ናይ ኣሰላልፋ ለውጢ ንምንታይ ኣድልዩ? መን፣መዓዝ፣ከመይ ክግበር ኣለዎ?-

  Рет қаралды 9,272

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

4 күн бұрын

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/amnsatellitefund
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZfaq, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawianmedia

Пікірлер: 81
@meharitedros4196
@meharitedros4196 2 күн бұрын
ሽግርኩም ናብ ጎረቤትኩም ኤርትራ ኣይተጸግዑ ። ደቀቕቲ ክነስኹም ፈሪኹም ክትረአዩ ዝተጣላዕኩምሉ ህዝብኹም ሰላም ክትፈጥሩሉ ጸዓሩ።: ብቤላቤለው ሓሶት ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቀጻሊ ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተ ምክያድ መከራ ህዝብኹም ተናውሑ ደኣ' ምበር ንህዝቢ ኤርትራ ሓደስቲ ተጻይ ኣይኮንኩምን። ብዝኾነ ካብ ሓንቲ ድስቲ ዝወጹ ጥረ ፖለቲከኛታትን ኤሊት ትግራይ ጸዋዕቲ ሽግርን መከራን እዮም።
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 күн бұрын
ወዲ ባርያ ናይ ዕድመ ልክዕ ባንዳ‼️ ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ሒዝኻ ኣፍካ ኣይትኽፈት‼️ ዓስታኽ ድሑር ሌባ 🌈⚔️📌
@maranatha7450
@maranatha7450 2 күн бұрын
ሻዕብያ እሽንካይ ናይ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ጉዳይ ንጎኒ ገዲፉ ስርሑ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ። ምን ምስበሉኽን ትካሓላ እዩ ናትኩም ነገራት። ዓጀውጀው።
@yohanneshadgue-fy1on
@yohanneshadgue-fy1on Күн бұрын
ስቡሕ መሃይም ዝኮንኩም ፍጥረት ገጽኩም ትርሃቅ፡ ደናቁር ጎረቤት
@WediEre2024
@WediEre2024 2 күн бұрын
Make peace with Eritrea for the sake of your people
@mekwolf3436
@mekwolf3436 2 күн бұрын
Great idea❤. The people need peace for a prosperous future.
@eliasson3889
@eliasson3889 2 күн бұрын
ኣንታ እዘን የህባይ ተጋሩ ኣብ መሬት ብዘየለ ጉዳይ ሱቕ ኢለን እየን ሃተውተው ዝብላ! ሻዕብያ እኮ መለስ ዜናዊ ብሂወት እንከሎ ምስ ሕወሓት ርክብ ዝብሃል ድሕሪ ሕጂ ንሓዋሩ ከይምዘይህሉ ነጊርዎ እዩ። ሻዕብያ ኣይኮነን ሕጂ ሕወሓት ሬሳ ኮይና ብሂወታ ከላ ውን ንራኸብ ኢልዋ ኣይፈልጥን እዩ። ናይ ሻዕብያ ድሌት ኩሉ ግዜ ሕወሓት ምስ ስነ-ሓሳባ ምጥፋእ እዩ። በዚ ዝጠራጠር ተሎ ናይ ፖለቲካ መሃይም እዩ።
@alem2627
@alem2627 2 күн бұрын
ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ኢኹም:: ተኸባቢርኩም ምስ ኢትዮጵያውያን የሕዋትኩም ክትነብሩ ፈትኑ:: ተጋሩ ንኽትኸብሩ ደሊኹም: ብቐዳምነት ሰብ: ብሄር: ሃገር: ከተኽብሩ ጀምሩ:: ኣቕምኹም ፍለጡ:: ብፍላይ ኣቱም "ሙሁራን" ትበሃሉ ሓሶት ጠጠው ኣብልዎ:: ንዕዘበኩም ኣለና::
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Күн бұрын
ሰነፍ ንስኻ እንታይ ኣእተወካ; ሃገር ንኹን ምስ ኢትዮጵያ ንንበር ናትና ጉዳይ ዶ ኣይከነን ዩ?::
@AbrahamYayeh
@AbrahamYayeh Күн бұрын
Absolutely fascinating discussion!👍👍🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@user-os4mm5rw1i
@user-os4mm5rw1i Күн бұрын
Very Informative as usual! Thank you guys, keep it up!!
@belewthomas5311
@belewthomas5311 2 күн бұрын
If you guys don't get connect with Eritrea it's the 3rd mistake!!!
@feres4535
@feres4535 2 күн бұрын
ኩሉግዜ ዓጀውጀዎ ናብ ዘብጻሓኩም የለን። ንጹር ዕላማን ሓቅነትን ቍራጽነትን ግልጽነትን ይሓትት።
@user-eo1bj1pp6l
@user-eo1bj1pp6l 2 күн бұрын
ልእሊ 80 ዓመት አብ ልእሊ ኤርትራውያን ዝፈጸምኩሞ ጄኖሳይድ ፈጺምና አይንርስኦን ኢና
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 күн бұрын
📌🤮 ኣንታ ሓሰኽ ባርያ ፍርቂ ሚልዮን ተሪፍኹም ኣለኹም ኣብታ ኤርትራ‼️📌ኸም ኣቦታትካ ባንዳ ናይ ጣልያን ኢድካ ዘይኾነ ክሳድካ ኢና ንቆርፀኻ ⚔️📌
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 2 күн бұрын
I know the background of Bisrat to top liar and television but what is the background ground of Yeman, I think he has also sycophantic problems
@Azmarino_zeymano
@Azmarino_zeymano 2 күн бұрын
ዝብኢ ስ ጽባሕ ማል ከተውዕል ኢካ ምስ በልዎ ከይደቀሰ ሓደረ 😂😂😂😂😂
@user-dw2tf9bn2c
@user-dw2tf9bn2c 2 күн бұрын
ሓቂ ምስ ብቕዓት።
@gideonasress7484
@gideonasress7484 2 күн бұрын
MS SHAEBIYA MUKAN NI ZIB-EY ABAGI-E HALEWELNA MALET EYU.
@alem2627
@alem2627 2 күн бұрын
ሓሰውቲ "ሙሁራን"! ብህዝቦም ሽግር ዝጣልዑ ተጋሩ! መንግስቲ ኤርትራ ምስ ተረፍ ህውሃት ጉጅለ ዘራኽብ ወይ ዘራኽብ ጉዳይ የለን:: መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዩ ርክቡ::
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 2 күн бұрын
ንዐኻትኹም መን ሀም ሰብ ይቖፅረኩም ? አፍኩም ልሀበኩም ዐዘፍዘፍ አይትበሉ እኒ ብዐል ብስራት ሰራቒ። ናህዝቢ ትግራይ ሰላም ንዐኹም ሞት እዩ ጋሕ በሉ። ሑሱራት እምበይ ምሁራት የኾንኹምይ ።
@kinfekaleab49
@kinfekaleab49 Күн бұрын
ብስራት ኣማረ ንሕና ወልቆቶት ብሕጊ ንደልየካ እና:: ኣብ ልዕሊ ወልቆቶት ዝገበርካዮ ቺፍጨፋ አይንርስዖን:: ብፍላይ ኣብ 06
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 2 күн бұрын
ጆኖሳይ ብ ህውሓ ፡ዓመፅ ደቀኣንስትዮ ብህውሓ፡ብወትሃደራዊ ዩኒፎርም ፒፒን ሻዕብያን እዩ ተፈፂሙ።
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 2 күн бұрын
ጆኖሳይድ ብህወሓት ዓመፅ ደቀኣንስትዮን ብህዉሓት እዩ ተፈፂሙ፡ዩኒፎርም ፌደራልን ሻዕብያን ተኸዲኖም ባዕሎም ፈፂሞሞ ንፕሮፖጋንዳ ህዝብና ኣህሊቖም ኣደታትናን ኣሕዋትናን ዓሚፆም ይዕምፁ እዉን ኣለው ሕጂ።
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 күн бұрын
ወዲ ሓሳኽ ማህፀን ሩኹስ ባርያ ገይ 🌈🌈🌈📌
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 күн бұрын
ሕዚ ውን ናይ ሻዕቢያ ጉዳይ ንጊዜ ገዲፍካ: ምስ ኢትዮጵያ እምበር ምስ ኤርትራ ርኽክብ ክህሉ የብሉን ዝብል ምሁር እንተሎ ድኹም እዩ::ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ክህሉ ዝኽእል ከምቲ ልሙድ ናብ ኢትዮጵያ ገፅና ክንከይድ ኣለና ዝብል ኣካል መጥፍኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ:ንሻዕቢያ ፀዊዑ ኣእቲዩ ህዝቡ ዘፅነተ መንግስቲ እዩ ብህዝቢ ትግራይ ክእመን ዘይብሉ::
@user-hy8vg7oc1k
@user-hy8vg7oc1k 2 күн бұрын
Regional reform can not be lead national reform
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 күн бұрын
ኣይተ ገዳይ ተስፋይ ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ኢኒኤኻ ናብ ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብና ብሰታላይት ንክንበጽሖም እትብል ? ? ? ኣንታ ምሽሙሽ ኪድ ርሓቕ ዓባቕ ዓጋመ ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ንዓካ ንክሰሚዕ ግደፍ ንዓካ ዘጥፊእ ህዝቢ ኢዩ ዘሎ ኣንታ ጎሓፍ ዓጋመ !!!!!
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 күн бұрын
ወዲ ቆሳል ማህፀን ወዲ ኣመንዝራ ጋሓፍ ባርያ🌈‼️ እዚ ገዛ ተጋሩ እዩ!!ባርያ ሓሳኽ 🤮🤮🤮
@user-gt2ol9ev2l
@user-gt2ol9ev2l 2 күн бұрын
ትገብርዎ ዘለኹም ምይይጥ ንህዝብና እቲ ዝጠቅም ስትራተጂን አገባብን እዩ ኢለ ይኣምን: እቶም ናብ ሻዕብያ ፅግዕ ፅግዕ ዝብሉ ወገናት ግና ምስ ሸዕብያ ኾይንና ንኢትዮጵያ ክንሰዕር ኢና ዝብል እቲ ዝፀንሐ ኣንሕና ኢና ሓያላት ዝብል ትምክሕቲ ዝወለዶ እዩ እሞ እዚ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ናይ ኤርትራ ሓሽከርን ፅግዕተኛ ዝገብርን ዳግም ክንፀንት ዝገብርን እዩ: ብስሩውን እዚ አጀንዳ እዙይ ኹሎም ፓርቲታትን ኣካላትን ትግራይ ዝተሳተፍሉን ብሓባር ናይ ዝቐወመ መንግስቲ ትግራይ እንትህልው ጥራሕ እዩ
@user-gh1lt6nv7n
@user-gh1lt6nv7n 2 күн бұрын
እዚ ሰብ እዚሲ ኣብ እርጋ ክቖርብ ምተገበኦ እምበር ከምዚ ዓይነት ናይ ፈጠራ ሓሶት ዘረባ እንታይ ይዓብሰሉ? ኣብ ልዕሊ ህወሓት ቂሙ ንምውፃእ ክብል ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ከእቱ ዝኽእል ናይ ሓሶት ዘረባ ኣብ መእላም ይርከብ።
@user-lj9xd6bl9u
@user-lj9xd6bl9u 2 күн бұрын
ተብዓት ተቓለስቲ
@tediwelehlase5391
@tediwelehlase5391 2 күн бұрын
Yemane is always siding to one group and area.
@luelnegasi7767
@luelnegasi7767 2 күн бұрын
እዚ የማነ ዝበሃል ሰብ ናይ ብሓቂ ሸፋፋኒ እዩ። በየነ መክሩ እዩ እኮ ናይ ትግራይ ናይ ወርቂ ቦታታት ኣየር ብኣየር ሸይጡ ዝወድኦ። ኣዝዩ ዓለም ለኻዊ ማፍያ ንዝዀነ ሰብ ወጊኑ ንኣለም ክፀርፍ ምርኣይ የሕዝን። ብሓፈሻ እዚ ሚድያ ረሳሕ ሚድያ እዩ።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 2 күн бұрын
እዞም አቦና ጉባኤ ከይግበር ይቃወሙ አለው፣ አፈላላዮም ዝፍለ ብጉባኤ ጥራሕ እዩ። ካብ ጉባኤ ወፃእ አቲ ዘሎ አፈላላይ የብሉን፣ብስራት አማረ ክመክር ዝግበኦ አፈላላዮም ጉባኤ ፀዊዖም ብድምፂ ይሰዓዓሩ ክንዲ ማለት ጉባኤ ዝቃወመሉ ምኽንያት እንታይ ይኾን? ገዲፍዎ ዝኸደ ውድብ እንታይ ግበር ይብሎ አሎ። ኩሉ ትግረዋይ ነቲ ዘሎ ሓደጋ ንምቅናስ ክስርሕ እምበር ከም ኩዑሾ ፀወታ ንሓደ ጉጀለ እንዳደገፈ ንቲ ካሊእ ክነቅፍ የብሉን፣ ጉባኤ ፀዊዑ ዝሓሽ ሓሳብ ዘለዎ ይስዓር።
@KiflayHailu
@KiflayHailu 21 сағат бұрын
Yemane Halefom Getachew reda kabtom kalot bkemey yfle kula nenrbha eya
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 2 күн бұрын
Bisrat anti people's government, in the eye of Bisrat edyet, tigrai is not to form government except, Getachew government
@negasihaile5860
@negasihaile5860 2 күн бұрын
ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ ዝህቦ ትንታና ብዙሕ ትምህርቲ ዘስንቀካ እዩ ካብናቱ ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለኩም ምፁና(ቅረቡና) ብሓሳብ ወጥርዎ እሞ ክንሰምዓኩም
@berhaneberhe1303
@berhaneberhe1303 2 күн бұрын
Anta bealmen tibahalu ajew tibilu nizihalefe 27yrs ezom merahtikum ab riesi eritrea zigeberiwo mezena zeyibilu bedel zeytekawemikum? Kitiemeka bimanika kikefiaka biedika! Be honest 1st
@user-bm7wf3js6c
@user-bm7wf3js6c 2 күн бұрын
እይታ ተኽለብርሃን ምስ UMD ዝገበርዎ ቃለምልልስ ተኸታቲለ የ ዝሃብኩምዎ ርዒቶ ግር ኢሉኒ። እይተ በየነ ምስዝነፈሰ ንፋስ ይነፍስ ነይሩ፡ እቲ ቁጥጥር ኮሚቴ ጡንቻ ኣይነበሮን፥ መፍትሄ ኣብውድብ ገምጋም ጥ ፍኣተኛታት ተጠየቅቲ ይግበር፥ ወዘተ ዝበለ ይመስለኒ ካሊዕ ህወሐት እንዳወንጀልካ ካምንባር ሕዝቢ ንመሰሉ ኪቃለስ ቅስቀሳ እንተገበርኩም ዶ ኣይሕሽን
@Lemishe
@Lemishe 2 күн бұрын
የምንመክረው ለዚያ ከዘላለም ላልተላቀቀው ለትግራይ ህዝብ ነው ስማ የትግራይ ወጣት የአድዋ የሺሬ የአዲግራት የባንዳ ልጆችን ተከትለህ ህልውናህን ለዘላለሙ አትቅበር የአቦይ ስብሃት የአባይ ፀሃዬ የዘራይ አስገዶም የስዩም መስፍን ቤተሰብን የአድዋ ባንዳዎችን ስርዎ መንግስት አስቀጣዮች ስንቱ የትግራይ ህዝብ ያልቃል ስሙ ዛሬ ትላንት አይደለም ያ ለዘላለሙ ተቀብሯል የቴንቤን ህዝብ የኢሮፕ የወጂራት የኩናማ ህዝብ በናተ ላይጨፈለቅ ተነስተዋል የነዚህ ብሄሮች የየራሳቸው ዞን አስተዳደር ይኖራቸዋል ከሚፈልጉት ጋር ተባብረው ህልውናቸውን የማስቀጠል መብት አላቸው በአድዋ በሺሬ በአዲግራት አጋሜ ባንዳ ተጨፍልቆ የሚቀጥል ብሄር የለም የአድዋ የሺሬ ቆሻሻ ባንዳዎች የትግራይን ብሄር ብሄረሰብ ሸብበው ጨፍለቀው የሚያስቀጥሉት ቴግሬ አጋሜነት የለም
@selamnokrach2842
@selamnokrach2842 2 күн бұрын
Bisrat zibehal seb felat eye behalay ab hizbi Tigrya mikififal eka tiiserh:; Bisrat niska eka Hiwehat eka balka::
@danimatomatomato5172
@danimatomatomato5172 2 күн бұрын
Tplf. Amerareha. Nay 1000 000 seb zetefena keteyequ yegebae eyu. Ze zerefwo. Kemelesu kiferedu ina nedeley
@tedrosseyum2357
@tedrosseyum2357 2 күн бұрын
You guys ❤❤
@SonOfHorne
@SonOfHorne 2 күн бұрын
ፈለማይ ኣትሓዙለይ የህዎት ። ብዛእባ ምንታይ ከምትዘራረቡ ዘለኹም ትፈልጡ ዲኹም ወይ ሕዝቢ ኢኺም ተደናግሩ ዘለኹም? ትግራይ ምስ ብኣል ሩማኒያ፣ ሃንጋሪ ፣ ቼኮዝላቪያ፣ ደቡብ ኮርያ ሪፎርም እንታይ ዘራኽቦ ኣሎ❗️❓ እዝኤን ዝጠቀስኩመን አድታት እኮ ሉአሏዊነት ዘለወን ሃገራት እንበር ኣብ ትህቲ 🇪🇹 ትርከብ ዓነት ትግራይ ክልል ኣይኾናን ።
@Kiros.HailemariamKiros
@Kiros.HailemariamKiros 2 күн бұрын
እዚ ምድያ ናይ ብስራት ጥራሕ ግድያ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 күн бұрын
ትግራይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ ብታሪክ ዝበሃል; ንሂወቱ ዘይስስዕ ጅግና ህዝቢ ኣለዋ:: ትግራይ ብታሪክ ዘይረኸበቶ: ሓደ ማርቲን ሉተር ኪንግ; ማህተመ ጋንዲ; ማንዴላ; ክዋሚ ንኩርማ; ጁሌስ ነሬሬ ወ.ዘ.ተ ዝበለ ናሽናሊስት እዩ:: ብፍላይ ኣብዚ ዘበን ኣሸሓት ልዑል ትምህርቲ ዘለዎም ስኮላርስ ኣለው: ካብ ለካቲት 1967 ዓ.ም ዝጀመረ ቃልሲ ትግራይ ብዝምልከት ዝሓንፀፆ ናይ ፖለቲካ ንፅረት ድሒሩ ኣስዒብዎ ዘሎ ውድቀት ውፅኢት ከም ዝኾነ ዘይተርደአን ካልእ ምኽኒያትን ዘቕርብ ኣካል እንተሎ እዙይ ኢትዮጵያ ቀደሙ እውን እንታይ ዓይነት ሃገም ከም ዝኾነት እናተፈለጠ: ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከም ናይ በዓል ሃፀይ ኃይለስላሴ ዙፋን ከይዱ ኣንጋሕጢጡ ኮፍ ምስ በለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝመፅእ ዝነበረ ሓደጋ ምፍላጥ ጠፊእዎ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ፅንተት ዘእተወ: ናይዚ ዘበን ፖለቲካ ውድቀት ኣካል እዩ:: ውሽጡ እንታይ ይገብር ኣሎ ብዙሕ ዝፍለጥ እኳ እንተዘይ ሃለወ: ኩሉ ሰብ ከም ዝዝክሮ ግና ሜጀር ጀነራል ተኽለብርሃን ወልደኣረጋይ ንባዕለይ ሓዊሱ ዘይገመትናዮ ናይ ፖለቲካ ውድቀት ኣጋጢሙና እዩ ነዙይ ይቕረታ ይሓትት ዝበለ እንኮ ዝሓሸ ሰብ ንሱ እዩ ነይሩ::
@erilover1723
@erilover1723 Күн бұрын
😂😂 men sab mes koxarskum u agame 😂😂😂
@SolomonDirar-tz9ex
@SolomonDirar-tz9ex 2 күн бұрын
ብስራትን ኣኹሱማዉያንን በጃኹም ንቅሑ ድሑር ኣውራጃዊ አተሓሳስባ አብ መንጎ መዘክርን ዳዊት ከበደን ዘሎፍልልይ አውራጃ እዩ ንስኻትኩም ድማ ናይ መዘክር ፅሑፋት ከምንጭ ትጥቀሙ ኣለኹም እዚእንታይ ምኻኑ ፉሉጥ እዩ ብፍላይ ብስራት ንሓደ አውራጃ ፈሊኻ ምውቃዕ ኣመል ኣለዎ ኣብ መፅሓፉ ስልጣን ዶኾን ይህቡኒ ኢሉ ንሓደ አውራጃ ከሐጉስ ንደቂ ሽረ ፈልዩ ማለት ንስሑሉን ቤተሰቡን ንአስገደን ንብርሃነመስቀልን ፈልዩ ዘዋረደ ሰብ ሕጅ ድማ ደቂከባቢኡ ኣኽሱማን ተጠቂሙ ስልጣን ከሊኦሙኒ ንዝበሎም ይጭፍጭፎም ኣሎ ኣኽሱማውያን ደደቢት ዛራ tmh ብኸፊል ከም ብዓል ዳደ ብጣዕሚ ሓደገኛታት እየን ነስተውዕል
@amanuelabraha5341
@amanuelabraha5341 2 күн бұрын
Hatew ketew eyu bsuru
@dani-is9cr
@dani-is9cr 2 күн бұрын
#ተጋሩ ከተስተውዕልሉ ዘለኩም #ውዑልፕሪቶሪያ ማለት ምስ 🇪🇷#ኤርትራ🇪🇷 ኣይተታሓሕዝዎ ዘራኽብ ስለዘይብሉ ግዳ ዘራኽበኩም #ውዑልኣልጀርስ ጥራይ እዩ፡ እዚ ምስተኽብሩ ናትኩምን ዘይናትኩምን ፈሊጥኩ ብሕጊ ተቀይድኩም ምስትኸዱ ጥራይ እዩ #ትግራይ ሰላም ትረክብ፡ #ውዑልፕሪቶሪያ ማለት እቲ ዓቢ መሸንቆቋ ገመድ መሕነቂ ወያነን ትግራይን እዩ፡ ከተስተውዕልሉ ዝግባእ ገለ ካብቲ ውዑል ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ወያነ እዩ፡ ብልጽግና ከኣ እምነት ስለዘይብሉ ኣብ ልዕሊ ወያነ እዚኣያ ብቀዳምነት ጸቂጡ ዝሰርሓላ ዘሎ፡ እዚ ብሕጊ ክኸውን ተዘይኪኢሉ ግን #ብልጽግና ብሓይሊ ዘተግብረሉ መገዲ ይዳሎ ኣሎ ሓደ ካብኡ ምቋም #ሰራዊት_ብልጽግናትግራይ እዩ፡ እዚከኣ ንሪኦ ከምዘለና #ብትግራዋይ ኣባል ብልጽግና #ዶር_ኣብራሃምበለይ ዝእለ ሓድሽ ሓይሊ ብስም #ተቋወምቲ_ኤርትራ ብርጌድንሓመዱ ዝብል ስም 95% ተጋሩን ዕባይ ኤርትራ ተጋሩን ዝቆመ ሓይሊ ይወዳደብ ኣሎ እዚ ንትግራይን ወያነን ንምቁጽጻር ዝውደብ ዘሎ ሓይሊ እዩ፡ እቶም ስምን ምስልን ኤርትራ ሒዞም ዝመጹ ሽዑንሽዑ ነናብ ቦትኦም ተመሊሶም ኣለዉ እቶም ተጋሩ ግን ንኲናት ንሕድሕድ ይዳለዉ ከምዘለዉ ፍለጡ !!
@abrhateklu-jg5sr
@abrhateklu-jg5sr Күн бұрын
ሚድያኹም ኣብ እዋን እቲ ውግእ ይስምዓ ነይረ። ሀዚ እውን ሕልፍ ሕልፍ ኢለ ይስምዓ እየ። ይኹን እምበር ሚድያኹም ንሓደ ጉጅለ ዝወገነ።ኣብ እቲ መእተዊ መደብኩም እትብልዎ ደቃይቕ እንተይጻናሕኹም ተፍርስዎ። ስለዚ ንህዝቢ እንድሕር ትሓስብሉ ኮይንኩም ሚዛናውያን ኩኑ።ናይ ፓርቲ ሚድያ ኣይትምሰሉ። ናይ እቲ ጸገም ኣካላት ዝኾኑ ኣካላት ጽብጽባሕ እና ምጻእኹም ነቲ ኣብ ትግራይ ዝድለ ተዘይተባለሽዎ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 2 күн бұрын
ዐዘፍዘፍ አይትበል አታ ድብራይ ላሓሲ ። ገበነኛ ኢኻ ብደም ንፁሀት ትግራዎት ትሕተተ ገና አብ ርእሴኻ እኔና ብስራት ሓሻዊ። ዕርቂ ምስ ኤርትራ መሪርካዶ በል አጠናኺርና ክንትግብሮ ኢና።
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 2 күн бұрын
Yemane wow go ahead please
@adonay7097
@adonay7097 2 күн бұрын
ዋቴ ናቹህ መሰለኝ፣ ግደይ ሚድያኩም ትብሽቅጥ አላ፡፡
@user-wr7qg9qd2z
@user-wr7qg9qd2z 2 күн бұрын
የማነ ሃዳሚ ፈራሕ ጃጃዊ
@user-xn4mh2yd8w
@user-xn4mh2yd8w 2 күн бұрын
ድሁል የማነ መዓዝ እዩ ዝሃደመ ኩሉ ዝተቓወመኩም ብሓሶት ምፅላም ኣመል ጌርኩምዎ ኣሜሪካ ካብ ዝኸይድ ልዕሊ 15 ዓመት ዝገረ ሃዳሚ ኢልካ ክትሕሱ ሓሳብ ብሓሳብ ምሙጏት ልመዱ
@Kiros.HailemariamKiros
@Kiros.HailemariamKiros 2 күн бұрын
ግደይ ካልእ እንዶ ካብ ፅልኢ ፖለቲካ ውፅእ ዝበለ ሰብ አንዶ ኣስመዐና ዝበስበሰ ርእሲ ግደፎ ካልእ ንብስራት ተበፀሐለይ ሓሶት ግደፍ ኣሪግካ አካ በሎ
@user-pw9td3ew8g
@user-pw9td3ew8g 14 сағат бұрын
አብይ ንወያነ ይከታተላ ኢዮ አብይ ትግራይ ባእላ ክተክብ ፈቂዱ እዮ ፈዚዞም ዘለው ወያኔ እዮም ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 күн бұрын
ንሻዕቢያ ይኹን ንህወሓት ገዲፉ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ሕብረት ክህሉ ዝደሊ ሰብ እስኪ ስትራተጂ ሰሪሑ የርእየና:: እንትዘይኮይኑ ህዝቢ ትግራይ ምስ መፅነቲቱ ሃገር ኢትዮጵያ ምትሕብባረይ ክቕፅል እየ እንተይሉ ኣብኣ ይረኽባ::ሕዚ እውን ዕፅዋን ክባን ዝፍንጣሕ ብኤርትራ ወገን እምበር ብኢትዮጵያ ወገን ንዘለዓለም ተዓፂኻ ዘየዳግም ምፅናት ትፅበዮ ዘላ::
@tediwelehlase5391
@tediwelehlase5391 Күн бұрын
You are dreaming to get power at the expense of tigrean population
@gebreamlakhabraha6898
@gebreamlakhabraha6898 2 күн бұрын
ቁልጭ ዝበለ ናይ ከባቢ ቅንጸላ ኣባኩም ዩ ዝረኤ ተሕዝኑ ሑሱራት ኾራኹር ናይ ብስራት👎👎👎👎👎👎👎
@samsonm2011
@samsonm2011 2 күн бұрын
ኣይተ የማነ ህዝቢ ኤርትራ ንዝመጽእ ዕስራ ሰላሳ ዓመት ስልጣን እንተዘይሒዙ፤ ሻዕብያ ከኣ ኣብ ስልጣን እንተቐጺሉ ምስቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ክትዛራረብ ኣለካ ሻዕብያ ከኣ ፍርቂ መገዲ ከድካ በቲ ዘቕርቦ መዐቀኒ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክትኣቱ ይግባእ
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 күн бұрын
ችድ ሓሳኽ መዓኮር ወዲ ቡሽቲ 🤮🤮🤮
@samsonm2011
@samsonm2011 2 күн бұрын
@@dejenweldemichael4289 ወዲ ደርዘን መርገም ስንቁ! ኣቦኻ ይጋሰሰካ ድዩ ወይ ንስኻ ኢኻ ትጋሰሶ ብዛዕባ ሓሰኻ ከመይ ጌርካ ፈሊጥካ ወይ ከኣ ሓኪም ዲኻ?
@wewe5688
@wewe5688 2 күн бұрын
ሙሁራት ትግራይ አይትሓሱዉ ኢኹም ብዓቤትኹም ነውሪ እዩ፡ ንአብነት ብስራት ቡዙሕ እዩ ዝሑሱ ሓሶት ነውሪ እዩ፡ አሻሓት ኪሎሜትር ካብ ትግራይ ሪሕቕኻ ንህዝቢ ይሓስብ እየ ምባል ምስልዩኖት እዩ፡ ከምቶም አብ ውሽጢ ኾይኖም ስቃለሱ ዘለዉ አትኹም ተቃለሱ፡ እቲ ጸገም ምሁራት ትግራይ ናይ ሪእሱኹም ሓሳብ የብልኩሙን ናይ ምልእአኽ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም፡ አብ ዝሓለፈ ክምዝረአናዮ አመሪካ እተዉ ኢሎሙና ዉጹ ኢሎሙኖ ኢሎም መንእሰይ ትግራይ ዘጥፉኡ መራሕቲ ሕዝካ ሰልም ክተምጽእ አይካአልን እዩ 4።
@SonOfHorne
@SonOfHorne 2 күн бұрын
ትግራዎት ኣይሰምእን ኢልኩም ኣብዚ ሽግር ወዲቅኩም ። ህጂ ኽኣ ካብዚ ኹሉ ሽግር ክትምሓሩ ኣይኽኣልኩምን ። እንታይ ክብሃል ይክኣል ገና ሃጢያትኩም ኣይተወደእን እዩ ጥራይ ዝብሃል ።
@f.hailefessuh5691
@f.hailefessuh5691 2 күн бұрын
More confusing people.
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 2 күн бұрын
የማነ ሰካራም ዘረባ ብዝጀመርኻ ሀም ኦሞ አይትዕፈር ዑቡድ ዐፋሪ ።
@user-xn4mh2yd8w
@user-xn4mh2yd8w 2 күн бұрын
ሓሳቡ ንቐፍ የማነ ዘቕርቦ ዘሎ ብሱል ንናይ ፅባሕ ትግራይ ዝጠቅም ሓሳብ እዩ ዘቕርብ ዘሎ ተረጋጊዕኻ ስምዓዮ
@user-xn4mh2yd8w
@user-xn4mh2yd8w 2 күн бұрын
ሓሳቡ ንቐፍ የማነ ዘቕርቦ ዘሎ ብሱል ንናይ ፅባሕ ትግራይ ዝጠቅም ሓሳብ እዩ ዘቕርብ ዘሎ ተረጋጊዕኻ ስምዓዮ
@negassiabraha6724
@negassiabraha6724 2 күн бұрын
Lier you defeated from Debrebrhan
@selamselam8094
@selamselam8094 2 күн бұрын
አንቱም አህባይ አትማን ንህዝብኩም ዘይትሐስቡ መንግስቲ ኤርትራ መስዋእቲ ከፊሉ ብዉሑድ ዕንወት አብ 3 ሰሙን እዮ ካብዚ ሕጂ ለይትን ማዓልትን ክወርደልኩም ትትምነይዎ ዘለኩም ጁንታ ነጻ አዉጺእኩም ኔሩ . ግና አትሚን ስለዝኮንኩም መንግስቲ ከተቁሙ አይክአልኩምን . ንዕስለ ከምዚ ከማኩም ካአ መንግስቲ አየድልዬን እዮ አብኡ ተባልዑ ጥራሕ . ጎረቤትና ሜዃንኩ መርገም እዮ ግን ዝግበር የለን .
@danimatomatomato5172
@danimatomatomato5172 2 күн бұрын
Yemane ketselelu. Mesaka. Goni alena
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 2 күн бұрын
ንረብሓ መን እዮም ዝሕሱ ዘሎ? እቲ ዝምልከቶ አካል ከይተዛረበ፣ ፈለጥኩ ኢልካ ምዝራብ ንምንታይ አደለየ?
@negagetachew974
@negagetachew974 2 күн бұрын
ትግራይ - ንሻዕቢያ ን33 ዓመት ሪኢናዬም ምንም ዘይረብሑ ጉጅለ እዬም። ብልጽግና ን6 ዓመት ሪኢናዬ ሰለዚ ትግራይ ብባዕላ ሐሳባት ትምራሕ ክልል ኮይና ሕዝባ ትስማዕ፣ ምስተወረረት ዘድኃና ሕዝባ ስለ ዝኾነ።
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 2 күн бұрын
ከማኻትኩም ዝበለ ብስም ለውጢ ዓጀውጀው ትብሉ ናይ ውልቀ ሰባት ኣምለኽቲ cancer ትግራይ ኢኩም። በየነ ምክሩ እንታይ ተኣምር ናይ ለውጢ ሓሳባት ይኩኑ ተግባራት እዩ ገይሩ ካብ እኒ ኣማኑኤል ኣሰፋ ብላዕሊ? ዕላማኹም ናትኩም ኔትዎርክ ንቅድሚት ንምምጻእ እዩ። ሓደ ኮይኖም ነቲ ዘሎ ጸበባን ዝተፈናቀለ ህዝብን ንክምለስ ኣብ ልዕሊ ፈደራል ጸቅጢ ይግበሩ ዝብል ንዓኻትኩም comedy እዩ። መሕፈሮ ሰፈር ዕንክሊል
@leakemebrahtu1863
@leakemebrahtu1863 2 күн бұрын
በጃኩም ናይ ገዛኩም ምስቲር አይተውፁኡ
@samsonm2011
@samsonm2011 Күн бұрын
reply to @dejenweldemichael4289 ወዲ ደርዘን መርገም ስንቁ! ኣቦኻ ይጋሰሰካ ድዩ ወይ ንስኻ ኢኻ ትጋሰሶ ብዛዕባ ሓሰኻ ከመይ ጌርካ ፈሊጥካ ወይ ከኣ ሓኪም ዲኻ?
@fitsumberhe
@fitsumberhe 2 күн бұрын
ዝኾነ ትግራዋይ ሻዕብያ ወይ ኤርትራ እንተዘይሓዊሱ ፖለቲካ ዝተዛረበ ኣይመስሎን እዩ ፡ **** ወደን ከይሓምያሲ ሰበይቲ ወደን ይሓምያ ***** ከም ዝበሃል ኣብ ትግራይ ዘይፍጸም ስርቂ ገበን የልቦን እዚ ዝፍጸም ዘሎ ድማ ካብ ዝላዓለ ሓላፊ ክሳብ ተራ ትግራዋይ እናተፈጸመ ዝተሰርቀ ንብረት ናብ ኤርትራ ይከይድ ኣሎ ምባል ንምንታይ ዕላማ ? እዚ ናይ 7ይ ክፍሊ ተመሃራይ ወዲ በሻሻ ዝመሃዞ ሓሶት ዕላማኡ ሓንቲ እያ ፡ 1- ህወሓት ምስ ፋኖ ወይ ሻዕብያ ኮይኖም ስልጣኑ ከይስእን ዘለዎ ፍርሒ ዝተበገሰ እዩ ፡ 2- ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብዘይ ጥርጥር ምስ ብልጽግና ወጊኑ እዩ ፡ 3- ህዉሓት ብዙሕ ዕቃቤታት ኣለዎ ጥራይ ዘይኮነ ብዉዕል ፕሪቶርያ ዕግበት የብሉን ብተወሳኪ ብልጽግና ሒዝዎ ዘሎ መደብ ኣብ መንጎ ክልል ኣምሓራን ትግራይን ህዝባዊ ኩናት ንምፍሻል ፡ ስለዚ ኣብ መንጎ ህዉሓትን +ጊዝያዊ መ/ ትግራይን ዘሎ ናይ ሓሳብ ፍልልይ መን ምስ መን ይስለፍ ክመጽእ ግዴታ ኮይኑ ፡ ኣብ ሚድያ ወጺካ ከም በዓል በየነ ይኩን ብስራት ሓቅነት ዘይብሉ ኣብ መሬት ዘየሎ ብሓሶት ህዝብኩም ኣይተዳናግሩ ቅድሚ ሕጂ ብሓሶት ህዝቢ ብምትላል ከቢድ ዋጋ ከፊሉ ሕጅዉን ግደፉ ብፍላይ ምስ ዓፋር ኣምሓራ ኤርትራ ትገብርዎ ዓዘራ ዘርባ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝከፈልኩማ ዋጋ 10 ዕጽፊ ክትከፍሉላ ኢኩም ፡ ቅድሚ ሕጂ ** ኣይትከዉንን'ያ ** እናተባሃልኩም ኣብኩም ሕጅዉን ምኽሪ ማይክ ሃመር ፡ ኣብይ ኣሕመድ ፡ጌታቸዉ ረዳ ፡ ጥፍኣት እምበር ሰላም ኣይህብን እዩ ፡ብዋጋ ህዝቢ ኤርትራን ኣምሓራን ዓባይ የላን ትግራይ ።
Mestyat Betna | ማዕበላዊ ሰልፊ ሽወደን
10:41
Mestyat Betna
Рет қаралды 4,4 М.
1 класс vs 11 класс  (игрушка)
00:30
БЕРТ
Рет қаралды 3,7 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
Final muy inesperado 🥹
00:48
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 14 МЛН
Как быстро замутить ЭлектроСамокат
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 14 МЛН
ቃልስና ክዕወት ይኽእልዶ?
59:44
ADMAS FORUM
Рет қаралды 16 М.
1 класс vs 11 класс  (игрушка)
00:30
БЕРТ
Рет қаралды 3,7 МЛН