ደሃዪ ተረኪቡ | ኣደይ መፅያ ስኢናትኒ ተመሊሳ ፡ ድሽቃን ብሬንን ብጣዕሚ የርካዓኒ ፡ ኮማንዶ ነሰልጥን ንዋጋእ 👉 ተጋ. ተክለሃይማኖት 0914217245

  Рет қаралды 77,052

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

3 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ደሃዪ ተረኪቡ | ኣደይ መፅያ ስኢናትኒ ተመሊሳ ፡ ድሽቃን ብሬንን ብጣዕሚ የርካዓኒ ፡ ኮማንዶ ነሰልጥን ንዋጋእ 👉 ተጋ. ተክለሃይማኖት 0914217245
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 587
@titinba5028
@titinba5028 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለዝረእናካ
@elfwgare6576
@elfwgare6576 3 ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን 🙏
@liliamare3295
@liliamare3295 3 ай бұрын
እንኳዕ እግዚኣቢሄር ኣውፅአካ ጅግና ወዲ ትግራይ
@yyyyt5324
@yyyyt5324 3 ай бұрын
ዋዉ ናይ ኩሉሻዕ ሕቶይ ሎሚ ቶሞሊሱለይ ተመስገ ንእንኳዕ ብሂወት ሃለካ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 ай бұрын
Me too
@AlburhanDekel-hw4db
@AlburhanDekel-hw4db 3 ай бұрын
Me too
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f 3 ай бұрын
ሲንግል ዶ ይኸውን ኣነስ ተጋዳላይ እየ ክምርዖ ዝደሊ ብስሩ ብፍቅሮም ሓሚመ እየ ዞም ጀጋኑ❤
@user-fz8no2pt4k
@user-fz8no2pt4k 3 ай бұрын
እሞ ደውልሉንዶ
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 3 ай бұрын
ሓቅኽ መን ሃምአቶም ዋላአነ ሓሳበይ ኡዩ
@DrarGrmay
@DrarGrmay 3 ай бұрын
እዎ ዶ
@ZeabAtsbha
@ZeabAtsbha 3 ай бұрын
ካብ ብሱል ጥረ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ. 🙏🙏🙏❤ ቀደመዋይ ባዕለይ ኮሜንት 👍ግጨዩ 😂
@hdjf4
@hdjf4 3 ай бұрын
@jaletube5602
@jaletube5602 3 ай бұрын
አንተ ጀላራስ ጁንታ የምታቀርባቸው የድንቁርና እንጉርጉሮ የትም ኤደርስህም ታብድ እንደሆን ይታያል፡፡በወያኔ ጊዜ የነበረውን አስከፊ አገዛዝ እንዳይመለስ ሸኝተነዋል፡፡ማንም ይቦርቅ ይሞታል እንጂ ፈቀቅ የሚያደርገው ጉዳይ የለም ፡፡ የኢትዮጵያ የብልፅግና ጉዞ ማንም አያቆመውም ከእግዚያብሔር ውጭ ነገርግን ብዙ እነንድንደክም ልታደርጉ ትችላላችሁ በመጨረሻም ሁሌም አሸናፊ ኢትዮጵያን የያዝነው አኛ ነን፡፡
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 3 ай бұрын
Enqae tyt shaebiya ayrekebeto enber shaebiyas tekusom ko ayshtu msom slezneberku
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 3 ай бұрын
Aseyyyy elelelel❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF king Africa ❤❤❤❤TDF viva ❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤TDF viva TDF Aseyyyy 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@Hope.ameley
@Hope.ameley 2 ай бұрын
@@simonmengstab2620 kkk eneka dwuy,,,rehak manka
@zafu6265
@zafu6265 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ መዓረይ 😢 ኩሉ ግዜ ፎቶ ዚኣ ምስ ረአኹ ቁፅሪ ናይ 2012 ዓ ም ዝነበርናዮ ላይፍ እያ ተዝክረኒ😢😢😢
@tsigekahsay4478
@tsigekahsay4478 3 ай бұрын
❤❤❤😢 ዋላ አነ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 3 ай бұрын
እህህ እወ ጥዑም ከይበልናዮ ጥዑምም ግዜ ሓሊፉ ከዚለ💔😥
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 3 ай бұрын
😢😢😢ፎቶ እዝኣ
@kulukhalifeyuu5126
@kulukhalifeyuu5126 3 ай бұрын
ጀግና ዝሓወይ ናይካቱም ጅግንነት መግለፂ ተሳኢንዎ እንኻዕ ብሂወት ተረፍኻ🙏🙏🙏
@letishkebede5965
@letishkebede5965 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ተሓባበርኒ ኣድራሻኡ እታ ፎቶኡ ኩሉ ግዜ ኣብ ህልናይ እያ ትመላለስ እንድሕር ብሂወት ተረፍ አካሉ ይጉደል ልኾነ ይኹን ብሂወቱ ተትመልሱ ክምርዐዎ እለ ቃል አትየ ነይረ ብዙሕ ሰብ ጠይቀ ነይረ ደሃዩ ግን አይረኸብኩን ነይረ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤💛💛💛
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 3 ай бұрын
telefon ab lali tsihflki alo
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 ай бұрын
Call Desta show to get his phone. But first find out if he is not married.
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ፅብቅ ዕዲሉ ንምነየለኪ ዛሓፍተይ❤
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb 3 ай бұрын
ብደወይ ፈቅረይ ትወርስኒ ተጋሩ ድምፂ ኹኑኒ🥺😂❤
@user-tl4bi1ht5w
@user-tl4bi1ht5w 3 ай бұрын
ስልኪ ኣሎ ደውልሉ ፅቡቅ ዕድል
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 ай бұрын
I am so happy to see him. I sometimes think about him because his picture was ppopular. I thank God for saving his life. Thank you for your service, dear TDF. May the Lord God bless the rest of your life.
@zafu6265
@zafu6265 3 ай бұрын
ድሕሪ ዝተወሰና ማዓልቲ ናብ ሃገረ ሰላም ክኸይድ እየ እና ክረኽቦ ድልየ ነይረ በጃኻ እባ ስልኩ ሃበኒ ብማርያም 😢
@__-wj7zq
@__-wj7zq 3 ай бұрын
_ተፃሕፉ እኮ ኣሎ አብ ላዕሊ_
@zafu6265
@zafu6265 3 ай бұрын
መጀመርያ ኣይነበረን ሕጂ እዩ ተፃሒፉ ዘሎ መዓረይ😊​@@__-wj7zq
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 3 ай бұрын
ወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን እንካዓ ራኣናካ ጅገናና ❤❤❤
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 2 ай бұрын
ምቁር ፀወታኻ ካብ ብሱል ጥረ ጅግና ወዲ ትግራይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ፣ ቀፂሊ ሂወትካ ብሩህ ክኾነልካ ትምኒተይ እዩ።❤❤❤🙏🙏🙏
@teddygebre7230
@teddygebre7230 3 ай бұрын
ኩሉጊዘ ብሂወት ይህሊዶ ይብል ነይረ አሞ ምስ ረኣክዎ ተሓጊሰ 👏
@shoshosho5438
@shoshosho5438 3 ай бұрын
ኣስመ ኣልቦ ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ተመስገን እንካዕ ካብቱ ኩሉ ሓውን ፀበባን ወፂካ ከምዙይ ኢልካ ንምዝንታው ኣብቅዐካ ዝሓወይ ክብሪ ንኣኩም ጀጋኒና 🙏❤️🙏
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 3 ай бұрын
ዋዉ ኩሉ ግዜ ዝዚክሮ ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፊኪ ❤❤❤❤❤
@almaz3950
@almaz3950 3 ай бұрын
ልቢ ሰባሪ ታሪኽ ሕዝብና ፅናዓት ይሀብካ። አንቱ ጀጋኑ ቃላት ሲኢነልኩም ንጀግንነትኩም።
@user-lx2lr1yv1y
@user-lx2lr1yv1y 3 ай бұрын
አነስ ዝሞተ አናመሰለኒ ብዝረአኹዐቁጽሪ ይበኪ ነይረ ደስታ ሸው ብጣዕሚ ነመስግን ብሀይወት ምህላው ብጣዕሚዐደስ ኢሉኒ
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 3 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም መፃካ አነስ ታፈቶ አንራአኩ ክሉ ግዚ ምስ ነብሰይ ሕቶ ያሕትት ነረ ብሰላም አንኳዕ ራአናካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 3 ай бұрын
እዝጋኣሄር ይመስገን ስለ ዝተረፍካልና ጅግና
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 3 ай бұрын
ተመስገን እታፎቶ ንሳ ማዕረ ዝረአኹዋ ብሂወት ይህሉዶ ይብል ነይረ ተመስገን ፈጣሪ እንዃዕ ብሂወት ተረፈካ ማዓረይ
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd 3 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ባሃሊይ ተመስገን አካዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤
@salmW-co1yn
@salmW-co1yn 3 ай бұрын
vvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvv 😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n 3 ай бұрын
ኣስይ ተመስገን ኣምላክይ ኩሉ ግዜ ብሂወት ዶኮን ይህሉው ኢለ ይሓስብ ኔር ብሂወት ምትራፍካ ታሓጎስይ ወስን የቡሉን ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 3 ай бұрын
I can't believe this is the Hero that I was watching his image. I am so glad he is alive. Desta thanks a lot for the interview. Waw🎉🎉😂🎉🎉
@Helina-bx9mk
@Helina-bx9mk 3 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ ! ካብዚ ኩሉ ሐዊ ወፂእኻ ናብዚ ምብፃሕኻ ተመስገን ንአምላኽ። እቲ ቃልሲ ገና አይተወደአን ሕድሪ እቶም ምሳኻ ዝነበሩ ጀጋኑ ስውአት ከይትርስዕ አብ ሽቶኡ ክበፅሕ ብሕራነ ቀፅለሉ ።
@Bahgi_
@Bahgi_ 3 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጀግና #TDF: ተክለሃይማኖት 🙏❤
@raheltechane2605
@raheltechane2605 3 ай бұрын
ጀጋኑና፣ ጅግንነትኩም ብምንታይ ይገለፅ💪🏾 respect our heroes TDF🫶🏽❤️
@weianejgna1947
@weianejgna1947 3 ай бұрын
ኪቡር ጆባይደን እነዃዕ አምላክ አውጸኤካ ዕድሜኻ ይንዋሕ እንጀራኻ ይስፋሕ
@vipvip3278
@vipvip3278 3 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ እግዚኣብሔር ዝተረፈ ዕድመኻ ብሰላም ብሓጎስ ትዛዝም ይግበርካ ጅግናና💪❤
@jaletube5602
@jaletube5602 3 ай бұрын
አንተ ጀላራስ ጁንታ የምታቀርባቸው የድንቁርና እንጉርጉሮ የትም ኤደርስህም ታብድ እንደሆን ይታያል፡፡በወያኔ ጊዜ የነበረውን አስከፊ አገዛዝ እንዳይመለስ ሸኝተነዋል፡፡ማንም ይቦርቅ ይሞታል እንጂ ፈቀቅ የሚያደርገው ጉዳይ የለም ፡፡ የኢትዮጵያ የብልፅግና ጉዞ ማንም አያቆመውም ከእግዚያብሔር ውጭ ነገርግን ብዙ እነንድንደክም ልታደርጉ ትችላላችሁ በመጨረሻም ሁሌም አሸናፊ ኢትዮጵያን የያዝነው አኛ ነን፡፡
@Tigray122
@Tigray122 3 ай бұрын
ብሓቂ ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ከም ሰናይ ትምቢትኩምን ትምቢት ኩልናን ይግበረሉ❤️❤️💛 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@abdelwasiemohammed3497
@abdelwasiemohammed3497 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ሓውና❤❤❤😊
@user-zj2wu6uf3p
@user-zj2wu6uf3p 2 ай бұрын
ተመሰገን ❤❤❤❤❤ተመሰገን❤❤ተመሰገንን😢😢😢
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 2 ай бұрын
Jegna hawey ❤❤❤❤
@user-ot2ks1nn1z
@user-ot2ks1nn1z 3 ай бұрын
ኩሉ. ጊዘ እዛ ሰዕሊ ክረዓ ከለኹ እዚ መንእሰይ ተጋዳላይ ይህልውዶ ይብልነረ እንኳ ረዓኹኸ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 ай бұрын
Me too
@herilove7188
@herilove7188 3 ай бұрын
ተመስገን🙏 እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓውና🥰🙏
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 3 ай бұрын
ተመስገንን እንኳዕ ተረፈካ ጎይታዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🥰♥️
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 3 ай бұрын
ተመሰገን እንኳዕ በሰላም ተረፋካ ጀግና ሰራዊት ትግራይ TDFይ❤😘 እዛ ፎቶ ክሪኢ ከሎኹ ብጣዓሚ እየ ዝሓሪን💔🙏
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለዝረእናካ🎉🎉🎉🎉
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 3 ай бұрын
ዋውውውው ኣታ ኣምበሳ በረኻ ኩርዓትና ሓበና ተጋዳላይ ተኽለ ሃይማኖት እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ፀላእትኻ ደምሲስካ ቀተልቲ ኣያታትካ ትሕቲ መሬት ኣሰናቢትካ እንቋዕ ናብዚ ክብሪ እዚ ኣብቕዓካ ኣምላኽ ነዊሕዕድመን ጥዕናን የሃብካ ።
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 3 ай бұрын
እንካዐ ተረፊካ ሓወይ ዓለም ፈልጡካ ኡዩ አንበሳ
@tefetawit1
@tefetawit1 3 ай бұрын
Enkue bselam metsaka
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb 3 ай бұрын
በጃኻባ ንተጋዳላይ ምሕረትኣብ ገብረሂወት ኣቕሪበልና
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 3 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ እግዚኣብሔር ዝተረፈ ዕድመካ ብሰላም ብሓጎስ ትዛዘም ይግበረልካ ጅግና ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 3 ай бұрын
I pray for Teklish to be covered with Almighty God's wings, in Jesus' precious name l pray
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 2 ай бұрын
⭐️⭐️👍👍✅✅
@user-uh4cw7hg7p
@user-uh4cw7hg7p 3 ай бұрын
❤❤❤
@warkialam4326
@warkialam4326 2 ай бұрын
ተመሲገነ❤❤❤❤
@raidenk12gaming15
@raidenk12gaming15 3 ай бұрын
ተመስገን🙏 እንዃዕ ሰላም ወፃካ ዝሓወይ
@manjussegen3654
@manjussegen3654 3 ай бұрын
ኩሉ ግዘ እዛ ስእሊ ክርኣ ከለኩ ንዊሕ ጉዕዞ ይጎዓ ሸለዉ ይብል,ክብረትና እንካዕ ቢሂወት ተረፍካ❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 3 ай бұрын
ተመስገን ጎይታዋይ እንካዕ ተረፍካልና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤እታ ስእሉ ኣብ ሚድያ ተሰዊኡ ይብሃል ነይሩ😢
@selam801
@selam801 3 ай бұрын
ተመሰገን ኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግናና❤😊
@chxmp1
@chxmp1 3 ай бұрын
ኣታ ጅግና ትግራዋይ ምልክት ጅግንነት ሓቦ ህዝቢ ትግራይ እንኻዕ ብስላም ወፃእኻ እግዚአብሔር ይመስገን
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 3 ай бұрын
ተመስገን ጀግናችን❤❤
@user-el5ug4zr5s
@user-el5ug4zr5s 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@senaytberhe4604
@senaytberhe4604 3 ай бұрын
ጅግናና ኣንኳዕ ናብ ምዝንታዉ አብቀዕካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@haymanottekle1675
@haymanottekle1675 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 3 ай бұрын
ዋዉ ኩሉ ግዜ ዝዚክሮ ጅግና ሓዉና እንኳዕ ብሂወት ተረፊካ
@AliAhmed-hb4zo
@AliAhmed-hb4zo 3 ай бұрын
ዋዉብጣዕሚ ደስየበል ዝራአናካ ጅግና ተጋዳላይ
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ይብካ ጅግና እንኳዕ ተረፊካ ጅግና ሓወና
@user-dj4cl1eh1o
@user-dj4cl1eh1o 3 ай бұрын
እውይይይ አለህ እግዝአብሄር ይመስገን ይመስገን ይመገስን
@user-zm5ym8ys1v
@user-zm5ym8ys1v 3 ай бұрын
Yes yes .temesgen amlak❤eqae bhiwet terefka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meeryteklay6188
@meeryteklay6188 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግናና ተመስገን❤
@LazaErob
@LazaErob 3 ай бұрын
yene jgna 👊👊👊💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
@TeklayBrhane-qv7we
@TeklayBrhane-qv7we 3 ай бұрын
My hero
@Hope.ameley
@Hope.ameley 2 ай бұрын
enkae terefka bro
@sgebrese
@sgebrese 3 ай бұрын
I'm glad to see you alive! Thank for your service ❤❤ TDF forever!
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin 3 ай бұрын
ንጀጋኑና ዝኸውን ቃላት የብለይን ❤❤❤❤
@Mebrahtey
@Mebrahtey 3 ай бұрын
ተመስገን እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጎይታዋይ❤ ክንደይ ኣሕዋትትና ሪእና ሲእናዮም😢
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 3 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ ነዊሕ እድመ ያሐብካ ምስቶም ካልኦት ውቁባት አሕዋትካ ዕድሜን ጥዕናን ያሐብኩም አምላክ ያሐልኹም
@HASSANAhmad-zg1qu
@HASSANAhmad-zg1qu 3 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@selasgebretensai2615
@selasgebretensai2615 3 ай бұрын
❤❤❤እንኳዕ ብስላም ተመለስካ ጂግና ተጋደላይ ሕውና አነ ኩልጊየ ኢየ። ዘሓስብ። ነይረ ብዛዕባ ናትካ።
@TareAssefa
@TareAssefa 3 ай бұрын
Hero of hero
@ST-tq9el
@ST-tq9el 3 ай бұрын
Teklish / Biden/ gegna/ anbesa tigriy thank you for your service. God bless you.
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 3 ай бұрын
አታ ሽደነይ ሀወይ ተመስን ትምጭው ስብዕነትካ ናሕብ ጸሎት አትሪፊኩሙም ተመሥገን ብሕወትካ ብምሕላውካ አምላኬ የመስጋግን አታ ወድሕዝቢ ን በ ሩልና
@user-sv2ox6ke2o
@user-sv2ox6ke2o 3 ай бұрын
ይመችኻ ብፃይ እንኳዕ ብሰላም ወፃእኻ ብዙሕ ትዝታታተይ ኢኻ ቀስቂስካለይ በተለይ እዛ ናይ መቐለ ክ/ጦር ኣነ ብወገነይ የካቲት ክ/ጦር እየ።ሓራ ምድላው ነይሩ የቐንየልና💪💪💪
@us-German
@us-German 3 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ እንኮዓ ከብ እዝኩሉ ሓዊን ነበልባልን ተረፍካ ሓወይ መዓረይ ።ዝተረፈ ቀሪይ ዘመንካ ፍጣሪይ ይባርከልካ ።
@asligaltigray8413
@asligaltigray8413 3 ай бұрын
Tskulsha My Hero❤❤
@almemu1214
@almemu1214 3 ай бұрын
ተመስገን❤❤❤❤❤❤💪💪💪ጅግና ዝሃወይ❤❤❤❤
@Milnat64
@Milnat64 3 ай бұрын
Temesgen ❤
@lemlemhaftey3167
@lemlemhaftey3167 3 ай бұрын
ዋዉ ተመስገን
@SolomonGtasdik
@SolomonGtasdik 3 ай бұрын
ጅግና ሐወይ አምላኽ ምሳኻ ይኹን
@YirgaGebrhiwet
@YirgaGebrhiwet Ай бұрын
..አሰይ ዝሃወይ
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 3 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍እንካዕ ማርያም ኣውአትካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 3 ай бұрын
ውይ ተመስገን መድሃኒአለም እንዃዕ ተረፍካልና ❤ ደስታ ሾው የቀንየልና ብሓቂ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 3 ай бұрын
Endless heroism of our TDF our people of Tigray. TDF the most heroic forces of all times in world history. Tigray the Land of Heroes.
@ሰላም_ምስ_ኩሉ
@ሰላም_ምስ_ኩሉ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም አትረፈኻ ፈጣሪ ተስፍሸይ🙏✝️🙏✝️🙏💙🤴♥️
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ፅሩይዋይ❤❤😘 ❤💛💊
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 3 ай бұрын
እግዛብሄር ይመስገን ኣንታ ጀግና እንዃዕ ብሂወት ሃለኻልና
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 3 ай бұрын
ተመስገን ❤ ኩሉ ጊዜ ይሓስቦ እየ ኔረ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 3 ай бұрын
Our TDF hero- thank you for defending Tigray and its people. We ❤️ 😊💖 ❣️ 💕 💘 our TDF!
@vvg5520
@vvg5520 3 ай бұрын
አሰይ ተመስገን እንኾን በሂወት ተረፍካልና ተክልሸይ ❤🎉😊
@user-sw6nd3xu5l
@user-sw6nd3xu5l 3 ай бұрын
Esey Enka selam Konka kulshab trayeni neyrka
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 3 ай бұрын
❤❤❤❤ዎውው ዝጂግና
@amleg1388
@amleg1388 3 ай бұрын
እሰይ ኣምላኽ ይምስገን ጀጋኑና 🙏💝
@user-zs2uk2on4c
@user-zs2uk2on4c 3 ай бұрын
ጀጋኑና ብኣኹም ትግራይ ተሓቢና። ልዑል ክብሪ ይግባኣኩም።
@asiacappuccino6137
@asiacappuccino6137 3 ай бұрын
እንኳእ ብሰላም ረአኹኻ ጀግና ወዲ ትግራይ
@solomonbeyenekahs2830
@solomonbeyenekahs2830 2 ай бұрын
ጋዜጠኛ ደስታ ሸው ከየመስገኑኻ ኣይሓልፍን ምኽንያቱ ውዕሎ ጀጋኑና ክንፈልጥ እትገብሮ ፃዕሪ ልዑል ምዃኑ እዩሞ ቀፅለሉ በርትዕ።
@user-px9kz8up9m
@user-px9kz8up9m 3 ай бұрын
ሓውና ፈጣሪ እንኳዕ አተረፈካ ። በዛኩም ክንረክቦ ቴለፎኑ ጻሓፉልና።
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 3 ай бұрын
ኣብ ላዕሊ ኣለክይ
@user-mv3mh2mf9b
@user-mv3mh2mf9b 3 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም ተረፍኻ ወድነይ ማዓረይ ጅግና ተጋዳላይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 3 ай бұрын
ትግራዋይነት ካብዙኹል መከራ ወፂእኻሲ እዙይ ልመሲል ልባና ፀጋ አምላኽ እዩ 🙏🏽🥰
@GfGf-fo2qf
@GfGf-fo2qf 3 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ጎይታይ መዓረይ ተመስገን ኡፍፍፍፍፍ ሁልግዘ ድሓስቦ ተጋዳላይ እውይይይ ተመስገንጋ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏😌🙏🙏🙏 እንካዕ ብሂውት ተረፍካ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ኡፍፍፍፍ😢
@slamslam1322
@slamslam1322 2 ай бұрын
ኣስይ ተመስገን ኣምላኬ ❤❤❤
@brhemadaby438
@brhemadaby438 Ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ራኣናካ❤🎉🎉❤
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Super Beauty team
Рет қаралды 24 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 39 МЛН
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 44 МЛН
ОСКАР vs БАДАБУМЧИК БОЙ!  УВЕЗЛИ на СКОРОЙ!
13:45
Бадабумчик
Рет қаралды 3,8 МЛН
ሞኒካ ካብ ኣስመራ ፈጨጭ እዩ በይ
11:12
Awita ፍቅር
Рет қаралды 16 М.
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 21 М.
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Super Beauty team
Рет қаралды 24 МЛН