡ ክቡራት ኣቦታትና
@senuberhe3045
@senuberhe3045 2 ай бұрын
ይፍቲ ኣቦታትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና ኣሜንንን።🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsaghirmatsion3956
@elsaghirmatsion3956 2 ай бұрын
Amen amen Kale hiwet yesmealna abona
@AnenyaDelina.
@AnenyaDelina. 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ኩቡራት ኣቦታት ነዚይ ዝሰምዕን ዘስተዉዕልን ኣይኒ ልቦና ይዓድለና እግዚኣብሄር ኣምላክ
@fusfv877
@fusfv877 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ የስምዓልና ኩቡራት ኣቦታተይ 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹💒💒💒
@MhretYohans
@MhretYohans 2 ай бұрын
ቃል ሕይወት ይስምዓልና ኣምላኽ ሰማይ ሰላሙ ይውረደልና ኣቦታትና ከኣ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ❤
@hiwettesfamariam8766
@hiwettesfamariam8766 2 ай бұрын
Amen kalhiwet yesmealna abotatna
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 2 ай бұрын
ይፍቲ ኣቦታትና ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ምሕረቱ ን ሰላሙን ይልኣኸልና
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 2 ай бұрын
ክቡራት ኣቦታትና መደሃኔ ኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏🙏🙏
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 2 ай бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና 🤲
@KeshiMulugeta-yh7of
@KeshiMulugeta-yh7of 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡራት ኣቦት ኣቦው ካህናት ኣእይንተ እግዚኣብሄር ካህናት ላእካነ ምስጢር ዲቆናት ኣቦታት ኣድአታት የሕዋት መንእሰይ የኣክል ደም ልብ ግበሩ ኣደታትኩም ከይተንብዑ ብሩካት ያኣክል ናይ እግዚኣብሄር መልእክቲ ትእዛዝ እንተሰዓርኩም ንስድራኩም ሕሰብሎም ኣብ ኣሰርቱ ቃለተ ኦሪት ኣይትቅተል ዝብል ሕጊ ሲዕርኩሞ ስለ ወላዲተ ብርሃን ስምዕዎም ነሕዋትና መንግስተሰማይ የዋርሶም ንስድራ ጽንዓት የሃቦም ዓለም በምላኣ ምሕረት የውርደልና መድሃኔ ኣለም የሓግዝኩም ሊቃውንት ኣቦታት
@yonasmehari7863
@yonasmehari7863 2 ай бұрын
ኣሜ ን ኣቦታትና
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 2 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmalna abotan amlak mehratu yewrdalna
@WaleedAlfadhli
@WaleedAlfadhli 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏼🙏🏼🙏🏼 bejaku aytetehalelu amlak nsenaykum kisebo eu brgxi hadera🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@edenberhane8675
@edenberhane8675 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦታት እግዝኣብሄር ይሓግዝ ምሕረቱ ይኣዝዝ
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና
@senaitabraham6187
@senaitabraham6187 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና፡ ሰላም ይሃበና በጃኹም ስምዑና ኣምላኽ ይስማዕኩም
@meharimenghistu7117
@meharimenghistu7117 2 ай бұрын
ኣሜን ኣቦታትና
@mbrhetfitiwi8084
@mbrhetfitiwi8084 2 ай бұрын
😢😢😢ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ስለ እመብርሃን ስለ ወላዲተ ኣምላክ ተለመን መንእሰይ በጃኩም ምቅታል.ግደፍዎ😢😢😢
@abrhetkiflay3475
@abrhetkiflay3475 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦታትና
@abitijosi5836
@abitijosi5836 2 ай бұрын
Amien Amien Amien abotatna kahnat xolotkum ayfeleyna
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 2 ай бұрын
ኣሜን ኣቦታት ጸሎትኩም ኣይጋደፈና ከመኩም ኣቦታት ይብዘሓልና❤❤❤
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 2 ай бұрын
ቃለሕይወት የሰማዓልና ክቡራት ኣቦታት ኣምላኸ ምሕረቱ የዉርዳልና
@user-qc2hm2qs6d
@user-qc2hm2qs6d 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ኣቦታተይ ቡሩዃት ❤❤❤❤
@user-jh4dj3nn9t
@user-jh4dj3nn9t 2 ай бұрын
ኣሜን ኩቡራት ኣቦታት ቃል ሕይወት የስዓልና ብሓቂ " ቀታሊ ሰብ ክሳብ ዕለተ-ሞቱ እናሃደመ ይነብር " ምሳሌ 28፥17 ስለ'ዚ ብመልክዕ እግዚኣብሄር ንዝተፈጠረ ሰብ ኣይትቕተል/ኣይተባላሹ እዩ ዝብለና እሞ እግዚአብሔር ኣምላክና ኣዕንተ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን ፡፡
@MulugetaGebrestadik
@MulugetaGebrestadik 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና
@samitkala8317
@samitkala8317 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልኩም
@Meanddabear
@Meanddabear 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna abotat malet
@segentesfalidet2362
@segentesfalidet2362 2 ай бұрын
ቃለ ሂውት ይስማዓልና
@efrataalemey9309
@efrataalemey9309 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሃወት የስምዓና ክቡራት ኣቦታትና
@tekluhagos-hw5ti
@tekluhagos-hw5ti 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎትኩም ኣይግደፈና ኣቦታትና
@hadnetyeibyo7866
@hadnetyeibyo7866 2 ай бұрын
Yeqeniyelna qal hiwet yesmealna abotatna fewsi mhret yewrdelna
@user-ip2fi4el7e
@user-ip2fi4el7e 2 ай бұрын
Amen Amen Amen weledina
@hss2423
@hss2423 2 ай бұрын
ኩቡራት ሊቃውንቲ ኣቦታትና ጺን ኢሉ ዝሰምዕ ዓይነ ልቦና ይከፍትልናል ዕርቀ መንፈስ ቁዱስ የውርደልና ናባሓቂ ልብኻ ዝትክፍ💔💔💔😭😭😭
@timjacob7470
@timjacob7470 2 ай бұрын
Amen Amen Amen
@habtomyakob9236
@habtomyakob9236 2 ай бұрын
Amen amen amen xelotkum yesmrelkum kuburat abotat
@user-mo7if2fw9x
@user-mo7if2fw9x 2 ай бұрын
Amiennn Qale hiwet yesmeAlna EgziabHier ayni lbonana ykfetelna kuburat abotatna 👐⛪👐
@tekleabbrhane9529
@tekleabbrhane9529 2 ай бұрын
Amen amen amen qlwet yesmalna bxbq zereba
@hadnetyeibyo7866
@hadnetyeibyo7866 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@user-pc8jb5oz8p
@user-pc8jb5oz8p 2 ай бұрын
Amlak ayni lbona ykfetelna amen 🙏🙏🙏
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 2 ай бұрын
Amen amen amen abotatna ❤ amlk mhretu ysdedelna
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 2 ай бұрын
Egzabher mehertuo yazezelna Amen 🙏🏾🇪🇷
@abebateklab7089
@abebateklab7089 2 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet ysmalna abotatna xegu ybzihalkum kulu zitebahile ablibina yehidro
@embebaberhe5118
@embebaberhe5118 2 ай бұрын
Amen Amen Amen kbrat abotatna egziabiheir bayni mhretu ytemtena
@trhasteklesion7850
@trhasteklesion7850 2 ай бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmeqalna kuburat abotatna xelotkum ayfeleyena❤❤❤
@tewelde94
@tewelde94 2 ай бұрын
❤❤❤
@Ama-pq3tx
@Ama-pq3tx 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@shaiebya437
@shaiebya437 2 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN ezi eyu nay abotatna bahri ezi eyu bahlna ❤❤❤❤
@AbebayyurtBetrom
@AbebayyurtBetrom 2 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna burukat Abotatna zebenkum ybark
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 2 ай бұрын
Kalehewt yesmalna abotatena behaqi ❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏💐
@user-uv9ui6ge5v
@user-uv9ui6ge5v 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@hannaghebretnsae5409
@hannaghebretnsae5409 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmalena kubrat abotatena madakum ab lebonom hadiru selam yewrdelna amlak
@okbeabsandras859
@okbeabsandras859 2 ай бұрын
Amen amen amen amlki yhagzna
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna Abotatna Egzabhier Amlak Mhretu yewrdelina
@tekieyonas3518
@tekieyonas3518 2 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna abotatna ❤️‍🩹♥️
@Smreot
@Smreot 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahturezene1346
@mebrahturezene1346 2 ай бұрын
Qale hiwet yesmalna kburat abotatna egziabher amlak selamu yewrdelna
@rishane9576
@rishane9576 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡራት ኣቦታተይ ከማኩም ይብዙሑልና ቃለ ሂወት የስመዓልና ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለዚ ቡሩካት ኣቦታተይ ክብረት ይሃብኩም እሞ እቶም ኣብ ክንዲ ከምዚ ንስካትኩም ትብልዎ ደለኩም ሰላም ንግበር ፍቅሪ ንግበር እንዳ በልኩም ትግስጹና ደለኩም እቶም መንገዲ ጸጋም ደለዉ ኣገልጋሊ ኣምላክ ኮይኖም ተፈላለዩ ኣይድልዩናን እዮም ድብሉ ካኣ ፈጣሪ ናብ ልቦም ይምለሶም በጣዕሚ ደሕዝን ኣቤት
@user-lq8bw1lm8e
@user-lq8bw1lm8e 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henokhh8991
@henokhh8991 2 ай бұрын
amen amen amen 🙏
@gueshghebrehiwet4625
@gueshghebrehiwet4625 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yemanetekle7602
@yemanetekle7602 2 ай бұрын
ይፍቲ ኣቦታትና ቃል ሕይወት ኣብ ልብና ይሕድሮ
@mulughetatesfay4369
@mulughetatesfay4369 2 ай бұрын
Amen amen amen🇪🇷🙏🙏🙏
@akberetyemane8998
@akberetyemane8998 2 ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna
@habentefamicael11
@habentefamicael11 2 ай бұрын
Qle wiwet ❤
@yedinglelij42
@yedinglelij42 2 ай бұрын
እቦና ንምንታይ ነብሰ ኤርትራዊያን ይምሃር ትብሉ አቦይ ንአለም ዝበፅህ ዘሎ ናይ ህይወት ምህላፍ ነብሲ ይምሃር ዘይትብሉ አገብ እዩ
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና
@Yegt3773
@Yegt3773 2 ай бұрын
Amen(3)
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 2 ай бұрын
Eway abotatna akkkkk beluske xelotkum yrdeana bekye nakum ms ssemaeku
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 2 ай бұрын
Egzabiher yhabelna Abi sebin Abi gereb aysen ኣቢ ሰብ ይምዕደካ አቢ ገረብ የጽለልካ ይብሃል።
@awetbereket3570
@awetbereket3570 2 ай бұрын
"ሰብ ሰላም ክረክብ ብኽልቲኡ ወገን ኣብ ፖሎቲካ ተጸጊዕኹም ዘለኹም ኣቦታት ተኣለዩ፡ንዓኹም ዘጸብቐልኩም መስቀልኩም ሒዝኩም ሕዝብኹም ጓስዩ ካልኡ ይኣኽሎ"
@jontaga-ts6ch
@jontaga-ts6ch 2 ай бұрын
ዩሰር/ ሓለፍትኩም በዓል የሴፍ እካዮም ባዕሎም ተጋሩ ኢና ኢሎምና ከምእውን ሰለማዊ ሰልፊ ክትገብሩ ከለኩም ንሕና ተጋሩ ኢና እንዳበልኩም ዘይኮንኩም ትስዕስዑ ነይርኩም ረሲዕካዮ ኣለካ
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 405 М.
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 32 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 11 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
ናይ ሰላምና ምልኣት ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
6:49
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 32 МЛН