No video

ፀልሚቱ ክተርፍ ፍፁም ከይትፈቕዲ - እየሩሳሌም ሹምዬ - ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast - Eyerusalem Shumye

  Рет қаралды 13,279

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 108
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
ዋው መግለጺ ቃላት ሰኢነልኺ ብልጽተይ የምር እቲ አነ ኽኮኖ ዝደልዮ ኾይንኺ ብተግባር ሰለ ዘራእኽኒ thank you አነ ትምህርተይ ክሳብ 12 ወዲአ እየ ልክዕ ከማኺ ናብ university አይኣተኹን ድሕሪኡ ውን ትምህርቲ አይቀጸልኹን ተሰፋ ቆሪጸ ናብ ሰደት መጺአ ዋላ ዝተፈጠረ ይፈጠር ንትምህርቲ ዘለኒ ሰምዒት ግን ተቀይሩ አይፈልጥን አብ ዘለኽዎ ኾይነ ዘድልዩኒ ትምህርትታት ይወሰድ'የ የንብብ'የ መልሲ ሰደት ከኣ ብተግባር ትምህርተይ ክመሃር'የ i hope one day✌️ መጽሓፍኺ ከኣ ቅድሚ ኹሉ የሕዋተይ ግዙኡለይ ኢለ ከም ቅርሲ አብ ገዛይ ኸቅምጦ እየ❤😊
@danitgraweyti5465
@danitgraweyti5465 5 ай бұрын
ኣነ ለ ክገርመኪ 10ይ ወዲኤ ናብ ፕሪፓራቶሪ ኣይኣተኩን ነጥቢ ንኢሱ ሰደት ምምፃእ መደብ ኣይነበረንን ግን ብናይ ሓደ መዓልቲ ውሳነ ናብ ስደት ኣምሪሐ እንተ ትምህርቲ ግን ማርያመን ሰደት ኮይነ ከማን ክመሃር ዓብዩ ድሌት ኣለኒ ተመሊሰ ድማ ክመሃር እየ ዝደሊ እና ኣጆና ተስፋ ዘይምቁራፅ ጥራሕ ኣብቲ ንደልዮ ክንበፅሕ ኢና።
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
@@danitgraweyti5465 ዝገርመኺ አብ ህይወተይ ደሰ ዝብለኒ ነገር እንተሎ ናይ ትምህርተይ life እዩ ብፍላይ ናይ ፕሪፓራቶሪ ከም ገለ ዓይነት እዩ ኽዝክሮ ኸለኹ ንብዓተይ እዩ ዝቅድመኒ ዘይሃሰሰን ደሰ ዝብልን life አሕሊፈ ሐዚ ግን😥ኤንወይ አይዞና ናይ ውሸጥና ድሌት እንተሃልዩና አብቲ እንደልዮ ቦታ ንምብጻሕ ዋላ ሓንቲ ዝኽልኽለና የለን።
@ove6164
@ove6164 5 ай бұрын
ግዜ ለኩሉ ሄዋነይ ናይ ግድን ትምህርትክን ዕላማን ከም ትሃርሚ ይኣነልኪ ኢየ። ናይዛ ጅግና እንተርቪው ክሰምዕ ስለ ዝዓደምክኒ የመስግነኪ ሰላሜ✨😍
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
​@@danitgraweyti5465 ብፍሉይ ደሰ ካብ ዝብለኒ life ናይ ፕሪፓራቶሪ ትምህርተይ እዩ ኔሩ ትዝታ ክፉእ😢እና አይዞና ኹሉ አብ ጊዝኡ ኽከውን እዩ😊
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
​@@danitgraweyti5465 ብፍሉይ ደሰ ካብ ዝብለኒ life ናይ ፕሪፓራቶሪ ትምህርተይ እዩ ሐዚ ግን ኽዝክሮ ኸለኩ ሰቃይ😢ብቻ አይዞና ኹሉ አብ ጊዝኡ እውን ኽከውን'ዩ😊
@tilahuntareke1298
@tilahuntareke1298 5 ай бұрын
እየሩስ እንኳዕ ንምርኣኣይ ኣብቀዐና!! ገና ኣብ 10 ዓመትኪ እየ ዝፈልጠኪ፡ ናብዚ በቒዕኺ ምርኣየ ደስ ኢሉኒ። ቀዛሕታ ድማ ንጓልና እየሩስ ስለዘርአኹምና የቕንየልና።
@danitgraweyti5465
@danitgraweyti5465 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ዝሓፍተይ ቀፅልሉ ብዙሕ እውን ክንመሃር ኢና ። ካልእ ከዓ ናይ motivation ሚድያ ተትከፍቲ እውን ፅቡቅ እዩ ። motiviet ዝገብሩ ተጋሩ ብጣዕሚ እየ ዝደሊ እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕ/ሰብ ከዓ ብዙሕ ምተምሃረ እና ብሚድያ ተምህርዮ ነገር ተዝህልወኺ ፅቡቅ ። ኣነ ንዓርሰይ ካብቲ ርእስካ ምሽዋድ ካብ ዘቋርፆ ብዙሕ ገይረ ኣለኩ እቲ ኣነ ዘለክዎን ክኮነ ዝደልን ክከውን ወሲነ I don't care about any everyone ኢለ ምስ ነብሰይ ተዓሪቀ ይቅፅል ኣለኹ so thanks my hero 😘
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 4 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡራተይ ብጣዕሚ ጠንካራ ጀግና አዶ ኢኺ መርኣያ ሄዋናት ኢኪ 🙏🤱👈💘💘💘💘 መፃሓፍቲ ክንረክባ ከኣ ተስፋ ንገብር ክብርቲ አዴና 🙏🕊🕊❤️❤️
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 5 ай бұрын
ብጣሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ዘለዎ አቀራርባ እዩ። በረከትን ጠንካራ ጎበዝ ኢየሩሳሌምን ብጣዕሚ ነመስን።
@AaakAaak
@AaakAaak 5 ай бұрын
ጠንካራ ጓል ክሪኢ ከለኩ ይቀንእ ንዓኣ ክመስል ይፅዕር ጠንካራ ኢኪ ፈትየኪ❤
@user-op2hw2md4x
@user-op2hw2md4x 4 ай бұрын
ዋውው፣ ኩሉ ኣገላልጸኣ ካብ ዝሓለፈቶ ተመክሮ ብምዃኑ ምሉእነት ኣብ ገጻ ይንበብ። ኣንበሲት ዝኾነት ሰበይቲ።
@tigray-revive4067
@tigray-revive4067 5 ай бұрын
Courage, persistence, and humbleness all in one. She is exemplary for many women in Tigray. We need more of such heroes in our community.
@tgatga8977
@tgatga8977 5 ай бұрын
More so to men too😊
@genetraya9799
@genetraya9799 5 ай бұрын
ጀግና 🎉❤ ቐፅለሉ በረከት ሓውና የቐንየልና በተለይ ተጋሩ ናብ ዘለውዋ እናኸድኻ ትቅረቦ ይበል ❤
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 4 ай бұрын
ብዙሓት ዘለናሉን ዘሕለፍናዮን ህይወት ታሪኪ ይጠቅመን እዩ ኢልኪ ስለዘካፈልክና የክብረልና እየሩ ሓፍትና😍ብጣዕሚ ጀግናና ንብዙሓት መሃሪት ዝኮነት ሓፍትና ስለ ዘቅረብካልና የቀንየልና ቀዛሕታ ከምኡ እናገበርካ ኣምፀኣልና😍😍እዛ መፅሓፍ ብትግርኛ ተተርጊማ ከንብባ ብጉጉት እየ ዝፅበ።
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja 2 ай бұрын
ኣነውን ደልየያ ኔረ ሐዚሲ ተተርጉማ እያ ኢላ ይመስለኒ ናብ ዕዳጋ ቀሪባዶ???
@slastekle1585
@slastekle1585 5 ай бұрын
I couldn’t stop watching this lady woow❤
@user-jq8us6qs8n
@user-jq8us6qs8n 5 ай бұрын
ጠካራ ናይ ባሓቂ ምዕርግቲ ❤❤❤
@user-te3vf5hl8q
@user-te3vf5hl8q 5 ай бұрын
ዋውው ጅግና እያ ናይ ብሓቂ በረከት ለ ከምኡ ናገበርካ ምሁራን ተጋሩ ኣውፃልና❤️🥰
@user-sv3qk7ky4g
@user-sv3qk7ky4g 5 ай бұрын
ደቃይቅ ጥራሕ ሰሚዐስ ብሓቂ ምሂርክኒ ኣነውን ሰብ ክከውንየ ንሃገረይ ንህዝበይ ክከውንየ ንውልቀይ ክነብር ኣይተፈጠርኩን✊
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዋዕሮ ሓፍትና እየሩሳሌም ብሉጽ ተሞኩረኺ መምሃሪ እዩ : ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ::
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 5 ай бұрын
Such an amazing story and exemplary woman of courage 🙏
@genetraya9799
@genetraya9799 5 ай бұрын
KZfaq ኻፊትኺ መፂና እዛ ሓፍትና ❤
@degneshgebeyehu8469
@degneshgebeyehu8469 5 ай бұрын
Proud of you!👏
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja 2 ай бұрын
አረ እታ መፅሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእልል
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 ай бұрын
እዛ ናይ ዘይርእን እግሪ ዘየብሉንስ ብተግባር ወየንቲ ተጋሩ ብተግባር ንጀርመን ንሕክምና ወፂኦም ብዝግባእ ይጥቀሙላ ነይሮም እሞ ወየንቲ ተጋሩ ኩሉ አብ ዓለም ፅውፃዋይ ዝመስሉ ብተግባር ፈፂምዎ እዩም እዞ ክኢላታትን ፀዋራትን ኩሉ !! ብዝኮነ ዓቅሚ ዋዕሮታትና ዘህጥር ትምህርቲ እዩ ። ✍️👌🤝💪✌️👏💝
@aberatadelesh218
@aberatadelesh218 4 ай бұрын
የቅንየልና❤❤❤
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 5 ай бұрын
Congratulations jerry, good job
@tigisttadele1893
@tigisttadele1893 4 ай бұрын
God bless you long liv ❤️ ❤❤🙌❤️❤️❤️❤️🙏
@Moloz-ur8vi
@Moloz-ur8vi 5 ай бұрын
እግዝአብሔር የኽብረልና ኽብርተይ ካብዚ ንላዕሊ ትሰርሒ ወሲኹ ሓይሊ ጥንካሬኡን ፀግኡን የብዘሐልኪ እግዝአብሔር ኣምላክ ጠንካራን ጅግናን ጓል ሄዋን ተሰፋ ገብር ኣነም ካብ ሐዚ ንነብሰይ ፈሊጠ ብናይ ባዕለይ ሓሳብን ዉሳኔን ክጉዓዝ ደጊመ ብዙሕ የቀንየልና 😍👏 ብሃንቀዉታ ከዓ ንፅበ ……💓
@selamnigber-fb5lq
@selamnigber-fb5lq 4 ай бұрын
God bless you !!!
@user-yi4mw1ke5g
@user-yi4mw1ke5g 5 ай бұрын
ናይ ሎሚስ ትፍለ እያ ዋውው በርትዒ
@meron3443
@meron3443 5 ай бұрын
Great story bless your heart
@GaEh-ir9zq
@GaEh-ir9zq 5 ай бұрын
ኣነስ ጅግና ጓል ክፍቱ ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ ብዙሕ ተምሂር ማዓረይ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤ በረከት እዉን የቀንየልና👏❤
@MartaBerhanu-vs7qm
@MartaBerhanu-vs7qm 4 ай бұрын
Eyourse sele zerakuki bettamy Des eluney congra mearey
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 4 ай бұрын
Niy beqki Nice haftey ❤
@aregaiw
@aregaiw 5 ай бұрын
ንፍ ዕቲ ሓፍትና፥ መር አያ ጽንዓት ሓቦን ትዕግስትን።
@user-cb8rg1yw7t
@user-cb8rg1yw7t 5 ай бұрын
So proud of you haftey
@user-zw1ff2zw5f
@user-zw1ff2zw5f 5 ай бұрын
Amazing. Proud you our Sister.
@user-yg3fg9ep6s
@user-yg3fg9ep6s 5 ай бұрын
ብልጽቲ ክብርቲ ሃብታም ጥዕይቲ ❤ ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ። የቐንየልና በረኸት ሓውና ድማ ።
@user-ey7nr3bh9w
@user-ey7nr3bh9w 4 ай бұрын
ዋው❤❤
@abrhamisgina5561
@abrhamisgina5561 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ብልፅቲ ሰብ ምሉእ ሰብ ማለት ከምዚ እዩ
@rigbereda4146
@rigbereda4146 5 ай бұрын
ንፍዕቲ ❤💪💪
@user-or8ve5hg5d
@user-or8ve5hg5d 4 ай бұрын
ዝገርም እዩ❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 5 ай бұрын
ዋውውው ኣገላልፃኣ ብጣዕሚ ፈትየዮ ደሰ ክብል 👌✌️💖💖💖💖ዳርጋ 80%ሂወትናን ናብራናን ገሊፅክልና የቀንየልና እየሩሰ ሃፍትና ከምኡውን በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏💖💖💖💖
@abebaviard60
@abebaviard60 5 ай бұрын
Bravo ጅግና ጓል ጅግና ተግራ ✊👊💪❤❤
@Abayrga
@Abayrga 5 ай бұрын
ቀዛሕታ ነዛ ጏል እዚ ጅግና ኣቦናን መሳርሕተይ ነበር እዛ ዋዕሮ እዝኣ ቃለ መሕቲት ምግባርካ ይበል ዘብል እዩ::: ብሓቂ ኣቦና ሽሙየ ገብረ ሓንቲ ዋዕሮ ተክእልና ኣሎ ብዙሕ ንፅበ እና ኢዮርስ ኣጆኺ !! ንልዕሊ 9 ዓመት ኣብ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ፀገዴ ምስ ኣቦና ሽሙየ ገብረ ምስረሐይ ደስተኛ እየ :: ኣባይርጋ እየ ካብ ኣሜሪካ
@Rachel-xy8sc
@Rachel-xy8sc 5 ай бұрын
We need more like you in our country.
@BirtukanBerihun-er7om
@BirtukanBerihun-er7om 5 ай бұрын
ጅግና ኢኪ. ናይ ብሐቂ ጠንካራ ኢኪ ኢ ሐፍተይ ❤❤❤❤❤❤
@mylittelangel9075
@mylittelangel9075 5 ай бұрын
Wow proud of you ❤❤❤❤❤❤
@tesigekassa3423
@tesigekassa3423 5 ай бұрын
ጀግና ተባዕ አብነተና ኢኺ የቕንየልና❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏🙏
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 5 ай бұрын
ፅቡቕን መምሃርን ሓሳብ ጄሪ ጀግና ኢኪ ብሓቂ ፤ ቤኪ አዉን የቀንየልና።
@lidzer4325
@lidzer4325 5 ай бұрын
Shkor❤ A great intellectual and life lecturer❤ Thank you bereket!
@gumentertimant3230
@gumentertimant3230 5 ай бұрын
OWWWWWWW SISTWO good luck🎉
@aregaiw
@aregaiw 5 ай бұрын
ትግርኛኺ ደስ ክብል።
@didodido4814
@didodido4814 5 ай бұрын
Waaaaw beautiful and genius god bless you sis enquae natena konki ♥️🌹🥰♥️🌹🥰♥️🌹🥰♥️🌹🥰♥️
@Seblegebre3512
@Seblegebre3512 5 ай бұрын
Thank you bereket for hosting this.I am so proud to be your sister my role model Jerry I love you and miss you so much 🥰🥰🥰🥰🥰
@queenofaxumitekingdom3037
@queenofaxumitekingdom3037 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@hiwethayleslasie6889
@hiwethayleslasie6889 5 ай бұрын
Proud of you! ኣበሲት
@yemanehirut9498
@yemanehirut9498 5 ай бұрын
Congratulations good job ❤🎉
@user-gz3vw8cb3v
@user-gz3vw8cb3v 5 ай бұрын
good job
@selamgmedhin8875
@selamgmedhin8875 5 ай бұрын
ጅግና ኢኪ በሓቂ
@Ethio_Online_shopping
@Ethio_Online_shopping 5 ай бұрын
ብስለትን ሓሳባ ብዝግባእ እትገልፅን ኮይና ረኺበያ ናይ ቀደም ጎረበተይ እየሩስ💎
@user-zm2nw5dp6z
@user-zm2nw5dp6z 5 ай бұрын
Jerrye betam derom Hulu negeresh teleye neber I proud of you marey
@user-mx6wh2dh6e
@user-mx6wh2dh6e 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@tilahuntareke1298
@tilahuntareke1298 5 ай бұрын
ከም ብዋዛ ናይ ዝፈልጣ ቆልዓ ክሰምዕ ኢለ ዝጀመርኩዎ፡ ከይተፈለጠና ተኸታቲለ ወዲአ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 5 ай бұрын
She is a good heart lady. ❤❤❤
@lets.7860
@lets.7860 5 ай бұрын
Really amazing!! I couldn’t stop watching. Mahalo zehaftey! You give me hope. I needed it today!💖☮️🕊💫
@akezagirmayreda8656
@akezagirmayreda8656 5 ай бұрын
ጎበዝ
@user-xq7sj7gi2p
@user-xq7sj7gi2p 5 ай бұрын
Resilience…
@hddg6801
@hddg6801 5 ай бұрын
ጅግና እኽ ናይ ብሓቅ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ryfgvtwuw7839
@ryfgvtwuw7839 5 ай бұрын
ጀግና ኢኺ ብሓቂ❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 5 ай бұрын
❤️❤️👍
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 5 ай бұрын
God help tigray.
@teweldezeru5175
@teweldezeru5175 5 ай бұрын
Tegaru Rekayom zeymnewu.mchwat ftertt.
@embeyteni1665
@embeyteni1665 5 ай бұрын
ጀግኒት❤❤❤
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 5 ай бұрын
ብሓቂ ጎበዝ ኢኪ
@alemmezegebo5352
@alemmezegebo5352 5 ай бұрын
Wow I’m so proud of you all ❤
@ayuLove-hw1jx
@ayuLove-hw1jx 4 ай бұрын
❤🥰
@tadelutekleab1097
@tadelutekleab1097 5 ай бұрын
thanks I am on the way ...
@fanasisto8356
@fanasisto8356 5 ай бұрын
❤❤❤❤ Thank you very much, you let me to look at my self
@NcKx-bv5fe
@NcKx-bv5fe 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amitgebregergis9056
@amitgebregergis9056 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 5 ай бұрын
ጎል ሸሙየ
@meronweldu9873
@meronweldu9873 5 ай бұрын
@genetraya9799
@genetraya9799 5 ай бұрын
ኣንበሳ ባንኪ ❤
@tilahuntareke1298
@tilahuntareke1298 5 ай бұрын
ዝድነቕ፡ መምህሪ ሓሳባት።
@FshaArega-gp9zl
@FshaArega-gp9zl 5 ай бұрын
❤️❤️❤️
@samiates5057
@samiates5057 5 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@user-tl5zl2pr6n
@user-tl5zl2pr6n 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 5 ай бұрын
ኢዚጽሒፈዮ ዝበለቶ ብሙሉኡ ኣብ ናይ ምዕራባውያን መጽሓፍቲ ዘሎ አዩ።ብትግርኛ ምቕራብኩም ግን ጽቡቕ ጥቕሚ ኣለዎ።
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 5 ай бұрын
ኣብ ከምዚ ብኣባታዊ ዚምራሕ ማሕበረ ሰብ ብሓቂ 50 ሚኢታዊ ደቀነስትዮ ክነስአን ንድሕሪት ክቐርያ ስለዘይብለን ነዚ ብዙሕ ዘይዝረበሉ ወጽዕኤን ካብዛ ተባዕን ግዙፍ ስነ ልቦናን ትውንን ሓፍቲ ክትሰምዖ እንተለኻ ክህልው ዝስመዔካ ተስፋ ምዕባለን ምንቕቓሕ ናብ ቀጻሊ ወለዶን ክሰፍሕ ማሕበራዊ መራኸብታት ሓላፍነት ኣለወን። ነዚ ብምግባርካውን ኣካያዲ ቀዛሕታ ፖድካስት ክብሪ ይግበአካ'ዩ።
@slastekle1585
@slastekle1585 5 ай бұрын
Where can I find this book pls ❤
@HoneyHoney-ud4ct
@HoneyHoney-ud4ct 5 ай бұрын
🥰🥰🥰❤️❤️👌
@user-zm1ir5li8v
@user-zm1ir5li8v 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@shashugebre5192
@shashugebre5192 5 ай бұрын
Where can I find this book
@zerubezabh869
@zerubezabh869 5 ай бұрын
"ዝንቱ ኩሉ ተፅኅፈ ለተግሳፀ ዚአነ" ከምዝበሃል ናይዛ ጅግና፡ ናይ ፅንዓት ኣብነት ዝኾነት ሓፍትና መፅሓፍ ድማ ካብ ኣዝያ መሃሪት ኮይና ተሰሚዓትኒ ኣላ፡ ግን ኣበይ ክንረኽባ ንኽእል ዛ መፅሓፍ?
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
አብ ቀረባ ግዜ መጽሓፋ አብ መቀለ ኽምረቅ እዩ!
@tadesseteklehaimanot5727
@tadesseteklehaimanot5727 5 ай бұрын
Hi Bereket Kezahta I Knew Her father we Was Working together And I don't think she Talked about Difficult Life it's Not True Because Her father is Big Boss He Working with Melles Zenawi former Prim minister and?......
@user-rz7lg9gj8y
@user-rz7lg9gj8y 5 ай бұрын
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 5 ай бұрын
እዚ ቃለ መሕትት ዋላ መሃራይ ጎኒ እንተሃለዎ ሚሒር ሙሉኡነት ግን ይጎድሎ ውፅኢት ሰባት ዝዕቀን ብግዘ እዩ:: ሓፍትና ግን ምንምዓይነት ግዘ ( ኣመተ ምህረት) ኣይጠቐሰትን ኣይቕመጠትን እውን ስለዚ ዕድሚኣ ብኣግባቡ ተጠቒማትሉ ዶ? ኣይተጠቐመትሉን ዝነገረትና ነገር የለን ሓደ ሰብ ቀዳማይ ዲግሪ ኣብ ውሽጢ10 ዓመት እንተወዲእዎስ ውፅኢታው ኣይኮነን::
@selam801
@selam801 5 ай бұрын
ሰለ ዕድምኣ ምፍላጥኻ ታይ ይጠቅመኻ ንፉዕ ተኾይንኻ ዝጠቅመኻ ውሰድ ሰለኣ አጸቢቅኻ ኽትፈልጥ ተደሊኻ ከኣ መጽሓፋ አንብብ!!
@slastekle1585
@slastekle1585 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 5 ай бұрын
❤❤❤❤
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 22 МЛН
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 29 МЛН
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 192 МЛН
Kind Waiter's Gesture to Homeless Boy #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН
@anacastelaoficial
1:12
Fã da ana🥰
Рет қаралды 7 М.
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 22 МЛН