🛑 ንኡስ ዕድመ ልዕሊ 60 ኲናት ዝተሳተፈ መራሒ ሻለቓ - ጅግና ስዉእ ተ/ጋ ኣንገሶም ኣብርሃ

  Рет қаралды 54,050

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

4 ай бұрын

ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ኣንገሶም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0962562986 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 295
@Gedli_plus
@Gedli_plus 4 ай бұрын
ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ኣንገሶም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0962562986 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 4 ай бұрын
ገድም ከምዚ ዓነት ኣትጠይቂ ነውሪ ዛሓቲ ጋዜጠኛ እያ ጅግና ናስተወዐልክም ጠይቁ ታይ ሰርሕ ነሩ ለዋህ ዶ ነረ ኣበሉ ስነስርዓት ዘለዎ ጠይቁ
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማእታትና ።
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 4 ай бұрын
ኣንጌዋይ ኮኮቦይ ናትኩም መስዋእቲ ምቅባል ኣብዩኒ ዕሸላተይ ኣብ ገነት ንበሩ ዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለኩም ስዋኣትና💔💪 ኣደዋይ ለ ፅንዓት ይሀብክን🙏
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 8 күн бұрын
ኣምላክ ንእስነትኩም ሪኡ ኣብገነት የንብርኩም ብሰላም ዕረፉ🙏😢😢
@zenaanena1832
@zenaanena1832 4 ай бұрын
ፅናዓት ይሃብኽ ኣዶዋ ወለላ ጅግና ተጋዳላይ ኣንጎሶም ኣብርሃ ነብስኻ መንበር ቁዱሳን ያንብርኻ ኹሉ ግዝየ ኣብ ልብና የኹም ጀጋኑና😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭
@tgr817
@tgr817 4 ай бұрын
ኣረ ጋዜጠኛ ታ ዛ ሓንቲ እያ ጎበዝ ሕቶ ደጋጊምኪ ኣይትሕተትየን🥺ንፁር ንፁር ሕቶ ሕተትየን😌
@TyTy-xe8yt
@TyTy-xe8yt 4 ай бұрын
ክብል ኢለ ነይረ😢😢😢
@ayeratesfay4883
@ayeratesfay4883 4 ай бұрын
ጽንዓት ንጀጋኑ ወለዲ ስውዓትና ብዓኩም መስዋዕቲ ንሕና ቅንዕ ኢልና ዘልዓለማዊ ክብርን ንጀጋኑ ሰማዕታትና🙏🙏🙏🙏
@merontadele70
@merontadele70 4 ай бұрын
ሳላ መስዋትኹም ትግራይ ምስ ህዝባ ሠላም ረኺባ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና። ፅንዓት አዶ ትግራይ።። ፈጣሪ በቃ በለና።
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 ай бұрын
ፍቕሮም ክሳዕ መቓብር ኢዩ ነይሩ።ብሓቂ ዘሕብን ታሪኽ፣ ግን ጋዜጠኛ ዝሓተትክያ መሊሳትልኪ እናሃለወት ደጊምኪ ኣይትሕተትያ።
@user-gx6ct6sl5x
@user-gx6ct6sl5x 4 ай бұрын
ቅድመኩም ድኣነ ኣይ መኝግስተ ሰማይ የዋርሳም ፅንዓት ይሃብኪ ዓዶ ትግራይ😢😢😢😢
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክ ኣዶ ጅግና
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 4 ай бұрын
Our TDF hero Angedom Abraha - you paid your one precious life for Tigray. So young. The mother of jegna TDF. Thank you for saving Tigray.
@brllabay3842
@brllabay3842 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክን ማማዋይ አጆክን😢❤ ንጅግና ደጋዳላይ ኣንገሶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ😢❤❤
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 4 ай бұрын
Ajoki ኣደ ጅግና ኣንገሶም መስዋኤቲ ኣብ lieli መስዋቲ ከበድ ኤዩ 🙏🙏🙏🙏🙏
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 4 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንእሰይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ😢😢😢😢
@user-gc5ob3nk9h
@user-gc5ob3nk9h Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ጅግና ክብሪ ይግበኣኪ እንተ ጋዜጠኛ ግን ዓጀውጀዉ እያ ትብል ዘላ እንተይ ከምዝጥየቅ ምንም ኣይትፈልጥን ምስ ኣዶ ጅግና ከምዚ ዓይነት ጋዜጠኛ ምርኻብ ጌጋ እዩ ።
@TesfayKudu-fw5pv
@TesfayKudu-fw5pv 4 ай бұрын
ጅግና ተ/ጋ ስዉእ ኣንገሶም ጅግና ወዲ ህዝቢ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና😭💔
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶዋኒ 🙏🥺💔💔💔
@freykahsay8738
@freykahsay8738 4 ай бұрын
ኣዶ ጅጋኑ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኺ ማማየ😢😢😢
@user-lh1ht1vm2o
@user-lh1ht1vm2o 19 күн бұрын
ንዘለላም አብ ልብና ኢኩም ጀጋኑና 😭😭😭
@rutamebrahtu7254
@rutamebrahtu7254 4 ай бұрын
አህህህ 😭መስዋእትኩም ምቅባል አብይኒ አሕዋተይ ከቢድ እዩ ፀንዓት ይሃብኪ አደዋይ ክብርን መጎሰም ናዓኩም ጀጋንና አብ ገነት ይንብርኩም❤😭😭
@Letish190
@Letish190 4 ай бұрын
ፅንዓት ናዶ ትግራይ.
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 2 ай бұрын
ዝቆልዓ እዝይ ካብ ዓይነይ ምክዋል ኣብይኒ ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑና እፍፍ😢😢 ኣነስ ምዕራፍ ኣብየኒ ዓይነ😢😢😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ 😥🙏 መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ጀጋኑ የሕዋትና 😥💔
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 4 ай бұрын
ክብር ን መጎስን ንጀጋኑ ሰዋአትናን ፅንዓት ንወለድና አጆና ንሓርን
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 4 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኪ: ነቶም ተሪፎም ዘለዉ ይባርኸልኪ:: ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ድማ ራህዋን ሰላምን የውርደሎም::
@user-fo9vz6qx2c
@user-fo9vz6qx2c 4 ай бұрын
አይይ ንኡሳት ኣሕዋትና ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና ፅንዓት ልመላእ ኣዶ ትግራይ😢😢😢
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 4 ай бұрын
ናይዚኦም ምሕዝነት ፍልይ ዝበለ እዩ መስዋኣቶም ውን ብሓደ😢😢 ፅናዓት ይሃብኩም ወለዲ😢😢
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ 🙏😭😭
@user-if3eq9iq4s
@user-if3eq9iq4s 4 ай бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣብ ገነት ይንበርኩም ፅንዓት ይሃብኽን ኣደዋይ😢😢😢
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 4 ай бұрын
ኣንጎሶም ሓወይ ፈጣሪ ብየማኑ ኢዱ ይቐበልካ 💛❤️
@user-nh7hr4xk7u
@user-nh7hr4xk7u 4 ай бұрын
ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብክን ፈጣሪ ንእስ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ😢😢😢
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 4 ай бұрын
ሕቶ ክትሕትት እንከላስ ብጣዕሚ የናድድ ጋዜጠኛ ኣይትመስለንን
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን በጃና ዝሓለፉ ሰማእታትና ፅንዓት ልኣዶታትና 😢
@aasaas7284
@aasaas7284 4 ай бұрын
ጀጋኑና ብሰላም ዕረፉ የሕዋተይ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤
@user-ie5fl2wu8m
@user-ie5fl2wu8m 4 ай бұрын
ክብርን መገስን ንስዋኣትና ፅንዓት ንወለድና❤❤🙏
@hansab1
@hansab1 4 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብክን ኣዶ ጅግና ።
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክን ማሚተይ ክብረን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😢😢
@user-qm8oy9mn5r
@user-qm8oy9mn5r 4 ай бұрын
😢😢😢😢 ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኺ ማማየ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ ኣሓተይ ኣብ ንኡስ ዕድመኹም 💔 ማሚተይ የኽእልኪ ፈጣሪ 💔😭🙏
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 4 ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ፅንዓት ንወለድና ❤️💛🙏
@user-ub6zu2th6m
@user-ub6zu2th6m 4 ай бұрын
ኣዶ ጅግና ፅናዓት ይሃብኪ❤❤❤
@salamaa668
@salamaa668 4 ай бұрын
ፅናዓት ያሃብኽ ኣዶዋኒ ኣዶ ጀግና ወላድት ኣንበሳ😢😢😢😢😢
@kirosa1286
@kirosa1286 4 ай бұрын
Thank you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
@user-cs9xj9xg4v
@user-cs9xj9xg4v 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ እዞም ጀጋኑ ዝኮኑ ዕሸላት እንታይ ዓይነት ኣሰር ዘይብላ ጋዜጠኛ እያ ገፃ ትከወል ዘረባ እናደጋገመት ተክክ ኣቢላታ
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 4 ай бұрын
❤❤❤😢😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና❤❤❤
@user-ln4vg6bp8o
@user-ln4vg6bp8o 4 ай бұрын
ኣድዋይ ፅናዓት ያሃብኪ ኣብ ገነት የንብሮ 😢😥ጋዘጠኛ ግን ሕቶኪ ኣማሓይሽ
@gengeb5610
@gengeb5610 4 ай бұрын
God blessed you ❤💛🙏💪
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብክን😢😢😢
@user-ev5nk8vv7i
@user-ev5nk8vv7i 7 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@weditesfay4852
@weditesfay4852 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና የቀንየልና ገድሊ pluse ቤተሰብ ስዉእ ጀግና ተጋዳላይ ኮኮብ ፍፁም interview ግበሩልና
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 4 ай бұрын
ኣይ ናይኻቱም መስዋእትስ ምቅባል ኣብይኒ K💔A 😭💔ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ ክብርን መጎስን ናዓኹም ጀጋንና
@user-co1hv3rs7d
@user-co1hv3rs7d 4 ай бұрын
እህህህህ ጀጋኑና ኑኡሳት ኣሕዋትና ሲኢንና
@zufanamera8795
@zufanamera8795 4 ай бұрын
ኣይ ሓደ ሓደ ዘለዉ ጋዜጠኛታትሲ ቅጭ የምፅኡልካ ዝሕተትን ዘይሕተትን ፍለጡ ኣድራሽኡ ምስ ኣጥፈአስ ትጨናነቕዶ ነይርኺ ኢልካስ ንኣዶ ክሕተት ዝወለደ እዩ ዝፈልጦ ካብታ ዝወፁላ ማዓልቲ ጀሚረን እየን ኣዶታት ተካል ለይቲ ዝሓድራ
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 4 ай бұрын
ኣየ ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ 😢😢
@AbebaUae-if6be
@AbebaUae-if6be 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሀብኪ አዶ 😢😢😢
@samiwelay4860
@samiwelay4860 4 ай бұрын
ጅግና ዘይነብረላ ዓዲ ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋ 😭
@titinotitino2910
@titinotitino2910 4 ай бұрын
💔😢😢😢 ፅንዓቱ ይሃብኪ አደዋይ
@shewit19
@shewit19 4 ай бұрын
ንክትሰምዖ ቀሊል ይመስል 😢😢😢😢😢 ኣደዋይ ማዕረይ😢😢😢 ታጋዜጠኛ ግን ሕምምቲ እያ ቀይርዋ በጃኹም
@ayeratesfay4883
@ayeratesfay4883 4 ай бұрын
ጋዜጠኛ professional አይኮነትን please ቀይርዋ
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 4 ай бұрын
ፅንዓት ያሃብኪ አዶ ጀግና💔💔💔💔💔
@danzkyboyvita6192
@danzkyboyvita6192 4 ай бұрын
አዶጅግና ሓበን ትግራይ😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 ай бұрын
Egziabher Amlak nhzbi Tigray xnat yhabom
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 4 ай бұрын
Begakum tegaru sewatkum aytetlemu😭😭💔 ay nisu niskas metemaharka enber metegadelka do💔😭
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ ጎይታዋይ ሓመድ ትብልዕኒ ህፃን እኮ ነይረካ ኣንጎሶም ሓወይ 🥺💔😭
@fregoitom6568
@fregoitom6568 4 ай бұрын
Kibri misgana ni jegna hawey ❤️ 🐆 🐅 💎 ❤️ 🐆 🐅 💎 ❤️ 🐆 🐅 💎
@selamselam894
@selamselam894 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ አዳውይ ማዓረይ 😥❤
@s0lovon
@s0lovon 4 ай бұрын
You are the 21st-century lion bravest who is dedicated an early age to fight to save the people that you loved the beautiful Tigray people . I salute to you, my king. Heroes never dies.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 God bless you RIP
@nebyathalemaryam-uc5lb
@nebyathalemaryam-uc5lb 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንሱዋኣትና😢😢😢
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢 አምላክ ባዕሉ ይደግፍክን ፅንዓት ይሃብክን😢😢😢😢😢
@user-ux6py7uq9j
@user-ux6py7uq9j 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኦዶዋይ
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 4 ай бұрын
ንምታይ እኩም ግን ኣብ ርእሲ ሓዘን ትከንዎም ወይ ሓግዝዎም መብልዒ ይቱብ ኣይትግበርዎም። ሓግዝዎም ንስድራ ስውኣት። እግዚኣብሀር ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀቦሎም ክብርቲ ኣደ ጽንዓት የሃብኪ
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei 4 ай бұрын
ተተረዲኡኪ ንኽንሕግዘን እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ኣነ ታይ ኣስተዋፅኦ ጌረ ንበል
@TsegayeAregay
@TsegayeAregay 4 ай бұрын
ካብ ትልፍልፍ ቑ.ፅ ስልኪ ኣለካ ደዊልካ ሓግዝ ሓሻዊ ኣብ ትግራይ ድምፂ ተጋደልትን ህዝብን ዝኸውን ሚድያ እዪ ዘድልየና።ንዝሰርሕ ሰብ ካብ ምንቃፍ መጀመርታ ኣቕምኻ ግበር
@Possiblism
@Possiblism 4 ай бұрын
እዚ መደብ ክቅፅል እዩ ዘለዎ ከመይ ሓደ ኣካል ታሪኽ ስነዳ እዩ በቲ ካልእ ከዓ ህዝቢ ምሕጋዝ እዩ እምበር መሸቀጢ ኣይኮነን
@tdf6351
@tdf6351 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሀብንኪን አዶዋ😢😢😢
@user-eb1rl9wn1m
@user-eb1rl9wn1m 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኺ አዶዋ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 ай бұрын
ሕዜ ዝኑኦ ስርቂ ዓመጽ ሃንግ እያደረጉ የሚጨርስ ያለ መንኣ ጸላኤ እላበልኩም ትሽውዱና
@user-sc7jq2uz9e
@user-sc7jq2uz9e 4 ай бұрын
እዞም እህዋትና ጀጋኑ እንድዮም ታሪክ ዘይርስኦም ግን ናብ ኩሉ ከባቢ እውን ውጽእ በሊ
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
She is so beautiful !❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 4 ай бұрын
ፈጣሪ የጽንዕኪ ማማየ😭
@lidyatsgab6290
@lidyatsgab6290 4 ай бұрын
Kulie gezi ab lbna alekum jeganuna 😭 ❤️💛
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብይ ኣዶዋይ😢😢😢😢 ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ጀጋኑና😢😢😢
@user-fx3ce3wh4e
@user-fx3ce3wh4e 3 ай бұрын
ዋይ ህፃውንቲ ቆልዑ 😭😭😭 ኣምላኽ ናብዚ ኹናት ዘእተወኩም ናይ ኢዱ ይርከብ 😭😭
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 4 ай бұрын
Egziabher. megeste.. Semae. yeuarskum. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🕊️
@user-iu3pg2ji1t
@user-iu3pg2ji1t 4 ай бұрын
አጀኪ እነ ጀገና
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ😭
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x 4 ай бұрын
❤😢😢😢😢ፅንዓት ይሃኪ ወላድ ትግራይ
@user-gh5sx3jx9r
@user-gh5sx3jx9r 4 ай бұрын
ኣጆኽን ማማዋይ😢😢😢
@user-un8lc3cf6d
@user-un8lc3cf6d 4 ай бұрын
ንስድራ ስውእ ጆግና ተጋደላይ ፅንዓት ይሃቦም ብጣዓሚ የሐዝን አቲ ጠያቒት ጋዘይጠኛ ግን ብስርዓት ጠይቒ ሕቶ አይትደጋግሚ ተናጊረናኽስ እናደገመኪ አይተዳኽምየን
@MNn-xi9mk
@MNn-xi9mk 4 ай бұрын
❤❤❤
@rahelgebre2087
@rahelgebre2087 4 ай бұрын
ኣይ ከብደይ ላኣበየኒይ ዝሙዚቃ ክሰምዖ ኣይክልእን 😢😢😢😢😢😢😢
@SH-ly7rt2
@SH-ly7rt2 4 ай бұрын
ኣንገሶም ኃ/ማ በልዮ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@banogebrematios9679
@banogebrematios9679 4 ай бұрын
እዋይ ኣነ የሕዋተይ ናተይ ህፃውንቲ 💔😭😭
@user-gj7qx1pt4n
@user-gj7qx1pt4n 3 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 4 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢
@genetgebre480
@genetgebre480 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@beletu7041
@beletu7041 4 ай бұрын
እቲ አዕረዩ ደጋጊሙን ዘገርም ድማ አብ 21 ክፍለ ዘበን ንወረርትና ዕጥቂን ከጥፍኡና ዝተዘገጀወሉ ዘይምጥን ብእምኒ ብምድርባይ ዋላ ዘደለዩ ዕጥቂ ይሸከሙ ፀለቲና ንሕና ግን ዕጥቅና አንፀንት አይትሐርድናን ምንባርን ዘይምንባርን ባአኹም አይውሰነልናል ኢልካ ብምሕራን ዩ ኩሉ ሻዕ ይገርመኒ
@eriilove2812
@eriilove2812 4 ай бұрын
😢😢❤
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b 4 ай бұрын
😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭 ኣይ ዕሸላተይ ኡፉፉፉፉፉፉፉፉ ኣነስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ኣየ ኣዶ ዘይመሰል መሲላ ኣዕብያስ😭😭😭😭 ወድነይ ከም ዘይትመፅእ እናፈለጥኩስ ብተሰፋ ይፅበ ምፀኒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 4 ай бұрын
ኣይይይ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 4 ай бұрын
😭😭😭😭 መላምለይ
@thishabraha4976
@thishabraha4976 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selamabadi1303
@selamabadi1303 4 ай бұрын
Ahhhh angesomey kokobey kulakum jeganu ab genet yenbrkum
@hadasDugom
@hadasDugom 4 ай бұрын
😢😢😢❤❤
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 106 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
NERF WAR HEAVY: Drone Battle!
00:30
MacDannyGun
Рет қаралды 53 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 96 МЛН
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 21 М.
100❤️
0:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 14 МЛН